Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
❤❤❤❤
ናብ ውነካ ተመለስ ሐዚ ይሓይሽ
ባንዳ ጥፋእ
Getachew sekaram
Getachew banda hashker abiy
ጌታቸው አንታ ትሕቲ ሰብ ዝኾንካ መራሒ ንሰኻ ዓዲ ግራት ሜሰ ትጭቸልጥ መሬትና ፀላእትና ይወርዎ ውዒሎም መገአሰይ ትገራይ ቆሪሰም ዝሸጡ ትድግፍ አረሰተውዑሉ ፃድቃን ሑመራ ንበላዒ ዝሃበ መበራቅ ትብልዎ መሰዋእቲ ዝኸፈልኩሙሉ ዋ
ዝተጋገየ አዘራርባ : አቶ ፕረዚዳንት ግ.ም.ት አቶ ጌታቸው : ዘዋፀና ሐድነትናን ሕብረትናን እዩ ኢሎም ተባሂሉ ይስተኻኸል ። መንዩ ጉጅለ ደብረዕንክሊል ህወሐት ጌሩ : ጉጅለ ጌታቸው ድማ ህወሐት ከምዘይ ኮነ ጌሩ ዝገልፆ : ናይ ሐደ ወገን ውግንና : ወይ ስሕተቱኩም አርሙ ::
፧መጀመርታ ናብ ዓደ ልተፀጋካ ዕንክሊል ልበልካ ንስካ ዒካ ንስካ ዒካ
ሃቢርካ ምስ ጌታቸው ረዳ ጉጅልኡን ምስራህ አይካአልን ጠላማት እዮም ክትአምኖም አይትክእልን። ህጂ ዘሎ ምስ ደብረጽዮን ሰአብቱን ተደራጅካ መስመርካ አጠናኪርካ መሬትካ ልምምላስምቅላስ እዩ ዘድሊ። ናይ ጌታቸውጉጅልኡ አብቁጽጽር ምእታው ወይ ከአ ምእላይ እዩ ዘድሊ። ልእርቂ ኢሉ መጺኡ ዘሎ ዶ/ር አብርሃ በላይ አይትስምእዎ ጊዜ ከጓትት ታብ አቢይ ተልኢኩ ዝመጸ እዩ አባርርዎ ባንዳ እዩ ንባእሉ።
Getachew DeA # 1 Ne zereba!😏
ጌታቸው በመሰተ ዓዝፍዘፍ ሰለዝበለ ምንጭብጫብ ብምኸንያት ደገፍኩም ሃቡ አብቁሸት አይተሸጎጡ
ዮሃንስ ሱኽ በል ኣፍንጫኻ ከይትስበር
ፋራ አባቅ ጥፋእ
Hasawi kedae banda muchmuch sekaram
Kmn፡ ማጆሪቲ ዝባሃልዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም ብዙሓት ናብ ሓደ ነገር ውሑዳት ኸዓ ናብ ካሊእ እንትኾኑ መረጻ ይግበርሞ ዝበለጸ ድምጺ ዝረኸበ ሳዓራይ ዝዋሓደ ኻዓ ተስዓራይ ይኾኑ ንስኻትኩም ግና ነጻ መድያ እንተይኾንኩምስ ዋሃቢ ቓል ስለዝኾንኩም እቱ እትጽሕፍዎ ፍትሓዊ ከይኾውን ትገብሩዎ ሓደ ህወሓት እምበር ክልተ የለን ብኽስቶ ዝምራሕባ እንታይባ እናበልኩም ሰብ ተደናግሩ ብፍላይ ኸዓ ናይ ፖለቲካ ዓቕሙ ትሑት እንተኾይኑ መድያ ኢሎም ብዝብል ይደናገር ሕደጉታባ ንህዝቢ ስርሑ ። ህዝቢ ትግራይ እንተኾነ ዓርሱ ስለ ዝፈልጥ ጸገም ዩብሉን ።
ናይ መን ትርቡዕ ለቆታ ኢኻ ኣብ ዘየለ ነገር ደሮና ተቡክኽ? ዓርሲ።
ጌታቸው ዝበሃል ነፋሒቶ እዩ::ሉኣላውነት እንታይ ማለት ምኳኑ ንባዕሉ ከይተረደኦ ምልኻዕ ጥራሕ ኮይኑ ዕድመ ፀገም ህዝቢ የናውሕ ኣሎ:: ሕብሪ ነፋሒቶ ብተመሳሳሊ ኣብ ፃድቃንን ጌታቸው ረዳን ተኾሊዑ እዩ ዝረአ:: ገና ብዙሕ ክገላበጡ እዮም ጉድኣትውን ክቕፅል ክገብሩ ዝወሰኑ እዮም:: ቁርፅኹምስ ፍለጡ ደኣ:: ስብሓትን መለስን ማንታ ኾይኖም ንዓሰርተታት ዓመታት ዝተበቀሉዋ ትግራይ ከምዚ ኣንስቲ ቻይና ክሳብ 9 ማናቱ ይወልዳ እየን ዝበሃል ስብሓትን መለስን ድማ ብቑፅሮም ብዙሓት ማናቱ ንትግራይ ወሊዶምላ:: ኣብ ፖለቲክ ማናቱ ማለት ነቲ ኣታሓሳ ስባ ዘቕፅሉ ካድራትካ እንትትገድፈሉ እዩ:: ህዝቢ ትግራይ ገጢሙዎ ዘሎ ሓደጋ እዙይ እዩ:: መፍትሒኡ ድማ ነዚ ከምዙይ ዝበለ ካብ ሕማም ጋንግሪን ፈሊኻ ዘይረአ ክቑረፅ ጌርካ ወለዶ ክድሕን ምግባር ጥራሕ እያ:: ትውልዲ እዚኣ ኣይትገብርን ንባዕልኻ ብሕማ ም ጋንግሪን ተሳቐ!!!!
ንምታይ ዘይተባህለ መደምደምታ ዕርቂ አብ ሞንጎ 2 ህውርሓት ደብረፅዮን ናይ ፖለትካ ፍልልይ ዘይኮነ ናይ መትከል ፍልልይ እዩ አብ ዝብለሉ ዘሎ ህሞት ጉጉይ ዕርቂ ዝብል ህዝቢ ክተደናግር መሪጽካ?
መናእሰይ ምሰ ዓዲዝሸጡ ትውግኑ ኢደ?ዝኹለይ መሰዋእቲ
ፃድቃን አብቲ ዝሓለፈ ክነደይ ጉድ ሰሪሑ ሕዚውን ንህዝቢ ዐንክሊል ዘበል ዘሎ ዋና ተዋኒያን እዩ
ፋራ ማሃይም
የትግራይ ልሂቃን በሃገራችን ኢትዮጵያ የዘራችሁትን መርዝ ፍሬዉን ገና የበለጠ ታጭዳላችሁ!!!
❤❤❤❤
ናብ ውነካ ተመለስ ሐዚ ይሓይሽ
ባንዳ ጥፋእ
Getachew sekaram
Getachew banda hashker abiy
ጌታቸው አንታ ትሕቲ ሰብ ዝኾንካ መራሒ ንሰኻ ዓዲ ግራት ሜሰ ትጭቸልጥ መሬትና ፀላእትና ይወርዎ ውዒሎም መገአሰይ ትገራይ ቆሪሰም ዝሸጡ ትድግፍ አረሰተውዑሉ ፃድቃን ሑመራ ንበላዒ ዝሃበ መበራቅ ትብልዎ መሰዋእቲ ዝኸፈልኩሙሉ ዋ
ዝተጋገየ አዘራርባ : አቶ ፕረዚዳንት ግ.ም.ት አቶ ጌታቸው : ዘዋፀና ሐድነትናን ሕብረትናን እዩ ኢሎም ተባሂሉ ይስተኻኸል ።
መንዩ ጉጅለ ደብረዕንክሊል ህወሐት ጌሩ : ጉጅለ ጌታቸው ድማ ህወሐት ከምዘይ ኮነ ጌሩ ዝገልፆ : ናይ ሐደ ወገን ውግንና : ወይ ስሕተቱኩም አርሙ ::
፧መጀመርታ ናብ ዓደ ልተፀጋካ ዕንክሊል ልበልካ ንስካ ዒካ ንስካ ዒካ
ሃቢርካ ምስ ጌታቸው ረዳ ጉጅልኡን ምስራህ አይካአልን ጠላማት እዮም ክትአምኖም አይትክእልን።
ህጂ ዘሎ ምስ ደብረጽዮን ሰአብቱን ተደራጅካ መስመርካ አጠናኪርካ መሬትካ ልምምላስ
ምቅላስ እዩ ዘድሊ። ናይ ጌታቸው
ጉጅልኡ አብቁጽጽር ምእታው ወይ ከአ ምእላይ እዩ ዘድሊ።
ልእርቂ ኢሉ መጺኡ ዘሎ ዶ/ር አብርሃ በላይ አይትስምእዎ ጊዜ ከጓትት ታብ አቢይ ተልኢኩ ዝመጸ እዩ አባርርዎ ባንዳ እዩ ንባእሉ።
Getachew DeA # 1 Ne zereba!😏
ጌታቸው በመሰተ ዓዝፍዘፍ ሰለዝበለ ምንጭብጫብ ብምኸንያት ደገፍኩም ሃቡ አብቁሸት አይተሸጎጡ
ዮሃንስ ሱኽ በል ኣፍንጫኻ ከይትስበር
ፋራ አባቅ ጥፋእ
Hasawi kedae banda muchmuch sekaram
Kmn፡ ማጆሪቲ ዝባሃልዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም ብዙሓት ናብ ሓደ ነገር ውሑዳት ኸዓ ናብ ካሊእ እንትኾኑ መረጻ ይግበርሞ ዝበለጸ ድምጺ ዝረኸበ ሳዓራይ ዝዋሓደ ኻዓ ተስዓራይ ይኾኑ ንስኻትኩም ግና ነጻ መድያ እንተይኾንኩምስ ዋሃቢ ቓል ስለዝኾንኩም እቱ እትጽሕፍዎ ፍትሓዊ ከይኾውን ትገብሩዎ ሓደ ህወሓት እምበር ክልተ የለን ብኽስቶ ዝምራሕባ እንታይባ እናበልኩም ሰብ ተደናግሩ ብፍላይ ኸዓ ናይ ፖለቲካ ዓቕሙ ትሑት እንተኾይኑ መድያ ኢሎም ብዝብል ይደናገር ሕደጉታባ ንህዝቢ ስርሑ ። ህዝቢ ትግራይ እንተኾነ ዓርሱ ስለ ዝፈልጥ ጸገም ዩብሉን ።
ናይ መን ትርቡዕ ለቆታ ኢኻ ኣብ ዘየለ ነገር ደሮና ተቡክኽ? ዓርሲ።
ጌታቸው ዝበሃል ነፋሒቶ እዩ::
ሉኣላውነት እንታይ ማለት ምኳኑ ንባዕሉ ከይተረደኦ ምልኻዕ ጥራሕ ኮይኑ ዕድመ ፀገም ህዝቢ የናውሕ ኣሎ:: ሕብሪ ነፋሒቶ ብተመሳሳሊ ኣብ ፃድቃንን ጌታቸው ረዳን ተኾሊዑ እዩ ዝረአ::
ገና ብዙሕ ክገላበጡ እዮም ጉድኣትውን ክቕፅል ክገብሩ ዝወሰኑ እዮም:: ቁርፅኹምስ ፍለጡ ደኣ:: ስብሓትን መለስን ማንታ ኾይኖም ንዓሰርተታት ዓመታት ዝተበቀሉዋ ትግራይ ከምዚ ኣንስቲ ቻይና ክሳብ 9 ማናቱ ይወልዳ እየን ዝበሃል ስብሓትን መለስን ድማ ብቑፅሮም ብዙሓት ማናቱ ንትግራይ ወሊዶምላ:: ኣብ ፖለቲክ ማናቱ ማለት ነቲ ኣታሓሳ ስባ ዘቕፅሉ ካድራትካ እንትትገድፈሉ እዩ:: ህዝቢ ትግራይ ገጢሙዎ ዘሎ ሓደጋ እዙይ እዩ:: መፍትሒኡ ድማ ነዚ ከምዙይ ዝበለ ካብ ሕማም ጋንግሪን ፈሊኻ ዘይረአ ክቑረፅ ጌርካ ወለዶ ክድሕን ምግባር ጥራሕ እያ:: ትውልዲ እዚኣ ኣይትገብርን ንባዕልኻ ብሕማ ም ጋንግሪን ተሳቐ!!!!