ዘይተነግረ’ምበር ዘይተገብረ የለን ሓቀኛ ዛንታ 3ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 28 ноя 2024

Комментарии • 478

  • @medhanietesfay1241
    @medhanietesfay1241 3 года назад +17

    Btami Zara fltet keymegenkukum Ayhalfen eye .ab hiwet na bflay ab sedet zelena btami meharit eya ..Dani hawey ke a nka Egziabiehier ab nbur hiwetka meleska .🙏🙏🙏

  • @yafeyfata122
    @yafeyfata122 3 года назад +296

    እስከ ከማይ ወረኛ ብሃንቀውታ ክጽበያ ዝጸንሐ like ገጭ የብል ዓድና ንምለሰሉ ዓመት ይግበረልና።

    • @ጓልትግራይ-ጘ2ቨ
      @ጓልትግራይ-ጘ2ቨ 3 года назад

      🤟🤘

    • @adiamabay6731
      @adiamabay6731 3 года назад +1

      ንወረ ኢልካ ኢበር ክትማሃር ኣይትመጽእን ማለት ኢዩ

    • @yors.kidane2400
      @yors.kidane2400 3 года назад +3

      Were ymeslena ykewn enber, ezs Abi tmhrti eu kubur haw. Mhretu yebzh fetari.

    • @Mebrye-i8e
      @Mebrye-i8e 3 года назад +1

      Entay adi alena kem kelbi tesegigna deexana

    • @Jewatey
      @Jewatey 3 года назад

      ☝️☝️

  • @esknderinfomedia
    @esknderinfomedia 3 года назад +157

    ተመስገንኪ ወላዲት ኣምላኽ። ንዓኪ ዚኣመነ ዝሓፈረ የለን።

  • @ኤልማስተለመን
    @ኤልማስተለመን 3 года назад +44

    ወላዲተ ኣምላክ ኣደይ እንቃዕ እዚኣ ኣስመዓክኒ

  • @natannatan5345
    @natannatan5345 3 года назад +68

    ንኹላትና እግዛእቢሔር መወዳእታና የጸብቐልና

  • @miliyibrah517
    @miliyibrah517 3 года назад +76

    እንቃዕ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናብቲ ቅኑዕ መገንዲ ብሰላም መለሰኻ ኣማላድነት ንኣይ ቅድስቲ ቅዱሳን ኪደነ ምሕረት እዩ ካብቲ ጭንቅት ኣውጺካ

    • @danisolomon3750
      @danisolomon3750 3 года назад +1

      እዚ ዝተገብረሉ ታራ ነገር ዘይኮነ ፍሉይ ተኣምር ዩ
      እግዚኣብሄር ክሳብ ክንደይ ምሕረተኛ ምዃኑ ብድሕነት ናይዚ ሓውና ሚሂሩና።
      ነብሰ ቅትለት ክፍጽም እናሓሰብ ሓደ መራሒ ሃይማኖት ብቀጥታ ምምጹኡን ባሪኹን ቀዲሱን ከም ዝገደፎን ሂወት ስድራቤቱ ውን ናብ ንቡር ከም ዝተመልሰን ኣይፈልጥን የ እዚ ፍሉይ ተኣምር ዩ
      እግዚኣብሄር ናዓይ ውን ካብዚ ዘለኽዎ ዓዘቕቲ ክምሕረኒ ከውጸአኒ ይትስፎን ይምነን

    • @abelkeflom188
      @abelkeflom188 3 года назад +1

      ኣብ ዛ ዛንታ ቕሩብ ምዝኒባዕ ኣስትውዒለ ኣብ 1ክፋል ኣቦኡ ኣብ ኤረትራ ከሎ ከም ዝሞተ ተገሊጹ ሓላፍነት ስድራ ከም ዝተሰከመ ሓቢሩ ኣብ 3 ክፋል ግን ኣቦኡ በ ታ ዝገዛሉ ምኒባስ ከም ዝተገምተለ ሓቢሩ ከመይ ዳኣላ ?መብርሂ ክህበኒ ዝኽእል እንተ ሎ ?

    • @yorusyorus5917
      @yorusyorus5917 3 года назад +1

      @@abelkeflom188 meytu aykonen elu abom kale sebayti kem zhaze awtista mnbaru abom nediom kem zgdefa

    • @jesuswaytoheaven9293
      @jesuswaytoheaven9293 3 года назад

      @@danisolomon3750 ካብቲ ዘለኻዮ ከዉጽኣካ ዝኽእል እቲ ምእንቲ ሓጢኣትና ኣብ መስቀል ዝተሰቅለን ዝሞተን ንሓይሊ ሞት ሲዒሩ ዝተስአ ንሱ እዩ ሓራ ከውጽኣካ ዝኽእል ኣብ ወንጌል ማቲዎስ ከምዚ ኢሉ ኣሎ ማቴዎስ 11 (Matthew)
      28፤ ኣቱም ኵልኹም እትጽዕሩን ጾር ዝኸበደኩምን፡ ኣነ ኸዕርፈኩም ናባይ ንዑ። ስለዚ ንሱ እዩ መዕረፊ።God Bless U

  • @israelloveisraellove125
    @israelloveisraellove125 3 года назад +58

    ኪዱነይ ምስ ወዳ ዝኣመነ ዝጎድሎ የለን

  • @furti5987
    @furti5987 3 года назад +17

    ብመጀመርያ ስለኩሉ ውዕለታቱ መድሃኔዓለም ክብርን ምስጋናን ይኹኖ። ብምቅጻል ዳኒ ሓውና ዝተረፈ ህይወትካ ንእግዚኣብሔር እንዳስመርካ ክትነብር ምሕረት ናይ እግዚኣብሔር ኣማላድነት ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጸሎት ቅዱሳን ኣይፈለየካ ።
    *ኪዳንኪ 'ዩ ኣደይ*
    ኪዳንኪ'ዩ ኣደይ ንዓይ ዘድሓነኒ፡
    ምልጃኺ በዚሑ ዋሕስ'ውን ኮይንኒ፡
    መከራይ ኣጥፊኡ ሰላም ኣፍሲሱለይ፡
    ማርያም ንብዓትኪ'ዩ ዕርቂ ኣውሪዱለይ።

  • @awettekeste1322
    @awettekeste1322 3 года назад +87

    ዳዊት 116 (Psalms)
    12፤ ኣብ ክንዲ እቲ ሰናይ ዝገበረለይ ኵሉስ፣ ንእግዚኣብሄር እንታይ ውሬታ ኽመልሰሉ እየ፧

  • @michaelmiki6325
    @michaelmiki6325 3 года назад +8

    ተስመስገን ኣምላኼን ምሕረትካ ቡዙሕ እዩ ።

  • @tesfalemtekie7871
    @tesfalemtekie7871 3 года назад +61

    Kebri Neamlak Yekun Enkua Hagoseka Dani.

    • @ድንግለይኣደፍቅሪጾሎትኪሚ
      @ድንግለይኣደፍቅሪጾሎትኪሚ 3 года назад

      ኣሰይይይይ ኣብመዋዳእቱ ኡ ዝተደብረ ሰናይ ነገር ጊን ኣምላክ ከመይድርቢየካ ዩ ኣብየት ኣንታ ኣምላክ ኪብሪ ንዓኻ ይኩን መድሃኒ ኣለም ኣቦይ !!!!

  • @ገነትጓልቅዱስሚካኤል
    @ገነትጓልቅዱስሚካኤል 9 месяцев назад

    ኪዳና ምህረት ዳኣ ስለ ሓጥያትና ኩሉ ግዜ ምነበዐት💔😭

  • @hailatteame6231
    @hailatteame6231 3 года назад

    ናይ በሓቂ መሃሪ ,,, ዳኒ ሓዉና ከኣ እቲ ልዕል ፈጣሪ እንቃዕ መዋጸኦ ፈትረልካ

  • @biniamyhdego5962
    @biniamyhdego5962 3 года назад +23

    ዳዊት 102 (Psalms)
    2፤ ብመዓልቲ ጸበባይ ገጽካ ኣይትኸውለለይ፣ እዝንኻ ኣድንነለይ፣ በታ ዘእውየላ መዓልቲ ቐልጢፍካ ምለሰለይ።

  • @senaitmebrahtom961
    @senaitmebrahtom961 3 года назад +7

    Egziabher emesgen btaemi eye techenike keniye btami deniguhani 🙏🙏🙏

  • @Temenye.nielamay
    @Temenye.nielamay 3 года назад +8

    ተመስገን ኣምላኽ🙏🙏🙏 ከም ሎሚ በኽየን ተረቢሸይ ኣይፈልጥን😭😭😭 እንቃዕ ብሰላም ነብስኻ ረኸብካ🙏🙏🙏 ኣበይ ኣለኻ እንበር ኣበይ ኔርካ ዘይብል እግዚአቢሄር ኣለና🙏🙏🙏 ክብሪ ንፈጣሪና🙏🙏🙏

  • @ኣደይእያዓለመይ-ኀ6ጸ
    @ኣደይእያዓለመይ-ኀ6ጸ 3 года назад

    ተመስገን ኣምላከይ ነቶም በዝ ኡኩይ ተኣሲሪና ዘላና መዋጸኦ ፊጠረልና

  • @peacepilot2251
    @peacepilot2251 3 года назад +1

    ዘገርም ዛንታ፣ኣምላኽ ምሒርካ፣ተማሒርካ ብሓቂ።

  • @abelkashay5744
    @abelkashay5744 3 года назад

    Kebri neti kulu zekel fetari alem yekun amen nehawena zebexehe fetari yebxehana amen

  • @senedmohamed3271
    @senedmohamed3271 3 года назад

    ዛራ ፍልጠት ብሓቂ ፍልጠት
    ብሓቂ መሳጥን ማሃርን ዛንታ ንስለ ምክርታትኩም
    ከይ ኣመስገንኩ ክሓልፍ ኣይ ደልን ኢየ፥
    ኣጆኩም ቀጽልዎ ጥራይ
    ኣንሕና ከኣ ካብ ምክትታልኩም ኣይ ንሓምቅን ኢና ።

  • @Melatlove-wg3ef
    @Melatlove-wg3ef Год назад

    ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሔር ይኩን🥰🙏🙏🙏🙏

  • @saralove537
    @saralove537 2 года назад

    ተመስገን አምላኸይ አደይ ማርያም እንተኢለ እየ ዘመስግነኪ ብሓቂ ነብዐ 😢😢😢😢

  • @wintamerhawi1021
    @wintamerhawi1021 3 года назад +20

    Aseyyyyyyyyy egziabiher entay yseano dani hawey amlak xedfi yfetr emo medayaybo yfetir kemzibehal behaki kemzi eyu egziabiher amlak kulu baelu amehadirwo netom ab komu hiwet zelewu mengedi xegam zgoazu yehwatna kea mhretu yewrdelom rediatu yhabom emo nkulatna selamu yewrdelna

    • @meme6617
      @meme6617 3 года назад

      Tsntsway dea eya nera enber grm aleki.
      Hakenia zanta aykonen

  • @elsafessahaye2083
    @elsafessahaye2083 3 года назад +1

    ምሕረት እግዚአብሔር አምላክ ሎምን ሕጂን ጽባሕን ኢዩ ዝትመስገነ ይኩኅ አሜን።
    ካብዚ ከምዚ የድሕነና አሜን።

  • @genetgebrhiwetwelday8431
    @genetgebrhiwetwelday8431 Год назад

    Egzabher entay yeseano temsgen amlakey sele kulu wolteka 💕🙏💕🙏💕🙏💕

  • @dingladegoyta4140
    @dingladegoyta4140 3 года назад +3

    ኣልልልልልልልልልልል ን ኣምላክ ድሳኣኖ የለን ዳኒ ሓውና ኣጀኪ ሕጂ ሓደራኪ ብሕሉፍ ከይተማስል ሕጂ ጥራይ በርትዕ

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ፀ5የ

    ክብርን ምስጋናን ንልዑል እግዚአብሄር

  • @guetesfa2370
    @guetesfa2370 3 года назад

    ብዝግብሔር ዝኣመነ ዝሓፈረ የለን እንኮ ናብ መንገዲ የማን መለሰካ ፈጣሪ ክብሪን ምስጋና ንዝግብሔር ይክን።

  • @wegahtagebre1020
    @wegahtagebre1020 3 года назад +12

    ቀፅሉሉ ብጣዕሚ መሃሪ እዩ የቀንየለይ 🙏🙏🙏

  • @genetsebhatu755
    @genetsebhatu755 3 года назад

    ተመስገን አብ መወዳእታ ጽቡቕ ፍፃሜ እግዝአብሔር ረዳኡካ

  • @korkosbrhane2351
    @korkosbrhane2351 3 года назад +1

    👏👏 entay kbl kulu ilomo eyom nkidane mhret adey kulu aysanan eyu msti mefqeri seb zkone egziabiher amlak

  • @seweraawet4417
    @seweraawet4417 3 года назад +1

    አምላክ ሰናይ ዩ ተመስገን ከምዚ ናትካስ ንኩሉ ዕድለኛ ሰብ ኢካ

  • @sinalemon35
    @sinalemon35 3 года назад +1

    ተመስገን ንፈጣሪ አንታይ ይሰኣኖ ወላድ ኣምላኽ ውን ስማ ዝጸወዐ ፍጹም ኣይሓፍርን እዩ ብሓቂ ተገላጊልካ ተመስገን

  • @peacelove1806
    @peacelove1806 3 года назад

    እንቃዕ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብምሕረቱ በጻሓካ

  • @dahlakapp3086
    @dahlakapp3086 3 года назад +2

    ጽቡቅ መምሃሪ ኢዩ ኩሉ ነገር ብሰልዲ ዝፍታሕ ኮይኑ ናተሰምዓና እንድዩ ኮይኑ እንበር ስቅ ኢልካ ኢዩ ኩሉ ነገር ሎምስ ኩሉ ኮ ጸሊእናዮ ጠርኒፍካ ዓድካ ተመለስ የምጽኣልካ

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 3 года назад +1

    አዋይ ታኣምር ተምስገን ፈጣሪ ዛራ ፈልፍሊ

  • @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ

    ኣስይይይይ ተመስገን ፈጣሪ ኣነስ ብጣዕሚየ ሓዝነ ነይረ ተመስገን😢

  • @ኪንዮውጸላምብርሃንኣሎ

    ብጣዕሚ ኪቢድ ዛንታ ኢዩ
    መወዳእታካ ኣንኩዓ ኣጸበከልካ ዝሃወይ

  • @yosifhabtom5724
    @yosifhabtom5724 3 года назад

    Thank you Zara Feltet Dani kea enkoa Mewedaetaka Axebeko Egzabiher amlak kemzi Mhari Zedleyo Wolodo enaTesedidna zelena!!

  • @adoninebir4605
    @adoninebir4605 3 года назад

    Temesgen goyitay eqae Kab xegam niaman temelesika ezi hawey amesigin nezi wielet ezigabiher amen (3)

  • @ermijesus4493
    @ermijesus4493 3 года назад +7

    ኢየሱስ ጎይታ እዩ እሱ እዩ ኣውጺካ ብሩኽ ሂወትካ ዘምንካ ንዕኡ ክተምልኽ ክትስዕብ ወስን ተባረኽ

  • @medajhon1274
    @medajhon1274 3 года назад +12

    Amlak ymesgen z hawey nay bhaki edlegna eka enqua bselam nab mengedi yeman meleseka fetari sdraka mulue tina ygberelen

  • @seldanbet8344
    @seldanbet8344 3 года назад

    Ohhhh amlak meskuluna yekon. And thank you so much for bringing such stories to teach us. May you continue to excel.

  • @yonasandemariyam1089
    @yonasandemariyam1089 3 года назад +1

    thank you very much

  • @mihrethagos1513
    @mihrethagos1513 3 года назад

    ኣሜን መዓረይ፣ እንኳዕ ጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ መሓረካ፣ ንኽብሩ ድማ የቑምካ ዝሓወይ። እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ።

  • @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም

    Btaemi mehari
    Neti wludu zeydrbi hyaw medhanie alem sbhat ykuno

  • @habu2802
    @habu2802 3 года назад

    ማርያም ኣደ ጎይታና ምስ ኩልና ትኩን

  • @merhawiestianos3530
    @merhawiestianos3530 3 года назад +21

    እዚ ሓቀኛ ታሪኽ ናብ ፊልም ምተቀየረ ኔሩ ግን መን እሞ ኣክተር ኮይኑ ይዋሳኣዮ ።
    ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ እዚ ።
    ኩላትና ኤርትራውያን ተገዲስና ንሕዋትና ክንሕብሮም ኣለና ።

    • @feruz6407
      @feruz6407 3 года назад +1

      ፋሕፋሕ ኢልና እምበር ኣይምሓመቅናን

  • @pilimonmaheri890
    @pilimonmaheri890 3 года назад

    Egziabeher Amilk equa redaka
    zetrefe hiwetka yebark hawey🙏.

  • @behappy2421
    @behappy2421 3 года назад

    እግዚኣብሄር ይመስገን ኣብ እምነትካ በርትዕ ስለ ልዕል ኣምላኽ ዝመስከርካ መመሊስካ ተባረኽ፡ ብሓቂ ምሕረቱን ጥበቡን ኣዝዩ ዓብን ብዙሑን ዩ፡
    ናይቲ ቁዱስ ኣቦ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝለኣኸካ ደስ ዝብል ብጣዕሚ ብሓቂ በቲ ኣምልኽና ዝደልዮ ተኸይድና ጸጋን ብዙሕ ዩ ሂወትና ከኣ ሰላም ዩ፡ ክብሪ ንመድሂን ኣለም ክርስቶስ ይኹን፡

  • @እመብርሃንኣደጎይታ
    @እመብርሃንኣደጎይታ 3 года назад

    ኣሰይይይይይ እልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላከይ ሂጅ ተሃጉሰ ምሉ ይግበረልካ

  • @merrybrhane7146
    @merrybrhane7146 Год назад

    ክብርን ምስጋናን ኣምልኾን ንእግዚአብሔር ይኩን፥ ከምቲ ንዓካ ካብ ጸላም ዘውጸካ ኣምላክ ኣብ መንገዲ ጸጋም ዘለና ብምሕረቱ ናብ የማን የብለና ። ጸሎታን ኣማላድነታን ናይ ወላዲተ ኣምላክ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኩን 🙏🙏🙏።

  • @mindgrows8709
    @mindgrows8709 3 года назад

    Nay bihaki xibuk mefexemta, Amlak zitemesgene ykun 🙏🙏🙏

  • @kidanefisaha2615
    @kidanefisaha2615 3 года назад +2

    ብጣዕሚ ማሃሪ ዛንታ

  • @mullerstyeldada2172
    @mullerstyeldada2172 3 года назад

    Amlak entay ysano kbrn msganan nzelalem alem neu ykuno bereketan redietan nay weladit amlak ms kulahna ykun amen dani hawna dima enqa kabti seytanawi emlet fetari awxaka 🙏🙏🙏

  • @nebarygirmay5477
    @nebarygirmay5477 2 года назад

    ተመስገን ንካ ፈጣሪ

  • @ጓልፅዮን
    @ጓልፅዮን 3 года назад

    እግዚኣቢሔር ይመስገን 🙏🙏❤❤

  • @nohmehari5499
    @nohmehari5499 3 года назад +2

    በስመኣብ በወል መንፈስ ቁዱስ ናይ መወዳእታ ዓለም በጺሕና

  • @davedaniel2820
    @davedaniel2820 3 года назад

    ተመስገን ኣምላክ እንኳዕ ኢዛ ኣስማዕካና

  • @zufan4183
    @zufan4183 2 года назад

    ስለ ኹሉ ነገር ልዑል እግዚኣብሄር ይመስገን ቀዳማይን ካልኣይን ሰሚዐ ኣቛሪፀዮ ነይረ ካብ ናቱስናይቶም ምንም ኣበሳ ዘይብሎም ስድርኡ ኣዝዩ ስለ ዘሕዘነኒ መወዳእተኦም ምስማዕ ኸቢዱኒ ነይሩ ደፊረ ምስ ሰማዕኽዎ ግና ትሓጒሰ ፈጣሪ ይመስገን 👉ዳኒ ንኻዓ ብዓይኒ ምሕረቱ ዝጠመተ ኣምላኽ ካብ ጥፍኣትካ መሊሱ ናቦቲ ቅኑዕ መንገዲ ዝመረሐካ ስድራኻ ካብ ጭንቅን ስቓይን ሓራ ዘውፅኦም ንኹሉ ህዝቢ ዓለም ውን መንገዲ ይምርሓዮ🙏🙏👏👏

  • @sasegere4309
    @sasegere4309 3 года назад

    እግዛብሄር መስገን

  • @mekerettv696
    @mekerettv696 3 года назад +1

    ጽቡቅ ትምርቲ።

  • @solomontesfatsion8909
    @solomontesfatsion8909 3 года назад

    Thanks GOD inka amlaki mehareka .

  • @gebrekidanyonas3107
    @gebrekidanyonas3107 3 года назад

    ብሓቂ ምሕረት እግዛቢሄር ኣዝዩ ዓቢ እዩ ወላዲት ኣማልክ ናይ ደቃ ሕማቅ ብፍጹም ኣይትፈቱን ።ዝተረፈ ዕድሜላ ድማ ኣብ ቅድስቲ ቤቱ ዳተማላለስካ ክትሕልፎ ኣማልክ ይሓግዝካ

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021 3 года назад

    This classic is better than the old

  • @zebibhagos1922
    @zebibhagos1922 3 года назад

    Ewy temesgen egziabiher ymesgen 🙏🤲😭😭😭😩😩😩😩😩😩😩😩😩😩

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii3885 3 года назад

    ብጣዕሚ ዓባይ ትምህርቲ ክብረት ያሃብና

  • @dnglbehlnadnglbesga457
    @dnglbehlnadnglbesga457 3 года назад

    ብሓቂ ናይ እግዛኣቢሄር ኣስካላ ሓጺር ዩ.
    በጃኹም ብሩካት የሕዋተይ ብመንገዱ ንመላለስ

  • @mihretberhane7766
    @mihretberhane7766 3 года назад

    Ewayyy amlakey bruk kem lomi tehaguse ayfelitin elilillll praise God dani hawey congratulations my dear this is our almighty God 🙏 asseyyy

  • @ኤረይ-መ6ጠ
    @ኤረይ-መ6ጠ 7 месяцев назад

    ተመሰገን ☝☝☝☝

  • @semiramengs
    @semiramengs 3 года назад

    Amlak entay yseano temesgen goytay 🙏🙏🙏enkaeee kab zneberkayo delhamet awtseaka

  • @beilulgoitom5574
    @beilulgoitom5574 3 года назад

    Amlak yrie yu temesgen amlak🙏🙏 and congra dani amlak btaemi yu zefqreka

  • @yorsiweldu5578
    @yorsiweldu5578 3 года назад

    Btaemi Mhri kndey seb ab wshtu gerwo yhlu ... bmzrabka nemsgneka 🙏🙏🙏

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos5044 3 года назад

    እዎ አምላኽ ስለ ኩሉ ነገር ተመስገን

  • @wedebyonasbelay5962
    @wedebyonasbelay5962 3 года назад +2

    ተምዘገን ፈጣሬ አንታይ የሰኣንካ🙏🇪🇷🙏

  • @yafetmelake4769
    @yafetmelake4769 3 года назад

    Waww enqe nay Lbka tmlska Amlak abe hiwtka selamn ksantey ywrdlka, Yawrdlna and Thanks 🙏🇪🇷

  • @efremefata8702
    @efremefata8702 3 года назад +12

    ዝከበርካ ሓወይ እቶም ምዕሩጉን ግሩምን መራሒ ሃይማኖት መን ኮን ነጊርዎም ይኾውን፡ ካብ ርሑቕ ቦታ ተበጊሶም ናብ ቤትካ ዝመጹ? ሓበሻ ድዮም ከ ነይሮም ወላስ ጻእዳ? እንቃዕ ፈጣሪ ምሕረቱ ለገሰልካ። እታ ማይደግሚ ካኣ ነዞም ሸይጣውንቲ ካባካ ኣርሒቃቶም ኢያ።
    ኣብ መወዳእታ ግን ብሓቂ ተመስገን ኣቢልካኒ።
    ካብዝን ከምዝን የድሕነና ( 3 ኣሜን )

    • @abelkeflom188
      @abelkeflom188 3 года назад +4

      ቁሩብ ዶ ክሓትት ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ኣቦኡ ኣብ ኤረትራ ከሎ ከም ዝሞተ ሓቢሩ ኣብ 3ክፋል ድማ በታ ዝግዛኩሉ ሚንባስ ሞይቱ ትቢል ኣስትዊልኩምላ ዶ ?

    • @bereketbereket1393
      @bereketbereket1393 3 года назад +2

      @@abelkeflom188 You are right bro.

    • @habtomghabir9237
      @habtomghabir9237 3 года назад +1

      Abzi win meftu aykonan zibl b kebid tehas u eta mnibas gin kem zeytserh ya koyna u zible , bzkone enqoe amilak ab xbuq meleso

    • @millionawimillion3392
      @millionawimillion3392 3 года назад +1

      @@abelkeflom188 abu awtista nay teseney eyu nieru welidna enber ayeebeyenan eyu zbl nieru tezey tegagie .

  • @Kemhlmey-hl3xu
    @Kemhlmey-hl3xu 2 месяца назад

    ፈጣሪ ዝኣመነ ኣይወድቅን🎉🎉🎉

  • @LetsGo-vm1wq
    @LetsGo-vm1wq 3 года назад +2

    እምባዕ፥ ዘይእመን ታሪኽ ኾይኑ፥ እዚ ናይ ፈጠራ ሓሶት ዩ!

  • @rakirari4473
    @rakirari4473 3 года назад +2

    Dani bi mentay kem. Zejmer ayfltin ye entay kem zeblka tefeni kulu zeblkayo ane ኣሚነካ ኣለኹ ::ሓደ ሰብ እዚ ኹሉ ተሰኪሙ ኣብ ዓወት ክበጽሕ ከቢድ ኢዩ you are strong Dani hawey Temsgen fetari 🙏🙏ዳኒ please ni Kidanemhrtey ወርሒ ወርሒ ሽምዓ ወልዓላ 16 ብግእዝ 🙏 thanks ዛራውያን ❤️thanks to you to Dani🙏 ኪዳንቃላ ምሳኻ ትኹን 🙏ንሰበይትኻ much respect ❤️❤️

  • @lulishmie5823
    @lulishmie5823 2 года назад

    Atum sebat hemaki geza eyu emo ntinkaki dan hawey ke neka mewxo fetirleka thanks so much

  • @wintanamussie2709
    @wintanamussie2709 3 года назад

    Kbrin maganan ngoytana eyesus krstos ykun 🙏🙏🙏🙏

  • @awetbeletse7025
    @awetbeletse7025 3 года назад

    Entay koynu nay bhaki shimu deygbro Kab Daniel nay berie shim ztiqem haqi zanta ms haqnetu kiqerb ygbio nieru anyway amlak yhalwena 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @hamienassr9116
    @hamienassr9116 3 года назад

    Nay bhaki xbuk tmhrti zara fltet thanks

  • @saliemtse8026
    @saliemtse8026 3 года назад +2

    ተመስገን ኣምላክ እንቃዕ ውላድ እዛ ቅድስቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኮና እሜ ብርሃን ጽላላ ተንብረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @titimehari3574
    @titimehari3574 3 года назад

    Amen amen amen btami dese zebel mhati zanta amlake kbren mesganan ykuna

  • @samitekia8631
    @samitekia8631 3 года назад

    temesgen fetari woww amlak bayni mhretu ytemtena

  • @user-zd6xd6hr6b
    @user-zd6xd6hr6b 3 года назад

    Thank you

  • @rhmetademnur9717
    @rhmetademnur9717 3 года назад

    Mis Fetari ember mes shaytan kebert yelen

  • @yoditabraham8979
    @yoditabraham8979 3 года назад

    🙏🙏🙏Amen kolo zkhel amlakh

  • @teklezghimedateklezghimeda5456
    @teklezghimedateklezghimeda5456 3 года назад

    🙏🙏🙏🙏Dani anko kiden mhret mahretk thank s God

  • @besera4574
    @besera4574 3 года назад

    We have to cry to the lord EGEZIABHER neEritrea yetemeta.

  • @merontesfamikael9734
    @merontesfamikael9734 3 года назад

    Betami lebka zetnkef huluf 🙏🙏🙏

  • @Asmeray.
    @Asmeray. 3 года назад +2

    ተመስገም ፈጣሪ

  • @tesfaldetteweldemedhin9761
    @tesfaldetteweldemedhin9761 3 года назад

    Nay behaki Party 3 nay mewedeta des elatiny fetariy ykire behakay e.u Amen Amen Amen 🙏

  • @eriqueen3354
    @eriqueen3354 3 года назад +1

    ንብዓት ስዒሩኒ በቃ ተመስገን ኣምላኽ😢🙏

  • @user-ou3bf2xk6v
    @user-ou3bf2xk6v 3 года назад +1

    Temesgen Temesgen Temesgen,🙏🙏🙏 entay zibeliwo teamir u??? O fetari kulu alem kabzi kemzi adhinena bimengedika mirhana eske nibel kuluna hizbe kiristian. Hawina Dani kea enqao kabzi gahanib amlak biselam agalageleka. Ni Zarawina kea bilibi nemesgin nezi medeb ketekafuluna mikealkum kab Dani hawina tekebilkum.
    Amlak miskuluna yikun Amennnn!!♥️

  • @koki-kr6vf
    @koki-kr6vf 3 года назад +2

    Temesgen Egziabhier Amlak nzelalem alem ykber ymesgen
    Fetari zseano yelen

  • @bereketgoitom1681
    @bereketgoitom1681 3 года назад

    Besm ab welde menfes kudus ahade amlka amen bhaki amlka kulu ykalo eu amlak ka enkae hagezeka dani nzara fltet ka btami xbuk mhari zkone zanta 💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒⛪⛪⛪⛪⛪⛪

  • @محمدمحمد-ث8ي2ل
    @محمدمحمد-ث8ي2ل 3 года назад +4

    ብጣእሚ እያ ትምስጥ እዚአ

    • @omexhabeshawi6337
      @omexhabeshawi6337 3 года назад +1

      hasot eyu ta denkoro kemey aynet zeymibil hzbi eyuta zelena fo