Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እታ ንህልው ኩነታት ሂወትና እትገልጽ ደርፊ ጣዕሚ ዜምኣ ጽቡቅ ግጥማ ከኣ እሞ ፍሉይ ትሕዝቶ ዘለዋ ስደት ፍርቂ ሞት ዝብል ቃል ትሕዝቶ ናይ ደርፊ ዝያዳ ህለው ኩነታትካ ተፍለጠካ የግዳስ ንሕና ግን ንዓይኒ ዝተሰርሐ ደርፍታት ጥራይ ሞራል ኣብ ምሃብ ንውዕል ኣለና በዚ ኣጋጣሚ ድምጻዊ ወዲ (ናዙ ) ካብ ብልቢ የምስግነካ
You are right ▶️እዚኦም ናይ ሎሚ ወሎዶ ዘለና እቲ ግጥሚን ዜማን ዘይንስትብህልሉ እንታይ ደአ ነቲኤን ሕብርተን ቀሊዐን ዝመጻና ንፈቱ ኮይና ።
Ygrmeka u Etom derfi nestemaqr whdat ina kbretey
ruclips.net/video/5dkNnaFyp58/видео.html
0⁰⁰⁰
@@WEDIEYOBERi pppp
ወዲ ናዙ ንፉዕ ገጣማይን ዘያማይን እዩ ትፈልጥዎ ላይክ
Dmxu ke tebatay msh
Blux getamay zeyamay ka ember 👏💯✅
Wela nska roba arkey
ናቱ ዩ
Ne nahom meste seb zegebro mebzahitu ab eritera koynu zedrefo wedi nazu zesrihalu eyu
ስድርኡ ዝናፈቀ like ይግበር ♥️♥♥️🙏
Yh uuuuuu mama enber zekire kemzi ewan adna deqi ereyyyyyyy love deqi erii
❤️💛💔🥰🙏🙏🙏
ኣነስ እንከላይ ንዓካ ኢየ ዝናፍቀካ❣️
💁🏿♂️
ኣደይ ማርያም ጽላላ ተንብረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
5ግዜ ሰሚዐያ ግና ብውሽጠይ ምዛ ደርፊ ኣይነበርኩን ኮይደ ዓደይ ስደት ኣወድእ ዘበሎ እስከ ላይክ ይግበር
Äääääääääääåäå
🥰💔🙏🙏🙏
ኣነ ያዓኸ 😢😢😢😢😢
Âne aleku
Xenqiqna keamber yeak
ወዲ ናዙ ድምጹ ምስ ናይ ናሆም መስተ ይመሳሰል ትብሉ እስከ ላይክ ሃቡኒ
Ya temesasali
Tkkl
Ja temasilu alo
ክክክክ ዘይምፍላጥ ክሓስምኖሆም እዩ ድምጹ ምስ ወዲ ናዙ ዝመሳሰልመኽንያቱ እተን ንኖም ዘፍለጦ ደርፊወዲ ናዙ ሂብዎ እዚ ልዕሊ ኖሆም መስተዝሓየለን ዝነፍዐን ስነ ጥበባዊ እዩ።
@@መድሂናለምኣቦይምሕረትካላ 👌🏻❤
Nhom ywhanse ymsiel dmexue tibelue like agerchew🇪🇷 i hope ✈🇪🇷🙏
Nohom eyu na wedi nazu zamesle artist zaymflat gene haskiy kaykwun gaya gaya tebel getmiy zema nay wedi nazu eya
😆😆😆😆
Ane wun komu kbl xenihe
Ane da miemanu endyu sine zeleku Nahom eyu endye zibl zeleku so bizhu zerakbb alewom ab dimxom
🥰🥰🥰👌
ወዲ ናዙ ካብዞም ናይ ዘበና ዝበለጹ ስነ ጥበበኛታት 1 ኢዩ ብሉጽ ገጣማይን ዘያማይን ከምኡ ውን ድምጻዊ ኢዩ ምሳይ ዝሰማማዕ ♥ 👈
ወዲ ናዙ ዝፈትዎ ገጣማይን ዘያማይን ብሉጽ ስራሕ 💯✅🇪🇷🤙
🥰👌
ኣሕሕሕሕሕሕ ኤዋይ ኤርትራዊ ሓወይ ንብዓተይ ምቅጽጻር ስኤንዮ በሉ አሰክ ኣምላኽ ኣብታ መችዊት ሃገርና ኣክከቦ ይፍጥርለና i muss you eko ደቂ ኤታ ሓላል መሪት ኤሩ 🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amlak deltna kafxmlna takynu hasbna nb hagern kanmlaso alna tezy kaynu ab sedet 50 amet kengber ena ok
Amen 💖💖💖💖💖
🥰🙏🙏🙏
Hhhgfgfff. Cddchhhgcogfg👘👗🦺👔👘👘👕👔👟👟🥿🎓🥿👠👠🎓🥾👟👞👢🩲🩰🩳🕶👓🧤🩳👢🩴👢🎒⛑📿👑💄💄🎩🎩👒🎓👠👡🩱👝👖👕🥻
H🥿👞🥿🥿👚👚👚👛🥾🥾🎩🎓🔇👞👔👗🦺🥽🩳🕶👓🧥🧣🩲🎒🎒🧣🧣🧣🥾🧦🎩👟👞👢🩴👟👞🥾🥿👠👡🔉🎓👒👑👒🥿👡🔓🔓🔑🔐🍆🍐🫒🍇🍉🍊🧅🍆🥒🫑🍐🍊🍋🍊🍈🍈🍈🍇🍅🍅🥜🥜🫑🍈🍏🫒🍉🍐🥥🥒🍞🥐🥕🥦🥖🥬🍊🍉🍐🍍🍌🍓🥔🍒🍆 ffmjhmnmnb. Mbbnnnnmmn. .
ንመለስ ዓድና በጃኩም 👂👂Eritrean people 💔💔😭😭😭
👍🏼😭😭🥲
Ktet 🤦🏽♂️
Neanay eba wela hji ezi kulu zsaansyo tk zbele tezkewn nieru adna mbexahna
@@wedikelie4544 kbretey natey nkid bejaka
Emo Eseyasu ke keasurena endu
ስደተኛ !!!!!ከዳማ !!!!!ዝብላ መጸውዒ ካብ ገጽ ምድሪ የጥፈኣልና ፈጣሪ !!!!🙏🏼🙏🏼🙏🏼ብልጽቲ ስራሕ ኣንበሳየ 🤴🏽💎🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሐቂ ደርፊካያ ወዲ ናዙ እስከ ከምዚ ከማይ ስደተነኛ ዝካነ ኤርትራዊ ብlike ሰላም ሃቡኒ የሕዋተይ 🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷
Atum deki erey🇪🇷 ata anes kixlel ye bakum ayni abaykum yidefen kitxibuqu❤️💋💋ajokum Amlk alo ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ድምጺ፡100.ክሊብ.80. ግጥሚ 💯 . ዜማ 100 ባሓፈሻ ክረአ ኮሎ ብሉጽ ስራሕ ወዲ ናዙ ሓወይ 👌🤙💪 ኣምላክ መከራናን ውርደትናን ሪኡ ናብታ ምጭውቲ ሃገርና ብሰላም ይምለሰና ኣሜን(3) 🙏🙏🙏 ሕፍስ ዝበለ like እስከ ሃቡለይ ንወዲ ናዙ ብሽመይ ደቂ ኤረይ ሓላት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️🌿🌱🌾🌳🌲🌴❤️🙏
[ ስደተኛ ]ስደተኛ ወይ ኣነ መከረኛሽመይ'ዶ'ታ ምኾነ ስደተኛምማሞቕኩ'ባ ኣብ ዓደይምስ ኣቦይ ምስ ኣደይምኸበርኩ'ባ ኣብ ቤተይምስ ሓወይ ምስ ሓፍተይ።ኣብዚ ስደት፡ነዊሕ ዓመት ኮይኑዕድመ ንእስነተይ,እንሆ ባኺኑኣታ ዝናተይ ንበይኑ'ዩ በይኑ ከቢዱ ሚዛኑንእስነተይ በሊዕዎ ስደት፡እዚ ከይኣኽለኒ+ጭንቀትስደት ሕሱም ዳርጋ ንእሽቶ ሞት፡ኣየ ተካል ሂወትዓደይ ዓደይ ናዓደይ ናዓደይትማል ሓሊፋ ሎሚ ትወለድ ለውጢ'ኳ ዘየለኣብ ሎሚ ኮይነ ንጽባሕ ይትስፎ እንተኾነለይ 'ለይጽሊ'ለኹ ናብቲ ዳኛ ሰማይ ሓቀኛ ፈራዲኣይማሲነ እንድየ ሎሚ'ሲ ኣምላኸይ ይሰምዓኒ ግዲ።ወዲ ናዙ ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ፡መግለጺ የብለይን
Please melaya eba habibi
@@kibromocubamicael8745 okay
@@segenentertainment7199 ?????
❤
እንታይ ከም ዝኾንኩ ኣይፈልጥን ልዕሊ ሰለስተ ግዜ ደጊመያ ወላ በቃ ስቅ ኢልካ ደጋግማ መጽዩኒ ወዲ ናዙ ሓወይ ሓሳባት ውሽጥና ብ ጥበብ ገሊጽካዮ ኢኻ እሞ ምስጋና ይኹንካ ኩሉ እቲ ንሓስቦ ብግጥምኻን ብዜማኻን ኣቐሚጥካዮ ኩሉ ነገራ ውድእቲ ደርፊ ግጥሚ 100% ዜማ 100% ዳይሬክቲንግ ተባዕታይ ተዋሳእቲ ውዱኣት ውልዶ ጥበብካ ከነስተማቕር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:: 👏👏👏😍😍😍✅✅✅✅✅
ን ነብሱን ንሓቅን ዝገጥምን ዝዝይምን ወዲ ናዙ ብርዕኻ ይሰስን ጎነይ ገለ ዶ ክብልናዛዊ መን ኢለ ክገልጸካቃላት አኮ ሲኢነልኪ ካብ ልበይ የ ዘፍቅረክ!!(ዮኒ)💌💌💋💋💕💕💕
ወዲ ናዙ ብሉጽ ቡሉጻት ስደተኛ መከረኛስደት ከልተ ሞትንእስነተይ በሊዕዎ ስደት ዋይ ንሕና ንረኽቦ ስቅ ኢልካይዩዓለም ክጥዕማ ንበይንና ምከራ ዝኾነ ናብራ
ወዲ ናዙ ብዙሕ ደርፊ ዝሃበ ጅግና ዩ
ወዲ ናዙ ኣቦ ግጥሚ ላይክ ኣዲኒ ትፈልጥዎ፡፡
🥰👌👍
ወዲ ናዙ ንምንታይ ግን ጥዑም ድምጺ ከለካስ ብዓልካ ዘይ ትደርፍ ዝበጽሐ ግጥምን ዜማን ንሰብ ትህብ፡፡።፡፡፡ ተወሳኪ ቁሩብ ኣብ ገለ ዶ ድምጺ ምስ ኖሆም መስየ ይመሳሰል ሓቀይ ኣብዛ ደርፊ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ካ ኢልና ኢና።
እወ ይመስል እዩ እቲ ዜማ እዩ እኮ ዝቕልሶም ንናሆም ከኣ ዜማ ይህቦ እዩ ።
@@ግዜእዩከምኡጌሩ ya bro
Nay mene men derfitat dea getimu
@@berietheone2386 nay kulom derfti nay abi kulu natu eyu nay nahom wen natu behxiru nsu kulom derfti wala reayo wedi nazu zebel kexengaka eyu wedi madixxx shikor eyu
ብርሂን ወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ ከምቲ ዝበልካነዮ ስደትና የሕጸረልና
ናይ ብሓቂ ሙዚክ ብፍላይ ዓውት ብ ምእታዉ ሕጉስ የ lik
Kmy malet entay fuluy neger alewo kab sebu
@@nahomdaniel9826 aygermn
ስደት መሪርና እወ ዕረ ጢዕምናባፋንኩሉ ዝኾነ ሂወት ነሕልፍ ኣለና
ኣቤት ዜማ ኣቤት ግጥሚ ይበል ጥበብ ወዲ ናዙ proud of you bro 💔🇪🇷
ድምፅህ የናሆም ይመስላል ኤርትራዊያን በጣም ነው ምወዳችሁ ኢትዮጺያዊ እህታችሁ ነኝ ሚለው ባይገባኝም ስለሰደት እደሆነ ትንሽ ትንሽ ይገባል ሰላማችሁ ይብዛልኝ🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋዉ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ የቀንየልና እዘሐወይ ወዲ ሐላል መሬት ቀጸሎ መሃሪ ትርጉም ዘለዋ ግጥም እታይ ክዋጸ ድሚጸ እዉን እታይ ክብል 100 ስላምታየን ምዖባለን ራህዋን ኤረትርያ ዓደይ መዓረይ የቀንየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሕዋት እንተዘይተሰማሚዕና ደኣ ስደተኛናን ፡ ሞትን ምሳና ክነብራ እየን ፈቲኹምን ጸለእኩምን ፡ ሰበይ በኣውራጃ ብትን ኣቢሎማ እዮም ዘይሙሁራት ፡ ሓደ ደኣ መሪሑ ዘእትወና ከም ሊቀ ነበያት ሙሴ ይፍጥረልና ።
Eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ናዙ ወዲ ሪመይ ነዛ ደርፊ ከማይ ደጋጊሙ ዝሰምዓ ይህሉ ዶ ይበል ግጥሚ ድምጺ ብሉጽ ስራሕ ኣርኢካና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ስደትና ይኣክለኩም ኢሉ ምስ ስድራና ንራከበሉ ግዜ የሕጽረልና.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስደትና ከብቅዕ ስርዓት ህግደፍ ክእለ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ ካልኣይ ኤርትራዊያን ትዕቢት ኣንነት መን ከማይ ኣነ ኣነ ንግደፎ እግዛብሄር ውን ዓይኒ ኣለዎ !! ታሪኽ ህግደፍ ንህግደፍ ገዲፍና ናትና ታሪኽ ንስራሕ ኣዴታትና ብስእነት መድሃኒት ተሳቂየን ይሞታ ኣለዋ
Aahhhh Eritreawian mekera tsegibnayos eefff keman elna😭😭😭. Amlak nezom kulom ksab hiji whsnet sienom zelewu hzbi Eritrea halwelna, tslalka anbrelom😭. Yiaklekum belena beka ykiaklena fetari aboy😭😭
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ።ከም ሪኢቶይ ግን ደርፍታትና ሓደ ዓይነት ኣንግላት ዝሓዘ እንዳኾነ ይመጽእ ኣሎ መስለኒ።ካልኣይ ድማ ኣብዛ ስራሕ ተላሃይቲ ኣይመድለያን መስለኒ ክልታ ስምዒት ሂበንኣ ነዛ ስራሕ።
ብፍላይ ኣብ ኣዲስ ዝተሰርሓ ኣብ ትልሂት ሓደ ዓይነት ።
Ya abzias wala ane mesaku aleku habibi
ጽቡቅ ትዕዝብቲ
ናይ ብሓቂ ሳዕሳቲ ኣይመድላያን
Xbuk srah wedi nazu .n mntay gn saesaety yeetikmula ayteredaanin
Msaka ysemamaeye !!!
Berhin hawey sedetna Ewe konina hiwet sedet geltsekayo sedet Sedi nab ETA n fetewa hagerna eko meliskana ajoka sedetena terifu Ab adena Selam koinu netahakakeflu gize kemtse eyu ajona kulu kehalef eyu bravo Wedi Nazu bal kanari demtsi ❤️❤️❤️🥰🥰🥰
Adeyn sedrayen nafiqe zebl like yegber
ኡፍፍ 1000 ግዜ ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ደርፊ
Brhane hawey ajeka kewghalna eyu egzabher amlak xebebana kerhwelna eyu nadna temelisna matin nfetwom sdran yethaqoqfena Nay bhaqi brhin arkey xbuq srah ajeka qexlo ab gonka alena deqi ዉስከ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷nbrihin zfetu like abzia👇👇
Samaney endo kab eritrea kanwxu kalna ko amlak alo enda belna ayknan waxna nab sedet kulu eritrawi basru eyu waxya hiji ka kamta basrna zawxny basrna kanmles alna tezya kaynu gena kanmles aynkaln ena malit ab tehtiy amlak natka hayliy ka agdsey eyu🇪🇷🤔
ንመለስ ዓድና በጃኩም የሕዋት ብፍቅሪ ብስኒት በጃኩም ሕማቅ ኣይተሪዩና ኡፍፍፍ 😭😭😭😭
ወዲ ናዙ ኣጆካ ቀሪቡ አዩ ኣምላክ ከሕጽረልና አዩ
ኣጆና!!! እቲ እንደልዮ ክንገብር ብዘለና ዓቕሚ ንተሓባበር!!! ዓድና ክንረግጽ ኣብ ዓፍራ ኣይንርገጽ!!! ነቶም ዋናታት ግዜና፡ ሃገርናን ዕድልናን ከይንኸውን ዝኸልከሉና ናይ ውሽትን ናይ ግዳምን ሓይልታት ኣውራ ግን ነቲ ሕመረት ሽግርና ዝኾነ ስርዓት ምልኪ ዝግባእ መልሲ ብምሃብ ንተዓወት። ንነዚ ንምግባር፡ ንዘራረብ፡ ንላዘብ፡ ንሰማማዕ!!!
Zaytmino derfi wedi nazu hawey nay bhaki sedat nesitay mot eyu lomes mererina eko fetary aboy sedetina yhxerelina 🙏🙏🙏
😢😢😢😢😢😢😢 እዚ ኩሉ ሃብቲ ሕዝካ ዶ ብስደተኛ ምተጸዋዕና ኣሕ😢😢😢😢😢😢😢
ናዙ ሓወይ ብሉጽ ሲራሕ ብልኪዕ ነዚ ዘሎ ጊዜ ትገሊጽ ናትካ ዘይተ ሰመዐ ናይ መን ኪስማዕ ኣጆካ ኣብ ቀርባ ጊዜ ከኣ ብ ካሊእ ትሕዝቶ ትምለሰና ትኸዉን
Bhaki....sidetegna koynu simna......fetari tarikna ykeyrelna abkulu alem enrkeb ertrawyan yehwatey egzabher amlak gexu ymelselna. Nice job wednazu shikor....bhaki ablbey zelo eka gelixkayo emo memelisu zhdeseka derfi eya love it.
እቲ ድምጺ ናብ መስተን ናብ ኣቢን ከይዱ ወላ እቲ ዜማ ወዲ ናዙ ኢኻ ግን ርእሲ ማኣዝን በልዎ እስከ like
Nekeltiaom nesu eyu zebezehe getemi zema zehbom habibi
@@danielhabteab432 ያ ስለዚ እንድየ ርእሲ ማኣዝን ዝበልክዎ
ንሶም ኢዮም ንዕኡ ዝመስሉ ዘለዉ ምኽንያቱ ናቱ ስራሓት ኢዮም ዝሰርሑ::
Zom teblom zeleka natu getmn zeman tetekimom yfeltu eyom enber nesu aykonen neom mesilu
ruclips.net/video/Ac4QXuBm90Q/видео.html
Wedi nazu arkey ajoka eske dagagemena ezi tum dmxu so aythmeq ab tegebro neger ka amlak yhagzeka zarkey 🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💞💞💞💞👈👍
Wedi nazu haway the best eti bluxi getmay zeymay bless you xebuk serhe kem kulu geize amlak beslam yemlsena adina🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
አይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
#ስደተኛ #ዋይ_ኣነ_መከረኛዓሕ ስመይ'ዶታ ምኾነ ስደተኛ thanks ወዲ ናዙ ኣስሊ🇪🇷❤💗✌
ሐወይ እስኻስ ደሪፍካ ዬ ንሕና ኸ እንታይ እዩ መጨረሽታና
ርእሰይ ሃሪማትኒ ብልቢ ኣስተማሲለ ናይ በሓቂ ገላጺት ብሉጽ ስራሕ ቀጽልዎ
Wedi nazu enqae getseget arayena gdmka ziemaka kulu xbuq eyu gn hjj eina mslka nreyo zelena by zewey btaemi xbuq srah kulu gzie baelka drefo srhatka🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕
ተስፋ ደለዎ ድምጻዊ ኣጆካ . we love you 😘
ኣሕ ሱደት ❤
ኣኽ ምስትምሳል ኮይኑ ዕጫና ተስፋ ኣይነጉድል እዚውን ክሓልፍ ዩ ኣጆኹም ደቂ ኤርይ ❤❤❤
Ngal tigray ke mearey
@@merhawimedia8898 Kuluna hade ena mqrti haftey ezi wn khalf eyu hzbi Eritrean&Tgrayn nkesnelu gzie kmex eyu ajona tray.
@@feruzhabteab9305 thanks zhaftey shkorina lebamey 👌🥰🥰🥰
Eza derfi ab eritrea keleku eye zsema niere ab ztemo sefiru Ele yemarr niere lomi dma sdetena koyne behaki wedi nature ❤❤❤❤❤
Brihn hawey kemti zbelkayo sdetna yehtsrelna❤️❤️❤️
ዋዋዋዋዋው ወዲ ናዙ ጥዑም ድምጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ስደት ዶ በልካ ስደተኛ እወ ስደተኛ ኾይኑ ስመይ ኸየዕርባ እዛ ስመይ ኒክ ፎርሳ
ስደተኛ ኮይኑ ስመይከየዕረባ እዛ ዓለመይኣልኩም ዶ ስደተኛታት ከይረገጽኩም ከይትሓልፉ ስደተኛታት ዓሸራ ርገጹ
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Wedi nazu nay nebsu dmxi eyu zelewo nsom eyom natu wesudom edmen tinan yihabka brhin hawey mare eye zfetweka😍😍😍
6, , [ ስደተኛ ]ስደተኛ ወይ ኣነ መከረኛሽመይ'ዶ'ታ ምኾነ ስደተኛምማሞቕኩ'ባ ኣብ ዓደይምስ ኣቦይ ምስ ኣደይምኸበርኩ'ባ ኣብ ቤተይምስ ሓወይ ምስ ሓፍተይ።ኣብዚ ስደት፡ነዊሕ ዓመት ኮይኑዕድመ ንእስነተይ,እንሆ ባኺኑኣታ ዝናተይ ንበይኑ'ዩ በይኑ ከቢዱ ሚዛኑንእስነተይ በሊዕዎ ስደት፡እዚ ከይኣኽለኒ+ጭንቀትስደት ሕሱም ዳርጋ ንእሽቶ ሞት፡ኣየ ተካል ሂወትዓደይ ዓደይ ናዓደይ ናዓደይትማል ሓሊፋ ሎሚ ትወለድ ለውጢ'ኳ ዘየለኣብ ሎሚ ኮይነ ንጽባሕ ይትስፎ እንተኾነለይ 'ለይጽሊ'ለኹ ናብቲ ዳኛ ሰማይ ሓቀኛ ፈራዲኣይማሲነ እንድየ ሎሚ'ሲ ኣምላኸይ ይሰምዓኒ ግዲሽመይ ኽቕየር ዋና ክበልየለይ ስደተኛ ከቢረ ኣብ ቤተይ ክነብርመከራ ጭንቐይ ክቐብር ንዑ እነሁይነግር ሎምስ እወ ናብራ ስደት ዓዲ ጋና ይእከለኒ ግደይ ከኣ'ባ ንገሪ ስደተኛይብቕዓኒ ክንደይ ግዜ'ሞ ከሕልፎስመይ ኮይኑ ስደተኛ ክንደይ ግዜ ዳናፈቕኩ ክነብሮ ዓዲ ጋና ኖ ኖ ኖ ኣደለኽዎንኖኖ ኖ ኣይክእሎን'የፈጣሪ እስኻ'ኢኻ ናይ ልቢ ተግህዶስደትና የሕጽሮ ኣርግጸኒ ዓደይእምበር'ዶ ከይበሊ ኣብዚ ዘለኽዎኩሉ ኣብ ኢድካ'ዪ ሞ ጸበባይ ኣርህዎ(ስደተኛ ኮይኑ ስመይ ከየዕርባ ዛ ዓለመይ)(2)ዘሎ ኣብቲ ልበይ ናይ ለይቲቕትሪ ሓሳበይ ዕምሪ ስደተይ ሓጺሩ ብሰላም ክረግጽ በተይተሰሚርለይ እዚ ኩሉ ግዜ ዝሓልሞናፍቖት ኣደይ ክእብድ ነቦይ ሓቒፈክስዕሞ ምስ ስድራበተይ ክበሊምንባር ክንጅምር ከም ሰብ ኣነ ኮሙ እየ ዝምነ ወትሩ ኮሙ እየ ዝሓስብ (ስደተኛ ኮይኑ ስመይ ዎሆ ዎሆ ከየዕርባ ዝዓለመይ)(2)
Ata men alo kemay ztetenkefe beza derfi Amlak sdetna yhxerelna deki Eri halaleyyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
Wedi nazu i love You betami neshtey yemane baria 🇪🇷🇪🇷🇨🇭
ወዲ ናዙ ዝፈቱ እስከ like ሃብዎ 🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መን ኣሎ ከም'ዚ ናተይ ተደጋጊሙ ዝሰምዓ like# I hate ስደት🤦🏿
👍😍
🥰🥰👌
Me
ኣነ ኣለኹ በዚ ርሑቕ ከይከድካ ካብ ንግሆ ክሳብ ምሸት
Aseyy nay behaqi xbkti derfi eya ስደተይ የሕጽረለይ ኣርግጸኒ ዓደይ: 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞
Thankyou so much for your support All Eritreans 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ስደት እኳ ክውሕደና! ንኹሉኹም ሰማዕቲ እንተበልካ እንታይ ይጎድለካ!? እዛ ደርፊ ዘስተማቕርዋ ዘለዉን ዝተሰርሐትን ከ ንኤርትራውያን ጥራይ ድያ!? ስለምንታይ ኣብ ስደት እናነበርኩም ጸበብትን ዓሌታውያንን ትኾኑ!?
Wedi nazu shkorrrr kexl ezi arkey Marey kab bneshteka zfeletka eye kab wedi madeks ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Wow gele aynet srah wuahtika kem gele tgebir 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wedi nazu jegna ናይ ነሆም መስተ ዝሰርሐ በዓልጉይ ገይ ድሰሪሐንፉዓ ገጣማይ ዘየማይ
ሳዕስዒት ይደጋገም ኣሎ ኣስተውዕልሉ፡ሞኩሉ ይመሳሰል
Ezia neay eka derifka. Kabzo rasasiti hager ezia mtemelesna adna. Selam entezkonelna 👍💟🍟
Berhne hawey betami xebuq serih qexelo 100/100 ❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯🙏🙏🙏✍✍✍✍
Wedi Nazu hade kabtom Nmkahaleom Getemti,zeyemti& Derefti tsbuk srah keslo kabaka bzuh kntsbe Ena Ambesaye 🙏✌💗
ኢትዮ ነኝ ግን እርትራን ዘፈን ትርጉሙ ባይገባኝ ውሥጤ ነው /// ግን ይሄ ድምፅ የናሆን ነው ወይስ የራሡ አረ ግራ አጋባኝ / ስደት አይኑ ይጥፍ
Ye rasu new
Miss you eritrea sedet xleyo yhwatey
Very great and situational song, which, inspires every eritrean immigrant to think that it is possible to return to our home country very soon. There, we will live proudly with uplifted head.
ኣብ ስደት ንነዊሕ ጊዘ ዘስተማቅረክዎ ደፍሪ ነይሩ ፡ ኣንተ ኣዚኣ ግን ንኩሉ ህዋሳተይ ያ ቀይዳ ሰባኣዊ ክብርታተይ ጊሊሃ ኣራኣትኒ ሞ ክብረት ይሃብካ ጥባብኛ ጥበብን ።
Nazu arkey dmxka zwexo yeblun. Bhji wn kxbeyeka eye leeli hizka ktmexeni. Ember nay lomi si zereba yelen kulu 100% eu
ናሆም መስተ ዲካ ወዲ ናዙ ጅግና
ever seen like this heart touching 🎵 song ❤❤❤ God bless you and all Eritrean stay safe 🙏❤
ስደተኛ ኮይኑ ስመይከየዕርባ ዛዓለይኣሕ ዋይ ኣነ ኩሉ ግዜ ፍርቂ ጎንኻ ክኸፍእ ወገናተይባዕሉ ምሕረቱይላከልና ፈጣሪ(ኣሜን)
Welcome wedi nazu ajoka kahalf eyu 🇪🇷❤🙏🤴
ኣየ ስደት ናዓ"ባ ግደፍ ዛንታና ዛንታ እስራኤላውያን ግበረልና ቀሪብና'ኮ ናብ ሓደ ዘመን ተጸጊዕና ስደቴና ካብ ንባሃል ኦ ኣምላክይ ሓደራካ ኣይትረስዕ ደቅካ ኩሉና ምምራርን ምግሩምራምን ምንባዕን ምሕዛንን ኮይኑ ሂወትና ናብ ንቡር ምለሰልና ።
It’s a tradition to come and see this every once in a while
በጃኻ እባ ድገመና ተመሳሳሊት ወዲ ናዙ በዚኣ ዝይነበዐ የለን እኮ። ዋላ ኣምሓሩ
Ewayyyy wedi nazu hawey tefikani dika nierka lomi gn debiskani qanzana keman bkefilu gelixkalna aleka slezi thanks thanks berihen bro ayttfaa kea
Zeragi kolo do xurum may ysite ,,, Selam n hizbie Eri and TG
1000 like mhabkuka tezikal nieur you are talente artist ❣️ 🇪🇷❤️
Owwwwwww wedi nazu hawey nay behaki Tebaetay zikone serah Ajoka ze arekeyyyy
Wedi ናዙ ሓወይ ኣቦ ጥበብ GBU🙏
Wedi nazu blux srah kem wetru edmen tenan yhabka fetari 👌👌👌
ወዲ ናዙ ጅግና ቀጽሎ
Ahhh😭😭 sdet gumama nay bhaki Wedi Nazu shikorrr btami xubuk srah ajoka kexelo ❤❤👈
Dki eri sedtna yehxrlen🇪🇷😥✌
ኦ ኣምላኽ ስደት ይኣኽለኩም በለና🙏🏽🇪🇷🇪🇷
Wedi nazu nefu getamay zeyamay nay behaki temti derfi 👏
ወዲ ናዙ ደሪፍካያ ኢካ ሞ የመስግነካ❤
እታ ንህልው ኩነታት ሂወትና እትገልጽ ደርፊ ጣዕሚ ዜምኣ ጽቡቅ ግጥማ ከኣ እሞ ፍሉይ ትሕዝቶ ዘለዋ ስደት ፍርቂ ሞት ዝብል ቃል ትሕዝቶ ናይ ደርፊ ዝያዳ ህለው ኩነታትካ ተፍለጠካ የግዳስ ንሕና ግን ንዓይኒ ዝተሰርሐ ደርፍታት ጥራይ ሞራል ኣብ ምሃብ ንውዕል ኣለና በዚ ኣጋጣሚ ድምጻዊ ወዲ (ናዙ ) ካብ ብልቢ የምስግነካ
You are right ▶️እዚኦም ናይ ሎሚ ወሎዶ ዘለና እቲ ግጥሚን ዜማን ዘይንስትብህልሉ እንታይ ደአ ነቲኤን ሕብርተን ቀሊዐን ዝመጻና ንፈቱ ኮይና ።
Ygrmeka u Etom derfi nestemaqr whdat ina kbretey
ruclips.net/video/5dkNnaFyp58/видео.html
0⁰⁰⁰
@@WEDIEYOBERi pppp
ወዲ ናዙ ንፉዕ ገጣማይን ዘያማይን እዩ
ትፈልጥዎ ላይክ
Dmxu ke tebatay msh
Blux getamay zeyamay ka ember 👏💯✅
Wela nska roba arkey
ናቱ ዩ
Ne nahom meste seb zegebro mebzahitu ab eritera koynu zedrefo wedi nazu zesrihalu eyu
ስድርኡ ዝናፈቀ like ይግበር ♥️♥♥️🙏
Yh uuuuuu mama enber zekire kemzi ewan adna deqi ereyyyyyyy love deqi erii
❤️💛💔🥰🙏🙏🙏
ኣነስ እንከላይ ንዓካ ኢየ ዝናፍቀካ❣️
💁🏿♂️
ኣደይ ማርያም ጽላላ ተንብረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤
5ግዜ ሰሚዐያ ግና ብውሽጠይ ምዛ ደርፊ ኣይነበርኩን
ኮይደ ዓደይ
ስደት ኣወድእ ዘበሎ እስከ ላይክ ይግበር
Äääääääääääåäå
🥰💔🙏🙏🙏
ኣነ ያዓኸ 😢😢😢😢😢
Âne aleku
Xenqiqna keamber yeak
ወዲ ናዙ ድምጹ ምስ ናይ ናሆም መስተ ይመሳሰል ትብሉ እስከ ላይክ ሃቡኒ
Ya temesasali
Tkkl
Ja temasilu alo
ክክክክ ዘይምፍላጥ ክሓስም
ኖሆም እዩ ድምጹ ምስ ወዲ ናዙ ዝመሳሰል
መኽንያቱ እተን ንኖም ዘፍለጦ ደርፊ
ወዲ ናዙ ሂብዎ እዚ ልዕሊ ኖሆም መስተ
ዝሓየለን ዝነፍዐን ስነ ጥበባዊ እዩ።
@@መድሂናለምኣቦይምሕረትካላ 👌🏻❤
Nhom ywhanse ymsiel dmexue tibelue like agerchew🇪🇷 i hope ✈🇪🇷🙏
Nohom eyu na wedi nazu zamesle artist zaymflat gene haskiy kaykwun gaya gaya tebel getmiy zema nay wedi nazu eya
😆😆😆😆
Ane wun komu kbl xenihe
Ane da miemanu endyu sine zeleku Nahom eyu endye zibl zeleku so bizhu zerakbb alewom ab dimxom
🥰🥰🥰👌
ወዲ ናዙ ካብዞም ናይ ዘበና ዝበለጹ ስነ ጥበበኛታት 1 ኢዩ ብሉጽ ገጣማይን ዘያማይን ከምኡ ውን ድምጻዊ ኢዩ ምሳይ ዝሰማማዕ ♥ 👈
ወዲ ናዙ ዝፈትዎ ገጣማይን ዘያማይን ብሉጽ ስራሕ 💯✅🇪🇷🤙
🥰👌
ኣሕሕሕሕሕሕ ኤዋይ ኤርትራዊ ሓወይ ንብዓተይ ምቅጽጻር ስኤንዮ በሉ አሰክ ኣምላኽ ኣብታ መችዊት ሃገርና ኣክከቦ ይፍጥርለና i muss you eko ደቂ ኤታ ሓላል መሪት ኤሩ 🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Amlak deltna kafxmlna takynu hasbna nb hagern kanmlaso alna tezy kaynu ab sedet 50 amet kengber ena ok
Amen 💖💖💖💖💖
🥰🙏🙏🙏
Hhhgfgfff. Cddchhhgcogfg👘👗🦺👔👘👘👕👔👟👟🥿🎓🥿👠👠🎓🥾👟👞👢🩲🩰🩳🕶👓🧤🩳👢🩴👢🎒⛑📿👑💄💄🎩🎩👒🎓👠👡🩱👝👖👕🥻
H🥿👞🥿🥿👚👚👚👛🥾🥾🎩🎓🔇👞👔👗🦺🥽🩳🕶👓🧥🧣🩲🎒🎒🧣🧣🧣🥾🧦🎩👟👞👢🩴👟👞🥾🥿👠👡🔉🎓👒👑👒🥿👡🔓🔓🔑🔐🍆🍐🫒🍇🍉🍊🧅🍆🥒🫑🍐🍊🍋🍊🍈🍈🍈🍇🍅🍅🥜🥜🫑🍈🍏🫒🍉🍐🥥🥒🍞🥐🥕🥦🥖🥬🍊🍉🍐🍍🍌🍓🥔🍒🍆 ffmjhmnmnb.
Mbbnnnnmmn. .
ንመለስ ዓድና በጃኩም 👂👂Eritrean people 💔💔😭😭😭
👍🏼😭😭🥲
Ktet 🤦🏽♂️
Neanay eba wela hji ezi kulu zsaansyo tk zbele tezkewn nieru adna mbexahna
@@wedikelie4544 kbretey natey nkid bejaka
Emo Eseyasu ke keasurena endu
ስደተኛ !!!!!
ከዳማ !!!!!
ዝብላ መጸውዒ ካብ ገጽ ምድሪ የጥፈኣልና ፈጣሪ !!!!🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ብልጽቲ ስራሕ ኣንበሳየ 🤴🏽💎🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሐቂ ደርፊካያ ወዲ ናዙ እስከ ከምዚ ከማይ ስደተነኛ ዝካነ ኤርትራዊ ብlike ሰላም ሃቡኒ የሕዋተይ 🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷
Atum deki erey🇪🇷 ata anes kixlel ye bakum ayni abaykum yidefen kitxibuqu❤️💋💋ajokum Amlk alo ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ድምጺ፡100.ክሊብ.80. ግጥሚ 💯 . ዜማ 100 ባሓፈሻ ክረአ ኮሎ ብሉጽ ስራሕ ወዲ ናዙ ሓወይ 👌🤙💪 ኣምላክ መከራናን ውርደትናን ሪኡ ናብታ ምጭውቲ ሃገርና ብሰላም ይምለሰና ኣሜን(3) 🙏🙏🙏 ሕፍስ ዝበለ like እስከ ሃቡለይ ንወዲ ናዙ ብሽመይ ደቂ ኤረይ ሓላት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷☘️🌿🌱🌾🌳🌲🌴❤️🙏
[ ስደተኛ ]
ስደተኛ ወይ ኣነ መከረኛ
ሽመይ'ዶ'ታ ምኾነ ስደተኛ
ምማሞቕኩ'ባ ኣብ ዓደይ
ምስ ኣቦይ ምስ ኣደይ
ምኸበርኩ'ባ ኣብ ቤተይ
ምስ ሓወይ ምስ ሓፍተይ።
ኣብዚ ስደት፡ነዊሕ ዓመት ኮይኑ
ዕድመ ንእስነተይ,እንሆ ባኺኑ
ኣታ ዝናተይ ንበይኑ'ዩ በይኑ ከቢዱ ሚዛኑ
ንእስነተይ በሊዕዎ ስደት፡እዚ ከይኣኽለኒ+ጭንቀት
ስደት ሕሱም ዳርጋ ንእሽቶ ሞት፡ኣየ ተካል ሂወት
ዓደይ ዓደይ
ናዓደይ ናዓደይ
ትማል ሓሊፋ ሎሚ ትወለድ ለውጢ'ኳ ዘየለ
ኣብ ሎሚ ኮይነ ንጽባሕ ይትስፎ እንተኾነለይ 'ለ
ይጽሊ'ለኹ ናብቲ ዳኛ ሰማይ ሓቀኛ ፈራዲ
ኣይማሲነ እንድየ ሎሚ'ሲ ኣምላኸይ ይሰምዓኒ ግዲ።
ወዲ ናዙ ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ፡መግለጺ የብለይን
Please melaya eba habibi
@@kibromocubamicael8745 okay
@@segenentertainment7199 ?????
❤
እንታይ ከም ዝኾንኩ ኣይፈልጥን ልዕሊ ሰለስተ ግዜ ደጊመያ ወላ በቃ ስቅ ኢልካ ደጋግማ መጽዩኒ ወዲ ናዙ ሓወይ ሓሳባት ውሽጥና ብ ጥበብ ገሊጽካዮ ኢኻ እሞ ምስጋና ይኹንካ ኩሉ እቲ ንሓስቦ ብግጥምኻን ብዜማኻን ኣቐሚጥካዮ ኩሉ ነገራ ውድእቲ ደርፊ ግጥሚ 100% ዜማ 100% ዳይሬክቲንግ ተባዕታይ ተዋሳእቲ ውዱኣት ውልዶ ጥበብካ ከነስተማቕር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:: 👏👏👏😍😍😍✅✅✅✅✅
ን ነብሱን ንሓቅን ዝገጥምን
ዝዝይምን ወዲ ናዙ ብርዕኻ
ይሰስን ጎነይ ገለ ዶ ክብል
ናዛዊ መን ኢለ ክገልጸካ
ቃላት አኮ ሲኢነልኪ
ካብ ልበይ የ ዘፍቅረክ!!(ዮኒ)
💌💌💋💋💕💕💕
ወዲ ናዙ ብሉጽ ቡሉጻት
ስደተኛ መከረኛ
ስደት ከልተ ሞት
ንእስነተይ በሊዕዎ ስደት
ዋይ ንሕና ንረኽቦ
ስቅ ኢልካይዩ
ዓለም ክጥዕማ
ንበይንና ምከራ ዝኾነ ናብራ
ወዲ ናዙ ብዙሕ ደርፊ ዝሃበ ጅግና ዩ
ወዲ ናዙ ኣቦ ግጥሚ ላይክ ኣዲኒ ትፈልጥዎ፡፡
🥰👌👍
ወዲ ናዙ ንምንታይ ግን ጥዑም ድምጺ ከለካስ ብዓልካ ዘይ ትደርፍ ዝበጽሐ ግጥምን ዜማን ንሰብ ትህብ፡፡።፡፡፡ ተወሳኪ ቁሩብ ኣብ ገለ ዶ ድምጺ ምስ ኖሆም መስየ ይመሳሰል ሓቀይ ኣብዛ ደርፊ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ ካ ኢልና ኢና።
እወ ይመስል እዩ እቲ ዜማ እዩ እኮ ዝቕልሶም ንናሆም ከኣ ዜማ ይህቦ እዩ ።
@@ግዜእዩከምኡጌሩ ya bro
Nay mene men derfitat dea getimu
🥰👌👍
@@berietheone2386 nay kulom derfti nay abi kulu natu eyu nay nahom wen natu behxiru nsu kulom derfti wala reayo wedi nazu zebel kexengaka eyu wedi madixxx shikor eyu
ብርሂን ወደይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ ከምቲ ዝበልካነዮ ስደትና የሕጸረልና
ናይ ብሓቂ ሙዚክ ብፍላይ ዓውት ብ ምእታዉ ሕጉስ የ lik
Kmy malet entay fuluy neger alewo kab sebu
@@nahomdaniel9826 aygermn
🥰👌👍
ስደት መሪርና እወ ዕረ ጢዕምና
ባፋንኩሉ ዝኾነ ሂወት ነሕልፍ ኣለና
ኣቤት ዜማ ኣቤት ግጥሚ ይበል ጥበብ ወዲ ናዙ proud of you bro 💔🇪🇷
ድምፅህ የናሆም ይመስላል ኤርትራዊያን በጣም ነው ምወዳችሁ ኢትዮጺያዊ እህታችሁ ነኝ ሚለው ባይገባኝም ስለሰደት እደሆነ ትንሽ ትንሽ ይገባል ሰላማችሁ ይብዛልኝ🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋዉ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ የቀንየልና እዘሐወይ ወዲ ሐላል መሬት ቀጸሎ መሃሪ ትርጉም ዘለዋ ግጥም እታይ ክዋጸ ድሚጸ እዉን እታይ ክብል 100 ስላምታየን ምዖባለን ራህዋን ኤረትርያ ዓደይ መዓረይ የቀንየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሕዋት እንተዘይተሰማሚዕና ደኣ ስደተኛናን ፡ ሞትን ምሳና ክነብራ እየን ፈቲኹምን ጸለእኩምን ፡ ሰበይ በኣውራጃ ብትን ኣቢሎማ እዮም ዘይሙሁራት ፡ ሓደ ደኣ መሪሑ ዘእትወና ከም ሊቀ ነበያት ሙሴ ይፍጥረልና ።
Eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ናዙ ወዲ ሪመይ ነዛ ደርፊ ከማይ ደጋጊሙ ዝሰምዓ ይህሉ ዶ ይበል ግጥሚ ድምጺ ብሉጽ ስራሕ ኣርኢካና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ስደትና ይኣክለኩም ኢሉ ምስ ስድራና ንራከበሉ ግዜ የሕጽረልና.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስደትና ከብቅዕ ስርዓት ህግደፍ ክእለ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ ካልኣይ ኤርትራዊያን ትዕቢት ኣንነት መን ከማይ ኣነ ኣነ ንግደፎ እግዛብሄር ውን ዓይኒ ኣለዎ !! ታሪኽ ህግደፍ ንህግደፍ ገዲፍና ናትና ታሪኽ ንስራሕ ኣዴታትና ብስእነት መድሃኒት ተሳቂየን ይሞታ ኣለዋ
Aahhhh Eritreawian mekera tsegibnayos eefff keman elna😭😭😭. Amlak nezom kulom ksab hiji whsnet sienom zelewu hzbi Eritrea halwelna, tslalka anbrelom😭. Yiaklekum belena beka ykiaklena fetari aboy😭😭
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ።ከም ሪኢቶይ ግን ደርፍታትና ሓደ ዓይነት ኣንግላት ዝሓዘ እንዳኾነ ይመጽእ ኣሎ መስለኒ።ካልኣይ ድማ ኣብዛ ስራሕ ተላሃይቲ ኣይመድለያን መስለኒ ክልታ ስምዒት ሂበንኣ ነዛ ስራሕ።
ብፍላይ ኣብ ኣዲስ ዝተሰርሓ ኣብ ትልሂት ሓደ ዓይነት ።
Ya abzias wala ane mesaku aleku habibi
ጽቡቅ ትዕዝብቲ
ናይ ብሓቂ ሳዕሳቲ ኣይመድላያን
Xbuk srah wedi nazu .n mntay gn saesaety yeetikmula ayteredaanin
Msaka ysemamaeye !!!
Berhin hawey sedetna Ewe konina hiwet sedet geltsekayo sedet Sedi nab ETA n fetewa hagerna eko meliskana ajoka sedetena terifu Ab adena Selam koinu netahakakeflu gize kemtse eyu ajona kulu kehalef eyu bravo Wedi Nazu bal kanari demtsi ❤️❤️❤️🥰🥰🥰
Adeyn sedrayen nafiqe zebl like yegber
ኡፍፍ 1000 ግዜ ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ደርፊ
Brhane hawey ajeka kewghalna eyu egzabher amlak xebebana kerhwelna eyu nadna temelisna matin nfetwom sdran yethaqoqfena
Nay bhaqi brhin arkey xbuq srah ajeka qexlo ab gonka alena deqi ዉስከ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
nbrihin zfetu like abzia
👇
👇
Samaney endo kab eritrea kanwxu kalna ko amlak alo enda belna ayknan waxna nab sedet kulu eritrawi basru eyu waxya hiji ka kamta basrna zawxny basrna kanmles alna tezya kaynu gena kanmles aynkaln ena malit ab tehtiy amlak natka hayliy ka agdsey eyu🇪🇷🤔
ንመለስ ዓድና በጃኩም የሕዋት ብፍቅሪ ብስኒት በጃኩም ሕማቅ ኣይተሪዩና ኡፍፍፍ 😭😭😭😭
ወዲ ናዙ ኣጆካ ቀሪቡ አዩ ኣምላክ ከሕጽረልና አዩ
ኣጆና!!! እቲ እንደልዮ ክንገብር ብዘለና ዓቕሚ ንተሓባበር!!! ዓድና ክንረግጽ ኣብ ዓፍራ ኣይንርገጽ!!! ነቶም ዋናታት ግዜና፡ ሃገርናን ዕድልናን ከይንኸውን ዝኸልከሉና ናይ ውሽትን ናይ ግዳምን ሓይልታት ኣውራ ግን ነቲ ሕመረት ሽግርና ዝኾነ ስርዓት ምልኪ ዝግባእ መልሲ ብምሃብ ንተዓወት። ንነዚ ንምግባር፡ ንዘራረብ፡ ንላዘብ፡ ንሰማማዕ!!!
Zaytmino derfi wedi nazu hawey nay bhaki sedat nesitay mot eyu lomes mererina eko fetary aboy sedetina yhxerelina 🙏🙏🙏
😢😢😢😢😢😢😢 እዚ ኩሉ ሃብቲ ሕዝካ ዶ ብስደተኛ ምተጸዋዕና ኣሕ😢😢😢😢😢😢😢
ናዙ ሓወይ ብሉጽ ሲራሕ ብልኪዕ ነዚ ዘሎ ጊዜ ትገሊጽ ናትካ ዘይተ ሰመዐ ናይ መን ኪስማዕ ኣጆካ ኣብ ቀርባ ጊዜ ከኣ ብ ካሊእ ትሕዝቶ ትምለሰና ትኸዉን
Bhaki....sidetegna koynu simna......fetari tarikna ykeyrelna abkulu alem enrkeb ertrawyan yehwatey egzabher amlak gexu ymelselna. Nice job wednazu shikor....bhaki ablbey zelo eka gelixkayo emo memelisu zhdeseka derfi eya love it.
እቲ ድምጺ ናብ መስተን ናብ ኣቢን ከይዱ
ወላ እቲ ዜማ ወዲ ናዙ ኢኻ ግን ርእሲ ማኣዝን
በልዎ እስከ like
Nekeltiaom nesu eyu zebezehe getemi zema zehbom habibi
@@danielhabteab432 ያ ስለዚ እንድየ ርእሲ ማኣዝን ዝበልክዎ
ንሶም ኢዮም ንዕኡ ዝመስሉ ዘለዉ ምኽንያቱ ናቱ ስራሓት ኢዮም ዝሰርሑ::
Zom teblom zeleka natu getmn zeman tetekimom yfeltu eyom enber nesu aykonen neom mesilu
ruclips.net/video/Ac4QXuBm90Q/видео.html
Wedi nazu arkey ajoka eske dagagemena ezi tum dmxu so aythmeq ab tegebro neger ka amlak yhagzeka zarkey 🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💞💞💞💞👈👍
Wedi nazu haway the best eti bluxi getmay zeymay bless you xebuk serhe kem kulu geize amlak beslam yemlsena adina🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
አይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
#ስደተኛ
#ዋይ_ኣነ_መከረኛ
ዓሕ ስመይ'ዶታ ምኾነ ስደተኛ
thanks ወዲ ናዙ ኣስሊ🇪🇷❤💗✌
ሐወይ እስኻስ ደሪፍካ ዬ ንሕና ኸ እንታይ እዩ መጨረሽታና
ርእሰይ ሃሪማትኒ ብልቢ ኣስተማሲለ ናይ በሓቂ ገላጺት ብሉጽ ስራሕ ቀጽልዎ
Wedi nazu enqae getseget arayena gdmka ziemaka kulu xbuq eyu gn hjj eina mslka nreyo zelena by zewey btaemi xbuq srah kulu gzie baelka drefo srhatka
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕
ተስፋ ደለዎ ድምጻዊ ኣጆካ . we love you 😘
ኣሕ ሱደት ❤
ኣኽ ምስትምሳል ኮይኑ ዕጫና ተስፋ ኣይነጉድል እዚውን ክሓልፍ ዩ ኣጆኹም ደቂ ኤርይ ❤❤❤
Ngal tigray ke mearey
@@merhawimedia8898 Kuluna hade ena mqrti haftey ezi wn khalf eyu hzbi Eritrean&Tgrayn nkesnelu gzie kmex eyu ajona tray.
@@feruzhabteab9305 thanks zhaftey shkorina lebamey 👌🥰🥰🥰
Eza derfi ab eritrea keleku eye zsema niere ab ztemo sefiru Ele yemarr niere lomi dma sdetena koyne behaki wedi nature ❤❤❤❤❤
Brihn hawey kemti zbelkayo sdetna yehtsrelna❤️❤️❤️
ዋዋዋዋዋው ወዲ ናዙ ጥዑም ድምጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ስደት ዶ በልካ ስደተኛ እወ ስደተኛ ኾይኑ ስመይ ኸየዕርባ እዛ ስመይ ኒክ ፎርሳ
ስደተኛ ኮይኑ ስመይ
ከየዕረባ እዛ ዓለመይ
ኣልኩም ዶ ስደተኛታት ከይረገጽኩም ከይትሓልፉ ስደተኛታት ዓሸራ ርገጹ
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Wedi nazu nay nebsu dmxi eyu zelewo nsom eyom natu wesudom edmen tinan yihabka brhin hawey mare eye zfetweka😍😍😍
6, , [ ስደተኛ ]
ስደተኛ ወይ ኣነ መከረኛ
ሽመይ'ዶ'ታ ምኾነ ስደተኛ
ምማሞቕኩ'ባ ኣብ ዓደይ
ምስ ኣቦይ ምስ ኣደይ
ምኸበርኩ'ባ ኣብ ቤተይ
ምስ ሓወይ ምስ ሓፍተይ።
ኣብዚ ስደት፡ነዊሕ ዓመት ኮይኑ
ዕድመ ንእስነተይ,እንሆ ባኺኑ
ኣታ ዝናተይ ንበይኑ'ዩ በይኑ ከቢዱ ሚዛኑ
ንእስነተይ በሊዕዎ ስደት፡እዚ ከይኣኽለኒ+ጭንቀት
ስደት ሕሱም ዳርጋ ንእሽቶ ሞት፡ኣየ ተካል ሂወት
ዓደይ ዓደይ
ናዓደይ ናዓደይ
ትማል ሓሊፋ ሎሚ ትወለድ ለውጢ'ኳ ዘየለ
ኣብ ሎሚ ኮይነ ንጽባሕ ይትስፎ እንተኾነለይ 'ለ
ይጽሊ'ለኹ ናብቲ ዳኛ ሰማይ ሓቀኛ ፈራዲ
ኣይማሲነ እንድየ ሎሚ'ሲ ኣምላኸይ ይሰምዓኒ ግዲ
ሽመይ ኽቕየር ዋና ክበልየለይ
ስደተኛ ከቢረ ኣብ ቤተይ ክነብር
መከራ ጭንቐይ ክቐብር ንዑ እነሁ
ይነግር
ሎምስ እወ ናብራ ስደት ዓዲ ጋና
ይእከለኒ ግደይ ከኣ'ባ ንገሪ ስደተኛ
ይብቕዓኒ ክንደይ ግዜ'ሞ ከሕልፎ
ስመይ ኮይኑ ስደተኛ ክንደይ ግዜ
ዳናፈቕኩ ክነብሮ ዓዲ ጋና
ኖ ኖ ኖ ኣደለኽዎን
ኖኖ ኖ ኣይክእሎን'የ
ፈጣሪ እስኻ'ኢኻ ናይ ልቢ ተግህዶ
ስደትና የሕጽሮ ኣርግጸኒ ዓደይ
እምበር'ዶ ከይበሊ ኣብዚ ዘለኽዎ
ኩሉ ኣብ ኢድካ'ዪ ሞ ጸበባይ ኣርህዎ
(ስደተኛ ኮይኑ ስመይ ከየዕርባ ዛ ዓለመይ)(2)
ዘሎ ኣብቲ ልበይ ናይ ለይቲ
ቕትሪ ሓሳበይ ዕምሪ ስደተይ
ሓጺሩ ብሰላም ክረግጽ በተይ
ተሰሚርለይ እዚ ኩሉ ግዜ ዝሓልሞ
ናፍቖት ኣደይ ክእብድ ነቦይ ሓቒፈ
ክስዕሞ ምስ ስድራበተይ ክበሊ
ምንባር
ክንጅምር ከም ሰብ ኣነ ኮሙ እየ ዝምነ
ወትሩ ኮሙ እየ ዝሓስብ
(ስደተኛ ኮይኑ ስመይ
ዎሆ ዎሆ ከየዕርባ ዝዓለመይ)(2)
Ata men alo kemay ztetenkefe beza derfi Amlak sdetna yhxerelna deki Eri halaleyyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
Wedi nazu i love You betami neshtey yemane baria 🇪🇷🇪🇷🇨🇭
ወዲ ናዙ ዝፈቱ እስከ like ሃብዎ 🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መን ኣሎ ከም'ዚ ናተይ ተደጋጊሙ ዝሰምዓ like# I hate ስደት🤦🏿
👍😍
🥰🥰👌
Me
ኣነ ኣለኹ በዚ ርሑቕ ከይከድካ ካብ ንግሆ ክሳብ ምሸት
Aseyy nay behaqi xbkti derfi eya ስደተይ የሕጽረለይ ኣርግጸኒ ዓደይ: 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞
Thankyou so much for your support All Eritreans 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ስደት እኳ ክውሕደና!
ንኹሉኹም ሰማዕቲ እንተበልካ እንታይ ይጎድለካ!?
እዛ ደርፊ ዘስተማቕርዋ ዘለዉን ዝተሰርሐትን ከ ንኤርትራውያን ጥራይ ድያ!?
ስለምንታይ ኣብ ስደት እናነበርኩም ጸበብትን ዓሌታውያንን ትኾኑ!?
Wedi nazu shkorrrr kexl ezi arkey
Marey kab bneshteka zfeletka eye kab wedi madeks ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Wow gele aynet srah wuahtika kem gele tgebir 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wedi nazu jegna
ናይ ነሆም መስተ ዝሰርሐ በዓል
ጉይ ገይ ድሰሪሐ
ንፉዓ ገጣማይ ዘየማይ
ሳዕስዒት ይደጋገም ኣሎ ኣስተውዕልሉ፡ሞ
ኩሉ ይመሳሰል
Ezia neay eka derifka. Kabzo rasasiti hager ezia mtemelesna adna. Selam entezkonelna 👍💟🍟
Berhne hawey betami xebuq serih qexelo 100/100 ❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯🙏🙏🙏✍✍✍✍
Wedi Nazu hade kabtom Nmkahaleom Getemti,zeyemti& Derefti tsbuk srah keslo kabaka bzuh kntsbe Ena Ambesaye 🙏✌💗
ኢትዮ ነኝ ግን እርትራን ዘፈን ትርጉሙ ባይገባኝ ውሥጤ ነው /// ግን ይሄ ድምፅ የናሆን ነው ወይስ የራሡ አረ ግራ አጋባኝ / ስደት አይኑ ይጥፍ
Ye rasu new
Miss you eritrea sedet xleyo yhwatey
Very great and situational song, which, inspires every eritrean immigrant to think that it is possible to return to our home country very soon. There, we will live proudly with uplifted head.
ኣብ ስደት ንነዊሕ ጊዘ ዘስተማቅረክዎ ደፍሪ ነይሩ ፡ ኣንተ ኣዚኣ ግን ንኩሉ ህዋሳተይ ያ ቀይዳ ሰባኣዊ ክብርታተይ ጊሊሃ ኣራኣትኒ ሞ ክብረት ይሃብካ ጥባብኛ ጥበብን ።
Nazu arkey dmxka zwexo yeblun. Bhji wn kxbeyeka eye leeli hizka ktmexeni. Ember nay lomi si zereba yelen kulu 100% eu
ናሆም መስተ ዲካ ወዲ ናዙ ጅግና
ever seen like this heart touching 🎵 song ❤❤❤ God bless you and all Eritrean stay safe 🙏❤
ስደተኛ ኮይኑ ስመይ
ከየዕርባ ዛዓለይ
ኣሕ ዋይ ኣነ
ኩሉ ግዜ ፍርቂ
ጎንኻ ክኸፍእ ወገናተይ
ባዕሉ ምሕረቱ
ይላከልና ፈጣሪ(ኣሜን)