Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ክክክክክክክ ኣብሾ ጅግና ጻዕዳ ህድምስ ምዝላቅ ኢሎማ ክንደይ ከ ይጥዕም እቲ ቃል ክክክ ዳር ትርኢት ነብሾ ትፈቱ እስከ ሕለፉኒ።
ኣየ ወ ሓሊፉ ምስ መተዓቢቲ ተኣክብና ክንርእያ ከምዚ ሎሚ ኣብ ስደት ፋሕ ከይበልና ኣምላኽ ኣቦይ ስደትና የሕጽረልና ፍቅርን ሰላምን ኣውርደልና ኩሉ ካባኻ እዩ
Amen habibi
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ደራሲ ናይ በሓቂ ሓያል እዩ ንበዓል ወዲ ባሻይ ንበዓል ኣብሾ ወዲ ሰርገንቲ ጽርሃ ሱሌማን ፍትዊ ሰርጌንቲ ትልንቲ ኣኽበረት ሰመረ ኣልኣሚን ዮርዳኖስ ኣለም ኣስመሮም ንግስቲ ጽንግሊል ወዲ ትስፋይ ቁንጪ ግርማይ ካልኦትን ብኣዙዩ ዘደንቕ ብቕዓት ሃኒጽዎም ብሓቂ ዝድነቅ ሰብኣይ ሰብኡት
I'm proud to be Eritrean
እዋይ አዛ ፊልም ካብ ሚሒር ምፍታው ንኸይትውዳእ እንዳፈራሕኩ እየ ዲሪአ. ማራ መሳጢት እያ.
ኣብ ኤርትራ ምስ ጃምዓትካ ትርእያ ዝነበርካ ፍሉይ ዝኽሪ ዝገደፈትልካ ነዛ ፊልም ክትርእይ ድሕሪት ትምለስ ሰብ ከምዚ ከማይ ትህሉ ዶ ትኸውን ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላምኩም ይብዛሕ
Alena abzi
ኣለና ሰንበት ሰንበት ንጽበ ነርና፧
Aleku ane ab 2008. gn hmak zkri yu zeleni 🤮
@@danielodan911 አነ ውን አለኹ ሕማቕ ዝክሪ ዘለዎ
alena alena wedi adey
Texbit newhia xenhu deki erey marey like eske habona n lomi teray mukurattttt 🥀💕🇪🇷🌻
Btami xebouk akerareiba bahrena Entertainment gen btami tdnguyni alkum abeyney du walas abkulkum eyu deki erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
ኣብ ሰሙን 3 ግዜ እና ንዝርግሓ ዘለና ከም ቀደምና::
ዓለም ጨናዊት ኣየእወ እሰያስ ጸጋይ ኣየ ድርሰት ኣታኣላልያ Rest in peace
Welcome ደቂ ለምለም ኤርትራና ሩሑስ ቅንያ ናጽነት ፈጣሪ ንህዝብናን ኤርትራናን ይባርክኤርትራና ንዘለኣለም ትንበር
Bahrena entertainment enqa bedhan mexu gen bejakum aytdngyna mexbay hasmeni keftwa meat eyi eza movie ❤❤😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷😁
GOD BLESS YOU arkanat kerbgnatatna TEBAREKOU binay semay bereketttt
ሩሑስ በዓል ቅንያት ናጽነት ከኣ ይግበረልና ደቂ ኤረይ
Amen 🙏 my brother
ኣበይ ዘሎ ናጸነት አዮ ረሑስ ባርነት ማልትካ ዱ
ናይ ደሩአ ሰሊ ገርካ ናጸነት ኣሎ ተብልና 😄😄
@@johnwedigebar8081 እንታይ ኮይኑ ዘይህሉ
@@selam841 ዓብይ ኬንካ ድኣ ነጽንት ከትወል ካብ ሃገርና አንታይ ዱ ኣውጸና ወይ ጸገም ድሓን ነጽነቱም ሲ ርኤናዮ
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኢረይ ሽኮሪናታት ኢንቃዕ ደሓን መጻኹም
አስ እዛ ፍልማ ከመይ ጌረ እየ ዝፀግባ አቡሸ ክዓ መለሰ ይፈትዉ እዙ ሕጁ አብ ትግራይ ዝገብሮ ዘሉ እየ ዝመሰለኒ❤
Eidkum eya xeniha gn kemzi kkewn ayneberon ember beana kwede nierwo
Well come deqey ere xalat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💕💕💔💔💔💔💋💋💋💋👍👍👍✔️
መልክዕ ወዲ ባሻይ ተፈጥራዊ ተጋዳላይ ኢዩ!
Yeah nay behaki fzr tegadalay eyu kemu yeblo neru ne wedi bashay
ኣቤት እምነት ናይ ወለድና ኣዴታትና ብሩኻት ኣመንቲ እግዚኣብሄር ፡መሬት ጠብጢበን ማርያም ማርያም እንዳበላ ነፍሰ ጾር ብሰላም የሕርሳኣ ኔረን ፡ኣደይ ማርያም ድማ ልማኖአን ሰሚዓ ቀልጢፋ ትረድአን ኔራ ፡ሕክምና እኮ ኣይከዳን ዝነበራ እዚ ኩቡር እምነት ከምኡ ኢሉ'ዶ ይህሉ ? ናይ ኣደይ ተዘኪርኒ ሓንቲ መሕረሲት ብርኽቲ ኣደ ጾሎት እንዳገበረት ተሕርሳ ኔራ ።ናይ ብሓቂ ሓያል ደራሲ እግዚኣብሄር ምስቶም ቁዱሳን ብየማኑ የቁሞ ።
መርሓብ መርሓብ ዲቂ ኤረይ ሎሚ ቀዳማይ ኮመት ኣርኪበ ቢንጎ ተታሕዝኩም
Ewy lieli zkone film welfi geratley eza film love you deki erey😜😜😜
Me too 🤣🙈🍓
Aykemayn 3 gzie yreya aleku bhankewta ye zxbeya kgermekum i love this Flim 😘😘😘
Wela neay temali eye jemireya kab part 1
Behaqi wela neay 🇪🇷
Abzi aleku 5th time yria aleku
Ahhh abotatinas medarigti aynebromin lomi gin aykembotatinan🇪🇷💞🇪🇷💞💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ንዘንትእለት ዘይሃስስ ታሪኽ ሰኒዳ ዘላ ፊልም ፡፡ ሕማቅ እዋን የተዓዛዝብ እዋን ፍለ ፍለ እቲ ዘይናትካ ይገድፈካ፡ ቃል ፍሬታ ፡፡ እዚ ሕጂ ንዕዘቦ ዘልና ኩነት ተብረሃልካ ፡ እዋን ፍለ ፍለ ዘይ ኤርትራዊ ባዕሉ ይፍለ ኣሎ ፡፡ ሩሑስ ቅንያት ናጽነት ደቂ ኤረይ ።
Welcome deqi erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kexlwo tray eye kebelkum hagosena wesen yeblun thanks so much 🙏
እዛ ፍሊም ክንደይ ተዘክሮ ኢዩ ዘለና 22 ክ \ሰ ኣብ መትከል ኣቤት ተኣኪብና ክንሪኣ ዓሕ
Mexnatey gedife Kxbeykum xenhe deki erey mukuratt welcom
ናይ ጅግና ስዉእ ኢሰያስ ጸጋይ ኣድናቂየ ።እዛ ፊልም ቆልዑ ከለና ሃሳስ ዝኽሪ ኣለኒ ሕጂ ግን ምልኡ ግበሩልና ኣይትደንጉይና ኢኹም ። esyas tesgay I love you isu
Jag heller älskar mycket för Eseyas Tsegay.
እወ !!! እቲ ጀግና ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራነዚ ኹሉ ወረራ ኢትዮጵያ መኪቱ ናጻንልኡላዊት ሃገረ ኤርትራ ኣምፂኡ ፣ኣብዚ ኹሉ ዝገበርኩምዎጀግንነት ዝተመልኦ ብረታዊ ቓልሲ፣እኖታትኩምን ኣሓታትኩምን ፆታዊዓመፅ ከመዘይበፅሓን ፥ ኣቦታትኩምንእኖታትኩምን ፥ የሕዋትኩምን ፥ ኣሓትኩምን ከምዘይተጨፍጨፉ ፥ገጠራትኩምን ከተማታትኩምንከምዘይባደማ !!!!!!!ንምንታይ ድኣ ኣብቲ ጎረቤትኩምን፥ፈታዊኽምን ፣ ተመሳሳልን ባህልንቛንቛ ዘለዎ ህዝቢ ትግራይ እዚኹሉግፍዒ ኣብፂሕክምዎ ።
Azkerkumne medfaji beren keme abso neru zelmamdo zenbrku❤❤❤❤❤❤Ahhhhh sedt
Jigna artist nefsiher eseyas tsegay eye Dzkir film tmali Kria keleku. Kab zbelexa film nay Eritrea eya. Thank you ❤
#welcome deki erey💓💓💓💢💢💯💯💯❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Adey bicha aboy Sargenti & absho kief alewom
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏼✊🏼✊🏼 you will be always in our hearts ♥️
ኣነስ ንመረበ ማራ እየ ዝፈትዋ ባኣካል ክርእያ ተስፋ ይገብር
Btami xbuk kexlwo bflay nay iseyas xegay drset kab lbey zeyhass u pls kulu natu srah aqrubulna 🙏❤️😍
ነዛ ፊልም ኣብ ኤርትራ ርኤያ ዓሚ በብክፋላ እንዳ ተጸበኹ ሪአያ ሕጂ ኻኣ ይደግማ ለኹ🥺🇪🇷
የሕዋት ብልቢ ክጽበያ እንዲየ ቀንየ በጃኩም እባ መዓስ መዓስ ትወርድ ንገሩኒ ትጽቢት ይነዉሓኒ ኣሎ❤️❤️❤️
ኣብ ሰሙን 3 ግዜ ሰሉስ ፡ሓሙስ፡ ቀዳም ።
@@gebrielabayre4483 ክብረት ይሃበለላ ሓወይ ❤️
Welcome deqi erayyy Anabis 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💚💚💚❤❤❤💙💙💙🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🦁🦁
Jgna eretrawi azi iyu tarikna lemuwun kem qedemna 💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ereyy nzelalem tnberrr🇪🇷💪🇪🇷💪💪
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ደዊ ኤሬይ ጻዕዳ
ኣላ ኣብሾ ሽኮር ክክክ ምዝላቅ ከኣ ኢሎሞ ጻዕዳ ህድማ እንዳ ሃደምካስ ምዝላቅ ሃሃሃሃሃ
ደራሲ ሓያል እዩ
እንዃዕ ብስላም ምጻኩሙና ደቂ ዓደይ ማዓረይይ
ኣየ ኤርትራውያን ብዘሐብን ብዘኹርዕ ታሪኽ ኢና መጺእና ሕጂኻኣ ኣብፈቖዶ ስደትን ከርተትን ዝኸፈአ ታሪኽ ነጽሕፍ ኣለና
መርሓብ ደቂ ኤሪይ ኣብ ሳዓታ #bahrna #enter
እዚ ኣልኣሚን ድኣ ዓወት ገብረጻድቕ ዲዩ
እወ።
Ewe🤣🤣🤣
@@zebibhagos1922 እንታይ ድኣ ትስሕቕኒ ዘስሕቕ ተዛሪበ ድየ ?
kkk comment delika enber felitkayo aleka
@@ሂወትብስሓቅምልኣያ ክክክክክክክክ ኣቡሾ ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ከ መን ዩ
ኣይትደንጉይና በጃኹም ውዕሎ ጀጋኑና ክንርኢ !!እምበር መስዋእቲ ጀጋኑናስ መግዛእቲ ኮይንና ኣሎ በዞም ካሕዳማት ህግደፍ !!!!ሻዕብያ ~ ህዝባዊ ~ ግንባር ኣበይ ኮን ይህልዉ ማንጁስ ዝብል ቃል ጅጋኑ ናፊቕናዮ😢ዓወት ንዉጹዕ ህዝቢ ኤትርትራ ጥፍኣት ነቲ ተሓቢኡ ምስ ጀጋኑ ኣቲዩ ጀጋኑ ዘጥፈአ ስርዓት ህግደፍ።
አብረውህ የነበሩትን ጉዋደኞች አይንህ እያየ ማጣት ያማል😢ኡፍ ጦርነት ህማቅ😔አምሀራ የሚለውን ቃል ግን አልወደድኩትም የአንድ ብሄር ብቻ አልተዋጋም ኢትዬጵያ እና ኤርትራ ነበር ውጊያው ነው ኢትዬጵያን እንደ አማራ ነው የምታዩት🤔
My favorite movie ever 😍 ❤ 💛 💙
Merhab berehab deqi erei Aboy sergeni 🎄Absho kief Alewom🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪💪💪💪
Welcome back dekiy eriy
welcome deki eri shikorinatat we love you ane btaemi dfetwa movie ria dey tsegba eya thanks deki eri keep it up god blessed
ደስ ትብል ኢያ ቡዙሕ ተዘክረካ ኢዝአ ግሪድት ኢያ ኢሉ ይንዕቅካ ክክክክ
ዕንቃዕ ብሰላም መፃእኹም
እንኳዕ ብድሓን መጻእኩም ደቂ ኤረይ፧
Abet kbret thanks deki eri xmei nay kemzi aynet film alena
Aytdonguyuna habayibna 🇪🇷😍☝🏿
Wel come deki erey ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Segenit shikor ❤❤❤❤❤❤
ገሌኹምስ ከይርኣኹማ ኮመንት ትጽሕፉ ኣለኹም ንዑባ
Bhankewta slenxbeya ena kab ftot eyu
Thank u & lv u brothers
Jag! kommer nu från skolan Precis . 🇪🇷❤️
Herzlich willkommen 🙏❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏🙏 deqi eri
💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደስ ዝብል ፊሊሚ እዩ ግና ንምሕራ ፈተውቲ መስሊኩም ህዝቢ ትግራይ እናፅነትኩም ዓብይ ቆስሊ ትገድፉ ኣለኩም ግን ድሓን ንኩሉ ግዘ ኣለዎ 💔😢
ኣታ ክንደይ ትደፍር ከዛብ ተጋሩ ደይኮንኩምን መላእ ብሄር ብሄረሰባት ኣኽቲትኩም ንህዝቢ ኤርትራ ዘካላበትኩም ንሱ ከይኣኽለኩም ከኣ ጸጊብኩም ጽጋብኩም ምጻር ሲኢንኩም ብዛላምበሳ ሓዲኣላ ድሕሪ መረጻ ከነዛርቦም ኢና እንታይ ዘይበልኩም እቲ ንስኹም ዝገበርኩሞ ኣይርደኣኩምን እዩ።
ሳሊና ሽኮር ❤️❤️❤️
Welcome deqi erey kxbeya wiele denguyatni
ኣሰይ እንቃእ ብሰላም መጻኩሙ የህዋት
Thanks so much
Eseyas Tsegay btami anbesa nay anabes mkanka shabya endiyu shabya zefreyetom jeganu abotat
Film yeri endie gen kemzia gre zektatele yelen
Merhab 💖 👈🏿
ክክክክክ ኣብሾ ሽኮር ምዝላቅ ከኣ ኢለሞ ጻዕዳ ህድማ እንዳ ሃደምካ ካበይከ ኣምጼኦሞ እዚ ዘረባ ክክክክክ
Ahhh neza film ezia knrei kdey mshet drar zeytereshenku 🤔
merhaba deki erey enkoe bselam mexakum edimen teanan yhabkum fetari 🙏🙏🙏
Kemziom dselt yelen selam nakum deqi eireyy
Merhab 💖👈
MerHaba
Awudelna keltifka tdngi aleka!!!!!!!!!!!!!!!
Welcome back
Swue Isseyas xegay abi hawelti gedifulna keydu Blux aber albo zkone thzto love you rip
ኣብ ጽቡቅ ጊዜ ኢኻ ትሰዳ ዘለኻ ቀጽልዎ ኣይትሕመቁ ደቂ ኤሩ
Well come deqi eri mechwat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪
መርሐባ ደቂ ኤሬይ
Well come
All the best 👍
Hhhhh abishoo hayoo xaeda hidma enda reaka mizlak ebehal Kkkkk
Merhaba brhan gexom enka dhan mexakum deqi eri shikakurr
🇪🇷⭐🇪🇷⭐🇪🇷⭐🇪🇷⭐🇪🇷⭐🇪🇷⭐🇪🇷👈👈💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
Welcome ❤️
Wellcom deqi erey xada❤❤❤❤
Welcom deki erey shikornatttttt ana befley ka Ferta eya kef tehbani
Mashalah tuboq
Xrha skorrr love you
Entay dea Selus medri sedidkuma 😏😏😏
Welcome xbukat
Part 23 ኣብ ኣሻኩለት ኣለኹ
Mara kria zdeli zneberku film eya bejakum keltifkum sdedulna ❤️❤️💯
Abza Move zela krar mara fetya nay men eye please 🎸💽
ከቢድ እዩ ኔሩ፡፡ ብዓቅሚ ርእስካ ጥራይ ክሕሳብ ዘጸግም።
ክክክክክክክ ኣብሾ ጅግና ጻዕዳ ህድምስ ምዝላቅ ኢሎማ ክንደይ ከ ይጥዕም እቲ ቃል ክክክ ዳር ትርኢት ነብሾ ትፈቱ እስከ ሕለፉኒ።
ኣየ ወ ሓሊፉ ምስ መተዓቢቲ ተኣክብና ክንርእያ ከምዚ ሎሚ ኣብ ስደት ፋሕ ከይበልና ኣምላኽ ኣቦይ ስደትና የሕጽረልና ፍቅርን ሰላምን ኣውርደልና ኩሉ ካባኻ እዩ
Amen habibi
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ደራሲ ናይ በሓቂ ሓያል እዩ ንበዓል ወዲ ባሻይ ንበዓል ኣብሾ ወዲ ሰርገንቲ ጽርሃ ሱሌማን ፍትዊ ሰርጌንቲ ትልንቲ ኣኽበረት ሰመረ ኣልኣሚን ዮርዳኖስ ኣለም ኣስመሮም ንግስቲ ጽንግሊል ወዲ ትስፋይ ቁንጪ ግርማይ ካልኦትን ብኣዙዩ ዘደንቕ ብቕዓት ሃኒጽዎም ብሓቂ ዝድነቅ ሰብኣይ ሰብኡት
I'm proud to be Eritrean
እዋይ አዛ ፊልም ካብ ሚሒር ምፍታው ንኸይትውዳእ እንዳፈራሕኩ እየ ዲሪአ. ማራ መሳጢት እያ.
ኣብ ኤርትራ ምስ ጃምዓትካ ትርእያ ዝነበርካ ፍሉይ ዝኽሪ ዝገደፈትልካ ነዛ ፊልም ክትርእይ ድሕሪት ትምለስ ሰብ ከምዚ ከማይ ትህሉ ዶ ትኸውን ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላምኩም ይብዛሕ
Alena abzi
ኣለና ሰንበት ሰንበት ንጽበ ነርና፧
Aleku ane ab 2008. gn hmak zkri yu zeleni 🤮
@@danielodan911 አነ ውን አለኹ ሕማቕ ዝክሪ ዘለዎ
alena alena wedi adey
Texbit newhia xenhu deki erey marey like eske habona n lomi teray mukurattttt 🥀💕🇪🇷🌻
Btami xebouk akerareiba bahrena Entertainment gen btami tdnguyni alkum abeyney du walas abkulkum eyu deki erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
ኣብ ሰሙን 3 ግዜ እና ንዝርግሓ ዘለና ከም ቀደምና::
ዓለም ጨናዊት ኣየእወ እሰያስ ጸጋይ ኣየ ድርሰት ኣታኣላልያ Rest in peace
Welcome ደቂ ለምለም ኤርትራና
ሩሑስ ቅንያ ናጽነት
ፈጣሪ ንህዝብናን ኤርትራናን ይባርክ
ኤርትራና ንዘለኣለም ትንበር
Bahrena entertainment enqa bedhan mexu gen bejakum aytdngyna mexbay hasmeni keftwa meat eyi eza movie ❤❤😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷😁
GOD BLESS YOU arkanat kerbgnatatna TEBAREKOU binay semay bereketttt
ሩሑስ በዓል ቅንያት ናጽነት ከኣ ይግበረልና ደቂ ኤረይ
Amen 🙏 my brother
ኣበይ ዘሎ ናጸነት አዮ ረሑስ ባርነት ማልትካ ዱ
ናይ ደሩአ ሰሊ ገርካ ናጸነት ኣሎ ተብልና 😄😄
@@johnwedigebar8081 እንታይ ኮይኑ ዘይህሉ
@@selam841 ዓብይ ኬንካ ድኣ ነጽንት ከትወል ካብ ሃገርና አንታይ ዱ ኣውጸና ወይ ጸገም ድሓን ነጽነቱም ሲ ርኤናዮ
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኢረይ ሽኮሪናታት ኢንቃዕ ደሓን መጻኹም
አስ እዛ ፍልማ ከመይ ጌረ እየ ዝፀግባ አቡሸ ክዓ መለሰ ይፈትዉ እዙ ሕጁ አብ ትግራይ ዝገብሮ ዘሉ እየ ዝመሰለኒ❤
Eidkum eya xeniha gn kemzi kkewn ayneberon ember beana kwede nierwo
Well come deqey ere xalat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💕💕💔💔💔💔💋💋💋💋👍👍👍✔️
መልክዕ ወዲ ባሻይ ተፈጥራዊ ተጋዳላይ ኢዩ!
Yeah nay behaki fzr tegadalay eyu kemu yeblo neru ne wedi bashay
ኣቤት እምነት ናይ ወለድና ኣዴታትና ብሩኻት ኣመንቲ እግዚኣብሄር ፡መሬት ጠብጢበን ማርያም ማርያም እንዳበላ ነፍሰ ጾር ብሰላም የሕርሳኣ ኔረን ፡ኣደይ ማርያም ድማ ልማኖአን ሰሚዓ ቀልጢፋ ትረድአን ኔራ ፡ሕክምና እኮ ኣይከዳን ዝነበራ እዚ ኩቡር እምነት ከምኡ ኢሉ'ዶ ይህሉ ? ናይ ኣደይ ተዘኪርኒ ሓንቲ መሕረሲት ብርኽቲ ኣደ ጾሎት እንዳገበረት ተሕርሳ ኔራ ።ናይ ብሓቂ ሓያል ደራሲ እግዚኣብሄር ምስቶም ቁዱሳን ብየማኑ የቁሞ ።
መርሓብ መርሓብ ዲቂ ኤረይ ሎሚ ቀዳማይ ኮመት ኣርኪበ ቢንጎ ተታሕዝኩም
Ewy lieli zkone film welfi geratley eza film love you deki erey😜😜😜
Me too 🤣🙈🍓
Aykemayn 3 gzie yreya aleku bhankewta ye zxbeya kgermekum i love this Flim 😘😘😘
Wela neay temali eye jemireya kab part 1
Behaqi wela neay 🇪🇷
Abzi aleku 5th time yria aleku
Ahhh abotatinas medarigti aynebromin lomi gin aykembotatinan🇪🇷💞🇪🇷💞💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ንዘንትእለት ዘይሃስስ ታሪኽ ሰኒዳ ዘላ ፊልም ፡፡
ሕማቅ እዋን የተዓዛዝብ እዋን ፍለ ፍለ እቲ ዘይናትካ ይገድፈካ፡ ቃል ፍሬታ ፡፡ እዚ ሕጂ ንዕዘቦ ዘልና ኩነት ተብረሃልካ ፡ እዋን ፍለ ፍለ ዘይ ኤርትራዊ ባዕሉ ይፍለ ኣሎ ፡፡ ሩሑስ ቅንያት ናጽነት ደቂ ኤረይ ።
Welcome deqi erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kexlwo tray eye kebelkum hagosena wesen yeblun thanks so much 🙏
እዛ ፍሊም ክንደይ ተዘክሮ ኢዩ ዘለና 22 ክ \ሰ ኣብ መትከል ኣቤት ተኣኪብና ክንሪኣ ዓሕ
Mexnatey gedife Kxbeykum xenhe deki erey mukuratt welcom
ናይ ጅግና ስዉእ ኢሰያስ ጸጋይ ኣድናቂየ ።
እዛ ፊልም ቆልዑ ከለና ሃሳስ ዝኽሪ ኣለኒ ሕጂ ግን ምልኡ ግበሩልና ኣይትደንጉይና ኢኹም ። esyas tesgay I love you isu
Jag heller älskar mycket för Eseyas Tsegay.
እወ !!! እቲ ጀግና ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ
ነዚ ኹሉ ወረራ ኢትዮጵያ መኪቱ ናጻን
ልኡላዊት ሃገረ ኤርትራ ኣምፂኡ ፣
ኣብዚ ኹሉ ዝገበርኩምዎ
ጀግንነት ዝተመልኦ ብረታዊ ቓልሲ፣
እኖታትኩምን ኣሓታትኩምን ፆታዊ
ዓመፅ ከመዘይበፅሓን ፥ ኣቦታትኩምን
እኖታትኩምን ፥ የሕዋትኩምን ፥
ኣሓትኩምን ከምዘይተጨፍጨፉ ፥
ገጠራትኩምን ከተማታትኩምን
ከምዘይባደማ !!!!!!!
ንምንታይ ድኣ ኣብቲ ጎረቤትኩምን፥
ፈታዊኽምን ፣ ተመሳሳልን ባህልን
ቛንቛ ዘለዎ ህዝቢ ትግራይ እዚኹሉ
ግፍዒ ኣብፂሕክምዎ ።
Azkerkumne medfaji beren keme abso neru zelmamdo zenbrku❤❤❤❤❤❤Ahhhhh sedt
Jigna artist nefsiher eseyas tsegay eye Dzkir film tmali Kria keleku. Kab zbelexa film nay Eritrea eya. Thank you ❤
#welcome deki erey💓💓💓💢💢💯💯💯❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Adey bicha aboy Sargenti & absho kief alewom
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏼✊🏼✊🏼 you will be always in our hearts ♥️
ኣነስ ንመረበ ማራ እየ ዝፈትዋ ባኣካል ክርእያ ተስፋ ይገብር
Btami xbuk kexlwo bflay nay iseyas xegay drset kab lbey zeyhass u pls kulu natu srah aqrubulna 🙏❤️😍
ነዛ ፊልም ኣብ ኤርትራ ርኤያ ዓሚ በብክፋላ እንዳ ተጸበኹ ሪአያ ሕጂ ኻኣ ይደግማ ለኹ🥺🇪🇷
የሕዋት ብልቢ ክጽበያ እንዲየ ቀንየ በጃኩም እባ መዓስ መዓስ ትወርድ ንገሩኒ ትጽቢት ይነዉሓኒ ኣሎ❤️❤️❤️
ኣብ ሰሙን 3 ግዜ ሰሉስ ፡ሓሙስ፡ ቀዳም ።
@@gebrielabayre4483 ክብረት ይሃበለላ ሓወይ ❤️
Welcome deqi erayyy Anabis 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💚💚💚❤❤❤💙💙💙🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🦁🦁
Jgna eretrawi azi iyu tarikna lemuwun kem qedemna 💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ereyy nzelalem tnberrr🇪🇷💪🇪🇷💪💪
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ደዊ ኤሬይ ጻዕዳ
ኣላ ኣብሾ ሽኮር ክክክ ምዝላቅ ከኣ ኢሎሞ ጻዕዳ ህድማ እንዳ ሃደምካስ ምዝላቅ ሃሃሃሃሃ
ደራሲ ሓያል እዩ
እንዃዕ ብስላም ምጻኩሙና ደቂ ዓደይ ማዓረይይ
ኣየ ኤርትራውያን ብዘሐብን ብዘኹርዕ ታሪኽ ኢና መጺእና ሕጂኻኣ ኣብፈቖዶ ስደትን ከርተትን ዝኸፈአ ታሪኽ ነጽሕፍ ኣለና
መርሓብ ደቂ ኤሪይ ኣብ ሳዓታ #bahrna #enter
እዚ ኣልኣሚን ድኣ ዓወት ገብረጻድቕ ዲዩ
እወ።
Ewe🤣🤣🤣
@@zebibhagos1922 እንታይ ድኣ ትስሕቕኒ ዘስሕቕ ተዛሪበ ድየ ?
kkk comment delika enber felitkayo aleka
@@ሂወትብስሓቅምልኣያ ክክክክክክክክ ኣቡሾ ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ከ መን ዩ
ኣይትደንጉይና በጃኹም ውዕሎ ጀጋኑና ክንርኢ !!
እምበር መስዋእቲ ጀጋኑናስ መግዛእቲ ኮይንና ኣሎ በዞም ካሕዳማት ህግደፍ !!!!
ሻዕብያ ~ ህዝባዊ ~ ግንባር ኣበይ ኮን ይህልዉ ማንጁስ ዝብል ቃል ጅጋኑ ናፊቕናዮ😢
ዓወት ንዉጹዕ ህዝቢ ኤትርትራ ጥፍኣት ነቲ ተሓቢኡ ምስ ጀጋኑ ኣቲዩ ጀጋኑ ዘጥፈአ ስርዓት ህግደፍ።
አብረውህ የነበሩትን ጉዋደኞች አይንህ እያየ ማጣት ያማል😢ኡፍ ጦርነት ህማቅ😔
አምሀራ የሚለውን ቃል ግን አልወደድኩትም የአንድ ብሄር ብቻ አልተዋጋም ኢትዬጵያ እና ኤርትራ ነበር ውጊያው ነው ኢትዬጵያን እንደ አማራ ነው የምታዩት🤔
My favorite movie ever 😍 ❤ 💛 💙
Merhab berehab deqi erei Aboy sergeni 🎄Absho kief Alewom🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪💪💪💪
Welcome back dekiy eriy
welcome deki eri shikorinatat we love you ane btaemi dfetwa movie ria dey tsegba eya thanks deki eri keep it up god blessed
ደስ ትብል ኢያ ቡዙሕ ተዘክረካ
ኢዝአ ግሪድት ኢያ ኢሉ ይንዕቅካ ክክክክ
ዕንቃዕ ብሰላም መፃእኹም
እንኳዕ ብድሓን መጻእኩም ደቂ ኤረይ፧
Abet kbret thanks deki eri xmei nay kemzi aynet film alena
Aytdonguyuna habayibna 🇪🇷😍☝🏿
Wel come deki erey ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Segenit shikor ❤❤❤❤❤❤
ገሌኹምስ ከይርኣኹማ ኮመንት ትጽሕፉ ኣለኹም ንዑባ
Bhankewta slenxbeya ena kab ftot eyu
Thank u & lv u brothers
Jag! kommer nu från skolan Precis . 🇪🇷❤️
Herzlich willkommen 🙏❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏🙏 deqi eri
💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደስ ዝብል ፊሊሚ እዩ ግና ንምሕራ ፈተውቲ መስሊኩም ህዝቢ ትግራይ እናፅነትኩም ዓብይ ቆስሊ ትገድፉ ኣለኩም ግን ድሓን ንኩሉ ግዘ ኣለዎ 💔😢
ኣታ ክንደይ ትደፍር ከዛብ ተጋሩ ደይኮንኩምን መላእ ብሄር ብሄረሰባት ኣኽቲትኩም ንህዝቢ ኤርትራ ዘካላበትኩም ንሱ ከይኣኽለኩም ከኣ ጸጊብኩም ጽጋብኩም ምጻር ሲኢንኩም ብዛላምበሳ ሓዲኣላ ድሕሪ መረጻ ከነዛርቦም ኢና እንታይ ዘይበልኩም እቲ ንስኹም ዝገበርኩሞ ኣይርደኣኩምን እዩ።
ሳሊና ሽኮር ❤️❤️❤️
Welcome deqi erey kxbeya wiele denguyatni
ኣሰይ እንቃእ ብሰላም መጻኩሙ የህዋት
Thanks so much
Eseyas Tsegay btami anbesa nay anabes mkanka shabya endiyu shabya zefreyetom jeganu abotat
Film yeri endie gen kemzia gre zektatele yelen
Merhab 💖 👈🏿
ክክክክክ ኣብሾ ሽኮር ምዝላቅ ከኣ ኢለሞ ጻዕዳ ህድማ እንዳ ሃደምካ ካበይከ ኣምጼኦሞ እዚ ዘረባ ክክክክክ
Ahhh neza film ezia knrei kdey mshet drar zeytereshenku 🤔
merhaba deki erey enkoe bselam mexakum edimen teanan yhabkum fetari 🙏🙏🙏
Kemziom dselt yelen selam nakum deqi eireyy
Merhab 💖👈
MerHaba
Awudelna keltifka tdngi aleka!!!!!!!!!!!!!!!
Welcome back
Swue Isseyas xegay abi hawelti gedifulna keydu
Blux aber albo zkone thzto love you rip