🇪🇷🙌 bravo the people of Teray, you practicing democracy and you stand for your right and constitution I wish like this for the people of Eritrea I wish you peace, justice, democracy development, prosperity God bless Tigray and Eritrea and horn of Africa, with the rest of all Africa and world peace peace peace
Proud weyenay tigray TPLF means a father Mather daughter son grandson granddaughter husband wife grandmother grandfather all family =weyenay tigray TPLF 💪💪💪 all tigray people stand together with original president tigray Doctor Debression free independent tigray people soon God will God bless weyenay tigray TPLF 💪💪💪
እዙይ ዝመስል ዘሕብን ሕዝቢ ሒዝካዶ ትኸድዕ ዋይ ውርደት!! ትግራይ ትስዕር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🙌 bravo the people of Teray, you practicing democracy and you stand for your right and constitution I wish like this for the people of Eritrea I wish you peace, justice, democracy development, prosperity God bless Tigray and Eritrea and horn of Africa, with the rest of all Africa and world peace peace peace
ይበል ህዝባውነት ይስዕር ።ሰራዊትና ዋሕስና እዪ ዓይኒ ፀላኢኹም ይደፈን
ጅግና ሰራዊት ትግራይ ዝሃቦ
መግለፂ ሓቀኛን ትኽክልን ኢዩ
ክብርን ሞጎስን ንጅግና ሓይልታት
ምክልኻል ትግራይ
ውሳነታት ጸጥታ ትግራይ ብቑልጡፍ ይተግበር
💪💪💪💪💪💪💪💪💪✊✊✊✊✊✊✊✊✊
ባንደን ካሓድን ኣብ ትግራይ ቦታ የብሎምን ጀግና ህዝብናን ሰራዊትናን ሒዝና ትግራይ ትስዕር
Thanks, I stand with TDF !!
አብ ጎንኩም ኢና እሞ አጆና ህዝቢ ትግራይ ይስዕር❤️🙏🏾💛
Thanks TDF GOD bless you 🙏
ሕሊና ኣልቦ ዝኮነ ሓሽከር ኣብይ ብህፁፅ ይባረር
ትግራይ ትስዕር
ህዝቢ ትግራይ ብ ዕባይ ደርግ ቮድካቸው
ኣይምብርከኽን ❤❤❤❤❤❤❤❤
Greetings and love from Seattle Washington State 🇺🇸💖💖💛 Tigray Will Prevail 💛❤️🙏
ቃልሲ ብዝኾነ ይኹን መለክዒ ካብ ህዝባዊ ድልየት ወጻኢ ይልን
ሸቃላይ ሓረስታ ምሁር ተመሃራይ
ሓድነትካ ይደልድል ሓርበኛ ህዝቢ
ትግራይ፡❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋጋየብሉ ዝኹሉ ሓናኒ ንቕሓት'ዩ ወሳኒ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ኢዩ ህዝብና
ጀጋኑ ኣዘዝትና ዘዉፅእዎ መግለፂ ትክክለና ደንጉዩና ከማን ኣጀኩም ፀላእትና ክነፅርዮም ኢና
Proud weyenay tigray TPLF means a father Mather daughter son grandson granddaughter husband wife grandmother grandfather all family =weyenay tigray TPLF 💪💪💪 all tigray people stand together with original president tigray Doctor Debression free independent tigray people soon God will God bless weyenay tigray TPLF 💪💪💪
ህዝበይ ሰላምካ ይመለስ
ውሳነ ሰራዊት ትግራይ
ውሳነ ውድብ ህወሓት
ውሳነ ተወከልቲ ቤህራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ
ብህፁፅ ሎሚ ይተግበር ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሕልሚ ናይ ደገ ፀላእቲ ፈሺሉ
ከሓድቲ ሓፊሮም
ህዝበይ ተስፋ ረኺቡ
ሰላም አብ ትግራይ ከሰፍንን ቃል ሰማዕታትና ክትግበርን ናይ ግድን ውድብ ህወሓት ጠንኪራ ክትወፅእ ኣለዋ !!!
ህዝቢ መቐለ!!
ህወሓት ንቅድሚት ኣጀኩም ጀጋኑ
❤ ህላወ ህዝቢ ብ ውድብ ህወሓት ❤
❤ ህላወ ህወሓት ብ ውዳበ ህዝቢ ❤
መማረፂ የለን
ኣብ ዕጥንጥንን ቅልውላውን ኣተዩ ዝነበረ ፖለቲካ ትግራይ መስመር ሒዙ፡ ፈተውትን ጸላእትን ኣብ ሰላማዊ ፖለቲካዊ ቃልሲ ፊት ንፊት ክጋጠሙ ዝገበረ መግለፂ ቅዋም ሰራዊት ትግራይ፡ ልዑል ናእዳይ እገልፅ። ሰፊሕ ደገፍ ህዝቢ ትግራይ ዝተጎናፀፈ ከምዝዕወት ዘጠራጥር ኣይኮነን።
መግለፂ ቅዋም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ፡ ናይ ሰላም፡ ልዕልነትን ክብርን ህዝቢ ትግራይ ዝጣበቕ፡ ንውልቀ ምልኪ ዝነፀገ እዩ።
እሰይ ጀጋኑ እቲ ሓቂ እዙይ እዩ!!!
ጀጋኑ ሰራዊትና ዘውፅእዎ መግለፂ
ብሙሉእነት ንድግፍ
ናይ አዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ውሳነ ይድግፍ ።
ክብርን ሞገስን ንስውኣትና
ዓወትን ኣስልጦን ንህዝቢ
ትግራይ ! ! ንውልቃዊ ስልጣን ዝግበር ሃነፍ ነፍ
ቮድካቸው ደውይ ይበል።
ብዘይ ዋዓል ሕደር ይተግበር
Thank you TDF,
I stand with TDF.
ሰላም ንህዝብ ትግራይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርና ህዝብን ሰራዊት ትግራይን ሓደ አዮም ሰላምና ይብዛሕ
ጀግና ሀዝብ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ቃልስና ተጨዉዩ
Yes Tigray yesare ❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥👌👌👌👌☝️☝️☝️☝️
Thank you ❤❤❤❤TDF 🎉🎉🎉
ክብርን ሞገሰን ንሰምኣታትና ትግራይ ትሰዕር
One tigray ❤❤❤❤❤❤
Yes one tigray
ይቕፅል
Bravo jeganus 💯💯💯💛❤💛❤🙏🙏✌✌✌
Go on !!!
ስላም ህዝቢ ትግራይና ክነውግሆ ኢና ግን መራህትና ዘቅተሉ ፃድቃን በየነ ሙክሩ ተክለወይኒ አስፋ ብፀላኢ ጠቂሞም ዘክበብዎም ንምንታይ ስጉምቲ ዘይውስዶም ? ትግራይ ትስብእት ❤❤❤❤
ሰራዊት ትግራይ ብቑልጡፍ ናብ ተግባር ይእቶ
ትግራይ ትስዕር❤
እግዚኣቢሄር ንትግራይን ህዝባን
ይሓሉ።❤❤❤❤❤❤❤
ትግራይ ተስዕር።
ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ ወጊት
ንትግርኛ ዝዛረቡ ብልጽግናውያን ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝግደል ይዕወት
ህዝቢ ይስዕር።
ኣብ ጎኒ ሕወሓትን ጆነራላትንን ህዝብናን ንድግፍን
ሰራዊት ና ናይ ህዝቢ ኩርዓት እዩ። በዚ የሚቀልድ ቁሞ ማሰብ አለበት
Tdfy King of Afrika ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 och ❤❤❤❤❤❤❤❤tplf viva ❤❤❤❤❤❤❤❤
Eromey eze jegna halale hizbi agate ybelun 💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻
God bless the mothers of tigraians forever 🙏 ❤️ ♥️ ❤❤❤❤❤
ጂግና ህዝቢ ትግራይ ነቶም ጆኖሳይድ ዝፈጸሙ ምሩኻት ንኣቢይ ዘረከበ ባንዳ ኣመራርሓ ጸራሪጉ ከጥፍኦም ኢዩ
ጉጅለ ገታቸው ተልአአኺ ብልፅግና
ሽዋ በንቂስና ክንድርብዮ ይግባ
እ
I will stand up for you ❤
😢😢😢😢😢ክብር ሞጎስን ንሰማእታት ናይ ሎሙን ትማል ምሉስ እልኩም እንተርኩም ትግራይ ዓደይ ኩሉሻዕ ፀገም ኮይኑ 😢😢😢😢
ለማስ ግምት ውዕሊ ፕሪቶርያ ከተግብር ከምዘይክእልን ፅግዕተኛ ሓይሊ ምዃኑ ንልዕሊ 2ዓመት ብተግባር ዘመስከረ ክሓዊ ዘይክእል ድስኩል መባኸኒ ግዜ እዩ
ንቃሕ ተወደበ ንወሳኒ ዓወት
Thanks TDF my blood
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ይበል፡ተቃላሳይህዝብና።.......
👍👍👍
ሕዝቢ ተጋሩ ናይ ኤርትራን ትግራይን እዝግአቢሄ ይባርከና ሐቢርና ከምቲ ናይ 1991 ታሪክ ክንደግም ኢና። ንትግራይ ዕጥቂ ናይ TDF ምርካብ ዋላ ድሕሪ ናይ ፕሪቶርያ ምትግባር ነብሰ ቅጥለት ኢዩ። ስልት ቀይርካ ምስቶም ኩሎም ሐይልታት አንጻር አብይ ቱሰሊፍካ ቆሞና ናይ ተጋሩ ዝሕይል
ተጋሩ ይስዕሪ
👍👍👍👍💊💊💊💊
ኣብ ጎኒ Tdf ኣለኹ
❤❤❤❤
እሰይ ኣታ ጅግና ህዝቢ ንቶም ጠላማት ኣሕርር ኣበልካዮም ንበረልና ኣታ ጅግና ህዝቢ
Viva Tigray viva TDF viva TPLF viva proud of you 👍
❤❤❤❤❤ congratulations Tigray🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Great job keep it up guys
ሕዋሐት ክትርፈት ኣለዋ
እስከ ኢካ ትድሰቅ ኣታ ርካሽ ካሓዲ
ወይከ ፈተክ ክሓፍሩ እዮም እቶም ከዳዓት ህወሓት ንደግፍ
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪🤝🤝🤝🤝🤝
❤❤❤❤❤❤❤ Thank you 🙏🙏🙏 TPLF❤❤❤❤❤❤
ድምፂ ህዝብ ይሰመዕ👍
Jigna hzbi ab kalkum tsineu❤❤❤
💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍
I stand with my saviour TDF
Tdf wahes hzbi❤❤💪💪🙏
ብዘይ ድሌት መንእሰይ ዝሳኻዕ ተሃልዩ ንርኢ
ተገልበጥ ረሳሕ እባይ ጫት
ዓየናይ ሓሳብ ነይርዎ ዕዩ ዝዕፈን ሰብ ብዝኾነ ዓጋጣሚ ዕንተስ ብዓሌቱ ዕንተስ ብሕሽክርና ኣብ ዝኾነ ፖዚሽን ስለተገነየ ዝፈልጥ ይመስሎ ዝተፈለየ ካብ ልምዓት ጉጅለ ሓሳብ ኣዳሚፅኹም?
We need action from TDF and TPLF.
tdf ዝወሰኖ ውሳነ ናብ ተግባር ክኣትው ኣለዎ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጌታቸው ዓላማ ናይመን የተግብር ኣሎ🤔
❤❤❤❤❤❤👌👌👌👌👌👌👍👍👍👍👍👍✈️✈️✈️✈️✈️✈️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
GETACHEW MUST GOOOOOOOOOO
❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍
መልሓሰኩም ህዝበይ ህዝበይ ሰላም ሰላም እናበኹም ኸብድና ትበልዑና ሰራሕኹም ግን ምንም ቃላት ዘይገልፆ ኣረመነታተት።ኣብ 50 ዓመት ንወጣት ትግራይን ህዝብ ካብ ድክነት መሰዋእትን ሰቃይን መከራን ኣብ ዝተፈላለየ ግዜ ዋጣት ትግራይ ኣብ ሓዊ ምጥባሰ ዋዕ መልሓሰኩም ግን ማዓር
TDF my blood❤❤
😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Getachew bi vodka general Tadkan 965 milion birr scheytoma
ህወሓት ናብ ደደቢት ናብ መረበታ ትመለስ
ሓይሊ ህዝቢ ዓጋቲ የብሊን
ህዝቢ ከም ህዝቢ ይረአ