🔥 ንትግራይ ዉን ኢሳያስ ይምራሓያ !! / ናሆም ተስፋኣለም ታይ ይብል ኣሎ
HTML-код
- Опубликовано: 7 сен 2024
- 1 ) This video has no negative impact on the original works ( It would actually be positive for them )
2 ) This video is also for informational purposes .
3 ) It is not transformative in nature .
4 ) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary
#eritrea #eritrean #eritreanmusic
ዳኒ በሪ ናይ ምንባብ ዘለኩም ኣረኣእያ ትሕት ዝበለ'ዩ ተስፋየ ገብርኣብ'ዩ ዝብሃል እቲ ብዛዕባ ሰይጣን ዝዛረብ ዘሎ ወሃ ዘበለ ጸሓፊ'ዩ
Ab ethiopia sele zeabye iyu tigringa buzuh zeykel
ንዝኣ ተንቡ ኣብ ህወትኹም ፅቡቕ ይምነየልኩም እስኪ ደመሩኒ ብቕንዕና ደቂ ዓደይ ንቲሓጋገዝ ፕሊስ
Xebuktey we love guys hadarkum yebarek ❤❤
አቱም ምቁራት ዝኾንኹም አብነታውያን ደቂ ሰብ ኩሉ ነገርኩት ፍቅሪ ጥራይ አብዛ ዓለምና ቅሳነት ምስ ረኽብና ንኤርትራ ናብ አስመራ ወሲደ ከዛውረኩምየ ሕሳብ ናባይ 😂 ❤❤❤
ዘረባ ተብዝሁ ኣለኩም
ኣዛ ናትኩም ፖለቲካ የብላ ገለ የብላ ጽብቅ ቅጽልዎ ይሕዋተይ❤❤❤❤
Ane eritrewi eye wallahi kamakum zfetwo RUclipsr zeyele bejakum kmneger mis waza enda haweskum klu gize bfqri naykite hizbi zemuru ❤
❤❤❤❤❤❤Atume danune haweyy❤❤ kemey kenikune beteamie akume hugusate dese tibulu danu and berie shikorinatat hantyy mealtyy Aba messahhhh Adumunie Anasehaku missakum kiwealll ydelyy Alleku❤❤❤❤❤❤
Really ብሓቂ እዚ ጋዜጤኛ መን ምኻኑ ረሲዕክሞ ናይ ወያነ ጋዜጤኛ እዩ ተስፋይ ይብሃል ቸክ ግበርዎ ::
ሕቡሻት❤ ፈውሲ ድብርት🎉
😍😍😍😍
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስእሊ ሓወይ ናተይ ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን
ብጣዕሚ ንፉዓት ደስ ትብሉ
Bitami❤❤❤
ናቱኩም ጥራይ እዩ ዝርኢ ምክንያቱ ኩሉ ጽልኢ ጥራይ እይም ዝሰብኩ ብዝኾነ ቀጽልዎ ሓፍትኩም 🇪🇷 እዚ ብዛዕባ ቁዱስ ሚካኤል ዝዛረብ ዘሎ ka ተስፋይ ገብርኣብ ይብሃል ብጣዕሚ ንፉዕ ጻሓፊ ታሪኽ እዩ ነይሩ እቲ ዘሕዝን 😭ቅድሚ ቁሩብ ጊዜ ዓሪፉ 💔
haka gen esu tegaru aytrekibwon ekum esu dea abey edilikum esu eritreawi eu ni eritreawiyan dimia ymerhi esu i love you esu ye hibini eye esu mukanu presidentina
ኢሳያስ እሞ ንኣኹም ኽመርህ ኻብ ቅዱስ ስፍራ ናብ ዝረኸሰ ቦታ ኖኖኖ ኣብይ ይምራሀኹም
Great job well done guys God bless you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Guys, he is a journalist, but he is not life no more
ኣየ ቶንኮል ናይ ሁቡሽ ኣብ ገዛይ ዝከበረ ነገር ሰበይተዪን ደቀዪን ኢዮም ተበሎስ: ን ሰበይቲካን ድቂካን ከም ንብረት ኢካ ትሪኦም ኢሉ ተሰልቢቱዎ::ካብ ሰበይትካን ደቂካን ዚኣቢ ኩቡር ነገር ኢንታይ ኣሎ:: ምናልባት ሰበይትን ደቅን አንተ ሃሊዮሞ ኢታ ደዪቡዋ ዘሎ መኪና ካብ ሰበይቱን ደቁን ንላአሊ የፍቅር ከይኮውን::
🌾🕊🌾🕊💐
qedameyti baeley biri ❤❤❤❤❤❤
Ane keftkom mukrtyy ❤❤❤
Waw🎉
❤❤❤
ኣቱም ተስፋየ ገብርኣብ ደራስ ተራራ ያንቀጠቀጠ ትውልድ ዚጻሓፍ ኣይትፍልጥዎን 😊😂
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ezekiel 28 ትግ - ህዝቅኤል
14: ንስኻ ዜጽልል ቅቡእ ኪሩብ ነበርካ፣ ኣነ ኣብቲ ቅዱስ ከረን ኣምላኽ ኣስፈርኩኻ፣ ኣብ ማእከል እቲ ኣእማን ሓዊ ተመላለስካ።
15: ካብቲ እተፈጠርካላ መዓልቲ ጀሚርካ ኽሳዕ እቲ ኣበሳ እተረኸበካ ጊዜ ብመገድካ ፍጹም ነበርካ።
16: ብብዝሒ ነግድኻ ውሽጥኻ ብዓመጻ መልኤ እሞ ሓጢኣት ገበርካ። ስለዚ፣ ኣታ እተጽልል ኪሩብ፣ ካብቲ ኸረን ኣምላኽ ከም ርኹስ ደርቤኹኻ፣ ካብ ማእከል እቲ ኣእማን ሓዊ ኸኣ ኣጥፋእኩኻ።
17: ብምኽንያት መልክዕካ ልብኻ ተዐበየ፣ ብኽብረትካ ድማ ጥበብካ ኣባላሾኻ። ኣብ ምድሪ ጻሕ ኣበልኩኻ፣ ኪርእዩኻስ ኣብ ቅድሚ ነገስታት ወፌኹኻ።
ጂጂ ናይ ኤርትራ እንጀራ በሊዓ ዝዓበየት ሓማቕ ትጻረፍ ሕጂ ኸኣ ኢሳይያስ ይሕሸኒ ትብል ኣይተድሊይናን ኢኺ ኣብ ዓድኺ ዕረፊ
ናይ ቅዱስ ሚካኤል: ፖለቲካ እዩ ዘሕልፈሎም ዘሎል፥ ግን ዝርድኦ የለን😭። ዋላ ንስኹም ናይ ሕማም😂
Music is born in Eritrea
ኣድስ ኣበኤባ ዝነበረ ጋዘጠኛ ህግደፍ ይመስል።
ኘረ ኢሳያስ ክመርሓኩም. በየናይ ዕድልኩም
ዳኒ ጽቡቅ አሎካ ሞኒካ ብዕሽኔት ቲነብር ላቅዋ ብጸርፊ ይነብር😂😂😂
ከበሮ እስከ ህረመልና ዳኒ❤😂
ጅጂ ዐቢዳ ድያ ዕብዲት አነስ ይፈትዋ ነይረ እታይ እዩ ግን ሰብ ግምጥል ግምጥል ዝቡሉ የሕዝን ሕማቅ ግዜ
ንገለገ ዘረባታትሰብአይን ሰበይትን እቋሪጽኩም ክልቴኩም ናይ ሓሶት ሰሓቅ ተብዝሕዎ ፣ ኤረ ጉዳይኩም በዚሑ መኤረምታ ግበሩ ።
ከመይ ኣለኹም ሓደማኣልቲ ጋልኩም ተመልኢዋ ወይ ተመልኢዎ❤❤❤❤❤
desa behalty l love you
ዝፈትወኩም♥️🦋
Btami des tblu sfuat ❤❤❤
እዚ ጋዘጠኛ ዝብሊ ዘሎ ናይ ሚካኤል ናይ ሴጣንን ስእሊ ሰኣሊኡ ሊየናርዶ ዳቪንች ዩ ንሱ ጻዕዳ ስለ ዝኮነ ኣፍሪቃውያን ጸለምቲ ስለ ዝኮና ንሚካኤል ጻዕዳ ተምሳል ናቶም ዩ ንሴጣን ከኣ ነዓና ከምስል ሓጠኛታት ዮምኣፍሪቃውያን ኢሎም ስለ ዝኣምኑ ጸሊም ጌሮሞ እምበር ሴጣን ልክዕ ከም በዓል ምኪኤል ዩ ንሱ ከማን ብትዕቢቱ እምበር ካብ ኩሎም ዝለዓለ ዩ ኔሩ ፡፡
Atum sedra ezi wedi ba kedem feletewo hayal erterawi tsehafay u tesfaye gebreab kea yebehal kurub ba nekebaber suk elka seldi mehfas aykonen kef alekum endiu gen agedesti sebat gen feletewom dea
እዛጋል ሓቃ ኣላ ኣቢ እንተ ሲዕሩ ሃይማኖትና ከማን ከጥፎኦ እዩ ኣቢ ኣምሱሉ ኣስላማይ እዩ
❤
💖💖💖💖💖💖🌷🌷🌷🌷🌷🌷
ዳኒ ናይ ሜሮን ኣዘራርባ ኣገሪሙካ ድዩ ዶንቆሮ ኮይኑ እንበሪ ኣሜሪካ ብሽም DVን ስኮላርን ሙሁራት ካብ ዓዶም ከምዝወጹ ጌራን ትገብር ኣላ ብኩናት ንዓለም ምልእቲ ኣጥፊኣታ ብፍላይ ንኣፍሪቃ ነቲ ኣምላኽ ዝሃበና ተፈጥሮ ከምዘይጥቀመሉ ጌራትና ንሓድሕድና ኣባኢሳትና ከመይ ጌሩ እዚ ይጠፋኣካ ዶ ንህዝቢ ኤርትራ ስለዘነኣእስ ተሓጉስካ ኢኻ ስለምንታይ ብዛዕባ ኤርትራ ጽቡቕ ዘይተምጽእ?ኩል ግዜ ሕማቕ ናይ ኤርትራ ተምጻኣልና ተገርም ሰብ ኢኻ
Please Please don't bring Monica but if you do Please cut her nasty language
Thank you
Sehakhki des kbl
Ab Ethiopia tewelidu ziaebeye abal weyani zinebere derasi eyu
Iweyyyyyy are prank des ktblu gn❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Gege dyom zbluke weyo jonocide da guda awxekya ,P Isias kemharke dalke Eritrea 🇪🇷 ab lele tegray jonocide kemzay faxemat ,Federal mukau yehwatke zrashanom bkalke amene berka nzaxnateka ketmnayo aytkelen eka Sarawet Eritrea 🇪🇷 nate xalaeu sarwet tdf tezaykoynu salmawe sab kemzketela amenke natom xelatu eu zkatel ember zarey kakexelo eu elkea hasot aytdagmn eya kbahal tegaru kemza natkum eya
ብራንክ ኣይኮነን ዝብሃል ፕራንክ እዩ ዘረባኹም አዐርዩ።
eza nay mewdaeta ztezarebeta haftna nay bahqi terediwa alo kulu ezi kunetat qorbet begie ztekedene tokula mukanu felitato ala n abi ahemed.
Ane nezi seb hanti ayhzelun denakur rekibu
😂😂😂😂😂😂 ምስ መተ ብዕራይ ይሕረድ 😂 ንመጀመርያ ግዜ ናይ ተጋሩ ላይክን ኮሞንትን ይገብር ኣለኹ ክትቅይሩኒ ኢኹም መስለኒ
Ab oromo Ethiopia zabeye eritrawi eyu eti nay amlakzareb zelo
Like gberln belwom ezom klom riom yrs'uwo alewu
Look like jest friend not hazband or wife
kabzom tegaru RUclipsrat nsukum tibelxu. n selam see tgusgusu. Qexlwo. Hanti meAlti WaTa wey Kirar kiTelbelkum eye.
ናይ ጂጂ ዘረባ ሎሚ ቀልዲ ክመስል ይክእል ጽባሕ ንሱ ዩ እቲ ሓቂ ሕጂ ውን ንንቃሕ ክልተ ህዝቢ
Tigraway eiyu nifueu derasi eyu wae filotomu he is smart gay
Video kefitkum aytzarebu eti video kinsemo aykealnan ahwat
anwihkuma brukatey
Yehwat ekum mish gin?
👍👍👍👍👍💯💯💯
Gual zeleqech.😂
ኣነስ ነዚ ናትኩም ቪድዮ ክርኢ ከለኩስ ን የማን ገጸይ ጥራሕ ይጥምት መታን ንዓካ ክርእየካስ ቦታ ቀይራ ኢካ
Sandiago seali kemzi nska tserho ksheyt Qdus mikial serihu gebel zey bla ksheyt weya sebeyti abey dea alo gebel ms beleto dehan nay gebel 10 gedifelkn aleku belen😂
Defar elatni ❤😂😂😂😂😂
Took much 😂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😍😍😍
❤❤🎉🎉😅😅
እሰያስ ኣፎርቂ እኮ እሞ ትግራዋይ እዩ ኣዲኡ ኣብኡ ተጋሩ እዮም ተመራሓኩም ወዲ ዓድኩም እዩ
ድምጺ ኣይስማዕን ኣሎ
Jiji goboz aredieyom etom zeyterediom
Enqa beslam mexkummmmmm kamay tkonu xbku alna nhna
ata bjakum ta nayta gal derfi abey yirekiba
🎉❤😂
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤
እዋ ኣታ ሜሮን እንታይ ኢካ ትዛረብ ዘለካ ዘይትሓስብ ኮይንካ ዲካ ኣነ ንስካ ጸላእየይ እንተኮንካስ ክዳንካ ጸላእየይይ ክከውን ይክእል ኢትዮጲያ ጸላእትና እንተኮይኖምስ ቡን ምስታይ ክንገድፎ ፡፡
Haqa eya tzarebo zela eza haftina tigraweyti
እሞ ሰልዲ ትኣርዩ ብናይ ኤርይራውያን ቪዲዮታት ኩሉ ንከታተሎ ኢና ንግዜ ገዲፍናሉ ስቕ ኢልና ንስንዶ ኣሎና ።
You are laiy hasawe you and your wife evle you are rude
👸🫅💋💋
Awet kara keybeleaki mwrzay dea keymesl ember 😂😂😂
Eti seli kndey ekum tshetwo eba
Foe a man kmerhakum smoking ttfae hasibkum wedi afom hayet
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤