Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ❤
ዝማሬ መልኣኽት የስምዓልና ኣነስ ካብ መዝሙር ሓሊፈ ካልአ ክሰምዕ ዘይደሊ ግን ከም ድሌተይ ኣይኮነን ዓለማዊ አንዳ ሳዓረኒኣቦይ ማዓረይ ሓይልካ ሃበኒ ኣብ ቤትካ ክነብር 🙏🏿🙏🏿🙏🏿
እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት እቲ ንዓይ ካብ ክንደይ ወልፊ ኣዉጺኡ ሂወተይ ዘቀየረ ክረድእኽን ኢዩ ኣሕዋተይ ኣጆኽን ዉዕለቱ ክገልጽ ቃላት ይሓጽረኒ ስለዚ ልብኽን ከፈተላ ሽዑ ክትርኣያ ኢኽን ጎይታና ኣበኽን ከመይ ገሩ ከምዝሰርሕ ካባና እንገብሮ ነገር የለን ኩሉ መንፈስ ቅዱስ ዝመርሓና ኣጆኽን ተስፋ ከይትቆርጻ ብትዕግስቲ ተጸበያ ኣይድንግን እዩ ብረድኤቱ ክበጽሓክን እዩ ንዓይ ንድኹም ሓዉኽን ወልደሙሴ ኢልኽን ኣብ ጸሎትኽን ዘክራኒ።
ኣሜንንን(3) ንኹላትና ሓይሉ እንተሂብና ጥራይ ኢና ንዓለም ንስዕራ ኣጆኻ ክህበካ ኢዩ።
Ajka hawey natey xebuq temnit xebuq yu zewhbka
ዓይኒ ማይ ገነት ኢኺ ድንግል፣ ተኽሊ ሕይወተይ ንዘጥለልመትንታት ልበይ ተመጊቡ፣ እስትንፋስ ድኅነት ተዋሂቡተቐቢለየ በረኸት ጽጌኺ፣ ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪመድኃኒተ ናሆም ንቑስለይ ፈዋሲትዔላ ቅድስና ጽድቂ ኣፈልፋሊትውቅያኖስ ኃጢኣት ዝሠግረላ መርከብብኣኺ እበጽሖ ዘዕርፈሉ ወደብዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበልመሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበልዓይኒ ማይ ገነት .....ራእየ ሕዝቅኤል ዘይትርሖ ማዕጾንድንግልናኺ ብምንታይ ክገልጾብራና ፍሒቖም ድርሳናት ክደርሱምሳሌ ስኢኖም ኣበው ክውድሱዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበልመሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበልዓይኒ ማይ ገነት....ፍጹም ኣይጠምን´የ ስምኪ ኾይኑ ስንቀይ ከቶ ኣይደክምን ኪዳንኪ´ዩ ኃይለይእኔኹ ኣብ ቅድሜኺ ኃሴት ተመሊአክዝምር ከም ዳዊት መሰንቆይ ኣልዒለዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበልመሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበልዓይኒ ማይ ገነት ኢኺ ድንግል፣ ተኽሊ ሕይወተይ ንዘጥለልመትንታት ልበይ ተመጊቡ፣ እስትንፋስ ድኅነት ተዋሂቡተቐቢለየ በረኸት ጽጌኺ፣ ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ናይ ድሕነትና መሰረት ቅድስት ቅዱሳን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣዴና በረከታን ጣዕማን ምስ ኩሉና ህዝበ ኽርስትያን ይኹን ኣሕዋይ።
Zimare melakt yesmealna yehwat
Zimare melaekti yesmalna
Aseyyyyyy betami teum mezmur teftewti ahwatey dengel maryam TEBARKUM
Amen amen amen
እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን
Elllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll zmare melakti yesmeala nay agolgulot zemenkum ybarkelkum agziabeher amlak ❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒
Amen Amen Amen zmarie melikti yesmalna igzabhier Amlak xegu yebzhalkum yhwatey ✝️🙏💒❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ውቅያኖስ ኃጢኣት ዝሰግረላ መርከብ ድንግለይ ብጸሎትኪ ብጽህና። ዝማሬ መላእክት የስምእኩም፡ እመቤቴ ትደግፍኩም ብሩኻተይ!
Amen Amen Amen zemera mlkete yesmalena
Amen amen amen zmare melakti yesmealna
🙏🙏🙏 zmarie melakt ysmealna brukat yhwatey
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና የሕዋት
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna 🙏❤️🙏❤️🙏❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እመ ብርሃን ምሳኹም ትኹን ንበረኸት ኩኑ ልብኻ ዘህድእ ሰላም ዝህብ መዝሙር ኣጆኹም ቀጽልዎ ወገናተይ።
ኣሜንንንንንንን ኣሜንንንንንንን ኣሜንንንንንንብሩኻት ተባረኹ ፡ ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና፡ሹሻነይ ሓፍተይ ንፍቅ ኣቢለኪ ፡
❤️❤️❤️
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መልኣክት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ።
Tebareku brukat amaladnet eme brhan msakum eyun😇
ኣሰይ ብሩኻት ኣሕዋተይ ኣምላኽ ብርኽ የብልኩም🙏 ዝማሬ መላእክት ሓደ ምዓልቲ ከምዚ ኢለ ንጎይታ ክዝምርሉ የብቅዓኒ, ኣጆኹም በርትዑ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን 🙏♥
Amen Amen Amen
Allllllllllllllllllllllllll asey btami taum zmare amlak tsga yebzhalkum 🙏
Elllllllllll zemari malaket gen yequrta b lyrics zelo sddeln🤲🤲🤲
zmare melakt yesmalna
Amiennn
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽ የስማዓልና
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡ክቡራት የሕዋተይ፡ በረኸታ የኽፍለና።ህድእ ዝበለ መዝሙር በሓቂ ንፉዓት ።
እልልልልልልል👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
ዝማረ መልኣኽት የስምዓልና
Amen Amen Amen zmarie melaekt yesmealna egzabiher amlak nay agelglot zeben ybarkelkum
እልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና።ንዓኩም ክኣ ናይ ኣገልጉሎት ዘበንኩም ይባርክ ፈታሪ
Wow behaki ktxbku kemzi gerkum eti mezmur bdgma ktkrbo kelkum! Amlak xegu yebzhalkum bunet Love u guys ajokum keep it up!Mesnkona kanina kebrona alilna Mariam nbel🥰 Elelelel
Tebareku ⛪⛪⛪💐💐💐
❤❤❤🙏🏾tebareku❤❤❤🙏🏾💯💞💖
🙏🙏🙏
Wawww ብጣዕሚ ንፉዓት ብሓቂ ዘሚርኩማ
❤❤❤🙏🙏🙏
God bless you all 🙏🙏🙏
Ellllllllllllllllllllllll
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ❤
ዝማሬ መልኣኽት የስምዓልና
ኣነስ ካብ መዝሙር ሓሊፈ
ካልአ ክሰምዕ ዘይደሊ
ግን ከም ድሌተይ ኣይኮነን
ዓለማዊ አንዳ ሳዓረኒ
ኣቦይ ማዓረይ ሓይልካ
ሃበኒ ኣብ ቤትካ ክነብር
🙏🏿🙏🏿🙏🏿
እግዚኣብሔር ጎይታ ሰራዊት እቲ ንዓይ ካብ ክንደይ ወልፊ ኣዉጺኡ ሂወተይ ዘቀየረ ክረድእኽን ኢዩ ኣሕዋተይ ኣጆኽን ዉዕለቱ ክገልጽ ቃላት ይሓጽረኒ ስለዚ ልብኽን ከፈተላ ሽዑ ክትርኣያ ኢኽን ጎይታና ኣበኽን ከመይ ገሩ ከምዝሰርሕ ካባና እንገብሮ ነገር የለን ኩሉ መንፈስ ቅዱስ ዝመርሓና ኣጆኽን ተስፋ ከይትቆርጻ ብትዕግስቲ ተጸበያ ኣይድንግን እዩ ብረድኤቱ ክበጽሓክን እዩ ንዓይ ንድኹም ሓዉኽን ወልደሙሴ ኢልኽን ኣብ ጸሎትኽን ዘክራኒ።
ኣሜንንን(3) ንኹላትና ሓይሉ እንተሂብና ጥራይ ኢና ንዓለም ንስዕራ ኣጆኻ ክህበካ ኢዩ።
Ajka hawey natey xebuq temnit xebuq yu zewhbka
ዓይኒ ማይ ገነት ኢኺ ድንግል፣ ተኽሊ ሕይወተይ ንዘጥለል
መትንታት ልበይ ተመጊቡ፣ እስትንፋስ ድኅነት ተዋሂቡ
ተቐቢለየ በረኸት ጽጌኺ፣ ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪ
መድኃኒተ ናሆም ንቑስለይ ፈዋሲት
ዔላ ቅድስና ጽድቂ ኣፈልፋሊት
ውቅያኖስ ኃጢኣት ዝሠግረላ መርከብ
ብኣኺ እበጽሖ ዘዕርፈሉ ወደብ
ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
ዓይኒ ማይ ገነት .....
ራእየ ሕዝቅኤል ዘይትርሖ ማዕጾ
ንድንግልናኺ ብምንታይ ክገልጾ
ብራና ፍሒቖም ድርሳናት ክደርሱ
ምሳሌ ስኢኖም ኣበው ክውድሱ
ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
ዓይኒ ማይ ገነት....
ፍጹም ኣይጠምን´የ ስምኪ ኾይኑ ስንቀይ
ከቶ ኣይደክምን ኪዳንኪ´ዩ ኃይለይ
እኔኹ ኣብ ቅድሜኺ ኃሴት ተመሊአ
ክዝምር ከም ዳዊት መሰንቆይ ኣልዒለ
ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
ዓይኒ ማይ ገነት ኢኺ ድንግል፣ ተኽሊ ሕይወተይ ንዘጥለል
መትንታት ልበይ ተመጊቡ፣ እስትንፋስ ድኅነት ተዋሂቡ
ተቐቢለየ በረኸት ጽጌኺ፣ ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ናይ ድሕነትና መሰረት ቅድስት ቅዱሳን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣዴና በረከታን ጣዕማን ምስ ኩሉና ህዝበ ኽርስትያን ይኹን ኣሕዋይ።
Zimare melakt yesmealna yehwat
Zimare melaekti yesmalna
Aseyyyyyy betami teum mezmur teftewti ahwatey dengel maryam TEBARKUM
Amen amen amen
እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን
Elllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll zmare melakti yesmeala nay agolgulot zemenkum ybarkelkum agziabeher amlak ❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒
Amen Amen Amen zmarie melikti yesmalna igzabhier Amlak xegu yebzhalkum yhwatey ✝️🙏💒❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ውቅያኖስ ኃጢኣት ዝሰግረላ መርከብ ድንግለይ ብጸሎትኪ ብጽህና። ዝማሬ መላእክት የስምእኩም፡ እመቤቴ ትደግፍኩም ብሩኻተይ!
Amen Amen Amen zemera mlkete yesmalena
Amen amen amen zmare melakti yesmealna
🙏🙏🙏 zmarie melakt ysmealna brukat yhwatey
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና የሕዋት
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna 🙏❤️🙏❤️🙏❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እመ ብርሃን ምሳኹም ትኹን ንበረኸት ኩኑ ልብኻ ዘህድእ ሰላም ዝህብ መዝሙር ኣጆኹም ቀጽልዎ ወገናተይ።
ኣሜንንንንንንን ኣሜንንንንንንን ኣሜንንንንንን
ብሩኻት ተባረኹ ፡ ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና፡
ሹሻነይ ሓፍተይ ንፍቅ ኣቢለኪ ፡
❤️❤️❤️
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መልኣክት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ።
Tebareku brukat amaladnet eme brhan msakum eyun😇
ኣሰይ ብሩኻት ኣሕዋተይ ኣምላኽ ብርኽ የብልኩም🙏 ዝማሬ መላእክት ሓደ ምዓልቲ ከምዚ ኢለ ንጎይታ ክዝምርሉ የብቅዓኒ, ኣጆኹም በርትዑ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን 🙏♥
Amen Amen Amen
Allllllllllllllllllllllllll asey btami taum zmare amlak tsga yebzhalkum 🙏
Elllllllllll zemari malaket gen yequrta b lyrics zelo sddeln🤲🤲🤲
zmare melakt yesmalna
Amiennn
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽ የስማዓልና
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡ክቡራት የሕዋተይ፡ በረኸታ የኽፍለና።ህድእ ዝበለ መዝሙር በሓቂ ንፉዓት ።
እልልልልልልል👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና
ዝማረ መልኣኽት የስምዓልና
Amen Amen Amen zmarie melaekt yesmealna egzabiher amlak nay agelglot zeben ybarkelkum
እልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና።ንዓኩም ክኣ ናይ ኣገልጉሎት ዘበንኩም ይባርክ ፈታሪ
Wow behaki ktxbku kemzi gerkum eti mezmur bdgma ktkrbo kelkum!
Amlak xegu yebzhalkum bunet Love u guys ajokum keep it up!
Mesnkona kanina kebrona alilna Mariam nbel🥰 Elelelel
Tebareku ⛪⛪⛪💐💐💐
❤❤❤🙏🏾tebareku❤❤❤🙏🏾💯💞💖
🙏🙏🙏
Wawww ብጣዕሚ ንፉዓት ብሓቂ ዘሚርኩማ
❤❤❤🙏🙏🙏
God bless you all 🙏🙏🙏
Ellllllllllllllllllllllll
Amen amen amen
❤❤❤🙏🙏🙏