Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣሰይ ጻባ ዝጥዕም ትምህርት ቃል ኣምላክና ካብ ኩሉ ሕማም ኮሮና ኩፉእ ወረን ይሓልወና መድሃኒኣለም ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር
ዕድመ ንዓኹም ንአቦና ምስጋና ነቲ ኹሉ ዝኽእል ኣምላክን ይብፃሕ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና ኩቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዝሕ ኣብ ፀሎቶም ይዘኩሩኒ ኣቦዋይ ህሪተ ስላሴ
ኣሜንኣሜንኣሜንቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣባ።እግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናና ከፊቱ ንስለ ሓጥያትና ክንልምኖ ንቕሓትን ምስትውዓልን ይሃበና።ስብሃት ለእግዚኣብሄርወ ለወላዲቱ ድንግልወ ለመስቀሉ ክቡር ይኹን ኣሜን(3)
*Amen Amen Amen*
@@er2531 ኣሜን ክሓጽበና ኢዩ ንመን ኢልዎ። ጥራይ ልብና ሴርና ንለምኖ ተስፋ ኣይኑቕረጽ ልዕሊ ማንም ዝልውህ ጎይታ ንመን'ሞ ክድርብየና።
Amen amen amen
@@er2531 2
@@er2531 3a
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦና ናይ ኣጎልጉለት ዕድመ ይባርከልኩም ኣብ እምነትና የጽናዓና ይሕዎተይ
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ይውርደልና
ኣሚን ክቡር ኣቦና ቃል ሂወት የስምኣልና ብዙሕ ኢኩም ትምህሩና ዘለኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት ያስማልና ኣቦና አግዚኣብሄር ተጉአ ይብዝሓልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣባ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉለት ዘብንኩም ይባርከልኩም ንዓና ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይዓድለና
ኦ ኣምላክ ሆይ ብመንገዲካ ምርሕና ኣቦና ናይ ኣግልግልቱኩም ዘመን ይበርኾ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጻጋን ይብዘሓና
ብሓቂ ኣቦና ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክና ብምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንቃለሂወት የሰመዐናክብረት የሃበልና
አሜን፫ቃለህወት የስመዐልና አባታችን ባሓቂ ኩሉ ተፈፅሙ እግዚአብሔር አምላክ ከም ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም ምሕረቱ ይቅር ይበለና ለንሳኃ ሞት የብቃዓና😭😭🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ጸኒዓ ክሓልፍስ ኣብ ጾሎትኩም ዘክሩኒ
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ናይ ዘመን ኣጎልጉለትኩም ይባርክ እግዝኣብሔር እግዝኣብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ ይስደደልና ንመላ ዓለምምሓረልና
አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና።ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ። እግዚአብሔር አምለኽ ድማ ናብ ንስሓ ሞት የብቅዓና፡ኣማላድነትን ረዲኤትን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና አሜን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ህወት የስማዓልና
ተመስገን ፈጣሪ ኦርቶዶክስ ልዘላኣለም ትንበር ኣሓተይ ሓደራ ኣብ ሃይማኖትኩም ፅንዑ🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰምዓሊና ክቡር አግዛብህር ዓይን ሎቡና ዪክፍተሊና 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት yesmalna ዝተምሓርናዮ አብ ልብና ይሕድሮ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ኣምላክ የስመዐና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏 ቃለሂወት የስመዐልና🙏😭❤
አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡረ አቦና ናይ አግልጋልት ዘመንኩም ይባረክልኩም እግዛአብሔረ አምላክ❤
ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስመዓና ኣባ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaelna nayegeglot zebenkum ybark Aba Nberluna Egizabiher amlak edmen tnan yhabkum weladit amlak adey machelota tnxegelna mhret yewurdelna Amen Amen Amen
እግዚአብሔር ይሰስገን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር አቦና
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና፡ ደይተፈጸመ የለን ካብዚ ብዝከፍእ ካልእ ክመጸና ተዘይኮይኑ።
Amen amen amen kale hiwet yesmalna ezgabier amlak tsegu yebzhalkum abona 💒💒💒🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ንኩሉ መስተውዓሊ ልቦና ክቡር ኣቦና ብጥዕና ብፀጋ ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብጣዕሚ ልቢ ዝርስርስ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዓይኑ ይጠምተና ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዝኣብሄር ናብ ንስሓ ኣብቂዑ ፈውሲ ምሕረቱ ይልኣከልና ኣማላድነት ቅድስተ ቅዱሳን ኣዴና ድንግል ማርያም ተራዳእነት ሕሩያን ጻድቃናት ኣይፈለየና,
አሜንንንንንንን (3)ካለ ሕወት የስማልና ጸሎትኩም አይግደፈና🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓው ዕድመን ጸጋን ይሃብካ ፈጣሪ
አሜን ብሩክ አቦና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ , እግዚአቢሄር ይመስገን ንዓኩምን መሰልትኩምን ዝሀበና ጸሎትኩምን በረከትኩምን አይፈለየና , ስብከትኩም እናመቀረ ዝከይድ ናይ ፍርቂ ሳዓት እካ እንተኮነ ትሕዝትኡ ናይ 10 ሳዓት እዩ ቀጽልዎ , ፈጣሪ ዕቤቱን አምላክነቱን ስልጣኑን ሐይሉን ለውሀቱን ተበጀውነቱን ፈሊጥና ናብኡ ክንጥምት ንኩልና ህዝቢ ዓለም ዓይነ ልቦናና ይክፍተልና ምሕረቱ ይልአከልና, ንህዝብናን ርስትናን ይባርክ
ቃል ሂወት የስመዓና ኣሜን።
Kal hiwet yesmalna Nay agelgulet edmekum yebrkolkum Amen Amen Amen
ቀጽልዎ ኣጆኪም ኣቦና ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩና
ቃል ሂወት የስምዓና ኣቦና ኦፈጣሬ ኩሉ ኣለም ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ከም ግብርካ እምበር ከም ግብርና ኣይትኪደና የሕዋተይ ሓደራ ብሰማይ ሓደራ ብምድሪ ማዕተብና ከይንበትክ በረከታን ረዲኤታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዛብሄር አምላክና ዘስተውዕል ዓይነልቦና ይዓድለና
ቃለ ሂወት የስምኣልና ኣቦና፡እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግለትኩም ዕድመ ይባርክ
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ክቡር ኣቦና፡ እግዛብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም።
ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዓልና ክብር አቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ ናዓይ ንድኹም ሓውኩም
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Sabina
ኣሜን ኣቦና እግዚኣብሔር ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን እዝጋቢሄር ኣምላክ ምሳና ይኩን ካብዚ ሕማቕ ተላባዒ ሕማም ይምሓረና
amen amen amen
Amen Amen Amen 🙏🙏
Amen Amen Amen
AMEN AMEN AMEN
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ ያብዝሓልኩም።
ኣሜን ኣቦና ቓለህወት የስምዓልና ጸለትኩም ጸሎት ኩልና ይግበረልና
ቃለሂወት የስማዓና ኣቦና ::ፈጣሪ ፍጡሩ ኣይርስዕን እሞ ምሕረቱ ይልኣከልና ::
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰምዕለና መስተወዓሊ ልቦና ያሃበና
Amen Amen Amen kael hewet yesmaelnae 🙏🙏🙏
Amen amen amen kal hiwet yesmalina egziabher edemen tenan yehabkum
ሰላም ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን ክቡራት ስድራ እግዚኣቢሄር ኣብ ዘለኩም ሃሊኩም እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን ኣቦና ድማ ካብ መዓር ዝጥዕም ቃል እግዚኣቢሄር ሚሂርኩምና ኢኩም አሞ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣቢሄር ድማ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኹም ይባርኽን ይቐድስንኣብ ጾሎትኩ ድማ ዘኩርና።
ቃለሂወት የሰመዐናናይ ኣገልግለትኩም ግዜ ይባርከልኩም ፈጣሪ
ቃለ ሰናይ የስመዐልና ክብር አቦና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልና
AMEN AMEN AMEN Karl Hiwet Yesmealna kbur Abona .
ኣሜን! ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሓቂ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና ዓለም ብምሉኡ ይምሓር እግዚኣቢሔር ቅዱስ ገብርኤል መልኣክ ናይ ምሕረት ብስራት የስምዓና ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ!!
Kale hiwet yesmaelna abona eigziabiher xega ab risi xega yebzihaekum
Ho amlak biaini mhretu ytsemitena amen.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜንቃል ሂወት የስመዐልና
እንኻዕ ብሰላም መጻኩምና ኣቦና ብድጋሜ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዕድመኩም ይባርከልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣበና ቃል ህውት ይስምዓልና ናይ ኣገለት ዝበንክም ይባርክልኩም ኣበና
ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና
Amen Amen Amen qale hiwet yesmana abona🙏🙏🙏💒💒💒
ቃኣለ ሂወት የስመኣና ኣቦና ኣብጸለትኩም ዘኩሩና ኣቦና ኣግዛቢሂር ኣምላክ ምህረት የውርደልና
Amen amen amen qale hiwet yesmalna aba egziabher ayne lbonana ykfetelna nab nsha yebxhana
ቃል ሂወት የስማዓልማና ኣቦና ኣብ ጾሎትኩም ዘክሩና።
እግዚኣቢሔርይመስገን,ክቡር,ኣቦና,ቃለ ሂወት,የስመዐልና
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማሃልና አቦና አብ ጾሎትኩም ዘክሩና
Amen amen amen qal hiwet yesmalna bayney bmhertu yetmtina
Amen Amen Amen ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዝኣቢሀር ኣምላኽ ዘስተውዕ ልቦና ይሃበና ካብዛ ግዜ እዚኣ መዋጽእቲ ይፍጠረልና
Amen Amen Amen kal hiwet yesmialna. Sele kulu hatyatna dema leul fetari mihretu yeazizelna.
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስምዓልና
Amen amen amen qale hiwet yesmealna
አሜን (3) አቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ፀጋኹም የብዝሓልኩም
Amen amen amen Kal. Hewat yasmalna ♥️♥️🙏🙏⛪ ⛪
ኣምላክ ይመስገን ስላም ምሳኩም ኣቦና ቃል ሂውት የስማዓልና ክብሩ ኣቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ጽሎት ድንግልማርያም ኣይጋደፈና
እንካዕ ብሰላም መጻኩም ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይእ ኣገልጉለት ዕዲሜኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ
Amen amen amen bruk Abona Egziabher amlak edmen tentan yhabkum xegeu ybzehelkum kale hiwet yasemaln ab xolotkum zekruna
Egziabher xegiu yebzhalkum Aba bhaki lbi ztncf kal Amlak eyu Amlak dma mhretu yebzhalna ember hatiatnas bzuh eyu!!!Kalehiwet yesmaalna Amennnnn
እድመን ጥእናን ያሀብኩም አባ ጾሎትኩም አይግደፈና ትምህርትኩም አብ መላእ አለም ዘለና አብ ልብና የሕድሮ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦናፆሎቶም ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየናከሙኡ ዉን ናይ ኣዴና ቅዱስቲ ድንግል ማርያም ኣዶ ጐይታ ፀሎታን በረከታን ኣማላድነታን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜንስደትና ኣሕፂሩ ናብታ ቅዱስቲ ዝኮነት ቤት ክርስቲያን ብሰላም ይመልሰናኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ኩቡር አቦና ባሓቃ ቂለ ሂወት የስመዐልና አቦና አብ ፆሎትኩሙ ዘኩሩኒ አቦና ወለተ ጊዮርጊስ እናበልኩሙ ንዓይ ድክምት ጋልኩሙ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና!! ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩና ኣቦና!!!
*_ሰላምምምኩምምም ይብዛሕ ክብሩ ኣቦና ከሙኡውን ሳዓብቲ ክርስቶስ ዝኮንኩምምምም ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩምምም ናይ ኣግልግሎ ዘመንኩምም ይባርክ ቅዱስ እግዚአብሔርን ኣሜን ኣብ ስደት ዘለና ናብ ንሳሃ ምት ከብቅዐና ቅዱስ_* እግዚአብሔርን ኣብ ፆሎትኩምም ሕሰብና *_
ጸጋ እግዚኣብሄር ምስኩልና ይኹን ክብረት ይሃበልና።
ኣሜን ኣሜን. ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን የንብረልና ክቡር መምህርና
አሜን ቃል ሂዎት የስመዓልና ናይዘመን አገልጎለትኩም የንወሐልኩም
Amen amen amen kale hiwet yesmealna kubur abona
Qale hiwet yesmealna Abona!Egziabiher Amlak Edmen tinann yihabkumn yihabenann. Kab kulu kfue yihalwena Fetari. Amen!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዐልና ኣቦና ፀጉኡ የብዝሐልኩሙ
ሰላም እግዚብሔ ምስኩሙ ይኩን አቦና ፈጣሪ ካብ ኩሉ ሕማቅ ዘበለ ይሰዉርና ፅለቱኩም ትምህርቱኩም አይፈለየና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦናን መምህርናን ኣባ መዝገብ ሥላሴ እግዛኣቢሔር ጸጋመንፈስ ቁዱሱ የብዛሓልኩብ ናዓና ንድኹማት ደቅኹም ዝማሓርኩምናን ዝገሰጽኩምናን ካኣ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜ,,,,,,,
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር አቦ።
ኣሜን
Amen ቃለ ሕይወት የስመአልና አቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦ ቃሺ ቃል ህወት የስምዓልና ደስጽዘብል ኣምልባና የሕድሮ ንዓኹም ድማ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ።
Kabzy kufe humam amlak mhret ygbrlna amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ስለቲ ግዜኩም ሰዊእኩም ትምህሩናን ትምዕዱናን ዘለኩ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩም ኣብ ጸሎትኩም ድማ ዘኩሩና ኣቦና ብድጋሜ ቃል ሂወት የስምዓልና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሔልኩም ናዓና ካኣ ዘስተዉዕል ልቢና ያዓድለና ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የስምዓልልና ኣቦና
Amen amen amen kale hiwet yesmana abona ezgabehir zestwal lebi yehabna
Kel hiwet yesmana edmen tenan yhabkum Deki Erey kab hmam corena amlak yhalwena 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣቦና ዝተመሃርናዩ ኣብ ጽላት ልቦና ይጸሃፈልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ስቡር ልቢ ይዓድለና ።
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ።እግዚኣብሔር ኣበቢ ዘለናዮ ስፍራ ዘለና ይሓልወና ንዑ ኣቱም ብሩኻት ደቀይ ይበለና። ኣቦና ቃል ሂወት የስመዓልና።እግዚኣብሔር ተነስሑ ኢሉ ከምዝጸወዐ።ዮኤል 2 12፤ እምብኣርሲ ሕጂውን ብጾምን ብብኽያትን ብቝዝማን ብምሉእ ልብኹም ናባይ ተመለሱ፣ ይብል እግዚኣብሄር።13፤ ንሱ ንዅራ ደንጓዪ፣ ብሳህሊ ኸኣ ምሉእ፣ ብእከይ ድማ ተጣዓሳይ፣ ርሕሩሕን መሓርን እዩ እሞ፣ ክዳንኩም ኣይኰነን ልብኹም ደኣ ቕደዱ፣ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩምውን ተመለሱ።14፤ ተጣዒሱ ዚምለስ እንተ ዀነ፣ ድሕሪኡ ድማ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ብመስዋእቲ ብልዕን ብመስዋእቲ መስተን በረኸት ዚሐድግ እንተ ዀነ፣ መን ይፈልጥ፡15፤ ኣብ ጽዮን መለኸት ንፍሑ፣ ጾም ቀድሱ፣ ኣኼባ ጸውዑ።16፤ ህዝቢ ኣክቡ፣ ማሕበር ቀድሱ፣ ኣረገውቲ ኣክቡ፣ ቈልዑን ጡብ ዝጠብዉን ኣክቡ። መርዓዊ ኻብ ቤቱ ይውጻእ፣ መርዓት ከኣ ካብ ሕልፍኝኣ።17፤ እቶም ካህናት ኣገልገልቲ እግዚኣብሄር ኣብ መንጎ ኣዳራሽን መሰውእን ይብከዩ ይበሉውን፣ ዎ እግዚኣብሄር ንህዝብኻ ንሐፎ፣ ነቲ ርስትኻ፣ ኣህዛብ ኪገዝእዎ ኢልካ፣ ንመላገጺ ኣሕሊፍካ ኣይትሀቦ። ስለምንታይከ ኣህዛብ ኣምላኩም ኣበይ ኣሎ ዝብሉና።ስለዚ እቲ ሕያው ቃል እግዚኣብሔር ነስተውዕሎ እምበር ኣይንሰንብድ።
amen (3)kale hiwet yesimalna
Amen amen amen kale hiwet ysmalna abona mhari amlak ymharena
ኣሰይ ጻባ ዝጥዕም ትምህርት ቃል ኣምላክና ካብ ኩሉ ሕማም ኮሮና ኩፉእ ወረን ይሓልወና መድሃኒኣለም ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር
ዕድመ ንዓኹም ንአቦና ምስጋና ነቲ ኹሉ ዝኽእል ኣምላክን ይብፃሕ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና ኩቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዝሕ ኣብ ፀሎቶም ይዘኩሩኒ ኣቦዋይ ህሪተ ስላሴ
ኣሜን
ኣሜን
ኣሜን
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣባ።
እግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናና ከፊቱ
ንስለ ሓጥያትና ክንልምኖ ንቕሓትን ምስትውዓልን ይሃበና።
ስብሃት ለእግዚኣብሄር
ወ ለወላዲቱ ድንግል
ወ ለመስቀሉ ክቡር ይኹን ኣሜን(3)
*Amen Amen Amen*
@@er2531 ኣሜን ክሓጽበና ኢዩ ንመን ኢልዎ። ጥራይ ልብና ሴርና ንለምኖ ተስፋ ኣይኑቕረጽ ልዕሊ ማንም ዝልውህ ጎይታ ንመን'ሞ ክድርብየና።
Amen amen amen
@@er2531 2
@@er2531
3a
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦና ናይ ኣጎልጉለት ዕድመ ይባርከልኩም ኣብ እምነትና የጽናዓና ይሕዎተይ
ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ይውርደልና
ኣሚን ክቡር ኣቦና ቃል ሂወት የስምኣልና ብዙሕ ኢኩም ትምህሩና ዘለኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት ያስማልና ኣቦና አግዚኣብሄር ተጉአ ይብዝሓልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣባ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉለት ዘብንኩም ይባርከልኩም ንዓና ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይዓድለና
ኦ ኣምላክ ሆይ ብመንገዲካ ምርሕና
ኣቦና ናይ ኣግልግልቱኩም ዘመን ይበርኾ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጻጋን ይብዘሓና
ብሓቂ ኣቦና ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክና ብምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን
ቃለሂወት የሰመዐና
ክብረት የሃበልና
አሜን፫ቃለህወት የስመዐልና አባታችን ባሓቂ ኩሉ ተፈፅሙ እግዚአብሔር አምላክ ከም ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም ምሕረቱ ይቅር ይበለና ለንሳኃ ሞት የብቃዓና😭😭🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ጸኒዓ ክሓልፍስ ኣብ ጾሎትኩም ዘክሩኒ
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ናይ ዘመን ኣጎልጉለትኩም ይባርክ እግዝኣብሔር
እግዝኣብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ ይስደደልና
ንመላ ዓለምምሓረልና
አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና።ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ። እግዚአብሔር አምለኽ ድማ ናብ ንስሓ ሞት የብቅዓና፡ኣማላድነትን ረዲኤትን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና አሜን።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ህወት የስማዓልና
ተመስገን ፈጣሪ ኦርቶዶክስ ልዘላኣለም ትንበር ኣሓተይ ሓደራ ኣብ ሃይማኖትኩም ፅንዑ
🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰምዓሊና ክቡር አግዛብህር ዓይን ሎቡና ዪክፍተሊና 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት yesmalna ዝተምሓርናዮ አብ ልብና ይሕድሮ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ኣምላክ የስመዐና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏 ቃለሂወት የስመዐልና🙏😭❤
አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡረ አቦና ናይ አግልጋልት ዘመንኩም ይባረክልኩም እግዛአብሔረ አምላክ❤
ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስመዓና ኣባ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaelna nayegeglot zebenkum ybark Aba Nberluna Egizabiher amlak edmen tnan yhabkum weladit amlak adey machelota tnxegelna mhret yewurdelna
Amen Amen Amen
እግዚአብሔር ይሰስገን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር አቦና
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና፡ ደይተፈጸመ የለን ካብዚ ብዝከፍእ ካልእ ክመጸና ተዘይኮይኑ።
Amen amen amen kale hiwet yesmalna ezgabier amlak tsegu yebzhalkum abona 💒💒💒🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ንኩሉ መስተውዓሊ ልቦና ክቡር ኣቦና ብጥዕና ብፀጋ ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብጣዕሚ ልቢ ዝርስርስ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዓይኑ ይጠምተና ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዝኣብሄር ናብ ንስሓ ኣብቂዑ ፈውሲ ምሕረቱ ይልኣከልና ኣማላድነት ቅድስተ ቅዱሳን ኣዴና ድንግል ማርያም ተራዳእነት ሕሩያን ጻድቃናት ኣይፈለየና,
አሜንንንንንንን (3)ካለ ሕወት የስማልና ጸሎትኩም አይግደፈና🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓው ዕድመን ጸጋን ይሃብካ ፈጣሪ
አሜን ብሩክ አቦና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ , እግዚአቢሄር ይመስገን ንዓኩምን መሰልትኩምን ዝሀበና ጸሎትኩምን በረከትኩምን አይፈለየና , ስብከትኩም እናመቀረ ዝከይድ ናይ ፍርቂ ሳዓት እካ እንተኮነ ትሕዝትኡ ናይ 10 ሳዓት እዩ ቀጽልዎ , ፈጣሪ ዕቤቱን አምላክነቱን ስልጣኑን ሐይሉን ለውሀቱን ተበጀውነቱን ፈሊጥና ናብኡ ክንጥምት ንኩልና ህዝቢ ዓለም ዓይነ ልቦናና ይክፍተልና ምሕረቱ ይልአከልና, ንህዝብናን ርስትናን ይባርክ
ቃል ሂወት የስመዓና ኣሜን።
Kal hiwet yesmalna
Nay agelgulet edmekum yebrkolkum
Amen Amen Amen
ቀጽልዎ ኣጆኪም ኣቦና ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩና
ቃል ሂወት የስምዓና ኣቦና ኦፈጣሬ ኩሉ ኣለም ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ከም ግብርካ እምበር ከም ግብርና ኣይትኪደና የሕዋተይ ሓደራ ብሰማይ ሓደራ ብምድሪ ማዕተብና ከይንበትክ በረከታን ረዲኤታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዛብሄር አምላክና ዘስተውዕል ዓይነልቦና ይዓድለና
ቃለ ሂወት የስምኣልና ኣቦና፡እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግለትኩም ዕድመ ይባርክ
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ክቡር ኣቦና፡ እግዛብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም።
ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዓልና ክብር አቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ ናዓይ ንድኹም ሓውኩም
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Sabina
ኣሜን ኣቦና እግዚኣብሔር ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን እዝጋቢሄር ኣምላክ ምሳና ይኩን ካብዚ ሕማቕ ተላባዒ ሕማም ይምሓረና
amen amen amen
Amen Amen Amen 🙏🙏
Amen Amen Amen
Amen amen amen
AMEN AMEN AMEN
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ ያብዝሓልኩም።
ኣሜን ኣቦና ቓለህወት የስምዓልና ጸለትኩም ጸሎት ኩልና ይግበረልና
ቃለሂወት የስማዓና ኣቦና ::
ፈጣሪ ፍጡሩ ኣይርስዕን እሞ ምሕረቱ ይልኣከልና ::
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰምዕለና መስተወዓሊ ልቦና ያሃበና
Amen Amen Amen kael hewet yesmaelnae 🙏🙏🙏
Amen amen amen kal hiwet yesmalina egziabher edemen tenan yehabkum
ሰላም ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን ክቡራት ስድራ እግዚኣቢሄር ኣብ ዘለኩም ሃሊኩም እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን ኣቦና ድማ ካብ መዓር ዝጥዕም ቃል እግዚኣቢሄር ሚሂርኩምና ኢኩም አሞ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣቢሄር ድማ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኹም ይባርኽን ይቐድስን
ኣብ ጾሎትኩ ድማ ዘኩርና።
ቃለሂወት የሰመዐና
ናይ ኣገልግለትኩም ግዜ ይባርከልኩም
ፈጣሪ
Amen amen amen
ቃለ ሰናይ የስመዐልና ክብር አቦና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልና
AMEN AMEN AMEN Karl Hiwet Yesmealna kbur Abona .
ኣሜን! ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሓቂ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና ዓለም ብምሉኡ ይምሓር እግዚኣቢሔር ቅዱስ ገብርኤል መልኣክ ናይ ምሕረት ብስራት የስምዓና ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ!!
Kale hiwet yesmaelna abona eigziabiher xega ab risi xega yebzihaekum
Ho amlak biaini mhretu ytsemitena amen.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜንቃል ሂወት የስመዐልና
እንኻዕ ብሰላም መጻኩምና ኣቦና ብድጋሜ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዕድመኩም ይባርከልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣበና ቃል ህውት ይስምዓልና ናይ ኣገለት ዝበንክም ይባርክልኩም ኣበና
ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና
Amen Amen Amen qale hiwet yesmana abona🙏🙏🙏💒💒💒
ቃኣለ ሂወት የስመኣና ኣቦና ኣብጸለትኩም ዘኩሩና ኣቦና ኣግዛቢሂር ኣምላክ ምህረት የውርደልና
Amen amen amen qale hiwet yesmalna aba egziabher ayne lbonana ykfetelna nab nsha yebxhana
ቃል ሂወት የስማዓልማና ኣቦና ኣብ ጾሎትኩም ዘክሩና።
እግዚኣቢሔርይመስገን,ክቡር,ኣቦና,ቃለ ሂወት,የስመዐልና
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማሃልና አቦና አብ ጾሎትኩም ዘክሩና
Amen amen amen qal hiwet yesmalna bayney bmhertu yetmtina
Amen Amen Amen ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዝኣቢሀር ኣምላኽ ዘስተውዕ ልቦና ይሃበና ካብዛ ግዜ እዚኣ መዋጽእቲ ይፍጠረልና
Amen Amen Amen kal hiwet yesmialna. Sele kulu hatyatna dema leul fetari mihretu yeazizelna.
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስምዓልና
Amen amen amen qale hiwet yesmealna
አሜን (3) አቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ፀጋኹም የብዝሓልኩም
Amen amen amen Kal. Hewat yasmalna ♥️♥️🙏🙏⛪ ⛪
ኣምላክ ይመስገን ስላም ምሳኩም ኣቦና ቃል ሂውት የስማዓልና ክብሩ ኣቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ጽሎት ድንግልማርያም ኣይጋደፈና
እንካዕ ብሰላም መጻኩም ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይእ ኣገልጉለት ዕዲሜኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ
Amen amen amen bruk Abona Egziabher amlak edmen tentan yhabkum xegeu ybzehelkum kale hiwet yasemaln ab xolotkum zekruna
Egziabher xegiu yebzhalkum Aba bhaki lbi ztncf kal Amlak eyu Amlak dma mhretu yebzhalna ember hatiatnas bzuh eyu!!!Kalehiwet yesmaalna Amennnnn
እድመን ጥእናን ያሀብኩም አባ ጾሎትኩም አይግደፈና ትምህርትኩም አብ መላእ አለም ዘለና አብ ልብና የሕድሮ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና
ፆሎቶም ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና
ከሙኡ ዉን ናይ ኣዴና ቅዱስቲ ድንግል ማርያም ኣዶ ጐይታ ፀሎታን በረከታን ኣማላድነታን ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ስደትና ኣሕፂሩ ናብታ ቅዱስቲ ዝኮነት ቤት ክርስቲያን ብሰላም ይመልሰና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ኩቡር አቦና ባሓቃ ቂለ ሂወት የስመዐልና አቦና አብ ፆሎትኩሙ ዘኩሩኒ አቦና ወለተ ጊዮርጊስ እናበልኩሙ ንዓይ ድክምት ጋልኩሙ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና!!
ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩና ኣቦና!!!
*_ሰላምምምኩምምም ይብዛሕ ክብሩ ኣቦና ከሙኡውን ሳዓብቲ ክርስቶስ ዝኮንኩምምምም ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩምምም ናይ ኣግልግሎ ዘመንኩምም ይባርክ ቅዱስ እግዚአብሔርን ኣሜን ኣብ ስደት ዘለና ናብ ንሳሃ ምት ከብቅዐና ቅዱስ_* እግዚአብሔርን ኣብ ፆሎትኩምም ሕሰብና *_
ጸጋ እግዚኣብሄር ምስኩልና ይኹን ክብረት ይሃበልና።
ኣሜን ኣሜን. ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን የንብረልና ክቡር መምህርና
አሜን ቃል ሂዎት የስመዓልና ናይዘመን አገልጎለትኩም የንወሐልኩም
Amen amen amen
Amen amen amen kale hiwet yesmealna kubur abona
Qale hiwet yesmealna Abona!
Egziabiher Amlak Edmen tinann yihabkumn yihabenann. Kab kulu kfue yihalwena Fetari. Amen!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዐልና ኣቦና ፀጉኡ የብዝሐልኩሙ
ሰላም እግዚብሔ ምስኩሙ ይኩን አቦና ፈጣሪ ካብ ኩሉ ሕማቅ ዘበለ ይሰዉርና ፅለቱኩም ትምህርቱኩም አይፈለየና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦናን መምህርናን ኣባ መዝገብ ሥላሴ እግዛኣቢሔር ጸጋመንፈስ ቁዱሱ የብዛሓልኩብ ናዓና ንድኹማት ደቅኹም ዝማሓርኩምናን ዝገሰጽኩምናን ካኣ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜ,,,,,,,
አሜን አሜን አሜን
አሜን አሜን አሜን
ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር አቦ።
ኣሜን
Amen ቃለ ሕይወት የስመአልና አቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦ ቃሺ ቃል ህወት የስምዓልና ደስጽዘብል ኣምልባና የሕድሮ
ንዓኹም ድማ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ።
Kabzy kufe humam amlak mhret ygbrlna amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ስለቲ ግዜኩም ሰዊእኩም ትምህሩናን ትምዕዱናን ዘለኩ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩምን ይቀድሰልኩም ኣብ ጸሎትኩም ድማ ዘኩሩና ኣቦና ብድጋሜ ቃል ሂወት የስምዓልና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሔልኩም ናዓና ካኣ ዘስተዉዕል ልቢና ያዓድለና ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የስምዓልልና ኣቦና
Amen amen amen kale hiwet yesmana abona ezgabehir zestwal lebi yehabna
Kel hiwet yesmana edmen tenan yhabkum
Deki Erey kab hmam corena amlak yhalwena 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣቦና ዝተመሃርናዩ ኣብ ጽላት ልቦና ይጸሃፈልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ስቡር ልቢ ይዓድለና ።
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ።
እግዚኣብሔር ኣበቢ ዘለናዮ ስፍራ ዘለና ይሓልወና ንዑ ኣቱም ብሩኻት ደቀይ ይበለና። ኣቦና ቃል ሂወት የስመዓልና።
እግዚኣብሔር ተነስሑ ኢሉ ከምዝጸወዐ።
ዮኤል 2
12፤ እምብኣርሲ ሕጂውን ብጾምን ብብኽያትን ብቝዝማን ብምሉእ ልብኹም ናባይ ተመለሱ፣ ይብል እግዚኣብሄር።
13፤ ንሱ ንዅራ ደንጓዪ፣ ብሳህሊ ኸኣ ምሉእ፣ ብእከይ ድማ ተጣዓሳይ፣ ርሕሩሕን መሓርን እዩ እሞ፣ ክዳንኩም ኣይኰነን ልብኹም ደኣ ቕደዱ፣ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩምውን ተመለሱ።
14፤ ተጣዒሱ ዚምለስ እንተ ዀነ፣ ድሕሪኡ ድማ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ብመስዋእቲ ብልዕን ብመስዋእቲ መስተን በረኸት ዚሐድግ እንተ ዀነ፣ መን ይፈልጥ፡
15፤ ኣብ ጽዮን መለኸት ንፍሑ፣ ጾም ቀድሱ፣ ኣኼባ ጸውዑ።
16፤ ህዝቢ ኣክቡ፣ ማሕበር ቀድሱ፣ ኣረገውቲ ኣክቡ፣ ቈልዑን ጡብ ዝጠብዉን ኣክቡ። መርዓዊ ኻብ ቤቱ ይውጻእ፣ መርዓት ከኣ ካብ ሕልፍኝኣ።
17፤ እቶም ካህናት ኣገልገልቲ እግዚኣብሄር ኣብ መንጎ ኣዳራሽን መሰውእን ይብከዩ ይበሉውን፣ ዎ እግዚኣብሄር ንህዝብኻ ንሐፎ፣ ነቲ ርስትኻ፣ ኣህዛብ ኪገዝእዎ ኢልካ፣ ንመላገጺ ኣሕሊፍካ ኣይትሀቦ። ስለምንታይከ ኣህዛብ ኣምላኩም ኣበይ ኣሎ ዝብሉና።
ስለዚ እቲ ሕያው ቃል እግዚኣብሔር ነስተውዕሎ እምበር ኣይንሰንብድ።