Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
2025 ሓፍተያ ጋቢዛትኒ ክኣላለይ በለትኒ ሓፍተይ ቅጭን 😢❤👫
ስምሃል ሽኮር ኣቤት ደርፈኪ ክፍትዎ እቲ like ንዓና ግደፍልና ኣጆኪ ዝያዳ
ኸምዚ ኸማይ ዝፈትዋ መን ኣሎ❤
ኣነስ ብደቅ ኤርይ ክዓብድ እየ ክፈትወክ ጥዕምት ዳናይት ውን 🥰❤😍💝
ያ ኤርትራውያን ማራ እየ ዝፈትወኩም ይቅርታ ሕተትዮም ንደቅይ ዓድክይ ምንም ይኩን ሰብ እና ህዝብ እዩ መክሰብክይ መንግሥት አይኮነን ኤርትራውያን ኩሉም አብ ሰደት ዘለኩም እግዚአብሔር ያሓሉኩም አምላክ ያሓሉኩም
Azmi Azmi "Amen"and thank you for swearing to us ...love you too sweet ²
Azmi Azmi amen 3 my sister thanks ❤👈
+be happy intay dea abisa arku ...newri yu kab zero tebegiska mxraf ...
constitutionally legend Love sory agame ayfetwomen ኣለርጂ እዩም ድገብሩለይ እንተሪአዮም።
Azmi Azmi AMEN AMEN AMEN NKULNA AHBIRU YHALWENA
Deki Erey Neza Hasawit Gual Yohannes Ane seleste Unlike hibeya Aleku Really gena kea ...Kemta Bkulu menesey eritrea ztelagexa .. kndu keman Aykewnn Eyu Gn Entsy ke knchea zen Tekalu !!!
wawww semu konjo btaemi gobez ....nay haki des tbl music kexlyo ajoki
ኣታ ኣበይ ድዩ ዘሎ እቲ ላይክ በቲ ሓደ በዚሑ ኣሎ ተጣራጢርና እኮ ላይክ ከይንህብ እስኪ ሓብሩና እቲ ቦታ እምበር ኣነ እካ በታ የማን ዘላ ኢየ ሃሪመ ካዕካዕካዕካዕ,ኣጆኩም ብሉ ንጨፍጭፋ እስኪ እቲ ጉቡኣ ንሃባ #ሰምሃር ካብ ሕጂ ክንደይ ከይትስጉሚ ብደርፊ ካልእ ፈትኒ#
Semhar kab ayni hasad yedhneni ilki tsolot gberi so metselel derfi 🙌🏾
😂😂🤲🤲🤲❤️❤️👌🤝🇪🇷🇨🇦
Eretrian anda Canada So bhaqi eye😅❤️
@@greatafrica5989 Okay shikorey Anda wedi eriy ❤️
ውህደት ግጥምን ዜማን ምስ ካናሪ ድምጺ ጽቡቅ ስራሕ።
ንፍትው ባዓል ቤተይ አንጌደዮ አለኩ ሰማሃረይ ማራ ጥዕምቲ ደርፊ እያ አድናቅትኪ እየ ።
ናይ ብሓቂ ኣብ ልዕሊ ሰምሃር ዮውሃንስ ዘለኒ ኣድናቖት ቃላት ይሓጽረኒ ንልብኻ ዘረስርስ ስምዕ ውዒልካዮ ሓዲርካ ዘይምኖ ጽቡቕ ስራሕ ወትሩ ዓወት ይምነየልኪ
I am form senegal i like eritrea music sahmhar ❤❤❤❤❤❤💋
Musa Niang
@hnhdegubdhjdhgdj😢jd8534
why so many dislikes???
ሰማሃረይ❤ ሽኮር ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ምስ ደረፍኪ እንድኺ❤❤ ሎሞ ግን ዝያዳ ኩለን ናዓይ ትኣኽለኒ ደርፊ ደሪፍክለይ ብታሚ እየ ዘመስግነኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
ኤርትራወች ውስጤ ናቸው ያው ትግረኛ እሠማለው መናገር ትንሽ ቢከብደኝም ውድድድ ሠምሀር መኣረይ
KAB Etiopia eye gn Nay semhar yhans derfi btami eye des zbl kezi dma nay lbey derfikley alki tsbuk mqnu wn tesfa Gerkley ketsllu marey so I miss you
ደቂ (ማይ ነፍሒ) ዓደይ ሰሙ & ደኑ ❤❤❤ 2024 ኮመንት ከነንብብ መጺና 😉😂😂👈
Welcome gual eri shkorrr aytgedeslom nezom ሸየጥቲ ሃገር ኣጆኪ ቐጽልዮ ኣለና ኣብ ጎድንኪ ስውት
luwam amanuel bravo sis i like ur postive feedback N ur amazing idea with great motivation to her, bravo again ....
Binate@Tshdi thank you bro !!!
Men iyu ata sheyati hager, behaqi belu , klae amharu ke dea tigrigna jemirkum ashabkum telemamidkum.
ስወዲሽ ማር ሠላምሽን። ♥ያብዛው።ባለሽበት
Semharey ምቅርቲ btami ደስ ዝብል ስራሕ አዩ ቀጽልዮ
Nice song beautiful
Semhar kalat yeblyen naki Yhxrni u ati ambesaas😍😘
Eta nay lbey rekibkya semharey
ምቅርቲ ማራ እየ ዝፈትወክን ዘድንቀክን🌹😘😘😘 ድማ ይቅርታ በልዮም ነቶም ስደተኛታት የሕዋትና
ማር
btaemi eye zfetweki semharey mkrti
ሰምሃረይ መቅሰን ኣጆኺ።እዚ ገልዳም ህዝቢ ካብዘይ ፍልጠት እዩ ዘዓፍር ዘሎ።
Semhareyy mkrtii i Love u
nesu eye serhu hizbi Eritera loqmaxi like aytxebyi
ስመአር ቆንጆ ስወድሽ በርቺ ስራዎችሽን ሁሉም እወደዋለው ♥♥♥
Q
ሰምሃረይ መክሰበይ ኣይትገደስሎም ነዞም ደናቁር ዝጻረፉ ዘለዉ መዕበይኦም ዝበደሎም ኢዮም እንተ ንስኪ ግን በርትዒ ላይክ ሂበኪ ኣለኩ
semhar skorrr ajoki ategedesilom ezom sebat ok gud job atetefi eki zadayyy
semhar shekor 😍😗😙😘👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌
Semehar shkori desbahalti bukulu ajoki bertia ❤❤❤🎉🎉
so nice soing
ቅቅቅቅቅ ጥዕምቲ ደርፊ ግን Like ኣይሃብክክን ተቀይመልኪ እየ ዘለኩ ኣቲ መጣር ዉሽማ እሰያስ ወዲ መድህን በራድ።
Wellcome dahayki aytehabaa semarino xbkti🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✔
አንዳ ሰረቀት ዝራእይዋ አንዳወሰከት ኣያኣምንዋ ኮይንትና አምበር አታ ድርፍስ ከፍ ኣለዋ ሓቂ ይሓይሽ አቲdis like ከኣ ገርናዮ ኣለና ኣጆኪ
I LOVE Allh ስዒድ ዑመር nice gigna msaka aleku
kkkkkkkkk
love Ertrea afrika ክክክክ ውይ መርገም
Well done semharey
🙄bs
ሰምሃር ዶ ክብለኪ ኣቲ ዒሉከምዘልኪ ኢልኪ ዘይትክእልሉእቲ ኣፍኪ ካብ ትደርፉሉሱማ ዳኣ ወላ ወትፍሉ ።ሰምሃር ኮርማም ካምቦ ዕባይክዛረበኪ ኢየ ኣቅልብሉ ዘረባይክንደይ ከይትፈልጥኒ እኮ ናዓይ ስለ ዘይትፈልጥዮ ሕሰመይ ወጽዓይ።ማህጸን ኣደ ከይብል ጉራምራተር እንዲክን ኢልክን ከም ሑጻ ናይ ዛራካብ ተታሒዝክን ከም ዕቡዳት ትዕንድራኒዪ በልኦ ባህርያት ናይ ኣመንዝራዓይን እካ ኣለዋ እታ ማርያም ኣስመራኣነ ዘሕዝነኒ እቲ ለዋህ ኣቦክንብዙሕ ሓዚኑ ምውላዱ ንዓክንኣይትተሃመል ኢልክንኦ ነቲ ዓቢ ሓውክን
ምንባር ዓላማ ናይ ሓባር ፡ናይ በሓቂ ንፉዕ ሰሓቢት ግጥሚ ዚማ ጌርካ ድረፋ ኣብ ህዝቢ ተቀባልነት ክትረክብ እያ።
ምንባር ዓላማ ናይ ሓባር kkkkk
Wawww very nice poem
ምንባር ዓላማ ናይ ሓባር tebatey gtmi
ከዛብ ሓደ መሓዮ ኢካ ኔርካ ኣብ ኤርትራ ከለኻ ዝገበርካዮ እንታይ ኣሎ ሓሰውቲ ruclips.net/video/b4VyzLisJxU/видео.html ነዚኣ ክትደርፋ ከላ ጊን ዝተዛረበ ሰብ የለን
Wawww Semhar malet mara kef alike ati shkorr km kemay dihke. Mekseb Alem
Sweet voice, I like you alot.
Proud hamasen 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
kkkkkkk 16.358
Ella record ybduluna aleku bejakum .
Wawwww ዓደይ ሽኮር በዛ ዓይነይ ክትወጺ ደሊኪ እንበር ሎምስ
Semharey Eritrean supper hero so nice song and nice voice keep it we are proud to be all Eritrean people💚 ✊👏👍✌
Gahcham tekal afa. Eza seb ezea tselaeku.
Nice jop semharey
Waww semhar shkor gele aynet derfi ajoki qexlyo
Semhary konjo kemay dekiii meksen Eritreawit jegna ayzo terah moyaki kexleyo zeymhmak ❤️😘🎄✅
What ever people talk you are the best l love you semhareyyyyyyy
የእውነት በጣም ነው ምትመቸኝ ውድድ ሽኮሪና ናተይ
Samry konijjjj💔💔💔💔💓💓💓💔💔
በሉ ተሕሽኩም ሲ......ኩለትኩም ኣብዚ ንሰምሃር ትዝንጥልዋ ዘለኩም እታ ማእከል ኣጻብዕተይ ትእተኩም ወድኩም ጋልኩም.......እንበር ሰምሃር ብኣኩም ዝጎድላ የብሉ ዝምልኣ........እንተ ንስኩም ደናቁር ክልተ ሳዕ ዝሞቱ ከኣ ግዜኩም ትጠቀምሉ.....ንስኩም ሓንቲ ናይ ዘዕቆበትኩም ሃገር ቋንቋ ከተጽንዑስ ዘይትክእሉስ ምስ ረዘንቲ ሰብ ሞያ ክትጻረፉ መሕፈረኩም.......ብሰንክኩም ወጃባት መስደዲኦም ዘይፈልጡ እዘን ዝዕቆባና ሃገራት ከማን ፎእእ ኢለናና.....እንትርፎ ጸርፊ ወረ ሕስድና ካልእ ዕጥቂ ዘይብልኩም መጓህይቲ.......
Seminar Eritrean superstar
gual yohannes shkor btaemi desss zelewa derfi ajoki ske bertie
semu konjo Nice music 👍❤👏
From etbiopia. Love eritrean. One love my people 💗
ደጋጊመ ዝሰምዓ ሚዚቃ😘
Kalo ye Kalo ewe fiqrey kalo ab tesfa nzamn zklklo entay alo nic song gn dhri hji aytetahameli.
Hiyab chanel ve
Hiyab chanel
Hiyab
ኣንቱም የሕዋተይ በጃኩም እለኩም ስለ ፈጣሪኩም ስለምንታይ እና ክንዱዙይ ንጻረፍ በጃኩም ካብ ጸርፊ ዝመጽእ ዋላ ሓደ ለዉጢ የለን ዘይንመዓዓድ በጃኩም ሓደ ሰብ ሕማቅ እንተገበረ ስለምንታይ ከማኡ ከም ዝገበረ ገጋ ከም ዝገበረን ንንገሮ ክንዱዙይ ጸርፊ ግን እንታይ ኣምጸኦ ኦከ ጽቡቅ ቅድሚ ሕጂ ኣይትትሃመል ኢሎም ሓሳባትኩም ሃብዎም ክርድኦም እንተዘይከይኑ ግን ከይተረዳዳእካ ክልተካ ብጸርፊ መርየት ምዕራብ እዩ !!!!!። place !!!!!!! እቶም ይቅረ ትበል ትብሉ እሞ ማራ ለዋሃት እኩም ብዝኮነ ኣምላክ ሰላም የዉርደልና ንከኣኣል ምከኣኣል እዩ ምንባር !!!!!!!!!!!!።
ፍቅርን ሰላምን ked ata Wedi shrmuta ghtaf fuck of dqla tgrway qndaf uray kndom 🔫🔫🔫🔫🔫
Smret Okubazgi ✌ !
ጸረ ህግደፍ ወዲ ህዝቢ ✌
ፍቅርን ሰላምን sex bzeyegeds sebey mearey kabafey ahdkani komeu kbl endahasebku deka kab afey eka wesidkaya anyway entay dye kbleka delye btaemi nfue kem shmka bravo ajoka kexlo 100% hibeka/ki aleku beay wegen abzi kulu bzeyka xerfi kale ayreakun so nfue.
ፍቅርን ሰላምን tegbarata eyu zexrfa zelo eza dedeb tekan rasi
ELLA Records agebab gber nska wun
Xerfi du wala nahda tedemamiru 3k bexihla alo ketehwtwa kerbikum eti nay hangol unlike or xerfi Comment aykonen edikan egirkan hiska suk shu 3 Comment hiza suk entible ekum bidilkuma zibahal ber kyteredakum ni omer n semharey chilmat nay2 RUclips nigeho nigho yixawitlkum alwu . Libona u zedilyo zi gizye
anta ezi kelu like twheba dya zeri zaleku na commet eyu eba dislik agabzeki aleku
Semhar :keep it up don’t listen Nez’om Agame Woyane ...Good Job👍👍👍
semhar shikor
ሰሙ መቅሰን እንኳዕ ደሓን መጻኪኬፍ ኣለኪናይ ሕማመይ ።ጠፋእኩም ተጋሩ መጹኩም ኦሮሞ።።።።።።
selamand lovesorry 🔪🔪🔪🔪🔪🔪👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫
Gott mir helfen ኪድ ወዲ ለማኒት ካራይ ይበሊሕ ካብ ካራካ
selamand lovesorry ata hadami khardeka eye
Gott mir helfen ወዲ ጋሕባ ብስምካ ኣይ ትጸውዓኒ ጅግና ኤርትራዊ እየ።
selamand lovesorry ata hasawi eska erirawi aykonkann bedem yhwatka tlagex guhaf wexa hzbka flet nebari hzbi embari nebari mengsti yelen maltkum teray texbeu hgdf mendef
🇪🇷 my habesha love love love ..from Amhara fano
ኣጆኪ ጋል ኤረ ቀጸልዮ
ኣንቱም ሰባት ካብ እዝግስ ርእሲ ዘለኩም መሲልዋ ኢያ ኣይትተሃመል ዝበለት ፡ ሃገርካ, ሓድነትካ, መንነትካ, ክብርኻ ከይንቅነቅ ተጠንቀቅ ዝበለት፡2ይ ከኣ ፈታዊ ነብሱ ምባላ ሓቃ እንያ ክትሽገር ስለ ዘይደለካ መሪርና ይኩን ገለ ንኩን በቲ ኮይኑ በቲ ነብስና ኣብ ጽቡቅ ኽትህሉ ስለ ዝደለና ወጺና ፡ Europia ካልእ ዓይነት ከም ገነት ስለ ዝመሰለና ዶ ኣይኮናን ሂወትና ከፊልና ዝሰገርና ፡ ሂወትና ብ ዋጋ Europia ይትመን ድዩ ፡ ወላ ኣብ ሃገር ተመረረ እካ ሂወትና ከፊልና እንታይ ደሊና ዲና ባሕሪ ሰአጊርና ፡ ወላ ኣብ ግዜ ሰውራስ ወላ መግዛእቲ ደኣ ይምበር ጉዳይ ሃገር ከሎ ነብሳ ፈትያ ዶ ኣይኮነትን ወጺኣ ሰብ ግን ህዝቢ ተረዲእዎስ ኣብ ሓድነቱ ኢዩ ኔሩ፡ ኣብ ድሕሪ ናጽነት ዝነበረ ሽግር ከኣ ጉዳይ ሃገር ኮይኑ ቕድም ድሕነት ሃገር ምስ ኮነ ጭርሆ ረብሪብና ዲና ገለ ዲና ሕጂ ከማን ነብስና ፈቲና ኢና ወጺና ፡ነብስካ ፈቲካ እምበር እንታይ ደኣ ደሊኻ ሰብኣይ ተኮይንካ ደኣ ካብ ሂወትካ ከፊልካ ፈተነ፡ ኣብ ሃገርካ ከለካ ዝግበር ዘይትገብር ዝነበርካ፡ ብዝኮነ ፍሉጥ ኢዩ እዚ Dis like ኤርትራዊ ጥራይ ኣይኮነን you tube ዝጥቀም ኖ፡ ትገብርዎ ሰባት ክትግምቶ ከለካ ገሌኩም 2, 3 ኣካውንት ኣውጺኩም ፡ ገሌኩም ተጋሩ ኢኩም፡ ገሌኩም ብስምዒት ፡ ብዝኮነ ደይ መደይ ተባሂሉ ምካኑ ነት ዘይህመል ይርድኦዩ። ደቂ የውሃንስ ከኣ ኣጆክን በርትዓ ግዝያዊትን ሃራሚትን ኢክን ደሪፍክን ነቲ ኤርትርዊ ዝኮነ ። ቀጽልኦ በርትዓ ኣብ ጎንክን ኣለና ኣይትሕመቃ።
wwwww semhar shikro Good luck gen Amlak nexltk sel Afikr zebl eyu
Semharyyy dese zabeli kaseleyu habetay natay
Ane yeker ileleki aleku mentan Egzibhir yeker kebeley hateyatey
Ajoki Semhar, RUclips is not based on likes or dislikes. It is based on viewers. Don't worry about Agame and Deki Tor serawitn.
Semharey
ነቲ ምስ ሃገሩን ህዝቡን መንግስቱን ዘሎ ኤርትራዊ ኢያ ደሪፋታ እንታይ ከም መደዓዓሲ ደሪፋታ ገለ ትብሉ ፡ ገሌኩም ኣውራጃውያን ገሌኩም ውድባዊ ሕማም ጀብሃ ገሌኩም መስማር ዶ ፡ ገሌኩም ትግራዎት ገሌኩም እቲ ዘሕዝነካ የዕምቁ ከይፈተሸ ደገ ደገ ዝርኢ ፡ ተባህለ ኢልኩም ዝተሃመልኩም ኤርትራውያን ኢኩም።
Abzi nay Eritrean music RUclips si ksab kndey nay atahasasba dkmet zelewom sebat kemdelewe's nmgmatus deyesheger ygerm u !
የ ኔ ዓለም ከመይ ዲኪ ናይ ሙደይ ኣይትታሃመል መንአሰይ ጥራይ በሊ ንሱ ዩ አቲ ሓቂ
i hope so, ድሕሪ እዚኣ ስራሕ ከይራኣናልኪ መስጣ ናይቲ መንእሰይ ወሪዱኪ ትጠፍእልና ትኮኒ። ኣንቲ ኣንጭዋ 2 ዓንዴል
yikealo fshaye ጌጋ ኣብ ናይ ፈጣሪ ስራሕ ኣይትእቶ መን ኩም ኢዩ ዝቕድም ሓደ ፈጣሪ ኢዩ ዝፈልጣ !
yikealo fshaye .
anchiwa imer hasad agame niska, gosas adghi
Entay Adeki Hbituki blay
ata wediza qofquaf agame, wedi hirkam, intadeka habeteka niaka, nay tigrayka zeytgebr, gosas adghi
Wwwwwwww semhar skorrr beautiful musci really Love
A E kema ya Semhar libi wuldo menesey Tenkifki gebre melsi ka rekibkilu.sne tibeb entay mikanu trgimu keyfeletka laley mbal ezi u wuxetu.sne tibib mejemerta nhzbi ketenbibon kitrdon aleka.bflay teleb menesey dhru ab bayta dolo haki bmelkti sene tibib nab hzbi tekribo.gebremelsi ka bzuh degefin sabtin terekibelu.bal Semhar gin gtimin zeman rekbina elen keysetwaela derfen ms menesey tbaesen chaw.
abrham habtu ygermeka eu trgum derfi keyfeltet laley tbl
Ata kemey aynet (kedisa) eya zia wedey 👎👎👎::
ani keman trweat elay aleku
kab kebret nab hisret
አደድ እዚኣ ከኣ መጺኣ
Ezias neay eiki derivky simu shkor🎤🎤🎤🎸👑👑👑👑👊👊👊🌹🌹💐💐🏆🏆🏆🏆🏆🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Chidi resah feger agame entay eki dea drarey tbili zeleki hasawit
dirbay hamasien
Semharino skikor habibti
Egziabher dea nay eidkn yfdekn ember n hizbi Eritrea dea may weiy defieknalu endikn
3k dislike👌
son foro why though??
Semhar kem kedemki gda deytkoni Seb kemesgneki hji do haysh adey adey ajokum eti unlike abotu gays
💘
semharey shkor Nice song
Kkkkkkkkkkkk kulu seb dislike lol.
ምን ታድርጋችሁ በመጀመርያ አጥፍታም ከሆነ ማስተማር እንጂ ምን ሁላችሁም ተነስታችሁ ፃድቅ እንሁን ትላላችሁ ምድረ ወሬኛ
ተባረኪ😍💖
ምንኣባሽ ኣገባሽ ወረኛ ከዚ ዉልቅ ብለሽ ጥፊልን ደደብ ኣንችን ስለማይመለከትሽ ድመት
ምን አርጋ ነው እስቲ ንገሩኝ
Kialela eske aytnbiala Imber tkielo eko aytmeslin eka Aytithamel kea!!
ንሰማሃር አይ ዘፈተኩወ ነበሩኩ ካብ ኩሎም ደርፊቲ ሓጂ ግን አደይ ሂበ አየ።ናኣዲጊ ዝገበረካ ጠይቂ ግበሮ አዩ።ሰማሃር ጽናዓት ዮሃብኪ ካብ ብሕጂ ከይትደሪፊ ኦክዮ ዶ።
ዘበን ተቀየርካኒ ስደተኛ ኾይነ
ኣታ እንታይ ጸገም እዩ ወደይ ብዝይካ ጸርፊ ካልእ ዘይፈልጥ ወለዶ ካብ ጸርፊ ዝርከብ የለን የሕዋት መምስ ዝመጸ ንፋስ ኣይንንፈስ በጃኩም።
ዓዜን tv sekit nefas
ዓዜን tv sekt yeake gumama izia zeytexerefet dea men qxref aynu ab tizu
ዓዜን tv ያማራ ኢዮም እኮ ዘተጉግካ ደይ ፋራ ወዲ ፋራ ብርእሳ ዘይትከይድ ኢያ መሊኣ ዘላ
ኣቺ ወዲዲ ዲ ,fara ilka texarifkas harifka malet du weyal denqoro
ዓዜን tv Eske sekt kedis
ህድእ ኢሉ ንዝሰምዓ እዛ ደርፊ ኣዝዩ ዓቢ መልእኽቲ ኣለዋ።ጸርፊ ዘይኮነ ውን ምትብባዕ ዩ ዝግብኣ።
Yala deleyti fithi naza gumama gall dislike nihaba
ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ትርከቡ: ብፍላይ ድማ ኣፍቀርቲ ሙዚቃን ኣብ ስነ ጥበብ ንዘለኹምን ኣስተማቐርትን በሓፈሻ? ምናልባት እቶም ጥበበኛታትን ኣስተማቐርትን: ንጥበብ በዓይኒ ጥበብ እንጥምቶ ሕግታት'ቱ እንታይ'ዩ ጥበብ ንስሕቶ ኣይብልን.. ? ኣነ ከም ኣነ ኣብ ጥበብ ሓደ ርእሱ ዝኸኣለ ናይ ባዕለይ ኣረኣእያ ክህልወኒ ግድን'ዩ! ሓደ ጥበባዊ ስራሕ ጀሚረ ኣብ መፈጸምቱኡ ከብጽሖ ክሳብ ዘለኒ ዋንነተይ'ዩ: እዚ ስራሕ'ዚ ኣብ መዛዘሚኡ በጺሑ ድማ ንህዝቢ ጆባእ እብል: : ካብዛ ስርሓተይ ናብ ህዝቢ ዘቕረብኩላ ግዜ ጀሚረ ድማ ስርሓተይ ከምቲ ንዓይ ዝብጽሓኒ : ካባይ ብዘይ ሰንፍ ማዕረ ማዕሪኡ ውን ንብረት ህዝቢ'ዩ: : ደርፊ ይኹን ፊልም ወላ ውን ካልእ ጥበባዊ ስርሓት..! ስለዚ እቶም ኣስተማቐርቲ ንኹን ብኸፊል ሰማዕቲ: ዝተፈላለየ ጥበባዊ ስርሓት ኣብ ልብታትና ዓቢ ቦታ ኣንጺፉ ብመጻወዲያ ፍትወቱ ተኸቢብና ንጥበባዊ ስርሓት ዝተፈላለየ ቅጽል ዘሃብናዮ ውሑዳት ኣይኮናን: : ከመይ'ሲ ንልብታትና ሰሊቡ ኣብ ዓለሙ ስለ ዝጸንበረና! ጥበብ ኣስተማቒርና ድማ ድሕሪኡ ዘሎ: ናብ ሃንዳሲ እቲ ከነድንቖን ኣብ ልብና ዓቢ ቦታ ክሕዝ ዝገበረ ሰራሒኡ ንሰግር : : ካባይ ጀሚርካ እልቢ ዘይብሉ ደርፍታትን ካልእ ጥበባዊ ስርሓትን ኣብ ልብና ተሓናፋጺ ዝኽሪ ዝገደፈ: ኤርትራዊ ይኹን ናይ ወጻኢ ሃገራት ውሑድ ኣይኮነን: : ስለዚ ዝኾነ ጥበባዊ ስርሓት: ማዕረ ማዕረ ዋኑኡ ንሰማዒኡ ውን ይብጽሖ'ዩ እንዳ በልና ደኣ በየናይ መለክዒ ኢና ንንብረትና ንቐለብ ልብና ንብሎ ጥበብ ንብድሎ: : ሰምሃር የውሃንስ ከኣሎ ትብል ኣላ : ዕምቆት እቲ ደርፊ ከየስተማቐሩ ጉልባብ ኣይትተሃመል ናይ ዝሓለፈ ቅንያት ስርሓታ ምርኩስ ጌሮም ገና ናይ Ella Tv መእተዊ Entro ከይተዛዘመት dslike ክገብሩላ ዝተዓዘብኩዎም ሰባት ውሑዳት ኣይኮኑን: : ወግዓዊ ዲዩ!! ጽልእን ፈንጠዝያን ኣይትተሃመል ኣብ ኣይትተሃመል ተገሊጹ'ዩ: ኣብ ዝቕጽል ስርሓታ'ኸ በሰላ ኣይትተሃመል ግድነት ዲዩ ክህሉ? ምስ ሰምሃር ዮውሃንስ ሓንቲ ፈትሊ'ያ ተራኽበና "ጥበብ" በቃ ስለዝስ ንሰምሃር ከነረኻኽብ ክንብል ነቲ መእሰሪ ኩሉ ታሪኽና ባህልና ፍቅርናን ምስልናን ዝኾነ ጥበብ ክንብድል'ከ የምሕረልና ዲዩ? ነቲ ኣብ ስደት ሰፊሩ ካብኣ ብምፍላይ ሂወትን ናፍቆትን ዘይጸሮ ኣፍቃሪ'ያ ከኣሎ..! ትብሎ ዘላ ድኽመት ጥበባዊ ስርሓታ ብሰለማውን ጥበባውን መገዲ ደኣ ከነርድእን ክንእርምን ኣለና እንበር ዘየድሊ ጸርፍን ዘለፋን እንዳ ጸሓፍና ድኽመት ኣእሙሮና ኣይነቃልዓዮ!!!! Like ወይ ውን dslike መግለጺ ጽባቐን ድኽመትን ጥበብ ደኣ እንበር መፍደይ ሕነ ኣይኮነን!
ክቡር ሓው እቲ ዝበልካዮ ኩሉ ልክዕ ኣለካ ኣብ'ዚ ክትብሎ ዝጸናሕካ ግን ግለ :-[ እዚ ዘለናዮ ወሎጎ ኤርትራዊ መእሰይ ሕማቅ ኣሎ እዚ ከኣ ጸገም ትምህርቲ ወይ ጸቅጢ ዘይ ኮነ ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣምልኾ ወይ ኣተሓሳስባ እዩ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ እቲ ምንታይ'ሲ ምስ ጓና ከይኮውን ጽልኡ ኮይኑ ነንሕድ ሕዱ ክንዲ ዝመዓዱ ክጻረፍ ይውዕል ነንሕድ ሕዱ ብሰንኪ ዘይ ምስምማዕ ፈጢሩ ናይ ገዛእርእሱ ብላነት ተፋቐር ፍጠር ሓድነት፡፡ ከም ዝመስለኒ ስነጥበብ ሓደ መግለጺ ወይ መንገዲ ናይ ጉዕዞ ሂወትና ኮይኑ ይስምዓኒ ኣብዚ ከኣ ንሕሉፍ፡ህሉው፡መጻኢ ከኣ የጠቓልል ስለዚ ነዚኦም ኩሎም ዝጠቐስናዮም ዝገልጽ ካብ ኮነ ኣብ ኣሰራርሕኦም ዓቢ ጥንቓቐን ምስትውዓልን ብጻዕሪ ይሓቲ ምኽንያቱ ስነ ጥበብ ዝብል ሓያል ስም ክሳብ ዝወነነ ከም ስሙ" ጥበብ"ይሓትት ኣብ መወዳእታ መንን ከመይን ንምታይን ንዝብሉ ዝተፈላለዩ ሕቶታ ክምልሱን ከብርሁን ስለ ዝኾኑ፡፡Tnx
Mehari Tsegay, so wela hmak srhatn lbi seb zsebrn derfi enazergeht shelel elna dina knhalfa zelena. Atleast nkesali ktmehar alewa. Nay zhalefe halifu yu hji gn sbuk fryat slezekrebet tm elu k kbela zkeal seb yelen. Kemu entekoynu kea mo, temelisa ktdegmena tkeal ya endegena bsbuk msmesatna kea knkbela maletka u. Bzkone semhar bzeymgnan zfetwa derafit ya, wela hji ayselan ye tegagya endya shweya tmeharela ezya neger. Ente eti sbuk zerebaka gn lebam nay bhaki. Gn eti zeydli hmak serftat gn wela aneye zeydgfo zearkey. Seb kemzrdeon kemzmeharelun gerka ember, enda serefka kemzhark gerka aykonkan tearmo.
ar fil- ጽቡቕ ኣለኻ ሓወይ ግን ኣብቲ ዝተጋገየቶ ስርሓታ ግቡእ ነቐፌታ ወሲዳ'ያ ከነጸብቖ እንበር ነቐፌታ ክትብሎ ዘድፍር ከማን ኣይኮነን እልቢ ኣጸያፊን ዘይስነምግባራውን ጸርፊ'ዩ ኔሩ! ግን ኣብ እዋኑ ሓሊፉ'ዩ መዛረቢ ዛዕባይ ግን ናይ ድሒሩ ዝመጽእ ዘሎ ስርሓታ'ዩ ካብ ዝሓለፈ ብዘይ ፍለ ጸርፍን ናይ ባህ ኣይበላ ጣዕሚ ደርፊ ከየስተማቐርካ dslikeን ቁጽሪ የብሉን እዚ'ዩ ድማ ከየገረመኒ ዘይተረፈ ብሓቂ ግን ትግርኛ እንቛዕ ዓለም ለኻዊ ቛንቋ ኣይኮነ'ዩ ዘብል! ንምንኣኣስ ኣይኮንኩን ማስ ሜድያ መመያየጥን ሃናጺ ነቐፌታን መለዋወጢ ደኣ እንበር መዝሓሊ ረስኒ ኣይኮነን እንቋዕ ቛንቋና ካባና ሓሊፍ ዘንብቦ ኣካል ኣይሃለወ ድኽነት ኣእሙሮና ካባና ሓሊፍ ዓለም ምፈለጦ! ንኽብረትካ ግን የመስግን ሓወይ!!
Mehari Tsegay nay bhaqi hayalI seb keyedneqkuka ayhalfn ye. eti seb entay u xkewn zelo krdeaka aykieln u.
Mehari Tsegay
Semharey ajoki mearey zeygage yelen tesfa aytqureqi bzuh seb zrdealki alo kealiyo zyaday
ሰምሃል ሽኮር
2025 ሓፍተያ ጋቢዛትኒ ክኣላለይ በለትኒ ሓፍተይ ቅጭን 😢❤👫
ስምሃል ሽኮር ኣቤት ደርፈኪ ክፍትዎ እቲ like ንዓና ግደፍልና ኣጆኪ ዝያዳ
ኸምዚ ኸማይ ዝፈትዋ መን ኣሎ❤
ኣነስ ብደቅ ኤርይ ክዓብድ እየ ክፈትወክ ጥዕምት ዳናይት ውን 🥰❤😍💝
ያ ኤርትራውያን ማራ እየ ዝፈትወኩም ይቅርታ ሕተትዮም ንደቅይ ዓድክይ ምንም ይኩን ሰብ እና ህዝብ እዩ መክሰብክይ መንግሥት አይኮነን ኤርትራውያን ኩሉም አብ ሰደት ዘለኩም እግዚአብሔር ያሓሉኩም አምላክ ያሓሉኩም
Azmi Azmi "Amen"and thank you for swearing to us ...love you too sweet ²
Azmi Azmi amen 3 my sister thanks ❤👈
+be happy intay dea abisa arku ...newri yu kab zero tebegiska mxraf ...
constitutionally legend Love sory agame ayfetwomen ኣለርጂ እዩም ድገብሩለይ እንተሪአዮም።
Azmi Azmi AMEN AMEN AMEN NKULNA AHBIRU YHALWENA
Deki Erey Neza Hasawit Gual Yohannes Ane seleste Unlike hibeya Aleku Really gena kea ...
Kemta Bkulu menesey eritrea ztelagexa .. kndu keman Aykewnn
Eyu Gn Entsy ke knchea zen Tekalu !!!
wawww semu konjo btaemi gobez ....nay haki des tbl music kexlyo ajoki
ኣታ ኣበይ ድዩ ዘሎ እቲ ላይክ በቲ ሓደ በዚሑ ኣሎ ተጣራጢርና እኮ ላይክ ከይንህብ እስኪ ሓብሩና እቲ ቦታ እምበር ኣነ እካ በታ የማን ዘላ ኢየ ሃሪመ ካዕካዕካዕካዕ,ኣጆኩም ብሉ ንጨፍጭፋ እስኪ እቲ ጉቡኣ ንሃባ #ሰምሃር ካብ ሕጂ ክንደይ ከይትስጉሚ ብደርፊ ካልእ ፈትኒ#
Semhar kab ayni hasad yedhneni ilki tsolot gberi so metselel derfi 🙌🏾
😂😂🤲🤲🤲❤️❤️👌🤝🇪🇷🇨🇦
Eretrian anda Canada So bhaqi eye😅❤️
@@greatafrica5989 Okay shikorey Anda wedi eriy ❤️
ውህደት ግጥምን ዜማን ምስ ካናሪ ድምጺ ጽቡቅ ስራሕ።
ንፍትው ባዓል ቤተይ አንጌደዮ አለኩ ሰማሃረይ ማራ ጥዕምቲ ደርፊ እያ አድናቅትኪ እየ ።
ናይ ብሓቂ ኣብ ልዕሊ ሰምሃር ዮውሃንስ ዘለኒ ኣድናቖት ቃላት ይሓጽረኒ ንልብኻ ዘረስርስ ስምዕ ውዒልካዮ ሓዲርካ ዘይምኖ ጽቡቕ ስራሕ ወትሩ ዓወት ይምነየልኪ
I am form senegal i like eritrea music sahmhar ❤❤❤❤❤❤💋
Musa Niang
@hnhdegubdhjdhgdj😢jd8534
why so many dislikes???
ሰማሃረይ❤ ሽኮር ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ምስ ደረፍኪ እንድኺ❤❤ ሎሞ ግን ዝያዳ ኩለን ናዓይ ትኣኽለኒ ደርፊ ደሪፍክለይ ብታሚ እየ ዘመስግነኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
ኤርትራወች ውስጤ ናቸው ያው ትግረኛ እሠማለው መናገር ትንሽ ቢከብደኝም ውድድድ ሠምሀር መኣረይ
KAB Etiopia eye gn Nay semhar yhans derfi btami eye des zbl
kezi dma nay lbey derfikley alki tsbuk mqnu wn tesfa Gerkley ketsllu marey so I miss you
ደቂ (ማይ ነፍሒ) ዓደይ ሰሙ & ደኑ ❤❤❤ 2024 ኮመንት ከነንብብ መጺና 😉😂😂👈
Welcome gual eri shkorrr aytgedeslom nezom ሸየጥቲ ሃገር ኣጆኪ ቐጽልዮ ኣለና ኣብ ጎድንኪ ስውት
luwam amanuel bravo sis i like ur postive feedback N ur amazing idea with great motivation to her, bravo again ....
Binate@Tshdi thank you bro !!!
Men iyu ata sheyati hager, behaqi belu , klae amharu ke dea tigrigna jemirkum ashabkum telemamidkum.
ስወዲሽ ማር ሠላምሽን። ♥
ያብዛው።ባለሽበት
Semharey ምቅርቲ btami ደስ ዝብል ስራሕ አዩ ቀጽልዮ
Nice song beautiful
Semhar kalat yeblyen naki Yhxrni u ati ambesaas😍😘
Eta nay lbey rekibkya semharey
ምቅርቲ ማራ እየ ዝፈትወክን ዘድንቀክን🌹😘😘😘 ድማ ይቅርታ በልዮም ነቶም ስደተኛታት የሕዋትና
ማር
btaemi eye zfetweki semharey mkrti
ሰምሃረይ መቅሰን ኣጆኺ።እዚ ገልዳም ህዝቢ ካብዘይ ፍልጠት እዩ ዘዓፍር ዘሎ።
Semhareyy mkrtii i Love u
nesu eye serhu hizbi Eritera loqmaxi like aytxebyi
ስመአር ቆንጆ ስወድሽ በርቺ ስራዎችሽን ሁሉም እወደዋለው ♥♥♥
Q
ሰምሃረይ መክሰበይ ኣይትገደስሎም ነዞም ደናቁር ዝጻረፉ ዘለዉ መዕበይኦም ዝበደሎም ኢዮም እንተ ንስኪ ግን በርትዒ ላይክ ሂበኪ ኣለኩ
semhar skorrr ajoki ategedesilom ezom sebat ok gud job atetefi eki zadayyy
semhar shekor 😍😗😙😘👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌
Semehar shkori desbahalti bukulu ajoki bertia ❤❤❤🎉🎉
so nice soing
ቅቅቅቅቅ ጥዕምቲ ደርፊ ግን Like ኣይሃብክክን ተቀይመልኪ እየ ዘለኩ ኣቲ መጣር ዉሽማ እሰያስ ወዲ መድህን በራድ።
Wellcome dahayki aytehabaa semarino xbkti🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✔
አንዳ ሰረቀት ዝራእይዋ አንዳወሰከት ኣያኣምንዋ ኮይንትና አምበር አታ ድርፍስ ከፍ ኣለዋ ሓቂ ይሓይሽ አቲdis like ከኣ ገርናዮ ኣለና ኣጆኪ
I LOVE Allh ስዒድ ዑመር nice gigna msaka aleku
kkkkkkkkk
love Ertrea afrika ክክክክ ውይ መርገም
Well done semharey
🙄bs
ሰምሃር ዶ ክብለኪ ኣቲ ዒሉ
ከምዘልኪ ኢልኪ ዘይትክእልሉ
እቲ ኣፍኪ ካብ ትደርፉሉ
ሱማ ዳኣ ወላ ወትፍሉ ።
ሰምሃር ኮርማም ካምቦ ዕባይ
ክዛረበኪ ኢየ ኣቅልብሉ ዘረባይ
ክንደይ ከይትፈልጥኒ እኮ ናዓይ
ስለ ዘይትፈልጥዮ ሕሰመይ ወጽዓይ።
ማህጸን ኣደ ከይብል ጉራምራ
ተር እንዲክን ኢልክን ከም ሑጻ ናይ ዛራ
ካብ ተታሒዝክን ከም ዕቡዳት ትዕንድራ
ኒዪ በልኦ ባህርያት ናይ ኣመንዝራ
ዓይን እካ ኣለዋ እታ ማርያም ኣስመራ
ኣነ ዘሕዝነኒ እቲ ለዋህ ኣቦክን
ብዙሕ ሓዚኑ ምውላዱ ንዓክን
ኣይትተሃመል ኢልክንኦ ነቲ ዓቢ ሓውክን
ምንባር ዓላማ ናይ ሓባር ፡ናይ በሓቂ ንፉዕ ሰሓቢት ግጥሚ ዚማ ጌርካ ድረፋ ኣብ ህዝቢ ተቀባልነት ክትረክብ እያ።
ምንባር ዓላማ ናይ ሓባር kkkkk
Wawww very nice poem
ምንባር ዓላማ ናይ ሓባር tebatey gtmi
ከዛብ ሓደ መሓዮ ኢካ ኔርካ ኣብ ኤርትራ ከለኻ ዝገበርካዮ እንታይ ኣሎ ሓሰውቲ ruclips.net/video/b4VyzLisJxU/видео.html ነዚኣ ክትደርፋ ከላ ጊን ዝተዛረበ ሰብ የለን
Wawww Semhar malet mara kef alike ati shkorr km kemay dihke. Mekseb Alem
Sweet voice, I like you alot.
Proud hamasen 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽
kkkkkkk 16.358
Ella record ybduluna aleku bejakum .
Wawwww ዓደይ ሽኮር በዛ ዓይነይ ክትወጺ ደሊኪ እንበር ሎምስ
Semharey Eritrean supper hero so nice song and nice voice keep it we are proud to be all Eritrean people💚 ✊👏👍✌
Gahcham tekal afa. Eza seb ezea tselaeku.
Nice jop semharey
Waww semhar shkor gele aynet derfi ajoki qexlyo
Semhary konjo kemay dekiii meksen Eritreawit jegna ayzo terah moyaki kexleyo zeymhmak ❤️😘🎄✅
What ever people talk you are the best l love you semhareyyyyyyy
የእውነት በጣም ነው ምትመቸኝ ውድድ ሽኮሪና ናተይ
Samry konijjjj💔💔💔💔💓💓💓💔💔
በሉ ተሕሽኩም ሲ......ኩለትኩም ኣብዚ ንሰምሃር ትዝንጥልዋ ዘለኩም እታ ማእከል ኣጻብዕተይ ትእተኩም ወድኩም ጋልኩም.......እንበር ሰምሃር ብኣኩም ዝጎድላ የብሉ ዝምልኣ........እንተ ንስኩም ደናቁር ክልተ ሳዕ ዝሞቱ ከኣ ግዜኩም ትጠቀምሉ.....ንስኩም ሓንቲ ናይ ዘዕቆበትኩም ሃገር ቋንቋ ከተጽንዑስ ዘይትክእሉስ ምስ ረዘንቲ ሰብ ሞያ ክትጻረፉ መሕፈረኩም.......ብሰንክኩም ወጃባት መስደዲኦም ዘይፈልጡ እዘን ዝዕቆባና ሃገራት ከማን ፎእእ ኢለናና.....እንትርፎ ጸርፊ ወረ ሕስድና ካልእ ዕጥቂ ዘይብልኩም መጓህይቲ.......
Seminar Eritrean superstar
gual yohannes shkor btaemi desss zelewa derfi ajoki ske bertie
semu konjo Nice music 👍❤👏
From etbiopia. Love eritrean. One love my people 💗
ደጋጊመ ዝሰምዓ ሚዚቃ😘
Kalo ye Kalo ewe fiqrey kalo ab tesfa nzamn zklklo entay alo nic song
gn dhri hji aytetahameli.
Hiyab chanel ve
Hiyab chanel
Hiyab
ኣንቱም የሕዋተይ በጃኩም እለኩም ስለ ፈጣሪኩም ስለምንታይ እና ክንዱዙይ ንጻረፍ በጃኩም ካብ ጸርፊ ዝመጽእ ዋላ ሓደ ለዉጢ የለን ዘይንመዓዓድ በጃኩም ሓደ ሰብ ሕማቅ እንተገበረ ስለምንታይ ከማኡ ከም ዝገበረ ገጋ ከም ዝገበረን ንንገሮ ክንዱዙይ ጸርፊ ግን እንታይ ኣምጸኦ ኦከ ጽቡቅ ቅድሚ ሕጂ ኣይትትሃመል ኢሎም ሓሳባትኩም ሃብዎም ክርድኦም እንተዘይከይኑ ግን ከይተረዳዳእካ ክልተካ ብጸርፊ መርየት ምዕራብ እዩ !!!!!። place !!!!!!! እቶም ይቅረ ትበል ትብሉ እሞ ማራ ለዋሃት እኩም ብዝኮነ ኣምላክ ሰላም የዉርደልና ንከኣኣል ምከኣኣል እዩ ምንባር !!!!!!!!!!!!።
ፍቅርን ሰላምን ked ata Wedi shrmuta ghtaf fuck of dqla tgrway qndaf uray kndom 🔫🔫🔫🔫🔫
Smret Okubazgi
✌ !
ጸረ ህግደፍ ወዲ ህዝቢ
✌
ፍቅርን ሰላምን sex bzeyegeds sebey mearey kabafey ahdkani komeu kbl endahasebku deka kab afey eka wesidkaya anyway entay dye kbleka delye btaemi nfue kem shmka bravo ajoka kexlo 100% hibeka/ki aleku beay wegen abzi kulu bzeyka xerfi kale ayreakun so nfue.
ፍቅርን ሰላምን tegbarata eyu zexrfa zelo eza dedeb tekan rasi
ELLA Records agebab gber nska wun
Xerfi du wala nahda tedemamiru 3k bexihla alo ketehwtwa kerbikum eti nay hangol unlike or xerfi Comment aykonen edikan egirkan hiska suk shu 3 Comment hiza suk entible ekum bidilkuma zibahal ber kyteredakum ni omer n semharey chilmat nay2 RUclips nigeho nigho yixawitlkum alwu . Libona u zedilyo zi gizye
anta ezi kelu like twheba dya zeri zaleku na commet eyu eba dislik agabzeki aleku
Semhar :keep it up don’t listen Nez’om Agame Woyane ...Good Job👍👍👍
semhar shikor
ሰሙ መቅሰን እንኳዕ ደሓን መጻኪ
ኬፍ ኣለኪ
ናይ ሕማመይ ።
ጠፋእኩም ተጋሩ መጹኩም
ኦሮሞ።።።።።።
selamand lovesorry 🔪🔪🔪🔪🔪🔪👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫🔫
Gott mir helfen ኪድ ወዲ ለማኒት ካራይ ይበሊሕ ካብ ካራካ
selamand lovesorry ata hadami khardeka eye
Gott mir helfen ወዲ ጋሕባ
ብስምካ ኣይ ትጸውዓኒ ጅግና ኤርትራዊ እየ።
selamand lovesorry ata hasawi eska erirawi aykonkann bedem yhwatka tlagex guhaf wexa hzbka flet nebari hzbi embari nebari mengsti yelen maltkum teray texbeu hgdf mendef
🇪🇷 my habesha love love love ..from Amhara fano
ኣጆኪ ጋል ኤረ ቀጸልዮ
ኣንቱም ሰባት ካብ እዝግስ ርእሲ ዘለኩም መሲልዋ ኢያ ኣይትተሃመል ዝበለት ፡ ሃገርካ, ሓድነትካ, መንነትካ, ክብርኻ ከይንቅነቅ ተጠንቀቅ ዝበለት፡2ይ ከኣ ፈታዊ ነብሱ ምባላ ሓቃ እንያ ክትሽገር ስለ ዘይደለካ መሪርና ይኩን ገለ ንኩን በቲ ኮይኑ በቲ ነብስና ኣብ ጽቡቅ ኽትህሉ ስለ ዝደለና ወጺና ፡ Europia ካልእ ዓይነት ከም ገነት ስለ ዝመሰለና ዶ ኣይኮናን ሂወትና ከፊልና ዝሰገርና ፡ ሂወትና ብ ዋጋ Europia ይትመን ድዩ ፡ ወላ ኣብ ሃገር ተመረረ እካ ሂወትና ከፊልና እንታይ ደሊና ዲና ባሕሪ ሰአጊርና ፡ ወላ ኣብ ግዜ ሰውራስ ወላ መግዛእቲ ደኣ ይምበር ጉዳይ ሃገር ከሎ ነብሳ ፈትያ ዶ ኣይኮነትን ወጺኣ ሰብ ግን ህዝቢ ተረዲእዎስ ኣብ ሓድነቱ ኢዩ ኔሩ፡ ኣብ ድሕሪ ናጽነት ዝነበረ ሽግር ከኣ ጉዳይ ሃገር ኮይኑ ቕድም ድሕነት ሃገር ምስ ኮነ ጭርሆ ረብሪብና ዲና ገለ ዲና ሕጂ ከማን ነብስና ፈቲና ኢና ወጺና ፡ነብስካ ፈቲካ እምበር እንታይ ደኣ ደሊኻ ሰብኣይ ተኮይንካ ደኣ ካብ ሂወትካ ከፊልካ ፈተነ፡ ኣብ ሃገርካ ከለካ ዝግበር ዘይትገብር ዝነበርካ፡ ብዝኮነ ፍሉጥ ኢዩ እዚ Dis like ኤርትራዊ ጥራይ ኣይኮነን you tube ዝጥቀም ኖ፡ ትገብርዎ ሰባት ክትግምቶ ከለካ ገሌኩም 2, 3 ኣካውንት ኣውጺኩም ፡ ገሌኩም ተጋሩ ኢኩም፡ ገሌኩም ብስምዒት ፡ ብዝኮነ ደይ መደይ ተባሂሉ ምካኑ ነት ዘይህመል ይርድኦዩ። ደቂ የውሃንስ ከኣ ኣጆክን በርትዓ ግዝያዊትን ሃራሚትን ኢክን ደሪፍክን ነቲ ኤርትርዊ ዝኮነ ። ቀጽልኦ በርትዓ ኣብ ጎንክን ኣለና ኣይትሕመቃ።
wwwww semhar shikro Good luck gen Amlak nexltk sel Afikr zebl eyu
Semharyyy dese zabeli kaseleyu habetay natay
Ane yeker ileleki aleku mentan Egzibhir yeker kebeley hateyatey
Ajoki Semhar, RUclips is not based on likes or dislikes. It is based on viewers. Don't worry about Agame and Deki Tor serawitn.
Semharey
ነቲ ምስ ሃገሩን ህዝቡን መንግስቱን ዘሎ ኤርትራዊ ኢያ ደሪፋታ እንታይ ከም መደዓዓሲ ደሪፋታ ገለ ትብሉ ፡ ገሌኩም ኣውራጃውያን ገሌኩም ውድባዊ ሕማም ጀብሃ ገሌኩም መስማር ዶ ፡ ገሌኩም ትግራዎት ገሌኩም እቲ ዘሕዝነካ የዕምቁ ከይፈተሸ ደገ ደገ ዝርኢ ፡ ተባህለ ኢልኩም ዝተሃመልኩም ኤርትራውያን ኢኩም።
Abzi nay Eritrean music RUclips si ksab kndey nay atahasasba dkmet zelewom sebat kemdelewe's nmgmatus deyesheger ygerm u !
የ ኔ ዓለም ከመይ ዲኪ ናይ ሙደይ ኣይትታሃመል መንአሰይ ጥራይ በሊ ንሱ ዩ አቲ ሓቂ
i hope so, ድሕሪ እዚኣ ስራሕ ከይራኣናልኪ መስጣ ናይቲ መንእሰይ ወሪዱኪ ትጠፍእልና ትኮኒ። ኣንቲ ኣንጭዋ 2 ዓንዴል
yikealo fshaye ጌጋ ኣብ ናይ ፈጣሪ ስራሕ ኣይትእቶ መን ኩም ኢዩ ዝቕድም ሓደ ፈጣሪ ኢዩ ዝፈልጣ !
yikealo fshaye .
anchiwa imer hasad agame niska, gosas adghi
Entay Adeki Hbituki blay
ata wediza qofquaf agame, wedi hirkam, intadeka habeteka niaka, nay tigrayka zeytgebr, gosas adghi
Wwwwwwww semhar skorrr beautiful musci really Love
A E kema ya Semhar libi wuldo menesey Tenkifki gebre melsi ka rekibkilu.sne tibeb entay mikanu trgimu keyfeletka laley mbal ezi u wuxetu.sne tibib mejemerta nhzbi ketenbibon kitrdon aleka.bflay teleb menesey dhru ab bayta dolo haki bmelkti sene tibib nab hzbi tekribo.gebremelsi ka bzuh degefin sabtin terekibelu.bal Semhar gin gtimin zeman rekbina elen keysetwaela derfen ms menesey tbaesen chaw.
abrham habtu ygermeka eu trgum derfi keyfeltet laley tbl
Ata kemey aynet (kedisa) eya zia wedey 👎👎👎::
ani keman trweat elay aleku
kab kebret nab hisret
አደድ እዚኣ ከኣ መጺኣ
Ezias neay eiki derivky simu shkor🎤🎤🎤🎸👑👑👑👑👊👊👊🌹🌹💐💐🏆🏆🏆🏆🏆🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Chidi resah feger agame entay eki dea drarey tbili zeleki hasawit
dirbay hamasien
Semharino skikor habibti
Egziabher dea nay eidkn yfdekn ember n hizbi Eritrea dea may weiy defieknalu endikn
3k dislike👌
son foro why though??
Semhar kem kedemki gda deytkoni Seb kemesgneki hji do haysh adey adey ajokum eti unlike abotu gays
💘
semharey shkor Nice song
Kkkkkkkkkkkk kulu seb dislike lol.
ምን ታድርጋችሁ በመጀመርያ አጥፍታም ከሆነ ማስተማር እንጂ ምን ሁላችሁም ተነስታችሁ ፃድቅ እንሁን ትላላችሁ ምድረ ወሬኛ
ተባረኪ😍💖
ምንኣባሽ ኣገባሽ ወረኛ ከዚ ዉልቅ ብለሽ ጥፊልን ደደብ ኣንችን ስለማይመለከትሽ ድመት
ምን አርጋ ነው እስቲ ንገሩኝ
Kialela eske aytnbiala
Imber tkielo eko aytmeslin eka
Aytithamel kea!!
ንሰማሃር አይ ዘፈተኩወ ነበሩኩ ካብ ኩሎም ደርፊቲ ሓጂ ግን አደይ ሂበ አየ።
ናኣዲጊ ዝገበረካ ጠይቂ ግበሮ አዩ።
ሰማሃር ጽናዓት ዮሃብኪ ካብ ብሕጂ ከይትደሪፊ ኦክዮ ዶ።
ዘበን ተቀየርካኒ ስደተኛ ኾይነ
ኣታ እንታይ ጸገም እዩ ወደይ ብዝይካ ጸርፊ ካልእ ዘይፈልጥ ወለዶ ካብ ጸርፊ ዝርከብ የለን የሕዋት መምስ ዝመጸ ንፋስ ኣይንንፈስ በጃኩም።
ዓዜን tv sekit nefas
ዓዜን tv sekt yeake gumama izia zeytexerefet dea men qxref aynu ab tizu
ዓዜን tv ያማራ ኢዮም እኮ ዘተጉግካ ደይ ፋራ ወዲ ፋራ ብርእሳ ዘይትከይድ ኢያ መሊኣ ዘላ
ኣቺ ወዲዲ ዲ ,fara ilka texarifkas harifka malet du weyal denqoro
ዓዜን tv
Eske sekt kedis
ህድእ ኢሉ ንዝሰምዓ እዛ ደርፊ ኣዝዩ ዓቢ መልእኽቲ ኣለዋ።ጸርፊ ዘይኮነ ውን ምትብባዕ ዩ ዝግብኣ።
Yala deleyti fithi naza gumama gall dislike nihaba
ሰላም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ትርከቡ: ብፍላይ ድማ ኣፍቀርቲ ሙዚቃን ኣብ ስነ ጥበብ ንዘለኹምን ኣስተማቐርትን በሓፈሻ? ምናልባት እቶም ጥበበኛታትን ኣስተማቐርትን: ንጥበብ በዓይኒ ጥበብ እንጥምቶ ሕግታት'ቱ እንታይ'ዩ ጥበብ ንስሕቶ ኣይብልን.. ?
ኣነ ከም ኣነ ኣብ ጥበብ ሓደ ርእሱ ዝኸኣለ ናይ ባዕለይ ኣረኣእያ ክህልወኒ ግድን'ዩ! ሓደ ጥበባዊ ስራሕ ጀሚረ ኣብ መፈጸምቱኡ ከብጽሖ ክሳብ ዘለኒ ዋንነተይ'ዩ: እዚ ስራሕ'ዚ ኣብ መዛዘሚኡ በጺሑ ድማ ንህዝቢ ጆባእ እብል: : ካብዛ ስርሓተይ ናብ ህዝቢ ዘቕረብኩላ ግዜ ጀሚረ ድማ ስርሓተይ ከምቲ ንዓይ ዝብጽሓኒ : ካባይ ብዘይ ሰንፍ ማዕረ ማዕሪኡ ውን ንብረት ህዝቢ'ዩ: : ደርፊ ይኹን ፊልም ወላ ውን ካልእ ጥበባዊ ስርሓት..!
ስለዚ እቶም ኣስተማቐርቲ ንኹን ብኸፊል ሰማዕቲ: ዝተፈላለየ ጥበባዊ ስርሓት ኣብ ልብታትና ዓቢ ቦታ ኣንጺፉ ብመጻወዲያ ፍትወቱ ተኸቢብና ንጥበባዊ ስርሓት ዝተፈላለየ ቅጽል ዘሃብናዮ ውሑዳት ኣይኮናን: : ከመይ'ሲ ንልብታትና ሰሊቡ ኣብ ዓለሙ ስለ ዝጸንበረና! ጥበብ ኣስተማቒርና ድማ ድሕሪኡ ዘሎ: ናብ ሃንዳሲ እቲ ከነድንቖን ኣብ ልብና ዓቢ ቦታ ክሕዝ ዝገበረ ሰራሒኡ ንሰግር : : ካባይ ጀሚርካ እልቢ ዘይብሉ ደርፍታትን ካልእ ጥበባዊ ስርሓትን ኣብ ልብና ተሓናፋጺ ዝኽሪ ዝገደፈ: ኤርትራዊ ይኹን ናይ ወጻኢ ሃገራት ውሑድ ኣይኮነን: :
ስለዚ ዝኾነ ጥበባዊ ስርሓት: ማዕረ ማዕረ ዋኑኡ ንሰማዒኡ ውን ይብጽሖ'ዩ እንዳ በልና ደኣ በየናይ መለክዒ ኢና ንንብረትና ንቐለብ ልብና ንብሎ ጥበብ ንብድሎ: : ሰምሃር የውሃንስ ከኣሎ ትብል ኣላ : ዕምቆት እቲ ደርፊ ከየስተማቐሩ ጉልባብ ኣይትተሃመል ናይ ዝሓለፈ ቅንያት ስርሓታ ምርኩስ ጌሮም ገና ናይ Ella Tv መእተዊ Entro ከይተዛዘመት dslike ክገብሩላ ዝተዓዘብኩዎም ሰባት ውሑዳት ኣይኮኑን: : ወግዓዊ ዲዩ!! ጽልእን ፈንጠዝያን ኣይትተሃመል ኣብ ኣይትተሃመል ተገሊጹ'ዩ: ኣብ ዝቕጽል ስርሓታ'ኸ በሰላ ኣይትተሃመል ግድነት ዲዩ ክህሉ? ምስ ሰምሃር ዮውሃንስ ሓንቲ ፈትሊ'ያ ተራኽበና "ጥበብ" በቃ ስለዝስ ንሰምሃር ከነረኻኽብ ክንብል ነቲ መእሰሪ ኩሉ ታሪኽና ባህልና ፍቅርናን ምስልናን ዝኾነ ጥበብ ክንብድል'ከ የምሕረልና ዲዩ? ነቲ ኣብ ስደት ሰፊሩ ካብኣ ብምፍላይ ሂወትን ናፍቆትን ዘይጸሮ ኣፍቃሪ'ያ ከኣሎ..! ትብሎ ዘላ ድኽመት ጥበባዊ ስርሓታ ብሰለማውን ጥበባውን መገዲ ደኣ ከነርድእን ክንእርምን ኣለና እንበር ዘየድሊ ጸርፍን ዘለፋን እንዳ ጸሓፍና ድኽመት ኣእሙሮና ኣይነቃልዓዮ!!!! Like ወይ ውን dslike መግለጺ ጽባቐን ድኽመትን ጥበብ ደኣ እንበር መፍደይ ሕነ ኣይኮነን!