NEW ERITREAN FULL MOVIE 2023 SHTAN // ስሕታን ብ ፊልሞን ተ/እንድርያስ (ፋላ)
HTML-код
- Опубликовано: 8 дек 2023
- Welcome to Mahderna Entertainment official youtube channel!
ENJOY
Our channel presents entertainment contents with High Definition
(HD)videos to discover Eritrean and Ethiopia. primarily we focus on Eritrean culture and arts. our objective is to encourage eritrean artists through the distribution of movies,comedy,documentary,short films,music,video clips,drama as well as interview with famous and successful Eritreans.
we kindly invite everyone to join Mahderna Entertainment.cheers!
SUBSCRIBE AND SHARE; / @mahder-net
ዕላማ እዚ ቻነል፣ ገና ነቲ ድንግል ዘሎ ባህልናን ክብርታትናን ብመልክዕ ጥበባዊ ስርሓት ዝፈረዩ ዝተፈላለዩ ፊልምታት፡ኮሜዲታት፡ድራማታት፡ሙዙቃዊ ቪድዮታት ዝፈረየ ትሕዝቶ ምዝርጋሕ እዩ። ተወሳኺ ምስ ህቡባትን ዕዉታትን ሰባት ዝተገብረ ቃለመጥይቅ ዉን ንዝርግሕ። ነቲ ዘይተበርበረ ባህልናን ክብርታትናን ንምዕቃቡ ጥራይ ዘይኮነ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ንሕረክብ ዉን ዓቢ ግደ ዝጻወት ፡ ኣብ ዩቱብን ዌብሳይትን ምዝርጋሕ ከም ቀዳምነት ሰሪዑ ዝሰርሕ መርበብ ሓበሬታ እዩ። ዕብየትና ብናትኩም ሓገዝዩ ዝስስን ስለዚኮነ ሳብስክራይብ ሸር ብምግባር ክትተሓባበሩና ብትሕትና ንምሕጸን።
ነዚ ፍርያት ስነጥበብ ኣውሪድና ምዝርጋሕ ንስነጥበባዉያን ጎዳኢ ሙኻኑ ፈሊጥና ክንቁጠብ ነዘኻኽር።
follow us
*********
subscribe*** / mahdernaentertainment
facebook*** / mahderna-production-23...
#Eritreanfilm #EritreanComedy#EritreanDrama
© copyright : MAHDERNA ENTERTAINMENT 2020 - Кино
Good job Phily. Keep on working more. Cheers!!
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ማዓልትኩም ቁድስን ብሩክን ይኩነልኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም 🙏🙏🌹🌹 ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይ ግበሩለይ ኣሕዋተይ 1ሽሕ ክበፅሕ ተሓባበሩኒ 🙏🙏🌹🌹🙏
Kkkk ab kulu dika tilimin huqot😂😂
@@user-oz2dw8ui1s እወ 🤣🤣
@@Abilovetube742 hibeka aleku broy amen amen amen kaa resia xenihe🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Kkkkkkkkk seb gna beqa abzi atekayo sabskrayb ybleka
ኣሜን(3)ገረልካ ለኩ
Waww bitami meharit film thank you fili hawina
ኣነስ የሕዋተይ አዛ ፊልሚ ሪእስ ብክይ ሓዲረ ክገርሞኩም ናማንሞሲልሰ ካብ ልበይ ሓዘነ በይዛክን አሕዋተይ እምነት ነቀደም❤❤❤❤❤
ዋላ አነ ኮ እየ ሓቂ መሲሉኒስ 😢😢😢😢😢
በእነት ብዝሕ ትምህርት ተማህረ ብጣዕም ዳሕዝን😢😢😢
Eway shamey ezi aygbakan eyu❤❤❤
ሲራከይ ሙቅር ኣነስ ክፍትዎ እስሙ ዘለዎ ደራማ ክምቸየኒ መዓት 🌹🌺🌺❤️
Betami des tebel felim ❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ❤
ለካ ጓልስ ካብ ዝፍቅራ ዝሕስራ ተፈትዉ ትባሃልስ ናይሓቂ እዩ😢😢
አብ ጓል ጥራይ አይኮነን ንሱስ
ደቂ ተባዕትዮውን እተፍቅሮም ገዲፎም እትሃላልኮም እዮም 😢😢😢
❤❤❤ከመይ አሕዝኒካኒ❤❤ኢኒተ ሸውት ግን ናኢዲኺ አይትሳአኒ😮😮
Wawe betami xebuqe serahe fili shekore edmen tenane yehabka azeya meahrit film ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዋይ ስለምንታይ ኢና ግን ጠላማት ንኮን 😢😢😢😢😢😭😭😭😭
ስሰዐ😢😢😢
❤❤❤❤😢😢😢😢
Good job❤❤❤❤❤
Wowww🎉❤i’m proud of you good jop filey😍🥰🥰
አረ ፅፍርክን 😢😢😂😂😂😂😂
እነ ዝፅለአኒ ፅፍር
እዋይ ሻመይ ጉዲ ረኽብኻ ኣጀኻ ማዓረይ ብዝኾነ ደስ ክትብል ፈሊም እት ሸዊት አረ በጀኽን ኣብ ቃልና ንፅናዕ ኣኽልብት 😢😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢እሺ
Wowwww filey enqae bselam mexaeka good job ma bro ❤❤❤❤❤❤❤❤
Btaemi xbuk srah phali hawey ❤❤❤❤
እዋይይይይይይይይይይይይይይይ😢😢😢😢
ሓቂ መሲሉንስ በክያ አነውን ምስኡ
Merhaba dki Rmey blux serh mes buluxat twseti ❤l ftari edmen tenan yhsbkum ftri 🙏
Merhaba Filiyy enpa bselam mexikia wawwww gele aynet movie ❤❤❤❤❤❤❤
እዋይ ከምዚ'ኸ ኣሎ ድዩ እዋይ ኣታ ኣምላኽ ይቅረ በለልና።
Good job keep it ❤❤❤❤❤
Fili nice job 👍🏽 ketslo!! Sil mama & wife challenges , key ahmekuki tserhyom srah key adnekuki khalf adelyn ajoki!
Wawww ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብልፅቲ ፍልሚ❤🎉
Wawww filey good job bro 🥰🥰🥰
Phili btaemi meharit 80% ms gize tkeyd ❤❤❤ btaemi smart Bro Gbu
Xbuk srah deki erey
Good job mara bhaqi kexlo ma bro
💔🖤😢
በስማኣብ ከምዚ ውን ዶ ኣሎ እዩ እዞም ናይ ስብ ሂወት ዘባላሽው ስባት ግን ኣታ ክንደይ ይጭክኑ switi ሚስኪነይቲ ኣታሊሉ ሂወታ ፋሕፋሕ ኣቢልላ 😭😭😭
❤❤❤❤❤❤❤
Nice ❤❤❤❤❤
Brilliant story also with very strong meaning to take lesson in our life. So well done to the writer that has put some big messages for ppl to learn from.
❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጓልስ ለካ ካብ ዝፍቅራ ዝሕስራ ተፈትው ትባሃልስ ሓቂ እዩ😏😏😏😏
ይገርም ማለት እዩ
ወዲ ከ ታይ ይፍቱ 😏😏😏😏😏
@@jggehgd6433 ካብኡ ተማሃሪ 😏😏
@@user-el1rx6zm6v 👍😂😂
Kab haki zerhake kulu seb hade aykonen
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤😢😢😢
Kem film xbkti filim eya eti hizato zela hasab xbuk u meharit derasi dirceter nefuu tewasaetiwen nefuat eta aresti gna shtan nay hade gzie wey keyfeletka zgber shtan ybehal ezia gena degagima felita slezbedeleto bedalit ngiega bgiega zeamesele kale arsti kthbwa nerkum
እውይ እዚኣ ደኣ ስሕትስን ዘይኮነት ካልእ ስም ድለዩላ ጽቡቃት 😅
Nice job.. dmxi gen nexur yelen
😢😢😢❤
Good job ❤❤❤
😢😢😢
🎉🎉🎉🎉❤❤❤😂😂😂😂Henokfitwi❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
WOWWWWWW ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ❤
❤❤❤🎉🎉🎉🥰🥰🥰👌
ሑቡሽ እነሰታይ ዳኣ ፊልም ሙካኑ ረስዕኩሙ ዝኩሉ ፀሪፊ😂
❤
PHALLA PHALLA 🔥🔥🔥
😢😢😢😢💔💔💔🙏🙏
❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Sham fesmka keytegebro.kytmksa never😢
ልክዕ ንናተይ ሂወት ብመልክዕ ፊልም ተሰሪሑ
ካብ ጨናዊ ሂወት ከምዘይ ኣውጻእኩዋ ቆልዓና ምስ ሓቆፍና እዚኣ ትእተኻ ኢላትኒ ምስ ሱዳናዊ ገጂፍ መሸኒቱ ትብሎ ዝነበረት ክትወጽእ ጀሚራ ኣነ ምስ ገሽኩ ተመሊሳቶ
ኣነ እንተዝኸውን ክሳደይ ንኻራ ዕድል ኣይኮነን ይቅረ ኣይምበልኩላን ።
😭😭😭😭💔💔💔💔💔🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😊😊😊
እውይ ፅፍርኽን ክፅለአካ ! ሕፅር ዝበለ ዘይትገብራሉ
Ezi shtan zykone wushumnet U kkewen neruwa aresti
ክብር ደራሲ "ፋላ" ብዙሕ ዝደረስካዩ ርእየ ኣሎኹ፥ ንተበግሶኻ የድንቕ፥ እንተኾነ ግና ክብሪ ደቂ ኣንስዮ ኣሕዋትካ ኣዚኻ ስለዘሕሰርካዮ፥ ቅር ከይበለኒ ኣይተረፈን። ስለዚ ኣብ ገጸባህርያት ደቂ-ኣንስትዮና ክብሪ ኣርኢ፥ ማለት ንድርሰትካ ኣብ'ዚ መዳይ'ዚ ምትዕርራይ ክትገብረሉ ብአኽብሮት እሓተካ። ንአወንታዊ ግብራዊ ምላሽካ ኣቐዲመ አመስግን።
Merhaba ma sis qedmanet kab gzieki sewieki srahna b mkttalkin hanaxi retoki bmhabkn btami yemesgn ,….qexile kulen awald kemeu eyen aykonen eti melsey ,gn ab haqena zanta (base true story ) sle zegateme eye xihifeya ,b% zwehade Kemzi temesasali kihlu ykel eyu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
Ezia dea sihtan zeykonet aresti aerywa ezia qebri eya tbehal
ሻመይ 💔💔
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ
😭😭😭😭💔🖤🖤🖤🖤💔💔💔💔💔💔
በጃኩም ንኩልነ ከምዙይ እልኩም አይትወቅሱነ ኩሉነ ከምኣ አይኩነን ቡዙሑ አዋልዲ ጠላማት ትቡሉ አለኩሞ😢😢😢😢
😂😂😂😂
አቲ እቲ አፅፋርክን ከመይ ይምቸወክን ክትበልዐ ክትስርሐ ምጥን ከዘይብል
😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Edel ai tgbain iea . Kmzn ansti shrmtna ab dmn ieu zkid
Ykreta nmntay gerkal hmak fuws
Kabza btami temharea kemti nesom zeamnuna nhena gen slmntay kemom zeynkewn good Job fili hawey ❤
ከምዚ ዓይነት ጥልመት ሞት እዩ ቅፅዓት ነይሩ ።
እቲ ናይ ወዲ ገፀባህርይ ትግስቲ ግን ደስ ብሃሊይ ነይሩ። ደራሲ መጨረሻ መእሰሪ ኣይገበርኳላን why?
አብ ኘሮፋይለይ አቲኹም ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትዋተይይ❤❤
እሺ
አብዚ ዘምጽአና ጽምአት ቋንቋናምበር፡ አዝዮ ተጻረየ ታሪኽ ሐዘል ናይ ካልእ ቋንቋ አአብ ዘለናዮ አሎንዶ። አነስ ካንድዮ ኢዚ ጸሊም ዝብልዎስ ብርእሰምትሐት ተዋሒጡ ካብ ናቱ ናይ ባዕዳዊ ቋንቋ ስምዒቱ መግለጺ ዝኸውን። ነቲ ነብሰ ምትሐት ከም ስልጣነ ተቀቢልዎ እቲ ዝከታተልውን ስቅ ኢሉ ይሰግሮ። ሕጅስ እዝጊሄርኩም አለኩምሲ፡ ምቅርተይ ፡ ዝያዳይ፡ ሂወተይ፡ ህያበይ፡ አማኒተይ ዝብሉ ምቁራት ቃላት አብ የዕጽምትኻ ዝአትዉ ገዲፍኩምሲ ስዊተይ ኢልካሎ ዘረባ፡። ወረ ናይምንታይ ንዕቀት ኢዮ፡ ወሪዱኩም ዘሎ። ወይውን ብምሉኡ አቡኡ ዘፍለጠ፡ ብእንግሊዝ ዘይትገብርዎ። ናይ ኤርትራ ፊልምታት በይብ ክብሉ ምስሰማዕኩዎም ከምልሰኒ ኢዮ ደልዮ። ምስ ደቀይ ለይትን ምዐልትን ትግርኛ ክዛረቡ ከለዉ ካልእ ቋንቋ ከይሕውሱ፡ ክብአስ ዊዒለ፡ ቋንቋ ክሰምዑ ናይ ትግርኛ ፊልም ምሳይ ክርእዮ ኢለ ይሐስብሞ፡ ወየን አብ መዝገበ ቃላት ትግርኛ ዘይርከባ፡ ጥራዝ ነጠቅ ዝኾና፡ ኦከይ፡ ተንኪው፡ ባይ፡ አይላቭዮ፡ ሕጂ ድማ በይብ ዝብላ ጸየቅቲ ኢንዳሐዋወሱ፡ ዐረብን ጥልያንን አብ ቦቱኡ መማቅርቲ ሐዊስካ፡ ትግርኛ መሕፈር ኮይና ጠጠው። እዞም ዝነብሮም ዐዲ እንግሊዝ ከምቋንቁኦም ኢዮም ዝዛረቡ፡ ግን አብ ቋንቁኦም አይሕውሱን እዮም። ግን ብሐቂ ምሃሪት ፊልም ኢያ። ኣዴኻ ስለትፍቅረካ ኢዚ መከራዚ ንዐኻ ቅድሚ ምውራዱ ንሳ ሐሚማትልካ፣ ወላዲትካ ምስማዕ ዝመስልዎ የለን። ከምኡውን ምፍቃርን ሐዳርን ፈለሊኻ ምርአይ፣ ምዉቕ ፍቕሪ ዝስምዐካ እምነት ሐጺር ኢዩ፣ ብምትእምማን ዝዕብ ብ ፍቕሪ ግን ነዊሕን ጥ ጡሕን ኢዩ። ኣምላኽ ካብዚኸምሲ ይሰውረና።
Ata.kerob hlna yeblkomen dikom
ክትቅጽል ኔርዋ ቁሩብ
Gall lka kab zefqera zhisera tfetwo kebhall haqi eyu
Kab haki zrehake
ሪታ ግደፍ ማይ ሰይጣን ፅፍሪ ኣይትግበሪ
😢ክፅለአካ እዝ ፅፍር
ሪታ ብክያት ክትፍቲ
እንኳዕሰይ ሕማቅ ሰነፍ
😂😂😂😂😂
ኣጫፍር ሕማቅ
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉