Tigrigna Audio Bible, The Book of 3 John | 3ይ መልእኽቲ ዮሃንስ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 26 ноя 2024

Комментарии • 9

  • @robelmosazghilebasichosenabrah
    @robelmosazghilebasichosenabrah Год назад +1

    May Jesus Christ Bless you and keep you safe, Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @robelmosazghilebasiisrael3232
    @robelmosazghilebasiisrael3232 2 года назад +3

    Kal hiwet Yesmealna 🙏🙏🙏1️⃣⚓

  • @mimitekulu7296
    @mimitekulu7296 2 года назад

    ኣሜን 🙏🥰ቃል ሕይወት የስምዓልና 🥰🥰🥰⛪️

  • @robelmosazghilebasichosenabrah
    @robelmosazghilebasichosenabrah Год назад +1

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @SH-vf5uq
    @SH-vf5uq 2 года назад

    ኣሜን ኣምላክ ጻጋ ይወስከልካ

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 месяца назад +1

    3 John 1 (ትግ) - 3ይ ዮሃንስ
    5: ኣታ ፍቁረይ፡ እቲ ነቶም ኣሕዋትን ኣጋይስን እትገብሮ ዘሎኻ ዘበለ ተኣሚንካ ትገብሮ አሎኻ።
    6: እዚኣቶም ብናይ ፍቅርኻ ኣብ ቅድሚ ማሕበር መስኪሮም አለዉ። ንኣምላኽ ከም ዚበቅዕ ጌርካ ንመገዶም እንተ ኣፋኖኻዮም ድማ፡ ሰናይ ትገብር አሎኻ።

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 месяца назад +1

    3 John 1 (ትግ) - 3ይ ዮሃንስ
    2: ኣታ ፍቁር፡ ከምቲ ነፍስኻ ዝጠዐየት፡ ብዅሉ ደሓን ክትህሉን ክትጥዕን እምነየልካ አሎኹ።
    3: ንስኻ በታ ሓቂ ትመላለስ ከም ዘሎኻ፡ ኣሕዋት መጺኦም ስለ እታ ኣባኻ ዘላ ሓቂ ብምምስካሮም ብዙሕ ተሐጐስኩ።
    4: ኣነ እቶም ደቀይ ብሓቂ ኸም ዚመላለሱ ኻብ ምስማዕ ዚዐቢ ሓጐስ የብለይን።

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 месяца назад +1

    3 John 1 (ትግ) - 3ይ ዮሃንስ
    11: ኣታ ፍቁረይ፡ ነቲ ሰናይ ደኣ እምበር፡ ነቲ እኩይሲ ኣይትቃጸጾ። እቲ ሰናይ ዚገብር ካብ ኣምላኽ እዩ፡ እቲ እኩይ ዚገብር ንኣምላኽ ኣይረኣዮን።