Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣቡነ ዘበ ሰማያትምንጪ ሓጎስና ደስታ ሰላምናዘልኣለም ክበር ለዋህ ኣቦናከይነጽፍ ብርሃን ናይ ቀንዴልና[ ምሳኻ ምንባር ይሕሸና ] (2)ከይንጠሚ ስጋኻ ከይንጸምእ ደምካብልግሲ ትዕድል ዕርቃና ክትከድንዕራቅካ ብምስቃል ኣበሳ ትሽፍንዉልደይ ኢልካና እናወጋእናካ ደምካ እናፈሰሰእዚ ጹኑዕ ፍቅሪ ጠሚሩ ሒዙና ከመይ ኢልና ክንፍለኣቡነ ዘበሰማያት (2) ይትቀደስ ስምከኣቡነ ዘበሰማያትኣዝ•••••••ዓለም ዘትፈልጦ ኣብኣ'ውን ዘይርከብ ዲንቂ'ዩ ሰላምካዕምቆቱን ርቀቱን ስፍሓቱን ዘይብጻሕ ውቅያኖስ ፍቅርኻናተይ ምስ በልካና ናትካ ኮይና ኢና ክንከብርሓምቢስካ ዘይብጻሕ ሰትኻ ዘይውዳእ ሕይወት ንኽመርሕኣቡነ ዘበሰማያት (2) ይትቀደስ ስምከኣቡነ ዘበሰማያትኣዝ•••••••••ሕልፊቶም ዝጽዕሩደስታ ንኽረኽቡ እምብዛ ዝደኽሙ ወይኖም ምስ በዝሓሎምምህርቶም ካዕቢቱ ፍስሕ ድስት ዝብሉክንገልጾ ዘይከኣልማንም ዘይምዝዖ ፍስሃ ወኒንካከማኻ ዝበለ ኣበይ እሞ ክንረክብ ምሳኻ መሪጽናኣቡነ ዘበሰማያት (2) ይትቀደስ ስምከኣቡነ ዘበሰማያትኣዝ•••••••••••መንግስትኻ ሂብካ ሰማያት ክንወርስ ዉልድካ ትገብርዓይኒ ዘረኣዮ እዝኒ ዘይሰመዖ ዕረፍቲ ትዕድልህድኣት ናይ ነብስና ደስታ ናይ ሕወትና ብኣኻ ካብ ኮነ ኩሉ ኣባኻ ኣሎ ካባኻ ሓለፍና እንታይ እሞ ክንምነ።ኣቡነ ዘበሰማያት (2) ይትቀደስ ስምከኣቡነ ዘበሰማይት፡ኣዝ•••••••••••ወስብሃት ለእግዚኣብሔር።❤❤❤
❤❤❤ kal hiwet yesmana
Amen,tebareku,gouta ybarkumAbzihu ybarkum❤
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ በርከት ኣብ ልዕሊ በርከት የብዝሓልኩም
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የዓድልኩም ፍሉይ ዝማሬ ውሽጥኻ ዘረስርስ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጎይታ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም የሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉
Zemarye melakti yesmealna ahwatey xegau yebzhalkum 🤍🙏🏾
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራት የሕዋት ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም እግዚኣብሔር ❤❤❤
እግዚኣብሄር ይመስገን ነዚ ልብካ ዘረስርስ ዝማሬ ክንሰምዕ ዝፈቀደልና ቃል ሂወት የስምዓልና ብሓቂ ብሓቂ ንልቢ ዘረስርስ እዩ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም እግዚኣብሄር ይባርከልኩም ፍቱዋት ኣሕዋት/ት።
ዝማሬ መልእክት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም።
❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ቡሩካት የሕዋትና በቃ ቃላት የብለይን አነን ደቀይን ብሐቂይ እመብርሃነይ ምሳኩም ትኩን መንፍስካ ዘሐድስ የጽምቲይ ዘጥልል እዩሞ እቲይ ሰማያዊይ አቦ ዕስቡኩም ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ኣሰይይይ ፍትዋት ኣሕዋተይ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ጌሩ ይዕድልኩም እታ ብሃንቀዋታ ክጽበያ ዝጸናሕኩ ❤❤❤❤❤❤❤ እቲ ዝተረፈ መደብ ድማ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበ ዘለና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤ ዝማሬ መላክቲ የስምዓልና ኩቡራት የሕዋት ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ማሕበር ኮኮበ ገዳም ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ሕብረትኩም ኣዝዩ ዘቅንኢ ኩለን ማሕበራት ክክተልኦ ዘለወን ዓቢ መርራኣያ ኢኩም።N.B ሓንቲ ክብለኩም ግን እቲ ጽሕፈት የዕብይ እንተተብልዎ ኩሉ ከይተጸገመ መንበቦን ምሳኩም ምዘመረን። ካልእ እዚኣ ትብሃል ጉድለት ዘይብሉ ነዕጸምቲ ዘጥልል መዝሙር እዩ እሞ ኣምላክ ዓስቢ ቅዱሳኑ የካፍልኩም ንዓይ ሓጥእ ሓዉኩም ክኣ ኣብ ጸሎትኩም ኣይትግደፉኒ❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤ zmare melakti yesmalna des zbl mezmu
Elllllllll Elllllllll Elllllllll ❤❤❤Msaka mnbar yhsena ❤❤❤
Please share, like, subscribe the best eritrean orthodox church songs❤❤❤
Zmare melaekti yesmalna yhwat. Amen Amen Amen 🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላዕክት የስምዓልና
Xega goyta bumulu adimkum ysiabkum aehwatey zmare melakt yesimealna ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmaalna. Zemen agelgulotkum egziabher Amlak ybark.
Zmare melakt yesmealna 🙏🙏🙏🙏🙏
Dagabrna amlak xegu yebzhslkum❤❤❤
ዝማሬ መላአኽት የስምዓልና ዳጋብረይ❤❤❤
ብፍቅሪ ዘፍቅረቁም ማሕበር ❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና . ... ካብ ግጥሚ ጀሚርካ ዜምኡ ድምጹ ውሽጢ ዝኣቱ ተባረኩ ሓደ መዓልቲ ምሳኩም መጺኤ ክዝምር ኢየ. .. ካብ ማሕበር ኣቡነተክለሃይማኖት ጊንዳዕ . ..መዛሙርኩም ስንቀይ ኢዩ ኮይኑ ዘሎ ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤😊😊😊
zmare melaekit yesmaelna Amen🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Anen, Amen, Amen 🇪🇷 orthodox hamaniot telemlem and God bless our children❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡራት የሕዋት ❤❤❤❤❤❤❤
Lebi zersres menfeska tehdes mezmur Zemerie melakt yesmalna🙏🙏🙏❤❤❤❤
Please share, like and subscribe this mezmure the best 🇪🇷 orthodox mezmure❤❤
ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Tiuum zmarie menfesawi hdat wshtka selam zmeli mezmur ...Amlak xegiu yebzehalkum
Zmarie melaekti yesmealna ahwatey nay agelglot zebenkum Amlak ybark
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna kuburat Ahwatna xegeu yebzhalkum Nay Agelgulot zemenkum ybarkelkum 🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇
Aemn a❤❤❤❤❤
Zmare melaekt yasemalna ahwatey ❤😊
Zmarie mealkiti yesmealna❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤zemer mlakti yasmaln
Zemen akolglotkom yebake❤❤❤
ዝማሬ መላክት የስመዑልና❤❤❤❤🎉
Zmarie melaekti yesmalna ❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Amen amen amen Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll mare kndey kemztehagosku Elllllllllllllllllllllllllll hjwun ayxegebkun abta zefqra hagery betom zefqromn znafqomn ahwtey kemzi zbele zmarie( msgana amlak) kem melakti maergkum endi meglexi yebleyn hagosey kqoxaxero aykealkun . Egziabiher amlak ab bietu yenbrkum xegu yebzhalkum. Kabkulu fetana b qudsan melaktu yhalkum ❤❤❤. I love all.
Ewdachwalehu Eritrean brothers and sisters 0:53
Amen Amen Amen Zmari melakti yesmolna ❤❤❤
እዛ ኣዝያ እያ መሲጣትኒ ቃለ ሂወት የስምኣልና 🎉❤😂
Zmare melakti yesmalna ❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmalna
Amen 🙏 zmare melaekti yesmealna
Abone zebesemayt(2) yitkedes simike ❤ amen amen amen 🙏 nibska teresrs tiamti mezmur nay bihaki 🩵 zmariye melakti yesmialna kuburat yihwatna 💒🌷 egziabhier xeghu yebzhalkum.
Zmare melakti yesmalna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ ተባረኹ የሕዋት
ሰላም እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና እቲ ናይደም ዝተዘመረ መዛሙር 2000 _2005 ዝተዘመሩ መዛሙር ሰሚዕኻዮ ዘይጽገብ ኸተምጽልና ብትሕትና ይላቦ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላክት የስመፃልና ኩቡራት የሕዋተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amien zmare melaikiti yesmalna
ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና
❤❤❤❤❤❤
Zmare melakt yesmealna ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen Zmare melaekti yesmealna
❤❤❤❤
ኣቡነ ዘበ ሰማያት
ምንጪ ሓጎስና ደስታ ሰላምና
ዘልኣለም ክበር ለዋህ ኣቦና
ከይነጽፍ ብርሃን ናይ ቀንዴልና
[ ምሳኻ ምንባር ይሕሸና ] (2)
ከይንጠሚ ስጋኻ ከይንጸምእ ደምካ
ብልግሲ ትዕድል ዕርቃና ክትከድን
ዕራቅካ ብምስቃል ኣበሳ ትሽፍን
ዉልደይ ኢልካና እናወጋእናካ ደምካ እናፈሰሰ
እዚ ጹኑዕ ፍቅሪ ጠሚሩ ሒዙና ከመይ ኢልና ክንፍለ
ኣቡነ ዘበሰማያት (2) ይትቀደስ ስምከ
ኣቡነ ዘበሰማያት
ኣዝ•••••••
ዓለም ዘትፈልጦ ኣብኣ'ውን ዘይርከብ ዲንቂ'ዩ ሰላምካ
ዕምቆቱን ርቀቱን ስፍሓቱን ዘይብጻሕ ውቅያኖስ ፍቅርኻ
ናተይ ምስ በልካና ናትካ ኮይና ኢና ክንከብር
ሓምቢስካ ዘይብጻሕ ሰትኻ ዘይውዳእ ሕይወት ንኽመርሕ
ኣቡነ ዘበሰማያት (2) ይትቀደስ ስምከ
ኣቡነ ዘበሰማያት
ኣዝ•••••••••
ሕልፊቶም ዝጽዕሩ
ደስታ ንኽረኽቡ እምብዛ ዝደኽሙ
ወይኖም ምስ በዝሓሎም
ምህርቶም ካዕቢቱ ፍስሕ ድስት ዝብሉ
ክንገልጾ ዘይከኣል
ማንም ዘይምዝዖ ፍስሃ ወኒንካ
ከማኻ ዝበለ ኣበይ እሞ ክንረክብ ምሳኻ መሪጽና
ኣቡነ ዘበሰማያት (2) ይትቀደስ ስምከ
ኣቡነ ዘበሰማያት
ኣዝ•••••••••••
መንግስትኻ ሂብካ ሰማያት ክንወርስ ዉልድካ ትገብር
ዓይኒ ዘረኣዮ እዝኒ ዘይሰመዖ ዕረፍቲ ትዕድል
ህድኣት ናይ ነብስና ደስታ ናይ ሕወትና ብኣኻ ካብ ኮነ
ኩሉ ኣባኻ ኣሎ ካባኻ ሓለፍና እንታይ እሞ ክንምነ።
ኣቡነ ዘበሰማያት (2) ይትቀደስ ስምከ
ኣቡነ ዘበሰማይት፡
ኣዝ•••••••••••
ወስብሃት ለእግዚኣብሔር።❤❤❤
❤❤❤ kal hiwet yesmana
Amen,tebareku,gouta ybarkum
Abzihu ybarkum❤
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ በርከት ኣብ ልዕሊ በርከት የብዝሓልኩም
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የዓድልኩም ፍሉይ ዝማሬ ውሽጥኻ ዘረስርስ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጎይታ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም የሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉
Zemarye melakti yesmealna ahwatey xegau yebzhalkum 🤍🙏🏾
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራት የሕዋት ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም እግዚኣብሔር ❤❤❤
እግዚኣብሄር ይመስገን ነዚ ልብካ ዘረስርስ ዝማሬ ክንሰምዕ ዝፈቀደልና ቃል ሂወት የስምዓልና ብሓቂ ብሓቂ ንልቢ ዘረስርስ እዩ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም እግዚኣብሄር ይባርከልኩም ፍቱዋት ኣሕዋት/ት።
ዝማሬ መልእክት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩም።
❤
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ቡሩካት የሕዋትና በቃ ቃላት የብለይን አነን ደቀይን ብሐቂይ እመብርሃነይ ምሳኩም ትኩን መንፍስካ ዘሐድስ የጽምቲይ ዘጥልል እዩሞ እቲይ ሰማያዊይ አቦ ዕስቡኩም ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
ዕልልልልልል ዕልልልልልልል ኣሰይይይ ፍትዋት ኣሕዋተይ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ጌሩ ይዕድልኩም እታ ብሃንቀዋታ ክጽበያ ዝጸናሕኩ ❤❤❤❤❤❤❤ እቲ ዝተረፈ መደብ ድማ ብሃንቀውታ ኢና ንጽበ ዘለና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤ ዝማሬ መላክቲ የስምዓልና ኩቡራት የሕዋት ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ማሕበር ኮኮበ ገዳም ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ሕብረትኩም ኣዝዩ ዘቅንኢ ኩለን ማሕበራት ክክተልኦ ዘለወን ዓቢ መርራኣያ ኢኩም።
N.B ሓንቲ ክብለኩም ግን እቲ ጽሕፈት የዕብይ እንተተብልዎ ኩሉ ከይተጸገመ መንበቦን ምሳኩም ምዘመረን። ካልእ እዚኣ ትብሃል ጉድለት ዘይብሉ ነዕጸምቲ ዘጥልል መዝሙር እዩ እሞ ኣምላክ ዓስቢ ቅዱሳኑ የካፍልኩም ንዓይ ሓጥእ ሓዉኩም ክኣ ኣብ ጸሎትኩም ኣይትግደፉኒ❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤ zmare melakti yesmalna des zbl mezmu
Elllllllll Elllllllll Elllllllll ❤❤❤
Msaka mnbar yhsena ❤❤❤
Please share, like, subscribe the best eritrean orthodox church songs❤❤❤
Zmare melaekti yesmalna yhwat. Amen Amen Amen 🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላዕክት የስምዓልና
Xega goyta bumulu adimkum ysiabkum aehwatey zmare melakt yesimealna ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmaalna. Zemen agelgulotkum egziabher Amlak ybark.
Zmare melakt yesmealna 🙏🙏🙏🙏🙏
Dagabrna amlak xegu yebzhslkum❤❤❤
ዝማሬ መላአኽት የስምዓልና ዳጋብረይ❤❤❤
ብፍቅሪ ዘፍቅረቁም ማሕበር ❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና . ... ካብ ግጥሚ ጀሚርካ ዜምኡ ድምጹ ውሽጢ ዝኣቱ ተባረኩ ሓደ መዓልቲ ምሳኩም መጺኤ ክዝምር ኢየ. .. ካብ ማሕበር ኣቡነተክለሃይማኖት ጊንዳዕ . ..መዛሙርኩም ስንቀይ ኢዩ ኮይኑ ዘሎ ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤😊😊😊
zmare melaekit yesmaelna Amen🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Anen, Amen, Amen 🇪🇷 orthodox hamaniot telemlem and God bless our children❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡራት የሕዋት ❤❤❤❤❤❤❤
Lebi zersres menfeska tehdes mezmur Zemerie melakt yesmalna🙏🙏🙏❤❤❤❤
Please share, like and subscribe this mezmure the best 🇪🇷 orthodox mezmure❤❤
ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Tiuum zmarie menfesawi hdat wshtka selam zmeli mezmur ...Amlak xegiu yebzehalkum
Zmarie melaekti yesmealna ahwatey nay agelglot zebenkum Amlak ybark
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna kuburat Ahwatna xegeu yebzhalkum
Nay Agelgulot zemenkum ybarkelkum 🙏✝️🙏✝️🙏✝️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇😇
Aemn a❤❤❤❤❤
Zmare melaekt yasemalna ahwatey ❤😊
Zmarie mealkiti yesmealna❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤zemer mlakti yasmaln
Zemen akolglotkom yebake❤❤❤
ዝማሬ መላክት የስመዑልና❤❤❤❤🎉
Zmarie melaekti yesmalna ❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Amen amen amen Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllll mare kndey kemztehagosku Elllllllllllllllllllllllllll hjwun ayxegebkun abta zefqra hagery betom zefqromn znafqomn ahwtey kemzi zbele zmarie( msgana amlak) kem melakti maergkum endi meglexi yebleyn hagosey kqoxaxero aykealkun . Egziabiher amlak ab bietu yenbrkum xegu yebzhalkum. Kabkulu fetana b qudsan melaktu yhalkum ❤❤❤. I love all.
Ewdachwalehu Eritrean brothers and sisters 0:53
Amen Amen Amen Zmari melakti yesmolna ❤❤❤
እዛ ኣዝያ እያ መሲጣትኒ ቃለ ሂወት የስምኣልና 🎉❤😂
Zmare melakti yesmalna ❤❤❤❤❤
Zmare melaekti yesmalna
Amen 🙏 zmare melaekti yesmealna
Abone zebesemayt(2) yitkedes simike ❤ amen amen amen 🙏 nibska teresrs tiamti mezmur nay bihaki 🩵 zmariye melakti yesmialna kuburat yihwatna 💒🌷 egziabhier xeghu yebzhalkum.
Zmare melakti yesmalna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤ ተባረኹ የሕዋት
ሰላም እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና
እቲ ናይደም ዝተዘመረ መዛሙር 2000 _2005 ዝተዘመሩ መዛሙር ሰሚዕኻዮ ዘይጽገብ ኸተምጽልና ብትሕትና ይላቦ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን❤❤❤❤❤❤