Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
Thank you Stalin, I acknowledge your efforts. I feel what you think about Tigray. This dangerous situation all of us must stand with Tigrays safety and protection!
We Love You TDF ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤WE LOVE YOU TDF ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤WE LOVE TDFFFFFFFFFFFFFFFFFFFFFF
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
Gagna.eka.kbzreaka.geze.heze.aytlwetkan.lbom.mlslom.mrhtkom.ezeom.zegbro.yblomon.samemmom.kkon.krbom.eze.naty.hsb.euontom.leybo.kohfwom.kolo.kahlf.euo.💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Alvo.tedef❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ❤❤❤❤❤ ። ውድቀት ንካሓዲ ሓሳዊ ጌታቸው ረዳ ።
❤
ግዝኣት ትግራይ ከይተመለሰ ሰራዊት ትግራይ ዕጥቁ ክፈትሕ የብሉን። Say no to DDR.
እስታሊን ሐውና ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ንህዝቢ ትግራይ ንስዋኣት ምክሐድ ናይ ባሐቂ ልብኻ ዝስብር 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ጀግና የህዝብ ልጅ በርታ ስለ እውነት ጠንክረ ስራበት።
ኣነ ሕዋሕት ይፈትዋ፣ኣነ ትዲኤፍ ይፈትዋ ትግራይ ሰላምኪ 😢😢😢
ስታሊን ጅግና ወድህዝቢ🙏❤️💛💪
ትግረዋይ ብኒ ፃድቃንን ጌታቸው ረዳን ተዋሪዱ እዩ:: ኣብ ታሪክ ትግራይ ተራእዩ ዘይፈልጥ ታሪካዊ ክሕደት ይፍፀም ኣሎ::
ጌታቸዉን ፃዲቃንን ትግራይ አዋሪደምዎ ረሳሐት ተጋሩ ባሐሊቲ
TDF ትሕቲ ፈጣሪ ኢና ንሪአካ ከም ቀደምካ ትግራይ ሓልዋ እንተዘይ ኮይኑ ናብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣእትዩ ኣብ እሳት ክጥቅጥቁካ እዮም ሓደራ እስታሊን ንTDF ንገሮም ብዘለካ ቅርበት
Thank you Stalin, I acknowledge your efforts. I feel what you think about Tigray. This dangerous situation all of us must stand with Tigrays safety and protection!
እስታሊን ሓወይ ኣምላክ.ይሓግዝካ ዛሓወይ ኣቦ ሓቂ ኢካ ጉጀለ ጌታቸዉ ግና ኣብ ቀረባ ክዋረዱ እዪም እዞም ካሕዳማት
ግዝአት ትግራይ ከይተመለሰ ሰራዊት ትግራይ አይፈርስን ህወሓት ትስዕር
ደ ፅዮን ብዘተጋገዮ ህዝቢ ትግራይን ሰራዊት ትግራይ ይችገር ይገላታእ ዘሎ ብፅግተኛ ጉጅለ ጌታቸውን 93 መፈንቀለ መንግሰቲ ገይሩ ዝተባረሩ አብ ደገ ቂም ዘሎዋም ይቅጥቀጥ አሎ በፀላእቲ ትግራይ ከዚለ ዱንዙዛት መራህቲ ህዉሓት ማኸላይ ኮምቴ መግለፂ ወይምኢንፎርሜሽን ዝህብ እኩብ ጉጅለ ዘፈዘዘን ዝደዘዘን ማኣኸላይ ኮምቴ ኢዩ ምዝራብ ድዮም ዝክእሉ ወይሰመፅሓፍ ዝገርም
Thank ስታሊን ጅግና አጆካ በርትዕ 👍👍🥰🥰🥰
ጌታችውን ፃድቃንን ዘም ጓሓፋት ንቱጅግና ህዝበና ክሸጥዎ ዋጋ ዕዳጋ ይገብሩሉ አለውው ዘምሰባት እዚኦም ክውገዱ አለወም
ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ስታሊን ጅግና ተቓሳይ !!
ኣመና ይሕዝን፡ተጋሩ ይሕዋተይ😢በቃ ንጸላኢ ድየም ነቲ ካብ ሞት ዝተረፈ ህዝብናን TDf ከርኽቡ፡እሞ ህዝብና ልቢ ይግበር ጸላእቱ የለልይ ዋይ ዋይ ዋይ ሕስረት😢ዓክክክ ገንዘብ ርጉም ዘይገብሮ ዘይብሉ፡😢
ጉጅለ ጌታቸው ጉጅለ ክሕደት ሐዚ ብስሩ ትግራይ ንምትርማስ ዝግጅቶም ወዲኦም እዮም ሰራዊት ትግራይ ሐዚ ይንቃሕ ስጉምቲ ይውሰድ።
We love ❤️ you TDF.
ብሓቂ እታሌን ትቃለስ አለካ ጅግና ንህዙቡ ሓቂ ሒስካ ትጉአዝ ፈተዉትካን አድነቅትካን ኢና እሞ ቀፅለሉ አብ ጎንካ አለና
We love❤❤❤ you T D F❤❤❤
ጌታቸው ንባዕሉ ከዳዕ ስለ ዝኾነ ከዳዓት እዩ ዝሸይም ዘሎ
TDT ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ።
ስታልን ሓወይ ፍሬ ፃምእካ የርእካ
ደቂ ዓደይ ደሙሩኒ 1000 ኣብፅሑኒ። ሓውኩም ተጋዳላይ መረረው መልዒሳ እየ
ኣታ ጅግናኣ
@TesfayeTt-h4x thanks zhawey
❤🎉
WE LOVE YOU TDF ❤❤❤
ተጋሩ ዲያስፖራ ውጽ ኡይ በሉ አዚ ካብ ግዜ ፅንተት ዝገደደዩ።
ትግራይ ትጠፍ አ አላ ብሰንኪ ገታቸው ፃድቓንን ከምዚ ዓይነ😢😢😢😢😢😢ትአማርኛ ክሕደት አይተራአየን !!!
ካብ ኩሉ ይሕሱዉ ገታቸው ክድዓት ህዝቢ
ትፍፅም አሎኻ
ደብረፅዮን ትዕግስቱ ፀላዕቱ ባዕሎም እርቃኖም ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ትግራይ ንክወፁ ገይርዎም!!
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ዘረባ አዩ አስታልሊኒ
መሬት ትግራይ ምምላስ ዶ የሐይሽ ነይሩ ወይስ ወረዳታት ምፍራስ? ጌታቸው ረዳን ብጾቱን ኮይኖም ህዝቢ ትግራይንን መሬት ትግራይን እንዳሸጡዎ ኢዮም
እጅግ ያሣዝናል።
አዋይ ክህደት 😭😭😭😭😭አዋይ ህዝብይ ማንም ፈተወ ተፀልአ አዞም ካህዳማት ካብ ፀላትና ንላሊ ክቀብሩና አዮም ብጃካ ህዝበይ ንቃህ
ሰራዊት ትግራይ ዓንዲ ህዝቢ ትግራይ እዩ ❤❤❤❤
እንኳዕ ካብ እቱ ጀግና ህዝቢ ተወለድኩ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ሰራዊት ትግራይ ይፍረሰ ወካኧ ናብ ፊደራል ሰራዊት ይታሓወሰ ማት እኮ ከምቶም ቀዳሞት ናይ ተጋሩ ወታደራት እናተአረዩ ዝተቀተሉን ዝተአሰሩን ምዃኑ እናፈለጡ tdf ይፍረሰ ወካኧ ናብ ፊደራል ይተሓወሰ ማለቶም ናይማን ብሄራዊ ኽህደት ይፍፅሙ አለው ማለት እዩ ።ዝኾነኾይኑ ኹሎም ተአኻኺቦም አ/አ ምኻዶም ፅርይ ኢሉ መን ታይ ምዃኑ ሕዝቢ ትግራይ ንፅር ኢሉ ኽርዶኦ ዝገበረ ሰብሰባ ሰለዝኾን አቕሊልና ኽንሪኦ የብልናንሓቀይ ዶ
እቶም ፀላእትና እናመረፁ እዮም ዘጥቅዑ ንሕና ግን እናመርፅና ኣይንከላከልን እዚ ዋጋ የክፍለና ኣሎ ብደምና ዝጠጥዓ ሚድያታት ውን ተገልቢጠን ኣብ ምጥፋእና ይዓያ ኣለዎ ተስፋ ህዝብና ኣብ ደገ ዘለኩም ሚዲያታት ኢኩም እናተሓጋገዝኩም መከተና አብ መወዳእታ ኣብፅሑ ሓደራኩም....... ትግራይ ብደቃ ንደቃ !
ኣይ ትግራይ ዓደይ መሕዘኒ ዘበነ ክሕደት
ናይ ፀጋይ ገብረተኽለ ኣነ እየ ፂሒፈልካ ነይረ 450 ክላሽ ዘረከቦ እዩ ንዓፋር ዝሸጦ እውን ኣሎ እዩ ።
Jegna wedi hzibi TDF
Well come ❤❤❤❤ dear ❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉❤
Stay strong Stalin! We’re here to support by all means
We love you TDF❤
We love TDF
ክብሪ ንዛራ ሚዲያ ስታሊን ድምፅና ኢና ንዕውት ስራሕካ ድማ ነመስግነካ ትግራይን ትግራዋይነትን ኣባካ ኣሎ ቀፅለሉ
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝብና ኸተማ ሜልበርን እንባሃል ብዙሕ ሰብ ስለዘይፈልጥ ኣብ ሃገረ ኣውስትራልያ ኢልካ እንተተሕልፎ ፅብቕ ነይሩ ብዝዓባ ናይ ኣሰፋ ኣብርሃ ጓሉ
ኦህዝቢ ትግራይ መንእሰይ ትግራይ እዞም ሰባትንጀሃነም ኢዮም ዝወስዱና ዘለዉ ዓገብ በሎም
እሰታሊን ጅገና
እሞ እዞም መራሕቲ ግራይ ኣማኸርቶም እኒ ኣሰፋ ኣብርሃ እንተነይሮም እንታይድኣ ንጸበ? ኣይ ትግራይ ዓደይ!
ኣሰፋ ኣብራሃ ማለት እኮ ብስርቂ ንነዊሕ ዓመታት ተኣሲሩ ዝነበረ ቀጣፊ እዩ
ግዝዓት ትግራይ እንተተመለስ ተመዛባላይናብመረበቱ እንተተመለስ No DDR
We love you TDF
TDF ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ንህወሓት ምቅዋም መሰል እዩ ንTDF ምቅዋም ግን ክሕደትን ጀኖሳይዳውነትን እዩ።
God bless you 🙏
ኣነ ካብቶም ብጣዕሚ ዝካታተልዃ ተጋሩ ሓ እየ፡፡ ገጢሙና ዘሎ ገሊኡ ብሓሶት ገሊኡ ብስርቂ ዝሕመ ዝተገምገመ ሓሶት ዝሕሱ ኩልሻብ ዝብሎ ዘረባ ኣለኒ ኣነ ብወገነይ ዝሕሱ ሰብ ሰራቒ እውን አዩ፡፡
እንካብ ህዝቦም ከብዶም ዝመረፁ ከቢሮም ዝሓሰሩ ወእለ ከርሰሙ አምላከሙ መንደፍ ይውቅዓዮም።
Welove T.D.F.🦁🙏
❤❤❤""ሓወይ ክምዕደካ ስምዓኒ
ዓፍራ ከይትረግጽ መሲሉካ እምኒ""
ዝሓሸ ነገር እናተጸበናስ ዝገደደ ክንሰምዕሲ እንታይ እዩ እዞም ጀኔራላት ናይ ትግራይ??😢😢😢
God bless you, our hero ❤❤❤🎉🎉🎉❤
ኣንታ ሓወይ ፀጋይ ገብረተኽለኮ ብደ/ፅዮን ጊዘ ናይቱ ዞባ ሓላፊ ዘፈር ኢኮኖሚ ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረዶ ኣይኮነን።
Great job
W elav tegray❤❤❤
ስታሊነይ ናይ ጅግና ኣያና ስዩም መስፍን ሓሳብ ዕጥቅና እዩሞ ኣብ ፕሮግራምካ ደጋጊምካ ተተቅርቦ ዝስመዐኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን ዝሓወይ ።
እትይ ካብ አንኮበር ክምለሱ ዝገበረ ላካብ ንሳቶም እዩም ደም መናአስይ ፈስሱ አይቀይር እግዛብሔር ከርአና እዬ ግማሸ አብስርካኑ ግማሸ እትይ ዝስብሰቦ ገንዘብ ከይበልፀአ ከምዝድፈን ንፈልጥ እና ሓጽር ይግበረና ንልምን ንግዛብሕርና ፡፡
ናይደገ ፀላእትና ፍሉጣትዮም፡፡ናይ ውሽጢ ፀላእትና ግን ነለሊ ብፍላይ ጀሚርና ካብ ላዕሊ፡፡
❤💛🙏TDF💛❤️ትሕቲ እግዛኣቢሄር ኮይንካ ዘድሓንካዮ ህዝቢ ትግራይ በዞም ንኸብዶም ዝሓድሩ ገዛእቲ ደርብታት ከይብላዕ ከይቁሓም ሃየ ሃየ ሃየ ሓፁርካ ኣፅንዕ❤️💛💪💪💪
ሎሚ ትግራይ ኣብ ክልተ ተመቂላ ኣላ። ብጌተቸው ዝምራሕ ብልፅግናዊ ሓይሊን፣ ብቅዓት ዘይብሉ ጉጅለ ህወሓትን። ጉጅለ ህወሓት ንስልጣን ይቃለስ ኣሎ። ጉጅለ ጌታቸው ግን ስልጣን ጥራይ ኣይኮነን። ትግራይ ክትፈርስውን እዩ ዝደሊ። ህዝቢ ለውጢ ይደሊ እዩ። ህወሓት ክትእለ ንደሊ ኢና። ኮይኑ ግን ትግራያዊ ለውጢ እምበር ብልፅግናዊ ለውጢ ኣይንደልን። ጉጅለ ጌታቸው ንኣቢይ ተኣማሚኑ መንእሰይ ዓምፅ ተልዓል ይሰብኽ ኣሎ። ምስ ኢትዮጵያ ሰላም ኢና ንደሊ ይሰብኽ። ኣብ ትግራይ ዓምፅ እናበለ ኩይናት ዓዲሙ ኣሎ። ስለዙይ right now our immediate threat is ጉጅለ ጌታቸው። ትግራይ ከፍርስ ብኣውራጃ ክንጨፋጨፍ ዝዕድም ዘሎ ጌታቸው ክንቃለሶ ይግባእ።
We love you TDF ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በአጠቃላይ የኢትዮጵያ ሕዝቡ በተለይ ደግሞ የትግሬ ሐዝብ ለዓመታት የሰላም እጦትና የተፈጥሮ ተጽዕኖ ተፈራርቆበት የተጎዳ ሕዝብ ነውና ተረጋግቶ በሰላም የመኖር ዕድል ይሻል። ይኼም እንዲሆን በጠባብ አመለካከት አድገው ያረጁት የሕወሓት አመራሮች ከየትኛውም ዓይነት ሥልጣን እና ኃላፊነት መወገድ ይኖርባቸዋል። ለሥልጣናቸውና ለዘረፋ አውታሮቻቸው ሲሉ ጦርነት ከፍተው ስንቶቹን ልጅና ቤተሰብ አልባ ከአስደረጉና ይልቁንም በግፍ ያጋበሱትን የአገራችንን ሐብት በትግራይ የገነቡበት ኹሉ እንዳልነበረ መሆኑ የእግዚአብሔርም ፍርድ ስለመሆኑ ማስተዋል ተስኗቸው ዛሬም ሥልጣን እስከ መቃብር ብለው ግግም ብለው የፌደራል መንግሥት መሳቂያ ሁነው ያላዝናሉ። በትግሬ ብሎም በመላዋ ኢትዮጵያ ሰላም ይሰፍን ዘንድ የሕወሓት አመራሮች በፈጸሙት አገራዊ ወነጄል ባይጠየቁም እንኳ ከየትኛውም ሥልጣንና ኃላፊነት እንዲገለሉ ወጣቱ አምርሮ በሰላማዊ ጥረት መታገል ይኖርበታል።
በቤተ ክርስቲያን የተጀመረው ትግራይ የሚባል አገር ምሥረታም ዕብደት ስለኾነ ከአሁኑ መፍረስ አለበት።
ሕጂውን ትግራይ ትስዕር ባንዳን ጠላምን ካሕዳምን ዝነበረ ዩ ንቅድሚትውን ክህልው ዩ ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል ዕርፍና ነስጥም ክብሪ ንሰራዊትና ን ጀነራላት ትግራይን
በየነ ደኣ እንታይ ክብል ተፀቢካ ? ትግራይ በቲኑ ንምካድ ዝወሰነ ዩ ።
We love TDF🎉❤
ሕወሐት ላይ አዲሳባ ቦታአ ምስለቀቀይ ሻዑ እዩ አብቂዑ። ህዝ ፀላእትና ላብ መቐለ አትዮም እምበይ።
ስታሊ ሓውና አይስልቸካ ምእንትይ ምንት ዝተጉድአ ህዝብ እልካ ነቶም ሰካራምን ሌያብ ሓሰውትን እስከአ ዝጠፍኡልና እንካን ናትግራይ አዲ ናትግራይ ህዝብይ ከጥፍእዬ መጽኦም
ሓደራክም ከስልችኰም ካፍትይ 2 አመት ክጥፍእና ዝመጽ ፀላእትይ ናለሙ ይብእስ ሐደራክም ንባንዳና ንሰክራም ከትሸጠና ሐደራክም ህዝአቶም ንወለደምን ንሐቶም ዝኩል ጉድ በላእትይ ስብ ትራወት አይኮኑን፡፡
We Love You TDF ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤WE LOVE YOU TDF ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤WE LOVE TDFFFFFFFFFFFFFFFFFFFFFF
ስታሊን ዝመስል የለይ!
ፃድቃን ዕደመልክዑ ንስልጣን ክብል ትግረዋይን ተጋሩን ዝካሓደ ካሓዳም ቂመኛ ናይ ትግረዋይ ስነልቦና ዘይብሉ ሱሱዕ ሰብ እዩ
እዞም ሰባት ንህዝቢ ትግሬይ ስልዝኸሓዱ ቀደም ጀሚርና ይልገሱ ኢልና ተዛሪብና ኢና ። TDF ሓላፍነት ይውሰድ ኢልና ኢና ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
We Love you TDF ❤😂🫶🫶🙏🙏
Love u TDF
We love you tdf❤❤❤
እዞም ወራዳ ዝኾኑ ጊዚያዊ ምምሕዳር አዋሪዶምና አሕፊሮምና ላብ ቀታሊኦም ብድሮን ዝሰሐቶም ከይዶም ይልምኑ አለእ ደስ ይበልካ አብይ ተፃሊእና ኣና መሕፈርቲ ኢኽኽኽኽኽ
አሰፋ አብርሃ ዝተዛረቦ አዝዩ አዝዩ ኸቢድ ኸቢድ እዩ ብስርዓት ብስርዓትን ብጥንቓቐን ክስረሐሉም ትግራይ ዝፈቱ ኹሉ ቖቓሕ ኾክኑ ክሕሉን ነተሓሳስብ
Viva TDF ❤
እህህ ዘብል እዩ ናይ ትግራይና ነገር ሰራዊት ትግራይ ይበተን ሰራዊት ትግራይ ናብ መካላኸሊ ኢትዮጵያ ይተሓወስ ኢሎምና ግርም እቶም 400 ቐተልቲ ነብሲ ክመርሑና እዩ፡፡
We love TDF
Keep up the excellent job ስታሊን
ፀጋይ ገ/ተክለ
1,ናብ ዓፋር ክላሻትን ጠያይትን ይሸይጥ
2, ክ ዓደምሓራን ዓፋርን ንዝምለስ ሰራዊት ኣብ ኬላ ኣሸጎዳ ክላሹ ዝተመንጠለ እንኡ ትቁፀሮ ። ኣበይ ከ ኣተወ ? እዚ ሕቶ ፅባሕ
እዩ
3, ካብ ሽኸትን ኢሮብትን ብልኡኻቱ ንብረት ህዝቢ ዝወረረ
3, ነቲ መሪር ዕፅዋን ክባን ርሂፅካ ምብላዕ ዝመረፀ መንእሰይ ኣሸጎዳን ኲሓን ከባቢኣን ብ ምልሻታት ወረዳ ኲሓ እቲ ፈሓም እናዘረፈ ተሸይጡ ኣብ ውልቀ ረብሕኡ ከም ዘውዕሎ
tdf ምስ ሕዝቡን ውድብ ህወሓትን
ኮኑ ነዞም ነቀዛት ካሕዳማት ብቁልጡፍ ከውግዶም አለዋ ግዜ ክዋሀቦም የብሉን ይአክል ሕዝብ ትግራይ ክቀስን እግሪ ክተክል እዞም ካሕዳማት ባንዳታት ክንቀሉ ክጓሓፉ አለዋም
We love TDF
ንኹሉ ሕግን ስርዓትን ኣለዎ፣ ህወሓት ጨብረቕረቕ ክትብል ኢልካ ኣይትፀበ።ውፅኢት ኣኼባ ንማ ኮ ቀሪቡ፣ ማኮ መግለፂ ኣውፂኡ።
ዘሎ ሺግር ክልል ኢትዮጵያ ምካንኩም ረሲዕኩሞ ኢትዮጵያ ዝገበሩው ኢኩም ትገበሩ ጎሮበታሺን ኢትዮጵያውያንን 😢😢😢😢
ነንባዕሉ ትግራዋይ አብውግእ እንተእትየሞ ደአ ነገር ትግራይ ንሓንሳእን ንሓዋሩን ተወዲኡ ዘይትብሉና ፣ናይብሓቂ በዓል መንዮም ተዓጢቖም መፅዮም ንትግራይ ክወግኡ ? ህዝቢ ትግራይ ነዚ ክትቃወም ተዘይክኢልካ በቃ ጠፋእኻ ይነግረካለኹ ብፍላይ መንእሰይ መሕረዲኻ ኻራ ትስሕል አለኻ
❤❤❤🎉🎉🎉
We love TDF ❤
❤❤❤""ኢትዮጵያ ክትፈርስ ስቅ ኢልና አይክንርእይን ኢና"" አልአሚን መ/ስዒድ እዚ ናብ አምሓርኛ ክቅየር እንከሎ "" ኢትዮጵያ ወይ ሞት" እዩ 😂😂😂
ከም ዕቡድ ከልቢ ኣብይ ዝገበሮ ንንብርሃኑ, ታማኝ..... ገሊኦም ሞትን ዕድማ ልክዕ ዝተፈረዶም የእትዩ ንኢህኣዴግ ዘፍረሶ እዚኦም ውን ንንግዴና ዋና ናይ ብልፅግና ንመቐለ የእትዮም ህዝብና ከጥፍኡ ይቃለሱ ኣለዉ ብፅንተት ዝሕተቱ እኮ እዮም
ግን ታሪኽ ክሓቶም እዩ ::
❤❤❤❤❤❤
We love u Tdf 🥰🥰💪💪💪💪💪
ምርር ዝበለ ብልሓትን ምህዞን ዝሓትት ቃልሲ ሕዚ ዝጠልበሉ እዋን እዩ።
ንፅረት መቃለሲ ኮይኑ።
ተኣጂልካ ጉዕዞ ኣየድሊን።
ምስ ሽዋ ምድርዳር እምበር ምውዳብ ሕዚ ከምሓሳብ እኳ ክልዓል ኣዚዩ ቀይሕ መሥመር እዩ።
ህወሓት ንጠልባን ክትመዓራረ እንደልዮ ንደልዮ እዩ።
We love TdF❤❤❤❤❤❤❤❤❤