Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Eme birhan ab hasabkum ab egrkum ab lisankum ab edawkum ab kulu hiwetkum misakum tikun buxuat abotatey amen walta tewahdo igberkum
ስለ ኹሉ እግዚኣብሄር ይመስገን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንዝረሓቀ ዘቅርብ ንዝቀረበ ዘፋቅር ኣቦ ይግበረልና ናይ ዘመን ኣገልግሎቶ እግዚኣብሄር ይባርኸልና ❤❤
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna kubur memhrna
Amen amen amen Igziabher bietkrstyanan hagernan ybark bselam mefxmtu yerana
ዕልልል ዕልልል ዕልልል ክብርን ምስጋናን ነቲ ልዕል ፈጣሪን እግዚአብሔር ጎይታ ሰራውት ይኸን ኣሜን
እልልልልሎሎ ይደልዎ ይደልዎ ይደልዎ ለሊቀ ጳጳስ ቅዱስ ባሲሎስ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንቤተክርስቲያንን ንህዝብን ብሓድነትን ብፍቅርን ዝመርሑና ይግበሮም! ፍቃድ እግዚኣብሔር ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ይኩነልና ዘመና የጸብቆ ቤተክርስቲያንና ናብ ሓንቲ ሕብረት መንፈስ ቅዱስ ዘምጹ ይግበረልና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣሰሰሰሰስይይይይይይይይይይይ ክብሪ ንእግዛቢሀር ይኹን 🙏🙏🙏 ነቦና ከኣ ዕድመ ዘበኖን የንውሓዮን ይባርኮን ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤💚🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ናይ ሰላምን ፍቅርን ዝመልኦ ኽትጋስዩ ንህዝቢ ኤርትራ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ከምኡ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽና🙏🏿🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቀዳምነት ነቦና ሊቀ ጳጳስ ብጹእ ኣቡነ ባሲሎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣምላኽ ብጸጋን ብጥበብን ይምርሓዮም ሓይሊ ይሃቦም ኣምላኽ
Amen Amen. Amen qale hiwet yesmealna admen tanan nebona selam niHagernan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
እግዚኣብሔር ይመስገን!!!
ኣሜን
❤❤❤❤❤❤እልልልልልልልልልልልል እንኳዕና ሓጉስና ንኣቦና ክኣ ዕድሙንና ጥዕናን ይሃብኪም❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡ ንቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ባስልዮስ እግዚኣብሔር ሠናይ ናይ ኣገልግሎት ዘመን ይግበረልሎም።
ዕልልልል ዕልልልል ዕልልልል ክብርን ምስጋናን ንእግዜኣቤሔር ይኹን 🙏🙏🙏
ስለ ኩሉ ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኩን ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ባሲልዮስ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Elelllllllelelllllllll fetari nay agekglot zemenkum ybark abona 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Temesgen Egzabhier, 🙏🏼 nebottna mulu tenan edmn yhabelna. nhgernan hizbnan ka Egziabher ybarklnan yhalwelnan 🎉❤🙏🏼🎉🇪🇷🙏🏼🇪🇷🎉🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼.
Amen qale hiwet yesmealna, selamn rahwan yfterelna kubura abotatna ❤
Dessss zibl amlak ymesgen nezi zeriayena🙏Ne bona kea nay agolgulot zemenom ybark fetari🙏💒🌺🙏💒🌺🙏💒🌺🙏
Amen qalehiwet yesmalna , ne bona dema egziabher yedgfom ❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ብበረከትን ሰላምን ክመርሑና ኣምላከ ቅዱሳን ምስኦም ይኹን።
እግዚኣብሔር ዝተመስገን ይኩን በረኸቶም ኣይፈለየና ን ኣቡነ ባሲሊዮስ ዘመን ኣገልግለቶም ይባርክ ኣምላኽ
Amen amen amen kal hiwet yesmalna ❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ሰለ ኩሉ እንቋዕ ናብዚ ኣብቀዓና: እግዚኣብሔር ኣምላኽና ንብፁዕ ኣቦና ንሕዝቦምን ንቤተክርቲያኖምን ዝጋስይሉ ፀጋን ጥበብን ይሃቦም ኣሜን³
እግዚኣብሂር ይምስገን ብጣዕሚ ደንጉዩ ከማን
ይደልዎ ❤❤
ኣሜን ቅዱስ እግዚኣብሔር ስሙ ይክበር ይመስገን። ብጹእ ወቅዱስ ፓትራሪክ ኣቡነ ባስልዮስ በረኸትኩም ምስ ኩላትና ደቅኩም ይሕደር ኣሜን ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸሎትኩም ሰሚዑ ሰላምን ፍቅርን በረኸትን የውርደልና። ቅዱስ ሚካኤል ነቶም ዝጻረፉ ልቦና ይሃቦም።
ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን እግዚኣብሔር ዝረሓቁ ብሰላም ይምለስልና ንዘሎዉ ይዓቅበልና ❤❤❤
Amen amen amen 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Aseyyyyy❤❤❤❤❤❤❤ ድመን ጥዕናን ያሃቦም ነዞም ፍሕ ኢልና ዘለና ዝጥሩፉ ይግበሮ።
Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🇪🇷
Amen Amen Amen Abotatna kale hiwet yesmalna ❤ellĺĺlĺlĺ ❤🌷🇪🇷💒
ኣሜን ናብሓቅይ ደስ ዘብል.
እግዝኣቢሄር ዝተመስገነ ይኹን በረከቶም ኣይፈለየና፡ ኣቡነ ባሲሊዮስ ዘመን ኣገልግረቶም ይባርኽ ኣምላክ ኣሜን፡
በስመኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣብ ሂወቶም መሉእ ጥዕና ኣብ ኣገልግሎቶም እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይሃበልና ብጥበቡን ብምስትውዓልን ምስ ኩሉ ጸጋ ሂቡ ዘይከልእ ፍጣሪ ክህበልና እግዚአብሔር ሰናይ ፋቃዱ ይኩን ንሃገርና ክልልቲ ብግርማ ሕጽብቲ መንፍስ ቅዱስ ይግበረልና ንህዝብና ናብ ሙሉእ ሰላም ራህዋ ቅሳነት ዝሓለፍ ከርተት ስደት ምፍልላይ ሕሰም ዘብቅዓሉ ናይ ጽልኢ ምንደቅ ዝፍርሰሉ ፋቅርን ስኒትን ራህዋን ዝነግሰሉ ሰናይ ውህብትኡ እግዚአብሔር ይሃበልና ዝነጠበ ዝጎደለ ብኣፍ ትጉሃን መልኣክቱ ይኣርመልና ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ውስብሓት ለእግዚኣቢሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክብር ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤❤
Amen
♥️♥️♥️⛪️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራት ኣቦታትናን ሊቃውንትናን ንብጹእ ኣቡነ ባስልዮስ ሰናይ ናይ ኣገልግሎት ዘመን ይግበረሎም ኣሜን ።
እግዚኣብሔር ይመስገን ነቦታትና ነዊሕ ዕድመ ይሃበልና።❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Asey Elllllll Elllllll Ellllll ezgaabher ymesgen nabobarna nay agelglot demensomsorg ybarkelna fetari 🙏🙏🙏❤️🇪🇷
🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kalhwet yesmalna hawna ❤❤❤❤
Amen amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እዝግዚኣብሔርን ይመስገን ኣምላክ ይባርኽኩም ኣቦና ሰላምን ብርጽግናን ንህዝብናን ሃገርናን ይኹን ኣሜን
Amen Amen Amen ❤❤❤❤
Edmen tienan yiabom luul Egziabier nai agelgulot zemenom zitebareken zitekedesen yigberelom amen amen amen.
Thank you Lord for the blessing and grace you give us 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Egzabeher Amlak yekber yemesgen, ellllll ellllll ellllll 🙏 🙏🙏
እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ዘራየና። ንብጹእ ኣቡነ ባሲሎስ እንቃዕ ሓጎሰኩም እግዚብሄር ምሳኹም ይኹን።
ሰናይ ዜናን ጥዑም ብሥራትን እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ብፁኣን ኣቦታትና ሃገርናን ቤተክርስትያናን ይሓሉ እግዚኣብሔር 🤍🙌🏾
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
አሰይይይይይይዕልልልልልልልልልልልልልል፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Egizabiher yemesgn abotat xeltkume ayefleyena ❤❤❤❤❤
Egziabiher yemesgen!
እንቋዕ ሕጉስና ጸሎቶምን በረከቶም ኣይፈለየና ብጹእ ወቅዱስ ኣብነ ባሲልስ ።
Eillllllll Eillllllll Eillllllll 🙏
እልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ:: ዕድመን ጥዕናን ነቦና:: በረኸት ናይ እግዚአብሔር አይፈለዮም:: ስላምን አሳልጦን ዝመልኦ ናይ አቦነት ዘመን ይግበረሎም:: በረኸቶም አይፈለየና:: ✝️✝️✝️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🤲🤲🤲🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
Kalehiwet..yesmalna Amen.amen Amen
♥️🙏🏻❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጸፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ። ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦታተይ ሊቃውንቲ። እግዛኣብሔር ኣምላክ ዕድመን፡ጥዕናን ይሃቢም ን(6ይ ፖትርይክ) ቡጹእ ወቁዱስ ኣቡነ ቦሲሎስ። ይግበኦም 'ዩ ሽመት ነዞም ኣቦ፡ምክንያቱ ክንደይ ውርደትን፡ጸርፍን፡መከራን ወሪድዋም ኣብ ሃገራት ምዕራብ። ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መርከብ ሰላምን፡ፍቅርን፡ቅሳነትን ዝኮነት ቤተክርስትያን ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም። ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን !!!
ኣኪዮስ ኣኪዮስ ኣኪዮስ ❤❤❤
❤Amien🎉amien❤ amien🎉
ግብሪ ሃዋ፡20፥28: ወይእዜኒ ዕቀቡ ርእሰክሙ ወኵሎ መራዕየ ዘሎቱ ሤመክሙ መንፈስ ቅዱስ ጳጳሳተ ከመ ትርዐዩ ቤተ ክርስቲያኑ ለክርስቶስሀ እንተ አጥረያ በደሙ። እግዚአብሔር ዘመን ኣገልግሎቶም ይባርኽ! ብሓቂ ደስ ዘብል ዜና፡ ኣብ ዜና ምቅራብ ግን ብጣዕሚ ግዜ ትወስዱ ኣለኹም እቲ ዜና ብዃልኦት ምስ ተዘርግሓ እናኣቅረብኩሞ፡ ሰዓብቲ ልሳን ተዋህዶ ክበዝሑ እንተኮይኖም እዋናውን ግዚኡ ዝሓለወ ዜና ምቕራብ የድሊ፡ ስለዚ ኣይትሕመቁ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን+++ ስም እግዚኣብሔር ኣምላኽና ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን፡ ቅዱስ ኣቦና ከኣ እግዚኣብሔር ሽመቶም ይባርኸሎም፡ ንሃገርናን ህዝብናን ከኣ በረኸቶም ኣይፈለየና።
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Elllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllllll ❤❤❤❤❤❤
ልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤
Temesgenka fearing kulu alem
❤❤❤❤
❤🎉🎉❤
በረከቶም ይሕደረና
😍😍😍
Egziabher ymesgen ❤❤❤
Egiziabeher edemen teenan yhabom nebona senay nay serah kikonelom emine
Egziabher Amlak ymesgen nezi zerayena.Nebona Egziabher Edmen Tienan yihabom
ይቕሬታ ግበሩለይ ግን ዜና ኣብ ምቕራብ ትድንጉዩና ኣለኹም ኣብ ዕለቱ ክስደድ ይግብኦ ነይሩ
ይርሐሰና ብፁዕ አቡነ ባስልዮስ መባልዕትና ይኹኑ ዕድመን ጥዕናን ጹረትን ክእለትን ሂቡ ምኽሩን ጥበቡን ገሊጹ መራሒ መንግስተ ሰማይ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ አማኒ ይግበሮም። ሰናይ ናይ ፓትርያርክነት ዘበን ይግበረሎም።
ብጹእ፡ኣቦና 6ይ ፓትያርክ ኣቡነ ባስልዮስ ንሓዋርያዊ ተልእኾ ናብ ኣውስትራልያ ምስ ከዱ በቶም ጸረ ሓድነትን ፍቅርን፡ዝኾነ፡መሳኪን ወገናት ማይ ምስተገጨቡ ነዚ ድማ ብኣኮቴት ተቀቢሎም ብዘይ ምቅይያር ሕብሪ ገጽ መንገዶም፡ሽዑ ኢየ ቅቡእ ናይ ኣምላኽ ምዃኖም፡ፈሊጠ ኣኪዮስ ኣኪዮስ ኣኪዮስ በአማን ይደልዎም በረኸቶም ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ብስራት እዚ ቀልጢፍኩም ስደዱልና ደኣ ቪድዮ ከኣ ንጽበ
enqae des belena agelgletom yexnayo
ወንበር ብፁዕ ወቅዱስ አቦና አቡነ እንጦንዮስ ሰማእት ዘእንበለ ደም ኮፍ አይከተብለክንን እያ።ዘዝመጻክን ትቀዝፈክን አላ ሕጂ ዉን ባሲልዮስ ተረአ ሐልያ መጺአ አላ ሐያል ኢድ እግዚአብሔር ድማ ከምቶም ዝሐለፉ ክትበጺሐ እያ ግዚኡ ነዊሕ አይክከዉንን እዩ ምስ እግዚአብሔር አብ ህልክ አቲክን አለክን ተሕዝና።ሊቃነ ጥፍአት ንህዝቢ ኤርትራ መመሊስክን ምዓት ተምጻሉ አለክን።
ንቅቡእ እግዚአብሔር ክትዝንጥልን ከተቃልልን ከመይ ወደይ ደፈርካ - በዚ ድፍረትካ ንኣምላክ ዘሕጎስካ ዶ ይመስለካ ይከውን - ምስትውዓል ይሃብካ እምበር እዝስ ኣይኮነን ካብ ኣማኒ ካብ ኣረሜን ውን ኣይትጽበዮን።ዝገብርዎ ኣይፈልጡን ዮም እሞ ይቅረ በለሎም 😢
@@ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ ኣቦና ኣንጠንዮስ ጥራሕ እዮም ተቀቢኦም ካልኦት ውጉዛት እዮም።
@ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ ስማዕ እስከ ክሐተካ ንብፁዕ ወቅዱስ ሳልሳይ ፖትሪያሪክ ሰማእት ዘእንበለ ደም ን17 ዓመታት አሲርኩም መወዳእቱኡ ክአ ቀቲልኩም እሞክአ ወላሐንቲ አበር ዘይብሎም እሞከ ድአ እስኩም እካ እዚ ዝአክል በደል ፈጺምኩም ምንም ዘይመሰለኩምሲ ነዞም ዉጉዛትን ሊቃነ ጥፍአትን ዘንጢልካዮም ክትብለንስ እስካ እምበር ክትደፍር እቲ አምሰሉነት ተላቢስኩሞ ኢኩም ።ሕጂ ዉን ወንበር አቦና አቡነ እንጦንዮስ ከምቶም ኮፍ ምስ በልዋ ዝለቁመጸቶም ነዞም ሕጂ ብድፍረት ደይቦማ ዘለዉ ቁሩር ተዓገስ ስርሐ ክትሰርሕ እያ።እግዚአብሔር ክአ ምስ ሐቀኛታትን ዉጽዓትን እዩ እምበር ምስከምዚ ከማካ ሐሰዉትን አምሶሉታትን አይኮነን።ሊቃነ ጥፍአት ክአ በብሐደ እግዚአብሔር ይልቁምጸን ከምዘሎ ብዓይንካ ትርእዮ አለካ አስተዉዕል ሲነዶስ ድሕሪ አቡነ እንጦንዮስ አብቂዓ እያ።
@@EriHome-fu2zq ብዙሕ ኣሎ ዝተረፈካ ክቡር ሓው ፥ ማስመድያ ዝበሎ ዘይኮነ ፥ ሓቂ እንታይ ዩ ከተጽንዕ ፈትን።
@@መትከላዊ ካብ ስምዒት ወጺካን ብመጽናዕትን ክትዛረብ ፈትን ክቡር ሓው - ታሪክ ኣቡነ እንጦንዮስ ንዓይ ሓዱሽ ኣይኮነን - ኣብኦም እንታይ መረዳእታ ኣለኒ ክኣ ትፈልጦ የብልካን ።"ሕማቅ ግብሪ ንገባሪኡ ሕማቅ ዘረባ ንባሃሊኡ" እኳ ዝተባሃለ ብዙሕ ኣይትጨነቅ ኣምላክ ሰማይ ከሎ ንኩሉ ዝሪኢ - ሂወትና ጥራይ ብግቡእ ንምራሕ ።
Qale hliwet yesmana nebona ka Ame brhan qdsti dngl maryam ms weda msom tkun
ሃሰውቲ፡ንበዓል ቀሲስ ዘሚካኤል መራሕቲ ጌርካስ ጉበኛታት
""ነውራማት"" ምስ መን ኢዮም ተወዳዲሮም"ስርዓት ኣብርሃ ካሳ ዝመረጾ" ኣብ 9 ወርሖም,ብቅዝፈት ከም ዝእለዩ እመኑ " ንሰሱና ብሓሶት ዝኸሰሱ ሓንኻሳት ሽማግለ"ብታሪኽ ዝሰማዕናዮ ብዓይንና ሪኢና ""ደቂ ኤሊ እታ ሓለንጊ ኣብ ልዕሌክን ኣላ !!!ምድረ ይሁዳ ።
18 ጥሪ ከኣ ፖፕ ቴድሮስ II መጺዮም ይቀብኡዎም ይኾኑ መን ይፈልጥ።
ኩሉዚ ተዋሶ ኢዩ
Amen Amen Amen❤❤❤
❤❤❤
🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😏🙏🙏
Eme birhan ab hasabkum ab egrkum ab lisankum ab edawkum ab kulu hiwetkum misakum tikun buxuat abotatey amen walta tewahdo igberkum
ስለ ኹሉ እግዚኣብሄር ይመስገን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንዝረሓቀ ዘቅርብ ንዝቀረበ ዘፋቅር ኣቦ ይግበረልና ናይ ዘመን ኣገልግሎቶ እግዚኣብሄር ይባርኸልና ❤❤
Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna kubur memhrna
Amen amen amen Igziabher bietkrstyanan hagernan ybark bselam mefxmtu yerana
ዕልልል ዕልልል ዕልልል
ክብርን ምስጋናን ነቲ ልዕል ፈጣሪን እግዚአብሔር ጎይታ ሰራውት ይኸን ኣሜን
እልልልልሎሎ ይደልዎ ይደልዎ ይደልዎ ለሊቀ ጳጳስ ቅዱስ ባሲሎስ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንቤተክርስቲያንን ንህዝብን ብሓድነትን ብፍቅርን ዝመርሑና ይግበሮም! ፍቃድ እግዚኣብሔር ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ይኩነልና ዘመና የጸብቆ ቤተክርስቲያንና ናብ ሓንቲ ሕብረት መንፈስ ቅዱስ ዘምጹ ይግበረልና ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣሰሰሰሰስይይይይይይይይይይይ ክብሪ ንእግዛቢሀር ይኹን 🙏🙏🙏 ነቦና ከኣ ዕድመ ዘበኖን የንውሓዮን ይባርኮን ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤💚🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ናይ ሰላምን ፍቅርን ዝመልኦ ኽትጋስዩ ንህዝቢ ኤርትራ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ከምኡ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላኽና🙏🏿🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቀዳምነት ነቦና ሊቀ ጳጳስ ብጹእ ኣቡነ ባሲሎስ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣምላኽ ብጸጋን ብጥበብን ይምርሓዮም ሓይሊ ይሃቦም ኣምላኽ
Amen Amen. Amen qale hiwet yesmealna admen tanan nebona selam niHagernan 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
እግዚኣብሔር ይመስገን!!!
ኣሜን
❤❤❤❤❤❤እልልልልልልልልልልልል እንኳዕና ሓጉስና ንኣቦና ክኣ ዕድሙንና ጥዕናን ይሃብኪም❤❤❤❤❤❤
ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡ ንቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ባስልዮስ እግዚኣብሔር ሠናይ ናይ ኣገልግሎት ዘመን ይግበረልሎም።
ዕልልልል ዕልልልል ዕልልልል ክብርን ምስጋናን ንእግዜኣቤሔር ይኹን 🙏🙏🙏
ስለ ኩሉ ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኩን ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ባሲልዮስ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Elelllllllelelllllllll fetari nay agekglot zemenkum ybark abona 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Temesgen Egzabhier, 🙏🏼 nebottna mulu tenan edmn yhabelna. nhgernan hizbnan ka Egziabher ybarklnan yhalwelnan 🎉❤🙏🏼🎉🇪🇷🙏🏼🇪🇷🎉🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼.
Amen qale hiwet yesmealna, selamn rahwan yfterelna kubura abotatna ❤
Dessss zibl amlak ymesgen nezi zeriayena🙏
Ne bona kea nay agolgulot zemenom ybark fetari🙏💒🌺🙏💒🌺🙏💒🌺🙏
Amen qalehiwet yesmalna , ne bona dema egziabher yedgfom ❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ብበረከትን ሰላምን ክመርሑና ኣምላከ ቅዱሳን ምስኦም ይኹን።
እግዚኣብሔር ዝተመስገን ይኩን በረኸቶም ኣይፈለየና ን ኣቡነ ባሲሊዮስ ዘመን ኣገልግለቶም ይባርክ ኣምላኽ
Amen amen amen kal hiwet yesmalna ❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ሰለ ኩሉ እንቋዕ ናብዚ ኣብቀዓና: እግዚኣብሔር ኣምላኽና ንብፁዕ ኣቦና ንሕዝቦምን ንቤተክርቲያኖምን ዝጋስይሉ ፀጋን ጥበብን ይሃቦም ኣሜን³
እግዚኣብሂር ይምስገን ብጣዕሚ ደንጉዩ ከማን
ይደልዎ ❤❤
ኣሜን ቅዱስ እግዚኣብሔር ስሙ ይክበር ይመስገን። ብጹእ ወቅዱስ ፓትራሪክ ኣቡነ ባስልዮስ በረኸትኩም ምስ ኩላትና ደቅኩም ይሕደር ኣሜን ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸሎትኩም ሰሚዑ ሰላምን ፍቅርን በረኸትን የውርደልና። ቅዱስ ሚካኤል ነቶም ዝጻረፉ ልቦና ይሃቦም።
ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሔር ይመስገን እግዚኣብሔር ዝረሓቁ ብሰላም ይምለስልና ንዘሎዉ ይዓቅበልና ❤❤❤
Amen amen amen 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Aseyyyyy❤❤❤❤❤❤❤ ድመን ጥዕናን ያሃቦም ነዞም ፍሕ ኢልና ዘለና ዝጥሩፉ ይግበሮ።
Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🇪🇷
Amen Amen Amen Abotatna kale hiwet yesmalna ❤ellĺĺlĺlĺ ❤🌷🇪🇷💒
ኣሜን ናብሓቅይ ደስ ዘብል.
እግዝኣቢሄር ዝተመስገነ ይኹን በረከቶም ኣይፈለየና፡ ኣቡነ ባሲሊዮስ ዘመን ኣገልግረቶም ይባርኽ ኣምላክ ኣሜን፡
በስመኣብ ወወልድ ወመንፍስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን
ኣብ ሂወቶም መሉእ ጥዕና ኣብ ኣገልግሎቶም እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይሃበልና ብጥበቡን ብምስትውዓልን ምስ ኩሉ ጸጋ ሂቡ ዘይከልእ ፍጣሪ ክህበልና እግዚአብሔር ሰናይ ፋቃዱ ይኩን ንሃገርና ክልልቲ ብግርማ ሕጽብቲ መንፍስ ቅዱስ ይግበረልና ንህዝብና ናብ ሙሉእ ሰላም ራህዋ ቅሳነት ዝሓለፍ ከርተት ስደት ምፍልላይ ሕሰም ዘብቅዓሉ ናይ ጽልኢ ምንደቅ ዝፍርሰሉ ፋቅርን ስኒትን ራህዋን ዝነግሰሉ ሰናይ ውህብትኡ እግዚአብሔር ይሃበልና ዝነጠበ ዝጎደለ ብኣፍ ትጉሃን መልኣክቱ ይኣርመልና ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
ውስብሓት ለእግዚኣቢሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክብር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏❤❤❤
Amen
♥️♥️♥️⛪️♥️♥️♥️🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራት ኣቦታትናን ሊቃውንትናን
ንብጹእ ኣቡነ ባስልዮስ ሰናይ ናይ ኣገልግሎት ዘመን ይግበረሎም ኣሜን ።
እግዚኣብሔር ይመስገን ነቦታትና ነዊሕ ዕድመ ይሃበልና።❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Asey Elllllll Elllllll Ellllll ezgaabher ymesgen nabobarna nay agelglot demensomsorg ybarkelna fetari 🙏🙏🙏❤️🇪🇷
🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kalhwet yesmalna hawna ❤❤❤❤
Amen amen Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እዝግዚኣብሔርን ይመስገን ኣምላክ ይባርኽኩም ኣቦና ሰላምን ብርጽግናን ንህዝብናን ሃገርናን ይኹን ኣሜን
Amen Amen Amen ❤❤❤❤
Edmen tienan yiabom luul Egziabier nai agelgulot zemenom zitebareken zitekedesen yigberelom amen amen amen.
Thank you Lord for the blessing and grace you give us 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Egzabeher Amlak yekber yemesgen, ellllll ellllll ellllll 🙏 🙏🙏
እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ዘራየና። ንብጹእ ኣቡነ ባሲሎስ እንቃዕ ሓጎሰኩም እግዚብሄር ምሳኹም ይኹን።
ሰናይ ዜናን ጥዑም ብሥራትን እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ብፁኣን ኣቦታትና ሃገርናን ቤተክርስትያናን ይሓሉ እግዚኣብሔር 🤍🙌🏾
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
አሰይይይይይይዕልልልልልልልልልልልልልል፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
Egizabiher yemesgn abotat xeltkume ayefleyena ❤❤❤❤❤
Egziabiher yemesgen!
እንቋዕ ሕጉስና ጸሎቶምን በረከቶም ኣይፈለየና ብጹእ ወቅዱስ ኣብነ ባሲልስ ።
Eillllllll Eillllllll Eillllllll 🙏
እልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ:: ዕድመን ጥዕናን ነቦና:: በረኸት ናይ እግዚአብሔር አይፈለዮም:: ስላምን አሳልጦን ዝመልኦ ናይ አቦነት ዘመን ይግበረሎም:: በረኸቶም አይፈለየና:: ✝️✝️✝️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🤲🤲🤲🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
Kalehiwet..yesmalna Amen.amen Amen
♥️🙏🏻❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጸፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ።
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦታተይ ሊቃውንቲ።
እግዛኣብሔር ኣምላክ ዕድመን፡ጥዕናን ይሃቢም ን(6ይ ፖትርይክ) ቡጹእ ወቁዱስ ኣቡነ ቦሲሎስ።
ይግበኦም 'ዩ ሽመት ነዞም ኣቦ፡ምክንያቱ ክንደይ ውርደትን፡ጸርፍን፡መከራን ወሪድዋም ኣብ ሃገራት ምዕራብ።
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መርከብ ሰላምን፡ፍቅርን፡ቅሳነትን ዝኮነት ቤተክርስትያን ንዘላእለም ክትነብር ኢያ ክሳብ ምጾታት ዓለም።
ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን !!!
ኣኪዮስ ኣኪዮስ ኣኪዮስ ❤❤❤
❤Amien🎉amien❤ amien🎉
ግብሪ ሃዋ፡20፥28: ወይእዜኒ ዕቀቡ ርእሰክሙ ወኵሎ መራዕየ ዘሎቱ ሤመክሙ መንፈስ ቅዱስ ጳጳሳተ ከመ ትርዐዩ ቤተ ክርስቲያኑ ለክርስቶስሀ እንተ አጥረያ በደሙ።
እግዚአብሔር ዘመን ኣገልግሎቶም ይባርኽ! ብሓቂ ደስ ዘብል ዜና፡ ኣብ ዜና ምቅራብ ግን ብጣዕሚ ግዜ ትወስዱ ኣለኹም እቲ ዜና ብዃልኦት ምስ ተዘርግሓ እናኣቅረብኩሞ፡ ሰዓብቲ ልሳን ተዋህዶ ክበዝሑ እንተኮይኖም እዋናውን ግዚኡ ዝሓለወ ዜና ምቕራብ የድሊ፡ ስለዚ ኣይትሕመቁ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን+++ ስም እግዚኣብሔር ኣምላኽና ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን፡ ቅዱስ ኣቦና ከኣ እግዚኣብሔር ሽመቶም ይባርኸሎም፡ ንሃገርናን ህዝብናን ከኣ በረኸቶም ኣይፈለየና።
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Elllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllllllllll ❤❤❤❤❤❤
ልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤
Temesgenka fearing kulu alem
❤❤❤❤
❤🎉🎉❤
በረከቶም ይሕደረና
😍😍😍
Egziabher ymesgen ❤❤❤
Egiziabeher edemen teenan yhabom nebona senay nay serah kikonelom emine
Egziabher Amlak ymesgen nezi zerayena.
Nebona Egziabher Edmen Tienan yihabom
ይቕሬታ ግበሩለይ ግን ዜና ኣብ ምቕራብ ትድንጉዩና ኣለኹም ኣብ ዕለቱ ክስደድ ይግብኦ ነይሩ
ይርሐሰና ብፁዕ አቡነ ባስልዮስ መባልዕትና ይኹኑ ዕድመን ጥዕናን ጹረትን ክእለትን ሂቡ ምኽሩን ጥበቡን ገሊጹ መራሒ መንግስተ ሰማይ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ አማኒ ይግበሮም። ሰናይ ናይ ፓትርያርክነት ዘበን ይግበረሎም።
ብጹእ፡ኣቦና 6ይ ፓትያርክ ኣቡነ ባስልዮስ ንሓዋርያዊ ተልእኾ ናብ ኣውስትራልያ ምስ ከዱ በቶም ጸረ ሓድነትን ፍቅርን፡ዝኾነ፡መሳኪን ወገናት ማይ ምስተገጨቡ ነዚ ድማ ብኣኮቴት ተቀቢሎም ብዘይ ምቅይያር ሕብሪ ገጽ መንገዶም፡ሽዑ ኢየ ቅቡእ ናይ ኣምላኽ ምዃኖም፡ፈሊጠ
ኣኪዮስ ኣኪዮስ ኣኪዮስ በአማን ይደልዎም በረኸቶም ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ብስራት እዚ ቀልጢፍኩም ስደዱልና ደኣ ቪድዮ ከኣ ንጽበ
enqae des belena agelgletom yexnayo
ወንበር ብፁዕ ወቅዱስ አቦና አቡነ እንጦንዮስ ሰማእት ዘእንበለ ደም ኮፍ አይከተብለክንን እያ።ዘዝመጻክን ትቀዝፈክን አላ ሕጂ ዉን ባሲልዮስ ተረአ ሐልያ መጺአ አላ ሐያል ኢድ እግዚአብሔር ድማ ከምቶም ዝሐለፉ ክትበጺሐ እያ ግዚኡ ነዊሕ አይክከዉንን
እዩ ምስ እግዚአብሔር አብ ህልክ አቲክን አለክን ተሕዝና።ሊቃነ ጥፍአት ንህዝቢ ኤርትራ መመሊስክን ምዓት ተምጻሉ አለክን።
ንቅቡእ እግዚአብሔር ክትዝንጥልን ከተቃልልን ከመይ ወደይ ደፈርካ - በዚ ድፍረትካ ንኣምላክ ዘሕጎስካ ዶ ይመስለካ ይከውን - ምስትውዓል ይሃብካ እምበር እዝስ ኣይኮነን ካብ ኣማኒ ካብ ኣረሜን ውን ኣይትጽበዮን።
ዝገብርዎ ኣይፈልጡን ዮም እሞ ይቅረ በለሎም 😢
@@ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ ኣቦና ኣንጠንዮስ ጥራሕ እዮም ተቀቢኦም ካልኦት ውጉዛት እዮም።
@ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ ስማዕ እስከ ክሐተካ ንብፁዕ ወቅዱስ ሳልሳይ ፖትሪያሪክ ሰማእት ዘእንበለ ደም ን17 ዓመታት አሲርኩም መወዳእቱኡ ክአ ቀቲልኩም እሞክአ ወላሐንቲ አበር ዘይብሎም እሞከ ድአ እስኩም እካ እዚ ዝአክል በደል ፈጺምኩም ምንም ዘይመሰለኩምሲ ነዞም ዉጉዛትን ሊቃነ ጥፍአትን ዘንጢልካዮም ክትብለንስ እስካ እምበር ክትደፍር እቲ አምሰሉነት ተላቢስኩሞ ኢኩም ።ሕጂ ዉን ወንበር አቦና አቡነ እንጦንዮስ ከምቶም ኮፍ ምስ በልዋ ዝለቁመጸቶም ነዞም ሕጂ ብድፍረት ደይቦማ ዘለዉ ቁሩር ተዓገስ ስርሐ ክትሰርሕ እያ።እግዚአብሔር ክአ ምስ ሐቀኛታትን ዉጽዓትን እዩ እምበር ምስከምዚ ከማካ ሐሰዉትን አምሶሉታትን አይኮነን።ሊቃነ ጥፍአት ክአ በብሐደ እግዚአብሔር ይልቁምጸን ከምዘሎ ብዓይንካ ትርእዮ አለካ አስተዉዕል ሲነዶስ ድሕሪ አቡነ እንጦንዮስ አብቂዓ እያ።
@@EriHome-fu2zq ብዙሕ ኣሎ ዝተረፈካ ክቡር ሓው ፥ ማስመድያ ዝበሎ ዘይኮነ ፥ ሓቂ እንታይ ዩ ከተጽንዕ ፈትን።
@@መትከላዊ ካብ ስምዒት ወጺካን ብመጽናዕትን ክትዛረብ ፈትን ክቡር ሓው - ታሪክ ኣቡነ እንጦንዮስ ንዓይ ሓዱሽ ኣይኮነን - ኣብኦም እንታይ መረዳእታ ኣለኒ ክኣ ትፈልጦ የብልካን ።
"ሕማቅ ግብሪ ንገባሪኡ ሕማቅ ዘረባ ንባሃሊኡ" እኳ ዝተባሃለ ብዙሕ ኣይትጨነቅ ኣምላክ ሰማይ ከሎ ንኩሉ ዝሪኢ - ሂወትና ጥራይ ብግቡእ ንምራሕ ።