ዳኒኤል ወዲ መምህር ኣብ ኣኽሱም ጽዮን ምሕጻዩ ንምንታይ ብ ፖለቲካ ተራእዩ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 28 янв 2025

Комментарии • 61

  • @abrehetkinfi3641
    @abrehetkinfi3641 16 дней назад +5

    ትግራዋይ ናብ ኣኽሱም ኤርትራዊ ክኣ ናብ ገርፍሱም ኢዩ ዝኸይድ እምበር ኣየናይ ኤርትራዊ ኢዩ ናብ ትግራይ ዝኸይድ እናዳ ጠንቋሎ።

    • @TesfaiGhebreyesus-z8u
      @TesfaiGhebreyesus-z8u 16 дней назад +1

      ኪዲ ጠንቋሊት ንስኪ ንጎንደር ኢኺ ትኸዲ

    • @samrukidane2310
      @samrukidane2310 16 дней назад

      @anrehetkinifi kidi tonkalit nab gonderki

  • @tisiontsion777
    @tisiontsion777 16 дней назад +1

    ዳኒ ሓወይ እንቅዕ ሓጎሰኩም ርሑስ ጋማ:: ሳሚ ቀፅሎ ዓቢ ሰብ ❤❤❤ ኣቦይን ኣደይን ምስ ተመርዓው ሕፅኖት ካብ ኣስመራ ንኣክሱም ከይዶም ስእልታትኣሎ ደስ ዝብል::

  • @temesgenkulugzieamlakey7304
    @temesgenkulugzieamlakey7304 13 дней назад

    ❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥

  • @abrehetkinfi3641
    @abrehetkinfi3641 16 дней назад +3

    ነኖ ንዳኒኤል ንክልል ትግራይን ንሃገረ ኤርትራን ከላግብ ማዳ ክሳብ ዝልጠ ግጹ ዝጽዕር ዘሎ መንእሰይ ኢዩ። ስለዚ ንሕና ክሳብ ክንድቲ ደናቑር ኣይኮናን ።ጸላዊ ኮይኑ ስለዝስምዖ ኢዩ ናብኡ ከይዱ ምኽንያቱ ኣነ ክንዲ ኣዲኡ ኢየ ንወዲ መምህር ።
    ዕምረይ ምሉእ ንኩሱም ክዛወር ዝኸደ ስድራቤት ወይ ዓርከ ምሓዛ ሰሚዐ ኣይፈልጥን ኢየ።
    ምኽንያቱ ማእለያ ዘይብሎም ገዳይም ገዳማት ከይራሳዕካ ማለተይ ኢዩ።
    ናይ ሎሚ ግን ዘይ ፈልጡ ዝፈልጡ ዝመስሎም በዚሖም ብኡ መጠን ክኣ ነዛ ጠንቅፕልትን ደብተራታትን ዝበዝሕዋ ኣኦኣድስ ክንድዚ ምጽብባቕ።
    ግን ዕድል ኣይገበሩን እዞም መስርዕ ተስፋጼን ኣባራቢሮሙና።

  • @YonasAbraham-g5r
    @YonasAbraham-g5r 15 дней назад +1

    sami ከን ስራሕ ዘይቡሉ መንእሰይ ረኪብካ ትጻወተሉ ኣለካ ኣኩሱም ኣይኮነን ወላ ጊጃም ዘይከይድን ኣየናይ ሰብ ኮይኑ ክክክክክ

  • @TsegayeTtsegay
    @TsegayeTtsegay 14 дней назад

    ትኸትሙለይ ስ ዓድታት ወረዳና ክትፈላሊ ኣታ ረሳሕ ሽሻይ

  • @saritu29
    @saritu29 16 дней назад +1

    ስዒድ ተወከልን ኣዱን ዝተዛረቡዎ ከ ኣበይ ኣሎ።

  • @aastersamuel4175
    @aastersamuel4175 16 дней назад

    Eziom dob Adi grat yikerbom kab Asmara, Hamasen

  • @Kabmaatsewreni
    @Kabmaatsewreni 15 дней назад

    Anta Adam ziblukas fitret kemey zibeluka tibitena futur eka 😜

  • @tesfomkahsay7743
    @tesfomkahsay7743 16 дней назад +1

    Axum
    በዐል አወል ሽጉጥ የውጽላ
    ወዲ መሞህር ከአ አክሊ ቃል ኪዳን ይደፍኡላ 👑

    • @eriblood803
      @eriblood803 16 дней назад

      😂😂😂 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum hasadat

    • @samrukidane2310
      @samrukidane2310 16 дней назад

      @eriblood ezi akar kormam , mesgidu zeykeyd

    • @jemalabdulkadir9141
      @jemalabdulkadir9141 16 дней назад

      Tesfomkahsay
      Awel zikedelo meknyiat netom wogei bahley xewotana eyou elom eidom zewetawoto znebero a'adawom kikenteb eyou keydo dahar wun nab Mekele ab tihety komoshtom a'ateywom kem zemesleney wun niska hade kabtom a'adawomen melhasomon ,tekentebo keykonka ayteterefen ekha .

    • @XEGAXega-w3k
      @XEGAXega-w3k 16 дней назад

      All dummi is here 😂Yeeee pls God dont back this ppl too Eri🙏🏾

    • @EmbayeGrebrat
      @EmbayeGrebrat 16 дней назад

      ፈንቅል
      እዚ መንቃዕቲ ምብራቕ ኣፍሪቃ ቪድዮ ክዕዘብ ጸኒሐ ዘገርም ኢዩ፡ እቲ ሰኒ ነገሩ ግን መስርሕ 200 ሚልዮን ከምዝኮነ፡ ወዲሰ ክሳብ ሽዑ ክጸንሕ ከምዘጠራጥር ሊቃውንቲ ኣሚቶም፡ ንሕና ካብ ንፍጠር ሚልዮን ዓመታት ከማን ኣይገበርናን ኣብዛ ቀጠልያ ዓለም 🙏🏽
      🤝❤🕊

  • @saritu29
    @saritu29 16 дней назад

    Sami shkor seid ms adu bzaba hgdef ztzarebo eba share belo

  • @goduraosman1494
    @goduraosman1494 16 дней назад +1

    👍😍😍😍😍👍

  • @yrgalemmekake6746
    @yrgalemmekake6746 15 дней назад

    Eze Adam zebehal gena abe Orite EU zeneber , Zeamen , Ayteleweten

  • @aastersamuel4175
    @aastersamuel4175 16 дней назад

    Guys ab axum wey ab kubur hall tehaxikan eti wedi ni beyinu ni mera qtutuka si entay fililiy alewo eti ziabyeye haki fikri ..truth love ❤ ala Eritrin show off kitifetiwu ezi eko wuxuet nay shabea mafia drkalu eyu ..shame

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 16 дней назад

    Bal nska sahl MS weladkum hegar zelakum atfiakum anda zelakum jasusat

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 15 дней назад

    ወዲ ኣኽሱም ከይዱ ምምርዓዉስ ታይ የገርም? እንደገና ነንሕድሕዶም እዮም
    ስለዚ ልሙድዩ ዉን። ኣበይ ክኸይድ?

  • @AlphaAZ-h5c
    @AlphaAZ-h5c 15 дней назад

    Adam😂😂😂😂 It's evident he is a scholar. I also love his data driven approach to arguments. But i feel like he is not open-minded. I feel like he is so sure of the data he has at his disposal. But science and history are always open-ended. Things can change in a snap once a theory is proved or disproved or when new archeological evidences come out.

  • @andeghergiseyasu9036
    @andeghergiseyasu9036 16 дней назад +1

    ማሕበሮሙ ለእኩያን.................???

  • @Sulemanesmail
    @Sulemanesmail 10 дней назад

    አይትሕሱ እስከ ከመይ ገርካ ዝኾነ ኤረትራዊ ብኣኽሱም ዘይሓልፍ ስብ ይህን ትብል ንሕናኮ ኤረትራውያን እና ግን ኣኽሱም ኣበይ ምዃኑ ኣይንፈልጦን ስለዚ ከመይ ገርካ ክሉ ኤረትራዊ ብኡ ዘይ ሓልፍ ስብ የለን ትብል ዘለኻ

  • @hadastesfazghi7774
    @hadastesfazghi7774 16 дней назад +2

    Seb qelwelaw mennety nmensyatna ezi reshe gosgsgum dew ablwo ab ertirea kmu zbhal yalen kid nskatkum metkal albo medngrty😅😅😅 gamy over

  • @abrehetkinfi3641
    @abrehetkinfi3641 15 дней назад

    ምስ ኢትዮጵያውያን ልክዕ ከምጅቡቲ የመን ሱዳን ስዑዲ ገሊአን ብባሕሪ ገሊአን ብመርሬት ዝዳወባና ከምዚ ናይ እዛ ገስረጥ ሃገር ጌራ ጸነተትና ሃገር የላን ።
    ኣይትሓስዉ እዚ ጽላተ ሙስየ ኣብ ኣኽሱም ኣሎ ትብልዎ ናይ ሓሶት ትረኻ ነቶም ከም እንስሳ ጥራይ እግሮም ዝኸዱ ቢሄራት ሃገርኩም ስበኽሉ።
    እንታይ ስራሕ ስኢኑ ኢዩ ኣምላኽ ኣብ ትግራይ ጽላተ ሙስየ ዘቐምጦ።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 16 дней назад

    Msakum mszom massa mnbar a Ako EU zgermna zelo

  • @TsegayeTtsegay
    @TsegayeTtsegay 14 дней назад

    ሽሻይ ኣፍናቕ ታይ ድኣ ክትፈላሊ ደሊኻ ኩልና ወደከለ ኩልና ስመጃና ኢና

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 16 дней назад

    Nskum nhegarkum ay tfeltwan ekum OTI zgermnis smegana ktfeltu zey tekalu ahzab anssa ekum zelkumna

  • @aastersamuel4175
    @aastersamuel4175 16 дней назад

    agazian dyu ke OMG

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 16 дней назад

    Nska wdi gojela nfeltka kab meda denkoro anda 23 3 kolkas nfeltaka fehkal eka metaleli medanageri znebrna eka axbikna nfeltka kab hiden mekalstka

  • @aastersamuel4175
    @aastersamuel4175 16 дней назад

    Weyani TDF YOUTHS MUHURAT JEGANU KEIHADEMU ZIKALESU WELIDU mara yeekinuni ..hgdf mafia dekalu niakum hademti duhulat barayu fetiru foe mehferti alem fenfinatikum

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 16 дней назад

    Henti ay tfeltun ekum tnaru kab zfeltu nhewri ay tzarebu

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 16 дней назад

    Antum denakut mariam xon AB Israel ei kab Israel kea aksum atwa hji nay hebaha ngdat mariam xon aksum eu

  • @Peace419-l2x
    @Peace419-l2x 16 дней назад +1

    ጽቡቕ ርሑስ ጋማ። እዚ ዝባሃል ዘሎ ግን ኣይተረድኣክዎን። ምኽንያቱ ዳኒኤል ንቡርን ከጋጥም ዝኽእል እዩ ገይሩ። ማለተይ ንምንታይ politicized ኮይኑ፧ ምኽንያቱ ዳኒኤል ነፋሪት ድዩ ጨውዩ ወላስ ቃል-ኪዳን’ዩ ኣሲሩ፧ እንድዒ ኣይተረድኣንን ኣሎ። ኣየ ህዝበይ ጥዕምቶ።

    • @XEGAXega-w3k
      @XEGAXega-w3k 16 дней назад

      Senafee😂 fluyat kekune sel zemnyiu gen kelom hatyat eyiom 4 netbi Killers

  • @TsegayeTtsegay
    @TsegayeTtsegay 14 дней назад

    ሳሚ ንባዕልኻ ፖለቲካ ክትሰርሕ ደሊኻ ተማሃራይ ናይ ተስፋጽዮን ዶ በልካ እታ ዓሌትነት ከይትተርፈካ ብዝኾነ ዕላማኻ ትወቅዕ ኣለካ ኣርእስቲ እንዳምጻእካ ኣከለጉዘቶት ንምባኣስ ጽቡቕ ትኸደልካ ኣላ ነዛ ሰንዓፈ ና ከማን ስመጃናን ወደከለን ከተማን ዓድን እንዳበልካ ንባዓል ንሽሻይ ገብርሃንስ ዓንጋር እዳምጻእካ በቲ youtube ሳንቲም ትላቅም በቲ ካ ተባእስ ፈሊጥናኩም ሎሚ ድኣ

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 16 дней назад

    Atum denakut nay hebaha OTI zabyen mariam aksum ei

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 16 дней назад

    Anti frita nsmegana zey tfelti antekonkis nmen nmdhen eki dea tkalesi zelaki zhezn eu OTI natki azerarba basmati eki tkalsti zelki

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 16 дней назад

    Uwur nuwur ms wedi hdrtna ROBOT mslun mennetun zeyflet efli juj majuj tetehahizkum nguahafnum sheyeti adom lehasti meakor isayas

  • @XEGAXega-w3k
    @XEGAXega-w3k 16 дней назад

    Dumii ne dumi in is here all temlse eyiom😢 this all moderne sale salve noting more😂

  • @abrahamfiqadu-ee3qt
    @abrahamfiqadu-ee3qt 12 дней назад

    ካብ ኡኩባት ሃመማን ካብ ጨናዊ ሓሸማን የድሕነና ዕምርኩም ዕምሪ ሃመማ ታሪኩም ታሪኽ ውሽማ ።

  • @ፍቅሪኢያኢምነተይተስፋይ

    እዚ ሽሻይ ስቅሉ ሓለዉለው ኢዩ ዝብል ዘሎ

    • @TsegayeTtsegay
      @TsegayeTtsegay 14 дней назад

      ሃላው ዩ ካብ ቀደሙ ሽሻይ ድኹም ዩ

  • @eritreanmodernkirarmusicin3992
    @eritreanmodernkirarmusicin3992 16 дней назад

    ሕቶ ን ኣዳም
    ንሱ ድማ ብዛዕባ ታሪኽ ናይ ፒራሚድ ይኹን ብዛዕባ ታሪኽ ግብጻውያን ምሉእ ብምሉእ ኣነ ኣፍልጦ ኣሎኒ ሞያይ ስለ ዝኾነ ትብል ኣሎኻ ሞ መቦቆል ግብጻውያን ካበየና ክፍለ ዘመን ምኻኑ ዶ ምገለጽካ ? ብዛዕባ ግእዝ ውን ኣፍልጦ ከምዘሎኻ ጥቅስ ኣቢልካ ሓሊፍካ ከምኡ ውን መቦቆል ህዝቢ ኤርትራ ምስ ግብጻውያን ብፍጹም ዘራኽብ ከምዘይብሎም ክትምድር ጸኒሕካ ከምኡ ውን ብዛዕባ ሳዕሲዒት ግብጻውያን ኮታስ ብምልኡ ታሪኽ ግብጻውያን ኣፍልጦ ከምዘሎኻ ትገልጽ ኣሎኻ
    እተን ካልኦት ሕቶይ ድማ ከምዚ ዝስዕባ እየን
    ግእዝ ቓንቓና ካበየናይ ክፍለ ዘመን'ዩ ክሳብ ኣበይ ቦታ ደቂ ሰባት ብጽሑፍን ብቃላትን ይረዳድኡሉ ነይሮም ? ኣመጻጽኣ
    ደቂ ሰባት ከ ግብጻውያን ዶ ይቅድሙ ዋላስ እዛ ሕጂ ኤርትራውያን ዝበሃሉ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ዝነበሩ እዮም ?
    ኣብ መጨረስታ ክሓተካ ዝደሊ ኣብ ዓለምና ንዘሎ መሳርሒ ሙዚቃ ካበይ ተወሪሱ ? ንኣብነት ካብ ያታዊት ክራርናን ያታዊት ዋጣን እተን መስረቲ ኮይነን ንበዓል ጊታር እንበዓል ቫዮሊን ከምእተፈጥራ ኮይኑ ኣነ ረኺበዮ ንስኻ ኸ ከመይ'ዩ ርድኢትካ ?
    ምኽንያቱ ምዕረባውያን 5 ሽሕ ዓመታ ድሕሬና ስለ ዝማዕበሉ ምኽንያቱ ምዕረባውያን ካብ ኣፍሪቃ ተበጊሶም ንሰሜን ገጾም ምስ ከዱ ቁርን በረድን ምስ ጸነሖም ቃልሶም ናይ ሞትን ህየትን'ዩ ነይሩ ።

  • @aastersamuel4175
    @aastersamuel4175 16 дней назад

    Semajinai dea tigray eyu gusl Adu tehaxiyu