Bahli Hibreteseb- 3ይ ክፋል ባህሊ ሕብረተሰብ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 7 ноя 2024

Комментарии • 52

  • @zerayhabtu3193
    @zerayhabtu3193 2 года назад +4

    ጽቡቅ መደብ ኣምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርክ

  • @issayaskahsay979
    @issayaskahsay979 2 года назад +4

    ድምጺ ኣምሓሽዎ 🔊

  • @heriheri7514
    @heriheri7514 2 года назад

    Medeb xbuk neyru , dmxi ashegiruna

  • @bellabella53
    @bellabella53 2 года назад

    Btami xbuq medeb 🇪🇷🥰🙏🏽

  • @zemennazrit4424
    @zemennazrit4424 2 года назад

    Betami xebuk medab kurub gen demxi wasklu yehwat ediman tenan yahbkum fetari nekultkum deki Erie

  • @abrahamasteraye4272
    @abrahamasteraye4272 2 года назад +1

    Aytmnewun ekum kulu gzye Kriekum des ybleni

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat4719 2 года назад

    Ewye Ewye Amlke edme yhbkum nkulom 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @berhaneasfaha703
    @berhaneasfaha703 2 года назад +1

    መርሓባ ሻዉለይ ጥዑም ስዋን ሕከያን እግበረልኩም አስከ።

  • @nohomduba8519
    @nohomduba8519 2 года назад +1

    ብጣዕሚ ጹቡቕ መደብዩ ግን ድምጺ ኣይስማዕን ዘሎ ይቕሬታ

  • @luulissak9902
    @luulissak9902 2 года назад +4

    ጀምዓራሕማ ብጣዕሚ ንድሕሪት መሊስኩሙኒ ጸኒሕኩም ኣነ ሉኡል ወዲ ተስፋይ ዋጣ ዝበልኩሞ ኢየ ፡ገዛባንዳ ጥልያን ። እወ ሹዑ ክዝክሮ ዝሓዝካ ሒዝካ ንሻውለይ ጉያዩ ኔሩ ። ሑጂ ንገንዘብ ከም ሽዑ ኣይጎየኹን ውግሕ ክትብልብ ጉያ ንሻውል መንግስተሰማይ የዋርሶም ንግሆ ኣብ እንዳኣጸደ ,፥ ቻኑምስ ወዲ እሸቱ ተቐቢሎም መሪቖምይሰዱና ብፍላይ ብላይ ውድድርዩ ኔሩ ብላይ ከሙኡውን ኣንጎሶም ወዲ ተስፋይ ብጣዕሚ ዘድንቖም ዝነበርኩ ዩ ሓናቒ ሓወይ ተዘኪርካዮ ናይ ኩርሙድ ሳዋ ክጽበየካየ ።
    ድሕሪ ወዲ ተስፋይ ዘሎ ኩቡር ሓወይ ሽምካ ኣይ ሓዝኩኻን ዝኽርኻ ትኽክልዩ ኔሩ ።
    ኣዳላዊ መደብ ጀምዓዮም ደዊሎም ኣርእዮሙኒ ።
    ቀጻሊ ምሳኹም ኣለኹ ሓናቒ ደውለለይ 004915210319141 ሰላም ጎይታ ይብዛሓልኩም

  • @godlove5841
    @godlove5841 2 года назад

    Azmarinotat nay bedir shawl mam of love

  • @ሻውለይመለይኣደኩሉ
    @ሻውለይመለይኣደኩሉ 2 года назад +2

    ሻውለይ ኣደ ኩሉ i love u for ever ❤❤❤❤❤❤

  • @aman6148
    @aman6148 2 года назад

    Well come deqi eri shkor

  • @wedimiki4375
    @wedimiki4375 2 года назад

    Naza channel nemabla deqi erey
    Shawley meley love

  • @natnaelsamson7842
    @natnaelsamson7842 2 года назад

    Wowo Congra ኣዝማሪኖ

  • @Metkel849
    @Metkel849 2 года назад +2

    Sawley meley bota tarik

  • @yohabarustu4137
    @yohabarustu4137 2 года назад +1

    ♥♥♥♥♥

  • @fikrnaentertainment3259
    @fikrnaentertainment3259  2 года назад

    Merhaba Merhaba Nkulikum, Rhus Awdeamet Inda belna, kulu gize misgana neakum ykun! Iti zgodelo neger dmani knmahsho knfitn ina ✨ Moralkum ayfelyena🎄Sesenayu Nkulna🎁🇪🇷

  • @teassebrahim723
    @teassebrahim723 2 года назад

    Dimxiy yelen

  • @sinitbella672
    @sinitbella672 2 года назад

    Edmen tenan yhabkum meteabiti

  • @محمدسليمان-خ8ي6ص
    @محمدسليمان-خ8ي6ص 2 года назад

    ابشر ابشر ابشر ابشر ابشر

  • @mehreteabsaelu7599
    @mehreteabsaelu7599 2 года назад

    love you guys zoba kaza from boston

  • @mussiegebreyesus71
    @mussiegebreyesus71 2 года назад

    Des zebl xeweta deki eri 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @fasikaa5320
    @fasikaa5320 2 года назад +1

    👌👌👌👌💯

  • @akile2444
    @akile2444 2 года назад

    demxi tehetu mara

  • @henoktaxi4285
    @henoktaxi4285 2 года назад

    Dimxi yelen

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 2 года назад

    ♥️♥️♥️♥️♥️

  • @yowhanayowhanies8831
    @yowhanayowhanies8831 2 года назад

    መርሓባ ደቂ🐪💖🇪🇷

  • @amlaktume6417
    @amlaktume6417 2 года назад

    Welcome brothers 👍. But the sound is not clear

  • @sirakaraya9659
    @sirakaraya9659 2 года назад

    🎤 🎙 🎤 🎙

  • @berhanegezaeandemikael4085
    @berhanegezaeandemikael4085 2 года назад

    Xbuk medeb yeqenyelna gun kulom neashtu koynom maletey ghedaym abeyti sebat khluwu neruwo kimiqir metan

  • @selamneana6036
    @selamneana6036 2 года назад

    Welcome nay guda xebuok medeb

  • @abrahamasteraye4272
    @abrahamasteraye4272 2 года назад

    Des Zebl Entay Emo Hasad digtator Meniesey kiekeb zey fetu Mengsti rekibna

  • @ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ
    @ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ 2 года назад

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ድምጺ ግን ኣብ ሰለስቲኤ ክፋላት ብጣዕሚ ትሑት ኣሎ ኣስተኻኽልዎ::

  • @samuelson2010
    @samuelson2010 2 года назад +4

    Kulu gzie kemzi medeb ente tgebru kab zereba beal Seltene jon sega(blash) neshnesh Adu(hashes) wezete metegalagelna

  • @samuelzekarias4022
    @samuelzekarias4022 2 года назад

    ዕላል ዝኽሪ:ዝኽሪ ናፍቖት:ናፍቖት እምነት:ናፍቖት ፍቕሪ;ፍቕርና ኢንተርተይንመንት ጽቡቕ ስራሕ ብዝዝዛየደ ኽትዓቢን ኽትሰፍሕን ኣሳልጦ ንምነየልኩም

  • @Tghgdugfhg
    @Tghgdugfhg Год назад

    AebGwl

  • @asmeraasmera5358
    @asmeraasmera5358 2 года назад +1

    ድምጺ ማራ ሕማቅ ኣሎ ማራ ቲሒቱ

  • @itetvproduction
    @itetvproduction 2 года назад +1

    ደቂ ኤረይ ነዛ ቻነል ሽሕ ሳብስክራይብ ከብጽሓ ሓጉዙኒ ሙቁራተይ

  • @lamineahmat8148
    @lamineahmat8148 2 года назад

    Dmxi

  • @jaynjonas
    @jaynjonas 2 года назад

    ሰላማት ጀምዓ
    ብጣዕሚ ናፊቐኩም ቀንዬ። በቐዳማይ መሪሳ እንዳጨረምኩም ባርኸልና ኢልኩምኒ ንጥዕና ይግበረልኩም ኢለኩም። ሎመ መዓልቲ ግን ወላ ባርኸልና ከይበልኪምኒ ስለዝተገግኩ ንውጽኣት ይግበረልኪም ኢለ። ቱጉሽተተይ ንጸላኢኹም ድኣ። ኣነ ኣብ ከፍተኛ 7 ቀበሌ 15 ዓቢየ። ኣብ እንዳሰራው ብዙሕ ኣይኣትውን ኔረ።ምኽንያቱ ኣብ ሓደ መርዓ ናይ ጓል ገዛውትና ደቂ ማይ ሰራው ብጌጋ ድፍእ ስለዘበላኒ ሕነይ ንኽፈዲ ክሳብ ሹድሽተ ወርሒ ወሲዱለይ። በዚ ምኽንያት ናብ ኣባሻውል ዘምቢለ። ብፍላይ እንዳ ደሃብ ተስፋይ። ወላ እኳ ከምቲ እንዳሰራው ድርፍታትን ሳዕሲዕታትን ኣይንበሮ ድኣምበር እቲ ሕክያታት ግን ሓደ ዓይነት ኔሩ። ኣብ እንዳ ደሃብ ተስፋይ ናይቲ ግዜ እቲ ተባኣስቲ ከም በዓል ወዲ ርእሶም፥ልቻኖ፡ወዲ ሬፎ፥ኣረፋይነ ሓሸማ፡ ኣያይ'ዶ ኔግሮ፡ኣቺ፣ወዱ ዒማሮ ወዘተ። ሓደ ግዜ ኣብ እንዳ ደሃብ ተስፋይ ዝፈጸምኩዋ ጌጋ ንሓደ ካብ ብርጌድና ሰሊሙ ናይ ደርጊ ጓንዴ ዝዓጠቐ ስዒድ ዝባሃል ቤተሰቡ ሩኹባት (ዕንዶም) ኣብ እንዳ ደሃብ እትው ኢሉ ንጀምዓ ክህድዶምን ከፋራርሖም ይሪኦ። ንሱ ኣየላለየንን ኣነ ግን ብሕርቃን ዝኣክል ምስ ጓንዴኡ ይጅፍዖ። እዚ ስዒድ ዝተባህለ ወዶ ገባ ኣብ ብርጌድና እንከሎ ኣዝዩ ፈራሕ ስለዝነበረ መጋባይን ናይ ሕሙማትን ውጉኣትን ክዳን ነሕጽቦ ኔርና። 2ይቲ ሕክያይ ኣብ እንዳተዛረ ካብ ሞት ዘምለጥኩላ ምሸት ድማ ብከተማ ጌረ ንእንዳ ተዛረ የላግስ እሞ ተዛረ ንሓደ ኣምሓራይ ፖሊስ ማስ ብረት ዝዓጠቐ ብዉቁጥ ካርታ ጌራ ክትውቅጦ ይርእያ እሞ ንተዛረ ወይ ከፈድሓኪ ኢዬ ወይ ድማ ርኣይለይ ምስ በልኩዋ ተዛረ እቲ ዒደር ምስወገፈ 30 ብር ትህበኒ። ሴፍ ዝጻወተኒ እንዳ ደወርኩ እንከሎኹ ናይቲ ዒደር ፖሊስ ኩነታቱ ደስ ስለዘይበለኒ ንተዛረ ደሓን ሕደሪ ኢለያ ንገዛይ ይዕዘር። ንሳው'ን ዘረባይ ሰሚዓ ወጺኣ ኢሎሙኒ። ኣነ ብ ኣጥቓ እንዳ ስዋ ገዛ ጎቦ ምስ በጻሕኩ ቶኽሰ በቲ እንዳ ዳኛ ሸነኽ እንዳ በርትዔ ምስ መጸ ኣብቲ ትሕቲ ጨርሒ ዝስራሕ ዝነበር ገዛውቲ ኩነታት ከጽንዕ ምስተጸጋዕኩ ጓል ገዛውትና ኣደ ስላስ ሰበይት ኣቦይ ተሰማ ምስ ጓለን እንቅዓ እንዳ ኣተንፈሳ ምስ ቀረባኒ ንኣደይ ስላስ እቲ ጻዕዳ ነጸላኣ ኣብቲ ሓዲስ መሰረት ናይቲ ገዛ ደርብያ ምስ ጓላ ክሕብኣ ይሕብረን። ኣነ ድማ ኣብታ መንደቕ ተላሒገ እቲ ዒደርዛረቦ የዳምጽ። ሓንሳብ ብትግርኛ ሓንሳብ ብኣምሓርኛ እንዳሓንሓ ንቑልቁል ናብታ ጓሓፍ ናይ ኣባሻውል ዝእከበላ ምስ በጽሔ ንኮኚ ይቐትሎ። ከምኣ እንዳ በለ 19 ንጹሃት ሰባት ቀቲሉ ብሮንዳ ተታሒዙ ይብለኩም። ንዓርከይ ንጎይቶኦም ተገኘ ኣሳራጥዩ ቅቐትሎ ፈቲኑ ወዲ ተገኘ ግን ጥይት እንዳ ተተኮሰሉ ካብ ሞት ዲሒኑ። ደሓር ቅሩብ ናይ ኣእምሮ ጸገም ፈጢሩሉ ኔሩ። ካብታ ዕለት እቲኣ ናይ ሻውል ገዲፈ መውዓልየይ ካምፖ ፖሎ ኔሩ ይብለኩም

    • @fikrnaentertainment3259
      @fikrnaentertainment3259  2 года назад

      Merhaba 🙏🏾 neaka ykun hawna, tsbuk kthilu Tesfa ygebr. Yekenielna Kemzi ilka bmtsahfka.
      Sesenayu.

  • @rezeneberhe818
    @rezeneberhe818 2 года назад +1

    We can’t listen

  • @Wediabraha-s8s
    @Wediabraha-s8s 2 года назад

    ሕቶ ወዲ ረዛን ዝብሃል ኔሩ ዶ

  • @tigrayadijeganu7208
    @tigrayadijeganu7208 2 года назад

    anta antay weriduka voluem zeyblu melamedi gerkayo azi zmesl alal getka trhak kabta 2 aytmaharn 1 tray tbuk neru voluem

  • @yonash6458
    @yonash6458 2 года назад

    Ata etom editor kndey khamku eyyom dmxi zero

  • @demsassbahtu1069
    @demsassbahtu1069 2 года назад

    ኢያሱ ተኪኤ ዓካት መተዓቢትኻ'ዩ መታዓቢይቲ ማለት ድማ ብፍቅሪ መዘና ኣልቦ'ዩ ንስኻ ግን ከም ናይ ሩሑቅ ፍልጠት ጌርካዮ ፡ እዚ መንዩ ዝባሃል ቀምቃማይ ዘሎ ክትብ ጌጋ'ዩ

  • @samuelgebremicael9489
    @samuelgebremicael9489 2 года назад

    Dimtsi zéro 000000009