Tegaru eritreans and tegaru tigray are the same people. Today we have the same enemies who want to eradicate us from the face of our planet. When this is the case we always unite together and defeat our enemies. After this coming war we tegaru will prevail and remain united for ever.
😭😭😭ኣነስ ብፍርሒ ኩሞት ኢለ ዞም ኩለይ ኣሕዋትና ሲኢናስ ሐዚ ከ ናበይ ኣምላክ ኣቦይ ነቶም ሰላም ዘይደልዩ ልቦና ሃቦም ሰላም ንዚ ዉፅዕ ህዝቢ ኣይንዓሹ ተጋሩዋይ ንሕበር እንቢ ንኪናት ንበል😭😭😭😭
Well come back
J stduo welcome 🎉🎉🎉
King from raya
Keep it up bro!!!
ትግራይ ሰርዓተ/መንግስቲ/ኣልባ ክትኮን ይፅዕሩ አለዉ
ኦ,አምላክ አቦይ ይቅር በለና ካብ ጦርነት አውፀአና
ጆስ ሓወይ በልፅግካ ይመስለን
ምስ ህዝቢ ምዉጋን ምብልፃግ ኣይኮነን@@solomonzeru
@@aselin7015አብ ትግራይ ዘሎ ቅልውላው ኤርትራውያን ተመቃቂሎም አለው ን አብነት አማንኤል አሰና ገለ ድማ ማእከላይ መርገጺ ኩላ አከለጎዛይ ሰበይታ ወዳ ቆልኣ ብዘየዋላውል ሕግደፍ ክብቅስ ወሲኖም እዩም ብመጠኑ ካሎኦት አውራጃ የለውን ማለት አይኮኑን ግና አለው ብርክት ዝበሉ
@@aselin7015 ኤርትራውያን አብ ክልተ ልክእ ከም ተጋሩ ተመቂሎም አነ ንባእለይ ግዝያዊ መንግስቲ ኤ ዝሕግዝ እምበርከ ቀዳማይ ጸላኢ ሕግደፍ እዩ ጎጅለ ጎባኤ ጽግግእ ምስ ሕግደፍ ን ፍትሕን ርትእን ዝቃለሱ እዚ ጎጅለ ጎባኤ ሐደጋ አትዩ ን ኤርትራውያን ሐደገኛ ማለት እዩ መን ይአምኖ
❤❤❤❤ keep it up your beautiful report style ❤❤❤❤
ወይ ተጋሩ ከምዚኣ ኾይና መጨረሻኹም በሉ ታቦተ ጽዮን አይትፈለየኹም
Fithi nhzbi Eritrea ❤
ሰላም ሰላም ሓዉና💓💓
Selam josi❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰለም ሰለም ጀሰ ሓውና❤️❤️❤️👏
ኣምላክ ኣቦይ ይቅር በለልና ካብ ኩፍእ ሓልወና ኾነኩም ይብለና 👏😥
ንኹሉ ዝተወጸዐ ህዝቢ ሰላም ይፍጠረሉ።
❤❤❤❤❤😊
🎉🎉🎉
TDF Nay Hezebi demsi eyu❤
Welcome j studio Andemariam
ሰላም ሰላም ጆስ ሓውና 🥰💙👏
😮😮
Getachew reda group beter resined
❤
Yeferes ayetebehalen, Yestekakel eyu tebahilu zelo👌
ጀይ ስትድዮ ለንቀነ ጽቡቕ ስራሕ ረኺቡ ኣሎ ለከስ ኣሚናዮ ንኸድ ዝነበርናስ ከምዚ ዝበለ ክዝብ እውን ኣለዎ ኢዩ
Geziawi memehedar eko kab Hewahet eyu wesihu😘
Tegaru eritreans and tegaru tigray are the same people. Today we have the same enemies who want to eradicate us from the face of our planet. When this is the case we always unite together and defeat our enemies. After this coming war we tegaru will prevail and remain united for ever.
Josi nay talibãn shekor teray Asmana
ንፉዓት ኣገልገልቲ ኣቢ ኣሕመድ ዘገርም ኢዩ ።
ወድ ወረደ ነጊሩናኮ መሬት ትግራይ ብሓደራ ንኣምሓራ ተዋሂቡ
ኣመራርሓ = በኸመይ ኣገባብ ትምራሕ
መሪሕነት = ዝመርሕ ጉጅለ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ንህዝቢ ክበሃል ሰራዊት ኩሉ ዓይነት ሱጉምቲ ክወስድ አለዎ ትግራይ ትፅረ
አስከር ሕግደፍ ዶ ይሐይሽ ፕርቶርያ ሒዝካ Diplomatic ምስራሕ ይሐይሽ ተጋሩ ብሰንኪ ሱሳኣት ሰብ መራኹስ ዳግማይ ጽንተት አይትድግመን ኤ ዝብል
ተግባር ዘይብሉ ግዝያዊ መግስት በቃ ብታ ፕርቶርያ ናመኻነየ ማዕልት ምንዋሕ እሞ እንታይ ግበሩ እዩ ዝብል ዘሎ??
Jstdio ፍርቂ መሬት ትግራይ ተታሒዙ ብምንታይ ክመለስ ትሕሳቡ ምዕራብ ትግራይ ብኩናት ጥራሕ ዩ ዝምለስ
እዘን ውድባት ክኣ ሽርፍራፍ ጻድቃን እየን:: ዓረና ግደፋ ናይ ገብሩ ኣስራት እያ:: ውናት ክኣ ጌታቸው ክእለ ኣለዎ ዝበለ: ጀነራላት ጀኖሳይድ ፈጺሞም ዝበለ ዝተወሓዋዎሶ እዩ: እታ ሓንቲ ግን ግን ዓባይ ዘይኮነትስ ንእሽቶ ትግራይ ዝኾነት ውትፍታፍ ምትእኽኻብ እያ:;
ካቢኒ ጊዝያዊ ትግራይ ዝበሃል፡ ብሰናይ ፍቃድ ሓይልታት ዝተጣኡአሸ ስከዝኾን፡ ሓይልታት ትግራይ እምተዘይደልዩ ክቅይሮም ይኽእል ዩ።
ኤ ሕሰቡሉ ዳአ
Gega eyu tebelo zeleka😭😭
Abreham sele tigray ayemeleketewem😂denkoro banda new😮 tplf+tdf=tegaru❤❤
እታ ሓቂ ኪናት ዝእውጅ ዘሎ ጌታቸው ረዳ እዩ ክስብ ሕጂ ምንም ዝተቋፃፀርካዮ የለን ካብ ምልእኣኽ ወፃኢ
መግለጺ ሰራዊት ቅኑዕ እኳ ይኹን እምበር ነቶም ብኽሕደት ዝኸሶሶም ቀጥታዊ ስጉምቲ ኪወስድ ነርዎ ህዋሕት ጎተት ከም ኣመል ወሲዱዎ ኣሎ።
ሕዋሓት ናይለየ ስ ሰላም ኣሎ ኩናት ዘይፀግብ ፍጡራት ፎእ 😥
Denze😂😂😂
Meni wgea zdeli thigray AA koynu zmerha merahi yelen
ጭንቀት ይታይበታል ሳያነብ ነው የተስጠው
ዶኩ አብረሐ በላይ ጌታቸዉ ረዳ ጀነራል ፃድቃን በቃ ብልፅግና ሆይኖም ትግራይ ኪዶም ተስፋ የለን ምስ አምሐሩ ኮይኖም
ግምት ብልጽግና እዩ
ኣነ ዝብለካ ዜናካ ቦያ ኣይተብዛሓሎ ማለት ቃላት ኣጣቃሸቅማ ካ ንጸልኦ ኣለና
ጆሲ ስተድዩ አአ ከይድኻ ዜና ብርጌድ ንሐመዱ ተትምዝግብ ክንደይ መጠአመልካ.🙏🙏🙏🙏
ኣንተ ጆሲ ሓወይ አረ ንሱኩም ምድያ ኣለኩ ድምፂ ኩኑና መፍትሒ ናትግራይ ንኩሉ ዝሓቁፍ መንግሰቲ ተጣይሾም እዩም እንበይ ኩይናት ዘይተርፍ እዩ ሰለዚ ህዝቢ ትግራይ ናብ ኪናት ከይኣቱ ተደሊኩም ንኩሉ ዝቆፈ ግዝያዊ መንግሰቲ ክህሉ ኣለው ኣሉኩም ንህዝብን ንመራሕትን እእሙኑልና ተዘይኮይኑ ሰላም ኢና ንደሊ ሰለዝበልካ ሰላም ኣይመፅእን
ዮሴፍ እዚ ንግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ትገብሮ ዘለኻ ጸግዒ ፡ ቅኑዕ ኣይኮነን ።ህዝቢ ትግራይ ኣብቲ ናይ ሃይለስላሴን ደርግን ኣገዛዝኣ ኢኻ ትምነየሎም ዘለኻ ።
ፋሕ ክብሉ ፡ ብዓሌቶም ክጽራፉ ፡ ብድኽነት ክሳቐዩ ፡ ኣብ ፈቐዶ ሃገራት ፋሕ ኢሎም ከርፋሕ ናብራ ከሕልፉ ፡ ክእሰሩ ክቕተሉ ፡ ወዘተ ኢኻ ትምነየሎም ዘለኻ ።
ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ነቲ ተፈናቒሉ ዘሎ ህዝቢ ፡ ናብ ቦትኡ ከይመለሰ ፡ ብረቱ ከረክብ ፡ ምእዛዙ ፡ ብውግእ ዘይረኸቦ ተምበርካኽነት ፡ ብሽጣራ ክክረኽቦ ምድላይ ኢዩ ከተግብር ዝጽዕር ዘሎ ።
ሳላ ቃልሱ እዚ ሕጂ በጺሕዎ ዘሎ፡ ክስእኖ ስለዝኽእል ፡ ኣብ መትከሉ ደው ምባል ቅቡል ኢዩ ።
ስለዚ ጸግዒ ጌታቸውን ፡ ጻድቃንን ፡ ንዓና እውን ፡ ልኣላውነት ኤርትራ ዝደፍር ኣረኣእያ ከምዘለዎም ምፍላጥ የድልየካ ኢዩ።
በንጻሩ ሕውሓት /ህዝቢትግራይን / ፡ንልኣላውነት ኤርትራ ዝኣምን ፡ እንኮ ውድብ ኢዩ ።
እንታይ ይባሃል 2ተዓመት ኮላል ከምዘይ በለ ሕጂ ሰራዊት ትግራይ መግለፂ ምሰኣውፅኣን ዓጀውጀው እንታይ ኣምፀኦ ኩሉ እቲ መግለፂ ግምት ብግልባጡ እዩ ኾይኑ ዘሎ ኩናት ዝበለ ኻኣ የለን ምትዕርራይ ክገብር መሰሉ እዩ
እዚ ዝለዓለ ፖለቲካዊ -ዕጥቒ ዝወነነ ሰራዊት እምበር እኩባት ሰብ-ብረት አይኮኑን። እንተዘየለ ብልጽግናን ከደምቱን ኣብ ድሕረት ህዝብና ዝሰስኑ ጥቕመ-ፈሊጣዊ መግለጽታትን ዘይጭበጥ መብጽዓታትን ደረት አለዎ!!!
Jossi foshkal 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Josi talibãn tefikana
ካቢኔ ጊዚያዊ ምምሕደር ብዛዕባ ናይ ህወሓት መሓውር ምትዕርራይ ኣይምልከቶን ኣይተዋናብዱ!! ጌታቸው ካብ ሰልጣን ወሪዱ ማለት ግ.ም.ት ተበቲኑ ማለት ኣይኮነን!!
ጀይ ስትድዮ በቃ ቅይር ኢላ ዘና ኣብረሃም በላይ ካብቲ ኩውንነት ንላዕሊ ኣጋኒኑ ብምቕራብ ኣጻባቢቕሉ ይርከብ ።
እዛ ዩቲብካ አይደለካያን ዲካ 2 ዓመት ሙሉዕ ምንም አይሰረሐን ስልጣኑ ይልቀቅ ንዝሰርሕ ያሃብ እቲ ናትካ ደገፍ ንህዝቢ ትግራይ ስቃይ ኢካ ትጋገ ዘለካ ካፍቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ፈሊና አይንሪኤካን
Dehay Nay Adis BN eba gele bel
ፌደራል ኣብናይ ትግራይ ውሽ ታዊ ጉዳይ እ ንታይ ኣእተዎ
ሰላም ጆሲ ቆራጽ ኣቦ ኒሕን ሓቅን።
ንምንታይ ኢኣካ ነዚ ናይ ኣዲስ ኣበባ ሰሚናር ሸፈነ ዘይትህቦ ዘለኻ?
... ሎሚ ውን ስዑዲ ዓረብ ዝዓሰወ ተምሪ ያኢ ሓገዝ ኢላ ሂባ ኣላ። ቅድሚ ሕጂ ውን ዝዓሰወ ተምርን ዝሓመማ ኣባጊዕን ሓገዝ እናበለት ናብ ኤርትራ ጕሒፋ እያ።
ኤርትራውነት ካብቲ ቀንዲ ዓሚዩቕ ሃብታም መንነት ክብሪ ቋንቋታት ታሪኽ ናይዚ ህዝቢ ርሒቑ ፡
ኣብ ናይ ባዕዳዊ ናይ ለቓሕ ዓረባውንትን ፋሺሽቲ ኢጣልያውነትን ዝጕምባሕ ጸቢብ ናይ ክራይ ፖለቲካ ኣይኮነን።
ነዚ ጸቢብ ናይ ሓሶት ክራይ መንነት ናብ ኤርትራ ንምስራጽ ፡ ደናቑር መራሕቲ ጀብሃ ንቋንቋታት ኤርትራ ንምድኻም ክብሉ ፡
ባዕሎም ዘሕተምዎ መምሃሪ መጽሓፍቲ ትግረ ብሓዊ ኣቃጺሎም ፡ ብባዕዳዊ ዓረብኛ ንምትካእ ብዙሕ ንኸንቱ ላዕልን ታሕትን ኢሎም እዮም። እዚ ኮይኑ ፡ እቶም ብመንነቶም ቋንቋታቶም ክብሮም ዝሕበኑ ኤርትራውያን ፡ ነዚ ተንኮል ተጎምባሕቲ ዓረብ ዝኾነ መሪሕነት ካብ ኤርትራ ሓግሒጎም ጕሒፎምዎ እዮም።
Ata tukay kurdid bog yeblka
ጆይ ስትዶዮ ዜና ጣሊባን እናበልካ ከም ዝመሰለካ እትቅደድ መሲልኳ ናይ ትግራይ ብቋቋና ስለትዛረብ አይንሰምአኻን ሓሶት ዜናኻ 210 ላዕለወት መራሕቲ ሰራዊት ዝወሰኖ ውሳነ ናይ ተራ ሰባት ገይርካ ምዝጋብካ
😂😂😂😂😂 ጣልቃ ዶ ኣትኻ !
Entay xegemka nay berged nihamedu zetemxe mqtkel yhalka mesechewu
😂🎉😂😂😂
ይፍልጥ እየ ንስካ ናይ መንንት ተቃላሳይ ሙካንካ ማልት ፀረ ናይ ህውሓት መትከል
ግምት እኮ ናይ ህውሓት ጥራይ ኣይኮነን
ግምት ናይ ሙህራን. ሰራዊት. ናይ ተቃውምትን' ህውሓትን እዩ ስልዝ ኣብዝ ኣብ ትግራይ ንስራዊት ትግራይ ይምልኮቶ እዩ
ቮድኳቸው ስካይ ላይት ሆቴል ዊስኪ እንዳሰተኻ አይተማሓድራን እንዴ በቃ ውረድ ክትባሃል ውረድ
ግምት ፀርፀር ኣይትበል
ተጋሩ " ንኤርትራ ዝጸመቅክሙዎ ዕረ ጨልጥዎ'በር ናበይ ድሕር ድሕርየ ""
ደሓን እሱ መን ዕረ ከምዝኮኖ አታ ባርያ እንካን በይኑ ፈደራል መንግስቲ ተደሚርኩም ምንም አያምፀኩምን
ጌታቸው ናይ ምምሕዴር ብቕዓት ኣይብሉን ባምቡላ እዩ ብኽብረቱ ምውራድ ይሕሾ ህዝቢ ዓፊኑ ክሳብ መዓስ መሪርዎ።
You standing with individuals Getachew you not standing with people of Tigray something is wrong with you I file you for 4 years not any more
This tegaru Agoda not your
ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣብ ሞንጎ ፖለቲከኛታት ኣትዪ ስልጣን ክህብን ክምንጥልን ዝፈቅድ ስልጣን ኣለዎ ድዩ?
ወዲ ረዳ ይበኪ ኣክላባት ይነብሑ ህወሓት ስሩሑ ይሰርሕ
ናይ ሻዕብያ ዳይፖር ምንም ኣይታምፅን ሓብርኹም ትጠፊኡ አመት ኹም😅
ለቕላቒ ሐሳዊ ንጉጅለ ክሕደት ደቂ ዳግማይ ደርጊ ደጋፊ ኮንካ ኻዓ መፂኻለኻ ኪድ ናይ ህግደፍ ግበር ፈስፋስ ሐሳዊ
ከብዳም
ኣነ ዝብለካ ዜናካ ቦያ ኣይተብዛሓሎ ማለት ቃላት ኣጣቃሸቅማ ካ ንጸልኦ ኣለና