Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይን ኤርርትራን፤ ብዙሕ ቁምነገ እንዳተዛረብካ ጽንሕ ኢልካ ብውሑዱ ቃላት ኩሉ ተፍርሶ። Better not to mix preaching for peace with negativity comments. If you don’t like what happened to Tigray force in 2022, don’t forget also what ‘Woyane’ did to Eritrea since 1998 until 2018. ንወያኔ መራሕቲ ጻድቃን ጌርካ ክተቕርቦም ኣይትፈትን። The people Tigray and Woyane are completely different.
TPLF for ever. Junta for ever. Without Tigray you would have destroyed by now. Tigray leaders are mature for saying no when the whole Ethiopians to come after you not that far away. Stop your hate.
The strategic alliance of Tigray is Eritrea and the strategic alliance of Eritrea is Tigray.So,we as new generations of both Tigray and Eritrea mast work for our peaceful coogsistence.The Emperor Menelik's empire (Ethiopia )leaders always have work to wipe out us.We mast be awarful the devide and rule mechanism of the empire since Wichalle Treaty.We can not find any solution from the empire.The solion is on our hand, when we work together to succeed our strategic coogsistence. 16:5916:59
አብ ቀንዲ አፍሪቃ ተሐፂቡ ለይፀርይ ማለት ሻዕቢያ እዩ:: ጊዜካ አይተጥፍእ ትግራይ ካብ ኤርትራ ለከፍአ ፀላኢ የብላን:: እቱ ሐዱሽ ወለደኦም ብሐሶት አዕብዮምዎ:: ተይ ሐፈሩ አብይ ሚድያ ወፅዮም ድማ ይሕስዉ:: ሐሳዳት ሐሰውቲ ለያቡ: believe or not they will pay the price, for what they have done on Tigray
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
ተመችያትኒ ናይ ቡፁእ ኣቦና 👉ንሳካትኩም ክልል በሉና ንሕና ግን ሃገር ኢና 👍🏻💖✊💖✊💖✊
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ርቱዕ አቦ ከምዚኦም ዝአመሰሉ አቦታት እዮም ዘድልያዋ ትግራይ
I will stand in support of the TPLF. ❤️
ኣብ ትግራይ ብትግርኛ ቅዳሰ ከምዘይነበረ ኣይፈልጥን ኢየ ኔይረ። ተጋሩ ኣብ ትግርኛ ቋንቋ ትርር ክትብሉ ኣለኩም! ተጋሩ ኣምሓርኛን ትግርኛን ቋንቋ እናሓዋወስኩም ምዝራብ እውን ንናይ ትግርኛ ቋንቋ ብቅዓትኩም ኣብ ምልክት ሕቶ ኢዩ ዝኸትቶ። ስነ ኪነታዊ ጨንፈር ቋንቋ ትግርኛ ኣድላዪ ይመስለኒ።
ዛራ ሚድያ ትንፋስ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Thank you Zara Media
ሕድሪ ስዋትና ሰረት ሃገረ ትግራይና 💪💪💪
መቸም ኣብ ትግራይን ኤርትራን ለባም ጠፊኡ። ኣምላኽ ባዕሉ ሰላም የውርደልና።
Yes hagere tigray ❤❤❤
ዕጥቂ ምፍታሕ ትግራይ መተሐሳስቢ እዩ ነዚ ህዝቢ አብ ሐደጋ የውድቅዋ አለው እዞም ብደዎም ዝሞቱ መረሕቲ
እቲ ኣሰላልፋ ከም ፀሓይ ኳዕ ኢሉ በሪሁ ‘ሎ! ንሱ ድማ ህወሓትን TDFን ከምቲ ልሙድ ምስ ህዝቢ ትግራይ ደው እንትብሉ ፅግዕተኛ ጉጅለን ብልፅግናን ከዓ ኣንፃር ህዝቢ ትግራይ ብሓደ ተሰሊፎም ኣለዉ!
ህወሓት ብሰሩ እያ ትግራይ ዘይትውክል ። TDF ውን ናይ ውሑዳት መራሕቲ ህወሓት ሓላዊን መዐፈንን ኣይኾነን ተመሰሪቱ ። ፅግዕተኛ ዝበሃል ትግራዋይ የለን ኹሉ ትግራዋይ ኣብ ገዝኡ ይምለከቶ እዩ ።
@@HabeshaFx-d4hጭንቒ ኣጥዒኻ ሕለም ድላይኻ ሽም ኣውፅእ
@HabeshaFx-d4h
ቅድም ቀዳድም:
ሽምካ “ሓበሻ” ምዃኑን ነቲ ቆፃል ብጫ ቀይሕ ጨርቂ ናይ ኣምሓሩ ከም Profileካ ምጥቃምካን ነቲ ናተይ ነጥቢ ዝበለፀ ዘነፅር እዩ።
ካልኣይ:
ፅግዕተኛ ዝበሃል ኣሎን ፈረቓን! ንሱ ድማ ብሔራዊ ክሕደት ዝፈፀመ፣ ምስጢር ትግራይ ዝዛሕዘሐ፣ ሰራዊት ትግራይ ዘፀለመ፣ ንህወሓት ከፍርስ ዝሃቀነ፣ ምስ ፀላእቲ ዝተመሻጠረ፣ ስርቂ ዘተባብዐ፣ ገበነኛታት ኣሹሊኹ ዝሰደደ፣ መዓድን ትግራይ ብደራዝን ሃገራት ክጉሕጓሕ ዝፈረመ፣ ከባብያውነት ዘስፈነ፣ ህዝቢ ነንባዕሉ ክፃላእ ዝሸረሐ፣ መሬት ትግራይ ኣሕሊፉ ዝሸጠን እልፊ ዘይፀራሕኩወን ሓጢኣት ዝፈፀመን ብስብስ ጉጅለ እዩ።
ሳልሳይ:
ኩሉ ትግራዋይ ኣይምልከቶን! ትግራይ ንእተሰወአላን ስድርኡ ዝገበረላን ገንዘቡ ዘፍሰሰላን ረሃፁ ዘንጠብጠበላን ግብሪ ዝኸፍለላን ብህላወኣ ፍፁም ዘይዋገየላን ወ.ዘ.ተ እያ ትምልከት እምበር ንኸዳዓትን ዕሱባትን ኣይትምልከተኩምን እያ። ኣረጋዊ በርሀ ወይ ኣብርሃም በላይ ብዛዕባ ትግራይ ይምልከተና እዩ ኢሎም መሬት ትግራይ እንተረገፅዎ ክርሸኑ ጥራሕ እዩ ዘለዎም።
ራብዓይ:
TDF ናይ “ውሑዳት” መራሕቲ ህወሓት ሓለዋ ኮይኑ ኣይፈልጥን እዩ ጀኖሳይድ ክምክት ዝተፈጠረ ምትእኽኻብ ውፁዓን ሰብ ስረን ሰብ ሓቅን እዩ። ብከም ከማኻ ዓይነት ላህዛዝ ከብዳም በላዒ ክዝንጠሉ ኣይምተገበአን ነይሩ ግን ዘመነ ግርምቢጥ ማይ ንዓቀብ ከምዝበሃል እዛ ብስብስ ፅግዕተኛ ብዝፈጠረትልኩም ሓጓፍ ኩልኽን በላዕቲ ምስ ጀኖሳይዳውያን ክትተሓባበራ ዝፀናሕክን መርገም ህዝቢ ነቲ ቅዱስ ሰራዊትና ንምምርኻስ በቂዕኽን ኣለኽን።
ሓሙሻይ:
በየናይ ሞራልካ ኢኻ ነታ 700 ሽሕ ኣባላት ዝሓቆፈት ውድብ “ውሑዳት” ኢልካ ትፅውዓ? ፅግዕተኛ ሓይሊ ዶ ኣይኮነትን 14 ውልቀሰባት ሒዛ ተዕገርግር ዘላ?
ሻድሻይ:
ኣብዚ ግዜ እዚ ኣብ ትግራይ ዓፈና ትፍፅም ዘላ እንኮ ውዳበ ፅግዕተኛ ጉጅለ ጥራሕ እያ! ህወሓት ኣይኮነነትን ሚልዮናት ኣውፂኣ ንሚድያታት ካብ ሳተላይት ንምዕፋን ተርመስመስ ትብል ዘላ!
ሻብዓይ:
ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ትውክልን ፈረቓን! ኣብ 2020 ንሳ እያ ብህዝቢ ተመሪፃ፣ ኣብ 2022 ንሳ እያ ፕሪቶርያ ፈሪማ፣ ኣብ 2023 ንሳ እያ 51% ብፅሒት ግምት ተወሲኑላ!
@@HabeshaFx-d4h ኣዕሪኻ ክሳብ መወዳእታ ኣንብባ ምናልባት ጥዑይ ኣእምሮ እንተልዩካ ክርድአካ ተስፋ እገብር።
ቅድም ቀዳድም:
ሽምካ “ሓበሻ” ምዃኑን ነቲ ቆፃል ብጫ ቀይሕ ጨርቂ ናይ ኣምሓሩ ከም Profileካ ምጥቃምካን ነቲ ናተይ ነጥቢ ዝበለፀ ዘነፅር እዩ።
ካልኣይ:
ፅግዕተኛ ዝበሃል ኣሎን ፈረቓን! ንሱ ድማ ብሔራዊ ክሕደት ዝፈፀመ፣ ምስጢር ትግራይ ዝዛሕዘሐ፣ ሰራዊት ትግራይ ዘፀለመ፣ ንህወሓት ከፍርስ ዝሃቀነ፣ ምስ ፀላእቲ ዝተመሻጠረ፣ ስርቂ ዘተባብዐ፣ ገበነኛታት ኣሹሊኹ ዝሰደደ፣ መዓድን ትግራይ ብደራዝን ሃገራት ክጉሕጓሕ ዝፈረመ፣ ከባብያውነት ዘስፈነ፣ ህዝቢ ነንባዕሉ ክፃላእ ዝሸረሐ፣ መሬት ትግራይ ኣሕሊፉ ዝሸጠን እልፊ ዘይፀራሕኩወን ሓጢኣት ዝፈፀመን ብስብስ ጉጅለ እዩ።
ሳልሳይ:
ኩሉ ትግራዋይ ኣይምልከቶን! ትግራይ ንእተሰወአላን ስድርኡ ዝገበረላን ገንዘቡ ዘፍሰሰላን ረሃፁ ዘንጠብጠበላን፣ ግብሪ ዝኸፍለላን ወ.ዘ.ተ እያ ትምልከት እምበር ንኸዳዓትን ኣይትምልከተኩምን እያ። ኣረጋዊ በርሀ ወይ ኣብርሃም በላይ ብዛዕባ ትግራይ ይምልከተና እዩ ኢሎም መሬት ትግራይ እንተረገፅዎ ክርሸኑ ጥራሕ እዩ ዘለዎም።
ራብዓይ:
TDF ናይ “ውሑዳት” መራሕቲ ህወሓት ሓለዋ ኮይኑ ኣይፈልጥን እዩ ጀኖሳይድ ክምክት ዝተፈጠረ ምትእኽኻብ ሰብ ስረን ሰብ ሓቅን እዩ። ብከም ከማኻ ዓይነት ላህዛዝ ከብዳም በላዒ ክዝንጠሉ ኣይምተገበአን ነይሩ ግን ዘመነ ግርምቢጥ ማይ ንዓቀብ ከምዝበሃል እዛ ብስብስ ፅግዕተኛ ብዝፈጠረትልኩም ሓጓፍ ኩልኽን በላዕቲ ምስ ጀኖሳይዳውያን ክትተሓባበራ ዝፀናሕክን መርገም ህዝቢ ነቲ ቅዱስ ሰራዊትና ንምምርኻስ በቂዕኽን ኣለኽን።
ሓሙሻይ:
በየናይ ሞራልካ ኢኻ ነታ 700 ሽሕ ኣባላት ዝሓቆፈት ውድብ “ውሑዳት” ኢልካ ትፅውዓ? ፅግዕተኛ ሓይሊ ዶ ኣይኮነት 14 ውልቀሰባት ሒዛ ተዕገርግር ዘላ?
ሻድሻይ:
ኣብዚ ግዜ እዚ ኣብ ትግራይ ዓፈና ትፍፅም ዘላ እንኮ ውዳበ ፅግዕተኛ ጉጅለ ጥራሕ እያ! ህወሓት ኣይኮነነትን ሚልዮናት ኣውፂኣ ንሚድያታት ካብ ሳተላይት ንምዕፋን ተርመስመስ ትብል ዘላ!
ሻብዓይ:
ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ትውክልን ፈረቓን! ኣብ 2020 ንሳ እያ ብህዝቢ ተመሪፃ፣ ኣብ 2022 ንሳ እያ ፕሪቶርያ ፈሪማ፣ ኣብ 2023 ንሳ እያ 51% ብፅሒት ግምት ተወሲኑላ!!
@@HabeshaFx-d4hፅግተኛ ጉለ መሊኦም ባንዳታት ከም ጌታቸው ፃድቃን ተከልቶም ኩሎም ምስአብይ እዬም ዝሰርሁ ተፀጊኦሞ ስልጣን ሀቡና እንበር ንትግራይ ሀደሽደሽ ክንገብረልኩም ኢና ንብረትና ከትትንክፍዎ ከም ድላይና ሸራሙጥ አብሸራተን እስካይ ላይብ ሆቴል አምፁእልና ምስጥር ትግራይ አብ ሚዲያ ንዝርግፍልኩም እያ ተከፋፊልእና እናበሉ እይዝርግፉ ባንዳታት እዩም
ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይን ኤርርትራን፤
ብዙሕ ቁምነገ እንዳተዛረብካ ጽንሕ ኢልካ ብውሑዱ ቃላት ኩሉ ተፍርሶ። Better not to mix preaching for peace with negativity comments.
If you don’t like what happened to Tigray force in 2022, don’t forget also what ‘Woyane’ did to Eritrea since 1998 until 2018.
ንወያኔ መራሕቲ ጻድቃን ጌርካ ክተቕርቦም ኣይትፈትን።
The people Tigray and Woyane are completely different.
ልቢ ጎረቤትና ጥውይዋይ እንዳ ኾነ እኮ እዩ እቲ ጸገም!
እሞ ንኤርትራን ንትግራይን ንምቅርራብ ኢልኻ ሓቂ ሸፊንኻ ብሓሶት ክተቐራርቦ ድዩ ህግደፍ እኮ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝሰርሖ ግፍዒ ካብ 1977 _2017 ዓ/ም ክሳብ ሐዚ ውን ዝቕፅል ዘሎ
@@netsanettdf9263
ወያነ ብዉዕል ኣልጀርስ ብይን ንምንታይ ዘይትቕበሎ 20 ዓመት ኣብ መሬት ኤርትራ ኮፍ ኢላ ኔራ:: ድሕሪኡ ነቲ ናይ ሰሜን እዝ ብለይቲ ክቐትልዎ ከለዉ ናብ መሬት ኤርትራ ገጾም እንዳ ጨርገፉ ክመጹ ከለዉ ትም ኢሎም ክርእይዎ ማለትካ ድዩ??
ግን ዛ ናይ ኢሳያስ ሓሳብ ተመችያትኒ እያ ደምርና ቀኒስና ምስኦም ይሕሸና
ምሳካ እየ ❤
Thank you, Solomon Drar
Your are struggle in all direction and stablized the peaple of vulnerbal peaple ,please long live and God bless you
የኤርትራነፃነት ሕወሓትአብበረኻእናሃለወት ዘነፀረምኵናይፈልጡእዮም
ኩቡሩ አቦና ዕድመ ይሐቦም ትግራይ ሀገር እወ ሕጅውን ሀገር እያ ግን በሐደሐደ ዕስቡታ ብገንዘብ ዝተገዘኤ ብህዝቦም ብዕዶም ብትግራይ ዘይሐስቡ ግን ብልጽግና ዝወገኑ ገልኦም ካአ ትካሎም ሐፍቶም ዝጅቦም ክንደይ ህዝብ ትግራይ ህዝብና ዝጸነተሉ ዘይጅቦም እዮም ግን ትግራይ ትስዕር ብደቃ 🎉❤🎉❤
❤❤❤❤ስታልን በርተዐልና
Thanks!
አይደለናዮንእበርሃጊይአክሎእዩ።ነዚስጥይት።ንኸስረሉ።ጥይትኽባርእዩዋግኡ
እቶም አቦና ከመይ ድዮም ጠስሚ ልብና አስተዮም አብ ሰውነትኻ ንዝረት ዘለዎ መልእኽቲ ፖለተኪ መረሕቲ ውን ማዓዝ እዪ ከምዚኦም ቁርፀኛ ዝፈጥረልና
ኣነ ዝገርመን ግፍዒ ትብሉ ኩሉ ግዜ ንስኹም ዝገበርክሞከ ቀሊል ኮይኑ ድዩ ናትና እኮ ኣብ ጽልኢ ከለና ንስኹም ግን ኣሕዋትና ናበልና ኢኹም ክንደይ ገበን ገርኩም
Egziabher. Mehaeret. Aurad. Nesbe. Tigray. Ferad. DamTigiray. Selhm. Tigray. ☝️🙏💊✔️
ትግራ ይ ይ ሓራ እንተይወፀት ድሕንነት ህዝብና እንተይተረጋገፀ ዝፍታሕ ዕጥቂ ዝህሉ ኣይመስለንን ስታሊን ኣይትጨነቅ ዘሰክፍ የለን!!
ዝጠመየን ዝተሰደደን ምዕንጋል ናብ መረበቱ ናይምምላስ ቅንዕና ዘይተላበሱን ዘይውራዮም ብምዃኑ ንባዕሎም ደሕንነትን ስልጣንን ጥቅምን ዘቀድሙ መራሕቲ ፒፒ ደጊም ኽበሮ ሓምሓሞም ይውቅዑ!!
ክክክክክክክ ዲዲኣር ስረ ምፍታሕ ምኳኑ ድዩ😂 ለኻት ኮሜድያን ስልችው ክብለና ናባኻ ኢና ንጎዪ ኪርኪር ኢኻ ተብለና ክክክክክክክክ ፍቱሓት ስረ😂
ዋላ ምታንቶም እዮም ፈቲሖም !!!😂😂😂
ሰለሙን ተተኪስለይ ዝበለ እኮ ህዝቢ ትግራይ ዕጥቁ ንሞፈታሕ እዩ።
ወያነ ትዛረቦን ትገብሮን ኣይራኸብን ኢዩ ሕብሪ ዓንኹም ከ ንፍቅሪ ዶ ይዕድም ምዕዳም ዘድልያ ኣይኮነን መሬት ኤርትራ20ዓመት ዝተቀመጥኩሞ ክንመልስ መሰልና ኢዩ።
Thank you Stalin ❤
ኣየ ሰለሞን መዓሾ።
ፍርሃት ስልዝልዎ ክዋህ አተኤላ ጥ ይት አናምስሎ gatacw ከሙ 😡
ረሳሕ በሎ ነዚ አካሉ ከይኮነስ አእምሩኡ ዝሰንከለ ጓሓፍ ሰብ
Game over.... Junta
TPLF for ever. Junta for ever. Without Tigray you would have destroyed by now. Tigray leaders are mature for saying no when the whole Ethiopians to come after you not that far away. Stop your hate.
ዕጥቂ ምፍታሕስ ይኹን ግና ክግበር ዝግበኦ ዝነበረ እቶም ካብቶም ናብ ህዝቢ ዝሕወሱ ታረኛ ኣባላት ሰራዊትሰልጢኖም ምስወድኡ 300 ሰባት ዝግበረሎም ጥቕማ ጥቕሚ ምትግባሩ ተራእዩ እቶም ዝቕፅሉ መሳርሕ ከረክቡ ዝግባእ ዝነበሮ ። ኹሎም ከረክቡ ንምንታይ ተገይሩ?
አሜን
Fkri fkri bel Stelin ajoka qexlo❤❤❤
ሐሶት እዩ ወያነ ናጸነቴ ናይ ኤረተራ ካብ ቃልሲ አቴሒዛ ዝአመነት ዎድብ ኢያ::
ስለዚ ክለተና ትግራይን ኤርትራን ምርጫ
የብልና ከይንጠፍእ ሐቢርና ጸላእትና ምምካት እዩ አይንዓሹ::
እታ ናይ ህግዴፍ ሽግር ኣብ እዋን ዕጥቃዊ ቃልሲ ህግዴፍ ይገብሮ ከምዚ ነበረ ድጋፍ ሕዚውን ከምኣ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ እየ እንቲብል በራጊድ ህወሓት ኣብ ድፈዓት ሰሕል ዝገበረኦ ናይ ህግዴፍ ህልውና ክቅፅል ዝገበረኦ ግን ክጠቅሳ ኣይደለየን።
ዓቅሚ ኣነበራን ህውሓት ከይፈተወት ዝኣመነት ኢያ ፍቶ ጽላእ እምበር መለስ ኣብ 1990 ኣብ ኣሜሪካ ከይዱ ቃለ መሕተትሀዚል ፐኦል ዝገበሮ ስምዓዮ ንቀደም።
ስታሊን ብዘይ ዝኾነ ውሕስነት ሰራዊት ዕጥቂ ኣይፈትሕን ናይ ትግራይ በይኑ ኢዩ እቶም 62% ካብ Active ሰራዊት ኢዩ እዚ ብረት ውን ሰብ ኢዩ ተኸፊልዎ። ካብ ዝተፋነዉ 28%ኣከባቢ ኢዮም ዓገብ ክብሃል ኢዩ ዘለዎ
ሓቅኻ;ስታሊን የዔሹ እዩ ዘሎ ነቲ ህዝቢ !
እዚኦም መሰሪታት አትእመኖም ስታሊነይ, ዝአኽልርን ጢሒነን ባአለማርያም ይብላ
ምስ ብታንኪ ዝጥሕኖዎምን ብናፓል ዝቃጽሎዎም ዝነበሩ አምሓሩን ኦሮሞን ተዛርዮም ንህዝቢ ትግራይ ከምዘጨፍጨፉ ሕጂ በጺሖም ከምዚ ክብሉ ከለዊ ሓቂ ከይመስለና ተጋሩዋይ ንጠንቀቕ ደአ.
Solomon Drar he is right all he spoke it is True to tell you are Stallin always tell tigiray people wrong information
The strategic alliance of Tigray is Eritrea and the strategic alliance of Eritrea is Tigray.So,we as new generations of both Tigray and Eritrea mast work for our peaceful coogsistence.The Emperor Menelik's empire (Ethiopia )leaders always have work to wipe out us.We mast be awarful the devide and rule mechanism of the empire since Wichalle Treaty.We can not find any solution from the empire.The solion is on our hand, when we work together to succeed our strategic coogsistence. 16:59 16:59
ብሽፍታ ህግደፍ ትድሕን ትግራይ የላን አይትህልን ውን ህዝቢ ኤርትራ አጥፊኡ ንትግራይ ዝደገመ ጋኔን ሰታይ ደም ንፁሀን ዩ
ጌታቸው ፃድቃን ምስቀታሊና ጎሮቤት ሰብሲቦም ዝቀተሉና ሙሽ ይሰርሁ ጥራይጌታቸው ቅድም ህዝብ ትግራይ ናይ አቦታትኩም ንግስና አይትረክብዋን አነ ዝሸመኒ አብይ እዩ ካብ አብይ ተቀበሉ ኢሉ እኮ እዩ እንታይ ማለቱ እዩ አንዘውረደኒ አብይ እዩ አይ እንተኢልኩም ዳግማይ ከውርረኩም እዩ ኢሳያስ ካብ አብይ ብምንታይ ይህሽ 😊ትግርኛ ተዛራቢ ሀደ ክከውን አለዎ
ህወሓት ይኹኑ ካልእ ናይትእመት ሃብቲን ስልጣኖምን እንበር ብዛዕባ ህዝቢ ወይ ግዝኣት መርየትና ኸምዘይ ሓስብ ነንውልቆም ክጥዕሞም ዞኽዞኽ ይብሉ ከምዝነበሩ ተረዲኡኒ ህዝቢ ተመልሰ ኣብሱዳን ዘለው ኣይተመልሱ በቲ ሕጊ ውዑል ናይፒሪቶርያ ኣክንዲ ምኻድ ንኣብይ ከቶሖጉስ ብመስዋእቲ ዝመፀ ዕጥቂ ከፍትሑ ህዝብን ስውኣትን ሃገርን እዮም ዝኽሕዱ ዘለው ንብላሽ ህዝብና ኣወዲኦሞ ዞም ረሳሓት
ሻእቢያ መታለሊ እዪ ካልእ አጀንዳ ሂዙ ክመፅእ እዪ ተኾሊፍና ዝበላ ከይትርሳእ መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ቆቃሕ ኮይኖም ክፀንሑ አለዎም 20 ሺሕ ሲቢል ተመሲሉ ስግረዶብ ዝአተወ ሰራዊት ኢሳያስ መደብ ተዋሒቦዎ እዪ አቲዪ ዘሎ መንግሰት ትግራይ ስሩሁ አይሰራሃን ተገሪሁ ኢሳያስ ስርሑ ጌይሩ ስደተኛታት ኮይኖም አቲዮም መረጃን ስልያን ኮይኖም ስርሆም ጌይሮም አበይቲ ክምስሉ ዘዝቀደመ አድገይ አጥፊኡለይ እንድዪ ካልኣይ ከይትግርሑ
ሻዕቢያ ንህዝቢ ትግራይ ተሓስብሉ እንተትኾኑ ነይርኩም ህዝቢ ትግራይ ምስ ሸውዓተ ሃገራት ኮይንኩም ብኣልማሚት ሰላማዊ ህዝቢ ኣይምጨፍጨፍኩማናን
ሸውዓተ ክትብልኮሎኻ ኣመሪካ፡ ቻይና፡ ራሻ፡ እንግሊዝ፡ ፈረንሳ ፡ ኤርትራ፡ ጀርመን ማለትካ ድዩ፡ ምዘን ኩለን ኢኹም ትዋጊእኩም። 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂እስኻትኩምኮ ዘይትብሉዎ የለን ፡ ምቕናይ ጥራይ ብዙሕ ክንሰምዕ ኢና ካባኹም።
😂😂😂😂😂
አየኖት እየን ኢትን ሸውዓት ሃገራት ዓጋመ ሓውይ እሎሙ እልካሰ ሃለውለው ትብል
ኡስተሊን ከምቱ ዝበልካያ መሰል አርሰውሳኔ ይታሐሎ ኢዩ ዝባሀል ኔነሩ
አብ ኢትዮጵያ ተቀባልነት ሕወሐት እነድሕር ዘየነበራ ተቀባልነት ንኽሕልዋ ነፃነት ናይ ኤርትራ ዘይ ምቅባል ከትመርፅ ምስተገደደት ማለት ኢዩ በቲ ናይ ሰለሙን አገላልፃ ግን እዛ ውድብ ተፍቅር ግን ብተፍቅሮም ትከሐድ ብደገ ክሕደት ብዘዕብየቶም ትኸሐድ ንቀፃሊ ትማሀረሉ ትኾን።
ሻዕቢያ ዕንክሊል፡ ብዘይ ደም ምፍሳስ ዘይትነብር ኣራዊት ጉጅለ ከይተወገደት ኣብዚ ከባቢ ሰላም ክህሉ ዘይሕሰብ አዩ፡
Agamino if you liked or not shabia are the Kings in the Horn of Africa.
ንሓቂ ስራሕ ንኤርትራ ክወሩ ቅድሚ ኩናት ምጅማሩ ኣዴታት ትግራይ ምስ ኣቦታት ምስቲ መንእሰይ ምሽ ሆሆሆሆ.... ይብሉ ኔሮም ስኑድ ቬዶታት ኮ ኣለና ሻዕቢያ ንወያነ ኣብ ሳሕል ከለዉ ጽቡቅ ጌሮም ኢዮም ዝፈልጥዋ ለክበጥበጥ ከም ትብል ኣብ ዓቢ መጽሓፍቲ ኤርትራ ታሪክ ኣሎ ስለዚ ተገዲዳ በፍንጫ ፈሪማ ክክክክክ ።
We will see the end result but why would you care because you are not in Eritrea, sad.😢
Aye Barya 😂 😂😂😂
@@loyalbelieve6954ሃገር ዝውንን ባርያ አየሕሽን ካብ ኩሎ ዘኳሽሞ ክልል 😂😅😂
ኣበዲኻ ራኢኻ አንታ ጡስጡስ ሓሳዊ ሆሆሆ ዝበለማ ሕገ መንግስቲ ይከበር ዝብልዩ ኔሩ። ንስኻ ግን ምንም ዘይትእምት ሓደ ደንቆሮ ድምዙዝ ኢኻ።
@@ዘይምግዳለይየኹርዓኒክልል እኮ ይያ ኤርትራ ተደሚርና ኢና መንግስታችን አብይ ለሚንኩም ክል ኮንኩም ባርነት ሱስ ከምዝከውን ካብ ኤርትራ ፈሊጠ
ረአ በል ህዝቢ ዓለም ኩሉ ይተዓዘብ ስታሊን በጃኻ አብዚኣ ሓደ ዓብዪ ነጥቢ ሓዝ። ጽንሕ ኢሎም ከዓ ሮኬት ተወንጪፍና ኢና ኣቲና ይብሉ እዞም ግልቡጣት። ብጣዕሚ ዝገርመካ ናይ ትግራይ ፖለቲከኛታት ድኹማት ኮይኖምዮም እምበር እዞም ገበነኛታትሲ በዓልቶምዮም መስከርቲ ረአ በል ሓቂ ኩሉ ግዜ ሓቂ እያ።
እስታሊን ጅግና ንህና ብእድሜና ንፈልጦ ትግራዋይ ብሰንኪ ናይ ህዋህት መትከል አብ ልእሊ አፈልጦ ኤርትራ ሀገር ምኳን ተጨፍጭፎ እዩ ሕዚ ሻእብያ ምስ ጨነቆ ሐተፍተፍ እዩ ዝብል ዘሎ: TDF ለባም እዩ ::
አነ አይ ፈተኽዋን DDR
Stalin the voice of Tegaru!!
Ane Ewin tigray bi raya alewha milash mikuanan eritiria ninatsanetom lieli 30 amet zitegadelu mikaunomin,nay eritiria netsanet gidin mikuanu eu.
ዝአኽለያ ጥህንስ ባል ማርያም ይብላ በሉ
እዛ ናይ ኢርትራ ሐቂ እንተኾይና ብጣዕሚ ዓቢ ዜና እዩ። ይቀፅል ይጣናኸር።
ብዛዕባ ዲ ዲ አር ቀልዲ እዩ ዝስራሕ ዘሎ።
ን T D F ብማንካ ንኢትዮጵያ መንግስቲ በአካፋ ከምዝኾን ፍሉጥ እዩ።
ሕጂ ዓጢቁ ዘሎ T D F ምፍታሕ ዕብዳን እዩ። ህወሐት ውን ዝገብሮ አይመስለንን።
ስታሊን ነዞም ብዕራይ ወለደ ዝኣምኑ ሰማዕትኻ አይተዐሽዎም ! 62% ካብቶም መሳርይኦም ዘረክቡ Active Military እዮም !
Banda getachew😂😂😂
Higdef hifret zaiblu newram searat eu
ኢስታልን በቃ ጨልልካዲኻ ?🤔
ሰታሊን ህዝቢ ዝከፋፍል ዘረባ ኣይተቅርብ እቲ ዘይሰማዕ አንደበትካ ተፃዊሩ ንዝሰምዐካ ማሕበረሰብ አይተቀይም
ብኽፍኣት እኮ አየኮነን;ጉጅለ ዓድዋ ስለ ዘቀድም እዩ
Entay elu kefafilu 😮
@@ዘይምግዳለይየኹርዓኒAdwa ab dem surka atyom mehzeni 😂😂😂😂😂😂
@@ዘይምግዳለይየኹርዓኒgujele getachew
እርግፀኛ ኾይንካ ምዝራብ ይካአል ካብዞም ዝጭርሑ ዘለው ሓደ ካብቶም ትኾስቲ እዩ።
ሰታሊን ሕወሓት እቲ ሓደ ዓብዪ ኩሎም ፀላእቲ ሓሶት ሐቂ ንምግባር ደጋጊሞም ፕሮፖጋንዳ ክሰርሑ ከለው ንሳ ግን ነቲ ሓቂ እውን እያኮ ክትገልጽ ዘይትሰምዓ ። ዘይታሪኮም ታረክና አዩ ፣ ዘይመሬቶም መሬትና እዩ እናበሉ ክሕስው ከለው ንምንታይ እዩ ስቅ ዝባሃል ። እስኪ ንዝምልከቶም ሐቲትካ ፕሮግራም አቅርበልና ።
ኣብዚ ቡዙሕ ምዝራብ ኣየድልየካን ብጥንቃቀ እናተሰርሐ እዩ ኣል TDF
ስታሊን Spin አይትግበራ ! ፕሪቶርያ ከይተፈፀመ መሳርያ ምውራድ የለን ተባሂሉ ኔሩ.ሕጂ መሬት ትግራይ ከይተመልሰ መሳርያ የረክቡ ኣለዉ! ዘሕንኽዩ ብሱሩ.
ሴኩቲሪ ጌታቸው ምስ ተማረኸ ዕላመኦም ፅቡቅ ኔሩ አብ ኤርትራነፃነት አአይአመንኩን ኡሉ ኔሩ ስለዚ ይትረፍ ተጋዳላይስ ሙሩኽ ወታደር እኳ ይማሃሮ ኔሩ አብቃለመሕተት ቅድሚ መስዋእቱ ጊታቸው ሴኩትሪ ርአ።
Stalin way do not ask what must be asked
Tigray was invited to destroyed Eritrea recently, but Tigray said no.
ካብ መኣስ ኢኹም እንዳ ህግደፍ ብዛዕባ ፍትሒ ክትዛረቡ
Shabiya kitefie eyu zelewo ….no mitieraq mis yigdef
❤❤❤❤❤❤❤
Ezi malet Tplf kedamit shaebya neyra btaemi yhzn hzbi Tigray bsenkkum tewaridu
እንተዝደልዮ ነይሮም ኣመምለጠን ሓስዩ ኢዩ
ውሕጅ ከይመፀ መንገዲ ውሕጅ ፅረግ!!!
ንምንታይ ድዮም ተደምሮም? ንወያነ ንምጥፋእ እዩ ዕላሙኡ ከኣ ሃሪሙ,,
Girmay Sandy ago Eu zbhal estalin nebsi ajoka kexlo dma
💊💊💊
ስታሊን ግደፍ በለ ኣያ ተኸስተ በመጀመርያ ናብ ሚድያ ዝመፀ ተዓዲሙ እምበር ኣነ ክቐርብ ኣይበለን ስለዚ ተበዳሊ እንዳሀለወስ በደል ኣይበፀሖን ኢለካ ሞጎት ምቕራብ ካብ ናትካ ኣንደበት እዚ እይንፅበን ብስሩ ርትዓዊ መደረ ኣይኮነን ኣብዛ ፕሮግራም እዚኣ ዝሰራሕካያ
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Abmeryetna intay tigebbir nerka 20 camet kisad ethopiyan registna amstina nastinnetna kikewon ayneberen kitibil aytik ilin faqadka zaxatetekkayelle
አብ ቀንዲ አፍሪቃ ተሐፂቡ ለይፀርይ ማለት ሻዕቢያ እዩ:: ጊዜካ አይተጥፍእ ትግራይ ካብ ኤርትራ ለከፍአ ፀላኢ የብላን:: እቱ ሐዱሽ ወለደኦም ብሐሶት አዕብዮምዎ:: ተይ ሐፈሩ አብይ ሚድያ ወፅዮም ድማ ይሕስዉ:: ሐሳዳት ሐሰውቲ ለያቡ: believe or not they will pay the price, for what they have done on Tigray
Ethiopian behare selezbelt. Eyo
እዞም ሑሱራት መራሕቲ ትግራይ ከም ተሳዓሩ ሎሚ ኣሚነ መሬትካ ከየምለስካ ብረት ምርካብ እንታይ ማለት እዩ።
አንቱም ሀሰዉቲ እቲ ሀቂ ዳሀን ሀንቲ ማዐልቲ ክትፈልጥዎ ኢኩም ዐነ ዝገርመኒ ምንታይ ኢኩም ናብ ትግራይ አቲኩም ካብ ንእሹተይ እስካብ ዐበይቲ ፋብሪካታት ወሪርኩም ንስካትኩም እኔሀሰኩም ግፍዒ እነተዘረብኮም ንበሩ ግን ፈጣሪ ምስ ህዝቢ ትግራይ ስለዝኮነ ፈጣሪ ባዕሉ ማስቃ ክበኩም እዪ
@@leulteshale840እዋእ ደብሪፅ ገዛኹም እዩ ትግራይ ኢሉና ;ገዛና ስለ ዝኾነ ድማ ሚሳይላታትን ታንክታትን ብሬናትን ማንካታትን ጀሪካናተን ወሲድና !!!!😂
@@leulteshale840😂😂😂😂
ፈጣሪ ዶ በልካ ሕጂ ኣታ ቆንዳፈ ግና እሺ እመብየ ክሳዕ ትብሎ ክድክሩ እኹም ፊውሲኹም መጭፈጫፈ እያ ።
ብዛዕባ እታ ሪፈረንደም እኮ ናይ ኣሞራ ኢንተርቪው ምቕራብ እኽልቲ እያ:: ህወሓት ብነፃነት ኤርትራ ከምዝኣምን ክፈልጥዎ እንተደልዮም
ፈትዩ ምዓስ ኮይኑ ብፈንጭኡ ትጎቲቱዩ ተቐቢልዎ። ቁርብ ምጸገበትክኣ ፍንጥራዕ ክትብል ጀሚራ Game Over ተባሂላ።
ሳንዲያጎ ይብሀል
"ብረት ኤርትራ ቁልቁል አይድፋእን" እትብል መፅሐፍ ትኩን ሞቶ አብ 91 ድያ ነይራ? ወይስ መደምሰስ እዩ ዊሒጡ
መጀመርያ ክትዕለም ከላ እኮ ኤርትራ ብመግዛኣታዊ ውዕል ክትኣምን ካብኡ ክትሕገዝ ኢዩ ስምምዖም ኢዩ እንታይ ድዩ ዘባኣሶም ኔሩ ኤርትራ ከም ሃገር ንቀበል ዶ ኣንቅበልን ኢዩ ዘባእሶም ኔሩ ኣትሓሱ ዝኣምኑ ኔሮም ዘይኣምኑ ኔሮም ግን ሓይሊ ስለ ዘይነበሮም ዝገብሩዎ ኣይነበሮሙን እቲ ብኣሲ 1977 ዘባኣሶም ናጻ ኤርትራ ኢዩ።
እንዳሻዕብያ ምካንኩም ንፈልጥ
ሳንድያጎ ይበሃል እቲ ኮሞድያን ዝበልካዮ ::
ሕነ ፍደ
ሓሳዊ ምሽር ታዉፅእ ኣላኻ ጊላ ስብሓት
ሓረስታይ መጫውቲ ጌርክሞ ጠስሚ ሸይጡ ዘይቲ ዝገዝእ
ቡል ቡል ፅግዕተኛ
እቱ ቂድሚ ሕጂ ዘረከብዎ ዓበይቲ ማሪሕስ
Kida hasawi nska nmen eka teferarh telemti edkum ekum rekibkum tekone kabti gekakum temharu aykonen tedelika mis Ethiopia tedelika mixa hanti atgebrn mis Americas keman mexika hanti ageberkan
Solomon Dirare wielqawi rieto ember mergexi nay mengisti malet aykonen.
stalin! ናይ ኤርትራ ሪፈረንደም ዝተኻየደ ሚያዝያ 15-17 1985ዓ/ም ነይሩ። ኣነ ብጭቡጥ ዝፈልጦ ኣባል ህወሓት ክትኾን ህንፃን ፕሮግራምን ህወሓት ክትቅበልን ናፅነት ኤርትራ ክትቅበል ትግበር! ኣብ ፓርቲ ኣባልነት ናፅነት ኤርትራ ልኣላዊነት ኤርትራ ምቅባል ከም ፕሪንስፕል እምበር ብፀቕጢ ኤርትራ ፈፂሙ ዝተገበረ ኣይኾነይ! እዙይ ኣብ 1984ዓ/ም ጀሚረ ዝፈልጦ እዩ! ኣብ ዝኾነ ጊዘ ኸዝውን ተበዲልና፤ ልኣላውነት ኤርትራ ነኽብር!
That is not sure those are the ones that had already did d. R and bottom back again?Because that's not true
Lekat abiu tekeded
አብይን በምን አምናቹሁት ነው ትጥቅ የምትፈቱት የዛ ሁሉ የትግራይ ልጃች ደም ሌላው ቢቀር የስዬም መስፍን ደም በክንቱ ቀረ ማለት ነው ያሳዝናል ወልቃይትና እራያን አሁንም ከአማራ ህዝብ ጋር እብራቹሁ እየኖራቹሁ ነው እና ምን ተገኒቶ ነው ስነልባናቹሁ የሞተው ሰላም ጥሩ ነው ግን!!!!!!!!????
የማመንና ያለ ማመን ጉዳይ ነው!TDF ሊሸነፍ ሲል ኣሜሪካ አዳነው.የተሸነፈ አካል የማመን አለማመን ቅንጦት የለውም.ለዚሁ ነው አቢይ እንደ ፈለገ ሚያኳሽማቸው 😢