What a smart guy,he is root of artist.God bless him.our Eritrean people we need to watch this kind of interview,instead of Wasting our time watching non essential video . I’m kind of surprised because there are not many people have watched this important message.He Deserve more Views.
Gere is the king of Art who own great confidence, wisdom, maturity, Humility, kindness and contribute your society by all Loyalty and dedications. May god give long live and Health. Thanks heartly two Journalists
Bmejemerta selamn tienan nukuluna ab zezelenayo. Bmikixeal kea... I am amazing with Gebrehiwet Xehaye...What a great man!!! I was not expecting as what he already explained...majority getemti zeyemtin dhri megareja koinum sne tibeb hagerna ab miebay zixawetwo zelewu tera medargti albo endyu...gn mesakin zifeltelom yelen . Thanks Gere....nay bhaki n baelu mexhaf endy dea....kulentineu confidence awaxiea kalat aflito...amazing...abza gize gin b nay Ermis yizkir gele aynet derfi serihka aleka...dehan etwu slow music zesmaekumna... Keep ahead. But the problem is ab mongo simietna kolalifkumna....kkk
I wanna assure something that you are really influential person with an extraordinary ideas keep it up bro (Gebrihiwet T.). And very interesting interview Semir and Merry thanks....
እዋይ ዘረባ በብሓደ ኣብ ርእስኻ ይኣቱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ገሬ ብዙሕ ምሂርካና ኢኻ ኣብ ትደልዮ የብጽሕካ
እወይ ዘረብኡ ቡኡነት ኳሕ የበልካ ርእስካ ልቦና 100%። ስነ ጥበባዊ ዝበሃል ከምዚ ቅድሚ ገንዘብ ኣሜን ከም ኣፍካ ይግበረልና !!!ክብረት ስራሕ ስለ ዝሰረዕ ስርሑ ኩቡር ሽሙ ላዕሊ ዘረብኡ ርጡብ ። ኣምላክ ጥበቡ የብዛሓልካ፡ ኣነ ዚፈትዎም ገጠምቲ ገሬ፥ሃብቶም(ሃፋ)፥ኣክሊሉ፡ሃብቶም የማነ ፡ እዮም ።
Derasi ketami gebrihiwet tsegay admen tanan yhabeka tsbuk srah
ዓመት ምሉእ ቃለ ምልልስ እንተ ዝገብር ውን ኣይምሰልቸውንን፡ ገብርሂወት ጸሃየ እቲ መኽዘን መጽሓፍቲ
Mafi kelam
ሎሚ ማራ ደስ ኢልኒ
ኣነ ናይ ገብሪወት ጸሃየ ብጣዕሚ ካብ ዝፈትዎም ስርሓት ኢዮምገጹ, ንክሪኦ ኣይ ፈልጥን ክሪኦ ማራ ዝህንጠ ነረ Thank u ,god blesse u my hero bro
ለካስ ከም በዓል ገብርሂወት ልክዕ ከም ሓሽዋ ንስነ,ጥበብ ዝደፍእዎ ኣለዉ ኢዮም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ገብርሂወት ጸሃየ ኣጆኻ በርትዕ።
ምቑሉል ስነ ጥበባዊ
ገጣሚ ገብረሂወት ጸሃየ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ::
ኮኾብ ኣርትስቲ ገብሪሂወት ጻሃየ ነዊሒ ዕድመ ይሃብካ ።
ባባ ጻዕራም ናፊቐ ባባ ጻዕራም ናፊቐ ሓንቲ ግጥሚ ሃበኒ ስኪ በሎ
@@ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨab mengedi aleku wegeney
ዋውው ገለ ዓይነት መግለጺ ፡ገብረሂወት ጸሃየ፡ ህድሞና ከምዚኦም ስነጥበበኛታት ሕቡኣት ብዙሓት ኣለዉ ኣብ ጊዚኡ ከተቕርቡልና ብትሕትና ንላቦ ።
እዋይ ዘረባ ይበል ክቡር ስነ ጥበባዊ ገብርሂወት ጽሃየ !!
ናይ ብሓቂ ቡሉጽ ስነ-ጥበባዊ ኣቅሪብኩምልና thank you hidomna tv🙌🏽💯👌🏽
ኩቡር ማዕረ ነብሱ የኽብረካ ብጣዕሚ ኣደንቀካ, ልቦና ዝመልኦ ዕላል!
የቐኔልና!
መጀመርያ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መሳጢ ዕላል ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ኩሉ ጎርጊራ ተውጽእ ፡ ኣዛርባኣ ከፍ ኣለዎ። ናይ ገረ ዘረባ ዘይብሉን ብሉጽ ኣጋላልጻ ፡ ስርሓትካ ኣዝዮም ረዘንቲ ዮም ይኣምን አየ ኣብዚ ንላዕሊ ከም ተበርክት ኣብ መጻኢ ከም ቲ ትደልዮ ክትከውን መታን ነብስካ አናሓለካ ( ማለት ጥዕናካ ማለተዩ) ኣብቲ ትደልዮ መታን ክትበጽሕ ፡ፈጣሪ ይሓግዝ ኣጆካ ኣብሽር ።
ተስፋን ትምህርትን ዝመልኦ ዕላል .... ልባዊ ምስጋና ንገሬን ነቶም ብሱል ዝኾነ ሕቶታት ዘዳለው ጋዜጠኛታትን ❤️
ገብረሂወት ወዲ ጸሃየ ንመራሒ መስርዕካ ጎሚዳ ብሂወት ተሓለዩ ብዛዕብኡ ገለ ክትሰርሕ ኣለካ ንምዝኽኻር እዩ ገሬ ኩሉ ሂወቱ ስለዝረኣየኒ እዩ ምሳኻ ዝነበሮ ምቅርራብ ከምዚ ክርአካ ከሎ ከመይ ከምዝሕጎስ እውን ኣብ ግምት ብምእታው 🙏🇪🇷👌👍
Gomida alo ksab kereba gze
ኣሎ ጎሚዳ ከምዘሎ አፈልጥ ኢየ
ኣሰፋው ሐወይ አንሻላህ አራከቡ
ሰላምን ፍቅርን ኣብ ኩላትና ይብዛሕ። ንሕዝበ ክርስትያን ድማ ሓጥያትና ዝሓጽብ ፡ ካብ ሕማቅ ዝስውር፡ ስደትና ዘሕጽር ፡ ክብርባ ዝመልስ፡ ሕማማት ይግበረልና ንኹልና የሕዋት።
Amen Amen Amen Hawey natey
ናይ ብሓቂ ምስ"ቲ ብኣካል ዘይፈልጦ ዝነበርኩ፡ ካብ ዓቢ ሰብ፡ ዓቢ ዓንጣ ኰይኑ ክይጸንሓኒ"የ ዝፈርሕ ነይረ። ሕጂ ግና ኩሉ ኣዛራርብኡ 100% ካብ 100% ዓቢ ሰብ ከም ዝኰነ ኣሚነሉ!ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።
እውውው ብልሕካ ደስ ክብል..ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።።i like ur knowledge
ጥበብ፡ ብስለት፡ ትሕትና፡ ርድኢት፡ ክብሪ፡ ጣዕሚ ዘለዎ ቋንቋ፡ ዝተሰከመ ስነ-ጥበባዊ ገብርሂወት ጻሃየ። ጋዜጠኛታት ውን ኣድኑቖተይ ኣብ ቦትኡ ኢዩ፡ ብጣዕሚ ንፉዓት፡ plzzz ንስኹም ጥራይ ቃለ -መጠየቕ ግበርሎም።
This brother is on another level. Please try to always bring us artists like him. By the way so inspiring interview. Thanks
ዘገርም ኢዩ እሾኽ ብብልሓ ትፍጠር ክበሃልስ ለካ ከም በዓል ስነ ጥበባዊ ገብርሂወት ጸሃየ ኢዩ!!!
ብጣዕሚ ጽብቅ ጽፉፍን መግለጺ ቱሑትን ምቁሉልን ምካኑ ብዛራርብኡ ትፈልጦ
ናይ ብሓቂ ኣዘራርባ ቃላቱ ደስ ክብለካ እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጌረ ሓወይ
ገብርሂወት-ጻሃየ ኣብ ዓለም ክሳዕ ዘለኹ ክረዲት ክህበካ ክነብር ኢየ አስኻ ሕቡኡ Power ኢኻ ።
What a smart guy,he is root of artist.God bless him.our Eritrean people we need to watch this kind of interview,instead of Wasting our time watching non essential video . I’m kind of surprised because there are not many people have watched this important message.He Deserve more Views.
ናይ ገርየ ኣገላልጻ ሞ ይጽናሕ ውላ ውን ዓቕሚ የብለይን ከድንቖ ኣነ ገሪምኒ ዘሎ ናይ ሜሪ ኣበይ ተሓቢኣ ዝነበረት ጋዘጤኛ እያ በጃኺ ባ ካልእ ከኣ ሕዝክልና ምጺ ኢኺ
ገብሪሂወት ጻሃየ ማለት ዉዱእ ሰብ እዩ ።ገብሪሂወት ጻሃየ ማለት 🇪🇷👍❤🌻
Kemey mslet
ኸኸኸ ኣይትፈልጦን እንዲካ ፋራ
ኣበይ ዲዩ ዓዱ?
Gere is the king of Art who own great confidence, wisdom, maturity, Humility, kindness and contribute your society by all Loyalty and dedications. May god give long live and Health. Thanks heartly two Journalists
ብሉጽ ቃላቱ ኣብ ብሉጻት ስራሓቱ ሪናዮም ኢና። ኣምላክ ይሓግዘካ ገሬ ሓውና ።
መርሓባ ገሬ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ግጥምታትካ ኣማእዘንቲ ሂወተይ ኢዮም።
ኣነ ዝገርመኒ ግን ከም በዓል እዚኦም ሓያላት ገጠምቲ እንከለውና ኣብ ኢርትራ : እዞም ገሊኦም ደረፍቲ ኢና በሃልቲ ካብ ትግራዎት ግጥምታት ክቅበሉ ክትርእዮም ከለኻ ግርም ኢዩ ዝብለካ : ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ገሬ ኣንበሳ
Mara malet xegem yeblun gin nayzi hayal eyu
Tsegem yeblun gn tsbuk gtmi aygetmun eyom nkfletu kea wsedlna yblu
Anta asha Aboka do nkulu seb abuau eiu slezi nkulu zisamamon zbrhon alewo
Kila anzar atsalun kulu seb kemka ymesleka bham
ናይብሓቂ ደስ ዝብል ኢንተርቪው ኢዩ ካብ ገብርሂወት ጻሃየ ግና ይቅሬታ ሓፍተይ ሽምኪ ኣይሓዝክዋን ናትኪ ቃላት ብርተዓ ረኪበሎም ኣለኩ ናይብሓቂ ኢኪ (ራእሳን )
ገንጋን እምበር ክክክ 😄
ግንባራ ሒዝዎ ዘሎ ፍልጠት ራኣዮ( በሪሂ ብዕራይና )ክክክክክክክክክክክ
ናይብሓቂ ኣነ ብካ ገንባር ኮይነ እንድየ ዝብል ዘለኩ ሕጂ ዳኣ ክክክክክክክክክክ
"ስብ ስባኣዊ ክከውን ኣለዎ
ስብ ኣብ ፍቅሪ ክእከብ ኣለዎ"
ገጣሚ ገብሪሂወት ጽሃየ
እታ ዕንዝራ ገጣሚ ግትምስ ዋው ደስ ትብል
ኣለዉና ኣለዉና ኣለዉና ኮሪዖም ዘኹሩዑ respekt ናይዛ ኢንተርቪው ዘሔጎሰትኒ ምስከምዚኦም ብቑዓት መንእሰያትና ብቑዓት ጋዜጠኛታት ብምዃኖም ብጣዕሚ ተሓጒሰ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
The fear of the Lord is the beginning of knowledge💒::
ገሬ ዓርከይ ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ቃለመሕትት ኣምበሳ ዓርከይ በርትዒ ጎይታ ግጥሚ ንበረለለይ ኮርዒዳ ግጥምታትካ እኮ መዘና የብሎምን በርትዕ
ገሬ ብርአሰ ታኣማምንት ዝምልስ ብቁዕ መንአሰይ። ዘመናዊ ደርፍታት ከም ናይ ኣብራሃም ኣፍዎርቂ ከት ገጥመልናን ክትዝይመልናን ትስፋ ንገብር።
ገብርሄወት ብታኢሜ ዝንኣድ ዘረባ.
ትእናን ዕድመን ይሓብሓ ፈጣር..
Bmejemerta selamn tienan nukuluna ab zezelenayo.
Bmikixeal kea...
I am amazing with Gebrehiwet Xehaye...What a great man!!!
I was not expecting as what he already explained...majority getemti zeyemtin dhri megareja koinum sne tibeb hagerna ab miebay zixawetwo zelewu tera medargti albo endyu...gn mesakin zifeltelom yelen .
Thanks Gere....nay bhaki n baelu mexhaf endy dea....kulentineu confidence awaxiea kalat aflito...amazing...abza gize gin b nay Ermis yizkir gele aynet derfi serihka aleka...dehan etwu slow music zesmaekumna...
Keep ahead.
But the problem is ab mongo simietna kolalifkumna....kkk
Wawww nberelna Edmen Tenan Yhabka Amlak💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I really appreciate all of you.God bless you
ናይ ብሓቂ ገርየ ሓወይ! ብሱል ስራሕ: ኣዝዩ መሳጥን ኣደናፋቕን ዝኽርታት።
ብርዕኻ ትሰሰን ሓወይ ናተይ!!!
* ንዝክር 'ወ ከመይ ዘይንዝክር
ንዝክር ጽቡቕን ሕማቕን
ምቁርን መሪርን
ኣብ ጉዕዞ ህይወት
......
..
ነፍሲ ወከፍ ካሊኢት
ክሳብ ትስፈር ብዓመት
'ቲ ዕለታዊ ፍጻሜ ካብ ንጉሆ ንምሸት
'ታይ ከሎ ዘይዝከር
ንባዕላ ብዝኽሪ እንድያ ህይወት።
Amazing artist long live god bless you 🙏💒🙏
ነዞም ክሎም ደረፍቲ ገሬዩ ፈንጢሑ ይዕሪዎም፥ ብጣዕሚ ብሊሕ ሰብ!!!
ግርየ ወድይ ኣሃዶይ ዓይኒ ጥበብ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Niskum hasikum gezeb direkebkimo kihanikokum u wekaru
Gebrihwet xehaye great person ❤❤❤
Wawwww. naybhaki snetbebewai malet ezi u ....kalatu khalfeka zeytdeli elalu kulu tmrtu...ajoka gere shikor.....
ልቦና ዝመልኦ ዕላል!
የቐኔልና!
ኣታ እንታይ ዝበለ ዘረባ ዩ ካብ ዝገረመኒ ኩሉ ሰብ ሓደ ዩ ካብ ኣዳምን ሄዋንን ተፈጢሩ ስለዚ ዝኮነ ይኩን ሰብ ኩቡር ዩ ክብረት ይሃብካ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ገባር
Ehi seb be goyata zetefeter kebur mukanu aytefeleten dika nereka weys hiji sel zegelexo eyu teredeuka?
Erey adey ክክክክክ ቃል ብቃሉ ክትንገር ደሊካ ሓደ ካብ መምዘኒካ ተመዘን ኢልካ ዓርኩ ከምኡ ማለተይ ኣይኮነን ክንደይ ሰብ መሰል ኣእዱግ ኣለው ሰብኣውነት ዘይፈልጡ ሰብ ክንሶም ዓሌት ሃይማኖት ብሄር ዓዲ እንዳ በሉ ዝባልዑ ዝናቆቱ ዝማወቱ ተረዲካ ኽከውን ተስፋ እገብር
@@eyobaaaaaa7336
Ok terediaka xebuk wedi kkkkkkkk
brilliant man!!!!!!
Gerye hawey, our hero 🙏🏽🇪🇷🇪🇷 you are gifted from God.
Amlak bereketu yebzhalka my dear brother.🙏🏽🙏🏽🙏🏽.
ኣጆካ ወዲ ጻሓየ ኣነ ብጣሚ ፊቴካ ቃላትካ ምሃርቲ ኢዮም በርትዕ ንስካ ኩሉ ኢኻ
ገሬ ነብሲ ህዝቢ ኤርትራ 2 ጽሓዩ በሪቁ እፎይ ክብል ክሪኦ ይደሊ ዶ በልካ ኣምላክ ንመን ኢልዎ ክከውን ዩ ኩሉ ብሓይሊ ኣምላክ ጥዕና ጥራይ
የቀነየለና ዘምሕዋተይ ፀብቅ ስራሕ ብጣዖሚ ፀብቅ ብስል ሐሳብ እዮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቡሱል ሰብ ክትከውን መሰርት ስድራቤትን እምነትን ዩ።ዑምቆት ሓሳቡን ሓይሊ ውሽጡን ትስፉው መጻኢ ዘሎዎ መንእሰይ ፡ኣምላክ ጣዕናን ዕድመን ይሃብካ።
"ሃለቃ" ማለት ድያቆን ዝነበረዩ።
ሃለቃ ክከውን ቀሪበ ነይረ ክትብል ግን ኣይክኣልንዩ። ብልክዕዩ ብልማድ ግን ኮሙኡ ስለንብልዩ። ንፍልጠት ግን ድያቆን ክከውን ቀሪበ ነይረ ኢላ ትትኣረም። ኣብ ምወዳእታ እቲ መንፈሳዊ ሓይልካ ክትውስከሉ ይላበወካ።
Smart.
ኣጆካ በርትዕ ኩቡር ሓው
ገብሪሂወት ጸሃየ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ንፉዕ ካብዚ መጽዮ ዘሎ ሕማም ከኣ ንሃገርና ኤርትራ ይሓልወልና ።
The first wisdom is to fear God. Thanks 🙏 gere hawey
Keep it up 👌እዋይ ወዲ ኣታ ኣበይ ተሓቢኡ ነሩ ክንዲዚ ስልስፍናን ኣማላልሳንቃላት ዝውንን ሰብ
Beteami eye kerieka zedeli neyre thanks 🙏 HDMONA and edmen teanan yhabelena gerie
Emo nhna nab kalea ente kednas ayekfealnann eyu. Meknyatu nkeynfeltekum ayteraakumn. Tekelkelu nsukum ikum natna msakum zeyelena knreyekum. Respect edme yhabeley
Kemti Tedelo Yekunlka Gebrhweti Hawena Fetari yehagzeka🙏🙏🙏
Gebrehiwet tsehaye azeheka ketemesgeni zalka sentebebawui eka kemezi kemaka ayenet tebebaweyani abe mederi eritrea mehelawui xega eyui azeheka intelligent seb eka
He is smart man keep going bro
eway ezom sne tbebawyan hagerna nthtna bhiwet ynebrwo
belu ski fetari tbebkum ybark !!
ናይ ብሓቂ ንስነጥበብ ዝተዓደለ ርእሲ ዝውንን ሰብ ኢካ ገሬ ትሕትናካ ፈትየዮ ብሓቂ ከም ሪኢቶን ሕንቲ ነገር ኢታ ሃለቃ ትብል ቃል ድያቆን ኔሩ ዝፈረስ (ሰበር) ይበሃል ብልምዲ ንጸዋውዓንና ንድያቆን ሃለቃ ንብሎ ኢና ግን ጌጋ ኢዩ ስለዚ ናይ ድያቆን ተመሃራይ ኔርካ ግን ኣይወዳእካዮን ምስ ናይ ይቅሬታ ሃለቃን ድያቆን ፍልልይ ስለ ዘልዎ ንምብራህ ኢየ
GBU habibi!!!!!!! Ruhus qnyat awdeamet
Hasabatkan qalatakn nbelom emni kurnae eyom .edme yhabka.bruk mjmar hmamat gberelna de Eri halalat.kabzi ashaqali gzie amlak bmhretu ytemtena 🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒🌷🌷🌷
Btaemi nfuae sinelbona zelewo interview he is intelligent 👌 bzhu tesfa aleni kbaka
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጸሃየ ሓወይ
Kulu tgbro nger niamlka elka gibro,kaxlo gera hawey😘😍
You are best 🤩🤩🤩
Emba ata sebay sebuut abey tehabikana nerka kisab hiji wala ka shimka niriyo teneberna men mukanka gin hiji felitna God bess you brother.
Heizlisch willkommen dekta hala Meryet 🇪🇷❤️❤️🔥🔥⛪✔️
Egizabiher amilaki edimen tienan yihabika hasab libka yesmirelika 💪🏻❣️🌹🌹💓💞💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eta hatatit wow abey nera admen tanan nkulatna bejaku N Beraki amxilna
6:24 nmntay nhsu tray elka.
Btami eka sebay ane kulu gze snetbebawyan atawi yeblomn nhzbi kblu eyom znebru gele zbil zereba qich u zemxealey, minewalu ysrhu bhaki zeyetwlu tekoynom lementi.
Thank you ka neaka.
This guy is brilliant
ነዊሕ ዝተጸበኽዎ በሃር ገጣሚ።!
ገብርሂወት ጸሃየ ካብ ዝበሃል ኣይወሓደን።ካብ 2005/6 ጀሚሩ ካብ መትከል ኣቤት ናብ ራድዮን ጋዜጣን ብዝልእኮም ዝነበረ ግጥምታት ኢየ ዝዝክሮ።
ከምዚ ዓቢ ብዕድመ ዝበሰለ ገጣሚ ኢየ ተጸብየ ኔረ ።ግን ብዕድመ ንኡስ ብኣእምሮ ብሱልን ለባምን ኮይኑ ረኺበዮ።
ዝተረፈ ሂወቱ ሰናይ ይምነየሉ።!
Sry entay malet u 'behar "
I wanna assure something that you are really influential person with an extraordinary ideas keep it up bro (Gebrihiwet T.). And very interesting interview Semir and Merry thanks....
Bienvenue welcome bro and sis🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Gzetnatat 💯
Gera 1000
Meglxi kalat
When ayrkblkan eya
Edmen Teinan Yehabka Egziabeher Amlak kabaka Buzuh Kinxebe Ena Ade Welida Temken Perfect
Enkea bdehan mexakum bhankewta knxbeyekum xenihna gere hawey edmen teanan yhabka fetari
ዘረባ ከይጀመረ ከሎስ ብሱል ሰብ ምካኑ ይርዳኣካ ከምቲ ሓደ ዝበሎ ካብ ምሒር ምብሳልሲ ሓሪርካ ኢኻ ገሬ ሓወይ።
Kkkk
kkkkkkkkkkk sehak ketilkini 😂😂😂
Kkkkkkkkkk kemey yehrirka
Kkkk zereba eya
መርሓባ ገሬ ናይ ብሓቂ ኢኻ ኣቦ ሓቂ ኣብ ኤረትራ ኮንካ ናይ ሳህራን ባሕርን ምግጣምካ አዪ ንዓኻ ዘፍተወኒ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኢና ዘለና
Legend gerie.bravo🇪🇷🇪🇷.
Amazing interview. God bless!!!
Bulux seb busul haqena thut Ane kemzi iynet seb rie ifeltn edmen tiena yhabka cab lbey 🙏
Gere u are the best artist.
Wawww willkommen yehiwat
Gere goyta tbeb breka ysesn kalatka megbi aemro eyom ✍️❤️
edmen tenan yhabka ftari
ፍረ ዘለዎ ገረብን
ፍልጠት ዘለዎ ሰብን ኩሉ ግዜ
ትሕት ይብሉ ከም ዝባሃል
ኩቡር ገሬ ከኣ ዘይውዳእ ባሕሪ ዛራ ፍልጠት
ከም ዘለካ
ኣብዘን ናይ ቁሩብ ሰዓታት ዝገብርካዮ
ቃለ መሕተት የንጽርልና
እቲ ልዕሊ ኩሉ ደስ ዝበለኒ ከአ ኩሉ ስርሓትካ ብፍርሃት እግዝአብሄር ዝተነደቁ እዮም
በዚ መሰረት ከአ ኩሉ ስርሓትካ ኣብ እዝኒ ሰመዕቲ ዓቢ ማዕጾ ዝኸፍት
ሰለዚ ካብ ሰብ ኢኻ ክብለካ ውቅያኖስ ኢኻ
ክብለካ ይቀለኒ
(ፈታሪ) ማለት ካብ ዘየለ ህሉው ነግርን ህያውን ዝፈጠረን ዝፈጥር ድንቂ አዩ፡ (God creater)
(መሃዚ) ማልት ካብ ዘሎ ዘይነበረ ነገር ብምስራሕ ወይ ብምብርካት ዘቅርብ አዩ፡(artstis,inventors)
(ሰናዒ) ማለት ከኣ ካብ ዝተማህዘ ኣመሓይሹ ዘቅርብ አዩ።(artists,remixers,improver,boosters)
ቡሱል ሰብ ናይ ብሓቂ!
He is really impressive
ክክክክክክ ዳርጋኣ ጀማሚራ ዓለም ሓንቲ ክትከውን እያ መስለኒ ትሕቆን ኣላ ደስ ድበለቶ አስከ ይርገጸለይ። ። ።
You are the best 💪🏼💯 part of life So GBU bro🥰
Amlak edmen tienan yehabka bro 🇪🇷💪🏾👍
Nay zemena William Shakespeare eleka aleku.....behaili kem deri gerkani behaki nezi interview...Gerye zarbun 😁 much respect 🙏😊
Eway wedue sntbebawi GBU