Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ተጋሩ ኢና ደቂ ሓንቲ ማኅፀንሎሚ ኣይንጎድል ፅባሕ ኣይንምቀል !!!💚🖤
F
❤
ችድ ድሁል😂
@@ኩራዕኤርትራዊ ኪድ ባርያ ወድ ዘርኢ ባርያ 😂😂😂
ሰላም ደቂ ትግርኛ ተጋሩ ቀዳማይ ላይክ ቀዳማይ ጸሓፋይ:ትግራይ ትስዕር
ጽቡቅ ስራሕ ጀጋኑ ፍናን ኣዳል፡ ገሬ ኣብርሃ( ወሎደይ ) ቃልስና መሪር ኢዩ ፡ ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ ።!🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️✌️✌️✌️💪
ተዓወት ተዓወት ለባም ስነ ጥበባዊ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ :: ብርዕኻ ትሰስን
ኣጆና ሱብ ትግራዋይ መንነት Good Job J-Studio 🙏🏿
ኡፍፍፍ ልብካ ዝትንክፍ ግጥሚ ብርዕካ ይሰስን ፍናነይ ፣ኣሕዋተይ እሰኪ ይቅረ ንበሃሀል እሞ ፈጣሪ ይቅረ ክብለልና እዩ።
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ክፈላልይና ይፅዕሩ አለውአምሓሩ ግን ሓንቲ መዓልቲ ሰላም ክንኮን ኢና
ብርዕኻ"ይሰስን"ለባመይ"እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደልና"ህዝብ ትግራይ ላዋህ"ዓደይ"ኣባይክ"ይንባዕ♥💛♥💊💔💔💔😭😭😭😢😢😢💒💒💒👈🙏
welcome jeganu ahwatnaእንካዕ ናትና ኮንኩም ትግራዋይነት ክቡር መንነት 💞💗💕💞💗💕💞💗💕💞
የቀንየልና ክቡራት የሕዋት መድሕን ዓለም ኣቦይ ፅዮን ማርያም ኣደይ እዙ ክፉእ ዘበን ኣሕሊፍኩም ንመላእ ዓለም ሰላም ኣዉሩዱልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
የቀንየልና 🙏
Yes 🙌 ኣብዚ'ይ ኣለካ ወግዒ'ይ ❤️ዓባይ ይትግራይ👌👌 ሎጎ ቺዋ ዓዲ ገብረ-ከፈልት👌👌
በርትዑ አጆኩም
ናይ ባሓቂይ ጆይስትድዮ ጅግና ወድ ጀጋኑ።
ፍናነይ ጅግና መትከላዉ መንነት ወትሩ ብሉጽ መንሰይ
Ajekum deki tigray jeganu kihlif yu kulu amlak misti wuxae hazbi yikun🙏❤️❤️
እሜን ፫ማዓርይ❤🇻🇳❤💚
Amen (3)🙏tnx hawey 😘
ኣሜን ወዲነይ
ኣሕሕሕ ብትክክል ኣቦ ሰላም ብርዕካ ይሰስን። ሓንቲ ባህልናሓንቲ ታሪክና ሓንቲ ብልዕና፣ብውልቀ መላክቲ እምቢ ኣይንግዛእን ባሃልቲ ትግራይ-ኤርትራ ንስመር ብሓደ ዓወትና ሰላምና ክከውን ዝዓመረ
ለክባጥ ኣይትኩኒ ምስ ኤርትራውያን ኣይኑ እዩ ሓደ ባህልና ዝክውን ከ👎🇪🇷👎
@@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ ብዛዕባ መንን መንን ድዮም ዝዛረቡ ዘለዉ?
@@ahforomhabte5589 ጉዳይኩም ሰተይቲ ደም መጠጥቲ ደም🇪🇷👎
@@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ nski Lekbatn Donkoron b xli Tegaru znedede dyu baki Ertrawi malet ?
@@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ እንታይ እዩ ሽግርኪ ሓፍተይ ሕማቕ ዶ ተዛሪበኪ እየ ክንዲ እዚ ዘረባ? ካብ ህግደፍ ዘይ ሓይሽ ርእሲ ሒዝክስ ሰባት ትጸርፊ
እወ አታ ደቂታ ቅድስቲ መሬት ተጋሩ ኢና እንዳ ተቀተልና እንበዝሕ ኩሉ ክንሓልፎ ኢና ነቲ መጎስ ዝኾነና ሓያል አምላኽ ሒዝና ተጋሩ ኢና እወ ደቂታ ንአምላኾም ዝሰግዱ 😭😭😭💪
💔💔💔😥😥😥😥😔✊✊✊ኣኩሱማውያን ፍቅሪ ትግርኛ ይስዕር 😥💔✊
እግዚአብሔር የኽቡሩኹም"ኣሕዋተይ♥💛♥😭😭💊💔💔💒💒💒🙏🙏🙏
እዋይይ ፍሉይ ሲሚዒት ትፈጥረልካ ኣብ መንነትካ ምንባር ክጥዕም፡ ጀጋኑ የሕዋተይ እንቃዕ ናትና ኮንኩም ብጣዕሚ የ ኩርዕቲ በኣኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ♥
ልበይ ተኪፍካኒ ፍናነይ 💔💔💔😢
እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና 👏😥
Wel come 🙏
ኣሕ ከማኩም ዝበለ ለባማት እናራኦና ልብና ይርስርስ ከይንጭክን ብገለ ልብና ይደም ፊጣሪ ስላም ይውርድልና 💔💔🙏🙏
ከብደይ እንካ ግልብጥብጥ ኢሉኒ ምስ ሰማዕክዋ እዛ ግጥሚ ሰላምን ቅሳነትን የሃበና።ዕድመኻ የንወሓዮ ክብረተይይይይይይይይ ከኣ
Welcom 💛❤
ኣሰይይይይ እልልልል ከማካን ከማኩምን ይብዛሕልና 🙏🙏🙏 ብርዕካ ይለምለም ኩቡር ሓውና ክብሪ ይሃበልና 🙏🙏🙏ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ሰላሙ የውርደልና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ኣሜን 3+✝️⛪️💖💖💖🤲🙏🙏🙏እወ ንዓና ሰረት ትግርኛና ባህልና ሃይማኖትና እንታይ ዓልዒልካ ከ እንታይ ክግደፍ እሞ ነዚ ቁዱስ ኩሩዕ መንነትና ዝቀንኡሉ ጸላእቲ ናቶም ክከውን ተተመነዩ ዘይተዓደልካዮ ካብ ልዑል እግዛብሄር ናትካ ኣይኮነካን እዩ ምኮን እንተ ኣብዩካ ክኣ ንሱን ንሱ ባዕሉን ኣባሊዕካ ቁጹሩ ኣጉዲልካ እንተኮይንልካ ንትግርኛ ካብ ምድሪ ምጥፋእ እንተዘይኮይኑ ክኣ ንድሕሪት ምምላስ እዩ እቲ ዕላማ እሞ ሓይሊ ኣይሃቦም እዚ ኩሉ መከራን ጸበባን ናብ ርእሶም ይምለሰሎም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ኣሜን 3+✝️⛪️💖💖💖🤲🤲🤲🙏🙏🙏እሞ ቡሩክ መስገሪ ሓዱሽ ዓመት ቁዱስ ሩፋኤል ይግበረልና 🙏ናይ ሰላምን ቅሳነትን ጸላእትና ዝሓፍሩሉ ሰላም ዝነግሰሉ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ኣሜን 3+🙏🙏🙏
ብርዕካ ይሰስን ውሽጥካዝነክእ
ዕድመ ይሃበልና ብሩካት፥ ሰላም ንምድርና
ናይ ብሓቒ ፅብቅ ስራሕ ፍናን ሓወይ
ሰላምኩም,ይብዛሕ,,አሕዋተይ😥🙏2014ዓምት,ናይ,ሰላምን,ፍቅርና,,ዘመን,ይግበረልና💐💐💐🌸💐💐🌻🌻🌻🌻ሰደትና,,አሕፂሩ,ናብ,ዓደና,እንምለሰሉ,ግዜ,ይግበረልና🙏🙏🙏🙏
Lebam getami edmentienan yhabka❤❤❤❤❤❤
ፍናነይ und ገርየ ዕድመ ይሃብኩም ፡ሰላም ይውርደሉ ነቲ ሚስክን ህዝቢ ።
Wonderful God bless 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️
So amazing smart artist ❤️💛✊🤝
Kulu gezi fani arkey blux srah eska like hibna nahgso delyti selam alkum do ❤️❤️❤️🌏🌏💊🇪🇷
Fnaney lebam🙏❤
ናይ ብሓቂ ኣብነታዊ መንአሰይ ቀጽሎ
Wellcome brothers 💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤
ብሉጽ ግጥሚ የቐንየልና።
ኩሉ ግዜ እቲ ዝሓልሞ ወዲ ሰንዓፈ እየ
ጽቡቕ ስራሕ ፍናን። ብቀደሙ ብራሻይዳ ክህደኑ ኣሕዋትና ብጭቕ ዘይ በለ ህግደፍ፣ ሕጂ ንጎንደራዉያን ከድሕን ላዕልን ታሕትን ይብል ኣሎ። እዚ ዩ እቲ ምልክት ናህና ከም ዘይኮኑ።
ንስኹም ዋልታ መንነትና `ዓንዲ` ሰሜን ደቡብ ትግርና ኢኹም።
ጂግና ሓውና ሰላምን ጥዕናን ይሃብካ
Wow Brother you nail it on head yes we are TEGARU NORTH and TEGARU SOUTH One Identity thank you so muck for Telling Us The True History AMEN
Blux haw ❤❤❤❤
ብርዕኩም ይሰስን ሰብ ሕልና💖🙏
Welodoy ❤️💪
ጽቡቕ ስራሕ ፍናን ሓውና ልብኻ ከም ገለ ይብለካ ኣሕሕሕ ቀጽሎ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍👍👍
ጽቡቕ ጅማሮ ድምጺ ህዝቢ ግእዝ!❤❤ ግእዝ ተለቪዥን ብርዕኹም የብዛሓዮ!
I proud of you guys 🙏❤️
ኑቑሓት 💙💙💙
Wawwwww👌👌👌🙏🙏🙏🙏 tesfa alena.... Bahlina meninetnan kimiles👌
ናይብሓቒ
ኣምላክ ሰላም የዉርደና 🙏🙏🙏
ትግራውነት ክቡር መንነት
ኣምላክ ኣቦይ ምእንተ ዉፅዕ ህዝቢ ኢልካ እባ ሰላም ላኣካልና
ኣይ ጊዜ ንዓይዶ ተመለስ😭😭😭😭
Kedameti eyewa like aytresie
ፍናን ጅግና ወዲ ትግርኛ
ፋኒ ዓርከይ❤️🥰❤️
Wow Amazing ንመንነትካ ተቓለስ ❤❤❤
ጀሚረ ክሳብ ዝውዳእ ብንብዓት😭ብርዕኹም ይሰስን ዞም ሓተይ
Good job. God bless u Fnan
ባጣዕሚ ደስ ዝብል ልቢ ዘረስርስ ስራሕ
ትግራወት እና ደቅ ሓደ ማህጸን ኣጀኩም ናይና ጀጋኑ💪💪💪💪
Fani jana ajoka teray 😍
ጽቡቅ ስራሕ ጀጋኑ እንቃዕ ናትና ኮንኩም
Fani natna ❤️💪🏻
Welcome🙏
Thanks 🙏💔💔💔😢😢
bulux srah fnan & gerye walta hzbi tbebkum ysesn ❤❤
ቡሩኻተይ ኣጀኹም ንቅድሚት ጥራይ ይበል ስራሕ ንፍቅርን ንስነትን ዘንቅል ነጋሪት ሰላምን ጥዑም ቅኒትን
Kemzemseleni yoni iyu zegtem zelo yoni hawey wedi adey mearey ajoka berte ✊🤝👍
ብጣዕሚ ትምህርቲ
Welcome ❤️❤️❤️❤️
Fani haweyyy nateyyy kamey dika jigna nay bahkiy 💪💪💪❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰 ajoka kbrteyyy berti
እህህህ ህዝብና ክሳብ ማዓዝ ብቃንዛ ብስቃይ ብእህህታ ብሞት ብሰደት ክነብር ይአክልባ በለና አታ ጓይታ እዚ ህዝቢ ኦፎይ ኢሉ ብፍቅሪ ብሰላም ክነብር 💔💔💔😭😭😭 አሕዋትና የቀንየልና ቀፅልሉ ብርዕኹም ይሰስን 🙏🙏🙏 💛💛❤❤🌿🌿🌿
ደቂ ኣከለ ጉዛይ ኩሉ ግዝየ ጀጋኑ ፈተውትይ መንነቶም ንሓቅ ኢዮም ዝነብሩ ሰብ ምሉእ ሕልና ደቂ ኣከለጉዛይ ደምና 👏👏👏💪💪💪🌹🌹🌹
ጽቡቅ ስራሕ ቋሕ ኣብል ወለደይ
Great message
I appreciate your idea
ፊኒ ጅግና💎💎💎💎💎💙💙💙
❤❤❤👍👍👍👍👍👍
Fani❤❤❤❤🎉🎉🎉
Fnan hawey metabiti akriekumni🥰💪👌
Wow Wowed ❤️❤️❤️
አግዛቢሄር ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ነዚ ደቂ ሓንቲ ማህፀን ህዝቢ💊💊🇪🇷💊🙏ፍናነይ ባዓል ቡሉፀ ሕልና ዕደመን ጠዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏
No matter what either they like it or not TIGREY win I love TIGREY forever 💛♥💖💛♥💖
እሰይ ዞም ደቂነይ ፅሩያት ኣጆን ኣምላከ እስራኤል ፅዮን ማርያም ክረድኦና እዮም ንብሩና ክምለስ እዩ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹን እቲ ሩህሩህ ኣምላክ
ኮሪኤ በአኹም ኩቡራት የሕዋተይ ፍናን & ገሬ አጆኹም የሕዋተይ ደቂ ህዝቢ ደቅታ ጀጋኒ ዓዲ
ፍናነይ አታ ጅግና ባዓል ነዊሕ ራኢ!!!
ፈናን ጂግና አለና ምሳካ
big respect fani brother good job❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ደቅ ትግርኛ ብርዕኹም ይሰሰን ጀጋኑ ኣሕዋተይ 🙏💙 ፍናን ኣዳል መርአያ መንእሰይ ተባዕ ብዓል ሙሉአ ሕልና ብዓል መትከለ ሰላም ንዓኻ ብዘለኻዮ ዝፍትወካን ዝድንቀካን ሓፍትኻ ጋል ትግራይ ኣጀኻ ወገነይ ዘማር ፍቅር 💙🙏💙😍💋💋💋💊💊💙😍😍😍
Well come fani arkey 😍😍😍😍🐅🐅🐅🐅👍👍👍👍👍❣❣❣❣💊💊💊
በርትዑ ኣጆኩም ኣሕዋትይ😢😢😢❤❤❤
እዛ,ግጥምስ,,ደጋጊመ,ክሰምዓ,ምምናው,,ሰኢነያ,መሳጢት,,ፋኒ,ሸኳር😥👑👑👑
Xbuq serah eu fanitayy shikorr mesakum yekun egzabiher amiak amen 🙏🙏🙏🙏🙏
Nay behaki jegena hawey ❤️🇻🇳🇪🇷
Omg omgYbel dermasTbeb fnan my bro.👍👍👍👍
ተጋሩ ኢና
ደቂ ሓንቲ ማኅፀን
ሎሚ ኣይንጎድል
ፅባሕ ኣይንምቀል !!!
💚🖤
F
❤
ችድ ድሁል😂
@@ኩራዕኤርትራዊ ኪድ ባርያ ወድ ዘርኢ ባርያ 😂😂😂
ሰላም ደቂ ትግርኛ ተጋሩ ቀዳማይ ላይክ ቀዳማይ ጸሓፋይ:ትግራይ ትስዕር
ጽቡቅ ስራሕ ጀጋኑ ፍናን ኣዳል፡ ገሬ ኣብርሃ( ወሎደይ ) ቃልስና መሪር ኢዩ ፡ ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ ።!🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️✌️✌️✌️💪
ተዓወት ተዓወት ለባም ስነ ጥበባዊ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ :: ብርዕኻ ትሰስን
ኣጆና ሱብ ትግራዋይ መንነት Good Job
J-Studio 🙏🏿
ኡፍፍፍ ልብካ ዝትንክፍ ግጥሚ ብርዕካ ይሰስን ፍናነይ ፣ኣሕዋተይ እሰኪ ይቅረ ንበሃሀል እሞ ፈጣሪ ይቅረ ክብለልና እዩ።
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ክፈላልይና ይፅዕሩ አለውአምሓሩ ግን ሓንቲ መዓልቲ ሰላም ክንኮን ኢና
ብርዕኻ"ይሰስን"ለባመይ"እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደልና"ህዝብ ትግራይ ላዋህ"ዓደይ"ኣባይክ"ይንባዕ♥💛♥💊💔💔💔😭😭😭😢😢😢💒💒💒👈🙏
welcome jeganu ahwatna
እንካዕ ናትና ኮንኩም ትግራዋይነት
ክቡር መንነት 💞💗💕💞💗💕💞💗💕💞
የቀንየልና ክቡራት የሕዋት መድሕን ዓለም ኣቦይ ፅዮን ማርያም ኣደይ እዙ ክፉእ ዘበን ኣሕሊፍኩም ንመላእ ዓለም ሰላም ኣዉሩዱልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
የቀንየልና 🙏
Yes 🙌 ኣብዚ'ይ ኣለካ ወግዒ'ይ ❤️ዓባይ ይትግራይ👌👌 ሎጎ ቺዋ ዓዲ ገብረ-ከፈልት👌👌
በርትዑ አጆኩም
ናይ ባሓቂይ ጆይስትድዮ ጅግና ወድ ጀጋኑ።
ፍናነይ ጅግና መትከላዉ መንነት ወትሩ ብሉጽ መንሰይ
Ajekum deki tigray jeganu kihlif yu kulu amlak misti wuxae hazbi yikun🙏❤️❤️
እሜን ፫ማዓርይ❤🇻🇳❤💚
Amen (3)🙏tnx hawey 😘
ኣሜን ወዲነይ
ኣሕሕሕ ብትክክል ኣቦ ሰላም ብርዕካ ይሰስን። ሓንቲ ባህልና
ሓንቲ ታሪክና
ሓንቲ ብልዕና፣
ብውልቀ መላክቲ
እምቢ ኣይንግዛእን ባሃልቲ
ትግራይ-ኤርትራ ንስመር ብሓደ ዓወትና ሰላምና ክከውን ዝዓመረ
ለክባጥ ኣይትኩኒ ምስ ኤርትራውያን ኣይኑ እዩ ሓደ ባህልና ዝክውን ከ👎🇪🇷👎
@@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ ብዛዕባ መንን መንን ድዮም ዝዛረቡ ዘለዉ?
@@ahforomhabte5589 ጉዳይኩም ሰተይቲ ደም መጠጥቲ ደም🇪🇷👎
@@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ nski Lekbatn Donkoron b xli Tegaru znedede dyu baki Ertrawi malet ?
@@ስዒደይበቓድዩጨኪንካ እንታይ እዩ ሽግርኪ ሓፍተይ ሕማቕ ዶ ተዛሪበኪ እየ ክንዲ እዚ ዘረባ? ካብ ህግደፍ ዘይ ሓይሽ ርእሲ ሒዝክስ ሰባት ትጸርፊ
እወ አታ ደቂታ ቅድስቲ መሬት ተጋሩ ኢና እንዳ ተቀተልና እንበዝሕ ኩሉ ክንሓልፎ ኢና ነቲ መጎስ ዝኾነና ሓያል አምላኽ ሒዝና ተጋሩ ኢና እወ ደቂታ ንአምላኾም ዝሰግዱ 😭😭😭💪
💔💔💔😥😥😥😥😔✊✊✊
ኣኩሱማውያን ፍቅሪ ትግርኛ ይስዕር 😥💔✊
እግዚአብሔር የኽቡሩኹም"ኣሕዋተይ♥💛♥😭😭💊💔💔💒💒💒🙏🙏🙏
እዋይይ ፍሉይ ሲሚዒት ትፈጥረልካ ኣብ መንነትካ ምንባር ክጥዕም፡ ጀጋኑ የሕዋተይ እንቃዕ ናትና ኮንኩም ብጣዕሚ የ ኩርዕቲ በኣኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ♥
ልበይ ተኪፍካኒ ፍናነይ 💔💔💔😢
እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና 👏😥
Wel come 🙏
ኣሕ ከማኩም ዝበለ ለባማት እናራኦና ልብና ይርስርስ ከይንጭክን ብገለ ልብና ይደም ፊጣሪ ስላም ይውርድልና 💔💔🙏🙏
ከብደይ እንካ ግልብጥብጥ ኢሉኒ ምስ ሰማዕክዋ እዛ ግጥሚ ሰላምን ቅሳነትን የሃበና።ዕድመኻ የንወሓዮ ክብረተይይይይይይይይ ከኣ
Welcom 💛❤
ኣሰይይይይ እልልልል ከማካን ከማኩምን ይብዛሕልና 🙏🙏🙏 ብርዕካ ይለምለም ኩቡር ሓውና ክብሪ ይሃበልና 🙏🙏🙏ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ሰላሙ የውርደልና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ኣሜን 3+✝️⛪️💖💖💖🤲🙏🙏🙏እወ ንዓና ሰረት ትግርኛና ባህልና ሃይማኖትና እንታይ ዓልዒልካ ከ እንታይ ክግደፍ እሞ ነዚ ቁዱስ ኩሩዕ መንነትና ዝቀንኡሉ ጸላእቲ ናቶም ክከውን ተተመነዩ ዘይተዓደልካዮ ካብ ልዑል እግዛብሄር ናትካ ኣይኮነካን እዩ ምኮን እንተ ኣብዩካ ክኣ ንሱን ንሱ ባዕሉን ኣባሊዕካ ቁጹሩ ኣጉዲልካ እንተኮይንልካ ንትግርኛ ካብ ምድሪ ምጥፋእ እንተዘይኮይኑ ክኣ ንድሕሪት ምምላስ እዩ እቲ ዕላማ እሞ ሓይሊ ኣይሃቦም እዚ ኩሉ መከራን ጸበባን ናብ ርእሶም ይምለሰሎም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ኣሜን 3+✝️⛪️💖💖💖🤲🤲🤲🙏🙏🙏እሞ ቡሩክ መስገሪ ሓዱሽ ዓመት ቁዱስ ሩፋኤል ይግበረልና 🙏ናይ ሰላምን ቅሳነትን ጸላእትና ዝሓፍሩሉ ሰላም ዝነግሰሉ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ኣሜን 3+🙏🙏🙏
ብርዕካ ይሰስን ውሽጥካዝነክእ
ዕድመ ይሃበልና ብሩካት፥ ሰላም ንምድርና
ናይ ብሓቒ ፅብቅ ስራሕ ፍናን ሓወይ
ሰላምኩም,ይብዛሕ,,አሕዋተይ😥🙏
2014ዓምት,ናይ,ሰላምን,ፍቅርና,,ዘመን,ይግበረልና💐💐💐🌸💐💐🌻🌻🌻🌻ሰደትና,,አሕፂሩ,ናብ,ዓደና,እንምለሰሉ,ግዜ,ይግበረልና🙏🙏🙏🙏
Lebam getami edmentienan yhabka❤❤❤❤❤❤
ፍናነይ und ገርየ ዕድመ ይሃብኩም ፡ሰላም ይውርደሉ ነቲ ሚስክን ህዝቢ ።
Wonderful God bless 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️
So amazing smart artist ❤️💛✊🤝
Kulu gezi fani arkey blux srah eska like hibna nahgso delyti selam alkum do ❤️❤️❤️🌏🌏💊🇪🇷
Fnaney lebam🙏❤
ናይ ብሓቂ ኣብነታዊ መንአሰይ ቀጽሎ
Wellcome brothers 💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤
ብሉጽ ግጥሚ የቐንየልና።
ኩሉ ግዜ እቲ ዝሓልሞ ወዲ ሰንዓፈ እየ
ጽቡቕ ስራሕ ፍናን። ብቀደሙ ብራሻይዳ ክህደኑ ኣሕዋትና ብጭቕ ዘይ በለ ህግደፍ፣ ሕጂ ንጎንደራዉያን ከድሕን ላዕልን ታሕትን ይብል ኣሎ። እዚ ዩ እቲ ምልክት ናህና ከም ዘይኮኑ።
ንስኹም ዋልታ መንነትና `ዓንዲ` ሰሜን ደቡብ ትግርና ኢኹም።
ጂግና ሓውና ሰላምን ጥዕናን ይሃብካ
Wow Brother you nail it on head yes we are TEGARU NORTH and TEGARU SOUTH One Identity thank you so muck for Telling Us The True History AMEN
Blux haw ❤❤❤❤
ብርዕኩም ይሰስን ሰብ ሕልና💖🙏
Welodoy ❤️💪
ጽቡቕ ስራሕ ፍናን ሓውና ልብኻ ከም ገለ ይብለካ ኣሕሕሕ ቀጽሎ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍👍👍👍👍
ጽቡቕ ጅማሮ ድምጺ ህዝቢ ግእዝ!❤❤ ግእዝ ተለቪዥን ብርዕኹም የብዛሓዮ!
I proud of you guys 🙏❤️
ኑቑሓት 💙💙💙
Wawwwww👌👌👌🙏🙏🙏🙏 tesfa alena.... Bahlina meninetnan kimiles👌
ናይብሓቒ
ኣምላክ ሰላም የዉርደና 🙏🙏🙏
ትግራውነት ክቡር መንነት
ኣምላክ ኣቦይ ምእንተ ዉፅዕ ህዝቢ ኢልካ እባ ሰላም ላኣካልና
ኣይ ጊዜ ንዓይዶ ተመለስ😭😭😭😭
Kedameti eyewa like aytresie
ፍናን ጅግና ወዲ ትግርኛ
ፋኒ ዓርከይ❤️🥰❤️
Wow Amazing ንመንነትካ ተቓለስ ❤❤❤
ጀሚረ ክሳብ ዝውዳእ ብንብዓት😭
ብርዕኹም ይሰስን ዞም ሓተይ
Good job. God bless u Fnan
ባጣዕሚ ደስ ዝብል ልቢ ዘረስርስ ስራሕ
ትግራወት እና ደቅ ሓደ ማህጸን ኣጀኩም ናይና ጀጋኑ💪💪💪💪
Fani jana ajoka teray 😍
ጽቡቅ ስራሕ ጀጋኑ እንቃዕ ናትና ኮንኩም
Fani natna ❤️💪🏻
Welcome🙏
Thanks 🙏💔💔💔😢😢
bulux srah fnan & gerye walta hzbi tbebkum ysesn ❤❤
ቡሩኻተይ ኣጀኹም ንቅድሚት ጥራይ ይበል ስራሕ ንፍቅርን ንስነትን ዘንቅል ነጋሪት ሰላምን ጥዑም ቅኒትን
Kemzemseleni yoni iyu zegtem zelo yoni hawey wedi adey mearey ajoka berte ✊🤝👍
ብጣዕሚ ትምህርቲ
Welcome ❤️❤️❤️❤️
Fani haweyyy nateyyy kamey dika jigna nay bahkiy 💪💪💪❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰 ajoka kbrteyyy berti
እህህህ ህዝብና ክሳብ ማዓዝ ብቃንዛ ብስቃይ ብእህህታ ብሞት ብሰደት ክነብር ይአክልባ በለና አታ ጓይታ እዚ ህዝቢ ኦፎይ ኢሉ ብፍቅሪ ብሰላም ክነብር 💔💔💔😭😭😭 አሕዋትና የቀንየልና ቀፅልሉ ብርዕኹም ይሰስን 🙏🙏🙏 💛💛❤❤🌿🌿🌿
ደቂ ኣከለ ጉዛይ ኩሉ ግዝየ ጀጋኑ ፈተውትይ መንነቶም ንሓቅ ኢዮም ዝነብሩ ሰብ ምሉእ ሕልና ደቂ ኣከለጉዛይ ደምና 👏👏👏💪💪💪🌹🌹🌹
ጽቡቅ ስራሕ ቋሕ ኣብል ወለደይ
Great message
I appreciate your idea
ፊኒ ጅግና💎💎💎💎💎💙💙💙
❤❤❤👍👍👍👍👍👍
Fani❤❤❤❤🎉🎉🎉
Fnan hawey metabiti akriekumni🥰💪👌
Wow Wowed ❤️❤️❤️
አግዛቢሄር ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ነዚ ደቂ ሓንቲ ማህፀን ህዝቢ💊💊🇪🇷💊🙏ፍናነይ ባዓል ቡሉፀ ሕልና ዕደመን ጠዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏
No matter what either they like it or not TIGREY win I love TIGREY forever 💛♥💖💛♥💖
እሰይ ዞም ደቂነይ ፅሩያት ኣጆን ኣምላከ እስራኤል ፅዮን ማርያም ክረድኦና እዮም ንብሩና ክምለስ እዩ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹን እቲ ሩህሩህ ኣምላክ
ኮሪኤ በአኹም ኩቡራት የሕዋተይ ፍናን & ገሬ አጆኹም የሕዋተይ ደቂ ህዝቢ ደቅታ ጀጋኒ ዓዲ
ፍናነይ አታ ጅግና ባዓል ነዊሕ ራኢ!!!
ፈናን ጂግና አለና ምሳካ
big respect fani brother good job❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ደቅ ትግርኛ ብርዕኹም ይሰሰን ጀጋኑ ኣሕዋተይ 🙏💙 ፍናን ኣዳል መርአያ መንእሰይ ተባዕ ብዓል ሙሉአ ሕልና ብዓል መትከለ ሰላም ንዓኻ ብዘለኻዮ ዝፍትወካን ዝድንቀካን ሓፍትኻ ጋል ትግራይ ኣጀኻ ወገነይ ዘማር ፍቅር 💙🙏💙😍💋💋💋💊💊💙😍😍😍
Well come fani arkey 😍😍😍😍🐅🐅🐅🐅👍👍👍👍👍❣❣❣❣💊💊💊
በርትዑ ኣጆኩም ኣሕዋትይ😢😢😢❤❤❤
እዛ,ግጥምስ,,ደጋጊመ,ክሰምዓ,ምምናው,,ሰኢነያ,መሳጢት,,ፋኒ,ሸኳር😥👑👑👑
Xbuq serah eu fanitayy shikorr mesakum yekun egzabiher amiak amen 🙏🙏🙏🙏🙏
Nay behaki jegena hawey ❤️🇻🇳🇪🇷
Omg omg
Ybel dermas
Tbeb fnan my bro.
👍👍👍👍