Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣሜንንን ቃለ ህይወት የስምዓልና በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ምናሴን ኣቡነ ኣባ ስምዖንን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያንን ምስ ሃገርና ኤርትራን ጸኒዑ ይንበር እናበልና ናይ ብሓቂ ታሪክ ገዳማት ኤርትራ ተላልዩና ዘለኩም ክብሪ ይሃብኩም ዘመን ኣገልግሎትኩም እግዚኣብሔር ይባርከልኩም እናበልና በጃኩም ዝጠፍኡ ገዳማትና ክተምጽኡልና ንላቦ ከም ገዳም ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ደቀምሓረ ጥቃ ማይ ዕዳጋ ከባቢ ዝርከብን ገዳም ኣንገበን ኣቡነ ዕንቖ ብርሃን ደቂ ሽሓይን ገዳም ዓደርደ ኣቡነ ፊሊጶስ ዘደብረ ቢዘን እንዳ ኣንስቲ መነኮሳይት ኽከውን ዝገደምዎ ገዳም ንመጀመራ እንዳ ኣንስቲ ገዳም ዝተገደመ ኣብ ገድሊ ኣቡነ ፊሊጶስ ተገሊጹ ዘሎ ክተምጽኡልና ብትሕትና ንሓትት።
በረከት ናይ አቦና ምኔሴ ናይ አቦና እንዳባስሞዖን ይከፈለና አሚን 🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስምዓልና ቡሩካት የሕዋተይ ኣቡነ ምናሴ ወስምኦን ይሓልውኩም
Amen amen amen,qal hywet yesmean.bereketn redietn nay abune mnasien aba smonn ayfeleyena
ኣነስ ሓንቲ ገዳም ናይ ሃገርና ከይረአኹ ወጽየ ኣምላኽ ዕድመ ይሃበና ክንርእዮ
❤May Eritrea orthodox tewahdo live forever ❤
እግዚኣብሔር ጸጋኡን በረኸቱን የብዝሓልኩም።ልዕሊ 20 ዓመታት ንድሕሪት መሊስኩምኒ።ትኹል ጥዑም ዓዲ።ተቐባሊ ጋሻ መግለጺ ዝኸውን ቃላት ይሓጽረኒ።ደጊመ ንኽርእዮ ፈጣሪ ይሓግዘኒ።ደጊመ የመስግነኩም።
እግዝአብሄር ጸጋ አብዝሕልኩ ንዕና ሃገርና ታሪክና እተፋልጡና ዘለኩም ነመስግነኩም በርቱዑ ❤
የሕዋት እዛ Chanel መታን ክትዓብየልና ሸር እባ ንግበሮ like ከኣ ንግበር።የቀንየልና ነዚ መደብ ዘዳለኩም በረከቶም ኣይፈለየና🙏🙏🙏
ክንደይ ሓርጎጽጎጽ ዝበዝሖ ቦታታት ምስ ስዓብትኻ እንዳ ከድካ ስፍራ ቅዱሳን በርቢርካ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ተኸታተሊኻ ብዝተዋህበካ ጸጋ በረኸት ስለ ዘካፈልካና ኣዚና ነመስግነካ እግዚኣብሄር ኣብዓንደወቁ ይጽሓፈልካን ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልካን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ❤❤❤
ብኡነት ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሓልካ ድያቆን በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ይሕደረና
ዎኦ ኣባ ምናሴ ኣቦይ ብጸሎትካ በረኸትካን ሓልወና በረከትካ የካፍለና
Akerariba, editing kotas kulu bulux nay bihaki 🔥
ኣሰይ ደስ ዘብል ኢዩ በረኸትን ረዲአትን ናይዞም ኣቦታትና ኣቡነ ስምኦን በረኸት ኣቡነ ምናሰን ተኻፈልቲ በረኸት ይበለና ፡ ኣነስ ሓንቲ ክትተሓባበሩኒ ደልየ ነይረ ገዳም ኣቡነ መቃርዮስ ምስ ኣዲኦም እምነ ሰበረ ከምኡ ውን ደብረ ማርያም ከባቢ ዓረዛ ብዛዕባ ታሪኾምን እቲ ቦታ ውን ክንደይ ኪለመተር ሓበረታን ደልየ ነይረ ከይድኩም ከምዚ ናይ ብዙሓት ገዳማት ተርእዩና ዘለኩም ከይድኩም ከም ፍቃድ ኣምላክ ክትሕብሩና ተስፋ ይገብር ነዚ በረኸት ክንሳተፍ ትገብሩ ዘለኩም ከኣ እግዚኣብሄር ዓስቢ ድኻምኩም ይሃብኩም
ይቅረታ እታ ስም ኣዲኦም ናይ ኣቡነ መቃርዮስ እምነ ሶሎሜ ኢየን ዚበሃላ ተጋግየ ጽሒፈያ ኣለኩ
ኣሜን እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ናይ ስፍራ ቅዱሳን ክንሰምዕ ዝገበርኩም ናይ ሰናይ ኣብሰርቲ ብምኻንኩም ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣብ ሰማይ ይሃብኩም። ደስ ዝብል እዩ፡ ዝሓለፈ ሰእን ምፍላጥናን ስንፍናናን ቅዱስ እግዚኣብሔር ይቅረ ይበለና። ካብ ሕጂ ግን ንሰናይ ክንስዕብ ጸሎት ቅዱሳን ኣቦታትና ይርደኣና።ኩላትና ነዚ በረኸት ተካፈልቲ ንኹን ኣሕዋተይ ንኩሉ ክሰምዕ ሸር ንግበሮ።
Amen amen amen kal hiwet yesmalna egzabher tsegu yebzahlkum❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲኤትን ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና🙏🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦታት በረኸት ናይ ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስቲኣን የኩን ኣሚን ።ተወሳኺ ካኣ ናይ ገዳም ሰርቐብርሃን መራጉዝ እባ ከምዚይ ገርኩም ምስ ህዝቢ ኣላልይዎ በጃኩም ብዝሕ ታኣምር ኣሎዎ።
ብሓቂ ናትና ከሎና ናብ ካሎኦት ሃገራትክንጎይ ኢና ንረአ እቶም ዘይጣዓሞም ሲ ዳሓን እቶም ዝጥዕመና ቅድስቲ ሃገርና ኮላትና ንምንታይ ሃገርና ገዲፍና ናብ ካሎኦት ንኸይድ ይገርመኒ ኢዩ። በጃኹም ቅድስቲ ሃገር ኣላትና እቶም ዝጥዕመና ኣድባራት ሃገርና ንኽብርን ንብጻሕንሞ ጻማን ምሕረትን ኪንረክብ ኢና ።
Hadera Kelati ኣነ እውን ከማኻ ኢዩ ሓስበይ ብፍላይ በዚ ሎሚ ንርእዮን ንሰምዕን ዘለና ናይ ጮሎት ኣዲስ ኣበባ እንዳኸደ ክትርኢ ከለኻ ብጣዕሚ ኢኻ ትጉሂ ይስማዓካ ስለምንታይ ካኣ ከምኡ ያከውን ናትና እንዳሃለዎና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በርክቶም ረዲኤትን ቅዱሳና ናይ ኣቦና ስምኦን ኣቦና ሚናስን ይክፈለና
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን በረኸት ናይ ቅዱሳ ኣቦታትና ኣባ ምናሴ ናይ ኣባ ስምዖን ምስ ኩልና ይኹን እግዚኣብሔር ከምዚ ጌርኩም ነዚ ዘይፍለጥ ዝነበረ ገዳማትና ዘላለኹምና ብስም እግዚኣብሔር ነመስግን ናብ ንቡር ክንመልሶ ናይ ኩላትና ሓላፍነት ኢዩ።
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልኩም የሕዋት ብጸሎቶም ሰላም ይግበረልና እዛ ሃገርና❤
ብሓቂ ዘደንቅ ታሪክ ኣቦታትና ጽድቅን ኣቦ ምናሴ ኣባ ስምዖን በረክቶም ንምስኩሉና ይኩን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣሰር እምነቶም ክንክተል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓግዘና ከምኡ ገዳም ክንሃንጽ ይደግፈና ፈጣሪ። ናይ ኣዴና ቅድስቲ ቅዱሳን ኣማላድነት ምስኩሉና ናይ ቅዱሳን መላእክቲ ረዲኤት ኣቦታትና ጻድቃን በረከት ምስኩሉና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን።ብፍላይ ሓውና ድያቆን ብሓቂ እዚ ኩሉ ክንፈልጥ እትገብሮ ዘለካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስቢ ይሃብካ ታሪክ ኣቦታትና ብሕጂ እውን ዝተረፈ ኣምላኽ ይሓግዝካ።ናይ ኣጎልግሎት ዕድሜካ ይባርክ❤
ታሪክ ናይ አንዳ ሰማአት ፡ ኣብ መንጎ ዓጸጸረን ቀነንቅብዓ ዝርከብ። አቲ መንሳዒ ፡ ብንእስነተይ ዝማላለሶ ዝነበርኩ። አባ ኣቅርብልና ከም ፍቃድ ኣምላክ ??
ተመስገን ኣምላክ ኣቦታትና ደው በሉልና ፡ በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ቅዱሳን ኣይፈለየና🎉፡ ከምዚ እንዳገበርኩም ዘሎ ገዳማትና ኣፋልጡና፡ ተመስገን ❤❤ሰላም ን ሃገረ ኤርትራ❤❤
በረከቶም ወረዲኤቶም ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ምሰ ኩላትና ይኹን ነዚ በረከት ክነካፈል ዝገበርኩ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋኩም የብዛሓልኩ
❤🕯እግዚአብሔር ይመስገን 🕯❤አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና .ናይ ቅዱሳን አቦታትና በረከቶም ይደረና 🤲🤲🤲
ኤሜን አሜን ኤሜን በረከቶም ናይ ቁዱሳን አቦታትና አይፈለየና ነቶም ድኻሙኳም ከይ ጸብጸቡኩም በረከት ናይዚ ገዳም ዘካፈልኩሙና እግዚአብሔር ጸጉኡ የቡዛሓልኩም : ቀጽልዎ ብሩኹት የሕዋተይ
ዓደይ ማረይ ሎሚስ ይመጻኪ ይከዉን ግዜ እባ ነዉሕና እንዳባስሞዖን ❤በረከትኩም ኣይፈለየና ።ኣቦይ ማዓረይ ድሕሪ 9 ዓመት ገጽካ ርኤ አይይይይይይይ ኣቦይ ምናሴ ሓልወኒ በል እስከ ❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን አቦታት ቡጹዓን ድሃበና በረኸትኩም ይሕደረና
Egziabhier amlakna bana bdukumat baritu zkeberen ztemesgenen ykun amen. Orthodox ☦ Church ⛪ for ever!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን አግዛኣብሂር ኣምላክ ዓስቢ ደካምኩም ይክፈልኩም ❤❤❤
እዋይ ቱኩል ጽሙዋ ተዋሒጣ ኣምላክ ናብታ ንፈትዋ ዓድና ብሰላም ይምለሰና ፡ብናሰ ብሪክ ብሰላም ክንምለስ ጾሎቶም ኣይፈለየና
ቃለ ሂወት የስምዓልና በረከቶም ይሕደረና
ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል፡ ተኻፈልቲ በረኸት ይግበረና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም፡ ጽቡቅ መደብ ኢኹም ትገብርዎ ዘለኹም እሞ ኣጆኹም ቀጽልዎ፡ካብ ኣምላኽ ርኸብዎ ዓስቢ ድኻምኩም ክቡራተይ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤ ኣቤት ገዳም በረኸቶም ጸሎቶም ኣይፈለየና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ረዲኤትን በረከትን ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና
እግዚኣብሔር ኣቦይ በጃኻ ንህዝብና መንፈሳዊ ኣዓንቱ ኣብርሃሉ። ብድሓን ብጀኻ ብእየሱስ ክርስቶስ ብማንም የልቦን። በጃኹም ፡ ነዚ ህዝብንስ ወንጌል ኣበስረዎ።
Qal hiwet yesmalna abtatna nay aba simon nay aba minase brketom yekflena❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
አሜን ኣሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኣቦታትና መምሃራንን ኣሕዋትናን እግዚኣብሔር ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ይቐድስ በረኸት ናይ ኣቦታትና ቅዱሳን ኣቡነ ምናሴን ስምኦንን ይኽፈለና እግዚኣብሔር
በረከተ ናይ ቅዱሳን አቦታትና አይፈለየና ።
ኣማላክ ይባርኹም🙏🙏🙏🇪🇷🌹🌹🌹🌹💕💐💐💐
በረከቶም ወረዲኤቶም ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩላትና ይኹን ፍቁራተይ በረኸቱ የብዝሓልኩም ጻዕርኹም ብጽድቂ ተዓደልዎ ኣሜን፡🙏🙏🙏
✝️✝️✝️Amen Amen Amen 🙏🏼
ቃል ሂወት የስመዓልና ብሩኻት የሕዋት
ናይ ብሓቂ በረኸቶም ይክፈለና
🙏🙏🙏🙏🙏🙏ቃልሂወት የሰማአና ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚኦ መሀረና። ካብ እቲ አብ መስቀል ዝመተን ዝተሰኤን እየሱስ ክርስቶስ ምምላኽ ገዲፍካስ ናብ ፅውፅዋይ። እግዚኦ መሀረና ክርስቶስ። Have mercy have mercy. አቤት ድንቁርና !!መፅሐፍ ቅዱስ አንብቡ። ሐቀኛ ወንጌል አንብቡ።
ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ሓፍትና፦ ድንቁርና ዲኺ ዝበልኪ፧ ካብ ጸርፊ ዝዓቢ ድንቁርና ዶ ይህሉ ትብልዮ ኢኺ። ጠፊኦም እንተድኣ ኢልኪ ሓሲብክስ ጸሎት ክትገብርልና ኣይምሓሸን ካብ ትጸርፍና። ሓቅኺ ኩሉና ከምኡ ኢና፡ንዘለናዮ መገዲ ኢና ነድንቕ እግዚኣብሄር ብፍቕሪ ንጠማመተሉ ግዜ የምጽኣልና።
እዚ ብዛዕባ እቶም መስቀለይ ጸይርካ ስዓበኒ ዝበሎም፡መሊሱ ውን መስቀለይ ጸይሩ ዘይስዕብ ንዓይ ኣይበቅዕን'ዩ ዝበሎ ጎይታ ዝፈጸሙ ኢኺ ትሪኢ ዘለኺ።ሓቀኛ ወንጌልን መስቀል ምጻርን ክኣ ንፈተውትኻ ገዲፍካ ንምቹእ ናብራኻ ውን ሓዲካ ድኣ እያ ትጉላሕ እምበር፡ኣብ ፍርናሽ ተቐሚጥካ ዓሰርተ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ብምባብ ካብ ናይ ዓለማውያን ዘይፍለ ናብራ እናነበርካ ኣይኮነን።ኣብ ርእሲኡ እኳ ምስ ግጉይ ርዲኢት ሒዝካ።ንሕና ግዳ ካብቲ ጌጋ ወንጌል ናብቲ ሓቀኛ ወንጌል ተመሊስኪ ነፍስኺ ከተድሕኒ ንመኽረኪ።ነቲ ንጽህና ድንግልንኡ ንምንኩስና ዝወፈየ ኣፍሪሱ ኣብ መርዓ ዝኣተወ፡ነታ ሚስጢር እምነት ድማ ዝጨራረመ ሓድሽ ኣታራርጉማ ወንጌል ድማ ዝጀመረ፡ ብጎይታ ይኹን ብሃዋርያት ዘይትኣዘዝናዮ ውን ንስለ ወንጌል ምቕታል ይግባእ ኢሉ ደም ዘፍሰሰ ሉተር ሓለቓ ፕሮቴስታንትን ከሓድትን ካብ ናቱን መሰልቱን ሓሳብን ካብታ ዘይሃዋርያዊት እምነትን ውጺ።ንዒ ናብታ ጎይታ ዝተኸላ ሃዋርያት ዝምሃርዋ ንጽህቲ እምነት።ብሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ ትስዕቢ ተኾይንኪ ከም ቃልኪ ክኣ ነዚ ኣብዚ ቪድዮ ዘሎ ዝገልጸልኪ ጽሑፍ እንሆ ኣብዚ ብድሒሪኡ እግዚኣብሄር ይምለስኪ ንብል።Matthew 10 ትግ - ማቴዎስ37: እቲ ኻባይ ነቦኡን ነዲኡን ዜፍቅር ንኣይ ኣይበቅዕን እዩ። ካባይሲ ንወዱ ወይስ ንጓሉ ዜፍቅር ድማ ንኣይ ኣይበቅዕን እዩ።38: መስቀሉ ኣልዒሉ ደድሕረይ ዘይስዕብ ንኣይ ኣይበቅዕን።39: እቲ ንህይወቱ ዚረኽባ ኼጥፍኣ እዩ፡ እቲ ንህይወቱ ምእንታይ ዜጥፍኣ ከኣ ኪረኽባ እዩ።40: ንኣኻትኩም ዚቕበል ንኣይ እዩ ዚቕበል፡ እቲ ንኣይ ዚቕበል ድማ ነቲ ዝለኣኸኒ እዩ ዚቕበሎ።41: ንነብዪ ብስም ነብዪ ዚቕበል፡ ዓስቢ ነብዪ ይረክብ፡ ንጻድቕ ብስም ጻድቕ ዚቕበል ድማ ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ።42: ካብዞም ናእሽቱ ንሓደ እኳ ብስም ወደ መዝሙር ጣሳ ዝሑል ማይ ጥራይ ዜስቲ፡ ዓስቡ ከቶ ኸም ዘይስእን፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ።እዚ ንኾንቱ ዶ ዝተጻሕፈ ይመስለኪ ኣሎ ቃል ኣምላኽ ንሓሳባቶም ንምልምማድ ኢሎም ዝጽሓፍዎ እሞ ገሊኡ ዝጠቅም ገሊኡ ድማ ዘይጠቅም ዶ እዩ፧ ኣይኮነን ቃለይ ካብ ትሓልፍ ሲ ሰማይን ምድርን ክትሓልፍ ትቐልል ከምዝበሎ፡ቃሉ ንኾንቱ ኣይተጻሕፈን።ቃል ኣምላኽ ክኣ ከም ቃላት ሰባት ኣይኮነን። ነቶም ሕሩያት ዝቃወሞም መን እዩ ከምዝብል ቃል ኣምላኽ፡መሊስና ውን ምስ ቃሉ ኮይና ዎ እግዚኣብሄር ተንስእ እሞ ጸላእትኻ ፋሕ ይበሉ ንብል ኣለና ኣሜን።
ኣብቲ ገዳም ክርስቶ ከም ዘሎ ኣይተረደአኪይ መፀሓፍ ቅዱስ ምንባብ ዝግበአኪ ንስኪ እኪ
Amen amen amen 🙏🏾 Abotatey ahwatey kal hiwet ysmalna berket nay abune mnasein abna smon ayfeleyena amen 🙏🏾 🙏🏾🙏🏾
amen amen amen bereketom redietomn ydegfuna
ኣሜን 🥀🙏ኣሜን 🙏🥀 ኣሜን 🙏🥀ቃል ሂወት የስምረልና በረከቶም ይሕገልና 🙏🥀🙏🥀🙏👉🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምናሲ በሪኺ ኣበይ ካላይ ግዜ ዝበጽሃካ ይግበረኒ። በረከቶምን ጸለተምን ኣይፈለየና።
Amen berktomen redatomen yikaflena yhderna , betame nimesgen beruk hawey egzabher berktut yebzhelka 🙏🙏🙏❤️
ኣሰይ ደስ ዚብለካ እንክትዝክሮ ካብ ቅድሚ ዓይንካ ዘይክወል ገዳማት ኤርትራ ን፡ነቶም ነዚ ዓስቢ እዚ ዛተካፈልኩም እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኪም።ደስ ዛብለካ መደብ።
ኣምላክ ህዝብናን ሃገርናን ይባርክ
እዋይ ዓደይ ማዓረይ ዱሮ ምፊልላይ ኣኹሉ ቢዪቱብ ኪሪኤኪ ተገዲደ ዳግማይ ኪሪኤኪ መጽባዓ ኣለኒ ዓዲ ጥእና ዓደይ ማዓረይ
ኣሰይይይ በረከትኩም ይሕደረና በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩልና ይኩን ነዚንምስላም የብቀዓና ❤
ኣሰይ ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ፍትዋት ኣቦታት ❤❤❤
Aseyyyyyy teadilkum Egziabhier yebarekka geozo kudusan yegberelkum
God bless l am watching from USA
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በርከቶም ናይ ኣቦና ስምኦን ኣቦና ሚናሰን ይክፈለና 🙏❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ተመሰገን ኣምላከይ ነዚ ዘረኣካኒ ዳት ሓወይ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ግን ከኣ ሓዚነ ኣብ ሞልቒ እንዳነበርኩ ገዳም ከምዘሎ ዘይፈልጥ ምኻነይ ሕጂ ደኣ ስደት እየ ዘለኩ ኣመላክ ኣቦይ በጃኻ ስደትና ኣሕጸረልና ዓድና ክንምለስ እናዳ ነባዓኩ😢 ረኤያ ዳት ሓወይ
Amen amen amen qale hiwet yesmealna netom ab rhuq adi zelen berektom ykfelena leul amlken ❤❤
Amlaek Bereketom ayfeleyena Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
ደግ ሰላሞም የስዕመና
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር ዲያቆን ሓውና ዳት❤❤❤
Amen (3) Egziabiher xegue yebizihalikum bereketom xelotom ayifeleyena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ በሓቂ ቃለሂወት የስመኣልና ኣቦታት ኣሕዋተይ
ቃል ሂወት ይሰማዕልና ዓደይ ማዓረይን ህዝበይን ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ሰድራና HlRut tv ka Thnkes you kab Lebi nemsgnkum
ኣሜን በረኸቶም ናይ ቅዱሳን ይሕደረና።
ኣቦታትና እዝጋኣቢሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም። ሓፍትና ፌቨን ትክክል ኣለኺ።
ኣቅረብቲ መደብ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸግኡ የብዛሓልኩም
ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen amen amen.❤❤❤
Aseyyyy egzabhr ymesgen bitami dess, zebil❤❤❤❤❤
❤❤❤ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ጸሎቶም ጸጋ ረዲአቶም ናይ ኣቦና ምናሴ ዘወትር ኣብ ዝርያና ይኹን ህዝበ እግዝኣብሔር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen berkit nay Abottna mes kulna ykun
በረኸት ቁዱሳን ኣቦታት ኣይፈለየና። በሓቂ ንፋዓት መሬት ዓድና ውን ኣሪኢኹምና ናፍቆትና ኣውጺእና።ጽብቅ መደብ ቀጽልዎ።
ይገርመካ እዩ ❤
Asey ❤ brukatey nay tsida imba kedkum eba bereket akafluna niskum bakal nhna ka bnatkum Video ❤ bejakum amxulina
Amen Amen Amen kal hwet yesmeana ❤❤❤
❤Egzeabhier ymesghen des zibl❤Bereketkum eski ykfelena Neameta❤ ab Tselotkum zekruni neay nehaftkum
ድንቅ ዝኾነ ገዳም፡እግዚኣብሔር በረኸቱ የብዝሓልኩም ክቡር ድ/ን ሓውና።
Xega yebzh kulukum sdra krstos❤😊🎉.
Amen amen amen bereket nay abune minas, bereket nay abune Simon yihderena . Nay agelgulet zebenkum yibarek
Amen Amen Amen kal hewat yesemaln berkatam redetaom nay kedesa abetaten ayfelayna
በረከት ናይ ኣቦና ምናሴ ኣባ ስምኦን ምስኩላትና ህዝበክርስትያን ይኩን ነቶም ኣብ ስደት ሊብያ ዘለው ድማ ብጸሎቶም መዋጽኢ ይፍጠሩልና ነቶም ደኪምና ከይበልኩም ምስገዳማትና ከተላልዩና ብዙህ ትደክሙ ዘለኩም ኣስብኩም ኣምላክ ይሃብኩም ብ ብጣዕሚ መሃሪ መሳጢ ስደትካ ቃንዛካ ዝናዝዝ እዩ ምስ ካልእ ገዳማት ከተላልዩና ናይ ወትሩ ተስፋና እዩ
KBRN MSGANAN NAKA GOYTANA AMEN AMEN AMEN ABONA ABUNE MNASE AYTGADEFENA KBRN MSGANAN NAKA AMEN AMEN AMEN ❤🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏ክቡራት ኣቦታትና ጸጋኹም የብዝሓልና ❤🇪🇷🙏🙏🙏በዚ ኣጋጣሚ ኣብቲ ከባቢውን እንዳባ ዳንኤል (ድቦኖ)ዝበሃል ኣሎ ብዙሕ ኣይተፈልጠን ግን ከኣ በቲከባቢ ዓቢ ኣፍልጦ ኣሎዎሞ ኣቃልቦ ተጌሩሉ ምስ ቅዱሳን ገዳማትና ክስራዕ ብትሕሕትና ርኢቶይ ይህብኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ጽሎቶምን ረዳእቶምን ኣቦናታትና ኣቦና ምናሴን ኣቦና ሰሞኦን ኣይፈለየና ምሰ ኩላትና ህዝቢ ክርሰትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
Amen 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
AMEN AMEN LORD AMEN
ኣሚየን (3) በረኸት ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ። ትኹል ዓድና ዘርኣኹምና ኻኣ ኣምላክ ጸጋኹም የብዛሓልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Bereketkum yebzhayo yehwatey mearey
ናይ ኣቦታትና ተረዳእነትን ጸሎቶምን ምስኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሕዋተይ ከኣ ብታእሚ ነመስግን ኣሜን
Amen minase berik xegu yebzhalkum kburat yehwatey🙏🤲 thank you for sharing❤🤍🤲
Mara eye zihazin nayzom abotatna qidisina ria nhina gin mara kab amlak rhiqina b sigana ngiza alena amlak yiqire yibelelna amlakey nabu nimeles giziey yihabena ❤
Amlak edme tenan hibu bselam temelisna nnegdo ygberena eti luel fetari kulu alem
Amen
Amien(((3)))) buruk hawey amalk xegu yebzahalka bereket nay zom,qudusam abotatana ms kulahna ykun
ኣሜን በረኽቶም ምስኩላትና ህዝበክረስትያን ይኹን ነቶም ነዚ ታሪኽ ቅድሳን ኣቦታትና ንህዝቢ ምልላይ ዝጻዓትኩም እግዛኣቢሄር ኣምላክ ዓስብኩም ያክፈልኩም ምንያቱ ክትብገሱ ከለኹም ውን ንረብሓ ዘይኮነስ ንበረኸት ስለዝነበረ እመ ብርሃ ብጾሎታ ምሳኹም ትኩን ኣሜን ወስብሃት ለኢግዚኣቢሄር ወለ ወላዲቱ ድንግል ማርያም
ኣሜንንን ቃለ ህይወት የስምዓልና በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ምናሴን ኣቡነ ኣባ ስምዖንን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያንን ምስ ሃገርና ኤርትራን ጸኒዑ ይንበር እናበልና ናይ ብሓቂ ታሪክ ገዳማት ኤርትራ ተላልዩና ዘለኩም ክብሪ ይሃብኩም ዘመን ኣገልግሎትኩም እግዚኣብሔር ይባርከልኩም እናበልና በጃኩም ዝጠፍኡ ገዳማትና ክተምጽኡልና ንላቦ ከም ገዳም ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ደቀምሓረ ጥቃ ማይ ዕዳጋ ከባቢ ዝርከብን ገዳም ኣንገበን ኣቡነ ዕንቖ ብርሃን ደቂ ሽሓይን ገዳም ዓደርደ ኣቡነ ፊሊጶስ ዘደብረ ቢዘን እንዳ ኣንስቲ መነኮሳይት ኽከውን ዝገደምዎ ገዳም ንመጀመራ እንዳ ኣንስቲ ገዳም ዝተገደመ ኣብ ገድሊ ኣቡነ ፊሊጶስ ተገሊጹ ዘሎ ክተምጽኡልና ብትሕትና ንሓትት።
በረከት ናይ አቦና ምኔሴ ናይ አቦና እንዳባስሞዖን ይከፈለና አሚን 🙏🙏🙏
ቃል ሂወት የስምዓልና ቡሩካት የሕዋተይ
ኣቡነ ምናሴ ወስምኦን ይሓልውኩም
Amen amen amen,qal hywet yesmean.bereketn redietn nay abune mnasien aba smonn ayfeleyena
ኣነስ ሓንቲ ገዳም ናይ ሃገርና ከይረአኹ ወጽየ ኣምላኽ ዕድመ ይሃበና ክንርእዮ
❤May Eritrea orthodox tewahdo live forever ❤
እግዚኣብሔር ጸጋኡን በረኸቱን የብዝሓልኩም።ልዕሊ 20 ዓመታት ንድሕሪት መሊስኩምኒ።ትኹል ጥዑም ዓዲ።ተቐባሊ ጋሻ መግለጺ ዝኸውን ቃላት ይሓጽረኒ።ደጊመ ንኽርእዮ ፈጣሪ ይሓግዘኒ።ደጊመ የመስግነኩም።
እግዝአብሄር ጸጋ አብዝሕልኩ ንዕና ሃገርና ታሪክና እተፋልጡና ዘለኩም ነመስግነኩም በርቱዑ ❤
የሕዋት እዛ Chanel መታን ክትዓብየልና ሸር እባ ንግበሮ like ከኣ ንግበር።የቀንየልና ነዚ መደብ ዘዳለኩም በረከቶም ኣይፈለየና🙏🙏🙏
ክንደይ ሓርጎጽጎጽ ዝበዝሖ ቦታታት ምስ ስዓብትኻ እንዳ ከድካ ስፍራ ቅዱሳን በርቢርካ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ተኸታተሊኻ ብዝተዋህበካ ጸጋ በረኸት ስለ ዘካፈልካና ኣዚና ነመስግነካ
እግዚኣብሄር ኣብዓንደወቁ ይጽሓፈልካን ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልካን
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ❤❤❤
ብኡነት ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሓልካ ድያቆን በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ይሕደረና
ዎኦ ኣባ ምናሴ ኣቦይ ብጸሎትካ በረኸትካን ሓልወና በረከትካ የካፍለና
Akerariba, editing kotas kulu bulux nay bihaki 🔥
ኣሰይ ደስ ዘብል ኢዩ በረኸትን ረዲአትን ናይዞም ኣቦታትና ኣቡነ ስምኦን በረኸት ኣቡነ ምናሰን ተኻፈልቲ በረኸት ይበለና ፡ ኣነስ ሓንቲ ክትተሓባበሩኒ ደልየ ነይረ ገዳም ኣቡነ መቃርዮስ ምስ ኣዲኦም እምነ ሰበረ ከምኡ ውን ደብረ ማርያም ከባቢ ዓረዛ ብዛዕባ ታሪኾምን እቲ ቦታ ውን ክንደይ ኪለመተር ሓበረታን ደልየ ነይረ ከይድኩም ከምዚ ናይ ብዙሓት ገዳማት ተርእዩና ዘለኩም ከይድኩም ከም ፍቃድ ኣምላክ ክትሕብሩና ተስፋ ይገብር ነዚ በረኸት ክንሳተፍ ትገብሩ ዘለኩም ከኣ እግዚኣብሄር ዓስቢ ድኻምኩም ይሃብኩም
ይቅረታ እታ ስም ኣዲኦም ናይ ኣቡነ መቃርዮስ እምነ ሶሎሜ ኢየን ዚበሃላ ተጋግየ ጽሒፈያ ኣለኩ
ኣሜን እግዚኣብሔር ይመስገን ነዚ ናይ ስፍራ ቅዱሳን ክንሰምዕ ዝገበርኩም ናይ ሰናይ ኣብሰርቲ ብምኻንኩም ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣብ ሰማይ ይሃብኩም። ደስ ዝብል እዩ፡ ዝሓለፈ ሰእን ምፍላጥናን ስንፍናናን ቅዱስ እግዚኣብሔር ይቅረ ይበለና። ካብ ሕጂ ግን ንሰናይ ክንስዕብ ጸሎት ቅዱሳን ኣቦታትና ይርደኣና።ኩላትና ነዚ በረኸት ተካፈልቲ ንኹን ኣሕዋተይ ንኩሉ ክሰምዕ ሸር ንግበሮ።
Amen amen amen kal hiwet yesmalna egzabher tsegu yebzahlkum❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን በረከቶምን ረዲኤትን ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና🙏🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦታት በረኸት ናይ ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስቲኣን የኩን ኣሚን ።
ተወሳኺ ካኣ ናይ ገዳም ሰርቐብርሃን መራጉዝ እባ ከምዚይ ገርኩም ምስ ህዝቢ ኣላልይዎ በጃኩም ብዝሕ ታኣምር ኣሎዎ።
ብሓቂ ናትና ከሎና ናብ ካሎኦት ሃገራት
ክንጎይ ኢና ንረአ እቶም ዘይጣዓሞም ሲ ዳሓን እቶም ዝጥዕመና ቅድስቲ ሃገርና
ኮላትና ንምንታይ ሃገርና ገዲፍና ናብ ካሎኦት ንኸይድ ይገርመኒ ኢዩ።
በጃኹም ቅድስቲ ሃገር ኣላትና እቶም ዝጥዕመና ኣድባራት ሃገርና ንኽብርን ንብጻሕንሞ ጻማን ምሕረትን ኪንረክብ ኢና ።
Hadera Kelati
ኣነ እውን ከማኻ ኢዩ ሓስበይ ብፍላይ በዚ ሎሚ ንርእዮን ንሰምዕን ዘለና ናይ ጮሎት ኣዲስ ኣበባ እንዳኸደ ክትርኢ ከለኻ ብጣዕሚ ኢኻ ትጉሂ ይስማዓካ ስለምንታይ ካኣ ከምኡ ያከውን ናትና እንዳሃለዎና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በርክቶም ረዲኤትን ቅዱሳና ናይ ኣቦና ስምኦን ኣቦና ሚናስን ይክፈለና
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን በረኸት ናይ ቅዱሳ ኣቦታትና ኣባ ምናሴ ናይ ኣባ ስምዖን ምስ ኩልና ይኹን እግዚኣብሔር ከምዚ ጌርኩም ነዚ ዘይፍለጥ ዝነበረ ገዳማትና ዘላለኹምና ብስም እግዚኣብሔር ነመስግን ናብ ንቡር ክንመልሶ ናይ ኩላትና ሓላፍነት ኢዩ።
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልኩም የሕዋት ብጸሎቶም ሰላም ይግበረልና እዛ ሃገርና❤
ብሓቂ ዘደንቅ ታሪክ ኣቦታትና ጽድቅን ኣቦ ምናሴ ኣባ ስምዖን በረክቶም ንምስኩሉና ይኩን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣሰር እምነቶም ክንክተል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓግዘና ከምኡ ገዳም ክንሃንጽ ይደግፈና ፈጣሪ። ናይ ኣዴና ቅድስቲ ቅዱሳን ኣማላድነት ምስኩሉና ናይ ቅዱሳን መላእክቲ ረዲኤት ኣቦታትና ጻድቃን በረከት ምስኩሉና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን።ብፍላይ ሓውና ድያቆን ብሓቂ እዚ ኩሉ ክንፈልጥ እትገብሮ ዘለካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስቢ ይሃብካ ታሪክ ኣቦታትና ብሕጂ እውን ዝተረፈ ኣምላኽ ይሓግዝካ።ናይ ኣጎልግሎት ዕድሜካ ይባርክ❤
ታሪክ ናይ አንዳ ሰማአት ፡ ኣብ መንጎ ዓጸጸረን ቀነንቅብዓ ዝርከብ። አቲ መንሳዒ ፡ ብንእስነተይ ዝማላለሶ ዝነበርኩ። አባ ኣቅርብልና ከም ፍቃድ ኣምላክ ??
ተመስገን ኣምላክ ኣቦታትና ደው በሉልና ፡ በረከቶምን ረዲኤቶምን ናይ ቅዱሳን ኣይፈለየና🎉፡
ከምዚ እንዳገበርኩም ዘሎ ገዳማትና ኣፋልጡና፡ ተመስገን ❤❤
ሰላም ን ሃገረ ኤርትራ❤❤
በረከቶም ወረዲኤቶም ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ምሰ ኩላትና ይኹን ነዚ በረከት ክነካፈል ዝገበርኩ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋኩም የብዛሓልኩ
❤🕯እግዚአብሔር ይመስገን 🕯❤
አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና .ናይ ቅዱሳን አቦታትና በረከቶም ይደረና 🤲🤲🤲
ኤሜን አሜን ኤሜን በረከቶም ናይ ቁዱሳን አቦታትና አይፈለየና ነቶም ድኻሙኳም ከይ ጸብጸቡኩም በረከት ናይዚ ገዳም ዘካፈልኩሙና እግዚአብሔር ጸጉኡ የቡዛሓልኩም : ቀጽልዎ ብሩኹት የሕዋተይ
ዓደይ ማረይ ሎሚስ ይመጻኪ ይከዉን ግዜ እባ ነዉሕና እንዳባስሞዖን ❤በረከትኩም ኣይፈለየና ።
ኣቦይ ማዓረይ ድሕሪ 9 ዓመት ገጽካ ርኤ አይይይይይይይ ኣቦይ ምናሴ ሓልወኒ በል እስከ ❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን አቦታት ቡጹዓን ድሃበና በረኸትኩም ይሕደረና
Egziabhier amlakna bana bdukumat baritu zkeberen ztemesgenen ykun amen. Orthodox ☦ Church ⛪ for ever!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን አግዛኣብሂር ኣምላክ ዓስቢ ደካምኩም ይክፈልኩም ❤❤❤
እዋይ ቱኩል ጽሙዋ ተዋሒጣ ኣምላክ ናብታ ንፈትዋ ዓድና ብሰላም ይምለሰና ፡ብናሰ ብሪክ ብሰላም ክንምለስ ጾሎቶም ኣይፈለየና
ቃለ ሂወት የስምዓልና በረከቶም ይሕደረና
ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል፡ ተኻፈልቲ በረኸት ይግበረና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም፡ ጽቡቅ መደብ ኢኹም ትገብርዎ ዘለኹም እሞ ኣጆኹም ቀጽልዎ፡ካብ ኣምላኽ ርኸብዎ ዓስቢ ድኻምኩም ክቡራተይ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤ ኣቤት ገዳም በረኸቶም ጸሎቶም ኣይፈለየና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ረዲኤትን በረከትን ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና
እግዚኣብሔር ኣቦይ በጃኻ ንህዝብና መንፈሳዊ ኣዓንቱ ኣብርሃሉ። ብድሓን ብጀኻ ብእየሱስ ክርስቶስ ብማንም የልቦን። በጃኹም ፡ ነዚ ህዝብንስ ወንጌል ኣበስረዎ።
Qal hiwet yesmalna abtatna nay aba simon nay aba minase brketom yekflena❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
አሜን ኣሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኣቦታትና መምሃራንን ኣሕዋትናን እግዚኣብሔር ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ይቐድስ በረኸት ናይ ኣቦታትና ቅዱሳን ኣቡነ ምናሴን ስምኦንን ይኽፈለና እግዚኣብሔር
በረከተ ናይ ቅዱሳን አቦታትና አይፈለየና ።
ኣማላክ ይባርኹም🙏🙏🙏🇪🇷🌹🌹🌹🌹💕💐💐💐
በረከቶም ወረዲኤቶም ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩላትና ይኹን ፍቁራተይ በረኸቱ የብዝሓልኩም ጻዕርኹም ብጽድቂ ተዓደልዎ ኣሜን፡🙏🙏🙏
✝️✝️✝️Amen Amen Amen 🙏🏼
ቃል ሂወት የስመዓልና ብሩኻት የሕዋት
ናይ ብሓቂ በረኸቶም ይክፈለና
🙏🙏🙏🙏🙏🙏ቃልሂወት የሰማአና ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚኦ መሀረና። ካብ እቲ አብ መስቀል ዝመተን ዝተሰኤን እየሱስ ክርስቶስ ምምላኽ ገዲፍካስ ናብ ፅውፅዋይ። እግዚኦ መሀረና ክርስቶስ። Have mercy have mercy. አቤት ድንቁርና !!መፅሐፍ ቅዱስ አንብቡ። ሐቀኛ ወንጌል አንብቡ።
ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ሓፍትና፦ ድንቁርና ዲኺ ዝበልኪ፧ ካብ ጸርፊ ዝዓቢ ድንቁርና ዶ ይህሉ ትብልዮ ኢኺ። ጠፊኦም እንተድኣ ኢልኪ ሓሲብክስ ጸሎት ክትገብርልና ኣይምሓሸን ካብ ትጸርፍና። ሓቅኺ ኩሉና ከምኡ ኢና፡
ንዘለናዮ መገዲ ኢና ነድንቕ እግዚኣብሄር ብፍቕሪ ንጠማመተሉ ግዜ የምጽኣልና።
እዚ ብዛዕባ እቶም መስቀለይ ጸይርካ ስዓበኒ ዝበሎም፡መሊሱ ውን መስቀለይ ጸይሩ ዘይስዕብ ንዓይ ኣይበቅዕን'ዩ ዝበሎ ጎይታ ዝፈጸሙ ኢኺ ትሪኢ ዘለኺ።ሓቀኛ ወንጌልን መስቀል ምጻርን ክኣ ንፈተውትኻ ገዲፍካ ንምቹእ ናብራኻ ውን ሓዲካ ድኣ እያ ትጉላሕ እምበር፡ኣብ ፍርናሽ ተቐሚጥካ ዓሰርተ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ብምባብ ካብ ናይ ዓለማውያን ዘይፍለ ናብራ እናነበርካ ኣይኮነን።ኣብ ርእሲኡ እኳ ምስ ግጉይ ርዲኢት ሒዝካ።ንሕና ግዳ ካብቲ ጌጋ ወንጌል ናብቲ ሓቀኛ ወንጌል ተመሊስኪ ነፍስኺ ከተድሕኒ ንመኽረኪ።ነቲ ንጽህና ድንግልንኡ ንምንኩስና ዝወፈየ ኣፍሪሱ ኣብ መርዓ ዝኣተወ፡ነታ ሚስጢር እምነት ድማ ዝጨራረመ ሓድሽ ኣታራርጉማ ወንጌል ድማ ዝጀመረ፡ ብጎይታ ይኹን ብሃዋርያት ዘይትኣዘዝናዮ ውን ንስለ ወንጌል ምቕታል ይግባእ ኢሉ ደም ዘፍሰሰ ሉተር ሓለቓ ፕሮቴስታንትን ከሓድትን ካብ ናቱን መሰልቱን ሓሳብን ካብታ ዘይሃዋርያዊት እምነትን ውጺ።ንዒ ናብታ ጎይታ ዝተኸላ ሃዋርያት ዝምሃርዋ ንጽህቲ እምነት።
ብሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ ትስዕቢ ተኾይንኪ ከም ቃልኪ ክኣ ነዚ ኣብዚ ቪድዮ ዘሎ ዝገልጸልኪ ጽሑፍ እንሆ ኣብዚ ብድሒሪኡ እግዚኣብሄር ይምለስኪ ንብል።
Matthew 10 ትግ - ማቴዎስ
37: እቲ ኻባይ ነቦኡን ነዲኡን ዜፍቅር ንኣይ ኣይበቅዕን እዩ። ካባይሲ ንወዱ ወይስ ንጓሉ ዜፍቅር ድማ ንኣይ ኣይበቅዕን እዩ።
38: መስቀሉ ኣልዒሉ ደድሕረይ ዘይስዕብ ንኣይ ኣይበቅዕን።
39: እቲ ንህይወቱ ዚረኽባ ኼጥፍኣ እዩ፡ እቲ ንህይወቱ ምእንታይ ዜጥፍኣ ከኣ ኪረኽባ እዩ።
40: ንኣኻትኩም ዚቕበል ንኣይ እዩ ዚቕበል፡ እቲ ንኣይ ዚቕበል ድማ ነቲ ዝለኣኸኒ እዩ ዚቕበሎ።
41: ንነብዪ ብስም ነብዪ ዚቕበል፡ ዓስቢ ነብዪ ይረክብ፡ ንጻድቕ ብስም ጻድቕ ዚቕበል ድማ ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ።
42: ካብዞም ናእሽቱ ንሓደ እኳ ብስም ወደ መዝሙር ጣሳ ዝሑል ማይ ጥራይ ዜስቲ፡ ዓስቡ ከቶ ኸም ዘይስእን፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ።
እዚ ንኾንቱ ዶ ዝተጻሕፈ ይመስለኪ ኣሎ ቃል ኣምላኽ ንሓሳባቶም ንምልምማድ ኢሎም ዝጽሓፍዎ እሞ ገሊኡ ዝጠቅም ገሊኡ ድማ ዘይጠቅም ዶ እዩ፧ ኣይኮነን ቃለይ ካብ ትሓልፍ ሲ ሰማይን ምድርን ክትሓልፍ ትቐልል ከምዝበሎ፡ቃሉ ንኾንቱ ኣይተጻሕፈን።ቃል ኣምላኽ ክኣ ከም ቃላት ሰባት ኣይኮነን።
ነቶም ሕሩያት ዝቃወሞም መን እዩ ከምዝብል ቃል ኣምላኽ፡መሊስና ውን ምስ ቃሉ ኮይና ዎ እግዚኣብሄር ተንስእ እሞ ጸላእትኻ ፋሕ ይበሉ ንብል ኣለና ኣሜን።
ኣብቲ ገዳም ክርስቶ ከም ዘሎ ኣይተረደአኪይ መፀሓፍ ቅዱስ ምንባብ ዝግበአኪ ንስኪ እኪ
Amen amen amen 🙏🏾 Abotatey ahwatey kal hiwet ysmalna berket nay abune mnasein abna smon ayfeleyena amen 🙏🏾 🙏🏾🙏🏾
amen amen amen bereketom redietomn ydegfuna
ኣሜን 🥀🙏ኣሜን 🙏🥀 ኣሜን 🙏🥀ቃል ሂወት የስምረልና በረከቶም ይሕገልና 🙏🥀🙏🥀🙏👉🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምናሲ በሪኺ ኣበይ ካላይ ግዜ ዝበጽሃካ ይግበረኒ። በረከቶምን ጸለተምን ኣይፈለየና።
Amen berktomen redatomen yikaflena yhderna , betame nimesgen beruk hawey egzabher berktut yebzhelka 🙏🙏🙏❤️
ኣሰይ ደስ ዚብለካ እንክትዝክሮ ካብ ቅድሚ ዓይንካ ዘይክወል ገዳማት ኤርትራ ን፡ነቶም ነዚ ዓስቢ እዚ ዛተካፈልኩም እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኪም።ደስ ዛብለካ መደብ።
ኣምላክ ህዝብናን ሃገርናን ይባርክ
እዋይ ዓደይ ማዓረይ ዱሮ ምፊልላይ ኣኹሉ ቢዪቱብ ኪሪኤኪ ተገዲደ ዳግማይ ኪሪኤኪ መጽባዓ ኣለኒ ዓዲ ጥእና ዓደይ ማዓረይ
ኣሰይይይ በረከትኩም ይሕደረና በረከት ቅዱሳን ኣቦታትና ምስ ኩልና ይኩን ነዚንምስላም የብቀዓና ❤
ኣሰይ ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ፍትዋት ኣቦታት ❤❤❤
Aseyyyyyy teadilkum Egziabhier yebarekka geozo kudusan yegberelkum
God bless l am watching from USA
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በርከቶም ናይ ኣቦና ስምኦን ኣቦና ሚናሰን ይክፈለና 🙏❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ተመሰገን ኣምላከይ ነዚ ዘረኣካኒ ዳት ሓወይ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ግን ከኣ ሓዚነ ኣብ ሞልቒ እንዳነበርኩ ገዳም ከምዘሎ ዘይፈልጥ ምኻነይ ሕጂ ደኣ ስደት እየ ዘለኩ ኣመላክ ኣቦይ በጃኻ ስደትና ኣሕጸረልና ዓድና ክንምለስ እናዳ ነባዓኩ😢 ረኤያ ዳት ሓወይ
Amen amen amen qale hiwet yesmealna netom ab rhuq adi zelen berektom ykfelena leul amlken ❤❤
Amlaek Bereketom ayfeleyena Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
ደግ ሰላሞም የስዕመና
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር ዲያቆን ሓውና ዳት❤❤❤
Amen (3) Egziabiher xegue yebizihalikum bereketom xelotom ayifeleyena
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ በሓቂ ቃለሂወት የስመኣልና ኣቦታት ኣሕዋተይ
ቃል ሂወት ይሰማዕልና ዓደይ ማዓረይን ህዝበይን ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ሰድራና HlRut tv ka Thnkes you kab Lebi nemsgnkum
ኣሜን በረኸቶም ናይ ቅዱሳን ይሕደረና።
ኣቦታትና እዝጋኣቢሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም። ሓፍትና ፌቨን ትክክል ኣለኺ።
ኣቅረብቲ መደብ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸግኡ የብዛሓልኩም
ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen amen amen.❤❤❤
Aseyyyy egzabhr ymesgen bitami dess, zebil❤❤❤❤❤
❤❤❤ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ጸሎቶም ጸጋ ረዲአቶም ናይ ኣቦና ምናሴ ዘወትር ኣብ ዝርያና ይኹን ህዝበ እግዝኣብሔር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen berkit nay Abottna mes kulna ykun
በረኸት ቁዱሳን ኣቦታት ኣይፈለየና። በሓቂ ንፋዓት መሬት ዓድና ውን ኣሪኢኹምና ናፍቆትና ኣውጺእና።ጽብቅ መደብ ቀጽልዎ።
ይገርመካ እዩ ❤
Asey ❤ brukatey nay tsida imba kedkum eba bereket akafluna niskum bakal nhna ka bnatkum Video ❤ bejakum amxulina
Amen Amen Amen kal hwet yesmeana ❤❤❤
❤Egzeabhier ymesghen des zibl❤
Bereketkum eski ykfelena Neameta❤ ab Tselotkum zekruni neay nehaftkum
ድንቅ ዝኾነ ገዳም፡እግዚኣብሔር በረኸቱ የብዝሓልኩም ክቡር ድ/ን ሓውና።
Xega yebzh kulukum sdra krstos❤😊🎉.
Amen amen amen bereket nay abune minas, bereket nay abune Simon yihderena .
Nay agelgulet zebenkum yibarek