Aregai Hagos ሓድነት ንኹሉ እዩ ዘርብሕ ንጹህ ልቢ ግን ይሓትት ይኣክል ኣኽራርነት

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 6 ноя 2024

Комментарии • 22

  • @tesfaygere6495
    @tesfaygere6495 4 года назад +8

    ኣረጋይ እቲ ትብሎ ሓድነት ጽቡቅ ዋላ ተኮነ ግን ኣብ ሓደ ድልየትን ሓደ መጻእን ዘለዎም ሕብረተሰብ ኢያ እትሰርሕ

  • @salehumar4973
    @salehumar4973 4 года назад +1

    #ዘረባዊ!
    ዘቢሄረ ዘረባ
    ፈታው ኣኼባ
    ንትማሊ ብዘረባ
    ንሎሚ ብዘረባ
    ንጽባሕ ብዘረባ
    ዘረባ..ዘረባ..ዘረባ
    በቃ..ዘረባ!
    እንታይ ተገይሩ
    ከምዚ እንተነይሩ
    ከምዚ'ባ ምሓሸ
    ከምቲ ተዝኸውን ኔሩ
    ዕድመኻ ልክዕ ሩርርር
    ልሳን ትሃልኽ ዘይንቀሳቐስ ኣእጋር
    ኣእዳው ይወናጨፍ ድምጺ ይጭድር
    ሴድያ ሰኸም ነዊሕዎ ይስበር!
    ኣብ ጣዉላ'ያ ዘላ'ታ ናትካ ዓለም
    ብኾፍካ ተመሓደር!
    ፈታው ዘረባ..
    ክትምድር'ሲ'ንካ ጉዳም
    ቃላት ፈቲልካ ነገር ትኣልም
    ትትንትን ወዲ'ሓራም
    ኣርእስቲ እናቐየርካ ሓሳብ ክትደግም
    ጸሓይ ትትካእ ብጸላም!
    ግብሪ እንክብሉኻ ኢኻ ትሓምም
    ወይ'ከ ጽፍርኻ ክትቕርጥም!
    ዘረባ ጥዑም!
    ክትዛረብ ትእከብ
    ብዘረባ ትፍንጣሕ
    ክትዛረብ ትጓዓዝ
    ዘረባ ክትሰርሕ
    ዘረባ ትነድቕ
    ብዘረባ ይወድቕ!
    ክትዛረብ ትርኢ
    ኣብ ዘረባ'ዩ ናትካ ራኢ!
    ሽዑ ዘይሰመረለይ
    ቢልካ ተእዊ
    ታይ'ዩ ቲ'ጸገም
    ብዝብል መእተዊ
    እንደገና...ናብ ዘረባ
    ምዝራብ ዘይትደክም ዘረባዊ!
    ዘረባዊ ነብሲ ንዓባ ሎሚስ
    ቋንቋ ቀይር ናብ ግብሪ ኣላግስ
    ኣብ ግብሪ ግን
    ቅድሚ ንዓለም ምምሕዳር
    ኣሎ ምጥማይ ኣሎ ምዕባር
    ኣሎ ምዕራቕ ኣሎ ምቑራር
    ኣሎ ምቕንዛው ኣሎ ምሕራር
    ኣሎ ምውዳቕ ኣሎ ምስባር
    ኣሎ ምኽፋል ኣሎ ምኽሳር
    ኣሎ ምድካይ ትሕቲ ሰብ ምሕዳር
    ኣሎ ሞት ኣሎ ምቕባር!
    ከምቲ ትሓስቦ ኩሉ ተዝቐልል
    ገነት መውረዳናያ ምቾት ክንማቐል!
    ዘረባዊ...ኣታ ብዘረባ ተገልግል!

  • @ጆጋር
    @ጆጋር 4 года назад +3

    ኣጆካ ጎሚዳ።

  • @mikimiki956
    @mikimiki956 4 года назад

    ኣረጋይ ንሶም ዕላምኦም ንኣሕዋትካ ክትበታትነሎም እዬም ዝጥቀሙሉካ እንበር ኣብ ዝኮነ ውዱብ ይኩን ምንቅስቃስ የለውን ንሶም።

  • @senayselemun1665
    @senayselemun1665 4 года назад +1

    Ajoka aregai hagos nezom tsebebti aemuro kedakumukayom newu belom yhwatka abgonkalena 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meharitesfu8378
    @meharitesfu8378 4 года назад

    aregawi ntgricha betatikaias nai ertta hadnet ajeb adme nwedi hji nsu sbuk geiru eu zfelteka

  • @agaazyanmedia9794
    @agaazyanmedia9794 4 года назад +8

    ኣታ ሕሙም ዲኻ ምስ 5 ሰባት ዶ ሶውራ ይግበት አዩ ንሶም ሃይማኖት መንነት እዩ ኢሎምካ እዮም ሕጂ ንሶም ዝገብሩዎ ጥራይ ሓቢርና ንርአ በቃ ኣኸለ ኮለል ::

    • @muniramir1626
      @muniramir1626 4 года назад

      ኣይትጋገ ዝዓርከይ ሰብ ንነብሱ ኢዩ ዝውክል።እዞም ኢስላም መንነት ዝብሉ ንነብሶም ወኪሎም ድዛረቡ ሓደ ክልተ ኢዮም፡

  • @muniramir1626
    @muniramir1626 4 года назад +4

    ኣብቲ live ትወጸሉ ጊዘ ኣነ ክኣ ኣብ ስራሕ ይጸኒሕ፡ ብዙሕ ምተዛረብና ብዝኮነ ግን ኣብ መትከትልካ ጥራይ ጽናዕ ወዲ ሓጎስ ኣቦ ሓድነት ሓንቲ መልሓሱ

  • @selambfkri6476
    @selambfkri6476 4 года назад

    Hansab tetew elka hseb, nska ykun adhanet anfetkum sihitkum alekum. Hadnet slezbelkum bzuh fetene kem zgetmekum flut eyu nezi ktsieru slezeykealkum kea kltekum anfetkum atfiekum bzaeba eti habarawi zkone hagerawnet gedifkum, b haymanot ktzarebu jemirkum alekum. Temeles nab metkelka.

  • @free-ly6lv
    @free-ly6lv 4 года назад

    ንዓ ኣይትረብሸና ኪድ ኣርክባ ንኣዱ ብሌና ኩሉኹም ወዮ መስሊምኩምልናስ ።

  • @bnadn2lesdeuxfreres998
    @bnadn2lesdeuxfreres998 4 года назад

    Neketa nay bhki an hegedf ey gen ab lelka zekn zewrd aykebeln ey dask an saho ey bask neska akal nay saho sele zekenka wala hegdf uekn any natka hmak negr kesme ybleyin ata hassebana bebyno etkn gn natka zekn betami eu dsmani kab hgdfawt hfteka nera ali ezia zetseme thniko gh yebel nesalh nab nura zlato elama ketmte ey zedely ajka wbi wbeby wdi amoy 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @waterfull2907
    @waterfull2907 4 года назад

    *Aslamay naza Hadnet nay Aregawi (Tigraway) Ayiqbelan ni kaleka ataaLil agiazian eka* ,🙄
    Medanageri 😄😄

  • @msgnakflu5102
    @msgnakflu5102 4 года назад +4

    Klea skbel shlet haray geberuka denkoro

  • @demekeshtesfay6159
    @demekeshtesfay6159 4 года назад

    Ajoka malet eti geliu kabzeymrdae kewn ykel eyu hade klte kemzi nayzblu iykewnnn eyu Eri iytkurex itkyer Hji ewn Aslamna krstiyana hade ena

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 4 года назад +1

    Wedi hagos jigna

  • @henocksahlu3925
    @henocksahlu3925 4 года назад

    Aregai hagose you are tigrinya first stand with your tigrinya brothers. Stop this nonsense called HADNET.

  • @yohanesmebrahtu6230
    @yohanesmebrahtu6230 4 года назад +1

    I feel sorry

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 4 года назад

    Niccccc

  • @agordatbarka7127
    @agordatbarka7127 4 года назад +3

    muslim support each other we are Jebha abay

    • @የማነባርያኣቦትግርኛ
      @የማነባርያኣቦትግርኛ 4 года назад

      ጀብሃ ሓራዲት ካብ ገጽ ምድሪ ሓበሻ በታ ካራኩም ሻዖብያ ኣጥፋኣትኩም ጌና ጀበርቲ ንኤርትራ ካብ ዝኣቱ ሞት ይሓይሽ ኣብዚኣ ክትምንጠሉ ኢኹም

  • @mohammedhagos529
    @mohammedhagos529 4 года назад +1

    Religion is first but every thing has way not like you think