🛑ንሓፍተይ ኣፍቂረያ: መሕዘኒ ኣጋጣሚ ክልተ ኣሕዋት😨 ///Tigrinya podcast Bekzaa14 sprank7

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 ноя 2024
  • #bekzaa14 #gereemun #habesha #new #newtigrignamusic #now #newamharicmusic #tigrinyacomedy #today #amharicmusic #kezahta #wediromit #almi #bikza #bekiza #wechewgood #seifuonebs #donkeytube #rophnan #idol

Комментарии • 168

  • @SamSung-ee8vb
    @SamSung-ee8vb 4 дня назад +18

    አጀካ ዝሓወይ ብዘይ ምፍላጥካ እካዕ አብካሊእ አይበፃሓኩም ብንኩሁኡ ብምፍላጥካ ደስ ክብለካ ይግባእ ንስካ ውን ሓደ ኢካ ንሳውን ሓቲ እያ ሕዋት ብምካንኩም ደስ ይበልኩም ስለዚ ሓፍትካ ብምካና ንርእስካ እእምኖ ካቡኡ ሓው ኩና ክትበፅሖ ትደልዮ ደረጃ ንክትበፅሕ በርቲዓ ትምህርታ ክትማሃር ሓግዛ ቤተክርስትያን እናከድኩም ብዛዓባ ሕጊ እግዚአብሔር ተማሃሩ ብፍፅም ሓሳብካ ክትቅይር ኢካ መጀመርታ ጥበብ ፍራሓት እግዚአብሔር እዩ ኩሉ ግዜ ብፆሎት ትጉሁ ፀልዩ አምላክ ክሕግዘኩም እዩ መፍትሒ አብ እግዚአብሔር እ ተስፋ ከይቆረፅካ ናብ ቤት እግዚአብሔር ተመላለስ ምስ መንፈሳዉያን ዝኮኑ ወይ ቃለ እግዚአብሔር አፍልጦ ዘለዎም ሰባት መካይዲ ሓዝ አምላክ ምሳኩም ይኩን
    ዓርስካ ምጥፋእ ናይዘላአለም ጋሃንም እሳት ምንባር እዩ ነዛ ሓፃር ግዜ ብትዕግስትን ፆሎትን ሳዓራ ንሰይጣን ቦታ አይትሃቦ ነብሲካ ምጥፋእ እቲ ዝከፈአ ሓጥያት እዩ ከምዚ ዓይነት ሓሳብ ካብእእምሮካ ሓርሕቆ ዝሓወይ
    ሓቀኛ ሓው ኩነላ ንሓፍትካ አክብራ ተከናከና ፈታዊ ነቡሱ ከይትኮውን ተጠንቀቅ ዝጨነቆ እተሎ ዝፀበቦ ፆር ዝከበዶ እተሎ ናባይ ይምፃእ አነ ክዕርፎ እየ ከምዝብለና ዘጭንቀካ ኩሉ ንእግዚአብሔር ተማሓፀኖ ኩሉ ይካአሎ እዩ ዝሓወይ ጠካራ ኩን

  • @HewiYeboaz-ez6hq
    @HewiYeboaz-ez6hq 2 дня назад +2

    ጎበዝ ሃምዝይ ሓደሽቲ ፈጠራ አዮም ለድልዩና ዓብዪ ምኽሪ አዩ አዙይ ማንም ሰብ ክሰሓሓት ይኽአል አዩ አዙይ ልከይፍጠር ሓውና ት/ቲ ኾይንና ኒሆ የቀንየልና ጋይስ ብደንቢ ነጠዓዕሞ ኣንሕና ተንኾንኸ ኢልና

    • @bekzaa145
      @bekzaa145  2 дня назад +1

      Tnx lebamey💕💕🙏

  • @Tesfayhailu12
    @Tesfayhailu12 4 дня назад +7

    ኣጆኻ ሓወይ የጋጥም እዩ ❤❤❤
    ዘይምፍላጥ ፀገም የብሉን ንስኻ እትገብሮ ነገር ኣብ እትኣምኖ ታቦት ኸይድኻ ብልብኻ ኣነ ዝፈልጦ የብለይን ባዕልኻ ካብዚ ወሪዱኒ ዘሎ ኣውፀአኒ ኢልኻ ብተደጋጋሚ ለምኖ ፀሎት ግበር ሓወይ ካብ ሰብ ፅቡቕ ኣይትፀበ ኣብ ቤተክርስትያን ዘይፍታሕ ሽግርን ፀገምን የለን ባዕሉ ይሓግዝካ ሰሰናዩ ንዓኻ ተለዊጥኻ ከምዝርኢ ድማ ተስፋ ገብር ሰላም ❤❤❤

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад +2

      ደምርኒ

    • @bekzaa145
      @bekzaa145  3 дня назад +1

      💕💕💕🙏

  • @sghfferfff154
    @sghfferfff154 4 дня назад +6

    ኣጀካ ዝሓወይ ብውሸጢ ንዓ ከም ሓፍትካ ክሕግዘካ እየ ኣነ 😢😢

  • @degneshkidanu355
    @degneshkidanu355 4 дня назад +8

    እግዚአብሔር ይመስገር ዕድለኛ ኢካ ናይ ብሓቂ እንኳዓ ገና ናሃሐካ ፈለጥካዮ እንበር
    መፍትሒ አይጠፍእን
    1 ንስሃ አቦ ሓዝ ምህሪ ሃቡኒ ኢልካ ችግርኬ ንገሮም
    2 ቤተክርስቲያን አዘውትር
    3 ግዜ ሂብካ ንሓፍትካ ግልፂ ንገራ ዝፀርፈኪ ፀሊአኪ ዘይኾነስ የፍቅረኪ ስለ ዝነበርኹ እዩ ሐጂ ግን ሓፍተይ ስለ ዝኾንኪ አጆኺ አብ ጎድንኺ እየ ተማሃሪ በላ ከም ዝበልካዮ ጓል አብኡ ስለ ዝኾንኹ ፀሊኡኒ ኢላ እያ ትሓስብ ከም አነ
    4 ተማሃራይ ተኾይንካ ላርቨሪ አዘውትር ዘይትምሃር ቸኾንካ ድማ ዝረከብካዮ ስራሕ ሊስትሮ እውን ተኾነ ብዘይ ምንዓቅ ስራሕ
    5 ባዕለይ ክጥፍእ ሓሲበ ነይረ ልብል ናይ ሰይጣን እዝኒ ከይሰምዕ ዘይሓልፍ የለን ኩሉ ሓላፊ እዩ ምንም ተኾነ በእግዚአብሔር ተስፋ ክንቆርፅ የብልናን እግዚአብሔር ይሓግዝካ ክብር ሓወይ አጆዃ
    ይቅርታ ናብ ስራሕ ከይደ ነይረ አቋሪፀዮ
    ዕድለኛ ኢካ ዘበለኒ ምክንያት ዘፍቀርካያ ቆልዓ ሓፍትኻ ኮይና ስለ ዝረከብካያ ዘይኾነስ
    1 ንስካ ኢካ አፍቂርካያ እንበር ፍቅርካ አይገለፅካላን ነይርካ
    2 ግዚኡ እዩ እናተብሃለ ፍቅረኛታት ኣና ኢልኩም ብዝወዓልካዮ ሓቢርኩም ዘይ ምሕዳርኹም
    3 መበራታትዒ ዝኾነካ ካባዃ ዝገደዲ እውን ከም ዘለው ከለክረካ 2 ፍቅረኛታት ነይሮም እዛ ቆልዓ ንአቡአ ደዊላ አቦይ ፍቅረኛ ሒዘ አለኹ ትብሎ እሞ ዋይ ፅቡቅ ቱቆልዓከ ጥዑይ ድዩ ኢሉ ይሓታ እዎ አቦይ ወዲ ሰፈርና ኮአዩ ንስካ ትፈልጦ ኢካ ኢላ ትምልሰሉ ወዲ መን እዩ ኢሉ ይብላ እሞ ትነግሮ አቦ ፅቡቅ ዝበለ ደንጊፁ ናብ ዝአትዎ ስአነ ናይ ጓሉ አፍቃሪ ወዱ እዩ
    ሓስቦ ክቡር ሓወይ 9 ወርሒ ብፍቅሪ ፀኒሖም አሕዋት ኾይኖም ተረኺቦሞ
    ካብዚ ዝገደደ ድማ አሎ ክልተ ፍቅረኛታት ሓቢሮም እናነበሩ ማንታ ቆልዑ ሊዶም ድሓር ግን አሕዋት ኾይኖም አይንአምንን ኢሎም ብደሞ ምርመራ ሓኪም ተረጋጊፁ
    ከምዚ ዓይነት ክትሪእ ከለካ ርግፀኛ እየ ከምዚ እውን አሎ ድዩ ኢልካ አምላካ ከም ዝተመስግን
    ደግሞ አጆኻ ንስካ እውን ቆልዓ ኢካ ገና ብዙሕ ነገር ዝፅበየካ ዘይርአካዮ አሎ ንዓካ ዝበሎ አምላክ አሎ
    ተለዊጥካ ከም ዝመፅእ ብዓል ተስፋ እየ ክብር ሓወይ
    ተመሊስኩም ለውጡ ከመይ ከም ወሎ በዚ ሚድያ ከተቅርቡልና ብትሕትና ይሓትት ክብር ሓውና

    • @bekzaa145
      @bekzaa145  4 дня назад +2

      ለባመይ❤️

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад +1

      ደምርኒ

  • @romanroman2419
    @romanroman2419 3 дня назад +1

    ኣብ ናይ ስነ ልቦና ኣገልግሎት ኣትኻ ትምህርቲ ውሰድ ዝሓወይ ኣምላኽ ክዓ ይሓግዝካ🙏🤲🙏✝️🥺

  • @selamselam6413
    @selamselam6413 3 дня назад +4

    ፆሎት ኣብዝሕኻ ፀሊ ኪገድፈካ እዩ ሕማቅ መንፈስ እዩ ዛሓወይ😢

  • @Sawhtae
    @Sawhtae 3 дня назад +1

    ብጣዓሚ እዩ ዘሐዝን ኣቦካ እዩ ጌገኛ እዩ ዘይምፍላጡ ናጮኖቆ ማዓረይ ብጣዓሚ እዩ ኣሓዚኑኒ ፆሎት ግበር

  • @ዩዳሄንበል-ዠ4ቨ
    @ዩዳሄንበል-ዠ4ቨ 4 дня назад +2

    💙 አጆካ ዝሓወይ እመ ብርሃን ትሓግዝካ አነ ካብ ዝፈልጣ ሓንቲ ሓፍትና ዝገጠማ ክነግረካ ቤተሰብ ምካኖም ዘይፈልጡ ተፍቂሮም ደሓር ቤተሰብ ምካኖም ፈሊጦም ደሓር እዛ ሓፍትና ንሱ ተዘይተመርዒየ በቃ ክሕናቅ እየ ኢላ ደሓር ግን ቤተሰብ ክሉ ተአኪቡ መንፈሳዊ መምህራን ካህናት ከማክሩ ጀሚሮም ብፆሎት ፀበል ምሕፃብ ስግደት አብ መጨረሻ ርኩስ መንፈስ ከም ዝኮነ ተላፋሊፉ መወዳእታ ንሳ ንካሊእ ንሱ ንካሊእ ተመርዕዮም እና አነ ንዓካ ዝብለካ እንተሃለወኒ በተለይ አብ መደቀሲካ ስእሊ አደኖ ገይርካ ስግደት ምስጋድ ዋላ 21❤ ግዘ እቲ መሓዛካለ ይሓግዝካ መጨረሻ ነፃ ወፂካ ምስክርነት ከምእትህብ ሙሉእ ተስፋ አለኒ እግዚአብሔር ይሓግዝካ

  • @zufangaltewahado7247
    @zufangaltewahado7247 3 дня назад +2

    ኣጆኻ ዝሓወይ ኣባት ነብሲ ሓዝ ኩሉ ችግርኻ ንገሮም ኣማክሮም ካብኡ ብዝተረፈ ንብስኻ ብፆምን ስግደትን ፀሎትን ቢዚ ግበራ ዝሓወይ እመብርሃን ትሓግዝኻ 🙏😢

  • @SadssDasss
    @SadssDasss 3 дня назад +1

    ኣጆኻ ዝሓወይ ብዘይ ፍላጥ ስለ ዝኾነ ፀገም የብሉን ጌን ሐዝለ የረፈደይ እግዚአብሔር ረዲኡኩም ተፋሊጥኹም ኣለኹም የሕዋት ምኻንኹም እና ኣባት ነብሲ ሓዝ ኣማኽሮም ዝሓወይ መንፈሳዊ ት.ቲ ካዓ ኣዳምፅ ክሕግዘካ እዩ ብዝበለፀ ካዓ ፀሎት ግበር እግዚአብሔር ታሪኽ ቀያሪ እዩ ክቕይረልካ እዩ ምውዳቕ ኣዳማዊ እዩ ወዲቕኻ ዘይምትሳእ ግን ሰይጣናዊ እዩሞ ኣጆኻ ዝሓወይ ተስፋ ከይትቖርፅ ተስፋና እግዚአብሔር እዩ ምስ መንፈሳውያን ደሞ ተቐራረብ እንድሕር ትሓፍር ኾይንኻውን ኣዕርኽትኻ ይሕተቱልኻ ወይ ናይ ኻሊእ ሰብ ታሪክ ኣምሲልኻ ባዕልኻ ሕተት ናይ ነብስኻ ሃናፂ ዝኾነ ምኽሪ ክትረክብ ኢኻ ኣጆኻ ዝሓወይ ፈተና ዘሎ እዩ ኣብ ክርስትያን እመብርሃን ትሓግዝኻ ❤

  • @BsratGebrihiwet
    @BsratGebrihiwet 2 дня назад +1

    ኣጆካ ሓወይ

  • @BetiAsefa-c9z
    @BetiAsefa-c9z 3 дня назад +1

    😢😢ፈጣሪ ይመስገን ሓወይ ንስሃ ኣባት ነብሲ ሓዝ ፆሎት ግበር ኣጆካ ፈጣሪ ከነፅረልካ ዩ ፀበል ቅድስቲ ኣርሴማ ውሰድ ኣጆኻ❤❤

  • @AbiGerye-n7q
    @AbiGerye-n7q 3 дня назад +1

    ዉይይይ በስም አብ
    ኣነ ዝብለካ እቲ ሓቂ ኩሉ ንገራ ይቅርታ ሕተታ ዝፀላአካያ እዩ ዝመስላ ዘሎ ት/ቲኪ ተማሃሪ መራዓ ይፅነሐልኪ በላ ንስካ ንዝተወሰነ ግዜ አብ ፀበል እናታሓፀባካ ተቀመጥ ፆሎት ተይ አቋረፅካ ፀሊ አምላክ ኩሉ ይካአሎ እዩ ክምሕረካ እዩ አጆካ ዛሓወይ እንካዕ ርክብ አይፈፀምኩም እንካዕ አይወለድኩም አብቲ ፅቡቅ ግዜ እዩ አምላክ ረዲእኩም ስለዚ ተመስገን እልካ ካውኡ ዝገድድ ከም ዘሎ አብ ዛንታታት ስማዕ አምላክ ይሓቅዝካ🙏💙

  • @ትዕግስቲዩትየብ
    @ትዕግስቲዩትየብ 3 дня назад +3

    እምላክ ምሳክ ዩኩን😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏ብጠዕሚ እዩ ከቢድ እጀካ

  • @ሰሉቆልዓእደርታ
    @ሰሉቆልዓእደርታ 3 дня назад +1

    አጀካ ዝሓወይ ፀሎት ግበር

  • @ዮዮኦስፍዮዮኦስፍ
    @ዮዮኦስፍዮዮኦስፍ 2 дня назад +1

    ዓዲይ ቀይር መሕዘንይ ዛንታ

  • @sameeer1228
    @sameeer1228 4 дня назад +2

    ፀሎት ግበር ዝሓወይ ኣጆካ

  • @saadaj1042
    @saadaj1042 3 дня назад +2

    እግዚአብሔሮ ይሓግዝኻ ጎይታዋ😢👏

  • @Haht124Ahmad
    @Haht124Ahmad 3 дня назад +2

    ኣጀካ ዝሓወይ የጋጥም እዩ ዋይዋይ ኣነለ ሓወይ ነሩ ዘይፈልጦ ይፈርሕ ነረ ግን ተመስገን ተላሊና እና ኣዘካ ኣይትጨነቅ ❤❤❤❤🎉🎉

  • @GeniShire
    @GeniShire 4 дня назад +3

    ፀሎት ግበር ዝሓወይ ኣጆኻ እንኳዕ ኣብ ካልእ ኣይበፀሐኻ

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

  • @Sawhtae
    @Sawhtae 3 дня назад +1

    ኩሉግዜ ናብታኣሙኖ ኣምላክካ ኬድካ ፆሎት ኣብዝሕ

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ 4 дня назад +1

    ጎይታዋይ አጀካኒ የጋጥም እዩ ፆሎት ግበር ንእመብራሃን ተማሕፀና እመነኒ ቅጥጥ ክብለልካ እዩ ንሳሃ አትካ ምስ አባት ነብስካ ተማከር ማይፆሎት ተሓፀብ ፆሎት አዘውትር ኩሉግዜ ቤተክርስትያን ተማላለስ ማይ ፆሎት ከይደ አይተቃየርኩን አይትዩበል

  • @khnkhan4657
    @khnkhan4657 3 дня назад +1

    ፆሎት ግበር ፈጣሪ ዝይ ቅይሮ ነገር የለን ደሞ ማንጭሎት ትሓፀብ

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 2 дня назад

    ደምርኒ ብሓባር ተጋሩዋኒ እግዛቢሄር ዝተመነክምወ ኣይክላኣክምዋ 🙏

  • @tfjgghhhghhhjhg5770
    @tfjgghhhghhhjhg5770 3 дня назад +1

    ኣጀኻ ሓወይ ነተይ ሓላፍ እዩ ኩሉ ነገር እሞ ፀነዓ 🙏🙏🙏

  • @kabtirfalifea
    @kabtirfalifea 4 дня назад +1

    ፈጣሪ ምስካ እዩ ዝሎ ሓወይ ናተይ ብጋንኡ እዩ ገኒሑኻ እና ንዓኣ ድማ ግልፂ ነገርካ ከም ሓፈትካ ፍቅሪ ለግስላ

  • @خالدشراحيلي-غ9ي
    @خالدشراحيلي-غ9ي 5 часов назад

    ብጣዕሚ እካ ገበዝ ዘይጋገ ስብ የለን ካብ ገጋካ ምእራም ግን ትዝበለጸ እዩ ክርስትያን ተኮንካ አባት ንሳሃ አቦ ቃሺ ሓዝ መክሪ ለጉስለይ በሎም ካብኡለ መጽሓፍ ቅዱስ አንብብ ጸሎት ውዳሴ ማርያም ማዓልተዊ አብጽሕ ምስ አቦቃሺካ ተናጋግርካለ ጸሚ ስግደቲ ውሰድ እዚ እንተገርካ ትዝበለጸ ህይወት ክትነብር እካ
    ሓፍትካ ግን ሓትትካያስ ክትአብየካ ነይራ ትኮን ታይ ክትገበር ነርካ ክም ምንኣስካ ገርካ ራአያ ትመርዐ ዋላ ስብከት ቃል እግዚአብሔር ስማዕ ዳመስተ ጣራሕ ከይትከድ እንበር ላአይ ትኮን እያ ዝበልካያ ፍርሓት እግዚአብሔር ዘለዋ ፍቅሪ ተጀመርካ እውን ጸገም የብልን ግን ብምስትዋዓል ብርድእት ክኮን አለዎ
    ዛሓፍተይ ዘበልካያ ግን ትመርዖ ግደፋ ትምህርቲ ተመርዕያ ክትውደኡ ትክእል እያ ዛሓወይ ገቡዝ

  • @SelamSelam-z2b
    @SelamSelam-z2b 3 дня назад +1

    እግዚኣብሔር ይሓግዝካ😢

  • @AaZz-y4e
    @AaZz-y4e 3 дня назад +1

    ውይ በስምኣም 😢😢😢😮😢

  • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
    @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 3 дня назад +1

    ኣጆካ ዛሓወይ ፀሎት ግበር🙏❤

  • @ኣልሚ
    @ኣልሚ 3 дня назад +1

    ሓወይ መዓረይ ኣነ ክብለካ ዝክእል እዚይ ኣብ ውሽጥካ ዘሎ ስሚዒት ንከተውፆኦ መጀመርታ ንስሃ እተው ቀዋሚ ዝኮነ ፆም ፁም ፆሎት ፀሊ ስግደት ስገድ ማይጮሎት ተሓፀብ ክሓድገካ እዮ

  • @HhdhHgj
    @HhdhHgj День назад

    ኣጆካ ዝሓወይ ፀሎት ግበር 😢😢😢👏👏👏

  • @bbj-uu7bp
    @bbj-uu7bp 4 дня назад +5

    ማዓረይ ኣምላክ ምሰካ ይክን ዝሓወይ😢😢😢 ፍቅሪ ጨካን

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

  • @Askal-h8s
    @Askal-h8s 4 дня назад +3

    ፀሎት ግበር ዝሓወይ ኣጆካ

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

  • @selamselam6413
    @selamselam6413 3 дня назад +1

    ወይ ሓወይ ቃደማ😢😢

  • @Brihentsify-zc8wc
    @Brihentsify-zc8wc 4 дня назад +3

    እግዚአብሔር ይሓግዝኻ❤❤

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 3 дня назад +1

    ኣጀካ ዙ ሓወይ የጋጥም እዩ
    ኣይት ጫናነቅ ፈጣሪ ላብ ልብካ
    ይመልስካ ሓወይ ከሕዝነካ😢😢

  • @mlatataklti4343
    @mlatataklti4343 4 дня назад +2

    ማይ ፀሎት ክዱ እግዛአብሔር ክምሕረካ እዩ

  • @SaraKahasay
    @SaraKahasay 4 дня назад +2

    😢ኣጀካ ፀሎት ግበር ላብበተክርስትያን ተማላለስ ተማፃባዓ

    • @bekzaa145
      @bekzaa145  4 дня назад

      💕💕💕🙏

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

  • @sarongaltigaray7336
    @sarongaltigaray7336 4 дня назад +4

    ፀሎት ግበረ ሓወይ🙏😍

  • @Kbsku
    @Kbsku 4 дня назад +2

    ❤🙏❤️

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

  • @Slamah-b8g
    @Slamah-b8g 4 дня назад +2

    ኣምላክ ምሳካ ይኩን ፀሎት ግበር ርእስካ ኣእምኖ ❤❤❤❤❤❤

  • @FtsumFtsum-ir2fj
    @FtsumFtsum-ir2fj 4 дня назад +2

    ናይ ኣባካ ፀገም እዩ እዝክሉ እና ኣጀካ ኣነ ብወገነይ ንሳ ትመርዖ እሞ ንስካለ ንኣ ተርስዕ ዓርኪ ሓዝ ዝሓወይ

  • @ጓልሽረ-ሸ2ቈ
    @ጓልሽረ-ሸ2ቈ 4 дня назад +2

    ካብዚይ ይምሓረና ኣጀካ ዝሓወይ😢❤

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

  • @wedigebel7080
    @wedigebel7080 3 дня назад +1

    Ajoka Hawey Amlak Ahlifu Ayhabekan Kab Lbka Awutsaya

  • @LundkhwarLundkhwar-iv5qn
    @LundkhwarLundkhwar-iv5qn 3 дня назад +1

    እዙይ ናይ ሰይጣን ስራሕ እዩ ምሙኳር እንተይ ከነ ሲ ብእምናት ተማሕፂንካ ናብ ማይ ፆሎት ኪድ ኣብኡ ከይድካ ናብቲ ዝከድካዮ ማይ ፆሎት ነዊሕ ማዓልቲ ተቀመጥ ብዝተረፈ ኣጀካ❤

  • @MikoMikialetadese
    @MikoMikialetadese 4 дня назад +3

    Fetari mihret yliak hawwwy

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

  • @SadiqAli-se5cz
    @SadiqAli-se5cz 2 дня назад

    ኣየይ ዓዘው ቀዘው ኣይትበሉ ዘይ መስል ቭራንኪ እዩ ☝️😅😂😊😂😂

  • @Wedihadush-r4b
    @Wedihadush-r4b 4 дня назад +3

    ዝሓወይ ንምእማኑ ኣሸጋሪ እንተኮነካ ግን እታ ትከውን መማረፂ ሓፍትካ መሪካ ኣመርዕዋ

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

  • @ሜሪሜሪ-ሸ3ጘ
    @ሜሪሜሪ-ሸ3ጘ 5 часов назад

    ንገንዘብ ኢልኩም ደየለ ኣይተምጽኡ ህዝቢ ኣይተጽርፉ ስድታት

  • @Yaru3D
    @Yaru3D 3 дня назад

    ተጋሩዋይ እስኪ ሓቢርና ንዕበ ደምሩኒ ክድምረኩም❤❤❤❤❤❤❤

  • @Salamh-b5w
    @Salamh-b5w 4 дня назад +2

    ኸምዚ ዉን አሎ ድዩ በስመኣብ 😢😢

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

  • @sarongaltigaray7336
    @sarongaltigaray7336 4 дня назад +3

    ንፍጣሪካ ለምኖ እበረ ሰብ እማ ገድድ እዩ ዘሳሓሓተካ ሓፍትካ ብምካና ደሰ ክብለካ ኣለዋ🙏

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

  • @KewaniTsehaye-e8y
    @KewaniTsehaye-e8y 2 дня назад +1

    ብዘይ ምፍላጥካ ስጋብ ዝኾነ ዋላ ሓንቲ ኣይኮነን።ስለዚ ሓብትኻ ኮይና ብምጽንሓ ደስ ክብለካ ኣለዎ።በዚ ምኽንያት ክኣ ኣብ ካልእ ስጋብ ዘይበጻሕኩም ንልብኻ ኣእምኖ።ንኣምላኽካ ከማን ኣመስግኖ

  • @Fjy-u1z
    @Fjy-u1z 4 дня назад +1

    💔😥

  • @JhGc-t9t
    @JhGc-t9t 4 дня назад +1

    🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏

  • @ፍሩታ
    @ፍሩታ 4 дня назад +2

    ብልብካ ንፈጣሪካ ለምኖ

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

  • @Keba_HD
    @Keba_HD 4 дня назад +2

    Welcome my bro ✌️

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

    • @bekzaa145
      @bekzaa145  3 дня назад

      Thanks for watching, bro! 🙌

  • @SduKnfe
    @SduKnfe 4 дня назад +1

    🙏🙏🙏😊

  • @AlmiAlmi-dx6rz
    @AlmiAlmi-dx6rz 4 дня назад +1

    ምስ ካሊእ ጓል ተጃናጀን ምእንቲ ንዓዓ ክትርሳዓ።

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምርኒ

    • @Wezamteklay-l7c
      @Wezamteklay-l7c 4 дня назад +2

      ልቢ ናይ ካልአ ጋል ክዓ ክሰብርስ ጽቡቅ ድዩ ኮይኑ ሕማምካ ንካልአ ምምናይ ከመይሉ ይገብረልካ ሕክምና ናደለየስ ንካልአ ከሕምም

  • @ኣስኮል
    @ኣስኮል 4 дня назад +2

    ወይ ሓወይ ኣምላክ ምሳኻ ይኹን መጀመሪያ ሪእስኻ ኣአሙኖ እዚአስ ሓፍተይ ትኾን ኣለዎ እልካ❤ ዳሕራይ ደሞ ፀሎት ግበሪ 🙏✅♥ኣብዚ ዘለኹም ቤተሰብ#ሳብክራይብ#በሉለይ ኣሕዋይ❤ምንም ኣትፈለይ❤

  • @DaniG-21
    @DaniG-21 4 дня назад +1

    😳😳😳

  • @sameeer1228
    @sameeer1228 4 дня назад +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 4 дня назад

    ንሳ እንደሕረ ትመርዓያ ውን ትቃበፀ አካ በቃ ትመርዐ ንሳ ንሰካ ውን ዓዲ ቃየረ

  • @ማእኺልግርማኣድኣ
    @ማእኺልግርማኣድኣ 4 дня назад +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉ደምርኒወለላይ

  • @goitomfitsum6722
    @goitomfitsum6722 3 дня назад

    ሃሳሰ
    ተሓነቅ

  • @JooklHookl
    @JooklHookl 4 дня назад

    😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fanaGm
    @fanaGm 4 дня назад

    Tselot eski tsom ewn tsum ayzoka 🙏

  • @gueshwelegebrial
    @gueshwelegebrial 4 дня назад

    Lbe weled grm

  • @معاذاحمد-ذ1ي
    @معاذاحمد-ذ1ي 4 дня назад

    ሚቱ 😭

  • @goitomfitsum6722
    @goitomfitsum6722 3 дня назад

    ኣቦኻ ሃሳሰ
    እሰኻለ ሃሳሰ
    ኣቦን ወድን ተሓነቁ

  • @robichannel7718
    @robichannel7718 4 дня назад

    እዚኣስ ናይ ጁባኩም እያ 😂 ma fi ሓቅነት

  • @ወንቅእሸትምዳራዊገነትወን

    ayzoka ze hawey kafeltka eka embar faltka zagibrkayou yelna ena tsilota gibera tsoma sigrda ab gezka konka ewan bezbilts gan
    mamhare tesfay abera elka you tube eta ena .yehiwat fitan 20 ኛ kab libka ademtsa kabo bezha temhareta kitwesida eka

  • @JSA-zw7bt
    @JSA-zw7bt 4 дня назад +1

    Nay bahaki diyu

    • @Tesfayhailu12
      @Tesfayhailu12 3 дня назад

      kemey elu da hasot kkewn abyi neger endyu sister 🙄

  • @weyni-fx1jr
    @weyni-fx1jr 4 дня назад

    ኣጎንቢሕካ ውገራ ክትርስዓ ኢኻ

    • @Ali-c6i6t
      @Ali-c6i6t 4 дня назад

      ስባብ ጉርፉጥ ዋእ

    • @weyni-fx1jr
      @weyni-fx1jr 4 дня назад

      ​@@Ali-c6i6tትፈትዋ ጓል ጉንቢሒት ተወጊርካያ ፍቅራ ብቅጽበት'ዩ ዝጠፍኣልካ😅

    • @Aersma
      @Aersma 4 дня назад

      😢😢😢

    • @ዩዳሄንበል-ዠ4ቨ
      @ዩዳሄንበል-ዠ4ቨ 4 дня назад

      እግዚአብሔር ይገስፅካ ሰጣን

    • @Tesfayhailu12
      @Tesfayhailu12 3 дня назад +1

      ሰብ መዐቀኒ ርእሱ እዩ ዝፅሕፍ 🙄

  • @evadtips_27
    @evadtips_27 4 дня назад +2

    😢🙏

    • @ሚቂ
      @ሚቂ 4 дня назад

      ደምረኒ

  • @GxjgJvjv
    @GxjgJvjv 4 дня назад

    💔😢😢