Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ጽቡቕ ሓጺርን ጽፉፍን መብርሂ ዶክተር ሻሮን"ንሰብነትካ ምስማዕ" ግሩም መግለጺ.የቐንየልና.
ሻሮን ክሓተኪ ዝደለኽዎ ነገር ኣሎ. 👉 ንልብና ዝግድኡ መግብታትን ልምድታትን. ብሓፈሽኡ ብዛዕባ ልቢ ስፍሕ ዝበለ መብርሂ ሃብኒ. 🙋🏼♂️
Doctor Sharon elka arema hawey
@@abelkashay5744 ኣጸዋዉዓ ዘገድስ ኣይኮነን... ክሕልፎ ዝደለኹ ነጥቢ ዩ ኣገዳሲ.
Entay koynu zeyegeds hawey, kemu tkoynu emo e.x doctor, engineer mbal aymedleyen neru bebshemom mxewaenayom ezias hsebela dea
@@tsegayabraham2424ኣለዎ እምበር? እንድሕር ማዕርጋ ከይኑ ብእኡ ትጽውዓ።ሸቃሊትካ ድያ ደኣ መልእኽቲ ዝደልዮ የሕሊፈ ኣለኹ ትብል? እሩም ቃላት ውን ኣብዚ ኣይተጠቀምካን።
@@tsegayabraham2424agedasi enberey Dr eilika kitxiwia kelekasi more respect hawey
የቐነልና ዶተረሳ በቲ ትህበና አስቶምሄሮ
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ትምህርቲ ዶክቶር ሻሮን ሓፍትና። የቐንየለናትምህርትኺ ጽቡቕ ኣሎ። ቀጽልዮ። ንሕና ድማ ሸር ምግባርን፡ like ምግባርን ኣይክንሓምቕን ኢና።
ብቂ ኣነ ማይ ብጣዕሚይ እየ ዝሰቲ ናይ ኩላሊት ፀፀር ስለ ዘለኒ ግን ካብ ሰለስተ ሊትሮ ንልዓሊ እንተሰትየ ርእሰይ ይሕመኒ ነቲ ፅቡቕ መብሪህኪ የቅንየልና ደኩተስ❤🙏
ዶክተር ሻሮን ኣድኒቀ ምጽጋብኪ ስእኒ !!!!! እተዉርድዮም video ንሂወትና ኣዝዮም ጠቀምቲ ብሙኻኖም ምስጋና ይኹንኪ ። ብፍላይ ንሜላ ኣገላልጻኺ ተመሲጠሉ መይተ : እታ video ምስ ተወድአት ክልዓሉ ንዝኽእሉ ሕቶታት ኣቀዲምኪ ትምልስዮም ብምህላውኪ ሕርኽርኽ ዘይብል ንጽርቲ መልእኽቲ ኢያ ። ደጊመ ክብረት ይሃበልና !!ኩሉኻትኩም ነዛ ኮመንት እተንብቡ የሕዋትን ኣሓት ንሓደ ብዓል Chanel እታ እንኮ ክንገብረሉ እንኽእል ምትብባዕ subscriber ከምኡ ዉን like እያ ስለዝስ ክንደይ ካባና ኢና ነዛ vidoe ሪእና ምስ ተምሃርና like ኢልና ዘተባባዕናያ ስለዝስ ሓደራና !!!!
ዶክቶር ብዛዕባ ዓጽረ-ሽንቲ ኣብ መንእሰያይ ዝመጽእ ገለ በልና we love u
ዝምስገን ምኽርን ማዕዳን ንጥዕናና ሓጋዚ ንምግባር ክብረት ይሃበልና ።ዶ/ር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።
ዶክቶር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ ብልጽቲ ትምህርቲ ማራ ተቃሚት ቀጽልዮ ።
Selam Doktor bezaba wahdi iron gela Belinda entay kinmgab alina
sbkti hito ya kemu wn kab wahdi Iron zimese Hernia ente aleka ke bkemey kitkenakena aleka. B video melk ente tmlsna des mbeleni. I appreciate you.
አንጀራ ቀይሕ ጣፍ
ኣይረን ፋታ ተመገብላ ፍቱን መድሃኒትዩ
Broccoli tmgebi
Me too I need to know thanks 👍
ዶክተረይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዳግማዊት ንግስቲ ሳባ ማርያም መግደላዊት ተስቲኪ ጸባ ቅዱስ ሚካኤል የጽልለልኪ ብሽቶ ዕምበባኣባ ጋብር ምስ ኣናብሱን ነብሩን ገዛኪ ይክበባላዛ ቃላትኪ ከም ቅዱስ ፓውሎስ ብዘረባኪ ተመሲጠ ኣነስ ዶክተር ሻሮነይ ፍልይቲ ፍጥረት ልቦናኪ ዲንቂ ተኣምራት ትመስሊ ናይ ኤልያስ ሰረገላ ብስጋዊ ትምህርና ብጥበብ ብሜላ ንመንፈስ ውን ይሕግዘና ት ልኡም ቃላትኪ ተማሂርና ሳላኪ አንኳዕ ተወለድኪጓልኪ ዶ ትህልወኪ ኣነስ ክወስደልኪ ሻሮነይ ናተይ ጸጽብቁ ንዓኪ
ለካ " ገሊኡ ብማይ ገሊኡ ሰኣን ማይ "ዝብሃል ቢሂል 'ሲ መዓት ትርጉም ዩ ዘለዎ ፡ይገርም ዩ ይቀንየልና ጽብቅቲ ሓፍትና ዶክተር ♥️
ክክክ
ተንክዩ ምክርተይ ጽቡቅ ዝኮነ ትምህርቲ ንመሃሪ ኣለና ብግብሪ ክንስሪሓሉ ከኣ ኣምላክ ይሓግዘናንዓኪ ከኣ ኣብ ናብሪኪ ሰላምን ቅሳነትን ጥዕናን ኣብ ስራሕኪ ዓወት ይምነየልኪደጊመ ተንክዩ
ሰላም ሃብተይ ናተይ የቀንየልና ስለቲ ኩሉ ነገር ቀጺለ ኣነ ክብላ ዝደሊ ንኣብነት ኣነ ሓደ ካብቶም ብዙሕ ማይ ዘይሰትዩ ሰባት አየ ማይ መግቢ አንዳበልዓኩ ክሰቲ ኣይክአልን አየ ማለት ኣይፈቱን አየ ኣብ መዓልቲ ውን ብዙሕ ማይ ኣይሰትን አየ ከምቲ ዝበልክዮ ከኣ ሽንቲ ማይ ናተይ ድምቅ ዝበለ አዩ ክሩብ ከኣ የስጋአኒ ምሉአ መዋአለይ ከኣ ሓሚመ ኣይፈልትን ግን ከኣ ቀጢን አየ ክሰብሕ ብዙሕ ፈቲመ ኣይኮነለይን ማለት ሚዛነይ ይኹን ኩሉስ ኒዓይ ኣይዓግበሉን ሕጅስ ገለ ሰባት ውን ማይ ስለዘይትሰቲ አካ ቀጢንካ ይብሉኒ አሎምኒ አለ ውን ብብዝሒ ማይ ምስታይ ፈቲነ ግን ከኣ ከመይ ገይረ ሞ ማይ ዘይጸማኢኩ ክሰቲ ኣቢኒ አስከ ክንሰብሕ ዝደለና ከ አንታይ ክንገብር ኣሎና መግቢ ከይትብልኒ መግቢ ለዒለይ ዝበሊዕ ዘሎ ከማን ኣይስማዓኒን አዩ ገለ አስከ በልኒ ኒዓይ
ተኽሊ ማይ ከይሰተየት ዶ ትዓቢ እያ?ሰብነትና ውን ልክዕ ከም ተኽሊ እዩ ወላ ኣይትጽማእ ማይ ብግቡእ ስተ ነብስኻ ክጉቡዝ።
Tankes edmen tannen yhabkui
ትክክል ኣብ ስራሕ ብፍላይ ኣብ ቀውዒ ብዙሕ ማይ ንሰቲ በንጻሩ ከኣ ኣብ ክራማት ከኣ ቁሩብ ማይ ንሰቲ ነርና ።
Egzabher yhabelna zhaftey💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚
ብጣዕሚ እየ ዘድንቐክን ዝከታተለክን ዶክተር ሻሮን ስለቲ ትህብዮም ሞያዊ ትምህርቲ
እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ ዶክተር ሓፍትናከዳምፅ እየ ❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ቀጽልዮ ዋላ ውሑድ ማይ ሰቲኻ ዕግርግር ዝብለካስ ካብ ምንታይ ኢዩ
Thanks Dr Sharon
ኣነስ ክፈትየኪ ሕፅር ዝበለ ሓሳቡ ትገልፂ ምቅርቲ💖💖
ሓቂ 100% ጥማዕ ቀርቂ ሓብተይ።ብዙሕ ተማሂርና።
Entay dea tima'e elkya tsiryty WERKY eba belia
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ ብሓቂ። ስለቲ ንዓና ንምንቃሕ እትገብርዮን እትምህርዮን ኣዝየ የመስግነኪ። ንስኺ ናትና በረኸት ኢኪ። ብዙሕ ጥዕናን ዕድመን ክኾነልኪ ድማ ይምነ።
ናይ ብሐቂ ነዛ ምህርቲ ሐፊቲ ምርካብ ሃብቲ እዩ እሞ ክአ ብዝርደኤካ ቃንቃ ❤ንበርልና
ድኮትርይ መዓርይ ኣምላኽ የባርክ 👍🏻🌹
ዶክተር ሻሮን ብጣሚ ነመስግነክይ ዕድመን ጥናን ቅሳነትን ይምነየልኪ 🙏(ሓንቲ ሕቶ አላት ኒ ንሳ ክኣ ድሕሪይ መግቢይ ከልትፍካ ማይ ምስታይ ነትይ ዝበላካዮ መግቢ ነቲይ ቅብኣት ሓፍ ከብሎ ይኽእል እዮ ይብሉዎ ሞ ከመይ ትርያ "ብፍላይ ምልክት ናይ ጋስራይት ዘለዎ ሰብ 🙏🥰?
Bitame xbuk meglxi doctor sharon edman tenan yhabke ftari .
የቀንየልና ዶክተር አነስ ምግቢ ክበልዕ ተኮይነ ናይ ግድን ማይ ክትሕዝ አለኒ ብዘይማይ ዘይወሓጠለይ
Thanks doctorey sleti senay zkone thbna tmhrtkui edmen chienan yhabki fechari 👍♥️🇪🇷 brhan getsa
ዶክቶር ተከርብዪኦም መዳባት በታሚ ማህረቲ አዪኦም ።ኩሉ ግዘ ደማ የካታተሎም አየ ከምስገንኪ የደለይ በዚ ኣጋታሚ ።ሃንቲ ሀቶ ኣላትኒ ተግደስኪ ምለስላይ ።ኣነ ኣብ 30 አደመ ዘርከብ ምነሳይ አየ በታሚ ደማ ናይ ዉላድ ሀርፋን ኣለኒ ሃኪም ደማ ከም ዘወለድ ንገርኒ ።ከሳብ ህጂ ጊን ከአኮንለይ ኣይካኣለን ።አታ ምሳይ ተንበር ደማ ዘኮነ ጸገም የብላን ሰለዚ ካብ ምንታኣይ የከውን ።ሰርህይ ፈኪስ አካ አንተዝይ ኮነ ከበድ ኣይኮነን ።ናይ ዘኮነ ንጋር ካ ወልፋይ የብልዪን ኣልካላዊ መስተ ካብ ዝግደፎ 8 ኣመት ኣለኒ ሰለዚ ።ገለ መከሪ ኪትህብኒ ብተህተና ይሃተት ።ኣብ ሰርሃኪ ደማ ኣወት ተና የምነየልኪ ።
ጽቡቅ እንበር ዝሓፍተይ እንካዕ ብሰላም መጸኪ የቀንየልና
ሰላም ዶክተር ሻሮን ስልኪ ቁፅሪኺ ፃሕፍለይ❤❤❤❤❤
Sharoney berti xbuk tmhrti, GBu. My beloved sister,
Thanks doctor amlka edemen tinaen yihabki 💓❤️💕
Tebreki btami nfeti haftna edmen tinan yhabki Ajoki kxlyo Amlak yhagzki🙏🙏🙏🙏🙏💔💔💔💔💔
Dr.Sharon kemakhi yebzihu ze haftey
Wow በጣም ነዉ የምንወድሽ ቀጥይ
thanks d/r Sharon ol best for you
የቀንየልና ዶክተር
You are amazing thanks you are right 🇪🇷 Dr god bless to you and your family ❤️
ተባረኺ ብጣዕሚ አድላይት ትምህርቲ
Nemjemrta eye zeraki zelkuKebrti Doctor sharon Jegna 💪💪💪❤️❤️❤️
Thanks our Doctor ❤🎉
ThanksDoctorSharon Bless you
ከመይ ዲኪ ኣንበሳ እወ ኣቦታትና ይፈልጥዎ ለባማት ናይ መን ድኣ ክትወስዲ ሳሮነይ ዕድመ ይሃብኪ
Ohhhhh omg 🤔ኣነ ማይ ማራ እየ ዝሰቲ ንመዓልቲ ዳርጋ 3 ሊትሮ ርእሰይ ከኣ ቡዙሕ ግዝየ ይሕመኒ🤕,የቀንየለይ ክብርቲ ሓብተይ🙌🙌
Ane kea ksab 5 litro yseti dhri hji gn?
@@asmirchanel3905 ohhhhhh 5 ሊትሮ ቡዙሕ እዩ ,,ቁሩም ክንቅንሶ ኣለና, ሎሚ 2 ቲትሮ ጥራይ ሰትየ ዊዒለ ደሓንእዩ መቸም😅
ሃይ ደር ሳሮን ብጣዓሚ ንፍዕቲ ቀጸልዮ
Thank you doctor sharon edmen tenane yehabki fetari
ክብረት ይሃበልና ዶክተረይ 👍😍💖
Bravo doc thank you
Welcome Dr sari!ኣነን ምሸት መሸት ይረስን ብዙሕ ማይ ካኣ ይሰቲ ፥እንታይ 'ዩ ትጠንቂ እባ ኣንፍትለይ🙏ቀትሪ ብዙሕ ማይ ኣይሰትን እየ።
ዝበዝሐ ግዜ ኣብ ለይቲ ኣብ ግዜ ድቃስና መግቢ ይሓቅቅ፡ንኽሓቅቅ ድማ ማይ የድልዮ፡ቅድሚ ምድቃስ ማይ ምስታይ ድማ ሓጋዚ እዩ
My God, Jesus Christ bless you. You are a gift from God.💐🙏❤️
ብጣዕም ጽቡኽ መደብ ደክተር ሳሮን ብዛዕባ ወሃዮታት እባ ገለ በልናንትገብርልና ንልብ እንዳመስገና አና
Brkti haftey tebareki tnana knhlu btami thgzna aleki nberlna
ዶክተር ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣጆኺ በርትዒ ትምህርትኺ ኣገድሲ ምኽርታት ኣሎዎ።
Well done doctor sharon
Selamki ybzah Doctor sharon nay behaqi hanatsi zkhone moyawi aflto ikhi thbna zelekhi. Kemakhi zeamsela ybzahalna.
ዕድመ ይሃብኪ፡ ትሓቢና
የቀኒየልና ዶክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ
Selam Doktor sharon btami eye Dez endabeleni zketateleki thank syou so much
Thank you 🙏 ❤❤❤❤ for your time and energy
Edmen tienan yhabki fetariy❤❤❤❤❤❤
Kbret yhabeley mkrti Dr
Thank You Dr Sharoney Marey
ኣሜን ሳሮን ሓፈተይ ዕድመን ጥዕናን ያህብኪ ዝሓፈተይ
Thank you doctor for your share us your knowledge keep going
ዶ/ር ሻሮን ጽቡቅ ሓቤሬታ እዚ ትገብርዮ ዘለኺ ኣብ ሂወትና ኣዝዩ ሓጋዚ ብምኻኑ ምስጋናና ወሰን የብሉን።ሕቶ መርዘን ነዊሕ እዋን መጓዕዝቲ ማሕበራዊ ሂውቶም ዝኾነ ሰባት ኣለው ከም ፍታሕ ትብልዮ እንታይ'ዩ?
ምቅርቲ😍ሕቡን ኢየ ብኣኺ😍
Good job you are great
Selam. Thanks. God Bless U.
Ketsilyo decter Shalom hafteyy aziye eye zednikeki
thank you Dr keep it up.
Haxiren zeyeselchu tmeherti ❤
Thank you Dr Sharoney
Absolutely right. Please keep up the good job 👏. Dr Helen. We all love you 😍
ዶክተረይ ምቅርቲ ። እዛ ናይ ማይ መደብ ሲ ውሒዳ ። በጃኺ ኣስፍሕ ኣቢልኪ ጥቕምታት ማይ 2ይ ክፋል ጌርኪ ግለጽልና። ውድድድድድ 🤩🤩🤩🤩
yekenyenla Dr. Sharon.
Wawwwww belux tmhrti u Dr. S haftena,,,, zetwesene gega redit neruni hji gen bemetenu nexur zekone habereta weside aleku,,, nemsgenki.
Hi. Dr Saron. ኣነ ካብቶም ጋስትራይት H. Pylori ዝሳቐዩ ዘለኹ ሓንቲ አየ ብዙሕ ነገራት ፈቲነ ናይ ሕክምና መድሃኒት ይኹን ናይ ሓበሻ ከም በዓል አንጣጥዕ , ካውሎ ዝኣመሰሉ ፈቲነ ነገር ግን ወላሓደ መፍትሒ ዘይረኸብክሉ አየ ። ክምልበይ ክበልዕ ኣይከልን ሚዛነይ ካብ መጠን ንላዕሊ ጎዲለ መዓልታዊ ይሳቐ በዚኣ ሕማም አዚኣ በጃኺ ኣስፍሕ ኣቢልኪ ግለጽልና ከመኡውን አንታይ ዓይነት ምግቢ ክበልዕ ኣሎኒ ኩሉ ሓበራታ ኣብ ቐረባ ከተቕርብልና ብተስፋ ይጽበየኪ የቐንየለይ።
h.pylori ተሓከም ኢኻ ኣንቲባዮቲክ ክህቡኻ እዮም፡ ኣነ ከምኡ ኔሩኒ ሓውየ
@@eritreaalandofpromise971የቐንየለይ ዝመለስካለይ ክቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ መዲሃኒት ናይ H. Pylori ኣርባዕተ ዓይነት ኣንቲባዮቲክ ዘለዎ ወሲድ ንክልተ ሰሙን ካብዝወስዶ መድሃኒተይ ኣስታት ሸውዓተ ወርሒ ገይረ ክሳብ ሕጂ ኣይገደፈንን አቲ ሕማም ካብ ኩሉ ከምድልየተይ ክበልዕ ኣይከኣልኩን ሕክምና ደኺመ አየ ።
Edmen tienan yihabki zagualey❤❤❤
Thank you doctor sharon
ክብርቲ ደጉተር ኣነ ድርቀት ኣለኒ እንተበልኩዋ ሓንቲ ደጉተር 5ሊትሮ ክሰቲ ከምዘለኒ ኣዝዛትን ኣነ ግን 2ሊትሮ ኣብ መዓልቲ ኣይውድን እየ
Selam ab amegagibaki/ka fruit abzhu nisu kea tihzeto may sle zelewo
Bless you nnthanks DrSharon
Thanks Dr sharon
Habrom! I love the words Tigregna used and presented in a polite way. Your teaching is reached in enjoyable 🎬
Dr. Sharon,We really appreciate your!And we are proud of you thank you for everything you do!
ማይ ምሓድ ጸገም ፡ማይ ምብዛሕ ጸገም።
Thank you so much shaton sister❤❤❤
Keep it up the good work Dr.sharon 10qs
የቐንየልና ዶክተረይ ክብረት ይሃብክን
አን ልክዕ ከምዛ ትብልያ ዘለኺ መድሃኒት ቡዙሑ ሰለ ዝወስድ ማይ በዚሑጨው እዉን ቡዙሕ አይወስድን ኔረ ብመርመራ አብ አካላተይ ማይ በዚሑ ሆስቢታል አትየ ታሐኪመ ሰለዚ ትምህርትኺ ቡቁዑ እየ ቀጽልዮዮዮዮዮዮዮ
ብጣሚ አየ ዘድንቀኪ፡ጽብቅ ትምህርና ኣለኪ
ሲስ ሻሮን ከመይ ትኾኒ ኣነ ኣብ ሊብያ እየ ዘለኩ ። ብዓልቲ ቤተይ ሓደ ኣሸጋሪ ሕማም ኣለዋ ብሕክምና ውን ንጹር ሓገዝ ኣይ ተገብረላን ኣብ ሊብያ ክኣ ንዓና ዝከውን ሕክምና የለን ። በጃኪ ተገዲስኪ መልስለይ 😢 ሕማማ ኣብ ከባቢ ሕምብርታ ብጸጋማይ ጎኒ ዩ ኩሉ ግዜ ቃንዛ ይገብረላ ብሕክምና ውን ማይ ብብዝሒ ስተይ ኢሎማ ግን እንታይ ዩ እቲ ጸገም በጃኪ ንገርኒ ።
ጽቡቕ መግለጺ Dr ኣብታ ብዙሕ ማይ ምስታይ ሕማም ርእሲ ይገብር ዝበልኪያ ግና ኣነ ኣብ ስዊዘርላንድ ኣለኹ መብዝሕትኦም ዶክተራት ርእሰይ ሓሚመ እንተልካዮም ብዙሕ ማይ ስተ ይብሉኻ ስለዚ ደጊምኪ ዶ መብርሂ ምሃብክና የቐንየለይ።
Thank you so match
ናይ ብሓቂ ሎሚ መካትዒ ዝነበረ ነጥብታት መሊስክየን
ብጣዕሚ የቐንየልና ክብርቲ ሓፍተይ እውነት አነ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ማይ ክሰቲ ከለኹ ርእሰይ ውን ይሕደስ ምግቢ እናበላዕኹ ማይ ተዘይሰትየ ከኣ ብልዒ አይመጸንን thank you so
ane kea may zeyfetu 🙊😪🤣
Dear Dr. Sharon, your valuable lesson is greatly appreciated and thanks.
Tack för allt snälla du är bäst!!!
ጽቡቕ ሓጺርን ጽፉፍን መብርሂ ዶክተር ሻሮን
"ንሰብነትካ ምስማዕ" ግሩም መግለጺ.
የቐንየልና.
ሻሮን ክሓተኪ ዝደለኽዎ ነገር ኣሎ. 👉 ንልብና ዝግድኡ መግብታትን ልምድታትን. ብሓፈሽኡ ብዛዕባ ልቢ ስፍሕ ዝበለ መብርሂ ሃብኒ. 🙋🏼♂️
Doctor Sharon elka arema hawey
@@abelkashay5744 ኣጸዋዉዓ ዘገድስ ኣይኮነን... ክሕልፎ ዝደለኹ ነጥቢ ዩ ኣገዳሲ.
Entay koynu zeyegeds hawey, kemu tkoynu emo e.x doctor, engineer mbal aymedleyen neru bebshemom mxewaenayom ezias hsebela dea
@@tsegayabraham2424ኣለዎ እምበር? እንድሕር ማዕርጋ ከይኑ ብእኡ ትጽውዓ።ሸቃሊትካ ድያ ደኣ መልእኽቲ ዝደልዮ የሕሊፈ ኣለኹ ትብል? እሩም ቃላት ውን ኣብዚ ኣይተጠቀምካን።
@@tsegayabraham2424agedasi enberey Dr eilika kitxiwia kelekasi more respect hawey
የቐነልና ዶተረሳ በቲ ትህበና አስቶምሄሮ
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ትምህርቲ ዶክቶር ሻሮን ሓፍትና። የቐንየለና
ትምህርትኺ ጽቡቕ ኣሎ። ቀጽልዮ። ንሕና ድማ ሸር ምግባርን፡ like ምግባርን ኣይክንሓምቕን ኢና።
ብቂ ኣነ ማይ ብጣዕሚይ እየ ዝሰቲ ናይ ኩላሊት ፀፀር ስለ ዘለኒ ግን ካብ ሰለስተ ሊትሮ ንልዓሊ እንተሰትየ ርእሰይ ይሕመኒ
ነቲ ፅቡቕ መብሪህኪ የቅንየልና ደኩተስ❤🙏
ዶክተር ሻሮን ኣድኒቀ ምጽጋብኪ ስእኒ !!!!! እተዉርድዮም video ንሂወትና ኣዝዮም ጠቀምቲ ብሙኻኖም ምስጋና ይኹንኪ ። ብፍላይ ንሜላ ኣገላልጻኺ ተመሲጠሉ መይተ : እታ video ምስ ተወድአት ክልዓሉ ንዝኽእሉ ሕቶታት ኣቀዲምኪ ትምልስዮም ብምህላውኪ ሕርኽርኽ ዘይብል ንጽርቲ መልእኽቲ ኢያ ። ደጊመ ክብረት ይሃበልና !!
ኩሉኻትኩም ነዛ ኮመንት እተንብቡ የሕዋትን ኣሓት ንሓደ ብዓል Chanel እታ እንኮ ክንገብረሉ እንኽእል ምትብባዕ subscriber ከምኡ ዉን like እያ ስለዝስ ክንደይ ካባና ኢና ነዛ vidoe ሪእና ምስ ተምሃርና like ኢልና ዘተባባዕናያ ስለዝስ ሓደራና !!!!
ዶክቶር ብዛዕባ ዓጽረ-ሽንቲ ኣብ መንእሰያይ ዝመጽእ ገለ በልና we love u
ዝምስገን ምኽርን ማዕዳን ንጥዕናና ሓጋዚ ንምግባር ክብረት ይሃበልና ።
ዶ/ር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።
ዶክቶር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብጣዕሚ ብልጽቲ ትምህርቲ ማራ ተቃሚት ቀጽልዮ ።
Selam Doktor bezaba wahdi iron gela Belinda entay kinmgab alina
sbkti hito ya kemu wn kab wahdi Iron zimese Hernia ente aleka ke bkemey kitkenakena aleka. B video melk ente tmlsna des mbeleni. I appreciate you.
አንጀራ ቀይሕ ጣፍ
ኣይረን ፋታ ተመገብላ ፍቱን መድሃኒትዩ
Broccoli tmgebi
Me too I need to know thanks 👍
ዶክተረይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ዳግማዊት ንግስቲ ሳባ
ማርያም መግደላዊት ተስቲኪ ጸባ
ቅዱስ ሚካኤል የጽልለልኪ ብሽቶ ዕምበባ
ኣባ ጋብር ምስ ኣናብሱን ነብሩን ገዛኪ ይክበባ
ላዛ ቃላትኪ ከም ቅዱስ ፓውሎስ
ብዘረባኪ ተመሲጠ ኣነስ
ዶክተር ሻሮነይ ፍልይቲ ፍጥረት
ልቦናኪ ዲንቂ ተኣምራት
ትመስሊ ናይ ኤልያስ ሰረገላ
ብስጋዊ ትምህርና ብጥበብ ብሜላ
ንመንፈስ ውን ይሕግዘና ት ልኡም ቃላትኪ
ተማሂርና ሳላኪ አንኳዕ ተወለድኪ
ጓልኪ ዶ ትህልወኪ ኣነስ ክወስደልኪ
ሻሮነይ ናተይ ጸጽብቁ ንዓኪ
ለካ " ገሊኡ ብማይ ገሊኡ ሰኣን ማይ "ዝብሃል ቢሂል 'ሲ መዓት ትርጉም ዩ ዘለዎ ፡ይገርም ዩ
ይቀንየልና ጽብቅቲ ሓፍትና ዶክተር ♥️
ክክክ
ተንክዩ ምክርተይ ጽቡቅ ዝኮነ ትምህርቲ ንመሃሪ ኣለና ብግብሪ ክንስሪሓሉ ከኣ ኣምላክ ይሓግዘና
ንዓኪ ከኣ ኣብ ናብሪኪ ሰላምን ቅሳነትን ጥዕናን
ኣብ ስራሕኪ ዓወት ይምነየልኪ
ደጊመ ተንክዩ
ሰላም ሃብተይ ናተይ የቀንየልና ስለቲ ኩሉ ነገር ቀጺለ
ኣነ ክብላ ዝደሊ ንኣብነት ኣነ ሓደ ካብቶም ብዙሕ ማይ ዘይሰትዩ ሰባት አየ ማይ መግቢ አንዳበልዓኩ ክሰቲ ኣይክአልን አየ ማለት ኣይፈቱን አየ ኣብ መዓልቲ ውን ብዙሕ ማይ ኣይሰትን አየ ከምቲ ዝበልክዮ ከኣ ሽንቲ ማይ ናተይ ድምቅ ዝበለ አዩ ክሩብ ከኣ የስጋአኒ ምሉአ መዋአለይ ከኣ ሓሚመ ኣይፈልትን ግን ከኣ ቀጢን አየ ክሰብሕ ብዙሕ ፈቲመ ኣይኮነለይን ማለት ሚዛነይ ይኹን ኩሉስ ኒዓይ ኣይዓግበሉን ሕጅስ ገለ ሰባት ውን ማይ ስለዘይትሰቲ አካ ቀጢንካ ይብሉኒ አሎምኒ አለ ውን ብብዝሒ ማይ ምስታይ ፈቲነ ግን ከኣ ከመይ ገይረ ሞ ማይ ዘይጸማኢኩ ክሰቲ ኣቢኒ አስከ ክንሰብሕ ዝደለና ከ አንታይ ክንገብር ኣሎና መግቢ ከይትብልኒ መግቢ ለዒለይ ዝበሊዕ ዘሎ ከማን ኣይስማዓኒን አዩ ገለ አስከ በልኒ ኒዓይ
ተኽሊ ማይ ከይሰተየት ዶ ትዓቢ እያ?ሰብነትና ውን ልክዕ ከም ተኽሊ እዩ ወላ ኣይትጽማእ ማይ ብግቡእ ስተ ነብስኻ ክጉቡዝ።
Tankes edmen tannen yhabkui
ትክክል ኣብ ስራሕ ብፍላይ ኣብ ቀውዒ ብዙሕ ማይ ንሰቲ በንጻሩ ከኣ ኣብ ክራማት ከኣ ቁሩብ ማይ ንሰቲ ነርና ።
Egzabher yhabelna zhaftey💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚
ብጣዕሚ እየ ዘድንቐክን ዝከታተለክን ዶክተር ሻሮን ስለቲ ትህብዮም ሞያዊ ትምህርቲ
እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ ዶክተር ሓፍትና
ከዳምፅ እየ ❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ቀጽልዮ ዋላ ውሑድ ማይ ሰቲኻ ዕግርግር ዝብለካስ ካብ ምንታይ ኢዩ
Thanks Dr Sharon
ኣነስ ክፈትየኪ ሕፅር ዝበለ ሓሳቡ ትገልፂ ምቅርቲ💖💖
ሓቂ 100% ጥማዕ ቀርቂ ሓብተይ።ብዙሕ ተማሂርና።
Entay dea tima'e elkya tsiryty WERKY eba belia
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ ብሓቂ። ስለቲ ንዓና ንምንቃሕ እትገብርዮን እትምህርዮን ኣዝየ የመስግነኪ። ንስኺ ናትና በረኸት ኢኪ። ብዙሕ ጥዕናን ዕድመን ክኾነልኪ ድማ ይምነ።
ናይ ብሐቂ ነዛ ምህርቲ ሐፊቲ ምርካብ ሃብቲ እዩ እሞ ክአ ብዝርደኤካ ቃንቃ ❤ንበርልና
ድኮትርይ መዓርይ ኣምላኽ የባርክ 👍🏻🌹
ዶክተር ሻሮን ብጣሚ ነመስግነክይ ዕድመን ጥናን ቅሳነትን ይምነየልኪ 🙏(ሓንቲ ሕቶ አላት ኒ ንሳ ክኣ ድሕሪይ መግቢይ ከልትፍካ ማይ ምስታይ ነትይ ዝበላካዮ መግቢ ነቲይ ቅብኣት ሓፍ ከብሎ ይኽእል እዮ ይብሉዎ ሞ ከመይ ትርያ "ብፍላይ ምልክት ናይ ጋስራይት ዘለዎ ሰብ 🙏🥰?
Bitame xbuk meglxi doctor sharon edman tenan yhabke ftari .
የቀንየልና ዶክተር
አነስ ምግቢ ክበልዕ ተኮይነ ናይ ግድን ማይ ክትሕዝ አለኒ ብዘይማይ ዘይወሓጠለይ
Thanks doctorey sleti senay zkone thbna tmhrtkui edmen chienan yhabki fechari 👍♥️🇪🇷 brhan getsa
ዶክቶር ተከርብዪኦም መዳባት በታሚ ማህረቲ አዪኦም ።ኩሉ ግዘ ደማ የካታተሎም አየ ከምስገንኪ የደለይ በዚ ኣጋታሚ ።ሃንቲ ሀቶ ኣላትኒ ተግደስኪ ምለስላይ ።ኣነ ኣብ 30 አደመ ዘርከብ ምነሳይ አየ በታሚ ደማ ናይ ዉላድ ሀርፋን ኣለኒ ሃኪም ደማ ከም ዘወለድ ንገርኒ ።ከሳብ ህጂ ጊን ከአኮንለይ ኣይካኣለን ።አታ ምሳይ ተንበር ደማ ዘኮነ ጸገም የብላን ሰለዚ ካብ ምንታኣይ የከውን ።ሰርህይ ፈኪስ አካ አንተዝይ ኮነ ከበድ ኣይኮነን ።ናይ ዘኮነ ንጋር ካ ወልፋይ የብልዪን ኣልካላዊ መስተ ካብ ዝግደፎ 8 ኣመት ኣለኒ ሰለዚ ።ገለ መከሪ ኪትህብኒ ብተህተና ይሃተት ።ኣብ ሰርሃኪ ደማ ኣወት ተና የምነየልኪ ።
ጽቡቅ እንበር ዝሓፍተይ እንካዕ ብሰላም መጸኪ የቀንየልና
ሰላም ዶክተር ሻሮን ስልኪ ቁፅሪኺ ፃሕፍለይ❤❤❤❤❤
Sharoney berti xbuk tmhrti, GBu. My beloved sister,
Thanks doctor amlka edemen tinaen yihabki 💓❤️💕
Tebreki btami nfeti haftna edmen tinan yhabki Ajoki kxlyo Amlak yhagzki🙏🙏🙏🙏🙏💔💔💔💔💔
Dr.Sharon kemakhi yebzihu ze haftey
Wow በጣም ነዉ የምንወድሽ ቀጥይ
thanks d/r Sharon ol best for you
የቀንየልና ዶክተር
You are amazing thanks you are right 🇪🇷 Dr god bless to you and your family ❤️
ተባረኺ ብጣዕሚ አድላይት ትምህርቲ
Nemjemrta eye zeraki zelku
Kebrti Doctor sharon
Jegna 💪💪💪❤️❤️❤️
Thanks our Doctor ❤🎉
ThanksDoctorSharon Bless you
ከመይ ዲኪ ኣንበሳ እወ ኣቦታትና ይፈልጥዎ ለባማት ናይ መን ድኣ ክትወስዲ ሳሮነይ ዕድመ ይሃብኪ
Ohhhhh omg 🤔ኣነ ማይ ማራ እየ ዝሰቲ ንመዓልቲ ዳርጋ 3 ሊትሮ ርእሰይ ከኣ ቡዙሕ ግዝየ ይሕመኒ🤕,የቀንየለይ ክብርቲ ሓብተይ🙌🙌
Ane kea ksab 5 litro yseti dhri hji gn?
@@asmirchanel3905 ohhhhhh 5 ሊትሮ ቡዙሕ እዩ ,,ቁሩም ክንቅንሶ ኣለና, ሎሚ 2 ቲትሮ ጥራይ ሰትየ ዊዒለ ደሓንእዩ መቸም😅
ሃይ ደር ሳሮን ብጣዓሚ ንፍዕቲ ቀጸልዮ
Thank you doctor sharon edmen tenane yehabki fetari
ክብረት ይሃበልና ዶክተረይ 👍😍💖
Bravo doc thank you
Welcome Dr sari!ኣነን ምሸት መሸት ይረስን ብዙሕ ማይ ካኣ ይሰቲ ፥እንታይ 'ዩ ትጠንቂ እባ ኣንፍትለይ🙏ቀትሪ ብዙሕ ማይ ኣይሰትን እየ።
ዝበዝሐ ግዜ ኣብ ለይቲ ኣብ ግዜ ድቃስና መግቢ ይሓቅቅ፡ንኽሓቅቅ ድማ ማይ የድልዮ፡ቅድሚ ምድቃስ ማይ ምስታይ ድማ ሓጋዚ እዩ
My God, Jesus Christ bless you. You are a gift from God.💐🙏❤️
ብጣዕም ጽቡኽ መደብ ደክተር ሳሮን
ብዛዕባ ወሃዮታት እባ ገለ በልና
ንትገብርልና ንልብ እንዳመስገና አና
Brkti haftey tebareki tnana knhlu btami thgzna aleki nberlna
ዶክተር ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣጆኺ በርትዒ ትምህርትኺ ኣገድሲ ምኽርታት ኣሎዎ።
Well done doctor sharon
Selamki ybzah Doctor sharon nay behaqi hanatsi zkhone moyawi aflto ikhi thbna zelekhi. Kemakhi zeamsela ybzahalna.
ዕድመ ይሃብኪ፡ ትሓቢና
የቀኒየልና ዶክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ
Selam Doktor sharon btami eye Dez endabeleni zketateleki thank syou so much
Thank you 🙏 ❤❤❤❤ for your time and energy
Edmen tienan yhabki fetariy❤❤❤❤❤❤
Kbret yhabeley mkrti Dr
Thank You Dr Sharoney Marey
ኣሜን ሳሮን ሓፈተይ ዕድመን ጥዕናን ያህብኪ ዝሓፈተይ
Thank you doctor for your share us your knowledge keep going
ዶ/ር ሻሮን ጽቡቅ ሓቤሬታ እዚ ትገብርዮ ዘለኺ ኣብ ሂወትና ኣዝዩ ሓጋዚ ብምኻኑ ምስጋናና ወሰን የብሉን።
ሕቶ መርዘን ነዊሕ እዋን መጓዕዝቲ ማሕበራዊ ሂውቶም ዝኾነ ሰባት ኣለው ከም ፍታሕ ትብልዮ እንታይ'ዩ?
ምቅርቲ😍ሕቡን ኢየ ብኣኺ😍
Good job you are great
Selam. Thanks. God Bless U.
Ketsilyo decter Shalom hafteyy aziye eye zednikeki
thank you Dr keep it up.
Haxiren zeyeselchu tmeherti ❤
Thank you Dr Sharoney
Absolutely right. Please keep up the good job 👏. Dr Helen. We all love you 😍
ዶክተረይ ምቅርቲ ። እዛ ናይ ማይ መደብ ሲ ውሒዳ ። በጃኺ ኣስፍሕ ኣቢልኪ ጥቕምታት ማይ 2ይ ክፋል ጌርኪ ግለጽልና። ውድድድድድ 🤩🤩🤩🤩
yekenyenla Dr. Sharon.
Wawwwww belux tmhrti u Dr. S haftena,,,, zetwesene gega redit neruni hji gen bemetenu nexur zekone habereta weside aleku,,, nemsgenki.
Hi. Dr Saron. ኣነ ካብቶም ጋስትራይት H. Pylori ዝሳቐዩ ዘለኹ ሓንቲ አየ ብዙሕ ነገራት ፈቲነ ናይ ሕክምና መድሃኒት ይኹን ናይ ሓበሻ ከም በዓል አንጣጥዕ , ካውሎ ዝኣመሰሉ ፈቲነ ነገር ግን ወላሓደ መፍትሒ ዘይረኸብክሉ አየ ። ክምልበይ ክበልዕ ኣይከልን ሚዛነይ ካብ መጠን ንላዕሊ ጎዲለ መዓልታዊ ይሳቐ በዚኣ ሕማም አዚኣ በጃኺ ኣስፍሕ ኣቢልኪ ግለጽልና ከመኡውን አንታይ ዓይነት ምግቢ ክበልዕ ኣሎኒ ኩሉ ሓበራታ ኣብ ቐረባ ከተቕርብልና ብተስፋ ይጽበየኪ የቐንየለይ።
h.pylori ተሓከም ኢኻ ኣንቲባዮቲክ ክህቡኻ እዮም፡ ኣነ ከምኡ ኔሩኒ ሓውየ
@@eritreaalandofpromise971የቐንየለይ ዝመለስካለይ ክቡር ሓወይ ወይ ሓፍተይ መዲሃኒት ናይ H. Pylori ኣርባዕተ ዓይነት ኣንቲባዮቲክ ዘለዎ ወሲድ ንክልተ ሰሙን ካብዝወስዶ መድሃኒተይ ኣስታት ሸውዓተ ወርሒ ገይረ ክሳብ ሕጂ ኣይገደፈንን አቲ ሕማም ካብ ኩሉ ከምድልየተይ ክበልዕ ኣይከኣልኩን ሕክምና ደኺመ አየ ።
Edmen tienan yihabki zagualey❤❤❤
Thank you doctor sharon
ክብርቲ ደጉተር ኣነ ድርቀት ኣለኒ እንተበልኩዋ ሓንቲ ደጉተር 5ሊትሮ ክሰቲ ከምዘለኒ ኣዝዛትን ኣነ ግን 2ሊትሮ ኣብ መዓልቲ ኣይውድን እየ
Selam ab amegagibaki/ka fruit abzhu nisu kea tihzeto may sle zelewo
Bless you nnthanks DrSharon
Thanks Dr sharon
Habrom! I love the words Tigregna used and presented in a polite way.
Your teaching is reached in enjoyable 🎬
Dr. Sharon,
We really appreciate your!
And we are proud of you
thank you for everything you do!