I have millions of questions about TPLF and again questions the results of 17 years arm Straggle of TPLF, In what brings to the people of tigray. But this is high level artistic discussion and I understand now the power of tertaraw songs.
ደርጊውን እኮ 100% መሬት ትግራይ የማሕድራ ነይሩ ብድሕሪኡ እንታይ ገጢምዎ እዩ ትዝግድስ:: ናይ ደርጊ Nostalgia እንተልይካ ናትካ ፀገምዩ:: ጠርጣራው is not only artist but a sophisticated politician whom I consider one of a kind!!
Ezi wedi scharmuta hji badme abedna eya xehay baelna abriknaya ena resah alyet 😂😂😂😇 hasad my yehkinakin ena ab megarya tetebiskin ekin bedel lewah hzbi Eritrea ayseddn eu
ጀጋኑና ኣሕዋትና
ኣዝዩ ዝገርም ኣስተምህሮ ዘለዎ ጻንሒት። መሣጢ፣ ጋላሂዉን። ድምጺ ወያነና ከምዙይ ዝበለ ነገራት ሃናጺዩ እሞ ቀጽሉሉ። ምስጋና ንስነጥበባውያን ኣሕዋት ጠርጣራውን ወዲ ሮሚጥን።
እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና ኣሜን ❤💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲💐💐💐💐💐💐💐💐💐
ኣንበረ ኣለክት ብሓቂ ሓርገጽ ዓቢ ገበል 60 ዓመት ሰብ በልዑ ኣብ በረኻን ኣብ ሃገር ምስ አተዌ ዩሁዳ
ደስ ዝብል ፃንሒት ነይሩ ትምህርቲ ዘለዎ ዘይምኖ ውሕልነት ዝተመልኦ ነይሩ ሳልሳይ ክፋል ተዝህሉ ፅብቅ ነይሩ 💐💐💐
ዕድመን ጥዕናን ንአያና ጠርጣራው እኳዕ ሀለኻልና አቦና ቡሉፅ አርቲስትና ፈላሰፋና
ኣነ ከም ኤርትራዊ ሲ ካብ ተጋሩ ዘፍቅሮም ደረፍቲ ገረዝግሄር ገብረጻድቕን ኪሮስን ጠርጣራውን ዮም ምስ ሓደ ረሳሕ ህግደፍ ቅድሚ ሓደ ዓመት ጠርጣራው ሞይቱ ኢሉኒ ሃሰስ ኢለ ምስ ሰኣንክዎ ብጣዕሚ ሓዚነ ነይረ እሞ ጠርጣራወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣቦ ካብ ወድኻ ኤርትራ thanks god ,,,,
አሜን(3)👏 እስሞ ዳኣ እት ናይ ቀትር ሕልሞም እዩኮ ኣጀና ሰላም ያዊርደልና እግዝኣብሔር ኣምላክ🤲
ኡፍ ማራ ደስ ኢሉኒ ወዲ ሮሚጥ ኩልግዜ ባ ምፀና ብዙሕ ታሪኽ ክንረክብ ኢና ዛ ሓፍትና ዶ ካሌእ መደብ ድለዩላ
ዕድሜን ጥዒናን የሃበለይ ፈጣሪ
ጠራጢው ሓሳውን ኣምሰሉን ኢኻ!!!!
ሰላም ሰላም እንዳበልኩም ሕጊ ዘይተኽብሩ: መወዳእትኡ 1ሚሊዮን መንእሰይ ወዲእኩም መጺእኩም:: ኣበይ ሓዊ የእቲኻዮም እዞም መናእሰይ???
Terteraw Sibuh ,Ocean of art Tigray! As well as Mulugeta Kahisay all time heroes! Wishing you long life! We proud of and love you!
አሰይይይ ደስ ክትብሉ ♥️♥️♥️♥️💕🌹❤️ጀጋኑ አያታትና 🙏❤️
ክብሪ ናዓካትኹም ጀጋንና🧚♂️🧚♂️🧚♂️🧚♂️🧚♂️🧚♂️🧚♂️🧚♂️🧚♀️🧚♀️🧚♀️🧚♀️🧚♀️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ክቡራት ወለድና ጀጋኑና😍😍😍💪💪
ዝገርም ምቁር ዛዕባ እዩ
የቕንየልና
ቐፅሉሉ
ጠርጣራው ኽቡር ኸያኒ ኢኻ ኣይትጥፋዕ
Long live guys,
Long live Brothers.
Long live mother of Tigray......
Long live..... Tigray.......................
ጀጋኑ ኣቦታትና ነዉሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ጀግና ኣያታትና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እምበርስ እንታይ ክንገብረልኩም ንኽእል 💛❤🌹👈
ኩቡራት ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና 💊💊💊💊💊💊💊
Best program thank you DW
ዕድሜኩም የነዋሕዮ ኣያታተይ❤❤❤❤❤
Very teaching interview
Thank you Tertaraw and presenters
Thank you so much ❤❤❤! For your service!
What a blessing to see these guys!!!!
Heroes of Tigray, long life for both of you ❤️ 💕💕💕💕💕💕💕💕
አዶ ጀግንነተይ ኪናት ዝሀሰያ ዓደይ ዓይነይ ደሓን ደላ ትግራይ....
ትግራይ ✅️✅️✅️✅️🥰🥰🥰🥰💯👏💯👍👍💖💖💖👏👏👏🇻🇳🇻🇳🇻🇳💝💝💝🙏
My hero ❤️ 🙌
አታ ጅግና እድመን ጥእናን ጠርጣራው
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አበይ ጹሩይ ማይ ክንሰቲ
ፁሩራይ ሃሪ ማዓተበይ ትብል ደሪፊ ናይ አያና ጠሪጣራው ሰቡሑ
ለኽለይ በጃኩም አብዚ ገዛ እዙይ ትሳተፍ
ዕድም ጥዕናን ይሃብኩም ኩለኹም አያታትና ጀጋኒና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💊💊💊👌👌👌👌👌👌👌👌
ኑበሩልና ጀጋኑ 3ተ ምዕራፍ ኣያታትና 💞💞💞
ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ደቂ ዓደይ ሓላላት
ዝ ፈ ት ዎ ስነ ጥበባዊ ጠር ጣ ረ ው 🥰🥰❤️
ኣነ እንድዒ ናይ ጠርጣራው ናይ ክያነ ተኽእልኡሲ ቃላት ይሓፅረኒ ዩ ናብ በረዱ ናብ በረዱ፣ብቖራፅ ጅግንነት ብመትከል ትዕግስቲ ብናይ ሓፋሽ ደገፍ ሸውዓተ ፀላእቲ ወ ዘ ተ
ክፅበ ፅኒሐ❤🎉🥰
My hero and the best singer ever it is really nice to see you. God is great!
My favourite interesting interview 🦁💊💊💯✊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ጀጋኑ ትግራይ መዘና ዘየብልኹም❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤️💛❤️💛❤️💛ጅጋኑ
ዕድመን ጥዕናን ጀጋኑ
ጠራጢው ኣምሰሉን ሓሳውን ኢኻ!!!!
ሰላም ሰላም እንዳበልኩም ሕጊ ዘይተኽብሩ: መወዳእትኡ 1ሚሊዮን መንእሰይ ወዲእኩም መጺእኩም:: ኣበይ ሓዊ የእቲኻዮም እዞም መናእሰይ???
ጀጋኑ 🙌🙏ከየንቲ ትግራይ💔👏👏❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና 1000 ዓመት ንበሩልና ክንፅር ዕላማና ክግውድ ዕብየትና ክሰፋሕ ልቦና ❤❤❤
good job
You are right
ንበረልና ኣያና
Senafe 👍👍👍✌❤❤❤💖💗💞💯
Edamen taenaen yhabkem kbaert weldanen jegnaen 💖💖💖💖💖💖💛💛💛❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰💖💖💖💖💖
Thank you Tertaraw, Mulugeta and DW TV! Good job ! We need to hear more regarding Tigrainian nationalism narrative!
18:50
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💛💛💛❤️❤️❤️💛💛💛
ምድያ መበለፂ መላገጺ ኣይኹን! ትኽክል!!
ጠርጣሬው ጀግና መስተውዓሊ💘❣️
❤❤❤❤❤
🥰🥰🥰⛱⛱⛱🙏🏽🙏🏽🙏🏽💪💪👏🏽👏🏽👏🏽proud of you guys I love you ❤
Wowww it's too short at list give Sbuh 10hrs please what a artist God bless him.
ሐዚውን እቲ ተሶኲዑ ዘሎ ተመን እኒሀ እዩ።
Tertaraw nay bahaki jigna jeganu bahafeSHA KULUKUM
🥰🥰🥰
ደስስስ ዝብል ፃአኒሒት ነይሩ አብት ጥብብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ክቡራት አያታትና
ጀግና ወላዲ ጠረጣራው በኸመዚ አምሑሩን.በዘይ ምምሃሩኩም ተበዲልና.እድመን ጢዕናን.ይምኖ
ጥኡማት ደቂ ናትና እድመን ጥኢናን ብጣእሚ ኢና ንፈትወኩም ንበሩልና።
እዱሜ እና ጤና ይስጣችሁ
Unbelievable...... Tigray be proud, to be mother of those heroes ......
ታሪክ የማፍቃቸው የአንበሶች ስብስቦች ናቸው
ጀጋኑና❤❤💪💪❤❤
ንገረለይ ነዞም ባኣሎም ንባሎም ዝባሉ ከም ዓሳ ባሕሪ
I have millions of questions about TPLF and again questions the results of 17 years arm Straggle of TPLF, In what brings to the people of tigray. But this is high level artistic discussion and I understand now the power of tertaraw songs.
ድምፂ ወያነ ቀፅሉሉ ከምዝኦም ዛኣመሰሉ ኩቡራት ሰባት ብዳይመንዲ ዘይግዘኡ ፈላጣት ኣያታትና ኣሕዋትና ኣዴታትናን ሓሳቦም ናብ ወሎዶ ክሓልፍ ብዘይ ዕረፈቲ ክስረሉ ይግበአኩም ሚድያታትና :: ነዚ ክቡር ኣያና ጠርጣረዉ ስቡሕ ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ኣዴቤተ ርቱዕ ::
Can anyone please find me the music of ጠርጣራው ስቡሕ that has a verse "ሓውልቶም ኣብጎንና፤ ኣይሞቱን ጀጋኑና"
ኣቱም ጀጋኑ 👍👍👍
Tertaraw ❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪🐆🐆🐆🐆🌷🌹🌷🌹🌷🌹💋💋💋💋💋
ሰላም አሕዋተይ ንበሩልና ክበሩልና ❤❤❤
Tigray hager eya nehagar neserah no more war
aye hasot agame
ጠርጣራው ኣቦ ጽንዓት! ኦቦ ትግራይ!
ክብሪን ሞጎስን ይግበእኩም ንተቃለስቲ ሰለስተ ምዕራፍ ተጋዳላይ ጠርጣራዉ ስብሁ ንተጋዳላይ ሙልጌታ ካህሳይ።
YES SIR
እሞ እቶም ዝተሰወኡ ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ሻዕብያ ኮይኖም ናይ ሻዕብያ ኣንፈትን ኣመራርሓን ተኸቲሎም ዶ ኣይኮኑን ተቓሊሶም ተሰዊኦም?ብዝኾነ ሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ትሕቲ ባርነት ኮይኑ ተገዲዱ ዝቃለስ ዝነበረ ሓይሊ ኢዩ።
ሳላኾም:ዝተረፍና:ተሪፍና:እድመ:ጥዕና:የሓብኮም::💪💪💪💪💪💪
Nai behaki jeganu tegaru .
Doctor kneso eyu nayana tertarawu ayana nekbrekan enfetwekan ena selam tenant nmneyelka kemeuwun nwedremuti selamtay kgeltselu yfetu
Kemeze ayenet new tdf
እቲ ቡርቱእ አብ ታሪክ ትግራይ ስነጥበበባዊ ኩለን ትምህርቲ ዘለወን ቅኔ ኮታስ ነፍቅሮ ኢና
Two Legends
Subscribe
ኣብቲ ናይ ዓድኻን መሪሕነትካን ከም ድላይካ ኣስቆርቁረሉ ፡እቲ ብዝዓባ ዓደይን ጀጋኖይን ዝበልካዮ ግን እቲ ከም ሓመድ ክንዝሮ ውፈር ብምባል ህላውኡ ክተጥፍኦ ዝዘመርካ ህዝብን መሪሕነትን ሓሬት ይስተ ዋላ ማይ ርካን ዘግድሰካ ኣይኮነን ፡ክትፈልጦ ዘለካ ጥራይ ጸላእቱ ኣብ ሕምብርቶም ኣትዩ እቲ ንዕኡ ዝሓሰብዎ ኩሉ ክፍኣት ብግብሪ እንታይ ከም ዝመስል ኣርእይዎም ኣብ በሪኽ ምህላዉ ጥራይ ፍለጥ ። ስቡሕ መልሓስ መንእሰይ ትግራይ ንምትላል ሓሳድ ኣካይዳ ማለሊት ኣይትሸፋፍንዎ ፡ዘራጊ ኣካይዳ ሕውሓት ንህዝቢ ትግራይ መከራ ኣርእይዎ ኣኸለ ።
Kondafate usubate telamate Hezbiy Eritrea 🇪🇷 heguse keymeslkum gen mestuo aweredelkum alo tetemahiyrkum.
ዕድመን ጥዕናንንን ይሃብኩሙ ክየንትና
ጠርጣራዉ Legend
ሰንቱን የትግራይ ወጣት በዚህ የሰለለ ድምፁ አሰፈጀው
ስለ ዘመዶችህ አስብ የትግራይ ልጆ ሰለ ህዝባቸው እና አገራቸው ትግራይ የከፈሉት ኩብር መስዋቲ ነው ክብርና ሞጎስን ለጀጋኑ ሰማእታትና!!! የሰላም ድርዱሩ የመጣ በወድሞቻችን መስዋት ነው እናንተ እማ ጠፍተዋል ጋንታኳ የላቸውም ያለ መላሳችሁ የወሰድብን የጦር መሳርያ ስፍር ቁጥር የለውም በአደባባይ ተሸንፈናል ልንል ነው የተፈለገ እሰከ ማለት ያደረሳችሁ ብአንደቤት ብርሃኑ ጁላ አጀግናናናና በዓለም ታሪክ የተመዘገበ 8 ሚለን ለ120 ሚለን ያርበደበደ ትውልድ TDF እንደ እሬት እየመረረህ ጅግንነቱ በአንደቤትህ ትናገራለህ::
Aya mtekel
አርከይ ጠርጣራው ብተፈጥርኡ Active ጠርጣራው 1968-9 ክጋደል ንበረካ ክድሚ ምውፁኡ ሻንቦቆ ተማሂርዋ ፈጣን እዩ ቀልጢፉ እዩ ዝርድኦ ዳሀር ገዛ ሽሞሽን ትህቲ ገዝኦም አብቲ ውሁጅ ዝሀልፈሉ ርባ ነይሩ አብኡ ዝቦቀለ ሻንቦቆ ነይሩ አትዩ ግልፅ ምልፅ እንዳበለ አትዬ እንዳመረፀ 4 ሻንቦቆ ስሪቁ ክኽይድ ሪኤዬ አነ እንዳፈለስቲ ይማሀር ስለዝነበርኩ እንዳተማሀርና ሪኤዬ ብቆልአይ ይፈትወኒ ነይሩ ክትሪኦ ኩፉእ ነገር ኮይኑ ይስማአካ ግን ጥኡም ህዝቡ ክፈቱ ርህሩህ እዩ አሮን
ወይ አለም ክሳቴብርሀን እየ ጠርጣራው
አክሱማዊያን ኢት/ያን ኮይኖም አሚነሙሉን አይፈልጡን
ጠራጢው ኣምሰሉን ሓሳውን ኢኻ!!!!
ሰላም ሰላም እንዳበልኩም ሕጊ ዘይተኽብሩ: መወዳእትኡ 1ሚሊዮን መንእሰይ ወዲእኩም መጺእኩም:: ኣበይ ሓዊ የእቲኻዮም እዞም መናእሰይ???
🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️💟💕💕💕💕
ክክክ ትግራይ 80% ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ኮይና ገሊኡ ዝሕጎሰላ ገሊኡ ድማ ዝሓዝነላ ኮይና ኣላ።ከመይ ኢዩ እቲ ነገር?
Betami Dekimika. 🍼👈
ደርጊውን እኮ 100% መሬት ትግራይ የማሕድራ ነይሩ ብድሕሪኡ እንታይ ገጢምዎ እዩ ትዝግድስ:: ናይ ደርጊ Nostalgia እንተልይካ ናትካ ፀገምዩ:: ጠርጣራው is not only artist but a sophisticated politician whom I consider one of a kind!!
ወያነ ባዶ ክነሶም: ነዚ ወለዶ ሓሶትን ጃህራን ስለዝመሃርዎ: እዚ መንእሰይ ድማ ከም መላእኽቲ : ከም ዘይሰዓሩ ስለዝቖጸሮም ሕጂ እዚ ዲያስፓራ እንታይ ይግበር?? ይሕሱ እምበር : ተሳዒሩ እንከሎ ኣለና ይብል: 1 ሚሊዮን ከፊሉ ዘይግድሶ::
Ezi wedi scharmuta hji badme abedna eya xehay baelna abriknaya ena resah alyet 😂😂😂😇 hasad my yehkinakin ena ab megarya tetebiskin ekin bedel lewah hzbi Eritrea ayseddn eu
ጠርጣራው አቦ ፅናዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ወድ ህዝቢ አነ
ብጣዕሚ ደስ ይብል ግን ኸዓ ንድሕሪት ተዝምለስ ክንደይ ምጠዓመ ።
JEGANUNA WE DAYSPRA PROUD OF YOU:: LONG LIVE AYANA
Kubur abona edme tiena yehabka