There is a saying in Amharic, YE KOTUN AWRED BILA YE BEBITUAN TALECH, thats whats happening in Ethiopia as we speak. There is nothing to talk about so to speak except fpr war and misery, so lets dream about the sea like all failed dreams and hallucinations.
Merhaba AAN the best Eritrean. media
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Eritawiy kibere Menitt🙏🙏🙏💚♥️💚♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🏨🕌🌹
ስሙት እባካቹት ስሙት መጨረሽታ ላይ። ባሃይል መጠቀም ይችላል ኣለ ወይ ጉድድድ
Thank you.
👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
ባሕሪ ክሕልሙ ኣብ ባሕሪ ምድርባዮሞ ቀለብ ዐሳ ምግባሮም እዞም ባሕሪ ዘይናቶም ዝሐልሙ ኢትዮፕያ
❤❤❤
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
ስዒድ ዓርከይ እዛ ናይ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣበየናይ ዱካን እያ ትሽየጥ ነዚ ባሕሪ ዝብል ዘሎ እባ ሕተተልና።
ናይ ባሓቂ ድ/ር እዩ ኣየ ኢትዮጵያውያን።
👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹♥️♥️🙏🙏🙏🙏
ካልእ ሃገር ክትወርር ናይ ዓለም ሕጊ የፍቅድ እዩ ዝብል ደንቆሮ ምሁር ካኣ መጺኡና ፡ እዚኦም ብኲናት ዘይኮነ በሰሓቅ እዮም ክቀትሉና
እዋይ ሕፍረት ዘይብሎም መዋእሎም ክፍኩሩ ጽሓይ ዓሪባቶም
Ethiopia gezeigt abay hari
Droooooooon welcome
Merhaba Said tum dehay dehayka aytehabana kemu ewun giyta Snexhuf haw Mathios Zelalem
Wediza Adgi kndey gze zeitewagekum ab bore aineberkan dika
Aye mehamed wejab akilka kthsu
EGZIOOOOO🙏
I learned something new:
" invasion on sovereign country is allowed"😮🙈
ቀያሕትን ጸለምትን ውድድር መን ይስዕር
ዪህ ጂላንፎ አውነት የሕግ ሙሁር ነውን?
ኣታ ሕፍረት ዝይብሎም ሙሁራት ኢና በሃልቲ (ገዛገዛ ናይ ቆልዑ ተረኺቡ መገዲ ጸሪጎም መርከብ ኣርግፎም ክመላለሱ ) እንታይ ዓይነት ድንቁርና እዩ ናይዞም የህዛብ ) 🇪🇷👍👍👍👍🌹🌹♥️♥️♥️🙏🙏🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከዳአእ ሎቅማፆ
There is a saying in Amharic, YE KOTUN AWRED BILA YE BEBITUAN TALECH, thats whats happening in Ethiopia as we speak. There is nothing to talk about so to speak except fpr war and misery, so lets dream about the sea like all failed dreams and hallucinations.
ጉዳይ ሃገርኩም ንምርኣይ መኩሮ 😅😅😅
እዛ ናይ ኣቢ ኣሕመድን ዊልያም ሩቶን ኪዳንስ
(ስንኩል ንስኩል ይዋግኡ ብድንኩል) እያ ትመስል ዘላ።
3 kunat alem kjimir eyu alem qirtsa kitqiyir eya
እሞ ሕጂ ኤርትራ ብኢትዮጵያ ጦር ክትውረር እያ ማለት እዩ የሕዝን
ናይ ሳዓት 4 ወጋሕታ ሕልሚ
@BrhanuTesfaye-i9n እሞ ኢሳያስ 10 ግዘ ምስ መንግስቲ ሶማልን ግብጽን ዝራኸብ ናይ ሰዓት 4 ንጉሆ ሕልሚ ስለዝሓለመ ድዩ?
1) ቀይሕ ባሕራዊ ዴሞክራሲያዊ ድርጅት ዓፋር
2) ሕዝባዊ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ኤርትራ ብተወሳኺ ኣብ ውሸጦም 4 ፓርታት ዝሓቖፈን ኩሎም ብሓንሳብ ኮይኖም " ዲሞክራሲያዊ ሓይሊ ኤርትራ" ኢሎም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ምዕራብ ጀርመን ከም ከምዝመስረቱን ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባን ዓፋር(ሰመራ) ቤት ጽሕፈት ከምዝኸፈቱ ኣይትፈልጥ ዲኻ? ንቓሕ😎
እሞ ኢሳያስ 10 ግዘ ምስ መንግስቲ ሶማልን ግብጽን ዝራኸብ ናይ ሰዓት 4 ንጉሆ ሕልሚ ስለዝሓለመ ድዩ?
1) ቀይሕ ባሕራዊ ዴሞክራሲያዊ ድርጅት ዓፋር
2) ሕዝባዊ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ኤርትራ ብተወሳኺ ኣብ ውሸጦም 4 ፓርታት ዝሓቖፈን ኩሎም ብሓንሳብ ኮይኖም " ዲሞክራሲያዊ ሓይሊ ኤርትራ" ኢሎም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ምዕራብ ጀርመን ከም ከምዝመስረቱን ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባን ዓፋር(ሰመራ) ቤት ጽሕፈት ከምዝኸፈቱ ኣይትፈልጥ ዲኻ? ንቓሕ😎@@BrhanuTesfaye-i9n
Yebtbta atach mibal ale. They will never get thier Ethiopia?
Kush kingdom vs Semitic 😂😂😂😂😂
What a sick mindset.
እዚ ሰብአይ ናይ ዩኒቨርሲቲ መምህር እዩ ኢሎሞ, ግን ጥራዝ ነጠቅ ዝኮነ ፍልጠት ሒዙ, ሓንቲ ትጭበጥ ሕጊ ከይጠቀሰ ይህዉትት አሎ, ናቱ ተመሃሮ ደአ ከመይ ክኮኑ ትጽበዬም? እዚ ሳዋ ክወርድ ኔርዎ ማይ ጥዕናን ፍልጠትን ቀሲሙ ክመጽእ
❤❤
❤❤❤