I want that Cross in my house. God bless you for placing the Cross in your house. I never seen anyone placing the Cross in the house. Beautiful... Marry Christmas to all Tigeru.
Wow des bahali yekirta da embar zhaftey ab adina hji kori seli zkona egrki bezay cama aytikasakesi hemam kori enta koynu himak eyu zhaftey enay yeftiweki eye🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ዛመዝሙር ዝረአየ ዝፎትዋ ሙሞመዝሙር💚
ንድሕሪ ጠሚተ ማዕዶ ከቃሙት ብዝክሪ😊
ብጣዕሚ ደስ ባሂሊ ክሳብ መጨረሻ ሪአዮ እንካዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐና ርሕስ ባዓል ልደት ሓዳርኩም ይባረክ ኣናስ ኣብ እንዳ ዓሞይ ኣሕልፈዮ ዋ😢😢😢
የጆኪ ማዓረይ ኩልና ኢና❤
ኣሚየይ ይቅርታ ምክኣኘ ኣይተብዚሒ ብዘይ ምክኣኘ ትፅብቂ
ተዓዲልኪ ዝሕግዝ ሰባኣይ ዝረከብኪ እምበር ካብ ሓበሻሲ ዘይ ሕሰብ እዩ ንስኪ ግን ዕድለኛ ኢኪ ተባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ንሰብኣኪ ይፈትየኩም❤❤❤❤❤ ቀጽሉሉ ኣሜን ❤❤❤
ዉዕለኪ ክትሰርሒ ከለኪ ብጣዕሚ እዩ ደሰ ዝብለኒ ግን ከም ትግርኛ ተዛራቢት ግን ዳርጋ ፍርቂ ኣምሓርኛ እዩ ኣሰተካክልዮ ምእንቲ ሳሓቢ ክኮን ምዓረይ🙌
ኣሜን፫ ስደት ዘለና .ውን ናዓኩም የምስለና ቡሩካተይ🤲አና ብጣዕሚ ደስ ዝብል አዩ በተለይ ኣብ ሃማነትኩም ዘለኩም ኣራኣእያ ኣዲንቀኩም ቀጽልሉ🙏🥰
አዛ ናይ ምግብ ጠረበዛ ምሰ ወንበራ ክንደይ ትኸውን ደሰ አላትኒ❤🎉 ምሰ ፈጣሪ ዓደይ ብሰላም ተአትየ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ናተይ❤❤❤
@Hadu_8 አሺ ❤
ዊይ ክንዲ ሓዳር ጥዕም ኮ የለን በተለይ ምሰተፍቅሮ ሰብ ምንባር ሓዳርኩም ይባረኽ❤❤❤🎉🎉
ኩሉ ነገር ዝርደእልኪ ንዓኺ ዝመስል ልባም ስብኣይ ስለዘለኪ ብጣዕሚ ዕድለኛ ኢኺ🎉🎉🎉🎉🎉ፍቕርኹም የብዘሐዮ
ኣሰይ እዙዉት 💘💘💘
ኣበይ ኣለክን ደቂ መዳም ብኢንዶሚን ልደት ዘሕለፍክን ካማማየይ ሓፍትክን 🙆♀️
ኣብዚ ኣለና ኣረ ኣነስ ሒሙኒለ ነይሩ😅
ኣቢተይ ናይ ጸጉርኪ ኣተሓሕዛ ባ ኣርእይና ነዘን ኣብ ስደት ዘለና ናብ ጸጉሪ ቤት ክንከይድ ግዚየ ዘይብልና ኮይኑ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ገዛ ኣቃማመጣ ኤማዋይ ኢዲ ይባረክ ዛምቤተይ ፍቅርኩም እግዚአብሔር ይባረክልኩም🥰🙏♥️
ውሓለ ኢኺ አብሲዋይ ላዛኺ ውሕልነትኺ እድብቲ ኢኺ❤❤❤❤
በዓል ኹሉ ግዜ ኣብ ሰደት ትሕልፍዎ ኣለኹምዶ😰💙
Wow wow gele aynet vlog eyu serehkum yebel geza atehaheza👏👏👏👏🍾🍾🍾🍾🍾🥂🥂🥂
ክሳዕ ልውዳአ ቃሕ ኢልኒ ልርአዮኩም ነገርስ ፅቡቓት ስድራ❤❤❤
ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ተትግንየኪ ደስ ይብለኒ❤❤❤❤
❤❤❤💕🙏💕አሜን አሜን አሜን እንዃዕ አሕቢሩ አብፀሕና ባዓል ናይ ሰላም ናይ ፍቅር ናይ ደስታ ይግበረልና ሙቁራተይ❤❤❤️🙏❤️
አሰይ ውቅብቲ ኩሉ ግዜ ታሓጎሲ ናዓኺ የማሰለና ዝያዳይ❤❤❤❤❤🙏🙏
ዋዉዉዉ ደሰ ክበል❤❤❤ እበ ስደት ዘለና ለ ላዕዲና ይበቅና ኣሜን🙏
እንኳዕ አብፅሓኩም ልጎይታና እየሱስ ክርስቶስ በዓል ልደት እናበልኩ አብስዬ ብኩሉ ነገርኪ ደስ ልትብሊ መርአያ ጎበዝ ሰበይቲ ኢኪ ግን አብ ናይ መንፈሳዊ ሂወትኪ እንታይ ከም ትመስሊ ለርኤና ነገር ተትሰርሕልና ምክንያቱም ብዙሕ ተከታሊ ስለዘለኪ ካብ ማዕተብ ምግባር ተልትጅምሩ ልምባል እዬ እንተቀይመኩም ይቅርታ
ደስ ትብሉ ብጣሚ ናይ ኩል ግዜ ፆሎተይ ኸምዚ ዝበለ ናብራ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ንፉዕቲ ቅድሚት ግን ንቤተክርስትያን ኢኺ ትኸዲ ልደት ኣብ ቤተክርስቲያን ኢዩ ጽብቅ ሓዳርኩም ይባረኽ ምስ ፍቅርኹም የንብርኩም😊
ኣሜን
ኣስይ ፅቡቃ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ኣብዝሕ ኣቢሉ ዞምኣሕዋተይ ተጋሩዋይ ናባዕልና ነተባብዕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዲገሙሉ ከአ ዉሉድ ወዲያዉኑ ትደግሙሉ ትአሪፊ ጹቡቅ ልደትንአኪ ንሐዉኪ ንወዲኪ ንወላዲትኪ ✝✝✝✝✝💖💖🙏🙏🙏🙏💖👏👏👏👏❣❣❣❣
ዋውውው ደስ ባሃልት ዛሓፍተይ እነአንሽቲ ኣሕብሩ እንኳዕ ኣብፀሐና ዞሙ ኣሕዊተይ ማዓረይ እና ወድኩሙለ የዕብየልኩሙ ፈጣሪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩሙ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ድምቃት ስድራ ኩሉ ግዜ ድመቅለይ ❤
ምቅርትይ ታይ ክወፀአኪ ጣፋጭይ❤❤❤❤❤❤❤ ኣነሰ ክፈትወኪ❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓዳርኩም ይባረክ ቡሩካተይ ደስ ክብሉካ ፅሩያተይ ❤️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🎁🎁🎁🎁🎁🎁🙏
ድምራኒ ክምልስ እየ ብክልተ 🎉🎉🎉
ኣነሰ ክፈተወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፋቁሩኩም የብዘሖዮ❣️❣️❣️❣️🥰🥰🥰😘😘😘💋💋💋🥰😘😘❣️❤️🌹🌹🌹💕💕💕💕💕💕💕💞💞💞💞
ኣሰይ ደስስስ ክትብሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ፍቅርኩም ይባርክ❤️🌹🕊
wawwwwww ብጣዕሚ ደስስስ በሃሊ ኤሚየ
የኔዋ ክፈትወኪ❤😍
ክሳብ መጨረሻ ሪኤዮ ሙቁራት ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ናኩም የምስለኒ ሹኮራት❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቁሩኩም የብዘሖዮ ፁሩያተይ ንኣካቱም የምስለና ኣብ ስደት ዘለና እዉን ምስ ስድራና ንእከበሉ ዘመን የምፀአልና ❤❤❤
ኣሰይ ቆልዓ ክፎቲ ኣነለ ሽኮራት ኢኩም ብሓቂ😁😍😘😘😘😘
ምተቆነንኪ ጽቡቅ ነይሩ ከም ትግራወይቲ እታ ናይ እዝንኪ ምስ ናይ ክሳድኪ እውን ሓደ ዓይነት ግበርየን
ደምረኒ አሕዋትይ👏👏
ኣሜን እኳዕ አሕቢሩ አብፀሐናብጣዕሚ ኢኩም ደሰ ትብሉ ሓዳርኩም ይባረኽ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
ኤሜዬ i love how you organized your house and i love everything you do👌wow you are👌 Merry Christmas with all your family ♥️
Ruhus hadisch ametn awdametn emi shikor ❤❤❤
መክኣብኣይታብዝሕ❤❤❤
እውይ ኑኡደይ ደስ ክብል የዕቢካ ዝወደይ😘
Asey mkrti egzabhier amlak edmen tsenan yhabkum absuye❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሰለ ቆልዓ አነ እኒኤኩ ካልኤትኪ ዝወደይ ፀዊዐ አይፀግቦን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ደሞ ፍቅርኩም ብዝሕሕሕሕሕ ይበለልና ተጋሩዋይ❤❤🎉🎉🎉
ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤❤
ኣሜን❤❤❤
ዚበለጸ ፈጣሪ ይወሲከልኪ አብ ሰላም ገዛ ፈጣሪ ይዉሲኪ እዩ❤❤❤❤❤
ኣብየ ኣርቲስታ ኢኪሙሉእ ትግርኛ ተናገሪ ልደት አምበይ ገና የኮነይ
አሰይይ ደስ ድብሉ ገዛ👏♥️
Amen Ahbiru brukat beteseb Ena hto khateki delye nere btshuf wala melsley tnay rlistet. Geza kaltifom dyom zhbukas wala newih gze ydnguyu eyom bzterefe selamkum ybzah
ዋው እንኳዕ አብፀሐኩም መዓራተይ ብጣዕሚ ኢኹም ደሰ ትብሉ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen 🙏 ❤❤❤❤enqan abero abetahenai
Asey mekseb btami ye zfetweki wdea edmen tnan ka❤❤
Sey des bahalo kamakum aynet hadar yihabeni fetari amen 🙏 Amen
ደምራኒ ቀልጢፈ ክምልሰ የ❤❤
ደስ ክብሉኒ ዞም ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏♥️♥️♥️
አሜን
I want that Cross in my house. God bless you for placing the Cross in your house. I never seen anyone placing the Cross in the house. Beautiful...
Marry Christmas to all Tigeru.
አሰይ ዛም ሙቅራተይ እንካዕ አብፀሐኩም ።ትምኒተይ ከማኩም ክከውን እዮ ❤
Wow des bahali yekirta da embar zhaftey ab adina hji kori seli zkona egrki bezay cama aytikasakesi hemam kori enta koynu himak eyu zhaftey enay yeftiweki eye🥰🥰🥰🥰🥰🥰
እሽኒ ዛሓፍተይ ክብረት ይሃበለይ
ብጣዕሚ ኢኺ ለባምን ንፍዕትነ❤🎉
Beautiful family Merry Christmas 🎄🎁🎆
አሜን አሜን አሜን ይግበረልና ዛምበይተይ😍
Am From Eritrea, Always I like your videos & ruhus Beale lidet Yogberlkum ❤️👍
ኣሜን እንኳዕ ኣብፀሐኩም ፅቡቓት ስድራ 💙🙏
Des tblu familiy yene fkr always beautiful ❤❤❤❤
Aree Amiy Makeup bezihu
yecenyeley🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤ Aseyyy meqrtuyyy 🇪🇷
ውርዚቲ በቃ ❤
ኣሜን ኣሕቢሩ ኣብፀሓና ኣነስ ክፈትወኩም ሓላላተይ 🥰🥰❤
ደምራኒ❤❤
ድምርኒ ብርካተይ ጀማሪት እየዋ
ላባመይይይ❤❤❤
ኣሜን🙏🙏🙏👏👏👏 ምቅራት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣነስ ከምናትኪ ሂወት ደስ ይብለኒ ኣብሳኣላየ ግን ይቅርታ ቅዱስ ቅንኢ እዩ ወለላይ እና ሓዳርኹ ይባርኸልኹም🙏❤❤️
Kmen natey tsubuk hadar yhabki haftey natey
@NuedTube ኣሜን 🙏❤️
ዋውውውውው ደስ ክብል
Betami lebm eki gobz 😻
ዶስ ባሃሎ ፊቁሩኩም ዶስባሃሎፊቁሩኩምየብዞሖዮ ❤❤❤❤❤❤❤
ሓዳርኩም ይባርክ ሸኮሪናታትትትት🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ ምስ ዓባየይ ከምዝይ ንገብር ነርና ❤❤❤ኣየ ስደት ግን😢
ሽኮሪናታት ስድራ 🎉🎉❤❤
ኣሜን🙏❤❤
ብመልክዕኪ እኪ ፅቡቅ
ደስስ ባሃሎ
🎉🎉🎉❤❤
ፅቡቃት ስድራ እኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና❤❤❤❤❤❤❤🎉
ምቁራተይ ክፈተኩም❤❤ሓዳርኩም ይባረኽ👏
ሽኮሪናታት እቋዕ ሰላም መፃእኹም እቋዕ ድማ ንበዓል ልደት ብሰላም አብፀሐኩም
ማራ ኢኹም ደስ ትብሉ ኩሉ አቀራርባኹም ብወገነይ ሙሉእ'ዩ ማራ ደስ ይብል ዝጎደለ የለን
እኳዳአስ ተወሳኺ ስራሕ አቕርብሉና ንአብነት ናብ ዕዳጋታት
ትግራይ ናኸድኹም ናይ እስሳ ዋጋ ይኹን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ዋጋ ኮታስ አብ ትግራይ ዝሽየጥ ኩሉ በቢ ሰሙኑ ተተቕርቡልና ንዓና ብጣዕሚ ደስ ምበለና በተለይ አብ ደገ ዝነብር ሰብ ብዛዕባ ዓዱ ዕለታዊ ክረክብ ከሎ ታሕጓሱ መግለፂ የብሉን ሶ ሕሰብሉ ብዝተረፈ😍✌️
ደሙሩኒ ፍቅራተይ❤❤❤
ደስ በሃልት ቤተሰብ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Welcome Tsbkuat family 🥰🥰enka ahbru dema abtsihna zambeytey berete dema andebteki azerarbki megltsi yebliyeni abseye
ሜካፕ በዚሁ ማኣሪተይ ብሱሩኮ አየድልየኪን ኔሩ
እንኳዕ ኣብ ፀሐኩም ዳ ንኡድ ቤተ ሰብ ❤
አሜንምዕረይ
ዋሓለ😇
እሕዋተይ ደሙሩኒ ጀማረት እየዋ
እቲ ድምጺስ እቲ vdio እንዳ መላእኪ ብሓደ ዘይርግብርዩ ከምዚ በበይኑስ ብዙሕ ደስ ዘይብል