Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
የቀንየልና ፅቡቅ ምህሮ
🙏🙏🙏
ከምዚ ዝኣመሰለ ጽቡቕ ስራሕ ብርሂን ከምዚ ዝኣመሰለ ንኑዉሕ ዝበለ ግዜ ተከይድካ ብዛዕባ ፍይናስ ታሪኽን ካልኦት እዛ chanel ምዕባይ ሓጋዚ ይመስለኒ ብ ዝተረፈ ብሉጻት ትምህርቲ።❤
የቐንየለይ ክቡር ሓው። በቲ ትህበኒ ሓሳብታን ደገፍን ከኣ ብልቢ የመስግን።
Good Idea 💡 Thanks more ❤
Welcome 😊
Like ሃሪምኩም እስኪ ጀምርሉ ከምዚ ከማይ ❤
የቐንየለይ ❤️
@@FidelFinanceብርሂን ንሕና ኢና የቕንየልና ንብለካ፡ ካብ ባዓል ኣጥሓነት፡ ጆን ብላሽ ጢቕጦቕ ስሂብካ ብነጻ ትምህረና ዘለኻ፡ ዓድና ምስ ተመለስና ፕረዝደንት ሃገራዊ ባንኪ ኤርትራ ወይ ከኣ ምንስተር ገንዘብ ወይ ምኒስተር ፋይናንስ ክትከውን እታ ሓንቲ ዘላትኒ ድምጺ ንዓኻ ክህበካ'የ😂
ኣሃሃ ይኣምነለይ 😊
ናይ ብሓቂ ማሃሪት እያ።እቲ ኣቀራርባ ውን መሳቅጥን ጽፉፍ ኣብነት ብዝድኣናን ስለ ዝገበርካዮ የመስግን።ጽብቅ ነይሩ ከምዚ ይበለ ተዳጋገምካና
የቐንየለይ ሰመረኣብ።
Yenbeba aleku abzi gize, tsbuk megltsi 👌
ብትግርኛ ድያ ኢንግልሽ?
Germany :)
Oh btami tsibuk. tsibuk nay minbab gizie. Kemey kem zirekebkaya/kiya kea tsehafuley please.
@@FidelFinance befuly zeshatini abzi metshaf : eti zeabye habti negho tesika deleyka mgbr! Mes gensb ukel gize mes zehlewka ab hiwet hagos aleka
Brhin pls nay hxux hagezka delye neyre
Waw biteami tsibuk tmrti my brother so ezi temekro ezi n stok tiray aykone zitekm nbzuh negerat u zitekm.
Ewe ab kulu hiwetna kitekmena yikil eyu. Bflay eta metshaf enteanbibkaya bzuh ktkesbela tkl eka. Thank you!
የቀንየለይ ብርሂን
ኣነ ውን የነስግን።
ፅቡቅ አለኹም ቀፅሉ።
የቐንየና 🙏
Thank you for your time Brhin.
My pleasure. Thank you for the support!
Kebret yehabelna ❤❤❤
Ane wn yemesgin ❤ ❤ ❤
Very informative and many thanks, dear brother.
Glad you found it informative, Hiyab. And I appreciate the comment!
birhn kemey qenka❤❤❤❤
Selam neaka Tesfie ❤️❤️❤️
Thank you so much for everything Brhin👍
My pleasure. Thank you for the support 🙏
Nice brhin
Thank you 🙏
Btami hanaxi mkri,,,Thank you ❤
Thank you ❤
Beze enda halefku ye .. REKIBEKA BRAWO ADNEQEKA KiKESBEKA YE aqme sebsey ykefel gn kolel yebleni kontrol mgbar abini geleba beleni abi seb 🙏👍::
Enquae nabza channel bselam metsaeka. Bzuh kitmehar kea tesfa yigebr.
Eshi memhrey bzyada kea entetrekbeka des mbeleni 🙏
Woww thank you brhin❤
My pleasure ❤
THANK YOU BERHANE.
You’re most welcome!
ብ,ሞርጋን ሃውስል ስነ-ልቦና ገንዘብ" ባህርን ስምዒታትን ደቂ ሰባት ንፋይናንሳዊ ውሳነታት ብኸመይ ከም ዝጸልዎ ብዕምቆት ይድህስስ። ኣብ ፋይናንስ ዓወት ብዛዕባ ቁጽርን ትንታነን ጥራይ ዘይኮነስ ልክዕ ከምኡ ኣብ ፋይናንሳዊ ኩነታት ንናይ ገዛእ ርእስና ስነ-ኣእምሮኣዊ ግብረ-መልሲ ብኸመይ ከም እንሕዞ ይምጉት።ሃውስል ኣብ ወፍሪ ክመጽእ ከሎ ትዕግስትን ነዊሕ ግዜ ምሕሳብን ኣገዳሲ ምዃኑ የጉልሕ። ኣብ ሓጺር ግዜ ዝፍጠር ምልውዋጥ ዕዳጋ ክትሕዝን,ነቲ ብድፍኢት ውሳነታት ክትወስድ ዝግበር ፈተና ክትቃወምን ምኽኣል ንፋይናንሳዊ ዓወት ኣገዳሲ ምዃኑ ይሕብር። ዘይርጉእነት ባህርያዊ ምዃኑ ምርዳእን ኣብ ዕግርግር ዝመልኦ እዋን ህድእ ኢልካ ናይ ምጽናሕ ክእለት ምህላውን ዘጉልሖም ቁልፊ ኣምር እዮም።ካብዚ ሓሊፉ ሃውስል ንኣምር ትሕትናን ኣብ ፋይናንስ ዘይርጉጽነት ኣፍልጦ ምሃብን ይገልጽ። ዋላ እቶም ኣዝዮም ምኩራት ኣውፈርቲ ንመጻኢ ክግምቱ ከምዘይክእሉን ምስ ናይ ገዛእ ርእስኻ ድሩትነት ኣተሓሒዝካ ትሑት ምዃን ንዝሓሸ ውሳነ ኣበርክቶ ክገብር ከምዝኽእልን የጉልሕ።ሃውስል ኣብ ኣርእስቲ ጽሬት ህይወትን ፋይናንሳዊ ምርጫታት ንሓፈሻዊ ዕግበትና ብኸመይ ከም ዝጸልዎን እውን ዕምቆት ይገብር። መብዛሕትኡ ግዜ ንናጽነትን ተዓጻጻፍነትን ቀዳምነት ምሃብ ካብ ንዋታዊ ዕላማታት ምጽዓር ዝያዳ ዓስቢ ከም ዘለዎ ዝገልጽ ሓሳብ ይድህስስ። ፋይናንሳዊ ውሕስነት ምህላውን ናይ ገዛእ ርእስኻ መንገዲ ናይ ምምራጽ ዕድልን ዝመጽእ ስነ-ኣእምሮኣዊ ዕግበት ጐሊሑ ይርአ።ብሓፈሻ፡ ሃውስል፡ ኣንበብቲ ኣብ መንጎ ቁጠባን ስነ-ልቦናን ዘሎ ዝተሓላለኸ ዳይናሚክስ ክርድኡን ከኽብሩን የተባብዕ። ናይ ገዛእ ርእስና ስምዒታት፡ ድርኺትናን ኣተሓሳስባናን ምፍላጥ፡ ጥበባዊ ፋይናንሳዊ ውሳኔታት ንምውሳንን ዝያዳ ዘዕግብ ፋይናንሳዊ መጻኢ ንምህናጽን ጽኑዕ መሰረት ይፈጥር።
ብሉጽ መግለጺ ክብር ሓው። ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ምኽንያቱ ኣነ ውን ከምኡ ጌረ ኣይገግለጽክዎን። ኣብ Facebook + ካልእ Social media share ክገብራ ይፍቀድ ዶ ይኸውን?
@@FidelFinance , ይክኣል ዩ። ደጊመ የቀንየለይ ነቲ ትህበና ትምህርቲ 🦅📚, let’s do big.
እዛ ጽሕፍትኻ ቀስ ኢለ ኣንቢበያ ገለ ነገር ውን ወሲደ ኣዝየ የመስግነካ ብርዕኻ ይሰስን።❤❤❤
@@semharkahsay1946: ኣዝዩ ጽቡቕ እንቓዕ ኣጸቢኪ ኣንበብክያ። እዚኣ ውን ጽብቅቲ እንተ ተንቢብያ"ሚልዮነር ኣተሓሳስባ ንኣንበብቲ ብኣተሓሳስባን ልምድን ናይቶም ፋይናንሳዊ ዓወት ዘመዝገቡ ዕዉታት ሰባት ናብ ጉዕዞ እትወስድ ኣነቓቓሒት መጽሓፍ እያ። ደራሲ ኣብ ስነ-ኣእምሮኣዊ መዳያት ህንጸት ሃብቲ ኣዕሚቑ ብምእታው፡ ዝኾነ ሰብ ናይ ገዛእ ርእሱ ፋይናንሳዊ መጻኢ ክቐርጽ ክሕግዞ ዝኽእል ክቡር ርድኢታት የካፍል።ማእከላይ መልእኽቲ እታ መጽሓፍ፡ ዓወት ብኣጋጣሚ ወይ ዕድል ጥራይ ዘይኮነስ፡ ቅኑዕ ልምድን ኣወንታዊ ኣተሓሳስባን ምምዕባል ምዃኑ እዩ። ደራሲ ነጥብታቱ ንምድጋፍ ካብ ሓቀኛ ህይወትን ምስ ዕዉታት ሰባት ዝገበሮ ቃለ መሕትትን ኣብነታት ይወስድ።ኣብታ መጽሓፍ ዘሎ ቅኑዕ ቴማ፡ ኣገዳስነት ናይ ነዊሕ ግዜ ኣተሓሳስባ እዩ። እቶም ፋይናንሳዊ ዓወት ዘመዝገቡ ሰባት ኣብ ሓጎስ ናይቲ ህሞት ጥራይ ዘይኮነስ፡ ዘላቒ መጻኢ ኣብ ምህናጽ ግዜን ጻዕርን የውፍሩ ክብል ይምጉት። እዚ መብዛሕትኡ ግዜ ብጽቡቕ ዝተሓሰበ ፋይናንሳዊ ውሳኔታት ምግባር፡ ገንዘብ ምቑጣብን ብጥበብ ወፍሪ ምግባርን የጠቓልል።ብተወሳኺ እታ መጽሓፍ ንሓደጋ ምውሳድ ዝብል ሓሳብ ትድህስስ፣ ከምኡ’ውን ዕዉታት ሰባት መብዛሕትኡ ግዜ ካብ ምቾቶም ወጻኢ ክዝርግሑ ዝደፍሩ እዮም። እዚ ማለት ግድን ብዘይ ዕሙቕ ዝበለ ትንተና ልዑል ሓደጋታት ምውሳድ ማለት ዘይኮነስ፡ ሓደስቲ ዕድላት ንምድህሳስን ካብ ጌጋታት ንምምሃርን ፍቓደኛ ምዃን ማለት እዩ።ካልእ ቁልፊ ባእታ ናይታ መጽሓፍ፡ ኣገዳስነት ትምህርትን ቀጻሊ ትምህርትን እዩ። ዕዉታት ሰባት ኣብ ምሉእ ህይወቶም ፍልጠቶምን ክእለቶምን ንምስፋሕ ቃል ከም ዝኣትዉ እቲ ደራሲ ይምጉት። እዚ ብወግዓዊ ትምህርቲ፡ ርእሰ-መጽናዕቲ ወይ ድማ ብናይ ምምራሕ ዝምድና ክኸውን ይኽእል።ኣቃውማ ናይታ መጽሓፍ ንኣንበብቲ ግብራዊ ምኽርን ነቲ ዝተዘተየሎም መትከላት ኣብ ህይወቶም ንምትግባር ክወስድዎ ዝኽእሉ ጭቡጥ ስጉምትታትን ይህብ። ኣንበብቲ ነቶም ኣምር ኣብቲ ፍሉይ ኩነታቶም ንምትግባር ዝሕግዝ ልምምዳትን ናይ ኣስተንትኖ ሕቶታትን ይህብ።ሓደ መሳጢ መዳይ ናይታ መጽሓፍ፡ ንነብስኻ ብኣወንታውያንን ደገፍትን ሰባት ምኽባብ ኣገዳስነቱ ብኸመይ ከም እተጉልሕ እዩ። መርበብ ሓበሬታኻ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣተሓሳስባን ህርፋንን ዓቢ ጽልዋ ከም ዘለዎ እቲ ደራሲ ይዛረብ። ተመሳሳሊ ዕላማን ክብርታትን ዘለዎም ሰባት ንነብስኻ ምኽባብ ንዓወት መበገሲ ክኸውን ይኽእል እዩ።ርእሰ-ሓልዮትን ሚዛንን እውን ኣብታ መጽሓፍ ዝተተንከፉ ቴማታት እዮም። ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ስምዒታውን ጽቡቕ ምህላውካ ምሕብሓብ ኣገዳሲ ምዃኑ ደራሲ ይሕብር። ጥዕናን ሓጎስን ከይሰዋእካ ፋይናንሳዊ ሸቶታት ክትስዕብ ምእንቲ ኣብ ህይወት ሚዛን ምሕላው ኣገዳሲ እዩ።እታ መጽሓፍ ኣብ ውልቃዊ ተግባራት ካብ ምትኳር ሓሊፋ፡ ቁጠባዊ ዓወት ዘስዕቦ ሕብረተሰባውን ከባብያውን ጽልዋታት እውን ትድህስስ። ደራሲ ቁጠባዊ ምዕባለ እናሰዓበ ንሕብረተሰብን ፕላኔትን ኣብ ግምት ዘእተወ ኩለንተናዊ ኣቀራርባ የተባብዕ።ኣብ መደምደምታ ደራሲ ነቶም ቀንዲ ነጥብታት ኣጠቓሊሉ ኣንበብቲ ብዛዕባ ፋይናንሳዊ መጻኢኦም ሓላፍነት ክወስዱ የተባብዕ። እታ መጽሓፍ ንኣንበብቲ ናብ ፋይናንሳዊ ዓወት ከብጽሕ ዝኽእል ለውጢ ንምትግባር ናይ ምሕያልን ድርኺትን ስምዒት ትገድፈሎም።ስለዚ "ሚልዮነር ኣተሓሳስባ " ንሃብቲ ንምህናጽ መምርሒ ጥራይ ዘይኮነስ፡ መሰረታዊ መትከላት ውልቃዊ ዕብየትን ምዕባለን ዝድህስስ ጸጋ'ውን እዩ። እታ መጽሓፍ ብውህደት ክልሰ-ሓሳብ፡ ግብራዊ ምኽርን ኣነቓቓሒ ኣብነታትን ኣቢላ፡ ፋይናንሳዊ ዓወት ብትርጉም ዘለዎ መንገዲ ክትስዕብን ክትቅጽልን እንታይ ማለት ምዃኑ ሰፊሕ ስእሊ ትህብ
ኣገዳሲ ትምህርቲ የመስግነካ ካብ ፍልጠትካ ሰለ ዘካፈልካና ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ።
ክብረት ይሃበለይ።
ብትግርኛ'ውን ኣላ። ሚኪኤል ኣዳም ተርጒምዋ። ኣብ ኣትራኖስ ዝበሃል ቤት መጻሕፍቲ ኣላትኩም😊
ኣይፈለጥኩን ኔረ። የቕንየልና ክቡር ሓው 😊
እታ ዕድል ዝበልካያ ኣትሰርን እያ ብርህን ምኽንያቱ ዕድል ዝባሃል የለን ዕድል ዝባሃል ክምዝ ንስኻ ትህበና ዘለኻ ትምህርቲ ብዘይ ክፍልት እዝ እዩ ዕድል ዝባሃል ትረኽቦ
ዕድል በይኑ ከዐውተካ ኣይክእልን ግን ሓደ ወድሰብ ዕውት ንክኸውን ዓቢ ተራ ክህልዎ ይኽእል እዩ (በይኑ ግን ኣይኮነን)። ዕድል + ጻዕሪ + ሕሩር ድልየት + ግዜ (timing)። ዘይተሓሰበ ማዕጾ ክኸፍትልካ ይኽእል እዩ። ቢል ጌትስ ኣብታ ቤት-ትምህርቲ እንተዘይጸንሕ Microsoft ምኸፈተ ዶ ትብሎ?
@@FidelFinance እሞ ምስ ዕድል ከተማዛዝኖ ኣትኽእልን እኻ ሰለ ዝትረዶኦ ንኣብነት ንስኻ ኣብት ትምህርት ከይድካ ተማህርካ ዩንፈቨርስት ወድእኻ እት ዝተማሃርጃዮ ኣብ ህዝብኻ ተቅርቦ ኣለኻ ሰለምንታ ዕላምኻ ስለ ዝሓንጸጽካ እዝ ምስ ዕድል ድኻ ክትብሎ ዋላስ ሞልቃ ኣትኻ ንኣብነት ሓደ ክነግረካ ሓደ ጋሳ ንበል ኣብ ከብት እዳወፈረ ኮሎ ሓንት ማሓስእ ዋኻርያ ኣብልዕዋ ንኻልኣይ ግዜ ይብል ሕጅ እታ ሙስኡ ዝነበርት በትሪ ሰርዋ ሕጅ እታ በትሪ ኣይኮነትን እታ ዕድል ናይ ኣጋጣም እዩ ተበልዕን እተን ማሓሳኣት ሕጅ ናይ ኣጋጣም እዳ ክትብል ኣለካ እምበር ዕድል ኣይኣምነሉን እየ ወደሓን ኣብዝሐልካ የቀረታ
Fidel hawey here in Canada you use your 80% for rent. So sad
🙏🙏
የቀንየልና ፅቡቅ ምህሮ
🙏🙏🙏
ከምዚ ዝኣመሰለ ጽቡቕ ስራሕ ብርሂን ከምዚ ዝኣመሰለ ንኑዉሕ ዝበለ ግዜ ተከይድካ ብዛዕባ ፍይናስ ታሪኽን ካልኦት እዛ chanel ምዕባይ ሓጋዚ ይመስለኒ ብ ዝተረፈ ብሉጻት ትምህርቲ።❤
የቐንየለይ ክቡር ሓው። በቲ ትህበኒ ሓሳብታን ደገፍን ከኣ ብልቢ የመስግን።
Good Idea 💡 Thanks more ❤
Welcome 😊
Like ሃሪምኩም እስኪ ጀምርሉ ከምዚ ከማይ ❤
የቐንየለይ ❤️
@@FidelFinanceብርሂን ንሕና ኢና የቕንየልና ንብለካ፡ ካብ ባዓል ኣጥሓነት፡ ጆን ብላሽ ጢቕጦቕ ስሂብካ ብነጻ ትምህረና ዘለኻ፡ ዓድና ምስ ተመለስና ፕረዝደንት ሃገራዊ ባንኪ ኤርትራ ወይ ከኣ ምንስተር ገንዘብ ወይ ምኒስተር ፋይናንስ ክትከውን እታ ሓንቲ ዘላትኒ ድምጺ ንዓኻ ክህበካ'የ😂
ኣሃሃ ይኣምነለይ 😊
ናይ ብሓቂ ማሃሪት እያ።እቲ ኣቀራርባ ውን መሳቅጥን ጽፉፍ ኣብነት ብዝድኣናን ስለ ዝገበርካዮ የመስግን።
ጽብቅ ነይሩ ከምዚ ይበለ ተዳጋገምካና
የቐንየለይ ሰመረኣብ።
Yenbeba aleku abzi gize, tsbuk megltsi 👌
ብትግርኛ ድያ ኢንግልሽ?
Germany :)
Oh btami tsibuk. tsibuk nay minbab gizie. Kemey kem zirekebkaya/kiya kea tsehafuley please.
@@FidelFinance befuly zeshatini abzi metshaf : eti zeabye habti negho tesika deleyka mgbr! Mes gensb ukel gize mes zehlewka ab hiwet hagos aleka
Brhin pls nay hxux hagezka delye neyre
Waw biteami tsibuk tmrti my brother so ezi temekro ezi n stok tiray aykone zitekm nbzuh negerat u zitekm.
Ewe ab kulu hiwetna kitekmena yikil eyu. Bflay eta metshaf enteanbibkaya bzuh ktkesbela tkl eka. Thank you!
የቀንየለይ ብርሂን
ኣነ ውን የነስግን።
ፅቡቅ አለኹም ቀፅሉ።
የቐንየና 🙏
Thank you for your time Brhin.
My pleasure. Thank you for the support!
Kebret yehabelna ❤❤❤
Ane wn yemesgin ❤ ❤ ❤
Very informative and many thanks, dear brother.
Glad you found it informative, Hiyab. And I appreciate the comment!
birhn kemey qenka❤❤❤❤
Selam neaka Tesfie ❤️❤️❤️
Thank you so much for everything Brhin👍
My pleasure. Thank you for the support 🙏
Nice brhin
Thank you 🙏
Btami hanaxi mkri,,,
Thank you ❤
Thank you ❤
Beze enda halefku ye .. REKIBEKA BRAWO ADNEQEKA KiKESBEKA YE aqme sebsey ykefel gn kolel yebleni kontrol mgbar abini geleba beleni abi seb 🙏👍::
Enquae nabza channel bselam metsaeka. Bzuh kitmehar kea tesfa yigebr.
Eshi memhrey bzyada kea entetrekbeka des mbeleni 🙏
Woww thank you brhin❤
My pleasure ❤
THANK YOU BERHANE.
You’re most welcome!
ብ,ሞርጋን ሃውስል
ስነ-ልቦና ገንዘብ"
ባህርን ስምዒታትን ደቂ ሰባት ንፋይናንሳዊ ውሳነታት ብኸመይ ከም ዝጸልዎ ብዕምቆት ይድህስስ። ኣብ ፋይናንስ ዓወት ብዛዕባ ቁጽርን ትንታነን ጥራይ ዘይኮነስ ልክዕ ከምኡ ኣብ ፋይናንሳዊ ኩነታት ንናይ ገዛእ ርእስና ስነ-ኣእምሮኣዊ ግብረ-መልሲ ብኸመይ ከም እንሕዞ ይምጉት።
ሃውስል ኣብ ወፍሪ ክመጽእ ከሎ ትዕግስትን ነዊሕ ግዜ ምሕሳብን ኣገዳሲ ምዃኑ የጉልሕ። ኣብ ሓጺር ግዜ ዝፍጠር ምልውዋጥ ዕዳጋ ክትሕዝን,ነቲ ብድፍኢት ውሳነታት ክትወስድ ዝግበር ፈተና ክትቃወምን ምኽኣል ንፋይናንሳዊ ዓወት ኣገዳሲ ምዃኑ ይሕብር። ዘይርጉእነት ባህርያዊ ምዃኑ ምርዳእን ኣብ ዕግርግር ዝመልኦ እዋን ህድእ ኢልካ ናይ ምጽናሕ ክእለት ምህላውን ዘጉልሖም ቁልፊ ኣምር እዮም።
ካብዚ ሓሊፉ ሃውስል ንኣምር ትሕትናን ኣብ ፋይናንስ ዘይርጉጽነት ኣፍልጦ ምሃብን ይገልጽ። ዋላ እቶም ኣዝዮም ምኩራት ኣውፈርቲ ንመጻኢ ክግምቱ ከምዘይክእሉን ምስ ናይ ገዛእ ርእስኻ ድሩትነት ኣተሓሒዝካ ትሑት ምዃን ንዝሓሸ ውሳነ ኣበርክቶ ክገብር ከምዝኽእልን የጉልሕ።
ሃውስል ኣብ ኣርእስቲ ጽሬት ህይወትን ፋይናንሳዊ ምርጫታት ንሓፈሻዊ ዕግበትና ብኸመይ ከም ዝጸልዎን እውን ዕምቆት ይገብር። መብዛሕትኡ ግዜ ንናጽነትን ተዓጻጻፍነትን ቀዳምነት ምሃብ ካብ ንዋታዊ ዕላማታት ምጽዓር ዝያዳ ዓስቢ ከም ዘለዎ ዝገልጽ ሓሳብ ይድህስስ። ፋይናንሳዊ ውሕስነት ምህላውን ናይ ገዛእ ርእስኻ መንገዲ ናይ ምምራጽ ዕድልን ዝመጽእ ስነ-ኣእምሮኣዊ ዕግበት ጐሊሑ ይርአ።
ብሓፈሻ፡ ሃውስል፡ ኣንበብቲ ኣብ መንጎ ቁጠባን ስነ-ልቦናን ዘሎ ዝተሓላለኸ ዳይናሚክስ ክርድኡን ከኽብሩን የተባብዕ። ናይ ገዛእ ርእስና ስምዒታት፡ ድርኺትናን ኣተሓሳስባናን ምፍላጥ፡ ጥበባዊ ፋይናንሳዊ ውሳኔታት ንምውሳንን ዝያዳ ዘዕግብ ፋይናንሳዊ መጻኢ ንምህናጽን ጽኑዕ መሰረት ይፈጥር።
ብሉጽ መግለጺ ክብር ሓው። ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ምኽንያቱ ኣነ ውን ከምኡ ጌረ ኣይገግለጽክዎን። ኣብ Facebook + ካልእ Social media share ክገብራ ይፍቀድ ዶ ይኸውን?
@@FidelFinance , ይክኣል ዩ። ደጊመ የቀንየለይ ነቲ ትህበና ትምህርቲ 🦅📚, let’s do big.
እዛ ጽሕፍትኻ ቀስ ኢለ ኣንቢበያ ገለ ነገር ውን ወሲደ ኣዝየ የመስግነካ ብርዕኻ ይሰስን።❤❤❤
@@semharkahsay1946: ኣዝዩ ጽቡቕ እንቓዕ ኣጸቢኪ ኣንበብክያ። እዚኣ ውን ጽብቅቲ እንተ ተንቢብያ
"
ሚልዮነር ኣተሓሳስባ
ንኣንበብቲ ብኣተሓሳስባን ልምድን ናይቶም ፋይናንሳዊ ዓወት ዘመዝገቡ ዕዉታት ሰባት ናብ ጉዕዞ እትወስድ ኣነቓቓሒት መጽሓፍ እያ። ደራሲ ኣብ ስነ-ኣእምሮኣዊ መዳያት ህንጸት ሃብቲ ኣዕሚቑ ብምእታው፡ ዝኾነ ሰብ ናይ ገዛእ ርእሱ ፋይናንሳዊ መጻኢ ክቐርጽ ክሕግዞ ዝኽእል ክቡር ርድኢታት የካፍል።
ማእከላይ መልእኽቲ እታ መጽሓፍ፡ ዓወት ብኣጋጣሚ ወይ ዕድል ጥራይ ዘይኮነስ፡ ቅኑዕ ልምድን ኣወንታዊ ኣተሓሳስባን ምምዕባል ምዃኑ እዩ። ደራሲ ነጥብታቱ ንምድጋፍ ካብ ሓቀኛ ህይወትን ምስ ዕዉታት ሰባት ዝገበሮ ቃለ መሕትትን ኣብነታት ይወስድ።
ኣብታ መጽሓፍ ዘሎ ቅኑዕ ቴማ፡ ኣገዳስነት ናይ ነዊሕ ግዜ ኣተሓሳስባ እዩ። እቶም ፋይናንሳዊ ዓወት ዘመዝገቡ ሰባት ኣብ ሓጎስ ናይቲ ህሞት ጥራይ ዘይኮነስ፡ ዘላቒ መጻኢ ኣብ ምህናጽ ግዜን ጻዕርን የውፍሩ ክብል ይምጉት። እዚ መብዛሕትኡ ግዜ ብጽቡቕ ዝተሓሰበ ፋይናንሳዊ ውሳኔታት ምግባር፡ ገንዘብ ምቑጣብን ብጥበብ ወፍሪ ምግባርን የጠቓልል።
ብተወሳኺ እታ መጽሓፍ ንሓደጋ ምውሳድ ዝብል ሓሳብ ትድህስስ፣ ከምኡ’ውን ዕዉታት ሰባት መብዛሕትኡ ግዜ ካብ ምቾቶም ወጻኢ ክዝርግሑ ዝደፍሩ እዮም። እዚ ማለት ግድን ብዘይ ዕሙቕ ዝበለ ትንተና ልዑል ሓደጋታት ምውሳድ ማለት ዘይኮነስ፡ ሓደስቲ ዕድላት ንምድህሳስን ካብ ጌጋታት ንምምሃርን ፍቓደኛ ምዃን ማለት እዩ።
ካልእ ቁልፊ ባእታ ናይታ መጽሓፍ፡ ኣገዳስነት ትምህርትን ቀጻሊ ትምህርትን እዩ። ዕዉታት ሰባት ኣብ ምሉእ ህይወቶም ፍልጠቶምን ክእለቶምን ንምስፋሕ ቃል ከም ዝኣትዉ እቲ ደራሲ ይምጉት። እዚ ብወግዓዊ ትምህርቲ፡ ርእሰ-መጽናዕቲ ወይ ድማ ብናይ ምምራሕ ዝምድና ክኸውን ይኽእል።
ኣቃውማ ናይታ መጽሓፍ ንኣንበብቲ ግብራዊ ምኽርን ነቲ ዝተዘተየሎም መትከላት ኣብ ህይወቶም ንምትግባር ክወስድዎ ዝኽእሉ ጭቡጥ ስጉምትታትን ይህብ። ኣንበብቲ ነቶም ኣምር ኣብቲ ፍሉይ ኩነታቶም ንምትግባር ዝሕግዝ ልምምዳትን ናይ ኣስተንትኖ ሕቶታትን ይህብ።
ሓደ መሳጢ መዳይ ናይታ መጽሓፍ፡ ንነብስኻ ብኣወንታውያንን ደገፍትን ሰባት ምኽባብ ኣገዳስነቱ ብኸመይ ከም እተጉልሕ እዩ። መርበብ ሓበሬታኻ ኣብ ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣተሓሳስባን ህርፋንን ዓቢ ጽልዋ ከም ዘለዎ እቲ ደራሲ ይዛረብ። ተመሳሳሊ ዕላማን ክብርታትን ዘለዎም ሰባት ንነብስኻ ምኽባብ ንዓወት መበገሲ ክኸውን ይኽእል እዩ።
ርእሰ-ሓልዮትን ሚዛንን እውን ኣብታ መጽሓፍ ዝተተንከፉ ቴማታት እዮም። ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ስምዒታውን ጽቡቕ ምህላውካ ምሕብሓብ ኣገዳሲ ምዃኑ ደራሲ ይሕብር። ጥዕናን ሓጎስን ከይሰዋእካ ፋይናንሳዊ ሸቶታት ክትስዕብ ምእንቲ ኣብ ህይወት ሚዛን ምሕላው ኣገዳሲ እዩ።
እታ መጽሓፍ ኣብ ውልቃዊ ተግባራት ካብ ምትኳር ሓሊፋ፡ ቁጠባዊ ዓወት ዘስዕቦ ሕብረተሰባውን ከባብያውን ጽልዋታት እውን ትድህስስ። ደራሲ ቁጠባዊ ምዕባለ እናሰዓበ ንሕብረተሰብን ፕላኔትን ኣብ ግምት ዘእተወ ኩለንተናዊ ኣቀራርባ የተባብዕ።
ኣብ መደምደምታ ደራሲ ነቶም ቀንዲ ነጥብታት ኣጠቓሊሉ ኣንበብቲ ብዛዕባ ፋይናንሳዊ መጻኢኦም ሓላፍነት ክወስዱ የተባብዕ። እታ መጽሓፍ ንኣንበብቲ ናብ ፋይናንሳዊ ዓወት ከብጽሕ ዝኽእል ለውጢ ንምትግባር ናይ ምሕያልን ድርኺትን ስምዒት ትገድፈሎም።
ስለዚ "ሚልዮነር ኣተሓሳስባ " ንሃብቲ ንምህናጽ መምርሒ ጥራይ ዘይኮነስ፡ መሰረታዊ መትከላት ውልቃዊ ዕብየትን ምዕባለን ዝድህስስ ጸጋ'ውን እዩ። እታ መጽሓፍ ብውህደት ክልሰ-ሓሳብ፡ ግብራዊ ምኽርን ኣነቓቓሒ ኣብነታትን ኣቢላ፡ ፋይናንሳዊ ዓወት ብትርጉም ዘለዎ መንገዲ ክትስዕብን ክትቅጽልን እንታይ ማለት ምዃኑ ሰፊሕ ስእሊ ትህብ
ኣገዳሲ ትምህርቲ የመስግነካ ካብ ፍልጠትካ ሰለ ዘካፈልካና ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ።
ክብረት ይሃበለይ።
ብትግርኛ'ውን ኣላ። ሚኪኤል ኣዳም ተርጒምዋ። ኣብ ኣትራኖስ ዝበሃል ቤት መጻሕፍቲ ኣላትኩም😊
ኣይፈለጥኩን ኔረ። የቕንየልና ክቡር ሓው 😊
እታ ዕድል ዝበልካያ ኣትሰርን እያ ብርህን ምኽንያቱ ዕድል ዝባሃል የለን ዕድል ዝባሃል ክምዝ ንስኻ ትህበና ዘለኻ ትምህርቲ ብዘይ ክፍልት እዝ እዩ ዕድል ዝባሃል ትረኽቦ
ዕድል በይኑ ከዐውተካ ኣይክእልን ግን ሓደ ወድሰብ ዕውት ንክኸውን ዓቢ ተራ ክህልዎ ይኽእል እዩ (በይኑ ግን ኣይኮነን)። ዕድል + ጻዕሪ + ሕሩር ድልየት + ግዜ (timing)። ዘይተሓሰበ ማዕጾ ክኸፍትልካ ይኽእል እዩ። ቢል ጌትስ ኣብታ ቤት-ትምህርቲ እንተዘይጸንሕ Microsoft ምኸፈተ ዶ ትብሎ?
@@FidelFinance እሞ ምስ ዕድል ከተማዛዝኖ ኣትኽእልን እኻ ሰለ ዝትረዶኦ ንኣብነት ንስኻ ኣብት ትምህርት ከይድካ ተማህርካ ዩንፈቨርስት ወድእኻ እት ዝተማሃርጃዮ ኣብ ህዝብኻ ተቅርቦ ኣለኻ ሰለምንታ ዕላምኻ ስለ ዝሓንጸጽካ እዝ ምስ ዕድል ድኻ ክትብሎ ዋላስ ሞልቃ ኣትኻ
ንኣብነት ሓደ ክነግረካ ሓደ ጋሳ ንበል ኣብ ከብት እዳወፈረ ኮሎ ሓንት ማሓስእ ዋኻርያ ኣብልዕዋ ንኻልኣይ ግዜ ይብል ሕጅ እታ ሙስኡ ዝነበርት በትሪ ሰርዋ ሕጅ እታ በትሪ ኣይኮነትን እታ ዕድል ናይ ኣጋጣም እዩ ተበልዕን እተን ማሓሳኣት ሕጅ ናይ ኣጋጣም እዳ ክትብል ኣለካ እምበር ዕድል ኣይኣምነሉን እየ ወደሓን ኣብዝሐልካ የቀረታ
Fidel hawey here in Canada you use your 80% for rent. So sad
🙏🙏