Nkebaber! Selam mo bmejemerya. Khateka entay dea ሓበላ & ዴደን xewika ቀረናክዶ ሓሊፍካያ dos adi jeganu mukanu resika do rezinka hji wn kemti nekbreka akbrena 🥺🥺🥺 dahan kun
Zfelto zeyrekebe Almaz emo bi amaAltu gin miflatu zeyterfo. Keep your blessed and attractive capacity. Every one has his own profession no one can be expert in all.
እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ እዛ ሓላል መሬት
ዓሽሽ ✊✊ ዓሽሽ ውረስ ውረስ ኣንታ ጂግና ከመይ ዲኻ ትብርሃኒ💞💞💞👍
እልልልልልልልል ኣታ ግዲ ዘበን ክምለስ እዩ እግዛኣቤሔር ኩሉ እካኣሎዩ ሞ ሰስንለይ ደቂ ኤረይ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደስ ትብሉ ካብ ኣውራጃነት ነጻ፡ ብሉጻት ብርዕኹም ይስርስን.....እምበር ጋሽ ባርካ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣሕዋት🇪🇷
Kkkk
ኣንታ እዚ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ግዲ ክምለስ እዩ ጩራ ይርኣየኒ ኣሎ በርትዕ ወዲ ህዝቢ ❤️🙏🏽
Natey eka nska
ኣሰይ ወዲ ካሽጻዕዳ ኣብሽርካ ጀርጆ ምስ ካላኣይካ።
ጀርጆን ማቲዎስን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤
🙏 wow, Degagimka. Semieka zythegeb. . Edmen teenan yhabkum. Fetari 🤲🏼 .🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💯💯💯🙏🙏🙏🙏🙏
ለካ..... ኣይጸነተን እዚ ኩቡር...... ባህልና
ወግዒ ደምበ ናይ ኣቦታትና
ብጥበብካ.....!!!!!
ባህልን ስነ-ጥበብን ትነግረና
💬💤🙏🏿🙏🏿🙏🏿
እዋይ ክጥዕም ደስ ዝብል ናይኪሊተኹም ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ አብ ሰራዊት ከለኹ ዝፈልጦ ቦታታት አዘኪርኩሙኒ በዓል እላላ ኩሉ ግርመ ወዘተ ቡሩኽ ቦታ ምስ ህዝቡ አየወ ከምዚ ሒጃ ፋሕ ከይበልና ከም ደቂ ዛግራ በሉ ቀጽሉዎስኪ
እሰይይይይይ ክፍተውኒኒኒኒ💋💋💋💋💋💋❤❤🌷🌷🌷🌷ሰናይ ዘመን ክምለስዩ መስለኒ👌🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ደስ ዝብል መልሲ ብርዕኻ ትሰስን❤
Des ktblu bhaki
ኣረጋይን ሰልጠነን ኣብ ላይፍ ይናቆቱ ይብኣሱ
ናትኩም ድማ ብገጽ ዘይትናፈለጡ ክንድዚ ብግጥሚ ተዘክሮኹምን ናፍቆትኩምን ተፍስሱ።ዋይ ማህጸን ኣደ ጉራ ምራ ለከ።
👌👌👌👍👍👍🤝
ዋውውው ብሉጻትን ለባማትን ይሕዋተይ ጥበብኩም ይሰስን ተራኪብኩም ብሓደ እንተ ትሰርሑ ከምዝ ገርኩም መሊስኩም ምጥዓምኩም ኣድኒቀ ኣይጸገብኩካን ብፍላይ ሳግሊኖ ብርዕካ ትሰስን ነዝ ኣብ ሓሸውየ ደሎ መንእሰይ ከምዝ ገርኩም ምሃሩና በዝ ጥበብኩምን ዋዛታትኩምን ክብራተይ።
ተዓወት ክቡር ሓወይ ጻባ ስተ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጥበቡ የብዝሓልካ ብስም እመ ብርሃን ናይ ድንግል ማርያም ግጥሚ ግተመለይ ናይ ስደታ ክጽበየካ እየ ። ድንግል ማርያም ካብ ስደታ ተካፍለና ።
Nwadades eske nafiknayo eko ❤❤❤❤👌👌👌🥰🥰🥰
ጅግና ተደረር አጆኻ መመላእታ እንተረኸብካ ከምቲ ዝበልካዮ መልእኽትኻ ንጹር ንሕናውን ዓጊብና ዘድሌና እዚ ዘይኮነ ባህልና መሊኡ ዝፈስስ ሰፋሪ አየድሌናን እንተደለዬ ይዛሪ አብዚ እነሀልካ ብዘይ መኪናን ነፋሪትን ምድህሳስ ሀገርካን ክብርታትካንአምላኽ ዕድሜኻ የንዋሓዮ ወዲ ኤረይ ጅግና። 💐🐪🐏🇪🇷
ዋዋዋዋዋዋዋዋዉ ትግርኛና መልሲ አዋሃህባ ብጣዕሚ ፅቡቅ
ማራ ኢኻ ንፋዕ ብሩኽ ሓወይ ማዓረይ ቐጽሎ ዓድና ኸማን ተዘኪርና ግጥምኻ ክሰምዕ ከለኹ ብጣዕሚየ ተስፋ ዝሰንቕ ❤️ ኣምላኽ ሰላም የውርደልና ንፋዕ ሓወይ ❤️👏👏👏👏👏👏
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ እልልልልል ልልልልልልልል ሃብሮም ከማካ ይብዝሑ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ማዓር ሓወይ
I proud of you so talented Keep it up
ብህልና ይሰስን ደስ ዝብል ቃለምልልስ ብር ክትብሉ ትሓጎሱ ንፉዓት!!
Sey sey kemakum yebzhalna abeyt fkri 🇪🇷🙏
Gorgo hawey ata ambesa edlabya do tzkro ms abu sheba.
ኣጆካ ብርዒካ ይሰስን
ዋውውው ሰብ ኣለውና ናይቶም ለባማት ኣርካናት ኣቦታትና ብ ማሰን ብሜላን ፍቕሪ እንዳዘመሩ ሃገር ዘማሕድሩ ዝነበሩ ዝወረሱ ኣናብስ ኢኹም ናይብሓቂ
Assssey xbukatey ezom zbasu zlwu ahwtna ka kbkum ttmhru kxlwo zjkum dki eriy
Betami nefu eka kexlo
💯😍❤God bless you all
Nic xubeq xubeq wad eritrea 🇪🇷🙏🇪🇷💫💪🤙
ኣቤት ይበል መልሲ ጅርጆ ዓርከይን መታዓቢቲን
እስከ ከምዚ ጌርኩም ምክብባርን ሕውነትን መሃሩና ። ዕድሜኹም ተባረኹ ኣሕዋተይ ሰብ ምቁር ልሳን ።
Wow he is amazing person
So lucky to be your sister from Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😢😢😢😢🙏🙏🙏💪💪💪💪
Ertrawnet ezi kikwn alewo gash hamawyan jeganu zmesretwo nay fkri bota❤️
ዋውውው ናይ ብሕቂ ደስ ዝብል ወርቂ ዝኮነ ግጥሚ ኣሰይይይይይ ጆርጆ & ሓውና ኣምላክ ይባርኩም
❤❤❤❤❤❤አታ ንስካስ መሀጎስ እድካ
ዓሕ ደስ ዝብል ግጥሚ ብርዕኩም ይሰንስን
Nkebaber! Selam mo bmejemerya. Khateka entay dea ሓበላ & ዴደን xewika ቀረናክዶ ሓሊፍካያ dos adi jeganu mukanu resika do rezinka hji wn kemti nekbreka akbrena 🥺🥺🥺 dahan kun
ባርኻ ጻዕዳ!!!
ዕልልልልልልልልል❗️ ይበል ይበል አቤት ጥበብ ቀጽሎ ጅግና ወዲ ህዝቢ 🙏🙏🙏💥⭐️💥⭐️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 abshr wedi halal hzbi
Wawww gele ayney ketslwo
Buzuh azekirkumna
Thank you Great Job 👍, I admire your ability 👏 both of you have done great work you .
ጋሸይ መለይ ንፍቅፍቅ በቃ🇪🇷🇪🇷😍😍😍
Alekumna edmen tienan yhabkum anabsey
ተዓወት ምሉእ መልሲ ጥበብካ ይሰስን።
ከመይ ድሓን እቶ ወደይ ነዚ ብሩኽ መሬት ኣዘኪርካኒ❤️❤️❤️❤️❤️
You are so amazing keep it up.!!!!
Thank you to both of you!
ኣታ ጅግና
ኪዳነ ምህረት ዓደይ ዓ ዲ ሽሽብት ቲሓሉውካ
Well done love ❤️ it
ብርዕኩም ይሰስን ብሩካት ኣሕዋተይ ቀጽልዎ ኢኩም ኣይትሕመቁ
እዋይ ወዲ ኤረይ ሸኰር ፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Jorjo bhaki hayal tewhbo alaka qetslo msakha delo haili tbeb mszkhone yelen bro
Like habuley deqi abeity
Wwwww btaemi des zbl akerarba u zeymno felfali hasab qexlu deqi erey &GBU 😘
Btami des zeby eyu bertu❤❤❤❤❤
U guys awesome more love for this guy
Wawwwww thanks habibi 🥰🥰🥰🥰❤💙💙💙❤💙💙❤💙❤
ክላእ ዋእ ኣብዚ ነሃልካ ወግዒ ።በል እስኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣይትሕመቅ ፎርሳ ዛዓርከይ ከምኡ ጌርካ ደኣ ን ኩሉ ኣላልየና ተባረኽ።
Alekum do deki gashey Lik eske habuni I lavu gashey
ታዓወት ኣታ ጅግና
Really art.🎉
ብጣዕሚ መሳጢ እዚ እዩ እቲ ባህልና።
ናይ እዚ ወዲ ዘሐጉሰኒ ነገር ካብ ኣውራጃ ናጻ!
ባህልና ባዕልና ንዓቅብ።
ስድር,ዶ እልካ እዚ ኩሉ ዝበልካዪ
ሰድርናሉ።
ብከመይ ኪረክበካ ይክእል!
ተሌፎንካ ብከመይ ኪረክበካ።
ኣጆካ ፎርሳ
መርሓባ ጆርጆ ሃውና ተዓወት ከማኻ እዩ ዘድልዮ ዘሎ እዚ ህዝቢ ቆጽሎ ኣብሺርካ ጻባ ስተ 🥰🇪🇷💪❤
❤❤
kibret yhabelna jorjo abi seb
ክክክክክክክ ኣይትስኣኑ ደስ ተብሉ ኬፍ ኣለኩም❤❤❤❤
really artistic way of response we will expect alot from you specially about መርዓ ወፈራ በዓላት
ናይ ብሓቂ ውድእቲ መልሲ ብርዕኻ ትሰስን
Jigna kexilo azakakirkana Gash barka
ሓደ ካብ ባህልናን ክብረታትናን ዝሕጉሰንን ዘኹርዓንን 😍👍😍👍😍🇪🇷👍😍🇪🇷👍😍🇪🇷👍😍
God bless you brother 🙏🙌❤💙♥💯🙏🙌❤💙
Thank you
good job 👍💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
👩❤️💋👨👩❤️💋👨👩❤️💋👨👍👍👍edemen tenan yehabkum ❤️🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷🌹🌾🙏
ናይ ብሓቂ ኬፍ ኣለካ
ኣኮዋይ እዩ 🤣🤣🤣🤣 ይበል መልስ 😘❤️❤️❤️👌👌👌👌👌
ኣሰይይይ ካብ እግዚአብሔር ርከብዎ ዓስብኩም ቀጽልዎ ንፍቅሪ ዘሙሩ ብርዕኩም ይሰስን
Nay bhaki des zebl kubur hawi. Kemaka ybzhu desta zfetr. GBU bror.
Fetari kemaka yebzahalna keep it good job wedi Erey
Aseyyyyy aseyyyyy yhwatey ajokum qxlwo befqri senayzben kmlsena ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️😇😇😇🤝🤝
Nay Bahlnan kbrnan Anabs Ajokum msakum alena
ሓቢቢ ቀደም ይጥዕም ወድለገስ እዳ ሰራሕና!!!
Great 👍 job keep it up wedi deqi andu eye 👁 I am glad to hear that please continue. Also Matiewos wedi hawebita thank you 🙏
ማሕከላይ ረሲዕካያ ሓቢቢ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሽሮእ
እዋይ እወ ኣብኪኩምና ኣብኡ ስለዝዓበኩ ኩሉ ተራኢኒ ናፍቆት ሕሱም😭😭😭
Zfelto zeyrekebe Almaz emo bi amaAltu gin miflatu zeyterfo. Keep your blessed and attractive capacity. Every one has his own profession no one can be expert in all.
ጀጋኑ ናይ ብሓቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nice
❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣታ እዚ ወዲ ገለ ዓይነት እዩ ኣጆካ ቀጽላ ኣይትሕመቅ❤❤❤❤
ኢሂን ምሂንኩም ተስፋ ሂቡና። ዓቅበዎ እስከ ዝኹርዕ ባህለና ዘተሓቛቕፈና። ንፉዓት
Wawww amazing
Powwwww meglexi yebileyin btami xubuq srah
Aseyyyyyyy ❤❤❤❤❤❤❤ edmen tinan yhbka fetriiii
Aseyyyy deki erey kexlwo btami des dbl
ጥበብካ ይሰሰን ሓያል መንእሰይ ዋውውው
Wawwww ezi wedi knefie #Antore#
Wowwwww
ትሑት መምህር ?
----------------------
ኣታ እዚ ወዲ ክንደይ ክጥም እዚ ቃሉ
ከም ጻባ ሰቲኻ ከም ማይ ትሕጸበሉ
ከም ገዛኻ ማሚካ ከም ኣዴኻ ትሕቅቀሉ::
ቡሉጽ ኢኻ ናዓይ መጽሓፍ ኒሂወተይ
በቲ ጡዑም ግጥምኻ ይዝክር መታዓቢተይ::
ማዓስ ንሱ ጥራይ ኮይኑ ኣለዎ ልቦና
ትሕት እሉ ይዛረብ ከምቶም ኣቦታትና
ዋዛታት ዕላላት ምስ ጡዑም ትምርቲ
ተዘክሮ ዓድታት በረኻ ምስ ጉስነት ሃብቲ
ኩሉ ዘርዚርካዮ"ባህልታት ሃገርና
ሕጉስ ኢልና ንስሕቅ ናይ ቀደም ዘኪርና::
ጸጉኡ የብዛሓልካ"በል ፈጣሪ
ጥበብካ ይሳስን ተሰየም ብኽብሪ
ኣበይ እካ እዚ ናዓካ ከይ በቅዕ
እሳ ኾይና ዓቅመየ ነዚኣ እዳ በልኩ የብቅዕ::
Thanks you! ጆርጆ ዓብሰብ
ኣድናቂካ እየ: ቀጽሎ!!🙏
እዋይ! ኣታ ከይንሻድን እባ! ብዝኾነ ስለ ሞራልካ ብልቢ 'የ ዘመስግን።
@@saglafilmproduction9799 haku eyu Gorgino shikorrr wedi Gashey
Wawww des zbl lbona zmelo srah ❤️👍