New Eritrean full movie ከመይ ኢና- A film by bibi ade film production
HTML-код
- Опубликовано: 9 фев 2023
- Eritrean movie Eritrean series Eritrean short Eritrean entertainment Ethiopian music Ethiopian movie Ethiopian series short
@ade film production #ade tv #ade records
@BLCHA ENT...#BLCHA TV #ADE TV
Eritrean music Eritrean series movie
Eritrean drma Eritrean short film
A film by bereket beyene (bibi)
eyo fkri - ludo - sim card - ayni haki - kmy ena - nbat - kal seb - xelot lbi
a film by bibi / - Развлечения
ጋል ንፍቅሪ፡ምሕታት ጸገም፡የብሉን ኣነ ንባዓል፡ቤተይ ባዕለይ ኢየ ሓቲተዮ ምስጋና ይብጻሓዮ ፈጣሪ ጽቡቅ ኣለና ክገርመኩም ዝያዳ ኢዩ ዝፍቅረኒ ምድፋር ሲኢነ ከይሓተኪ ብዙሓት ሰባት ኢዮም ዝደልይኪ ድሰምዕ ንዓይ ካኣ ምስ ድክነተይ ሪኣ ኣይትግደሰለይን ኢያ ይብል ኔረ ዉሽተይ ሪኡ ፈጣሪ ናተይ ጌሩኪ ኢሉኒ ተመሪዒና ወሊድና ሕጂ ጽቡቅ ኣለና እቲ ዘግድስ ምሕታት ዘይኮነ ኣብ ሞንጎ ክልቴካ ዝፍጠር ፍቅሪ ኢዩ
ኣነ ዘፍቅሮ ሰብ ኣሎ ንሱ እዉን ከም ዘፍቅረኒ ብተግባር ኣርእዩኒ እዩ።ኣነ እዉን ከምኡ መን ይሓተት ግን ኣብ ክልትየና ምትሕፍፋር ኣሎ ኣነ ክሓትቶ ይብል እሞ ናይ ሕብረተሰብና ባህልን ልምድን ትዝ ይብለኒ።ከይከስሮ ድማ ይፈርሕ ፍቅርና 2021እዩ ዝጅምር ክሳብ ሎሚ ፍቅርና ብተግባር እዩ ዘሎ ፍቅርና ብእምነት እዩ ደሎ ኣኻልና ርሑቅ እዩ ዘሎ ዘለናሉ ሃገር ድማ ብብዩኑ እዩ ደሎ ፍቅርና ንዓና ዝረአየ ሰብ ኣዝዩ ይገርሞ እዩ። ኣብ ሞንጎና ምትሕሕባእ የለን እዩ ሓቅን እምነትን ዝያዳ ኣለና!ግን ክሓትተኒ ወይ ክሓትቶ ድፍረት ስኢና እንታይ ክገብር ትብልኒ ከም ንፍቅሪ ዝጀመርክዮ ምክርኪ ክትልግስለይ ተስፋ ይገብር ሓፍትኒ።ሰላም ብዘለክዮ ካብ ዘፍቀረት ልበይ።
@@hagushgaltigrinya7068 ማዓረይ እቲ ዘገድስ ከም ትፋቀሩ ኢዩ ንስኪ ሕማቅ ኣይኮንክን ትብሊ ዘለኪ ፍቅሪ ኢኪ ትብሊ ዘለኪ ኣነ ሕተትዮ ኢየ ዝብለኪ እቲ ዝከዉን ኢዩ ዝከዉን ጋል ኢኪ ግዝየ ዉን ይከደኪ ኣሎ ወይ ንሱ ካልእ ከይጠመተ ወይ ዉን ዘይፍቅረኪ ተኮይኑ ንስኪ ካኣ ብኣግኡ ግዜኪ ትጥቀምሉ ኣነ ምስዚ ሰብኣየይ ብ ፋስቡክ ኢና ንፋለጥ ኣነ ኣብ ጀርመን ንሱ ድማ ሱዳን ግን ከምዚ ናትኩም፡ብጣዕሚ ምቅርራብ ኔሩና ንሱ ነዕርኩቱ እዚኣ ናተይ ተኮይና እንታይ ዘይሃብካኒ ክብሎ ፈጣሪ ይብል ኣነ ዉን ንማሓዙተይ ኮምኡ ምስ ግዜ 1 ዓመትና ኣነ ከም ዘፍቅሮ ኔጊረዮ ሽዑ ክገርመኪ እንታይ ኢሉኒ ኣነ ይፍትወኪ ኢየ ኢሉኒ ድሕሪ 3 ማዓልቲ ሓዲኡ ኣፍልጠኒ ተፍቅረኒ ወላ ትፍትወኒ ኢለዮ ዝይተፍቅረኒ ተኮንካ ኣነ ምሳኻ ግዜ ከሕልፍ ኣይደልን ኢየ ናብራን ሓዳርን ክገብር ኢዩ ድልየተይ ምስ በልክዎ ኣነ ሊዕሊ መጠን ኢየ ዝፍቅረኪ ግን ግዜኪ ከይቅትለልኪ ኣነ ኣብዚ ኮይነ እንታይ ክገብረልኪ ኢሉኒ ድሓን ኢለዮ ፍቅሪ ምስ ጀመርና ኣብ ዓመትና ከይደ ተመርዕየዮ ናይ ፍጣሪ ትዑም ነብሰጾር መጽየ ሕጂ ወዲ ወሊደ ኣብ Uk ኣልኩ ንዕኡ ከምጽኦ ፕሮሰስ ኢለ ማሌት ኢዩ ካብዚ ናተይ ብዙሕ ክትማሃሪ ኢለ ኢየ ዝነግረኪ ዘልኩ ምዉሳን ዝመስልዎ የለን ወይ ሕራይ ወይ እንቢ ኢያ ኖ ተኮይኑ መልሱ ንስኪ ካኣ ካብ ኣብ ዙርያኪ ዘለዉ ሂወትኪ ክትመርሒ ትፍትኒ ሕራይ እንተ ኢሉ ካኣ እቲ ፍቅርኩም ሕዳርን ዉላድን ተሓዊስዎ ሙቅር ፍቅሪ ተስተማቅሪ ዝይዳይ ኣጆኪ ግን ኣብ ሂወት ኩሉ ኣሎ ምርካብን ምስኣንን ንስኪ ግን ንኩሉ ድልዉቲ ኩኒ ዝይዳትት ሶሪይ ኣብዚሐልኪ ኢንሻልህ ሓስብ ልብኪ የስምረልኪ፡ምቅርቲ ❤✌
@@feqereu1860 ማሻ አላህ ረቢ ማዓረይ ካብዚ ንላዕሊ ብፍቅርን ስኒትን የንብርኩም ፕሮሰስ ሰሊጥዎ ድማ ብሓንሳብ ምስ ወድኻን ኣቦ ወድኽን እትተሓቃቐፍሉ ግዜ የቅርበልኪ ዝያዳይ ረቢ ከምዚ ኸማኺ ከኣ ይፍጠረልና
@@feqereu1860 ግን ብዙሕ ነገር ክሓተተኪ መደለኩ ብምንታይ ክረክበኪ ይክእል?ፍቅርኩም ይባረኩኩም ኣምላክ ይሓቁቁፋ♥️♻️❤
@@hagushgaltigrinya7068 ኣሜን ፍስቡክ ናትኪ እንታይ ይብል ኣነ ኣድ ክብለኪ ወይ ኢንስተግራም
ኣድናቅት ቶሚ&ዮኒ👌👌 ሶ ኣብ ገዛኹም ጋሻ እየ ያጃማዓ🥰🥰🥰🤞
ጢኑ.ቶሚ.ሩት.ማአዛ.ጉድ ጆብ ደቂ ኤረይይ💗🇪🇷💗🇪🇷😘😘😘
Keep going nice work ❤❤❤❤
Wowwwwww nice job guys tinu gn perfect voice aleka derfi fetn
Ncis job jbuatey kef alekum💋💋❤
ናይ 2 ሰዓት ፊልም ብ 4 ሰባት ወዲእኩማ ትምህርቲ ዝብሃል የብላን ሓንቲ ጋል ንፍቅሪ ክትሓትት ከም ዘለዋ ጥራይ ንሱኸኣ መብዛሕትኡ ሰብ ዝፈልጦ ዩ ደረስቲ ኣጆኹም እባ ❤❤❤ደቂ ኤረይ i love you
Btami xbuk movie gn entay da n Yonas abti mewedata ms tewasati shmu zeyxhafkimo raywo, bzterefe xbuk srah💜💜
Wawww des tbl film kiyaro qexlwo deqi rimey 💗shikorat ajokum kea🥺🙏
Nice Film deki Erey xubukat, Gen kemey ena kitblu kolel abilkumna. Senay nay Fikiri gize nimneyelkum.
ደሰ ትብል ብጣዕሚ ቀጽልው ደጂኩም ዋውውውውው ❤❤❤❤❤❤
Wow btami xbuq thzto zelewa film and nfuat tewasati zfetwom nderasi ka 👌 love deqi rimey bluxat
ኣብ ዝኮነ ነገር እንሻላህ እንተ ኢልካ ኩሉ ተቀያራይ እዩ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ
Nmejemerya selam nokum
Hto aloni shkorinatat
Kulu geze ab mewedaeta
Neshton ktkxlwo
alekum
kmkr
Entekoynu lekea
kem Amharigna filim
Bzkone Arif neber 🥰🥰🥰🥰🥰👌🙏
ምርጥ ፊሊም ኔሩ ግን ግዜ ኣንዊሕክሞ 40 ደቂቅ ምኣከላ ኔሩ ቡሩካረይ
Wowwww nay adiss si full movie msrha jmrom ❤😮
❤❤❤❤❤❤❤❤ deqi eri asli ❤❤❤❤❤❤ edmen tenan yhabeley fetari atum shikort
Ahduay azkirkumni nay ahduna ሰበይ ከመይ ኔሩ Miss them Shikorinata ahduay ab alem fahe ilna aye gezi yemlselna ❤
Yes yes ከመይ ዲና ደቂ ኣረ 👌❤️
Wwwwww tomi habibi masshallah awrarda qaltka mara eyou sahbn mesten ajoka bertt
Nice job dekiy rimey❤
Wawww amazing film
ተቃለሱ ንዓድኩም ክትምለሱ😍😍
አንቱም ሽኮራት እዚኦም ዶ ምተሰዱ ኻኽ ሐሪእልና እዝጊ ጸሊኡልና እምበር ሄህ ደአ እንዳ ኩስቶ-- -- -- -- መልእዋ ቁዙፈይ ከመይ ዲና👈 መሕመማት ዓለም👍
ብጥዕሚ ጽብቅቲ ❤❤❤
Love never finds you. You find that love, to asking someone who loves you or you loves. Him your heart will make you feel better. Don't make you heart divide im two parts. Love is always one time, you will never got again, falling in love is always make you feel happier and worried us the same time, thanks very much I. Love you all Eritrean. ,keep up the good job your father yehdego .THANKS
ሰላም ሓሚማ ኢልኩም ግን ኣየርኣኩምናን
Bmejemerya selam neakum kuburat yhwatey bmqxal neqefeta aleni bqexali tdegagmuwa giega telle Ms tedewele nay Asmara eya men ykewn Elka tomi gn ente zey temezgebet nay eritrea enber nay asmara nay beyna tell yeblan nay asmara tray zeykone nay Eritrea wekilkum tserhu kab halekum nmlue Eritrea zwkulu qalat teteqemu.
Ya ane keman kema kxhf enda hasrbku eye lk broo
ደሰ ባሃልቲ ናይ ባሓቂ ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
😢❤😊😊🎉
ጡኑ&ቶማስ$ ረታ ዘለዋ ፍልም ማር ይኡ ድምችወን❤❤
Des tbal fillm 💗💗💗💗
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏heray bela Afero
ደስ ባሃልቲ ብሓቂ
ያ እዛ ፍሊሚ ከፍ ዘለዋ
Good job 👏
1.Gin Aselchatna kemey ena Gal thatit dya zbl sne hasab Ablilwo
2.sirah gizen botan Ayfeln u zemen ka kertet ela zebeyeto nay sirah menfes kerana network
3.Abi kexali kabzi zbelix hizkum ktmexuna bal mulu tesfa eye thanks brukat
Za movie ktem omg🥺❤️
Good job 👌👌
Selam deki erey
ቀዳምነት ጽቡቅ ሰራሕ ።ቀጺለ ሕቶ ኣላትኒ ኣብዛ ናይ (ጢኑ ) ንሳ ድማ ኣዲኡ እንድሕር ሸቂጣ ቆኒና የዕብያቶ ሲ እንታይ ኮይኑ ክሰርሕ ዘይክእል ምክንያቱ እንታይ ድኣ እሞ መልእክቲ ክህበና እዩ ወዲ ሰብ ካብ ጊግኡ ተኣሩሙ ክትሪኢ ከለካ እዩ ጽብቅ ድሰምዓካ የቀንየለይ thanks so much 🙏🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስደት ነው ያለነው ሀገራችን አይደለም ያለው ገረመኝ🤔ክዳችሁ ነው እንጂ ሀገራችሁስ ኢትዬጵያ ነበረች🤷🏽♀️አይ የኛ ሰው ጥራህ መአኮርካ ኮይንካ ዘይኮንካ ምዝራብ ነጮች ልባቸው ነጭ ነው የትም ሀገር ቢኖሩ እንደ ሀገራቸው ነው የሚያዩት እኛ ግን እስካሁን ይሄ ሀገሬ አይደለም ይሄ የኔ ዘር አይደለም እንባባላለን ሁላችንም ግን ሙዋቾች ነን🤷🏽♀️ፈጣሪ አዳምን እና ሄዋንን ፈጠረና ብዙ ተባዙ መሬትን ሙሉዋት አለ እንጂ በዘር በሀገር ተከፋፈሉ አላለም እኛ ሰዎች ግን የፈጣሪን ቃል እረስተን ይሄ የኔ ያ ያንተ አልመጣብህም አትምጣብኝ ተባባልን ያሳዝናል እናስብበት☝🏽
❤❤❤
Azi filmi tenkifatni blbi ahhh
Wawww❤
Nice movie 😍😍
Waw mesatit flmi ketllu
Nice job gen hanti nekfeta kem rieto abe mewdaeta tewaseti elka Yonas (Tinu) yelen abe xehuff
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
Good job
ቀፁሉሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Efffff hikot ab mewedata tehaguse xibikiti film nay bihaki kurub gina kanza anwihikuma and kemey ena bezihata enber wawww
🇪🇷❌🦎🇪🇷🦎❌🦎🇪🇷👎👎👎👎👎👎👎👎👎❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌
Kidu gahafat niakum dski like tray
💋💋💋♥️♥️♥️
ቅቅቅቅቅ ኣታ ሞይተ እንዴት ነሽ ደህና ነሽ ይብሉ ሞይተ በቃ
owweyyy
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Wawwww ❤❤❤
waaaaaaayy
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽቡቕቲ ቅልል ዝበለት መሳጢት ፊልም ❤
❤
Good job ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏
Wwww deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 natey
❤❤❤😂
👍😘🇪🇷🇪🇷💯💯
😍👌
❤❤❤❤
🥰🥰🥰🥰
Btaemi des tbl
Tinu Kef Alewo Gen Kea yedengxeka 🥰🥰🥰
😘😘
😍😍😍😍
selamdeykemey
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏😍
Asmera xaeda tetkewn bxaeda ida mstekebeletna nira pls kab kuwunnet mhsabn mzrabn zeynquteb gn slementay hlk do ykewun ??
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wellcom deq Eriyy❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉🎉🎉🎉
🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Waaw aziya mesatit bfilay abmewedata gin i have one cottion abza (tiemu) nay adey qonina yebiya zbela why zeyserh??
ጥዕምቲ ፊልሚ እያ። ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ጫለ ኣደይ ቆኒና ኣዕብያትና ኢሉ ክሕግዛ ስደት ወጽየ ከኣ ኢሉ ግን ከይሰረሐ ከመይ ክሕግዛ ይኽእል ? Sorry Tanks kea qexiliwo .
❤❤❤🎉🎉🎉
Tomas kemem film tfelt tomas nska zelekayo film fetsimu eku eyu zeyslch berte
ጨለ ይብሉ ድዮም ኢሪጥረን
Baebat nskum eko felitkumo
ኣነዉን ገርምኒ ጋል ዓደይ ሸኮር ካብ ማኣዝ እዩ
🙈🙈😀😀😀🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 እንድዕ
nay behaqi xbuq srah iyu ab tkedwo shar amlak msakum ykun xbuqat yehwatey
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
Naybahaki deszbl
Tazazima dekierey
ደስ ብሃሊት ያ ግን ሳምሪ ን ኤማ ዝሃበቶ ጊፍቲ ስዓት ጫለ መሊሱ ዛዚሙዋ የፍቅራ አንተ ኔሩ ንምንታይ ባዕሉ ዘይ መልሳ
❤️🔥❤️🔥👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
Ab 3 mealti wedieya 40 dkik meakela
AdhtnOkeyyy
ማራ
መጺጽኩም ቃላት ምድግጋ ኣዘዉቲርኩም
wellcom deqi ereyy
Abana xegem u kkkk gual nifkri kthatett
Cut 1:35.8