Entay Eye Zikewn Zeleku - New Eritrean Story By Jacob Dawit 2017

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 ноя 2024

Комментарии • 1 тыс.

  • @wedieri2301
    @wedieri2301 5 месяцев назад +740

    Ab TikTok riekaya zmexaka like rgets

    • @TDF868
      @TDF868 5 месяцев назад +6

      Me ኣብ ፅቡቅ ኩነታት ስለ ዘሎ ግን ደስ ኢሉኒ 😊

    • @Hawalafilime
      @Hawalafilime 5 месяцев назад +2

      ሓንቱ ቃሉ እኮ እዩ❤

    • @TDF868
      @TDF868 5 месяцев назад +1

      ካልእ ዝፀሓፎ ንሱ ፖስት ኢልዎ መሲሉኒ ኔሩ ብዝኮነ ድሮ ሓሊፉ ከምዚ ኢሉ ስለ ዝዘከሮ ደስ ይብል😍

    • @ZariTsegay
      @ZariTsegay 5 месяцев назад +2

      @@Hawalafilimeaykonen kalie eyu

    • @Hawalafilime
      @Hawalafilime 5 месяцев назад +1

      @@ZariTsegay ንሱ እዩ ሸር እሎዮ ኣሎኩ እሉና ኣብ ትክቶክ መጽና

  • @biniamgebremeskel5746
    @biniamgebremeskel5746 5 месяцев назад +289

    ካብ ቲክቶክ ናተይ ምስ በለ ኢየ ክሰምዓ መጽየ😢

  • @senchoele4899
    @senchoele4899 5 месяцев назад +255

    27/5/2024 wana zanta ab tiktok ane ye ms bele zsemaikiwa ufff entay ena gnn nkewn alna ahwat nenhidhdna ndegagef deqi anstyo wunn n afqarikn kitgedfoo kelkin handebet aytgbreoo kemti kinhatekn kelna qes ilkin ok tblana abti kitfleyana kelkin dma kemu please deqi tebaityo kea kemzi kegatim kelo nebsna nqoxaxer nsdrana ayneqururom nisnetna nteqemlu kab mot zrkeb yelen fqrn selamn yewrdelna fetari 🙏😌😢😢

    • @fyorikesete215
      @fyorikesete215 5 месяцев назад +2

      😢😢

    • @teweldetekle
      @teweldetekle 5 месяцев назад +3

      Men u pls kerio dliye anes😢

    • @lamekmichael738
      @lamekmichael738 5 месяцев назад +1

      Wela ane bunet😭😭

    • @hermongebremichael3903
      @hermongebremichael3903 5 месяцев назад +2

      ​@@teweldeteklehayelom abrhale Eri -power

    • @senchoele4899
      @senchoele4899 5 месяцев назад +1

      @@teweldetekle hayelom tfelto eti Artist ab Swiss zqmet ab Trikot bailu zergihwo alo neana nkinimehar ilu bezi tmal zegateme nay hawna

  • @lamekbahre9071
    @lamekbahre9071 5 месяцев назад +132

    Kab tik tok zmexika kemzi kemay like rgex

  • @AmanualHumera
    @AmanualHumera 5 месяцев назад +91

    ኣብ ቲክታክ ናተይ እያ ዛ ታሪኽ ምስ በለ እየ መፅየ ሓንቲ ቃሉ ዓርከይ ጠንካራ ኢኻ✊

    • @teweldetekle
      @teweldetekle 5 месяцев назад

      Hanti qalu nesu u ezi???what

    • @amandaniel2531
      @amandaniel2531 5 месяцев назад +2

      Hanti qalu aykonen😢

    • @erifirst2599
      @erifirst2599 5 месяцев назад +3

      Natu yu zergihuwo degimu ember hayelom yu wenani zanta

  • @getrichortryingdie2140
    @getrichortryingdie2140 7 лет назад +169

    ክቡር ሓወይ ብመጀመርታ ነቲ ጽፍፉን ብቅዑን ኣቃራርባኻ እድንቕ!ብምቕጻል ንሄርሞን ገለ ሓሳባት ወስ ክብል ብዓቕመይ ደስ ይብለኒ፡ሄር ሓወይ ክብደት ፍቕሪ ስለ ዝፈልጦን ዝገጠመንን ሰኒፍካ ህይወትካ ንሞት ምፍታንካ ኣይክብለካን"የ።እቲ ኹሉ ዝከኣሎ ፈጣሪ ካብ ውዲት ናይ ድያብሎስ እንቓዕ ኣውጸአካን መፈጥርኡ በተኸልካን።ዘሓለፈ ምቁር ናይ ፍቕሪ ግዜኻ ኣብ ዓይኒ እናተኾለዐ ኣብ ኣእምሮኻ እናጭበርበረ ኣብ ልብኻ ፍርሒ እናሕደረ፡ንመጻኢ ብዘይከኣ ሰብ ከምዘይ ትኸውን ከሕስበካን ክስመዓካን ግድን ዩ።ምኽንያቱ ብዘይፍቕሪ ኩሉ ኮንቱ ስለ ዝኾነ፡ከየንወሕኹ ክብለካ ዝደሊ ግን።እዛ ነብሲ ቅትለት ትብል ቃል ትርር ስለ ዝበለትኒ የ ንመጀመርታ comment ዝጽሕፍ ዘለኹ።ኣብዚኣ ቅድሚ ምውሳንካ ምስ ነብስኻ ዲስካስ ክትገብረሉ ዘለካ በእታታት ብዙሕ እኳ እንተሎ እቲ መይን መይን ዝኾነ ግን ብዓቕመይ ምስ ነብስኻ ኣስፊሕኻ ክትሓስበሉ ብተምሳል ሕቶ ከቅርበልካ።
    1)ነብስኻ ስለ ዝጥፈአኻ ንራህዋ ትረኽባ ዶ ይመስለካ?
    2)ልዕሊ ህይወትካ ከኣ ንዝኾነ ሰብ ኣብ ልብኻ ቦታ ምሃብ ርትዓዊ ዶ ይመስለካ?ወላ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ነፍስኻ'ዩ ድብል ልዕሊ ነብስኻ ኣይብልን ስለዚ ልዕሊ ማንም ነብስኻ ፍቶን ተኻናኸንን
    ከምዚ ሓውና (ሶሪ ስሙ ስለ ደይሓዝክዎ'የ)ክገልጾ ዝጸንሐ ብዙሕ ራእይን ጠመተን ዘለካ መንእሰይ ምዃንካ'ዩ ገሊጹልና፡ኣብ ህይወት ድማ ሓደ ዓቢይ ዓወት ንኽትጓናጸፍ፡ዓቢይ ፈተና ክትሓልፍ ኣለካ።"ምኽንያቱ ኩሎም ዓበይቲ ዓወታት ውጺኢት ዓበይቲ ፈተናታት እዮም።ካብ ፍቕሪ ምኽሳር ዝዓቢ ፈተና ኣሎ ኢለ ኣይአምንን፡ይኹን እምበር ኣጆኻ፡"ዘለላ ወይኒ እንተዘይ ተጨፍሊቑን ተረጊጹን ነቢት ኣይመሃለወን፡ከምኡ ውን ዓበባታት እንተዘይ ተስይሮም ተረጊጾን እቲ ምኡዝ ጨነኦም ኣይህቡን ከም ዝበለ ኣብድል ካልም' ኣብ ህይወትካ ውን ብዙሕ ፈተና እንተመጸአካ ኣምላኽ ካባኻ ጽቡቕ ነገር ከውጸእ ስለ ዝደለየ ጥራይ ዩ።
    ስለዚ ነዚ ናይ ራህዋ ፍቕሪ ንምርሳዕ።
    ኣብ ብዙሕ ዕዮታት ተጸመድ፡ከም እኒ ስራሕ፡ትምህርቲ፡ላይብረሪ፡መጻሕፍቲ ምንባብ፡ኢንጆይ ምስ ምሳትኹ ወዘተ----
    ዕላማኻ ንዓወት ንምብጻሕ ጠጠው ኣይትበል።ስርሓትካ ሪኣ ራህዋ ኽትምለስ ትኽእል እያ።እንተዘይኮነ" ውን ኣምላኽ ነዓኺ ኢሉ ዝፈጠራ ሓንቲ መሰንገልካ ኣላ እሞ ብጽሎትን ምስጋንን ተስፋን ፍሽኽታን ተጸበያን ተቐበላን።ብዛዓባ ስድራኻ ሕስብ እንታይ ክብሉ ኣብ ዓዲ ጓና ኽፉእ ስማዕ'ዩ።ስለዚ ንህይወትካ ኣብ ፈተና ኣይተእት ሓንቲ ማዕጾ ተዓጽያ ኢልካ ነቲ ብዙሕ ዝተኸፍተ ማዕጾታት ኣዒንትኻ ንኸይሪኣ ኣይተሐርመን።
    I hope You will read this message and get from it Constructive thought.
    Lvu everyone without discriminate!

  • @berieluul4501
    @berieluul4501 7 лет назад +171

    ኦ ሄሪ ሓወይ
    ናይ ብሓቂ ከብድካ ዝበልዕ ዛንታ ኣጆካ ሄሪ
    ዝኮነ ነገር ከቢድ ኢልካ ኣብ ርእስካ ተስፊርካዮ ዋላ እቲ ቀሊል ነገር እዩ ዝከብደና
    ግን ነዚ ሽግር ክትሓልፎ እንተኮይንካ ካብቲ ወዲቅካዮ ዘለካ ጸላም ተባራቢርካ
    ምስ ትትስእ ጥራይ እዩ
    ጸገምካ ክፍታሕ ዝክእል
    ንራከብ ኢላትካ ኣላ ከይድካ ተዛራርባ ኩሉ ጸገምካ ትነግራ
    ብከመይ ከም ዝገደፈትካ ድማ ሙሉእ መልሲ ካብኣ ትረክቦ
    ኣብ ገዛ ታዓጺካ ምጭናቅ ዋላ ሓንቲ ትሩጉም የብሉን
    መን ይፈልጥ ተራኪብኩም ናብ ኑቡር ፍቅርኩም ትምለሱ ትኮኑ ኣምላክ ኩሉ ኣብ ኢዱ እዩ
    ራህዋ ናብ ልባ ተመሊሳ
    ሑሉፍ ፍቅሩኩም እንዳስተማቀርኩም ሑጉስ ሂወት ከተሕልፉ ተስፋ ይገብር 👪👪
    ኣምላክ ምሳኩም ይኩን


    ,✋✋👋👋✋👋

    • @azmarinozeymno1829
      @azmarinozeymno1829 7 лет назад +1

      berie luul rahwa zbhala fqri ayfeltan eyen mzi seb temesasali hiwet aleni kgermeka rahwa zbhala love ayfeltan eyen

    • @berieluul4501
      @berieluul4501 7 лет назад +1

      azmarino zeymno
      Ewa entay da wedey eti shmen tuaum
      Ema kab kebabi rahwa zbahala arhiqna kntefie

    • @rahwahani7916
      @rahwahani7916 7 лет назад

      Azmarino zeymno Eway hawey da kulu seb hadi deyu gen seb aytexirafe haray do

    • @amlesomftwi3193
      @amlesomftwi3193 7 лет назад

      ajoka Heri hawey ezi si abaka tirah aykonen abkulu eu zelo eu gn nikulu mikealu tirah eu. niska niseb aytibedlo. neaka zbelo amlak hizlika alo. nisawin tegaghia ninebsa eya hasya zela nata xelmat eu nzelealem xelmat mexie zeybilu eu. natika gin xibah natka brhan aleka ajoka Heri hawey

    • @mikitsehaye8549
      @mikitsehaye8549 6 лет назад

      azmarino zeymno I agree with you bro

  • @robinwedisultan5089
    @robinwedisultan5089 7 лет назад +1

    ናይ ብሓቂ ሓቀኛ ዛንታ ብጣዓሚ ልብኻ ዝትንክፍ ዛንታ ሆርሞን ከኣ ኣጆኻ እነቃዕ ንስኻ ኣይበደልካያ በዳሊ ከኣ ኩሉ ግዜ ደቂሱ ኣይሓድርን ኢዩ ካኣብ ትብድል ክትብደል ይሕሸካ ስሊዚ ተስፋ ዘይ ምቕራጽ እንተኾነ ኸኣ ትዕረቑ ትኸኑ ።

  • @AlexanderGerye
    @AlexanderGerye 5 месяцев назад +49

    Ab tiktok riekma zmexekum like gerkum hlefu😢

  • @Merhawi-s7c
    @Merhawi-s7c 5 месяцев назад +12

    ኣነ እኮ ኣብ ጊዝኣ ኢየ ሰሚዐያ ግን ሓየሎም ክከውን ኣይተጸበክዎን ብጣዕሚ ሓያል ሰብ ኢካ ሓየሎም ሓወይ ንኩሉ ኪእልካ ኣብዚ ዝበጻሕካ❤❤❤።

  • @swet8698
    @swet8698 7 лет назад +5

    ብጣዕሚ ከብድካ ዝበልዕ ዛንታ ሓወይ አጆካ ድሕሪ ፀልማት ብርሃን ከምዞሎ አይቲ ዘግዕ እና እግዛቢሄ ምሳካ ዩኩን ነታ ሓፍትና ካአ እግዛቢሄር ላብ ልቦናአ ይምለሳ እና አጆካ

  • @ኢትዮዽያሀገሬክብሬ
    @ኢትዮዽያሀገሬክብሬ 7 лет назад +17

    እውይ ያቆብ አጠቃቅማ ቃላት ቡሉጽ ናይበሐቂ ሐቀኛ ዛንታ ብጠዓሚ መሃሪት ሄርሞን ግን ቅድሚ ኹሉ መጀመርታ ንርእስኻ ጽባሕ ዓብይ ተስፋ ከምዘለዋ ጌርካ ሕሰብ አጆኻ ሄርሞን ተስፋኻ አብ ፈጣሪ 🙏

  • @KsanetHadush-e2f
    @KsanetHadush-e2f 5 месяцев назад +20

    ሕጂ ጽብቅ ምህላው ደስ ይብል
    27/5/24

  • @ማህሌትገብረሚካኤል
    @ማህሌትገብረሚካኤል 7 лет назад +2

    ኣጆካ ሄርሞን ሓውና ተስፋ ኣይትቁረጽ።እግዚአብሔር ዝሓዘልካ ኣሎዎ ናሃትካ እውን ክትከውን ትክእል እያ። እንተዘይኮይና እውን ኣምላክ ረሲዑ ኣይርስዕን ናዓይ ትኮነኒ ፍጠረለይ ኢልካ ብትግሃት ጸልይ ካብ ዝተጻሓፈልና ወጻኢ የለን።ስለዚ ጠንካራ ኩን ዝሓውና።

  • @lamekmichael738
    @lamekmichael738 5 месяцев назад +32

    Kab tik tok zmexaka nayi haftom hawna ms agateme natey aya ms bele hawna zmexaka aleka do😢😢😭😭

    • @suzizaki3245
      @suzizaki3245 5 месяцев назад

      Ane

    • @kuluhalfayeyu180
      @kuluhalfayeyu180 5 месяцев назад

      Ane

    • @AronKebid
      @AronKebid 2 месяца назад

      ትኽ ኢለ ካብ ቲክቶክ መጼ ከብደይ በሊዑኒ

  • @ምስገንዘብአይፍጠርንሰብከ

    ያቆብ ዳውት ድባሃል መንእሰይ ከፀልለኒ ደልዩ ግን ብዝከነ ብውሽጠይ ቡዙሕ አድኒቀካ አለኩ ተወሳኪ በዚ ዝፎትወን ዝዓበኩሉክ ቋንቋ ትግርኛ የድንቀካ ካብ እትዮ መጀመርያ እንኳዕ ብሰላም መፃአካ ማርርር

  • @muzithaile7201
    @muzithaile7201 7 лет назад +6

    መጀመርታ አቲ ኩሉ ዝክእልን ዝፈቅድን ልዑል ፈጣሪ አዩ አሞ፣ጾርካ ኣብ ቅድሚኡ ኣራግፎ። ይርዳኒ ካብ ከተተግብሮ ክትብሎ ይቀልል ምክንያቱ ኣነ ብደገ ኮይነ ዘማክረካ ዘለኩ ሃፍትካ አየ፣ ወላዳ ኩሉ ጸሊምቱ ይርያካ ይሃሉ፣ ዉሉዱ ዘይድርቢ ፈጣሪ አዩ ዘለና። ናይ ጽባሕ ሂዝልካ ስለ ዘሎ አዩ ካብ ኩሉ ሕማቅ ፈተናታት ክሳብ አዛ ዕለት አዚኣ ብምሕረቱ ዘጽንሓካ። ኣጆካ ሄርሞን ሓወይ፣ ፈጣሪ አዛ ዓለም ሰላሙ ይሃብካ፣ ንኩሉ ጸላም ብርሃን ኣለዎ፣ ተበዳሊ አምበር በዳሊ ኣይትኩን ምክንይቱ ኩሉ ሳአ ዓስብካ ካብ ላዕሊ አዩ፣

  • @omermohammed5036
    @omermohammed5036 7 лет назад

    ናይ ብሓቂኢ ከብድካኣ ዝበልዕ ዛንታኣ ሓወይ ናተይ ኣጆካኣ በርትዕ እዚኢ ንኩላትናኣ ዘጋጥም እዩኡ ኣነአ ውን ከም ሰበይ ዓቅመይ ውስ ክብለካ ሓወይ ናተይ ናብ ኣምላክ እንተአ ተጸጊዕካኣ ኩሉኡ ግዝየአ ኣብ ህይወትካኣ ሕጉስ ክትከውን ኢካኣ ንምንታይ ጊን ን ህይወትካ ንሞት ትፈርዳኣ ኩሉ ግዝየአ ጽቡቅ ክትምነአ ኣይ ትጸበአ ሕማቅ ከጋጥመካኣ ከም ዝክእል ውን ኣይ ትዘንግዕ

  • @Srafiel
    @Srafiel 5 месяцев назад +5

    እዚ ወዲ ድምጻዊ ድያ ሓቀይ ዋላ ኣብ ሓደ ቃለ መሕተተ ታሓትቱ ነይሩ መስለኒ ❤❤❤kab titok eye mexye wala ane

  • @selamawittekle8762
    @selamawittekle8762 7 лет назад +162

    ደቂ ሰባት ንዝወርደና ነገር ናብ ረብሓና ለዊጥና ጥራይ ኢልካ እዋይ ዘረባ ኣድኒቀካ ሓወይ ዓለም ረብሓ ጥራይ መሊኣ እንታይ እሞ ብዝኮነ ጽቡቅ ዛንታ ምስ ትህርቱ ቀጽሎ ኣጆካ

  • @Mebrathom
    @Mebrathom 5 месяцев назад +17

    ካብ tiktokዝመጻእካ ኢድካ ሓፍ ኣብል

  • @mariyammariyam8280
    @mariyammariyam8280 7 лет назад +2

    ኣካእሎ ይሃብካ ፈጣሪ ሄሪ ሓወይ .ማራ መሳጢት ዛንታ ያቆባ . ቀፅለሉ...!!!

  • @freselamfkriyutmnitey5134
    @freselamfkriyutmnitey5134 7 лет назад +61

    Ajoka Hermon hawey fkrti kebid eka entekone gn hmak aytkun ajoka trrr bel heri 😍

  • @lidyamebrahtu3085
    @lidyamebrahtu3085 7 лет назад

    Danke yaqoba
    Hermon hawey kea ajoma aythmek ab alem kulu ms zefqron zdelyon znebr neru tezkewn kndey senay neru. Eti zbelexe mkri gin ms nebsika mzrab eyu. Gize wesidka nay bhaki ms nebska tezareb schu eti qnu wsane kit rekbo eka. Bzabeye kea amlak ezi kulu nsenayey eyu geriwo bel schu kit ewet eka.

  • @Sada-uf4tj
    @Sada-uf4tj 5 месяцев назад +51

    Kemzi kemay hji zirakumo ajuka beluwo

  • @habtomkahsay3250
    @habtomkahsay3250 7 лет назад

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣኻእሎ ይሃብካ ሓወይ ነብሰ ቅትለት ፍታሕ ኣይኮነን ስለዚ ከምዚ ዓይነት ነገራት ድማ ዓቕልን ትዕግስትን ተጻዋርነትን ዝሓትይ እዮም እሞ ንስኻ ድማ በርትዕ ብሓቦን ጽንዓትን ተጓዓዝ ንውሽጥኻ ድማ ከም ኩሉ ሰብ ማዕረ ክተፍርን ክትሰርሕን ከም እትኽእል ኣእምና ብተወሳኺ ክብለካ ዝደሊ ድማ ኣብ ዓለም ኩሉ ግዜ ጥልመት ኣሎ ነዚ ፈሊጥካን ተረዲእካን ድማ ነብስኻ ክተጸናንዕን ስምዒታትካ ክትገትእን ይምሕጸነካን ይመኽረካን ስለዚ ኣጆኻ ኣብ ዓለም እቲ ዝኸበደ ነገር ጥልመት ኢዩ ይርደኣኒ ኢዩ ግን ከኣ ዝወረደካ ኣሜን ኢልካ ምቕባል ኢዩ። ከምዚ ምስ ረኸቡ እዮም ኣቦታትና ዝሃበካ ዶ ይኸብደካ ዝበሉ። በርትዕ ጽናዕ ትባዕ ጎበዝ ኩን ኣጆኻ ኣይትሕመቕ ብዙሕ ድማ ኣይተስተንትን ብዙሕ ምሕሳብን ምስትንታንን ምትካዝን ናብ ካልእ ኣንፈት ኢዮም ዝወስዱኻ እሞ ብዙሕ ኣይትሕሰብ ኣይትጨነቕ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን።

  • @luitigrweytitdf6510
    @luitigrweytitdf6510 5 месяцев назад +12

    ቅደም አንደየ ሰሚዕያ ናይቲ ብቀረባ ዘፈለጦ ሓየሎም ኮይና ምስ ጸነሕተኒ ግን ገሪመኒ ኣብ ጹቡቅ ኩነታት ሰል ዘሎ ቲ ኣዝዩ ዝሕጉስ ዩ ኩለኩም ኣጆኩም ዞም ይሕዋተይ ኩሉ ሓላፊ ዩ ብፍላይ ዞም ኣወዳትና ሂወትኩም ኣብ ጓል ኣንሰተይቲ ጥራይ ተሞርኮስ ኣይኮነን ጀጋኑ ኢኩም ኩሉ ተጸሩ ነበሰይ ወኪል ደንግጸለይ ኢለካያ ዘይትደንግጽ ፍጥረት ተለያ ጓል ያ ኩለን ደማ ኣይኮነን ሰልዚ ንሰደራኩም መጻኢኩም ጠምቱ ምርጫኩም ኩሉ ኪአለካ ምጥንካር ጥራይ ይኩን ዘን ብሂወት ሰብ ተጫዋታ ተላገጻ ካኣ ሉቦና ይሃብክን በስ

    • @Abeba-16f
      @Abeba-16f 5 месяцев назад

      መን እዩ ሓየሎም ዝያዳይ 😢

    • @luitigrweytitdf6510
      @luitigrweytitdf6510 5 месяцев назад +2

      @@Abeba-16fደራፊ ዩ ካበተን ደርፉ ከም ደም ሰኒ ትበል ኣላቶ ተፈለጠዮ ተኮይንኪ ከሙኡ ዘይምሰል የፍለጦ የ ናይታ ዘፈቀራ ጓል ሰም ራህዋ ኣብ ገጹ ተወቂጠዎ ዩ ከገረመኪ

    • @Abeba-16f
      @Abeba-16f 5 месяцев назад

      @@luitigrweytitdf6510 ክገርመኪ አነስ ኣይፈለጥክዎን ነይረ እዛ ዛንታ ካብ ዝስምዓ 3 ዓመት አቁፅረ ኩሉ ግዜ ንያቆብ ክስምዖ ከለኹ ንዑ ይዝክር ኣበይ ኮን ይህሉ ይብል ነይረ ትማሊ እየ ፈልጠዮ ቅድሚ ሐዚ ሪእየዮ ኣይፈልጥን ኣብ ግንባሩ እውን ሓቂኺ እኺ ናታ ምኻኑ ኣይፈለጥኩን እምበር አለዎ ኣብዚ በቕዑ ምርኣይና ተመስገን ንስብ እኳ መምህር ኮይኑ ግዜ ዳኛ

    • @shraabraham8894
      @shraabraham8894 4 месяца назад +1

      ​@@luitigrweytitdf6510 ኣሎ ዶ ሕጂ ብሂወት

    • @luitigrweytitdf6510
      @luitigrweytitdf6510 4 месяца назад

      @@shraabraham8894 አወ ኣሎ ኣብ ጹቡቅ ኩነታት ሎሚ ዳኣ

  • @michaelgiday9341
    @michaelgiday9341 7 лет назад

    ናይ ብሓቂ ከብድካ ዝበልዕ ዛንታ ሄሪ ሓወይ : ኩሉ ግዜ ደቂ ሰባት ክንወድቅን ክንትስእ ንበር እዩ ዓለም ንፍቅራት ኣይትከውንን እያ : ይፈልጥ እየ ፍቅሪ እንተደሊካ ተፍቅር እንተደሊካ ትገድፎ ሂወት ኣኮነን : እዚ ማለት ግን ሓንቲ ግዝየ እንድሕሪ ወዲቅካ ቡኡ ገርካ ትጠፍእ ማለት ኣኮነን ከመይ እልካ ካብ እቲ ዘለካዬ ጸልማት ትትስእ ግን ናትካ ዓቅልን ተስፈን ከይቆረጽካ : ካብቲ ወዲቅካዬ ዘለካ ምትሳእ ከድልየካ እዩ: ሓደ ካብ ክት ገብሮም ዘይብልካ ነገራት ንራህዋ ነበር ኣፍቃሪትካ ጠቅሊልካ ክትረክባ የብልካን : ወላ ንሳ ክትረክበካ ፍቃደና ትኩን እምበር ክትረክባ የብልካን : ነብስ ቅትለት ምፍታን ናይ ሰናፈት እዩ : ተሲእካ ካብቲ ውዲቅ ካሉ ዘለካ ሀ እልካ ሓድሽ ሂወት ኽትመርሕ ምጅማር ከድልየካ እዩ : ድሓር ካኣ እስከ ንነብስካ ተመሊስካ ሕተታ ንስካ በዳሊ ነርካ እንተትከውን ቀሲነክነብር ወይ ርግእ ሂወት ክመርሕ ይክእል ዶ እልካ እስከ ንነብስካ ምሕታት ክድልየካ እዩ : ስለዚ እዛ ሰብ እዚ ኣብ ሙሉእ ሂወታ ቅሳነት ዘይብሉ ወይ ዘይርግእ ሂወት ምራሕ ማለት እዩ : ድሓን ኣጆካ እንቃዕ ካብ በዳሊ ምካን ተበዳሊ ክትውን ኡዩ ዝምረጽ መክንያቱ እቲ ዝበደለ ኣብ መሉእ ሂወቱ ቀሲኑ ክነብር አዩ እልካ ዘይሕሰብ አዩ : ኣጆካ እድካ ክትህብ የብልካን : ኣጆካ ሄሪ ሓወይ ተስፈ ይገብር ናትካ ሓድሽ ሂወት ክትመርሕ ::

  • @AzuGere
    @AzuGere 5 месяцев назад +3

    ካብ tik tok እየ መፅየ ብጣዕሚ ዘገርም ዛንታ እዩ

  • @kidanewelday4404
    @kidanewelday4404 7 лет назад

    ሰላም ሃዉና ሄርሞን ብጣዕሚ ከብድኻ ዝበልዕ ዛንታ ኢዩ ኣጆኻ በርትዕ ፍቅሪ ከቢድ ከምኻኑ መጠን ጎኑ ጎኑ ትጻዋርነት ዝሓትት ስነ ኣእምሮ ኪናት ኢዩ ዘይ ምጭናቅ ጥራይ ጾሎት ኣዘዉትር ጽንዓት ሓቦ ክህልወካ ይምነ ኣምላክ ይሃግዝካ ፈተነ ቅትለት ናይ ሰነፋት ኢዩ ወድሓንካ ዓወት ይምነየልካ

  • @ክብድልኣይደልንእቲዝብድሎ

    ኣጆኻ ሄሪ ሃወይ ነብስኻ ኣይትህሰ ቅድም ነብስኻ ኣፍቅር ንነብስኻ ዘይተፍቅራ እንተ ኾይን ኣብ ልዕሊ ራህዋ ፍቅሪ ከምዘይብልካ በዚ ኣረጋግጽ ፣ማለት ንነብስኻ ቅድም ከተፍቅራ ኣለካ ፣ልክዕ ከምቲ ንራህዋ ዘፍቀርካያ ንነብስኻ ኣፍቅራ፣
    ልክዕ ከምቲ ኣብ ልዕሊ ራህዋ ዘለካ ሓልዮት ንነብስኻ ሕለየላ ፣ሽዑ መልሱ መፍትሒኡን ክንጽረልካ እዩ ።ንነብስኻ ተፍቅራ ዶ ???? ምስ ነብስኻ ተዛራረብ ነዚ መልሲ ሃበሉ= ብድሕሪኡ ጾርካ ነቲ ፈቃር ልዕሊ ነብሱ ዘፍቀረና ጸገምካ ግለጸሉ ብዘይ ብኡ ምንም ዝኸዉን ነገር የለን ናብኡ ተወከል ህድእ ኢልካ ሕሰብ ንእግዚአብሔር ለምኖ እሞ ሽግርካ ክፍትሓልካ እዩ ኣጆኻ ንእግዚአብሔር ዝሰኣኖ ነገር የለን እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን ሓወይ ናተይ

  • @mehariteklehaymanot5766
    @mehariteklehaymanot5766 5 месяцев назад +1

    ናይ ያቆብ ዳዊት ዝጻሓፎ ዛንታታት ኩሉ ሰሚዐዮ እየ ነዚኣ ካኣ ኣብ ቲክቶክ ናተይ ኢያ ዝብል ምስ ራኣኹ ይደግማ ኣለኩ

  • @filmonhabregabr9439
    @filmonhabregabr9439 7 лет назад +5

    heru ሓወይ ኣብ ኩላትና ኢይ ዘሎ ከምዚ ሓንቲ ዝብለካ ግን ነዝ ፍቅረካ ኢንተ ኣፍቂርካ ዘይ ሕማምካ ኢካ ተጥሪ ሕጂ ግን ዘለካ ኣኪብካ ብሓድሽ መንፈስን ብሕጉስ መን ፈስን ሂወትካ ሓደ ኢልካ ጀምር ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን

  • @abaditesfa1286
    @abaditesfa1286 7 лет назад

    ኣጆካ ሄሩ ኪንደይ ገርና
    ሓቢሕቢና፡ኪንዲ ሰብ ኣብጽሕና
    ኣፍና ገድፋና ኣፋ ኪነዕንግል
    ጸኒህና።ጥልመት ክህደት ኣጋኒፍና ።ኒሪኢ ኣሎና
    ኣብዛ ጎደሎ ኣለም ኢሞ ኣጆካ።
    ኢዳ ኪትፍደ ሚካና ጊን ኣይቲዘኒግዕ።
    ኣምላክ ተናዲ ተፍቅረካ ክህበካ ኢዩ።
    ኣጆካ ሞራልካ ኣይተሳዓር ፡
    ክበሃልካ ኢዩ

  • @Hawalafilime
    @Hawalafilime 5 месяцев назад +11

    ኣጆካ ሓንቱ ቃሉ❤ሓወይ

    • @embabaabraham5069
      @embabaabraham5069 5 месяцев назад

      Nay kale seb zanta eyu nay haylom zebhal eyu 😍

  • @salama-jd9pi
    @salama-jd9pi 5 месяцев назад

    ናፍቅሪ ነገር ዘፍቀረ ብቻ እዩ ዝፈልጦ አጆካ ሓወይ ጠካራ

  • @luwamamanuel7417
    @luwamamanuel7417 5 месяцев назад +3

    Kndey kem zsemaenaya abza amet 2024. Nmrggax like rgexlu deki tebaetyo yehwatna kea ajekum uffffff amalk fkri baelu ykre ybelelna

  • @berekethadish2918
    @berekethadish2918 6 лет назад +1

    ብዝኮነ ሀአሩ ሓወይ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበርልና ብምቅጻል ኣጆኻ ሰብ ዕቅሙ አዩ ዝገብር ንስኻ ካኣ ዕድልካ ተኮሊፉ ማለት ኣይኮነን መሊስካ ሓቦን ኒሕን ክትገብር ኣለካ ብዝክነ ኣይተማርአር ብዝካኣለካ መጠን ብግልጽነትካ ቅኑዕ ሰብ ምካንካ ግሉጽ ሂወት ይምነየልካ።

  • @mussiehabte4186
    @mussiehabte4186 6 лет назад +12

    ሄሪ ፍቅሪ ከቢዲ እኮ እተ ኮነ እቲ ሓደ ማእጾ ክዕጾ ኮሎ እዩ እቲ ዝበለጸ ማዕጾ ዝክፈት ኣይትሕመቅ ኣምላክ ምሳካ ይኩን፡፡

  • @natilaaman6173
    @natilaaman6173 3 года назад

    ሃሪ ሓውይ ንሕና ደቂ ሰባት ውህብቱና ኣይነልልን ኢና ፡ እቲ ናትና ውህብቱ እንተንልኒ ግን ወድቀት ኣይምሰንበረን ፡ ሰላዝ ንሳክ ፍቅሪ
    ኣብ ፍቅሪ ወዲቅ ኢልካ ሓጺር ሓጺር ኣይትሕሰብ ንስክ ናይ ትማሊ ሃሪ ኣይኮንካን ናይ ጽባሕ ሃሪ ኢካ ሰለዚ ሓወይ ናተይ ኣጆካ ኣብ ሕሉፍካ ኣይትንበር ።

  • @Lifes_lessons7
    @Lifes_lessons7 5 месяцев назад +12

    ሓየሎም eri-power 🤝🏽

  • @domozfeday146
    @domozfeday146 6 лет назад +2

    ብጣዕሚ ደስ ትብል ልብወለድ ኣጆካ ካኣሎ ሓጺር ውሳነ ኣይትወስን ድሕር ግዜ ክትማሓየሽ ኢካ ኢብለካ ሓዊና

  • @mhretgebrekidan7044
    @mhretgebrekidan7044 5 месяцев назад +3

    ሎሚ የ ሰሚዐያ ዋናኣ ምስ ረኣኩ ሞ ገሪሙኒ ❤❤❤

  • @sebmeksebeyuloveyou3581
    @sebmeksebeyuloveyou3581 7 лет назад

    Thanks more yacob hawena nay bahki hermon hawena ka ajoka tebe hiwet betileter eya ajoka tray

  • @MESERET-FLTET
    @MESERET-FLTET 7 лет назад +86

    ዝኸበርካ ሓዉና ሄርሞን።
    ታሪኽካ ቡዙሕ ተሰሚዕኒ ክብሎም ዝደሎኹ ዉን ክሳብ ዝሰዎሩኒ እዩ ገርኒ።ከመይሲ ቅድሚኻ በዚ ጉዳይ እዚ ኣብ ስዕረት ክወድቁ ስለ ዝትዓዘብኩ እየ።ሓንቲ ብርግጽ ኮይነ ክብለካዝደሊ እዚኣ ጥራይ እያ፡
    #ንስኻ ጽባሕ እቲ ዝበለጽካ ሰብ ኢኻ።
    ኣብ ሂወት ኪሉ ግዜ ሓደ ማዕጾ ክዕጸወና ከሎ ናይ ግድን ሓደ ማዕጾ ይራሓወልና እዩ። እቲ ጸገም ዝኸዉን ግን፡ ነቲ ዕጹዉ ጥራይ ስለ ንጥምት እዩ።
    ሓደራ ግን ነቲ ዝታዓጽወ ማዕጾ ኣይትጠምቶ ።በቲ ካልኣይ ተከፊቱ ዘሎ ማዕጾ ደሊኻ ዉጻእ ። ናይ ሰነፋት ዉሳነ ኣይትወስን።
    ያቆባ ኣንበሳ ካኣ ኣይትጥፋኣና ቆጸራ ምጥላም ካኣ ንዮዉ በላ ኢኻ ። ሰንበት ክንጽበየካ ኢና የዕሪብናያ።

  • @Mum81Alemeyy
    @Mum81Alemeyy 5 месяцев назад +1

    ካብ ቲክቶክ ናተይ ምስ በለ ኢየ ክሰምዓ መጽየ😢😢

  • @bgtgh4654
    @bgtgh4654 6 лет назад +4

    ክብድካ ዝበልዕ ዛንታ እዩ ንስብ አሚንካ አይንበሪይ ን እግዚአብሔር አምላኬ አሚንካ ንወትሪ ለዘለአለም ሑጉስ ክትኮን እካ እይዞካ ሓወይ ማዓርይ

  • @fyorighirmay448
    @fyorighirmay448 7 лет назад +1

    Ajoka heri hawey amlak msaka ykun nsa awn hmak dyu agatimwa xbuk hade amlak ayu zfelt slezi ajoka yakob dawit hawna kea yekenyelna kabana zgedd seb kem zelo temesgen knbl kem zelena tezakakrena tanksss

  • @meri96
    @meri96 5 месяцев назад +67

    😢 27/5/2024

  • @aronyemane5580
    @aronyemane5580 7 лет назад

    hebu hawey nska hanti aygeberka srah nay amlak eka serihka amlak nenhdkum tefaqeru u zbl so bkemu u fqri zkebdeka zelo hji ane kbleka zdeleku neti hiwet zseqoal fetari temeleso ab betu temeliska mseu mnbar yhsheka abu hiwet alo nkulu zerese gbu u bro , yakubi hawey neaki u amlak ayni lbinaka yebyelka tanks more bro

  • @andomkiros5476
    @andomkiros5476 6 лет назад +3

    ሄሪ ሓወይ ኣጆካ ኣምላክ ሒዝልካ ኣሎ እታ ናትካ ክትመጻካ ኢያ

  • @j.e6072
    @j.e6072 7 лет назад +1

    Thanks more wedi dawit Abi seb...Hermon kea ajoka tesfa aytuqrex bertiee...💪

  • @kingtheking221
    @kingtheking221 5 месяцев назад +4

    Kabi tikitok zimexkum like 👍

  • @bihontewelde6691
    @bihontewelde6691 5 лет назад

    U will never give upppp bro u are one of the,most important people u can ever meet in the worlde .why nebska tewadk nemen,ketmo regxnga ye kabe zi zelekayo neger ente wexika zeblex spciale one kemtkewen,resaya gule hesret teray u deftewela kemzi nay zemene Geladyater zenbere atesasba kemu u fewsen neaa normal seb eka ne family kan neanan gen belux seb eka, adevance formula fore total succes ,tesfa yegber herrrryyy

  • @user-wz3mb1fw9p
    @user-wz3mb1fw9p 7 лет назад +26

    ሄሪ ሓወይ ኣጆኻ ወላ'ዃ ኣፍቅራ እንበር ፡ፍቅሪ ሰብ ጎዲልካ ፡ንነብስኻ ኣይትህሰ።ማለት ፍቅሪ ኣብ ገዛእ ርእስኻ ምፍቃር'ዩ ዝጅምር።ንነብስኻ ተፍቅራ እንተዄንካ ኢኻ ሕጉስ ሂወት ዝህልወካ ፡፡ከምኡ ድማ ጽባሕ ንግሆ ንሂወትካ ዝጠቅሙ ጸጽብቁ ጥራይ ኢኻ ትገብር።እዚ ምስ ትገብር ብ ሰብ ክትፍቅርን ክትፍቶን ሰባት ክፈትዉኻን ከፍቅሩኻን ይጅምሩ። ኣብ ጉዕዞ ፍቅሪ ግን ክትዕወትን ክትወድቅን ንቡር'ዩ።ምናልባት ግን ድሌታታ እንታይ ምዃኑ እንተ ትፈልጥ ጽቡቅ ኔሩ ።ተዘይኮይኑ ግን ቀዳምነት ንነብስካ ኣፍቅራ ክቡር ሓወይ ።ኣምላኽ ከም ልብኻ ይሃብካ ።ወደሓንካ
    ያቆባ ከኣ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ስለቲ ጽቡቅ ስራሕካን ተገዳስነትካን thanks more

  • @temesgenandebrhan4181
    @temesgenandebrhan4181 7 лет назад

    መደብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ መሃሪ ዝኾነ መደብ እዩ ያቆብ ሓወይ።
    ሄርሞን ሓወይ ድማ ኣጆኻ፡ ኣብ ዓለም ምሉእ ዝበሃል ነገር የለን፡ ደቂ ሰባት ነታ ሓጻር ናይ ምንባር ዕድል እንወሃባ ኣብ ብዙሕ መሳልል ናይ ሂወት ኣቲና ሕማቕን ጽቡቕን ክንርኢ ግዴታና እዩ፡ ነቲ ሕማቕ ዝረኸብናዮ ከምጽቡቕ ጌርና ክንሪኦ እንተ ፈቲና ጥራይ እዩ ድማ ኣብ ዓወት ከብጽሓና ዝኽእል።

  • @alemhabsaweit9228
    @alemhabsaweit9228 7 лет назад +26

    #ኣለም ይባሃል ካብ ትግራይ
    ንመጀመርያ ግዜሳብስክራይብ ዝገበርክዋ እንትህሉ እዚኣ እያ ምክንያቱ ሓቀኛ ታሪክ ወይም ኢ ልበ ወለድ ክሰምዕ ደስ ይብለኒ
    ብምቅፃል ደሞ ኣጆካ ሄሪ ሰባት ከምዝበልናዩ ከይኮነስ ኣምላክ ዝበሎ እዩ ዝኮን እና ኣጆካ ጠንካራ ኩን ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ።

    • @bahtagrmay1313
      @bahtagrmay1313 6 лет назад

      ያቆብ ሓወይ ኣነ ብጣዓሚ እኻ ትምስጠኒ
      ሓንቲ ማዓልቲ ክረኽበካ ይደሊ ብፈስትቡክ ድዩ ዋላ ብመሰንጀር ይደሊ
      ገለ ዝብለካ ኣለኒ ከተዘትወለይ ምስ ናይ ቡጸተይ ኣነ ባህታ ግርማይ ኢልካ ኣድ በለኒ ያቆብ ሓወይ በጃኻ

    • @bahtagrmay1313
      @bahtagrmay1313 6 лет назад +1

      ሄርሞን ካብ ሕማቅ ውሳነ ክትውስን ትሓስብ
      ምኽሪ ኣፍቃሪትካ ስማዕ ተባዕ ኩን
      ምስ ተባኻ ካኣ ኣፍቃሪትካ ነበር ገለ
      ከምትብለካ ወይ ከምትምላሰካ ኣይጣራጠርን ትባዕ ኩሉ ይካኣልዩ
      ሞት ኣደ ከማን ዝካኣል

    • @ስላምጓልተምቤን
      @ስላምጓልተምቤን 2 года назад

      ❤😘

  • @makumehari9049
    @makumehari9049 6 лет назад

    ዋውውውውው እንቃዕ ብደሓን መጸካ ያቆባ ሓውና
    ሄሪ ሓወይ ኩሉ ዝወረደካ ቀልል እኮ እንተዘይኮነ ግን ህውት ማለት መሳናክል ዝበዝሖ ኩርኮሕ እዩ ግን ንዝወረደካ ተመስገን እልካ ምቅባሉ እዩ ድሓር ካኣ ኣብ ዓለም ራህዋ፡ጸገም፡ቅሳነት፡ጭንቀት፡መካይድ እዮም ነዝኦም ብከመይ ትብድህ እዩ እንቃዕ ተበዳል ኮንካ እንቃዕ በዳል ኣይኮንካ ማለት ነቲ ሰብ ዝበደሎ ኣምላክ ንጽብቁ ሰለ ዝቅይሮ ናይ ሎም በደልካ ናይ ጽባሕ ዓወትካ እዩ ሶ ኣጆካ ሞት ኣደ ከመኣን ይርስዓ ንዓኣ ርስዕካ ሓደሽ ህወት ፍጠር ፈቃር ስለ ዝኮንካ እቲ ናይ ኣምላክ ፍቅሪ ወትሩ ኣብ ዝራካ እዩ ኣብ ዘለካዮ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።

  • @jessykudussolomonjessy5573
    @jessykudussolomonjessy5573 7 лет назад +22

    ያዓቆባ እንካዕ ብድሓን መጻእካ ናፍቂናካ ኮ ብፍላይ እቲ ዑፍ በረኻ ዝጥዕም ድምጽካ ሒጂ ካ ሓደስ ሒዝካልና መጺእካ ኣጆካ እቲ ሞራልን ላይክን ቀጻሊ ዩ ንስኻ ጥራይ በርታዓልና ሃየ ነተባብዓዮ።

  • @ያልተፈታውህልሜ-ቈ6ኸ

    ወይ ጉድ ብጣዕሚ የሕዝን ዘይሓሰብክዎ እንባየ ጨረሰኩት ቁሰለይ ነኪእካዮ
    ፍቅሪ ፈላጢኡ ይፈልጦ እግዛብሔር
    አምላክ ምሳካ ይኩን ንዓአ ካዓ ናይ ኢዳ ይሃባ ፈጣሪ ኡፍፍፍ… የኔ ነገርሰ ምን ይሆን መጨረሻው ? የኔ ጉድሰ መቸ ይሆን የሚያልቀው? አሕ

  • @samsomabraham533
    @samsomabraham533 7 лет назад +13

    ኣጆካ ን ሸይጣን ዕድል ኣይ ትሃቦ፡
    ንድሕሪት ኣይ ትጠምት ኣይ ትዘክር ውን ከምዚ ኢየ ነይረ አንዳ በልካ ኣይ ተዕልል ከምዚ ኢየ ክከውን በል፡
    ወላ ሕጂ ን ሂወትካ ከተድሕን ኢላ ሐራይ ተበለትካ ጽባህ ንጉሆ ከ ሞ፡
    ዘይ ትፈትወካ ሓቂፍካያ ተሓደርካ ከ አንታይ ክገብረልካ፡
    በቃ ግደፋ ነዓካ ትመስል ድለ፡
    ኣጆካ ነብስካ ምጥፋአ 1# ሓጥያት 2# ስድራካ 3# ሂወትካ በዓቢኡ። du sollst nach denken.

  • @tsegarezene9080
    @tsegarezene9080 7 лет назад

    Ajok Herman hawey egzibher amlak kredaki iyu nutka enteda ilwa ktmlesek iya tesffa keytkers zehwey 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼💒💒💒

  • @Tblextube
    @Tblextube 6 лет назад +14

    Hi Hermon! I've heard all your stories and I feel sad. Sometimes, we may love the wrong person & sometimes, we may cry over the wrong person. But in the end, it is those mistakes that will help us find the right person!!! So stay cool & enjoy your Life!!!

    • @henokberhehenokberhe6301
      @henokberhehenokberhe6301 2 года назад

      Berte damber aytsar meza gual ka entetqbxa mmerexkulka zhalefe halifu iyu nkalay gize blbka keytxawet msnay yqretu

  • @iloveyoudad5243
    @iloveyoudad5243 5 лет назад

    እፍፍፍ ኣጆኻ ዝሓወይ ብጣዕሚ ዘሕዝን ዛንታ ዩ ተስፋ ኣይትቑረፅ እ,ር ምሳኻ ይኹን ማዓረይ

  • @wintamekonen5003
    @wintamekonen5003 7 лет назад +4

    Omg hermoney hawey ajka wela esa tkdeti egzbheri natka zblo alo eska teray enka aybdlkaya embei hermoney hawey ajka nisa ka egzbher balu kfrda eyu enta btnkol enta bknana zgbrto ajka hermoneyy hawey abi gonka alen ajka bza gal aytcenki Kulo egzbher yfelto eyu Etay kemzkonka ❤❤🙏❤🙏👌

  • @brhinkesete5735
    @brhinkesete5735 7 лет назад

    Ajoka bedahayo hermon kulu nay fetari eu so thanks yakoba

  • @weditestsegu3457
    @weditestsegu3457 7 лет назад +6

    Ab sweiz ke kemizi alo diyu emo amlek misana yekun ajoka ka heri sebey like ka habuni

  • @ቅድስቲሙራኤል
    @ቅድስቲሙራኤል 5 месяцев назад +1

    ካብ tiktokሓንቲ ቃሉ ናተይእያ ክብልስለዝሰማዕኩእየ ንካልኣይግዜ ክሰምዓ መፂኤ 😢😢😢

  • @Erilove15
    @Erilove15 7 лет назад +9

    ኣጆካ ሄርሞን ሓወይ ዓልም ደርሆ እያ ን ገለ ትሓቁፍ ን ገለ ትተኩብ ፍቅሪ ዉን ዕጫ እዩ እዩ ን ገለ ፈቃር ጋል ተጋንፎ ን ገለ ፈቃር ወዲ የጋንፋ ኩሉ ነገር ከም ፍቃድ ኣምላክ እምበር ከም ድላይካ ኣይኮነን ን ስካ ትባዕ ተስፋ ውን ኣይትቁረጽ እምበር ከስ ዓለም ብ ተስፋ እያ ን ራህዊት ውን ርከባ መን እፈልጥ ተጣዒሳ ትከውን ኣሉታዊ ዝኮነ መልሲ ተሱሚዕካ ውን ብ ዓቅሊ ትዕግስትን ክትሰግሮ ፍትን ያቆባ ውን ቀጽሎ ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ኢካ ተመሓላልፍ እሞ የቀንየልና

  • @habenbahta25
    @habenbahta25 7 лет назад

    ያቆበይ ስሑል ድምጹ ከመይ ቀኒካ ተናፋቂ ሓወይ እንኳዕ ድሓን መጻካ, ብምቅጻል ነሆማ ሓወይ ኣጀካ ኣብ ህወት ከም ዝሓሰብካዮ መዓስ ኮይኑ ከም ዝኮነልካ እዪ ዝንበር እኮ እልዎ ኣብርሃም. ከም እንሓሰቦ እተዝከውን ነይሩ ኣብ ህወሃትና ዝኮነ ሽግር ኣይምገጠመናን ነሩ።

  • @wedibelih7205
    @wedibelih7205 7 лет назад +17

    ኤቼ ሓያል መሳጢ ዛንታ ,ኣነ ክብለክ ዝደሊ ሄርሞን
    ኣቃልን ፈቃርን ንጽባሕ ትሓስብ ጥራይ ኩን
    ንምታሲ ገዲፋትኒ ኢልካ ነብስካ ኣይተዋድቅ
    ንክትውንና ኣቅሊ ክሓተካ እዩ ኣጆካ ክትረክባ ውን
    ዓቢ ትስፋ ኣለኒ ግዲፋትኒ እልካ ኣይትጨነቅ
    ሕማቅ ነገር ውን ኣይሕሰብ ኣምላክ
    ይሓግዝካ ከም ዋንጫ ክትውንና(ርኢቶና ኣይንብቀቀሉ )

  • @ያለድንግልማርያምአማ-ጘ3ዀ

    ኣጆካ ሄርሞን ሓወይ ንዓለም ሕማቅ ከይረከብካ ፅቡቅ የለን እግዚአብሔር ሓሳብ ልብካ ከሰምረልካ ትምኒተይ ዩ ዓክ ናይ ዛ ዓለም ነገር ኩሉ ነገር ነቱ ሩህሩህ ጋይታ ገደፋሉ

  • @habtomhaile6890
    @habtomhaile6890 7 лет назад +4

    ኣፍቃሪ ማለት ከምዚ ከማካ ዩ ሃወይ ናተይ በዓቢኡ ቲ ፍቕሪ ኣስተማቂርካዮ ኣለካ ፡ ኣጆካ በርትዕ ካልእ ምዕራፍ ናይ ሂወት ክፈት ፡ ሓንቲ ጋል ሄዋን ኣብ ዓለም ከም ዘላ ገርካ ኣይትሕሰብ ፡ ፍቕሪ ኩናት እዩ ፡ኣብ ኪናት ካ ምስዓርን ምውዳቕን ኣሎ ፡ ስለዚ ኣመላክታትካ ኣስተኻኽል ።

  • @afewerkiseltene
    @afewerkiseltene 7 лет назад

    yeah fekri husume ewe gene ajoka bertea. abza chenawite alem bealka nenebeseka ente zey halikala tegemtila eya chey chey tebeblelka emo ajoka tesfa aytekurexe fetari aminka zeykeyere yelene.
    courage Henry br!!!!!!!!

  • @zzsweety1969
    @zzsweety1969 7 лет назад +3

    Ajoka heru hawna edka nab amlak hab shu kulu ktkuelo eka. Shueu amlak hayli khbeka u amlak msaka ykun hawey natey

  • @meksebey854
    @meksebey854 5 месяцев назад

    Nay Bhaki dmxawi haylome hawey jgna ika Amlak edmen tunan yhbka🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙Kemzi gerka Natka zanta nahwatka mkfal btaemi mehari zanta tesfa moral kulu zelwo.

  • @mihretabkessete7860
    @mihretabkessete7860 7 лет назад +8

    Wawwwwwwww entay smae eyu wedey mara kebdka tbelie eya gin ajoka hawey bertie tbae tray mesenakil zeyblu yelen edmen tienan tray yhabka ezi himak nay seytan hasab kea yeblo himak aythseb eka nisa kea gega mealti wiela

    • @galkebari643
      @galkebari643 7 лет назад

      አጅከ ሀሪማን ሕውይ ኩሉ ናይ አምለክ ኣይ ስለዝ ተስፍዪ ስንቅይ ተስፍይ ሕይለይ አንድበልክ ትጋዕዝ mamehre kaynka euy ajka xebhe negho zehylka sab ketkwen eka

  • @sweetmesiye1357
    @sweetmesiye1357 5 месяцев назад

    Uffff 😢 ዘይረሳዕ ዛንታ ኡፍ መሸም ሰብ ሲ ኣብ ዉሽጠ ቡዙሕ ኢዮ ዝጸውር ኣየ ክመልሰኩም /5/2008 እዋይ እዛ ግንቦት ሲ ንፉቁራት ኣይትከውንን ኢያ😢

  • @furtunafutsum7789
    @furtunafutsum7789 7 лет назад +16

    Hermon hawey libi aebya tetmelisa xbuk hiwet kitmerhu tesfa ygebr tmles kea tkewn tezey temelisa gn hermon hawey ab hiwet xbuk kegatmeka tray aykonkan tgoaz bexaru kea hmak alo hmak abzegatmeka gn zeymbrkak wela ko kebid tekone tesfa keykorexka mgoaz elamaka mhram tray eyu lkie kemti eshok b eshok tenrkisu zeexie nzegatmeka xegemat msti zhalefkayo anexaxro kabu zkelele elka eyu kihafo eye kabzi zkefie aymxae elka shigrka akallo ms gzia zeyrisae yelen xelotka nabti lewahn fekarn amlakna ykun n keargelka wn lemn kulu kekllelka eyu zhawey ajoka good luck 🙏

    • @ikbenikikkomuiteneri3095
      @ikbenikikkomuiteneri3095 7 лет назад +2

      Furtuna Futsum ja nay bhaki xubuk aleki kulu halafi eu heri hawey kea ajoka dahan entay nebska aytewadiq ajoka fkri dea 60% qanza eu ......................

    • @ikbenikikkomuiteneri3095
      @ikbenikikkomuiteneri3095 7 лет назад +2

      Furtuna Futsum niccc

    • @efremamine5121
      @efremamine5121 7 лет назад

      Furtuna Futsum 👍✍

  • @kflomhntsa6217
    @kflomhntsa6217 4 года назад

    ኣታ ኩቡር ሓዉና ኣጆካ ኣቅሊልካ ራኣዮ ኣምላክ ምሳካ ይኩን

  • @ጸዋርኩንልበይ-ጘ8ዀ
    @ጸዋርኩንልበይ-ጘ8ዀ 7 лет назад +2

    ሓወይ ኣጆካ፡ ን ጽባሕ ትወግሕ ጸሓይ ጠምታ ,ሞ፡ ናይ ምሸት ዉን ድገማ በበይኑ ሕብሪ ኣለዋ ፡ ግን ድሕሪ ጽባሕ ንግሆ ዉን ረኣያ ፡ ከምቲ ናይ ሎሚ ሕብሪ ኣለዋ ፡ስለዚ ሄሪ ዉን ኣብቲ ናይ ንግሆ ሕብሪ ኒርካ ሕጂ ከኣ ኣብቲ ናይ ምሸት ሕብሪ ኣለካ፡።
    ድሕሪ ጽባሕ ግን ሓድሽ ብራቅ ክትከውን ኢካ ሞ፡ ተሲእካ ናይ ምንባርካ ጉዕዞ ፈትኖ ።

  • @abrhiswedieriboy9215
    @abrhiswedieriboy9215 7 лет назад +2

    Welcome Enka bdhan mexka yacob hawna brhan gexu awli zmwexu tum dmxu 👍 heri hawna ka Ajoka fkri trir eka ente kone nska gen Ajoka berti trr Bel 😘

  • @abielt962
    @abielt962 7 лет назад +15

    Wellcom Yacobey Nafiknaka!!!!!

    • @abielt962
      @abielt962 7 лет назад

      Ajoka Heri Hawey Kiniat Fekarat Tiumat Sebat Tebedelti eyom abza haxar minbar

  • @yoawrateo6140
    @yoawrateo6140 5 лет назад

    Ma Dear Bro
    Fekar lbi mwnanka hyab fetari eyu Fekar Lbi ab kunuat sebat tray eyu zrkeb
    Gin eta b fetari ztewahabetka nebsi bgezae edka nmot enteferidkaya xbah ngho ab kidmi fetari kithtetela eka
    Ajoka kulu nger nab fetari gdefo
    Mejemerta nebska kab hmak negerat eleya
    Kulu ab hiwetka zegatmuka negerat kitmeharelom dea ember kitchnekelom yeblkan
    Zegatmeka zebele kulu nxbuka eyu
    I HOPE ONE DAY U GONNA WIN❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @gidugualyesusgidugualyesus6690
    @gidugualyesusgidugualyesus6690 6 лет назад +4

    ክላትኩም ኣብዚ ዘልኩም ሄሪ ሓወይ ውን ናይዚ ዓለም ተመሊኡ ኣይምልእን ኢዩ እቲ ሓቅኛ ኣፍቃሪ ሎሚ ክነግረኩም ንሱ ከኣ እቲ ፍቅሩ ብግብሪ ዘርእየና ኣብ መስቀል ሓዲግ ስማይ ሓድግ ምድሪ ጥልጠል ዝበለ ንዕኡ ናብኡ ተጽግዑ ክሉ ኽጥዕመኩም ምክንያቱ ኣነ መስክርየ
    እቲ ካብ ሞት ትድሕን ዘልካ እግዚኣብሄር ነርማል ክትነብር ስክት ከተፍቅር ገለ ጥራይ ኣይኮንካክን ተፈጥርካ ብዝሕ ዕላማ ኣለዎ ኣምልክ ሕጂ ግን ናይ ሞት ድሕሪ ሕጂ እይትፈትን እዚ ግን ፍቅሪ ? ? ? ? ? ፧ ፧ ፧ ? ? ? ?

  • @ንፋቐርዶለናAbiwedjomie
    @ንፋቐርዶለናAbiwedjomie 7 лет назад +1

    ቀጽሎ ሓወይ ብሩቕ ብዝያዳ ኣናብባካ ዝህል ተዝብል ዝያዳ ምመቀረ ኣንበር መሳጢን ምሃሪን ብራቮ

  • @AbiEkuley
    @AbiEkuley 5 месяцев назад +2

    Ajoka hawey nty amlak hayli yhabka 🙏🙏🙏

  • @Umihayti
    @Umihayti 5 месяцев назад

    ሓየሎም ሓቄኛ ኣፍቃሪ ድሕሪ ኣብ ግንባርካ ዘላ ብሽም ራህዋ ዝተወቀጥካያ ምስ ራእኩ ካብ ሽዑ ኢየ ሓቄኛ ኣፍቃሪ ሙካንካ ኣሚነ ኣጆካ ሓይሊ ሃወይ❤❤

  • @dejuwedieri4842
    @dejuwedieri4842 7 лет назад +38

    ኣጆካ ሄሪ ሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣነ ክብለካ ዝደሊ ንስካ ፈቃር ሰብ ኢካ እንተኮነ ግን ምሳካ ትከይድ ኣይረከብካን እንተኪእልካ ረስዓያ ካልእ ሂወት መስርት ንምንታይ ንመሕነቅቲ ሂወትካ ተትፍእ ንሰይጣን ዕድል ትህቦ ሓወይ ናተይ እዚኣ ጋል ብልቢ ከምተፍቅራ ስለ ዝፈለጠጥክል ኢያ ትመዝነካ ዘላ ስለዚ ምስኣ ድኮነ ርክብ ናይ ተለፎን ዝኮነ ይኩን ዕጸዋ ካብ ሓንጎልካ ሰርዛ መሊአን ዶ ከለዋ ኣውልድ የሕዋትና ነዓካ ትመስል ርኢካ ሓዝ ዝሓወይ

    • @geriehaile3496
      @geriehaile3496 7 лет назад

      ማሚተይ ክብረት ሂወተይ ናይ ልበይ ይፈትወኪ

    • @habtomteklegergs7431
      @habtomteklegergs7431 6 лет назад

      ajoka zehawey amlka alo meska tesfa aytkrs tekbelint kelwka alo hant mealit thgosla degam ajoka berta ey zeblika

    • @ስላምጓልተምቤን
      @ስላምጓልተምቤን 2 года назад

      🙏🏼

  • @azebgebrezghi5622
    @azebgebrezghi5622 3 года назад

    ኣጆካ ሄሪ ሓወይ ትርር ዳኣ በል ኣምላክ ክሕግዘካ ኢዩ

  • @helentaib6750
    @helentaib6750 7 лет назад +30

    Hermony gual tekhyed gual temxie, . Not everyone who u deeply love ,will love u back. don't expect ppl will feel them same way as u feel for them. Accept the fact she's not urs and believe u deserve someone who will love u as much as u love her . it's not the end the of the world, look around u and u will find someone better.

    • @tesfalemdebshu9452
      @tesfalemdebshu9452 7 лет назад +1

      hellu shikor kemzmesleni ane tray eye abzi bota English understand zgebr hh just for funny
      bzkone haftey gual ante
      kedet gual ktmexa tkal eya gn fqri zrsa do ymesleki mlamad eyu Gele ybehal nseb ktlemdo Kea gzi yedlyeka ksab tlemdo kea mamuna abchnqet aloka ab chnket ante halika ke ms seb ktall ktshq tkal do ante zeysihqka ante zeyallilka ke nseb men mukanu tfelto do bzuh huto alo bzkone be strong heri Bro afrihkumuna nezi Fqri riana kemzey reanayo bgobo nhalfo alona

    • @helentaib6750
      @helentaib6750 7 лет назад +1

      Tesfalem Debshu I totally understand ur point hawey it's true it's not easy to forget the love u had for someone. But from my perspective it's not impossible to overcome it too cuz nafsena kem zaminya eu zekhwen which means most of the time if the person who his hurt made himself believe that he can't love again or accept the circumstances he won't be able to move on with his life. Again I'm not saying its easy to forget but think about it not everyone u loved will be loyal to u 💯 percent.

    • @messigalgirmay4865
      @messigalgirmay4865 7 лет назад

      @Ajka "heri "Hawey amelki mesaka Yekni "

    • @kahedamhiwetbalatoli8704
      @kahedamhiwetbalatoli8704 5 лет назад

      Kkkkkkkk

    • @abrahamhaile1703
      @abrahamhaile1703 5 лет назад

      I am appreciate u your ideas 😍

  • @ንስካኢካፍቅረይናይብሕተይ

    ኣጆኻ ንኩሉእግዚአብሔር ዘሓዘልካ ይህልዉ ሓወይ !
    እት ሙቅር ዕላልኹም ብጣዕሚ የምስግን ክብራት እህዋተይ ❖!

  • @abelabel1812
    @abelabel1812 7 лет назад +4

    ፡ዝዓርከይ ሸንፈትካ ዘደርቢ ዛንታ አዩ፡ፍቅሪ ቃልሲ አዩ ንነብስኻ ኣይትንበር፡እንተ ዘይ ኮይኑ ኣብቲ ባሕሪ ልብኻ ድንጎላ ኣእቱ።

  • @awitamehari4258
    @awitamehari4258 7 лет назад

    ብሓቂ ከብድካ ዝበልዕ ዛንታ እዩ ኣጆካ ዝሓወይ ብወገነይ እንታይ ክብለካ ይክእል ዘይተፍቅረካ እንተ ኮይና ንስካ ክትገብሮ ዘለካ በቃ ግደፋ ግን ኣይትቀየመላ ጻዕዳ ይጽናሕኪ በላ ናይ እግዝኣብሔር ፍቃዱ ሰላ ዘይኮነ እዩ ተመስገን እልካ ጥራይ ተቀበሎ ዝኮነ ይኩን። ኣጆካ ሰብኣይ እካ ድሕሪ ጸልማት ብርሃን ከምዘሎ ኣይትዘንግዕ፡ እንተ ሂወትካ ግን ናይ እግዝኣብሔር እንበር ናትካ ኣይኮነትን ሰለዚ ካብዝ ናይ ዲያብሎስ ሓሳብ ክትሰምዕ ይርብልካ ድሓር ከኣ ንስካ ድኣ እንቃዕ ኣይበድልካ እንበር ጽገም ዝብሃል ይብልካ እታ ቅንዕቲ ጋል ንዓካ ዝበል እግዝኣብሔር ክምጽኣልካ እዩ እንተ ክእልካ ቤተ ክርስቲያን ተማላለስ እቲ ጸጋማትካ ከኣ ንእግዝኣብሔር ንገሮ እሞ ንዓካ ድስ ዝብለካ ክህበካ እዩ 2) ኣብ እትጭነቀሉ ግዜ ከኣ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ ማቴዎስ 6 (Matthew)
    19-21፤ 34 ዘሎ ኣንብቦ ።፥መዝገብካ ኣብ ዘለዎ፡ ኣብኡ ድማ ልብኻ አሎ። ስለዚ ብልዒ ኣብ ዘይበልዖ፡ ነቐዝ ኣብ ዘየንቅዞ፡ ሰረቕቲ ዅዒቶም ኣብ ዘይሰርቅዎ ኣብ ሰማይ ደኣ መዝገብ ግበሩ እምበር፡ ብልዒ ኣብ ዚበልዖ፡ ነቐዝ ኣብ ዜንቅዞ፡ ሰረቕቲ ዅዒቶም ኣብ ዚሰርቅዎ ኣብ ምድሪ ንኣኻትኩም መዝገብ ኣይትግበሩ።
    22፤ ናይ ስጋ መብራህቲ ዓይኒ እያ። ዓይንኻ ጥዕይቲ እንተ ዀነት፡ ብዘሎ ስጋኻ ብሩህ ይኸውን።
    23፤ ዓይንኻ ሕምምቲ እንተ ዀነት ግና፡ ብዘሎ ስጋኻ ጸልማት ይኸውን። እምብኣርሲ እቲ ኣባኻ ዘሎ ብርሃን ካብ ጸልመተ፡ ጸልማቱስ ክንደይ ዓብዪ ይኸውን።
    24፤ ንኽልተ ጐይተት ኪግዛእ ዚኽእል የልቦን። ወይ ነቲ ሓደ ጸሊኡ፡ ነቲ ሓደ ይፈቱ። ወይ ከኣ ነቲ ሓደ ተኣዚዙ፡ ነቲ ሓደ ይንዕቕ። ንኣምላኽን ንገንዘብን ክትግዝኡ ኣይዀነልኩምን እዩ።ማቴዎስ 6 (Matthew)
    25፤ ካብ መብልዕሲ ህይወትዶ ኣይትበልጽንን፧ ካብ ክዳንስ ስጋዶ ኣይበልጽን፧ ስለዚ ንህይወትኩም ብትበልዕዎን ብትሰትይዎን ወይስ ንስጋኹም ብትኽደንዎን ኣይትጨነቑ፡ እብለኩም አሎኹ።
    26፤ ነዕዋፍ ሰማይ ተመልከቱ፡ ናይ ሰማይ ኣቦኹም ደኣ ይምግበን እምበር፡ ኣይዘርኣ፡ ኣይዐጽዳ፡ ኣብ ማዕከንውን ኣይእክባን እየን። ንስኻትኩምዶ ግዳ ኻባታተን ብዙሕ ኣይትበልጹን፧
    27፤ ካባኻትኩምከ ተጨኒቑ ኣብ ልዕሊ ቝመቱ ሓንቲ እመት ኪውስኽ ዚኽእል መን አሎ፧
    28፤ ከመይከ ብናይ ክዳን እትጭነቝ፧ ንዕምባባታት መሮር ከመይ ኢሎም ከም ዚዐብዩ ተመልከቱ፡ ኣይደኽሙ፡ ኣይፈትሉ።
    29፤ ምስናይዚ ግና ሰሎሞን እኳ በቲ ኹሉ ኽብሩ ኸም ሓደ ኻባታቶም ከም ዘይተኸደነ፡ እብለኩም አሎኹ።ማቴዎስ 6 (Matthew)
    30፤ ኣምላኽ ነቲ ሎሚ ዘሎ፡ ጽባሕ ግና ናብ እቶን ዚድርበ ሳዕሪ መሮር ከምዚ ገይሩ ዚኸድኖ ኻብ ኰነ ደኣ፡ ኣቱም ጕዱላት እምነት፡ ንኣኻትኩምዶ ግዳ ኣብሊጹ ኣይከድነኩምን፧
    31፤ እምበርከ እንታይ ንበልዕ፡ እንታይ ንሰቲ፡ እንታይ ንኽደን፡ ኢልኹም ኣይትጨነቑ።
    32፤ ነዚ ኹሉስ ኣህዛብ ይደልይዎ እዮም እሞ፡ ንኣኻትኩም እዚ ኹሉ ኸም ዜድልየኩም፡ ናይ ሰማይ ኣቦኹም ይፈልጥ እዩ።
    33፤ ቅድም መንግስቲ ኣምላኽን ጽድቁን ድለዩ፡ እዚ ኹሉ ድማ ይውሰኸልኩም።
    34፤ ጽባሕ ንርእሳ ትጭነቕ እያ እሞ፡ ንጽባሕ ኢልኩም ኣይትጨነቑ። ንመዓልቲ ኽፍኣታ ይኣኽላ። ሰሰናዩ ይምነየልካ ብሩክ ሓወይ እግዝኣብሔር ምሰካ ይኩን።

  • @abrahamhaile7596
    @abrahamhaile7596 7 лет назад +4

    love is not exist bro !love your self,and love your family,love your brother and sister,love God and pray always, make a decision to plan and got to sports 🙏🏻

  • @hani6817
    @hani6817 2 года назад

    ኣጆካ ሓወይ ሂወት ኮሙኡ ያ ፈጣሪ ይሓግዝካ😔

  • @ahmedadem7961
    @ahmedadem7961 7 лет назад +6

    Ajoka hermonay Hawey Amlak zhazelka aleka abshirka ☝

  • @wedihabtye1618
    @wedihabtye1618 7 лет назад +1

    ኣጆካ ዝሓወይ ንነብስካ ካብ ሎሚ ጽባሕ ኪሓይሽ እዩ ኢልካ የእምና ጽባሕ ድማ ፈጣሪ እቲ ብርሃን ሒዙ ኪመጻካ እዩ ። ያቖባ ድማ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ tegediska neti mehari zkokne xuhafka bmkrabka ajoka keslo eti like, comment ka aynbkekelu

  • @habtomShimendi-zi6xt
    @habtomShimendi-zi6xt 5 месяцев назад +9

    Kab tiktok ena mxina like 👍

  • @hcgf5026
    @hcgf5026 6 лет назад

    እግዚአብሔር አምላክ ይርዳእካ ክምትድልዮ ኩሉ ክእበካ ይምንይ ዝሓወይ አይዞካ ኩሉ ሓላፋይ እዩ