Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እ/ ር ኣምላኽ ድኻምኩም ኣብ ሰማይ ይኽፈልኩም ብርኩኹም የፅናዓዮ ልዋሃቢ ይሃቦ
መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ድንግል ማርያም ትሓሊካ ወድኖ ተጋሩ ተጋሩ ላበይ ጠፍኢና 50 በይዛክም🙏
መምህር ፅጋይ ሃወይ ንዞም ወለዲ ሃፂብካ ተስፋ ዝሃብካዮም ፈጣሪ ዘይራኣካዮ ፀጋ የብዝሃልካ
😢😢😢.አደየ ፀላኢክን ይጨበጥ ኡፍፍፍፍ😢😢😢😢መምህረይ ተባረክ
ኣይ ፀላእና ይጨበጥ ወለደይ ማዓረይይ😢😢😢 መምህር ፀጋይ ታባርካ ዝጎይታዋይይ❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኩም ክቡራት ወለደይ ኡፍፍፍ ቅድሜኩም ከብደይ በሊዖምኒ😢😢
😢😢😢😢
ዋይ ወለደይ እፍፍፍፍ 😢😢😢😢😢ኩቡር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እግዚአብሔር ማሓረና ጎይታይ ብዉላዱ ብጥራት ኣይተመካሕ ዝብሉ ዓበይቲ 😢ወለደይ ፈጣሪ ይሓግዝኹም መ/ር ፀጋይ ብፈጣሪ ታሓጎስ
ዋይ ወለደይ ኣሕ ኣይከኣልኩን-ዝብሎ ጠፊኡኒ በቃ! ተስፋ ይገብር ብዙሓት ሓገዝቲ ረኺቦም ነዘን ተሪፈን ዘለዋ ውሑዳት ሓመታት ዝባረኹለን ገበርቲ ሰናይ ክረኽቡ። መም ጸጋይ ብስራሕካ ቀኒኤ እግዚኣብሔር ኣምላኻ ኣብዚሑ ይባርኻ።
መምህረይ አቤት ዕድል ከመይ ፈጣሪ ከምዝፈትወካ ትሕትና ፍ ቕሪ ርህራሄ ዓዲሉካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓልኻ የፅንዓዮ ገበርቲ ሰናይ ብዝወፀ ይተክእክ ዘርእኹም ይባረኽ 💟🙏💟🙏💟🙏💟🙏
ኣይይ ወላዲ ትረኽቦ ናይ ዛዓለም ነገር ከምዚኣ ያ መምህር ፀጋይ ሓውና ሓይልኻ ሓይሊ ሓጭን ይበሮ ማዓረይ😢😢😢😢ብዝወፀ ይተከአልኹም ክብራት አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤
ኣይይይይ ጨብጥ ያብለን 😢😢😢😢😢💔💔💔 ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ፈጣሪ ጎይታዋ🙏🙏🙏
ዓለም ከምዚኣ እያ ኦ ይሕዋተይ ብንእስነት ንፋቀር 😢
ብሓቂ😢
መምህር ፀጋይ ንዝሓዘኑ ንብዓት ክትሕብስ ፈጣሪ መሪፁካ ኣሎሞ በርትዕ ብርክኻ ብርኪ ሓፂን ይኹን እመብርሃን ብመንገድኻ ኩሉ ምሳኻ ትኹን❤❤❤❤
እዋይ ወለዲ ኩርምይ ኢልኩም ሰይጣን ይኮርመ እዋይ ናይ ወዲ ሰብ መከራ በል ኣምላክ ይባርክካ ማዓረይ ሙሩቅ ❤
ፀጋይ ሓወይ ሓገዝትካን እግዚአብሔር ጉልበትኩም የፅንዓዮ 🙏❤
ኣይይይ ክቡራት ወለዲ ወሊድኹም በይንኹም ተሪፍኹም ግን ሰብኣዉያን ዝኸኑ ሰብ ህልና ሰናይ ዝሰርሑ ኣለዉ ኣምላኽ ዝሓረዮም ኣጆኹም ክቡር ሓዉና መምህረይ ኣምላኽ ሓይልኻ ይፅናዕ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዝሓወይ ልቦና ምስ ትሕትና ዝዓደለካ ተባረኽ🙏
ኤህህህህ ወለደይ ማዓረይ ኣነስ ከምዚ ክሪኢ ከለኩ ብጭንቐት እናሓመምኩ 😢
ክቡር ወለዲ ፈጣሪ ያሓግዙኩም ኣምላኽ ኣቦይ ካብዙይ ማሓረና🙏😥 መምህረይ እትገብሮ ሰናይ ነገር ብኣምላኽ ርኸቦ🙏❤
ኣሕ ክቡራት ወለዲ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹም 🙏መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩኽ
ዋይ ህዝበይ ተባረክ ክብር ሓዉና😢 አሕሕሕሕሕሕ አሕዋተይ ደሙሩኒ ዓደይ አትየ ንሰናይ ስራሕ እዩ ዩቱበይ ደሙሩን አይትሕሎፉኒ
አምላክ ይባርካ መምህረይ❤❤❤
Eway Eway uffff egzabher amlak temrke yebxhaka ezi hawey marey ❤❤❤❤😭😭😭😭😭😭
እፎፎፎፎፎፎ ወለደይ ማዓረይ ፅንዓት ያሃብኩም ንዝምቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣጆኹም ❤🙏😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ቀደማኩም ወለደይ ማዓረይ ከብድከሠ ከበሉዑ😢መምህር ፀጋይ ተባረክ ብሩከይ🙏🙏🙏
አንታ ፈጣሪ ካብዚ ህወት የውጽእና ሐግዙ ተጋሩ ዲያስቦራ እዚኦም ዘቅርብዎ ዘለዉ ብጣዕሚ ዘሕዝኑ እዮም
ምሕርተ ይውርደሎም ወለድና ፀጋይ ሓውናለዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ፈጣሪ ይሓግዝኩም ወለደይ
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መ/ም ኣምላክ ካብ ከምዘይ ይማሓረና ፈጣሪ
እግዚአብሔር ኣምላኽ ክብዚ ይምሓረ"ና😭 መምህር ፀጋየ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏❤❤❤
ኡፍፍፍፍፍፍ ወለደይ መዓረይ ጭብጥ ተብለኒ😢😢😢😢😢😢
ፈጣሪ ይሓግዝኩም ወለደይ ካብ ከምዘይ ይምሓረና❤❤😢😢
መምህረይ ጀግና ትግራዋይ በርትዕ
Nay bahaqi egziabiher xegaeu yebzehelka zhawey nty❤❤❤❤❤❤
Agziabiheir amlak tegeu yebzhalkum ❤❤❤❤❤
ዋይ ኣደዋይ ፀሊኢኪ ይጨበት ኡፍ ኣቦዋይ 😢😢😢😢😢😢😢😢
Edmen teanan yihabka welidka tehagoes memhery❤❤❤🎉🎉🎉😭😭😭😭😭😭😭
ኦ ኣምላኽ 🙏🙏🙏
እግዚኣብሔር ይባርክካ
Bejakhu ms zom weldi arakhubni hadera
አይ ወላዲት ትግራይ ፈጣሪ አለኩ ይበልኩም ነዚ ሰማያዊ ሀሳብ እዩ ነዚእም ምርዳእ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አቤት 😢😢😢ማሓረና ኣይ ወላዲ ካብ ካብዚ ይማሓረና 😢😢ወላዲ ዝረክቦ አካሎ ይሃቦም😢😢
Edmen tenann yebzahlka Gedam media ❤️❤️❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Nezom kuburat weledi Egziabher Amlak misom ykun
Amlak msaka yukun hawey nty mengedka ybarek❤🙏🙏🙏🙏
ጎይታዋይ 2ይ መምህር ሙሉ ❤
እግዛቤሔር ኣምላክ ካብካሙዙይ ይማሓረና
ካብዝይ መሓረንይ😢
ወለደይ😢😢😢😢
ፈጣሪ ይሓግዝኩም 🙏🙏
እዋይ😢😢😢😢 አምላክ ይባርኽኩም ገዳም ሚድያ
እግዚኣብሔር ካብ ከምዘይ ይምሓረና😢😢😢😢
ኣምላክ ይሓግዝኩም
መምህረይ ዓብይ እንጀራ ያሃብካ❤❤❤
እዋይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ባዕሉ ሓይሊ ይሃብኩም መምህረይ የኮነይ ብኣካል ኮይንኩም ሪኢየኮ ከቢድኒ ግን ኩሉ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝፈቀዶ እዩ ዝኮንሞ እግዚአብሔር ሓይሉን ጥበቡን ይሃብኩም ንኩላትኩም መምህረይ❤❤❤ ንወለድና ድማ ፅንዓት ይሃቦም 😢😢😢
እፍፍፍፍፍ ኣደዋይ ማዓረይይ😢😢😢❤❤❤❤❤❤
Uaye. Egziabher. mehaeret. Aurad. ✝️😢🙏😢😢😢
ጽቡቓተይ መሳኺኖት!!!
መሞር አምላክ ይባርካ አመን
Gn Lmntay Eina Tigaru Mediana Zeyneabi Wayyy 50 Nmleaya Do
ኣታዮ ንገሩለይ ዶ
አምላክ አቦይ 😢😢😢
Zehab gzabher yehabom❤❤❤
Away maaratey ezgaabhri amlak yhagzkum 💔
ብጣዕሚ ይሕዝን አነ አይከአልኩም በጃኻ ተሊፍንኻ ስደደለይ
Adey mearey 😭😭😭 hazine adey
ካብዚ ማሓረና😢😢😢😢😢
EdmenEdmen tienan yhabka zhawey
ኡፍፍ እንታይ ክፅሕፍዊ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን 😭😭😭😭
ለዋሃት ወልደይ😭😭😭😭😭😭
Egzabhr ymsgen tebark 😢
ኡፍፍፍፍ ኣታ ነዚ ርእዩ ዘይጉሂ ዘይነብዕን ዶ ይህሉ ዋይ ወለድይ
Amlak yihagezkum izom tihigezu❤
ካብዚ ማሓረኒ😢😢😢😢
Ahh ewayy mesakin kebdka ybeleka alem godelo ajekum amlak msakum ykun 😢😭😭😭
God bless you brother 😢😢😢
አይይይ አምላክ አቦይ😢
ናብ ከተማ ወሪዶም ዝነብርሉ ተዝመቻቹ ኩላትና ኢደይ ኢድካ ተንብል
🙏🙏🙏🌲🌲
እፍፍ😢😢😢
🙏🙏🙏
❤️❤️❤️❤️❤️😭😭😭🙏
እህህህ ዘይወለድና ዕድመና ኣብ ስደት ኸይዱ : ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ሃፍቲ ውላድ እዩ ንብለና ለካ ወሊድኻውን ወላድ መኻን ጠዋሪ ዘይብልኻ ትተርፍ ኢኻ ::😢
Ufff💔😭😭
❤🙏🙏🙏bi amlakum rikebewo.
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
😭😭😭😭😭😭አዋይ ምክራ
😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏😢
👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤
😢😢😢❤️🙏
😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏
😭😭😭😭😭😭🙏💒🙏
😢😢😢 🙏🙏🙏
😢😢😢😢😢😢Weledey
ሓወይ አነ ንላህለክካ
😥😥😥😥
❤❤❤❤❤😢😢
😭😭😭
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
😢😢🙏
ብጻሓይ ዕቅበት ሓደ ሰዓት ከቢድ እዩ መምህረይ ዓስቢ ድኻምኹም ካብ ልኡል እግዚአብሔር ኣምላክ ርከብዎ ንእስነትኹም ይባርክ ብሓቂ ንእስነትኹም ትጥቀምሉ ኣለኹም እዚ ንእስነትና ጽባሕ ንጎሆ ደካሚ እዩ እዚ ዓይንና እዚ ጸባሕ ንጎሆ ምርኣይ ክሳኣኖ እዩ እዚ መልክዕና እዚ ጸባሕ ንጎሆ ጠውላጊ እዩ እዚ ኣብራክና ጽባሕ ንጎሆ ኣይኾነን ጎዩ ሰብ ክረድእ ንባዕሉ ደጊፉ ናብ ብርሃን ጸሓይ ዘውጽኦ ክደሊ እዩ ብገንዘቡ ሰብ ክረድእ ክደሊ እዩ ግን ክሰርሕ ኣይክእልን እዩ እሞ ብሓቂ ዘቅንእ ስራሕ መምህረይ ዓዲ ተመሊሰ እዚ ስራሕኹም ክስዕቦ ንእስነተይ ክጥቀመሉ ባህገይ እዩ🤲ብመዓልትታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ።” - መጽሓፍ መክብብ 12፥1
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢
እ/ ር ኣምላኽ ድኻምኩም ኣብ ሰማይ ይኽፈልኩም ብርኩኹም የፅናዓዮ ልዋሃቢ ይሃቦ
መምህር ፀጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ድንግል ማርያም ትሓሊካ ወድኖ ተጋሩ ተጋሩ ላበይ ጠፍኢና 50 በይዛክም🙏
መምህር ፅጋይ ሃወይ ንዞም ወለዲ ሃፂብካ ተስፋ ዝሃብካዮም ፈጣሪ ዘይራኣካዮ ፀጋ የብዝሃልካ
😢😢😢.አደየ ፀላኢክን ይጨበጥ ኡፍፍፍፍ😢😢😢😢መምህረይ ተባረክ
ኣይ ፀላእና ይጨበጥ ወለደይ ማዓረይይ😢😢😢 መምህር ፀጋይ ታባርካ ዝጎይታዋይይ❤❤
እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኩም ክቡራት ወለደይ ኡፍፍፍ ቅድሜኩም ከብደይ በሊዖምኒ😢😢
😢😢😢😢
ዋይ ወለደይ እፍፍፍፍ 😢😢😢😢😢
ኩቡር ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እግዚአብሔር ማሓረና ጎይታይ ብዉላዱ ብጥራት ኣይተመካሕ ዝብሉ ዓበይቲ 😢ወለደይ ፈጣሪ ይሓግዝኹም መ/ር ፀጋይ ብፈጣሪ ታሓጎስ
ዋይ ወለደይ ኣሕ ኣይከኣልኩን-ዝብሎ ጠፊኡኒ በቃ! ተስፋ ይገብር ብዙሓት ሓገዝቲ ረኺቦም ነዘን ተሪፈን ዘለዋ ውሑዳት ሓመታት ዝባረኹለን ገበርቲ ሰናይ ክረኽቡ። መም ጸጋይ ብስራሕካ ቀኒኤ እግዚኣብሔር ኣምላኻ ኣብዚሑ ይባርኻ።
መምህረይ አቤት ዕድል ከመይ ፈጣሪ ከምዝፈትወካ ትሕትና ፍ ቕሪ ርህራሄ ዓዲሉካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓልኻ የፅንዓዮ ገበርቲ ሰናይ ብዝወፀ ይተክእክ ዘርእኹም ይባረኽ 💟🙏💟🙏💟🙏💟🙏
ኣይይ ወላዲ ትረኽቦ ናይ ዛዓለም ነገር ከምዚኣ ያ መምህር ፀጋይ ሓውና ሓይልኻ ሓይሊ ሓጭን ይበሮ ማዓረይ😢😢😢😢ብዝወፀ ይተከአልኹም ክብራት አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤
ኣይይይይ ጨብጥ ያብለን 😢😢😢😢😢💔💔💔 ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ፈጣሪ ጎይታዋ🙏🙏🙏
ዓለም ከምዚኣ እያ ኦ ይሕዋተይ ብንእስነት ንፋቀር 😢
ብሓቂ😢
መምህር ፀጋይ ንዝሓዘኑ ንብዓት ክትሕብስ ፈጣሪ መሪፁካ ኣሎሞ በርትዕ ብርክኻ ብርኪ ሓፂን ይኹን እመብርሃን ብመንገድኻ ኩሉ ምሳኻ ትኹን❤❤❤❤
እዋይ ወለዲ ኩርምይ ኢልኩም ሰይጣን ይኮርመ እዋይ ናይ ወዲ ሰብ መከራ በል ኣምላክ ይባርክካ ማዓረይ ሙሩቅ ❤
ፀጋይ ሓወይ ሓገዝትካን እግዚአብሔር ጉልበትኩም የፅንዓዮ 🙏❤
ኣይይይ ክቡራት ወለዲ ወሊድኹም በይንኹም ተሪፍኹም ግን ሰብኣዉያን ዝኸኑ ሰብ ህልና ሰናይ ዝሰርሑ ኣለዉ ኣምላኽ ዝሓረዮም ኣጆኹም
ክቡር ሓዉና መምህረይ ኣምላኽ ሓይልኻ ይፅናዕ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዝሓወይ ልቦና ምስ ትሕትና ዝዓደለካ ተባረኽ🙏
ኤህህህህ ወለደይ ማዓረይ ኣነስ ከምዚ ክሪኢ ከለኩ ብጭንቐት እናሓመምኩ 😢
ክቡር ወለዲ ፈጣሪ ያሓግዙኩም ኣምላኽ ኣቦይ ካብዙይ ማሓረና🙏😥 መምህረይ እትገብሮ ሰናይ ነገር ብኣምላኽ ርኸቦ🙏❤
ኣሕ ክቡራት ወለዲ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹም 🙏መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩኽ
ዋይ ህዝበይ ተባረክ ክብር ሓዉና😢 አሕሕሕሕሕሕ አሕዋተይ ደሙሩኒ ዓደይ አትየ ንሰናይ ስራሕ እዩ ዩቱበይ ደሙሩን አይትሕሎፉኒ
አምላክ ይባርካ መምህረይ❤❤❤
Eway Eway uffff egzabher amlak temrke yebxhaka ezi hawey marey ❤❤❤❤😭😭😭😭😭😭
እፎፎፎፎፎፎ ወለደይ ማዓረይ ፅንዓት ያሃብኩም ንዝምቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣጆኹም ❤🙏😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ቀደማኩም ወለደይ ማዓረይ ከብድከሠ ከበሉዑ😢መምህር ፀጋይ ተባረክ ብሩከይ🙏🙏🙏
አንታ ፈጣሪ ካብዚ ህወት የውጽእና ሐግዙ ተጋሩ ዲያስቦራ እዚኦም ዘቅርብዎ ዘለዉ ብጣዕሚ ዘሕዝኑ እዮም
ምሕርተ ይውርደሎም ወለድና ፀጋይ ሓውናለዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ፈጣሪ ይሓግዝኩም ወለደይ
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መ/ም ኣምላክ ካብ ከምዘይ ይማሓረና ፈጣሪ
እግዚአብሔር ኣምላኽ ክብዚ ይምሓረ"ና😭
መምህር ፀጋየ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏❤❤❤
ኡፍፍፍፍፍፍ ወለደይ መዓረይ ጭብጥ ተብለኒ😢😢😢😢😢😢
ፈጣሪ ይሓግዝኩም ወለደይ ካብ ከምዘይ ይምሓረና❤❤😢😢
መምህረይ ጀግና ትግራዋይ በርትዕ
Nay bahaqi egziabiher xegaeu yebzehelka zhawey nty❤❤❤❤❤❤
Agziabiheir amlak tegeu yebzhalkum ❤❤❤❤❤
ዋይ ኣደዋይ ፀሊኢኪ ይጨበት ኡፍ ኣቦዋይ 😢😢😢😢😢😢😢😢
Edmen teanan yihabka welidka tehagoes memhery❤❤❤🎉🎉🎉😭😭😭😭😭😭😭
ኦ ኣምላኽ 🙏🙏🙏
እግዚኣብሔር ይባርክካ
Bejakhu ms zom weldi arakhubni hadera
አይ ወላዲት ትግራይ ፈጣሪ አለኩ ይበልኩም
ነዚ ሰማያዊ ሀሳብ እዩ ነዚእም ምርዳእ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አቤት 😢😢😢ማሓረና ኣይ ወላዲ ካብ ካብዚ ይማሓረና 😢😢ወላዲ ዝረክቦ አካሎ ይሃቦም😢😢
Edmen tenann yebzahlka Gedam media ❤️❤️❤️🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Nezom kuburat weledi Egziabher Amlak misom ykun
Amlak msaka yukun hawey nty mengedka ybarek❤🙏🙏🙏🙏
ጎይታዋይ 2ይ መምህር ሙሉ ❤
እግዛቤሔር ኣምላክ ካብካሙዙይ ይማሓረና
ካብዝይ መሓረንይ😢
ወለደይ😢😢😢😢
ፈጣሪ ይሓግዝኩም 🙏🙏
እዋይ😢😢😢😢 አምላክ ይባርኽኩም ገዳም ሚድያ
እግዚኣብሔር ካብ ከምዘይ ይምሓረና😢😢😢😢
ኣምላክ ይሓግዝኩም
መምህረይ ዓብይ እንጀራ ያሃብካ❤❤❤
እዋይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ባዕሉ ሓይሊ ይሃብኩም መምህረይ የኮነይ ብኣካል ኮይንኩም ሪኢየኮ ከቢድኒ ግን ኩሉ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዝፈቀዶ እዩ ዝኮንሞ እግዚአብሔር ሓይሉን ጥበቡን ይሃብኩም ንኩላትኩም መምህረይ❤❤❤ ንወለድና ድማ ፅንዓት ይሃቦም 😢😢😢
እፍፍፍፍፍ ኣደዋይ ማዓረይይ😢😢😢❤❤❤❤❤❤
Uaye. Egziabher. mehaeret. Aurad. ✝️😢🙏😢😢😢
ጽቡቓተይ መሳኺኖት!!!
መሞር አምላክ ይባርካ አመን
Gn Lmntay Eina Tigaru Mediana Zeyneabi Wayyy 50 Nmleaya Do
ኣታዮ ንገሩለይ ዶ
አምላክ አቦይ 😢😢😢
Zehab gzabher yehabom❤❤❤
Away maaratey ezgaabhri amlak yhagzkum 💔
ብጣዕሚ ይሕዝን አነ አይከአልኩም በጃኻ ተሊፍንኻ ስደደለይ
Adey mearey 😭😭😭 hazine adey
ካብዚ ማሓረና😢😢😢😢😢
Edmen
Edmen tienan yhabka zhawey
ኡፍፍ እንታይ ክፅሕፍዊ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን 😭😭😭😭
ለዋሃት ወልደይ😭😭😭😭😭😭
Egzabhr ymsgen tebark 😢
ኡፍፍፍፍ ኣታ ነዚ ርእዩ ዘይጉሂ ዘይነብዕን ዶ ይህሉ ዋይ ወለድይ
Amlak yihagezkum izom tihigezu❤
ካብዚ ማሓረኒ😢😢😢😢
Ahh ewayy mesakin kebdka ybeleka alem godelo ajekum amlak msakum ykun 😢😭😭😭
God bless you brother 😢😢😢
አይይይ አምላክ አቦይ😢
ናብ ከተማ ወሪዶም ዝነብርሉ ተዝመቻቹ ኩላትና ኢደይ ኢድካ ተንብል
🙏🙏🙏🌲🌲
እፍፍ😢😢😢
🙏🙏🙏
❤️❤️❤️❤️❤️😭😭😭🙏
እህህህ ዘይወለድና ዕድመና ኣብ ስደት ኸይዱ : ኣብ ዓለም እቲ ዝዓበየ ሃፍቲ ውላድ እዩ ንብለና ለካ ወሊድኻውን ወላድ መኻን ጠዋሪ ዘይብልኻ ትተርፍ ኢኻ ::😢
Ufff💔😭😭
❤🙏🙏🙏bi amlakum rikebewo.
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
😭😭😭😭😭😭አዋይ ምክራ
😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏😢
👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤❤❤
😢😢😢❤️🙏
😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏
😭😭😭😭😭😭🙏💒🙏
😢😢😢 🙏🙏🙏
😢😢😢😢😢😢Weledey
ሓወይ አነ ንላህለክካ
😥😥😥😥
❤❤❤❤❤😢😢
😭😭😭
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
😢😢🙏
ብጻሓይ ዕቅበት ሓደ ሰዓት ከቢድ እዩ መምህረይ ዓስቢ ድኻምኹም ካብ ልኡል እግዚአብሔር ኣምላክ ርከብዎ ንእስነትኹም ይባርክ ብሓቂ ንእስነትኹም ትጥቀምሉ ኣለኹም እዚ ንእስነትና ጽባሕ ንጎሆ ደካሚ እዩ እዚ ዓይንና እዚ ጸባሕ ንጎሆ ምርኣይ ክሳኣኖ እዩ እዚ መልክዕና እዚ ጸባሕ ንጎሆ ጠውላጊ እዩ እዚ ኣብራክና ጽባሕ ንጎሆ ኣይኾነን ጎዩ ሰብ ክረድእ ንባዕሉ ደጊፉ ናብ ብርሃን ጸሓይ ዘውጽኦ ክደሊ እዩ ብገንዘቡ ሰብ ክረድእ ክደሊ እዩ ግን ክሰርሕ ኣይክእልን እዩ እሞ ብሓቂ ዘቅንእ ስራሕ መምህረይ ዓዲ ተመሊሰ እዚ ስራሕኹም ክስዕቦ ንእስነተይ ክጥቀመሉ ባህገይ እዩ🤲ብመዓልትታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ።”
- መጽሓፍ መክብብ 12፥1
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢