Medhanie Gebremedhn (Niusey) - Melesa | መለሳ - New Eritrean Tigrigna Music 2023 (Official Video)

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 3 дек 2024

Комментарии • 650

  • @eyu1221
    @eyu1221 Год назад +525

    እስከ ንመዳ ካብ ልቡ ዝፈትዎ ዘድንቆ ኣነ ይበል ብላይክ
    መዳዬ የኔ ኣሳቢ በጣም ነው ምወድህ ከም ልብይ
    🎼🎵✅

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ Год назад +129

    ንኡሰይ ዘይ ከም ዕድሜኡ ለባም
    ደላዪ ጽቡቅ ደላዪ ፍትሒ ሰላም❤🙏🏼

  • @HabenEkubay-xn5te
    @HabenEkubay-xn5te 2 месяца назад +4

    ልቢ ን ኣእምሮን ተስፋ ዘስንቅ ቃላትን ኢካ ትመርፅ ኩቡረይ ቀፅለሉ ቡሩከይ ❤❤❤

  • @searebokretsien9420
    @searebokretsien9420 Год назад +33

    ኑኡሰይ 💚
    ግጥምታትካ መቸም ይትረፍ ዶ ንግጥሚ ዘስተማቅር ሰብ ንግጥሚ ከሰተማቅር ዘይክእል ሰብ ከማን ኣብ ትዝታ ዩ ዙኡቱ ።
    ደርፍታትካ ምስ ብዙሕ ነገራት ክታኣሳሰር ይኽእል ዩ ፡ ኣነ ግን ምስ ናይ ዉልቀይ ዘጋጥመኒ ነገራት እየ ዘታኣሳስሮ 😔 ።

    • @andom8177
      @andom8177 Год назад +1

      Wala ane 🤝🤜🤛

    • @TesfuMeriye-nd7ji
      @TesfuMeriye-nd7ji 4 месяца назад

      ኣረ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ልብካ እዩ ዝትንክፍ ኩሉ ደርፉ❤❤❤

  • @wedigede3588
    @wedigede3588 Год назад +76

    መለሳ
    "ከፍርሶ እየ ዳስ ሓዘን ሃደሽደሽ ከብሎ
    ክሳብ ማዓስ ደኣ' ሞ ኣብ ዝባነይ ክጸሮ
    ንሱ ተዘይረሓቀ ኣነ ዘይርሕቀሉ
    ይኣክለኒ'ባ ደጊም መለሳ ደልየሉ
    ክሳብ ማዓስ'የ ደኣ'ሞ ውሽጠይ ክነብዓሉ"
    ኣ ሃ ሃ ሃ ይ ሃ ይ
    " ሎምስ ይኣክለኒ ዳስ ሓጎስ ክተክሎ
    ንውሕጅ ንብዓተይ ሰሓቅ ክቅይሮ
    ጥዑም ስማዕ ክብሎ ይእዛነይ ክመክሮ
    ጽቡቅ ንክርኢ ይዒንተይ ክደርዞ
    ከፍርሶ'የ ዳስ ሓዘነይ ከዕነውንዎ'የ
    መለሳ ደልየሉ ክሳብ ማዓስ ድኣ ርእሰይ ከድንነሉ"
    ና ና ኖ ይ ና ና ኖ ይ
    " ሓዘነይ ተዘይርሓቀ ኣነ ዘይርሕቅ ባዕለይ
    ሓጎሰይ ተዘይመጸ' ከ ኣነ ዘይኮዶ ባዕለይ
    ልኡለይ'ሲ ከምኡ እንድዩ ዝብል ታሓጎሱ ኣመስጉኑኒ
    ሓዚነ'ከ እንታይ ክመልስ ድየ ይፈልጥ እንድየ ዝሕሸኒ"
    " ዝመጸጸ እናመጸ ባህገይ እናተቆጽየ
    ህልም ቁልጭ እናበለ ተስፋይ እናቀሃመ
    ክሳብ መዓስ' የ ክነብር ንእሾክ ሓቁፈ
    ዝፈጥሮ 'ከ ሓጎሰይ ን መን' የ ክጽበ
    ገዲፈ ዳስ ጽልኢ ዘይተክል ዳስ ፍቅሪ "
    " ሸክ ጽንዓት ኮይነ ትዕግስት ተፈልፊለ
    ጽምእይ ከርዉይ'የ ሓርነት ክከውንየ
    ዝናብ ተስፍ ሰላም ኣብ ውሽጠይ ኣዝኒበ
    ኣብ'ዚ ሕማቅ ግዜ ኣነ ክዕወት 'የ "
    " ክገድፎ'የ ቅምታ ጽልኢ በቀል ትርበሓለይ ኮንየ
    ንምንታይ ይኮዶም ከይደ ዘይምለሶ ኣትየ ንዘይወጾ
    ተዘይገደፍኒ ባዕለይ'ከ ዘይገድፎ ባዕለይ ዘይርሕርሖ"
    ኣ ሃ ሃ ኣ ሃ ሃ
    " እምበር ነይረዮ እንድየ ድኣ' ሞ ነቲ ጎዶሎ መኣዲ
    ምስ ሓወይ እናተዋጠጥኩ ኣበየ ኣበየ መንገዲ
    ጸሓይ ሰርቁ ዝንድር ኣብ ዘ ዕረፍክሉ ረፍዲ
    እናኣወድክዎ ከለኩ' ስ ዝኮነለይ ኣዋዲ"
    ድርብ
    ኡ ው ሃ ሃ ይ ሃ ይ
    " ተመላሊሰዮ መልሲ ንዘይህበኒ ገዲፈዮ' ለኩ ከምዘይሰምዓኒ ደብሪ
    ተዘይጸገብክዎ ትምጻእ እሞ ዳግማይ
    ትፍረደኒ ባዓላ ምስጢር ሒሉፈይ
    ክሳብ ትመጸኒ ክሳብ' ታ ትበርቅ
    ሓጎሰይ ክፈጥሮ ንብዓተይ ከንቅጽ
    ፈሊጠዮ' ለኩ ነቲ ዝሕሸኒ
    ዝተዘርገ ምንባረይ ከም ብሓድሽ ክቃኒ"
    " በቃ ወሲነ'የ ካብ ሓዘን ክርሕቅ ጸሓየይ ክበርቅ
    መለሳ ደልየሉ ክሳብ ማዓስ'የ ርእሰይ ከድንነሉ
    ንመን ክሕሾ ራኢ ከም ዘይብለይ ሕልናይ ከዕርቦ
    ክትመጽእ'ያ ጽባሕ ርትዒ ተኮልከዂላ ኣነ ውን ክቀርባ
    በቃ ይኣክለኒ ንብዓተይ ክዛዘም ሎም' ስ ክስሕቅ'የ
    ላ ላ ሎ ይ ላ ላ ሎ ይ
    መዳ ኑኡሰይ ተስፍ ዝህቡ ጣዕሚ ዜማታትካ ሞራል እዮም ዝኮኑኒ ኣድናቂካ ካብ ሊብያ!!

    • @TIGRINYA449
      @TIGRINYA449 Год назад +1

      ጽቡቅ +++ንፉዕ
      ግን 2ቲ ካብ መወዳአታ
      ክትመጽአ አያ ጽባሕ ርትዒ ተኮልኩላ ኣነ ውን ክቐርባ
      አዩ ዝብ ዕጫ ኣይኮነን

    • @nathan23022
      @nathan23022 Год назад

      ​ኣነ ውን ነዚ ሓወይ ክምላኣሉ፥
      ክገድፎ'የ ቂምታ ጽልኢ በቐል ከርብሓኒ ኣይኮነን። እዩ ዝብል ዘሎ መስለኒ።
      ብዝተረፈ ግን ብጣዕሚ ጽቡቕ

  • @merafanwinner4106
    @merafanwinner4106 Год назад +12

    ኣታ ኣብ ወቅተይ ረኪቡኒ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ብጣዕሚ እየ ተገሪመ መዲተይ ab england leeds ምስ ረኣኩካ ሞ ኣቤት ትሕትና
    ኣቤት ድምጺ 1000000000000%
    ግጥሚ 100000000000%
    ዜማ 10000000000000%
    ተስፋ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንተሓጎስ እስከ ከም ዝበለና ልዑለይ
    2023 ሰላምን ፍቅርን ሓድነትን ክገብረልና ሰናይ ትምኒተይ ።።

  • @meronbrhan1663
    @meronbrhan1663 Год назад +25

    መዳ ሺኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣጆኻ ቀጽሎ ጎይታ ጥበብ ኢኻ ንዓይ!!!

  • @ffmedia6503
    @ffmedia6503 Год назад +52

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኑኡሰይ ሞዴለይ ኢኻ ሓደ ካብቶም ዘድንቖም ስነ-፡ጥበበኛ ኢኻ ንዓይ መዳ ኑኡሰይ ድምጺ ዉጹዓት👌🔊

  • @samiti2033
    @samiti2033 Год назад +49

    ሃየ ደቂ ኤረይ view ላዕሊ ነብጸሓሉ ይግበኦ ዩ ናይ በሓቂ ዝሰማማዕ ብ👉like የበራብረኒ🥰🥰

  • @muluebrhantesfalem067
    @muluebrhantesfalem067 Год назад +72

    መዳ ቡሉጽ መንእሰይ መዳርግቲ ኣልቦ ከማኻስ ይብዝሑ ደቂ ኤረይ ላይክ እስከ ነዚ ቡሉጽ መንእሰይ 👍💪🙏 5.000.000. ትብጻሕ

  • @ሰይፈናይልበይ
    @ሰይፈናይልበይ Год назад +73

    ኑኡሰይ ልቢ ረስራሲ❤️
    ግጥሚ 100%
    ዜማ 100%
    ዳይርክተር 100%

    • @Yafiet11
      @Yafiet11 Год назад +1

      ዜማ ምስ ናይ ወዲ ገብሩ (ንኩሉ) ትብል ደርፊ ዝመሳሰላ ኮይኑ ተሰሚዒኒ
      እዝነይ ዲዩ ዋላስ ይመሳሰላ ኢየን
      ቸክ እባ ግበራ

  • @Asfana
    @Asfana Год назад +29

    ቡሉፀይ ዘይ ከም ዕድምኡ ❤️💛💊
    ኣድናቂ ምኻን ሕቡእ ቃንዛ እዩ🥺💔
    ክንድምንታ ከምዝፈተወካ እንተትፈልጥ ❤️
    ግን ርግፀኛ እየ ሓደ መዓልቲ ከም ዝረኽበካ
    ዕድመን ጥዕናን ጥራይ እየ ዝልምኖ ንጎይታ💛🙏
    ከም ኣፍካ እስከ ይኹነልና 💊💛

  • @halamadrid7779
    @halamadrid7779 Год назад +19

    ዘርባሕኒ ኣይኮነን
    ኣሕ ሂወተይ ሰላም ደልያ
    ግን ሲኢና ኣጆና በሉ🇪🇷❤

  • @mearegmihreteab8125
    @mearegmihreteab8125 Год назад +17

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ መዳ ሓወይ ቀጽሎ ኣብ ጎንኻ ኣለና 🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷

  • @yohannesjonyohannesjon
    @yohannesjonyohannesjon Год назад +6

    ከም ገለ በቃ ብእዝንካ ሰሚዕካ ናብ ርእስካ ካብ ርእስካ ናብ ልብካ ተመሉሱ ካብጽፍሪ እግርካ ናብ ምሉእ ኣካላትካ እንድዒ በቃ ዛ ደርፊ ብ ህዋሳተየ ዘስተማቕራ ዘለኩ thank you መዳ 🤍

  • @WaltaህዝቡBN
    @WaltaህዝቡBN Год назад +13

    ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ መግለጺ የብለይን ናዓኻ ንኡሰይ ❤️🙏❤️

  • @ዕባይጎልጎልሃዞሞ
    @ዕባይጎልጎልሃዞሞ Год назад +10

    Welcome back good job
    መዳ ነኡሰይ ኣጆካ ቅጸሎ ወዲ የማነ ባረያ 🙏💯✅👑🥰🥰♥️♥️💙✌️

  • @goitomgulbet1399
    @goitomgulbet1399 Год назад +4

    ናይ በሓቂ ኣብ ሰዓታን ግዝኣን, (ከፍርሶ አየ ዳስ ሓዘነይ ) ማራ ኣድንከካ ሜዳ ዓቢ ሰብ.
    ኤድመን ጸጋን ይምነየልካ.

  • @shameyob3317
    @shameyob3317 Год назад +11

    ናይ በሓቂ ልቢ ትትንኪፍ ስራሕ : ሕማም ኤርትራዊ መንኢሰይን ወለድን ዝርዳእ ብሉጽ ሰብ keep going Meda ❤❤❤

  • @MusieTV
    @MusieTV Год назад +13

    እንቑዕ ብደሓን መጻካ ንኡሰይ
    ኩሉካ ደጋፊ ንኡሰይ like ሃበኒ።

  • @ሜሪጓልዓጋመ
    @ሜሪጓልዓጋመ Год назад +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ መዳየይ ሽኮር ፅብቅ ስራሕ ማዓረይ

  • @selugaltgray2683
    @selugaltgray2683 Год назад +6

    መዳ ሓዉና ብሉፅ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ❤ሓዘንና የርሕቀልና ፈጣሪ🙏😥

  • @AhmedMahmoud-zy9zv
    @AhmedMahmoud-zy9zv Год назад +1

    Ata Anes bezi wedi Erey nty love You habibiiiii Ana

  • @MEBRETV
    @MEBRETV Год назад +10

    ዘይንስኻ መን ኣሎ ትርግታይ ዘለዓዕል ንኡስ ግን ከኣ ዓቢ ፈጣሪ ዕድሜኻ የንውሓለይ እንታይ ሞ ቃላት ይሓጽረኒ ክገልጸካ ብሉጸይ I love you በቃ❤❤❤🎤🎤🎤🎼🎼🎼

  • @Miley-t2x
    @Miley-t2x Год назад +4

    🥺🥺🥺🥺🥺🥺💔ufff Mekal sene anes uff

  • @KahaseHaysh
    @KahaseHaysh Год назад +4

    መዳ ብሉጽ ብሶል መንእሰይ ኩሉ ግጥሚ ናትካ ናብዘይፈልጡ ትዝእዝታ እዩ ዝወስደኒ🥰🥰ዕበየልና ንኡሰይይ

  • @selamawitzerisenay8881
    @selamawitzerisenay8881 Год назад +1

    Egziabyher yaklekum ybelena meda lebam haw edmen tenan yhabka fetari 🙏🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️

  • @daniel24h72
    @daniel24h72 Год назад +8

    Great job meda nisuey I'm proud of you 🥰💙🥰

  • @meron9024
    @meron9024 Год назад +7

    meda can present our situation simply and realistically and it sounds very authentic❤

  • @yoruslimnegash9430
    @yoruslimnegash9430 Год назад +1

    meda ayneyyy ata nakase bmntay eye kgelxeka beka memeher ney mnesey eka nay emo beka naylbey abi seb ,❤🌏🌏🌏🌏 amlk edmn tenaen yhbka zydayyy 🙏

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 Год назад +33

    ኣድነቅቲ ን ኡሰይ
    ጥራይ👇
    ብሉጽ ስራሕ
    ድምጺ 100%
    ግጥሚ 100%
    ዜማ ውን 1'000'000'000

  • @fesshayehagos419
    @fesshayehagos419 Год назад +11

    ብሓቂ ብሓቂ ንፉዕ ኑኡሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @JasmiJasmina
    @JasmiJasmina Год назад +1

    Anes kefetiwu ezi wedi
    Gele aeynet demexi
    Lkea kemtom Nayei qedem derefite ❤

  • @selamtesfay4450
    @selamtesfay4450 Год назад +5

    ኣነስ ክፈትዎ ንኡሰይ ዓቅላም ከም ኣምበሳ ❤

  • @heijejdhhh1034
    @heijejdhhh1034 Год назад +4

    ንኡሰይ ብሉፅ መንእሰይ ❤️🤗

  • @Loyalboy-i5t
    @Loyalboy-i5t Год назад +1

    Meda natey kulu gizye eka wishtey mis tenkefkani kexileley 😥❤️🙏

  • @abielfistum5134
    @abielfistum5134 Год назад +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷እስከ ንመዳ ዝፈቱ
    ርገጽ ርገጽ ኣታ ወዲ ,,,love you ereyyy

  • @solaman1400
    @solaman1400 Год назад +4

    መዳ መሰታይ፥ ንኡሰይ፥መዘናይ ሰስነለይ እስኪ ❤

  • @lanarak3585
    @lanarak3585 Год назад +3

    ሁሉልጊዜ በስራዎችህ እንደተደመምኩ ነው 👌ጊዜውን የጠበቀ ስራ ነው በርታ 😍😍

  • @samisami-st6pq
    @samisami-st6pq Год назад +1

    መዳ ዓብዩ ሰብ ኣቦ ጥብብ ቀፅለሉ ኣድነቃካ ወዲ ትግራይ❤❤❤❤

  • @dians1273
    @dians1273 2 месяца назад

    Please Eritrean people give this girl a big Chance she will be a great Eritrean hero 🇪🇷 singer, dancer ,etc ❤great job❤🇪🇷🌟🌟🌟👍🌞😘💯👍🥰🥳🇪🇷🗝️🇪🇷🌞🌞❤🇪🇷🌟❤👍✌️👌😘❤️🇪🇷🙏🇪🇷🇺🇸

  • @ykealoshekaseven3354
    @ykealoshekaseven3354 Год назад +2

    ጥበብ ማሌት እዚ ኡ ሜዳ ይበል

  • @filmon3579
    @filmon3579 Год назад +5

    Welcome back meda hawey💙🇪🇷💯👌

  • @henoshadshmedia
    @henoshadshmedia Год назад +3

    ትዝታ የእትዩ ምስ ውሽጥካ ክትዕልል ዝገብር ብሉጽ ስራሕ ንኡሰይ.።ዕድመ ይሃብካ፡ኩሉና like ,share ነተባባዓዮ

  • @mosaait6920
    @mosaait6920 Год назад +6

    Meda nty እስከ ንመዳ ዝፈቱ ላይክ ከይሃረም ከይሓልፍ 👌👌🇪🇷

  • @SELEDATV
    @SELEDATV Год назад +8

    Wow! What an amazing work🥰!

  • @haftomhintsa4419
    @haftomhintsa4419 Год назад +4

    ንኡሰይ ብንኡስካ ዝዓበካ ለባምን ዓብይን ንቁሕ ደላይ ሰላም መስተውዓሊ መንእሰይ🤴❤️

  • @saralove7966
    @saralove7966 Год назад +4

    ንኡሰይ ለባም ወዲ ህዝቢ ተጋሩ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ

    • @samikemey9241
      @samikemey9241 Год назад

      Wala nehena gale tigray shikorrr hawki du kitfetwyi eki emberi tigraway edyu medahan da

  • @wintaabraham9783
    @wintaabraham9783 Год назад +5

    ብሉጽ ስራሕ ካብ ብሉጽ ሰብgood job medaway ❤❤❤❤

  • @salamkahase8342
    @salamkahase8342 Год назад +9

    መዳ ሓወይ ከመ ወትሩ ቡሉጽ ስራሕ ብሉጸይ ኣጆኻ 😢🙏💔❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lidiatekle2089
    @lidiatekle2089 Год назад +2

    Niusey 🥰 ደላዪ ጽቡቅ ደላዪ ፍትሒ ሰላም❤🙏🏼

  • @JackJack-lu9sj
    @JackJack-lu9sj Год назад +5

    ብልጽቲ ስራሕ ወዲ ሓወቦይ ጅግና🙏❤

  • @axsum---tsion21
    @axsum---tsion21 Год назад +4

    ሙሉእ ዕድመ ይሃብካ ለባመይ😥💞👏

  • @eri-kid1779
    @eri-kid1779 Год назад +11

    ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ሽንግርዋ ኣብዛ ስራሕ ብምርኣየይ ክኣ ኣመና ተሓጒሰ ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ፡ ብሓፈሻ ክኣ ኩሉኩም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም nice job

  • @tekleseltenr8620
    @tekleseltenr8620 Год назад +3

    መዳ ሓወይ ናይ ብሓቂ ግርም ስራሕ 👍

  • @nahomlaine8756
    @nahomlaine8756 Год назад +1

    Welcome madhane bluts sirah edmen tienan yhabka fetare

  • @kisanetmehari4858
    @kisanetmehari4858 Год назад +2

    Xubuq serhe neusey nty king 👑
    1M aske nebxehya deqi Erey 🇪🇷

  • @hiwetshow3016
    @hiwetshow3016 Год назад +3

    Wow amazing 💞😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉

  • @tekledebesay8931
    @tekledebesay8931 Год назад +1

    መዳ ብልጽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ

  • @trhasbrhane3990
    @trhasbrhane3990 Год назад +2

    አሰይ መዳ ሃወይ እካ ድሃን መጻካ እድመን ትዕናን ይሃብካ

  • @filmonnathan5247
    @filmonnathan5247 Год назад +2

    ከምቲ ልሙድ ቡሉጽ ስራሕ መዘናይ 💞so keep it up good work

  • @abelalexsander3811
    @abelalexsander3811 Год назад +3

    ንኡሰይ ❤❤❤100 %

  • @selameyezdeli4249
    @selameyezdeli4249 Год назад +1

    Degefti meda like eske giberuley pls

  • @medaketema4582
    @medaketema4582 Год назад +1

    መዳ ሞክሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣጆካ ቀጽሎ ንመሳርሕክትካ መሳርሕትካ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም መዳ ሞክሲ

  • @habenhadish938
    @habenhadish938 Год назад +1

    ንፉዕ ኢካ ብዘይቀልዓለም ።
    ብሱል ።
    Long live Bro.

  • @abelabi5
    @abelabi5 Год назад +3

    👑😘!!!THANK YOU!!! MY FAVORITE🎤🔉!!!

  • @SelamTegeray
    @SelamTegeray Год назад +1

    Medaye

  • @ተዛርዮምላዓደይ
    @ተዛርዮምላዓደይ Год назад +1

    መዳየ ብሉፀይ😘
    ብዓል ሙሉእ ተስፋ¶

  • @merhawiabraha
    @merhawiabraha Год назад +1

    Meda king master from music eritreans Love you much💕💕💕

  • @fnanfnan2207
    @fnanfnan2207 Год назад

    Meda meqsen eqoe bselam mexaka 🇪🇷🇪🇷 edmen tanan yahabka fetari 💯🙏🙏

  • @TekluBereketab
    @TekluBereketab Год назад +1

    Niusey King 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሜሪጋልውቅሮ
    @ሜሪጋልውቅሮ Год назад +4

    ንኡሰይ ብሉፅ መንእሰይ👑❤🎤🤘

  • @luwamyowhans8896
    @luwamyowhans8896 Год назад +1

    Welcome meda hawey ♥️♥️♥️🥰 batami eye zednkeka nusey zeyzenase

  • @andomtesfay5591
    @andomtesfay5591 Год назад

    ማዳ ወትሩ ብሉጽ ደላይ ሰላም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @elunaelu1904
    @elunaelu1904 Год назад +1

    Meda asli habib ana kulu gzie bluxey🙏❤❤

  • @iloveyoumummy1899
    @iloveyoumummy1899 Год назад +2

    KING 🇪🇷🇪🇷👑👑🇪🇷🇪🇷

  • @an1a505
    @an1a505 Год назад +1

    መዳ ሓወይ ብጣዕሚ አየ ልፈቲየኪያ ካብ ትግራይ

  • @Tekleweynihafte
    @Tekleweynihafte 23 дня назад

    መዳ ጊን 😢😢😢😢😢😢😢😢ዋይ ስድራይ

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 Год назад +1

    Great 👍 👌 👍 the best one 👌 👍 👏.

  • @ፊሊኤርትራዓለመይ
    @ፊሊኤርትራዓለመይ Год назад +1

    መዳ ጅግና ባሓቂ ኑቁሕ መንእሰይ ጹቡቅ ስራሕ ባሓቂ ቡሉጽ ስራሓትካ ብጣዕሚ ኢዮም ደስ ዝብሉኒ ኣጆካ ከምዘለካዮ ቀጽል መወዳእታ ዓወት ዘይተርፍ ኢዩ ወገነይ

  • @abielfistum5134
    @abielfistum5134 Год назад +1

    Nisuyeeee ab libitum nefswekef seb zelo sirhatka hiji win bzyada libna tenkifkayo eka mo tibebka yisesnelna mede biluxeyyy 😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @weldayhagos2490
    @weldayhagos2490 Год назад +3

    ንኡሰይ አቦ ጥበብን ሓቅን አጆኻ ክወግሕ እዩ
    ((ሎምስ ይአኽለኒ ዳስ ሓጎስ ክተኽሎ))
    ((ንዉሑጅ ንብዓተይ ስሓቅ ክቅሮ))
    ኩሉ ግዜ ብስራሕትኻ ዕጉባት ኢና ንኡሰይ ሓላል ፍጥረት

  • @hayat3375
    @hayat3375 Год назад +1

    ማዳ ጅግና❤❤❤😍💘

  • @selam8217
    @selam8217 Год назад +4

    ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ብጣዕሚ ንፍዖ እስይ እንቋዕ ናትና ኳንኮ መስጢ ዜማ ኤረይ መዓረይ ሕጃዉን ንኪድ ንቅድሚት ብሐድነትና ተጣሚርና ብትምህትን አፉልጦን ብምስትውዓል አምላኽ ምስና ኢዩ የቀንየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ወዲዑቑቤጊላህዝቡ
    @ወዲዑቑቤጊላህዝቡ Год назад +2

    ተስፋና ኣባኻ እያ ኣታ ጅግና ቆልዓ ዝመናዊ ኣብርሃም ኣፈወርቂ። ዘረባ የብሉን ናትካ ኣጆኻ ብፍላይ ኣብዚ ፍልልያትና ኣድሂብካ፡ ዓራቒ ኣሕዋቱ ኩን። ዘድልየካ ከኣ ካብ ህዝብኻ ሕተት

  • @mamehassen4587
    @mamehassen4587 Год назад

    Niusey ajoka des zbel derfi 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @NahomEyasu-z6l
    @NahomEyasu-z6l Год назад

    Tsbuke sirah meda natey gelati hwet keme abrhame afewerqi qetxlo zarkey 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HadushBrhane-rj4gz
    @HadushBrhane-rj4gz Год назад

    ንኡሰይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እሞ ቀፅለሉ

  • @genetmeles4766
    @genetmeles4766 Год назад +1

    እዋይ ከምዚ ከማይ ዝፈትዎ ን መዳ ዓቢ ሰብ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kalmenaesey4874
    @kalmenaesey4874 Год назад +4

    ኑኡሰይ ፃሓይ ቀትሪ
    ቡሩህ የእሙሮ ተስካሚ ሕድሪ
    ገላፂ ስሚዒት ናይ መንእሰይ ነድሪ
    አብዚ ፀልማት ዘመን ክገልፀካ ብኮኾብ ወርሒ
    ጥበብካ ይምላእ ምልኣት ባሕሪ
    ፅንዐትካ ይግበሮ ሰማይ ምድሪ
    ዘልኣለም ዝነብር ኣሚኑ ፈጣሪ
    ካብ ብልቢ ዘድንቀካ መዘናኻ

  • @mulugetatewelde7154
    @mulugetatewelde7154 Год назад

    Great job mada bro 👏 👍 👌 💪 🙌 🙏 👏 👍 👌 💪 🙌 🙏 👏 👍 👌 💪 🙌 🙏

  • @samuelgebrekiden8673
    @samuelgebrekiden8673 Год назад +2

    ዳስ ሓዘን እንተዘይ ርሓቀኒ ባዕለይ ከ ዘይርሕቆ. ትብላዕ ቴማ ኢያ ሓዘናን ጭንቀትናን ባዓልና እንተዘይ ኣርሒቅናዮ ኣይርሕቀናን ኢዩ ስለዚ መሰረት ናይ ኩሉ ሓዘናን ጭንቀትናን እቲ እከይ ሻዕብያ ኢዩ ሞ በቲ ዝርድኦ ቃንቃ ነርሕቆ.ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን🥰💞 መዳ ከኣ ከም ዝሓለፈ ብጣዕሚ ቡሉጽ ስራሕ ኣምጺኻልና👍

  • @sadlife4616
    @sadlife4616 Год назад +5

    መዲተይ ሕሩይ ንኡሳን ብሉጽ ስራሕ ወዲ ሪመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @benhur902
    @benhur902 Год назад +2

    ንኡሰይ ለባም ዘይ ከም ዕድሚኡ 🤴

  • @kokobhans59
    @kokobhans59 Год назад

    King of King Edemen tenan yhabeka fetari mijn King ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤴

  • @Merhawitame-gg3yu
    @Merhawitame-gg3yu 8 месяцев назад

    Wowoowo nay bhaki tesfa ban heri eka nusueyyyyyyyyyy❤❤❤❤

  • @tesfiewelday2923
    @tesfiewelday2923 Год назад +2

    Well come back legend future 🙌 god bless you 🙏 🙌 ❤️

  • @lilehaileslasia7918
    @lilehaileslasia7918 Год назад

    Betami ey zeftwka medhney

  • @selamgaym7405
    @selamgaym7405 Год назад

    Meda hawey Abi seb newih edmen tenan yhabka fetari kemlbka ygberelna 🥰🥰🙏

  • @KiyaroKiyaro
    @KiyaroKiyaro Год назад

    meda ❤meda Ahhha nay lebey rekbkni zarkey 😢