Kidem teketel Tesfom. Plan A kidim erki mis Tigray gberu. Plan B gosguas bizaeba Tigraway meninet. Ni Tigray inatselaeka aikewnn iyu. Mejemeria nai erki GOSGUAS gberu.👍
We have to be more loyal to our state, Eritrea, and our Eritrean identity rather than to our tribal identity. What you are taking about is very divisive.
💙💙💙💙💙♻️♻️♻️💙💙💙💙💙💙
Welcome Tesfom
100% you r right
❤❤❤
👍👍💙💙
BIRDS OF THE SAME FEATHER FLY TOGETHER
Kidem teketel Tesfom.
Plan A kidim erki mis
Tigray gberu.
Plan B gosguas bizaeba Tigraway meninet.
Ni Tigray inatselaeka
aikewnn iyu.
Mejemeria nai erki GOSGUAS gberu.👍
Yeah you right Tesfie, but እቲ ብዛዕባ መግለጺ መንነት፣ ክትመውት ከለኻ ውን ምሳኻ ይመውት ዝበልካያ፡ ወላ እንተሞትካ መንነትካ ኣይመውትን ወላ ሞይትካ ከለኻ ይገልጸካ ወይ ውን ናብ ውሉድካ ዩ ዝሰጋገር።
ብራቮ ተስፍሽ፣ ክድፈኣሉ ዘለዎ ጎስጓስን ኣስተምህሮን'ዩ።
ተስፎም ን ዘልኣለም ምስ ግዚ ዘይቅየር ዘይወድቅ ሃሳብ አዩ ናትካ ሪግጽ ኪኣ ዋላ ህጂ ኣይኩን ትብሎ በዚ ትብሎ መሰረት ግዚ ዋላ ተወሰደ አዚ ናትካ ቃላት ደቅና ደቂ ደቅና ከስተማቅርዎን ናቶም ጂግና ከም ትከዊን ርግጸኛ አየ
ኣየ ተስፎም ሽሉ ተስፎም ቕሔር ኣንታ ዓጋመ ኪድ ንትግራይካ ኣይ ሎቖታ መለመኒ ሒዙ ካብ እንድርታ መጺኡ ኣቦኻ ኣቦኻን ኣደኻን መለመኒ ሎቖታ መለመኒ ሒዞም ኣብቲ በዓቲ ናይ ደብረሲና ይዋገሩ ነሮም ንስኻ ርጉም ውላድ ድማ ተወሊድካ ኣንታ ምሽሙሽ ዓጋመ።
😂 ጉስሩጥ ወዲ ሰበይቲ፣ ድሕሪ ሕጂ ኣብ ኤርትራ ኮይኑ ከምዛ ትዛረባ ዘለኻ ዝዛረብ ሰብ ኣይክህሉን'ዩ። ምኽንያቱ ክሳዱ ክብተኽ ምዃኑ ይፈልጥ'ዩ።
ትግራውነት ናይ'ቶም ትግርኛ ዝቋንቆኦም ብሄራዊ መንነት'ዩ። ኣንጻር'ዚ መንነት'ዚ ደው ዝብል ሰብኣይ እንተልዩ ኸኣ፣ ጽባሕ ንርኢ!! ተረዋኢ።
@@woldaislassie2930 ኣንታ ጎሓፍ ዓጋመ ካብ ምኣስ ሰብ ኲንካ ኣንታ ዘርኢ ወዓግ ንመን ኢኻ ትህዽድ ንሕና እንተ ተላዒልና ክሳድ ሙቕራጽ ናትና ኢያ ክሳድካ ክሳድ ኣሻባሪው ዮሃንስ ወዲ ምራጭ ክንገብራ ኢና ኣንታ በላዒ ተረፍ ረሲዕካዮ ዲኻ ኣብ ኤርትራ ብመሽረፈት ገርናስ ተረፍ መኣድና ንህበካ ነርና ኣንታ ለማኒ ኣባል ማሕበር ለማኖ ትግራይ ኣማሓዳርን ዋዳብን ወዛዕን ማሕበር ፋይቶት ተጋሩ ካብ ፋይቶት ገንዘብ መንዚዕካ እትበሊዕ ኣንታ ርሙስ ዓጋመ በል ፍለጥ ብዘይ ሕጋዊ ስራሕ ኣብ ኤርትራ እንተ ተሪኪብካ ሲሒብና ክሳስድካ መላመዲ ክሳድ ሙቕራጽ ክንገብራ ኢና ምሽሙሽ ዓጋመ ኣንታ ሓኻኽ ጢዙ ሰራቒ ዋሕድ !!!!!
@@Useramcreusmisale4myenemy 😂😂 ጽቡቅ፣ መን ምዃንካ እንቋዕ ኣረጋገጽካለይ!
ክዳን ሸቂጥካ ትነብር፣ ናተይ ትብሎ ርስቲን ይኹን ቋንቋ ዘይብልካ ተጸጊዕካ ትነብር ስደተኛ ጀበርቲ፣ እዛ ትብላ ዘለኻ'ሞ ድሕሪ ህግደፍ ኣብ ቅድሚ ደቀባት ኤርትራ ተዛረባ ኢኻ፣ ሽዑ ዝወርደካ መዓት ክትርኢ ኢኻ ኣንታ ተረዋኢ። ናብታ ዝመጻእካያ ሶማል ከይትምለስ ጥራይ ጠባይ ጌርካ ሳርቶኻ እናሰፈኻ ክትነብር ጠባይ ግበር፣ ምሳኹም ብፍላይ ምስ ጀበርቲ ጽባሕ የራኽበና፣ ወዲዛ ጽግዕተኛ።
We have to be more loyal to our state, Eritrea, and our Eritrean identity rather than to our tribal identity. What you are taking about is very divisive.
Eritrean identity never exist Ata Wedi Gahiba!
Adiika Shormuta te wolidatka Adeka trah rigrm😮
ቅድሚ ምጽሓፍካ ክትሓስብ ፈትን። ብዛዕባ እቲ ትጽሕፎ ዘለኻ ኣርእስቲ ኣፍልጦ ዝውሕደካ እንተኾይኑ፣ ትም ምባል ምረጽ።
1,ኣብ ኤርትራ፣ ጥልያን ዘፍለሶ፣ ሻዕቢያ ኸኣ ማይ ኣስትዩን ኮስኲሱን ኣብ ፍረ ዘብጸሖ ፣ኣብ ልዕሊ'ቶም ትግርኛ ዝልሳኖም ብሄር (ተጋሩ) መንነታዊ ቅልውላው ተፈጢሩ'ዩ። ነዚ መንነታዊ ቅልውላው'ዚ ንምዕራይ ከኣ፣ መንነታዊ ንቕሓት ንምብራኽ፣ እዋኑ ዝጠልቦን ግቡእን'ዩ።
2, ብዛዕባ ብሄራዊ መንነትካ ተገዲስካ ማለት፣ ብዛዕባ ዜግነታዊ መንነትካ ኣይትግደስን ማለት'ዩ ኢልካ ኢኻ ትኣምን ማለት ድዩ!?
መንነት ከይሃለወካን ንመንነትካ ሸለል ኢልካን ትውንና ሃገር'ከ ከመይ ማለትካ'ዩ?
ብቐንዱኸ ሃገር መንነትካ ክትዕቅበልካ ኢልካዶ ኣይኮንካን ትፈጥራ!?
መን ድዩ ክቕድም ዘለዎ፣ መንነት ወይስ ሃገር!?
3, ንሕና ተጋሩ፣ ብሄር 'ምበር ቀቢላ ኣይኮናን። ብሄር ማለት ናይ ግእዝ ቃል ኮይኑ፣ ትርጉሙ ኸኣ ሃገር (nation) ማለት'ዩ። ስለዚ ንሕና ቀቢላ (tribe ) ዘይኮናስ፣ ሃገር (nation) ኢና።
እቲ ኣብ ኤርትራ 9 ብሄራት ኣለዋ ዝብል፣ ሻዕቢያ ዝፈጠሮ ጽውጽዋይ 'ምበር ሓቂ ኣይኮነን። ኣብ ኤርትራ፣ ብዘይካ'ዚ ሻዕቢያ "ብሄረ ትግርኛ" ዝብል ሓዱሽ ስም ዘጠመቑዎ ትግራዋይ ብሄር፣ ካልእ፣ ቀቢላታት 'ምበር ብሄራት የለውን። ስለዚ ኤርትራ፣ ዓዲ ሓደ ብሄርን 8 ቀቢላታትን እያ።