ATV: ቃለ መሕትት ምስ ጀኔራል ፃድቃን ገ/ተንሳኤ 1ይ ክፋል - DW International

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 14 дек 2024

Комментарии • 23

  • @manjush1092
    @manjush1092 23 часа назад +2

    Tsadkaney naylbey ❤❤❤

  • @semita6254
    @semita6254 День назад +4

    😡🙉🙉🙉 liars, nheten, and general liar Banda 2:04

  • @asmarino1520
    @asmarino1520 День назад +2

    Eseyas the luckiest human in this world 😢

  • @ThinkTigray
    @ThinkTigray 22 часа назад +1

    ገረፃይቃን ናብ ሕጊ ይቕረብ

  • @Neverforget2020
    @Neverforget2020 День назад +2

    Please ask him if he still trust Abyi Ahmed ?

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 День назад +1

    ዲሞክራታይታታታታታታታታይሽነነነነ

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 День назад

    Free

  • @user-qwjgbkgnfven
    @user-qwjgbkgnfven 19 часов назад

    Tsdeken is the most opportunist, and there were informed individuals about him telling us from the beginning, but not too many people
    take it seriously. He is the most opportunist; they have been saying he has an agenda from the beginning. He is given exaggerated bravery even though he is an average fighter.

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 День назад +1

    ወልደምህረት ብዛዕባ ህወሓት ንፃድቃን ዲኻ ተሓቶ
    ሕጊ ምኽባር ፈደራል ሓግዘኒ
    መንግስቲ መንግስቲ መንግስቲ መንግስቲ መንግስቲ መንግስቲ መንግስቲ መንግስቲ መንግስቲ መንግስቲ መንግስቲ መንግስቲ መንግስቲ ጫድቃን

  •  23 часа назад +2

    ስልጣን ናይ መንግስቲ ዘይኾነስ ናይ ህዝቢ እዩ( መንግስቲ ብህዝቢንኣብይ ዘይኮንስ ንህዝቢ ) ለውጢ መንእሰይ ኣብ ውንበር ምቅማጥ ዘይኮነስ ናይ ምሕደራ ስርዓት ምምስራት እዩ ( ኣርቃቂ ሓጋጊ ቶርጋሚ ) ኣንቱም ጸላእቲ ህዝቦም ኪዱ ደኣ ኣብታ ከም ኣቦታትኩም ትውሕጠኩም ሽዋዋዋ!እቲ ህወሓት እንተኾነ ራእዩን መርገጺኡን ዘየነጸረ ናይ ኔትወርክ ልሙስ ውድብ እዩ💔💔ፎእ🤢

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 22 часа назад

      አበይ ሐገር እዩ ብሕዝቢ ዝማሐደር ሐገር ብጀካ ብ ጎጅለታት ኔትወርክ ቁሩብ ይሐይሽ አብ ትግራይ አብ ሐደ ውድብ መሪሕነት ተቀያይሩ ሪኢና ይኹን ብ ውድድር ምርጫ አይኮነን 3፥ 4 መንግስቲ ተራእዩ እዩ ግና ን ወያነ ዘርብሕ ን ሕቶ ሕዝቢ ካብ እንዳ ስዋ ዋንጫ ዘዩውጸ እዩ. ሕጂ ድማ ብመንእሰያት ዝመጽ ለውጥን ሕጊ 27 አመት ዝጸንሐ ጎጅለ ርስቲ ናተይ እዩ 27 አመት ዳሐረምኩ ዳፍራረሕኩ ዝጸናሕኩ ብኸመይ ርስተይ ክትምንጥል እዩ. ወያነ ብስንፍና ዘምጸቶ ካብ ኢትዮጵያ ሐዶሽዶሽ ኢላ ትግራይ ምስ አተውት ከማን ክትእረ አይካአለትን ሕዝቢ ትግራይ ናብ ጽንተት አዘቅቲ ኣእምሮ ኣካል አእትያቶ ሕጂ ድማ አይካአልክን ኢሉ መንእሰያት ትግራይ ተላኢሉ አሎ እዚ ዝራአየት ጎጅለ ጎባኤ ኔትወርክ ዝዘርገሐቶ ክሳብ ዝባታተኽ ጸለመ ግዝያዊ መንግስቲ ሐደ ካብኣቶም ኔትወርክ አሰና፥ ስታሊን፥ ደደቢት፥ ወዘተ ብድሖ መንእሰያት ትግራይ ከቢድ አይኮነን ግደፍ ዶ ሐሶት ምድያ እዚ ክሉ ብሄረሰባት ሒዙ ዝመጸ ተደራቢ ሐይሊ ዝመጸ ብኸመይ በታቲኾም ካብ ትግራይ ሕጽቦ አዲሕኖምዋ እዩም.ጸለመ ክብዳሕ አለው.

    •  22 часа назад

      @ 🇪🇹 በቶም ብሽዋ ዝተዋሓጡ ናይቶም ሓሞረ "ሐ" ዲካ? ኣብ መብዛተን ሃገራት ህዝቢ ብዝሃብን ኮንትራት እየን ዝመሓደራ ኣማሓዳሪ እንተዘይ ነፊዑ ብምርጫ የባርራ corruption in between these processes is another another case.

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 21 час назад

      እዚ ግደፎ እዚ ናይ ጎጅለ 27 አመት ውዲት ግደፍ ዶ ትግራዋይ አብ ከባቢና ን ወዲ ኮሮባርያ ወዲ ጎራእ ይፈልጦ እዩ ን 80% ትግራዋይ ወዲ አድዋ በል ዊስኪ ክትሰቲ ወዲ አድዋ ድኻ ሚልዮን ሰድ ወዲ አድዋ ድኻ Scholarship ኪድ ካልእ ባርያ እኻ አይሰርሕን 21 ክፍለዘመን.

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 22 часа назад +1

    ሒቶ ንጀነራል ጫድቃን፡ነቲ 7 መንግስታትን ኽልላትን ዝመከተ ህዝባዊ ሰራዊት ትግራይ ዕጥቁ ኣፍትሕካ በቶም ንህዝቢ ትግራይ ዝጪፍጪፉ ዝነበሩ ሰራውት ጦብያ ጌርካ ዶባት ትግራይ ክሕሎ ትደሊ ኣለኻ ማለት ድዩ ?

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias6109 23 часа назад +1

    ኣየ ጫድቃን ፡ኣየናይ መንግስቲ ኢዩኾን ድዛረበሉ ዘሎ?ተጋሩ ተዓውቶም ዓወቶም ከምዘይዕቅቡ ትገብሮም ኣለኻ ።ኢታ ነቦታትኩምን ነባሓጎታትኩምን ዝዋሓጠት ሺዋ ሒጂውን ንዓኹም ክትውሕጠኩም ኢያ ።ህዝቢ ትግራይ ተቓልሱ ዝምጺኦ ዓወት ኣብ ወርቂ ሺሓኒ ጌርኩም ንሺዋ ተረክብዎ ኣለኹም።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 23 часа назад +1

      ሸዋ ንትግራይ ጥራሕ አይኮነን ን ኤርትራ ከይተረፈ እያ ክተልምስ እያ ትጽእር ዘላ. አብ ኤርትራ አሎዶ ኔትወርክ??

    • @habtezekarias6109
      @habtezekarias6109 22 часа назад

      "ኣይትብከ ፡ኢንድዩ ዘብክየኒ ዘሎ፡" በለ ቆልዓ።ንሕና ኢንተንነፍዕ ኔርና ድኣ ኢዚ ኹሉ ሽግር ኣብ ርእሰናን ርእሲ ኣሕዋትና ህዝቢ ትግራይን ዝወርደ ጺንተት ኣምበይምወረደን ኔሩ።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 21 час назад

      @@habtezekarias6109 ✅✅✅

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 21 час назад

      @@habtezekarias6109 100%✅