🛑ኣብ ጎኒ ኣወል እየ ሞኒካ፤ ከቢድ ተቃውሞ ንኣወል🛑

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 20 янв 2025

Комментарии • 18

  • @GM-cu9qk
    @GM-cu9qk 17 дней назад +1

    You Right Miki 👍👍

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 17 дней назад +2

    ምስላም አይተበሉ ምስኡ ተዛረብ❤❤❤

  • @GM-cu9qk
    @GM-cu9qk 17 дней назад

    Hisiret iyu izi Zibehal Itom Abti Hager Zelewu Indihiri Zemelisemilu Tewahido Mukan yitirefeni 😢😢

  • @Eritreafirst1
    @Eritreafirst1 14 дней назад

    አዚ ጻዕዳ ዝተከደኑ ፈሽኮላት ተካሉ
    ብከመይ ንቆይቅ ትብሉ አወል ጀግና ሐቁ ነጊሩኩም አሎ ስላም ሃብና አንታይ ኢዩ ጸገምኩም
    ህዝቢ ንህዝቢ ኤረትራ ዝኮነን ዘይኮነን። አንዳ ገማጠልኩም ሰላም ሲኡኑ ዓገብ ዓገብ የክል
    አወሊኖ። ዕደመ። ይሃብካ። ቀጸሎ

  • @rimadele6462
    @rimadele6462 17 дней назад +1

    ኣቱም ደናቁር ድንቁርናኹም ሸር ኣይትበሉ ኣባን ኣቡን ፈላልዩ

  • @akberetgebregiorgis1328
    @akberetgebregiorgis1328 17 дней назад +1

    🤮

  • @AwetTeckle
    @AwetTeckle 17 дней назад

    Sarah sienu

  • @GEBRABMESGENA
    @GEBRABMESGENA 17 дней назад

    Kab diyaqon efrem si awel siet hayish

  • @awtseanawelday6850
    @awtseanawelday6850 16 дней назад +1

    ሓደ ነገር ግና ክብል ምደለኩ መጀመርታ እቲ ፍትሓ ነገስት ዝብል መጽሓፍ እንታይ ዩ ትሕዝትኡ ነጊርኩም ነቲ ህዝቢ ከተረድእዮ ነርኩም። ከምዝመስለኒ ዝበዝሕ ተዋህዶ ብዛዕባ እዚ መጽሓፍ ኣፍልጦ የብሉን። ስለዚ ሰማዒ ውን ተረዲእዎ ክዛረብ ተኮይኑ ትሕዝቶ ቲ መጽሓፍ ኣረድእዎም ብዙሕ ህዝቢ ተዋህዶ እምነቱ ገዲፉ ናብ ጰንጠ ዝቅይረሉ ሓደ መክንያት ብዛዕባ ኦርቶደክስ ኣፍልጦ ስለዝጎድሎ ዩ ዝመስለኒ። የቀንየለይ

  • @AwetTeckle
    @AwetTeckle 17 дней назад

    Awe saktyu

  • @werkelulwerka
    @werkelulwerka 15 дней назад

    አረ መድሃኒ ኣለም ከፈርደኩም ኢዩ ;ኣዎል ዓፋፍ ንቅዱሳን ኣይኮነን ንዓና;ኳ ዋጋ የብሉን እዛ ጓል ከኣ ካብ ንኣምላኽ ናይ ነብሳ ክብሪ ሪኣ

  • @Hamseri14572
    @Hamseri14572 16 дней назад

    MEN EIKA NSKAA ? MEN EYU NXADQ ANAAEISU XBUQ GIERKA ZYTAEOO. HZBI AYTENAQUT. KAB BUZUH MZRAB BZUH MSMAE YHSHEKA

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 17 дней назад

    በራቦ ምኒካ❤❤❤

  • @teklitgebreweld8821
    @teklitgebreweld8821 16 дней назад

    ምድረ ትሩፋ ሃይማኖት ኣለኩም ድዩ ሞኒካ ረሳሕ ዳኣ ብኣፍኪ እኮ ኢኪ ሓሪኢኪ

  • @MardokayBerhane
    @MardokayBerhane 16 дней назад

    ክልኹም ተገጢምኩም ኢኹም ኣብ ርእሲ ኣወል ዘለኩም ጽልኢ ምኻኑ ጌጋ ኣይተዛረበን ኣባን ኣቡነ ፍለልይዎ ሓሰውቲ

  • @mesfinyohannesgebreab5536
    @mesfinyohannesgebreab5536 17 дней назад

    Hsawi suk bel

  • @teklitgebreweld8821
    @teklitgebreweld8821 16 дней назад

    ምድረ ትሩፋ ሃይማኖት ኣለኩም ድዩ ሞኒካ ረሳሕ ዳኣ ብኣፍኪ እኮ ኢኪ ሓሪኢኪ