ዘበን መጺኡ ዘበን በረኸት ዘበን እልልታ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 ноя 2024

Комментарии • 43

  • @kidantewelde9667
    @kidantewelde9667 2 года назад

    Shalom brukat kal Goyta Amen ewe eyu zterfo .Ab zi Amet ezi nay Bereket Kal ab hzbnan ab Hagernan ykun ela. Nskatkum Brukat ekom. Tebareku.

  • @helenabreham2619
    @helenabreham2619 2 года назад

    ኣሜን ኣሜን

  • @helenabreham2619
    @helenabreham2619 2 года назад +1

    Eretrea tebareket hager ya
    Hzbna buruk u

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад +3

    “ሕጻን ተወሊዱልና፡ ወዲ ተውሂብና እዩ እሞ፡ እቲ ግዝኣት ከኣ ኣብ መንኲቡ እዩ፡ ስሙውን ግሩም፡ መካር፡ ብርቱዕ ኣምላኽ፡ ኣቦ ዘለኣለም፡ መስፍን ሰላም ኪስመ እዩ።”
    - ትንቢት ኢሳይያስ 9፥6

  • @temesgengebreyesus3726
    @temesgengebreyesus3726 2 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስሙ ይባረኽ

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад +1

    Nejat haftna ezi tselot dyu ksab hji metsaf qdus aytezareben ?

  • @kiflomali3312
    @kiflomali3312 2 года назад +1

    Nejay berkty bleesd our blessed love you more

  • @trhas7695
    @trhas7695 2 года назад

    Amen Amen ykunelina kibri niamlak ykun tebareku ! Neju haftey egziabiher memelisu ybareki

  • @saba275
    @saba275 Год назад

    Amen amen hallelujah

  • @GhidayHaile
    @GhidayHaile 8 месяцев назад

    Amen Amen

  • @yordanoskidane8584
    @yordanoskidane8584 2 года назад

    Amennnnn Amennnnn

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад +1

    Ane memhir eye nmntay ysemiakum kab gegakum kmhrekum sle zdeli eye ,ktimharu zdelyekum

  • @samanthajohn8913
    @samanthajohn8913 2 года назад

    GOD BLESS YOU ALL AMEN
    GOD PLEASE PROVIDE AND HEAL AND PROVIDE AND BLESS OUR COUNTRY ERITREA AND OUR PEOPLES ERITREAN AMEN
    GOD BLESS ALL ERITREAN AND ERITREA AMEN
    PRAISE GOD AMEN
    IN JESUS MIGHTY NAME AMEN

  • @rehabott2590
    @rehabott2590 2 года назад

    Amen…elllllllllll Asey. Kibri nAmlak

  • @adyamasefaw6852
    @adyamasefaw6852 2 года назад

    AMEN AMEN AMEN!!! 💕😍❤

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    Firqi metshaf qdus tenbubu slemintay ?

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    Paster tsegsy Kalie qanqa tezaribu mewedaeta seb zeysemio Ezgabher zeyfelto tselot kgbir aykielin eyu ;;
    Samiel yhaysh metsaf qdus tenkifu btiami xbuk

  • @temesgengebreyesus3726
    @temesgengebreyesus3726 2 года назад

    እልልልልልልልልልልልልል

  • @yonastekie8108
    @yonastekie8108 Год назад

    Amen amen amen 😅❤

  • @temesgengebreyesus3726
    @temesgengebreyesus3726 2 года назад

    እልልልልልልልልልልልልልልልል

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    “በቲ ዘመንቲ ሚካኤል፣ እቲ ምእንቲ ደቂ ህዝብኻ ዚቐውም ዓብዪ መስፍን፣ ኪትንስእ እዩ። ሽዑ ዘመን ጸበባ ኪኸውን እዩ፣ ከምኡስ ካብታ ህዝቢ ዝሀለዉላ ጀሚሩ ኽሳዕ እታ ጊዜ እቲኣ ከቶ ዀይኑ ኣይፈልጥን። በታ ጊዜ እቲኣስ ህዝብኻ፣ ኣብ መጽሓፍ ተጽሒፉ እተረኸበ ዘበለ፣ ኪድሕን እዩ።”
    - ትንቢት ዳንኤል 12፥1 men eyu kidhin melsi ? 6 hto

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    Metshaf qdus zelo tseli ተዋህዶ ሕቶን መልሲን ኣለዋ
    “ንስካ ድማ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ብዅሉ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ብዅሉ ሓይልኻን ፍተዎ።”
    - ኦሪት ዘዳግም 6፥5
    “ስለዚ ኸኣ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ኣብ ትሕቲ ምድርን ዘሎ ዅሉ ብርኪ ብስም የሱስ ምእንቲ ኺምብርከኽ፡ ልሳን ዘበለውን ንኽብሪ እግዚኣብሄር ኣቦ ኢሉ የሱስ ክርስቶስ ጐይታ ምኻኑ ኺእመን እዩ ኣምላኽ ናብ ልዕሊ ዅሉ ልዕል ዘበሎ፡ ካብ ኵሉ ስም ልዕል ዝበለ ስምውን ዝሃቦ።”
    - ፊልጲ 2፥9-11
    “ኣፍካ ኽፈት፡ ብቕንዕና ፍረድ፡ ንሽጉርን ንመስኪንን ብይን ኣውጽኣሎም።”
    - መጽሓፍ ምሳሌ 31፥9
    “ናብቶም ናቱ መጸ፡ እቶም ናቱ ኸኣ ኣይተቐበልዎን።”
    - ወንጌል ዮሐንስ 1፥11
    “ኣነ ቅዱስ እየ እሞ፡ ቅዱሳት ኩኑ፡ ዚብል ጽሑፍ ስለ ዘሎ፡ ከምቲ እቲ ዝጸውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩምውን ብዅሉ ንብረትኩም ቅዱሳት ኩኑ።”
    - 1ይ ጴጥሮስ 1፥15-16
    “እምብኣርሲ ጊዜ ኸሎና፡ ንዅሉ ሰብ፡ ምናዳ ግና ነቶም ኣመንቲ ስድራ ቤት ሰናይ ንግበር።”
    - ገላትያ 6፥10
    “ዎ እግዚኣብሄር፣ ሕያዋይን ንይቕሬታ ድልውን ኢኻ፣ ናባኻ ንዜእውዩ ዅላቶም ከኣ ብዓል ዓብዪ ምሕረት ኢኻ እሞ፣”
    - መዝሙር ዳዊት 86፥5
    1ይ ቆረንቶስ 13
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ⁴ ፍቕሪ ዓቃል እያ፡ ፍቕሪ ለዋህ እያ፡ ፍቕሪ ኣይትቐንእን፡ ፍቕሪ ኣይትጀሃርን ኣይትንፋሕን፡
    ⁵ ኣይተስተሓፍርን፡ ናታ ኣይትደልን፡ ኣይትምረርን፡ ኣይትቕየምን እያ፡
    ኤፌሶን 2
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ⁴ ግናኸ እቲ ብምሕረት ሃብታም ዝዀነ ኣምላኽ ምእንቲ እታ ብእኣ ዘፍቀረና ዓባይ ፍቕሩ፡
    ⁵ ንኣና፡ ብበደልና ምዉታት ከሎናስ፡ ምስ ክርስቶስ ህያዋን ገበረና፡ ብጸጋ ኢኹም ዝደሐንኩም፡

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    “ግናኸ እቲ ኣብ መጽሓፍ ሓቂ እተጻሕፈ እነግረካ ኣሎኹ፣ ብጀካ ሚካኤል፡ እቲ መስፍንኩም፣ ሓደ እኳ ዚሕግዘኒ የብለይን።” Ezgabher ayhgzon edu ? 6 hto
    - ትንቢት ዳንኤል 10፥21

  • @johnimerhawi7993
    @johnimerhawi7993 2 года назад

    Beqa Amlak ymharkum yhwatey

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    qdist dngl maryam ade amlak amalidnet eya ?melsi 10 hto

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    Nebi eki dibora eki ezi kulu ninejat niska Ezgabher dka oh my god Ezgabher yhagzeki mbal niski kemzi eki tibl ageb ageb

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    Paster tsegay ysihq alo kkkk

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    Nejat hafta hadish haymanot ymetsie alo tiqyeri dki hjike kulu betsihkyo gn eti haqi ktifeltyo aykealkin

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    Neju kihateki tele number gdefi

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    ተዋህዶ ሕቶን መልሲን ኣለዋ
    🙏❤🙏❤🙏 tselot mishet💒➕🙏❤
    “ዝለመነ ኹሉ ይቕበል እዩ፡ ዝደለየ ድማ ይረክብ፡ ማዕጾ ዃሕዃሕ ንዘበለውን ይኽፈተሉ እዩ እሞ፡ ለምኑ ይውሀበኩም። ድለዩ፡ ትረኽቡ። ማዕጾ ዃሕኳሕ ኣብሉ፡ ይኽፈተልኩም እዩ።”
    - ወንጌል ማቴዎስ 7፥7-8
    “ኣነ ሐሬኹኹም እምበር፡ ንስኻትኩም ኣይሐሬኹምንን። ክትከዱን ፍረ ኽትፈርዩን ፍሬኹምውን ነባሪ ኪኽውን፡ ነቦ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ምእንቲ ኺህበኩም፡ ነዚ መደብኩኹም።”
    - ወንጌል ዮሐንስ 15፥16
    ፊልጲ 2
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ³ ሓንቲ እኳ ንርእሰይ ይጥዓመኒ ብምባል ወይስ ንውዳሴ ኸንቱ ኣይትግበሩ፡ ብትሕትና ግና እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ኻብ ርእሱ ኣብሊጹ ይርኣዮ።
    ⁴ ነፍሲ ወከፍ ንብጻዩ ድማ እምበር፡ ነፍሲ ወከፍ ንርእሱ ዚሔሾ ኣይጠምት።
    ኦሪት ዘጸአት 3
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ⁹ ሕጂ ድማ እንሆ፡ ኣውያት ደቂ እስራኤል ናባይ መጸ፡ እቲ ግብጻውያን ዘጥቅዕዎም ጥቕዓት ርኤኹ።
    ¹⁴ ኣምላኽ፡ ከኣ ንሙሴ፡ እቲ ዘሎኹ እየ ዘሎኹ፡ በሎ። በለ ድማ፡ ንደቂ እስራኤል፡ እቲ ኣሎኹ ናባኻትኩም ለኣኸኒ፡ በሎም።
    ¹⁵ ኣምላኽ ድማ ወሲኹ ንሙሴ በሎ፡ ንደቂ እስራኤል ከምዚ በሎም፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣቦታትኩም፡ ኣምላኽ ኣብርሃም፡ ኣምላኽ ይስሃቅ፡ ኣምላኽ ያእቆብ ከኣ ናባኻትኩም ለኣኸኒ። እዚ ንዘለኣለም ስመይ እዩ፡ ንውሉድ ወለዶ ኸኣ እዚ መዘከርታይ እዩ።
    ትንቢት ኢሳይያስ 42
    ⁸ ኣነ እግዚኣብሄር እየ፡ ስመይ እዚኣ እያ፡ ክብረተይ ከኣ ንኻልእ፡ ምስጋናይውን ንጽሩብ ምስልታት ኣይህብን እየ።
    ⁹ እንሆ፡ እቲ ናይ ቀደም ተፈጸመ፡ ደጊም ሓድሽ ክነግረኩም እየ፡ ከይተቐልቀለ ድማ ብዛዕባኡ ኽስምዓኩም እየ።
    “መጀመርታ ጥበብ ንእግዚኣብሄር ምፍራህ እዩ፡ ነቲ ቅዱስ ምፍላጥ ከኣ ምስትውዓል እዩ።”
    - መጽሓፍ ምሳሌ 9፥10
    “ንሱ ኽሳዕ ዚመጽእ፣ ጽድቂ ኸኣ ክሳዕ ዜዝንመልኩምሲ፣ ንእግዚኣብሄር እትደልዩሉ ጊዜ እዩ እሞ፣ ንኣኻትኩም ብጽድቂ ዝርኡ፣ ከም መጠን ምሕረቱ ኸኣ ዕጸዱ፣ ሓድሽ ጽግኢውን ጽግኡ።”
    - ትንቢት ሆሴዕ 10፥12
    “ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ብስሙ ንዚኣምኑ ግና ውሉድ ኣምላኽ ኪዀኑ መሰል ሃቦም።”
    - ወንጌል ዮሐንስ 1፥12
    “እምብኣርስኸ ኣስኣሰር ናይ ሰላም ነገርን ኣስኣሰር ንሓድሕድና ዚሃንጽን ንስዓብ።”
    - ናብ ሰብ ሮሜ 14፥19

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    “እቲ ኣብ ጸልማት ዚመላለስ ህዝቢ ዓብዪ ብርሃን ረኣየ፡ ነቶም ኣብ ምድሪ ድነ ሞት ዚነብሩውን ብርሃን ኣብርሃሎም።”
    - ትንቢት ኢሳይያስ 9፥2

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    Entay tselot eyu mejemerya metshaf qdus zelo tezareb dhar nseb adi tselot tigebir oh my god

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    24 qanqa yzareb kulu haymanot yfelit gn kgermekum kem nejat zfetwo seb yelen

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    ወንጌል ማቴዎስ 6
    ⁹ ንስኻትኩምሲ ኸምዚ ኢልኹም ደኣ ጸልዩ፡ ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና፡ ስምካ ይቀደስ።
    ¹⁰ መንግስትኻ ትምጻእ። ፍቓድካ ኸምቲ ኣብ ሰማይ፡ ከምኡ ድማ ኣብ ምድሪ ይኹን።
    ¹² ንሕና ንዝበደሉና ኸም ዝሐደግናሎም፡ በደልና ሕደገልና።
    ¹³ ካብ ክፉእ ኣድሕነና እምበር፡ ናብ ፈተና ኣይተእትወና። መንግስትን ሓይልን ክብርን ንዘለኣለም ናትካ eyu emo amen slemintay kemzia elkum tselot zeytigebru seb zeysemio Ezgabher zeysemio qanqa titqemu slemintay melsi ?10 hto

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    7፥14“ሽዑ ሳሙኤል ንእግዚኣብሄር ለመኖ፡ እግዚኣብሄር ድማ በታ መዓልቲ እቲኣ ነጒድን ዝናምን ሰደደ፡ ኵሉ እቲ ህዝቢ ኸኣ ንእግዚኣብሄርን ንሳሙኤልን ኣዝዮም ፈርሁ።”
    - 1ይ ሳሙኤል 12፥18 samiel Ezgabher slezkonu dyu zferhwo for example nimen tiferih ente elkayo nwedi seb Ezgabher zbil ?melsi 9 hto

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    Niamlak tray frah kalie kia niamlak tray sged tiblu metshaf qdus gn kem zsgedelom ynegir alo ? 5 hto
    ወንጌል ሉቃስ 1
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ¹¹ በቲ ወገን የማን መሰውኢ ዕጣን ድማ መልኣኽ እግዚኣብሄር ደው ኢሉ ተራእዮ።
    ¹² ዘካርያስ ከኣ ርእይዎ ሰምበደ ፍርሃትውን ወደቖ።
    ¹³ እቲ መልኣኽ ድማ በሎ፥ ዘካርያስ፡ ጸሎትካ ተሰሚዑልካ እዩ እሞ፡ ኣይትፍራሕ። ሰበይትኻ ኤልሳቤጥ ወዲ ኽትወልድካ እያ፡ ስሙውን ዮሃንስ ክትሰምዮ ኢኻ።
    መጽሓፍ ኢያሱ 5
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ¹² እኽሊ እታ ምድሪ ምስ በልዑ፡ ንጽብሒቱ እቲ ማና ኣቋረጸ፡ ደቂ እስራኤል በታ ዓመት እቲኣ ኻብ እቶት ምድሪ ኸነኣን በልዑ እምበር፡ ድሕሪኡስ ማና ኣይነበሮምን።
    ¹³ ኰነ ኸኣ፡ እያሱ ኣብ ጥቓ ያሪኮ ኸሎ፡ ኣዒንቱ ቛሕ ኣቢሉ ረአየ፡ እንሆ ድማ፡ እተመልሔ ሴፍ ኣብ ኢዱ ዘለዎ ሰብኣይ ኣብ መንጽሩ ደው ኢሉ ነበረ። እያሱ ኸኣ ናብኡ ኸይዱ፡ ንስኻ ናትናዶ ወይ ናይ ጸላእትና ኢኻ፧ በሎ።
    ¹⁴ ንሱ ድማ፡ ኣይፋለይ፡ ኣነስ ሓለቓ ሰራዊት እግዚኣብሄር ኰይነ ደኣ፡ ሕጂ መጺኤ ኣሎኹ፡ በለ። እያሱ ኸኣ ብገጹ ኣብ ምድሪ ተደፊኡ ሰጊዱ፡ ጐይታይ ንባርያኡ ዚብሎ እንታይ እዩ፧ በለ።
    ¹⁵ እቲ ሓለቓ ሰራዊት እግዚኣብሄር ድማ ንእያሱ፡ እዛ ደው ኢልካያ ዘሎኻ ቦታ ቅድስቲ እያ እሞ፡ ኣሳእንካ ኻብ ኣእጋርካ ኣውጽእ፡ በሎ። እያሱ ከኣ ከምኡ ገበረ።
    “ኣብ መገዲ ኺሕልወካ ናብቲ ዘዳለኽዎ ቦታ ድማ ኬእትወካ፡ እንሆ ኣነ መልኣኽ ቀቅድሜኻ ኽልእኽ እየ።”
    - ኦሪት ዘጸአት 23፥20
    “ኣብ ቅድሚኡ ተጠንቀቕ፡ ድምጹ ኸኣ ስማዕ፡ ኣይተመርሮ። ስመይ ኣብኡ እዩ እሞ፡ ንበደልኩም ኣይሐድግን እዩ።”
    - ኦሪት ዘጸአት 23፥21
    “እቶም ክልተ መላእኽቲ ድማ ምሸት ናብ ሶዶም መጹ። ሎጥ ከኣ ኣብ ደገ ሶዶም ተቐሚጡ ነበረ። ሎጥ ድማ ምስ ረኣዮም፡ ኪቕበሎም ተንስኤ፡ ብገጹ ኸኣ ናብ ምድሪ ተደፍኤ እሞ፡”
    - ኦሪት ዘፍጥረት 19፥1
    “ንእኡ ድማ መልኣኽ እግዚኣብሄር ተራእዮ፡ ኣታ ሓያል ጅግና እግዚኣብሄር ምሳኻ እዩ፡ ከኣ በሎ።”
    - መጽሓፍ መሣፍንቲ 6፥12
    ትንቢት ዘካርያስ 1
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ¹² ሽዑ እቲ መልኣኽ እግዚኣብሄር፣ ዎ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት፣ ነዘን በተን ሰብዓ ዓመት እተቘጣዕካየን የሩሳሌምን ከተማታት ይሁዳን ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ዘይትምሕረን፡ ኢሉ መለሰ።
    ¹³ እግዚኣብሄር ነቲ ምሳይ ዚዛረብ ዝነበረ መልኣኽ ብጽቡቕ ቃላትን ብዜጸናንዕ ቃላትን መለሰሉ።
    ትንቢት ዘካርያስ 3
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ⁶ እቲ መልኣኽ እግዚኣብሄር ከኣ ንእያሱ ኸምዚ ኢሉ መስከረሉ፣
    ⁷ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል ኣሎ፣ ብመገደይ እንተ ተመላለስካ፣ ነቲ ዝአዘዝኩኻውን እንተ ሐሎኻስ፣ ንቤተይ ክትፈርዳ፣ ንኣጸደይ ከኣ ክትሕልዎ ኢኻ፣ ምስ እዞም ኣብዚ ቘይሞም ዘለዉ ቦታ ኽህበካ እየ።
    “ኣብ ሰማይ ከኣ ውግእ ኰነ፡ ሚኪኤልን መላእኽቱን ምስቲ ገበል ተዋግኡ። እቲ ገበልን መላእኽቱን ድማ ተዋግእዎም።”
    - ራእይ ዮሃንስ 12፥7
    “ኣይሰዐርዎምን ከኣ፡ ድሕርዚ ስፍራኦም ኣብ ሰማይ ኣይተረኽበን።”
    - ራእይ ዮሃንስ 12፥8
    “ኰነ ኸኣ፡ እቲ ሃልሃልታ ኻብ መሰውኢ ናብ ሰማይ ኪድይብ ከሎ፡ እቲ መልኣኽ እግዚኣብሄር በቲ ሃልሃልታ መሰውኢ ደየበ። ማኖኣን ሰበይቱን እዚ ምስ ረአዩ፡ ብገጾም ናብ ምድሪ ተደፍኡ።”
    - መጽሓፍ መሣፍንቲ 13፥20
    “እቲ መልኣኽ እግዚኣብሄር ድማ ንማኖእን ንሰበይቱን መሊሱ ኣይተራእዮምን። ሽዑ ማኖኣ ንሱ መልኣኽ እግዚኣብሄር ከም ዝዀነ ፈለጠ።”
    - መጽሓፍ መሣፍንቲ 13፥21
    “ከምኡ ድማ ብሓደ ዚንሳሕ ሓጥእ ኣብ ቅድሚ መላእኽቲ ኣምላኽ ሓጐስ ይኸውን እዩ፡ እብለኩም አሎኹ።”
    - ወንጌል ሉቃስ 15፥10

  • @carsojudy3343
    @carsojudy3343 2 года назад

    Teamitka tselot ayfqedin ezgabher aymharen slemintay gn teamitkum tselot tigebru ? 4 hto
    Tselot brhan
    ወንጌል ማቴዎስ 6
    ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
    ⁹ ንስኻትኩምሲ ኸምዚ ኢልኹም ደኣ ጸልዩ፡ ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና፡ ስምካ ይቀደስ።
    ¹⁰ መንግስትኻ ትምጻእ። ፍቓድካ ኸምቲ ኣብ ሰማይ፡ ከምኡ ድማ ኣብ ምድሪ ይኹን።
    ¹² ንሕና ንዝበደሉና ኸም ዝሐደግናሎም፡ በደልና ሕደገልና።
    ¹³ ካብ ክፉእ ኣድሕነና እምበር፡ ናብ ፈተና ኣይተእትወና። መንግስትን ሓይልን ክብርን ንዘለኣለም ናትካ እዩ እሞ፡ እሜን።
    “እቶም ሰብውን ኣብ ሳዕሪ ኪቕመጡ ኣዘዘ። ነተን ሓሙሽተ እንጌራን ክልተ ዓሳን ኣልዒሉ፡ ናብ ሰማይ ገጹ ቝሊሕ በለ፡ ባሪኹ፡ ቈሪሱ ንደቀ መዛሙርቱ ሀቦም።”
    - ወንጌል ማቴዎስ 14፥19
    “የሱስ እዚ ተዛሪቡ ኣዒንቱ ናብ ሰማይ ቋሕ ኣቢሉ፡ በለ፥ ዎ ኣቦ፡ ሕጂ እታ ጊዜ በጺሓ፡ ነዞም ዝሀብካዮ ዅላቶም ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺህቦምሲ፡ ንወድኻ ኣብ ልዕሊ ስጋ ዘበለ ምልኪ ሂብካዮ ኢኻ እሞ፡ ንሱ ምእንቲ ኬኽብረካስ፡ ንወድኻ ኣኽብሮ።”
    - ወንጌል ዮሐንስ 17፥1-2
    “ድሕርዚ ነቲ እምኒ ኣልዓልዎ። የሱስ ከኣ ኣዒንቱ ንላዕሊ ቋሕ ኣቢሉ፡ ኣቦ፡ ስለ ዝሰማዕካኒ ኤመስግነካ አሎኹ።”
    - ወንጌል ዮሐንስ 11፥41
    “ንስኻትኩም ግና፡ ኣሕዋተየ፡ ኵላትኩም ደቂ ብርሃንን ደቂ መዓልትን ኢኹም እሞ፡ እታ መዓልቲ እቲኣ ኸም ሰራቒ ኸይትመጻኩምሲ፡ ኣብ ጸልማት ኣይኰንኩምን ዘሎኹም፡ ንሕና ናይ ለይትን ናይ ጸልማትን ኣይኰንናን።”
    - 1ይ ተሰሎንቄ 5፥4-5
    “ኣዒንትኹም ናብ ሰማያት ቊሊሕ ኣብሉ፡ ታሕቲ ገጽኩም ከኣ ናብ ምድሪ ጠምቱ፡ እንሆ፡ ሰማያት ከም ትኪ ኺበኑ እዮም፡ ምድሪ ድማ ከም ክዳን ክትበሊ እያ፡ እቶም ኣብኣ ዚነብሩውን ከምኣ ኺሞቱ እዮም። ምድሓነይ ግና ንዘለኣለም ኪነብር፡ ጽድቀይውን ኣይኪስዐርን እዩ።”
    - ትንቢት ኢሳይያስ 51፥6
    “ኣዒንትኹም ናብ ላዕሊ ቋሕ ኣቢልኩም ርኣዩ፡ ነዚ ዝፈጠሮ መን እዩ፧ እቲ ንሰራዊቶም ብፍቕዲ ዜውጽኦ፡ በብስሞም ዚጽውዖም እዩ፡ ካብ ዕቤት ምልኩን ካብ ብርትዔ ሓይሉን እተላዕለ ሓደ እኳ ኣይተርፍን።”
    - ትንቢት ኢሳይያስ 40፥26 aynka teamitka tselot gdfkum hji kia you tube tselmitu ph my god

    • @carsojudy3343
      @carsojudy3343 2 года назад

      Tsebel nay tewahdo
      ወንጌል ዮሐንስ 5
      ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
      ³ ኣብኡ ምንቅስቓስ እቲ ማይ ዚጽበዩ ብዙሓት ሕሙማት፡ ዕውራትን ሓንካሳትን ድኑሳትን ይድቅሱ ነበሩ።
      ⁴ እናሓንሳእ ሓደ መልኣኽ ናብታ ቐላይ ወሪዱ ነቲ ማይ የንቀሳቕሶ ነበረ እሞ፡ እቲ ቕድም ወሪዱ ኣብቲ እንተንሳቐሰ ማይ ዝኣተወ፡ ካብ ዘለዎ ሕማም ዘበለ ይሐዊ ነበረ። entay malet eyu ? tsebel nay orthodox malet eyu ::?
      ወንጌል ዮሐንስ 9
      ⁶ እዚ ኢሉ ናብ ምድሪ ጡፍ በለ፡ በቲ ጥፍጣፉውን ጸብሪ ገበረ፡ በቲ ጸብሪ ኸኣ ኣዒንቲ እቲ ዕዉር ለኸየ እሞ፥
      ⁷ ኣብቲ ቐላይ ሰሊሆም- ትርጓሚኡ ልኡኽ፡ - ኬድካ ተሐጸብ፡ በሎ። ከይዱ ተሐጽበ፡ እናረኣየውን ተመልሰ። entay malet eyu ezgabher tsebri ab enti zlekeyo tehatseb win zbelo ? Timhrti kmhir slezdeleye tsebel nay orthodox ::?
      ግብረ ሐዋርያት 19
      ¹¹ ኣምላኽ ከኣ ብኢድ ጳውሎስ ብዙሕ በይኑ ዝዀነ ተኣምራት ገበረ፡
      ¹² መኣረምያኡ ወይስ ክዳኑ ኻብ ዝባኑ ወሲዶም ኣብቶም ሕሙማት የንብሩ እሞ ሕማሞም ይሐድጎም፡ ርኹሳት መናፍስቲውን ካባታቶም ይወጹ ነበሩ።
      ¹³ ካብቶም ኣስማት እናገበሩ ዚዞሩ ኣይሁድ ከኣ ሓያሎ ነቶም ርኹሳት መናፍስቲ ዝሐደርዎም፡ በቲ ጳውሎስ ዚሰብኮ የሱስ ነምሕለኩም ኣሎና፡ ኢሎም ስም ጐይታና የሱስ ኪሰምዩሎም ፈተኑ።
      ¹⁴ እቶም እዚ ዝገበሩውን ሾብዓተ ደቂ ሓደ ኣስቄዋ ዚብሀል ኣይሁዳዊ ሊቀ ኻህናት እዮም።
      ¹⁵ እቲ ርኹስ መንፈስ ድማ፡ ንየሱስ እፈልጦ፡ ንጳውሎስውን ኣይስሕቶን እየ፡ ንስኻትኩምከ እንታዎት ኢኹም፧ ኢሉ መለሰሎም። 3 hto

    • @carsojudy3343
      @carsojudy3343 2 года назад

      ራእይ ዮሃንስ 8
      ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯
      ³ ካልእ መልኣኽውን መጸ እሞ፡ ጽንሃህ ወርቂ ሒዙ ኣብ መሰውኢ ደው በለ፡ ነቲ ጸሎት ኵሎም ቅዱሳት ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብ ቅድሚ ዝፋን ዘሎ መሰውኢ ወርቂ ምእንቲ ኺወስኾ ኸኣ፡ ብዙሕ ዕጣን ተዋህቦ።
      ⁴ እቲ ትኪ ዕጣን ከኣ ምስቲ ጸሎት እቶም ቅዱሳት ኰይኑ ኻብ ኢድ እቲ መልኣኽ ናብ ቅድሚ ኣምላኽ ደየበ። 1 hto ?

    • @carsojudy3343
      @carsojudy3343 2 года назад

      ዓብዪ ትእምርቲ ድማ ኣብ ሰማይ ተራእየ፡ ሰበይቲ፡ ጸሓይ ተወንዚፋ፡ ወርሒ ኸኣ ኣብ ትሕቲ ኣእጋራ፡ ኣኽሊል ዓሰርተው ክልተ ኸዋኽብቲ ድማ ኣብ ርእሳ ዘለውዋ ተራእየት። buzuh seb dingl marya aykonetin yblu niski entay timlis ? 5 hto

    • @carsojudy3343
      @carsojudy3343 2 года назад

      Ane yonas ybhal Canada yqmet hto aleni 12 kmleseley kemey xbuk neru ksab hji aytemeleseleyin zelo htoy