ሰብ ክልተ ዓለም_5ይ ክፋል _seb klte alem tigrigna series Dram part 5 (FULL)2024

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 22 ноя 2024

Комментарии • 753

  • @Awuchetube
    @Awuchetube  5 месяцев назад +237

    ሰላም ቤተሰብ 11 ስዓት ክትልቀቅ ዝነበራ ብ ዝተፈጠረ ዝዕገት ኮኔክሸን ሰለ ዝደንጎና ይቅሬታ ንሓትት🙏ሃናፂ ዝኾነ ሪኢተኩም ክትህቡና ሼር ብምግባር ክተበራታትዑና ብትሕትና ንሓትት🙏🙏

    • @yyhhhhh1280
      @yyhhhhh1280 5 месяцев назад +6

      ኣረ ዓውቾ ሓንጎል ብቅልጡፍ ኣውፅኣዮ ፎ😢😢😢😢

    • @ኣርያምጓልትግራይ
      @ኣርያምጓልትግራይ 5 месяцев назад +2

      ፀገም የብሉን ደቂነይ ኣጆኩም በርትዑ ደቂ ሪመይ ❤❤❤❤❤❤

    • @ኣርያምጓልትግራይ
      @ኣርያምጓልትግራይ 5 месяцев назад +5

      ​@@yyhhhhh1280ፎ ኣይባሃልን ዋ ታይ ዶ ገይሩ እዩ ኣነሰ ብጣዕሚ'የ ዝፍትዎ

    • @sigemgebergergesghghd4036
      @sigemgebergergesghghd4036 5 месяцев назад

      ​@@yyhhhhh1280እዚ ኳ ፍልሚ እዩ ዝተዋሃቦ ካራክተር እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ንወዲሰብ ድማ ፎ አይብሃልን ይቅርታ👏

    • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
      @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 5 месяцев назад

      ❤❤❤❤❤❤

  • @Tdfdemey-w6x
    @Tdfdemey-w6x 5 месяцев назад +201

    ኣቡሸይ ምንጪ ሰሓቀይ😁😁♥️ ልኣቡሽ ልፎቲ ስከ ገጪኹምና ሕለፉ♥️♥️

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 5 месяцев назад +1

      ኣብ ኩሉ እዩ ኣጥዒሙሉ እንዮ☺
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @Tdfdemey-w6x
      @Tdfdemey-w6x 5 месяцев назад +1

      ብጣዕሚ ከስሕቀኻ መዓት😂 ለለ ጠዋሊ ወለላይ ክገብረልኪ እየ❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 5 месяцев назад

      @@Tdfdemey-w6x 😍🙏

    • @mareyiove8024
      @mareyiove8024 5 месяцев назад +1

      Me❤😂

    • @feryamaryamlji
      @feryamaryamlji 4 месяца назад +1

      ane le kfetwo meat❤❤

  • @SelamSelam-li2gg
    @SelamSelam-li2gg 5 месяцев назад +124

    welcome ኣድነቅቲ ተዋሳእቲ ሰብ ክልተ ዓለም ላይክ እስከ ሃቡኒ❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 5 месяцев назад +1

      ሂበኪ ደስ ይበልኪ😊
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @HadasTadese
    @HadasTadese 5 месяцев назад +208

    አውቼ ይመችካ ❤️👌አውቼ ልፈቱ like 👍ርገፁ ❤❤

    • @LetushTube
      @LetushTube 5 месяцев назад +1

      ርጊፀ ዎ ናዓይ ድሞ ስብስክራይብ ፅፍዑታ😂😂

  • @DaveEntertainment.
    @DaveEntertainment. 5 месяцев назад +88

    ብሃንቀውታ ዝፀበያ ፈልሚ ንምንታይ ላይክ ዘይትወቅጡ ዋይ ❤❤❤

  • @mili_Tube23
    @mili_Tube23 5 месяцев назад +22

    ዓዉቼ እና አቡሸይ ልፎቲ እስከ
    ገጪኩምና ሕለፉ❤❤❤

  • @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ
    @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ 5 месяцев назад +55

    ደቅ ትግራይ ፅሩያት ቀፅልሉ ❤ፊትሕ ንደቅ ኣንስትዮ ኣሕዋትና😢😢😢😢😢😢😢

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 5 месяцев назад

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @ggggggfg9183
    @ggggggfg9183 5 месяцев назад +73

    ዋውው መበል 28 ኣኣብ ዘለናዮ ናይ ፅባሕ ኣማኑኤል ይሓልወና🙏❤❤

    • @awaw868
      @awaw868 5 месяцев назад

      ኣሜን 👏

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 5 месяцев назад

      አሜን(፫)
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍

    • @rishansolomon9726
      @rishansolomon9726 5 месяцев назад

      ኣሜን ኣነ ድማ እስራኤል ዝኣተኹላ መዓልቲ እያ ስለስተ ወርሐይ ገይረ 😢😢😢ተመስገን ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @MulorWedifenan
    @MulorWedifenan 5 месяцев назад +32

    ንድሕሪ መሊሲኩምና ናይ ቤት ትምህርቲ ብዙሕ ዘይርሳዕ ትዝታታት ኣለና ግዜ ኣበይ ሞ ትዝምለስ ሕጂ ግን ፈቀድኡ ስደት ፋሕ ብትን ኢልና ጎቦዛት እኩም ኣጆኩም በርትዑ ደቂ ሪመይ❤

  • @ጓልሰብዓእንደርታ
    @ጓልሰብዓእንደርታ 5 месяцев назад +88

    ዓዉቾ ፍቅሪ ዝፈቱ❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 5 месяцев назад +1

      ዓውቾ መሕጎል ዘይፈቱ'ማ ኣይህሉን😊
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @Teamt-nn4iq
    @Teamt-nn4iq 5 месяцев назад +91

    ተኸታተልቲ ናይዛ ድራማ ዝኾንኩም እንቃዕ ንወርሓዊ በዓል መድሃኒኣለም ኣብጸሐኩም❤ሓዱሽ ስራሕ ጀሚረ ኣለኹ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤

  • @Ruta-t1z
    @Ruta-t1z 5 месяцев назад +3

    ዋው ገለ ዓይነት ተጋሩዋይ 🎉🎉ቀጽሉሉ ♥️♥️🥰💛💛💛🤙🤙

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 5 месяцев назад +21

    ተጋሩ ጹሪያት ደርሲ ተዋሳእቲ ይብል ኩላትኹም ንፍዕት መን ከም ተጋሩ ኣነስ ቃላት እዩ ዝስእነሉኹም እኮ❤

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 5 месяцев назад +19

    ኣይ ኣቡሸይ ንሱ ድዩ ዝመጽእ ዘለኹ ወይስ ኣነ እዩ ዝክዶ ዘለኹ ያ በለ❤ ሊዱ እና ዓዋቼ ይፍቅሩ ትቡሉ❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 5 месяцев назад +1

      ክፋቐሩ እዮም ዝመስሉ መንገዶምስ☺
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @GalTegray8047
    @GalTegray8047 5 месяцев назад +6

    ዋውውው ብጣዕሚ ፅበቅ ደርሰት ኣወቻ ❤
    ንኣቡሸን ልድያን ክፈትወም ኣነስ❤❤

  • @AleksbrhaneGebremariyam-pw3ck
    @AleksbrhaneGebremariyam-pw3ck 5 месяцев назад +25

    ዓውቼ ዘይበለ ካባና ይፈለ 🙏💪💪👍👍👍❤❤✌✌

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 5 месяцев назад +11

    ፍትዋተይ ናተና ድምቃት ❤ ትፈለዩ እኩም ይበል ደራሲ የከነይዶ ኣነ ክንሰይ ደኻማ እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ እግዚአብሔር እኳ ይቅረታ እልና

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 5 месяцев назад +21

    ናይ ቤት ትምህርትና ትዝታ መሊሰኩምልና አይ ግዜ ዘይምለሰ❤❤😢

  • @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ
    @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ 5 месяцев назад +57

    ኣነስ ድራማ ምኻኑ ላፈለጥኹስ ሓንጎል ኣቃፅሉ ክቐትለን እሉ 😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 5 месяцев назад +12

    ❤❤❤❤❤ልድያ ለባመይይ ሰብ❤❤🎉

  • @AaAa-n6o8q
    @AaAa-n6o8q 5 месяцев назад +17

    ዋዉ ደስ ብሃሎ ናይ ፅባሕ ተስፋ ትግራይ
    እኹም ቀፅልሉ❤❤❤❤

  • @emneteytewahdomedia-hr1zp
    @emneteytewahdomedia-hr1zp 5 месяцев назад +10

    ክንደይ ደስ ትብል እያ❤❤❤❤ ቀፅልሉ ንጎስ ይቅሬታ ምቅባልካ ደስ ኢሉኒ ❤❤❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 5 месяцев назад +8

    ዋይ ኣብሽ ናይ ሳሓቀይ ምንጭ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ድራማ እያ

  • @DaddGdggሚሊ
    @DaddGdggሚሊ 5 месяцев назад +9

    ዝናአድ ሰራሕ ልድያየይ አድነቅታ ላይክጠዉቁ ❤❤❤

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 5 месяцев назад +10

    ኵሉኹም ተዋሳእቲ ንፉዓት ኢኹም "ሓንጎል" ግን ዉዱእ ስነ-ጠበባዊ እዩ።
    ብጣዕሚ ንፉዕ ተዋስኣይ። ❤💛

  • @ምሰኩሉብፍቅሪ
    @ምሰኩሉብፍቅሪ 5 месяцев назад +25

    ኣይ ኮነን ዶ ኣነ ዘይረብሕ ፍጥርትስ እቲ ሰማይን ምድርን እካ ንፍቅሪ ኢሉ ኣብ መስቀል ዝዋዓለ ናይ ባሓቂ ይቅሬታን ፍቅርን ንኩሉ እዩ ዝስዕሮ። ይበል ድርሰት ቀፅለሉ❤❤❤💋💋💋💋🙄

  • @teyty6219
    @teyty6219 5 месяцев назад +10

    አቡሸይ ሽኮር ንሱ ድዩ ይመፅእሎ አነ ይከድለኩያ ሞትኩ አሰይ ደስበሃልቲ ይመችኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @nuratshow
    @nuratshow 5 месяцев назад +35

    ክቡራት ቤተሰብና ብሳላ ናትኩም ምራላዊ ድጋፍ እንሆ 5ይ ክፋል በፂሕና አለና ከምቲ ሉሙድ ሳብስክራይብ like share ብምግባር ክትከታተሉን ሃናፂ ሓሳብኩም ክትህቡና ንላቦ ሰናይ ምክትታል

    • @SelamSelam-li2gg
      @SelamSelam-li2gg 5 месяцев назад +1

      ኣታ ንጉስ ሎምስ ሲሒቅካ ግዲ ምሉእ ይግበሮ😂😂

    • @hdbhdh9108
      @hdbhdh9108 5 месяцев назад

      ❤❤❤ኣጆኩም ጎቡዙ ኣለና ኣብ ጎንኩም

    • @ኣርሱጋልትግራይ
      @ኣርሱጋልትግራይ 5 месяцев назад

      ቀፅልሉ ኣብ ጎንኩም ኣለና ደቂ ሪመይ ❤❤ 🥰👍

    • @Mashogall
      @Mashogall 5 месяцев назад

      ቀፅልዎ ቡርኳተይ ኣድናቂትኩም እየ❤❤❤

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 5 месяцев назад

      ንግስ. ሎምዓንቲ ሲሕቅካ😂😂😂
      ካብኡ ከዓ ተራዳደኣይ ኩን😂😂

  • @abiabi-vl6qz
    @abiabi-vl6qz 5 месяцев назад +9

    ተጋሩዋኒ ፅሩያት ቡሉፃት🥺🌹🌹ታይ ድየ ተዓዚበ ኣነሲ ጃኬትኹም ሓደ ዓይነት😁😁

  • @yonatan-yemane
    @yonatan-yemane 5 месяцев назад +18

    ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልዎ🇪🇷❤

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 5 месяцев назад +4

    ደስስስ ዝብል ፍልሚ ቅልጥፍ እናበልኩም ልቆቅልና ይመቸኩም❤❤❤

  • @Fds567-wy9oe
    @Fds567-wy9oe 5 месяцев назад +10

    ደቅ ትግራይ ፅሩያት ቀፅልሉ ኣሕዋትይ ይመችኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @SamerahMohamed
    @SamerahMohamed 5 месяцев назад +3

    ዓውቾ ብጣዕሚ ጎበዝ አለካ ኣብሽ ውን ከምኡ❤💜💚💚💚💚

  • @ዓሳድራያTUbe
    @ዓሳድራያTUbe 5 месяцев назад +56

    አረ አብሽን ሊድያን ዘድንቕ ላይክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 5 месяцев назад +1

      ☺🙏
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 5 месяцев назад +1

      ገይረልኪ አለኩ እስኪ ውን ግበርለይ​@@brhanzetigray

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 5 месяцев назад

      @@ዓሳድራያTUbe እሺ🙏

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 5 месяцев назад +9

    ኑኡድ ሕማቅ ቃል ቆርማጥ ድኻ ዶ በልካ ኩሉ ግዜ ርእሰይ ትኩርከሐኒ ኣሕሕሕ ድክነት ዓይንኪ ይፍሰስ ስደትና የሕፅረልና ኣሕዋተይ😢

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 5 месяцев назад

      ድካ አታሓሳስባ እምበር ፍፁም ድካ ሰብ የለን ተስፋ ጥራሕ❤

  • @ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
    @ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 5 месяцев назад +20

    ኣሽካንዶ ኣነ ታራ ፍጥርቲ ስ ጎይታ እየሱስስ ክርስቶስ ኳ ንዓና ክብልዩ ኣብ መስቀል ዉዒሉ ፅብቅ ድርሰት ቀፅለሉ ዓዉቸ ቀፅለሉ ድራማ ኮይኑ መልእክቲ ከመሓላልፍ ከሎ እዩ መሳጢ❤

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ 5 месяцев назад +15

    ዝፈትዋን ብሃንቀውታ ዝፅበያን መፃትለይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሽኳሪናታት ❤❤🎉

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 5 месяцев назад +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @AllBbad
    @AllBbad 5 месяцев назад +3

    ኣነስ ናይ ሓንጎል ትግርኛ ደስ ክብለኒ ኣበሃህልኡ ፎትየዮ ክሞት ዝተረሰዐ ትግርኛ እዩ ዘምፅእ ❤❤

  • @buudle8284
    @buudle8284 5 месяцев назад +4

    ኩላትኩም ብዝተዋሃበኩም
    ገጸ ባህሪ ገባዛት ጀጋኑ ኢኩም🌹🕊❤

  • @ZaraZara-ff3mt
    @ZaraZara-ff3mt 5 месяцев назад +3

    ብሃንቀዉታ ዝተፀበኽዋ ድራማ ኣድናቂት ኩሎኩም እየ ኣጆኩም ቀፅሉ ቡሉፃት❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @wediereyfetawiadu2413
    @wediereyfetawiadu2413 5 месяцев назад +5

    Ane kabzi gorbet eye
    Btami eye zfetwom nozm
    Nay xbah anbaba qoxlwo yhwatey🎉❤

  • @Haregte
    @Haregte 5 месяцев назад +18

    እንቋዕ ሰላም መፃእኹም ደቂ ትግራይ ትግርኛና ይዓምብብ ካብ ምሕዋስ ቃላት ፁሩይ ትግርኛ ክነዕብብ ተስፋ ኣለኒ ብቋንቋና ስለ እትሰርሑልና ነመስግነኹም❤🙏

  • @brhanzetigray
    @brhanzetigray 5 месяцев назад +8

    ንፉዓት ዞም ኣሕዋተይ በርትዑ😍 ናይ ብሓቂ ሊድያ ዝተዛረበታ ቃል ደስ በሃሊት ኣሽንኳይ ንሕና ድኹማትን ሓለፍትን ፍጥረታት፣ እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ አምላክ እኳ ንስሌና ትሕት ኢሉ ወሪዱ።🙏 ከምዚ ዝበለ ቃል አምላክ ብምሕዋስኩም መመሊሱ ነቲ ድራማ የመቅሮ😊
    ተኸታተልቲ ድራማ ሰብ ክልተ ዓለም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ🙏

  • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
    @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 5 месяцев назад +27

    አንኮዕ ብዳሓን መፂኣኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ ሓንጎል ድካ ትባሃል የቅርታ እብር ሓንግልካ ብትን ይብል አለካ አየ ኣታ መናጢ ሓሳድ ዋይ እፍ😭 ሳሞነይ ልድያ ፍቅራት ይክኑ ትብሉ ላይክ 👌💋🙏💋💋💋

    • @ብሬጓልጊወርግስ
      @ብሬጓልጊወርግስ 5 месяцев назад +1

      አሜን ብትን ይበል😂

    • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
      @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 5 месяцев назад +3

      @@ብሬጓልጊወርግስ ድራማ ምካኑ ረሰዕሰ ኣፅልአኒ አኮ እፍ😢😆😆

    • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
      @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 5 месяцев назад

      ድራማ እዩ ኮይኑ እንከሎሲ ናይ ብሓቂ እየ ሓሪቀ😂😂 ከምዚ ዝበሉ ሰባት ብጣዕሚ እዮም ዘፅልኡኒ ከም ሓንጎልን ንጉስን ዝበሉ ሰባት 🤔🤔

    • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
      @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 5 месяцев назад +1

      @@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ ብጣዓሚ ዋላ ኣነ ሓቅ አዩ ዠመሰለኒ ብቃ ሓቅ ናመሰለኒ ብጣዓሚ አየ ዠናደድ ኣብ ድራማ ፍሸክ ዘይብል ካኣ ክፅለአኒ ከም ንጎሰ ዘብለ ፀዋግ ከም ሓንጎል ሓሳድ ብተለይ ሓንጎል ኣብ ጥቃይ ተዙፀንሕ ብቃ ብፀፋዐኩወ ነይረ ዛግድ ዠልምጣ ሰብኣይያ ዘሉ ሸሙ ረሰዐዮ ሶሪ ክፀለኦ ይጀመረለኩ የቅርታ ግን ተጋሩዋይ ማዓረይ ግን አኮ ይፈትወኩም አየ ፅልልቲ አየ ባኣኩም 👌💋💊 ነገር ከይመፀአ😁😁😂

    • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
      @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 5 месяцев назад

      @@ዕድልቲጋልዓባይትግራይ ንሕናም ፍቱው ኢና ነብለኺ ዝሓፍተይ ደቂ ዓደይ ድሙቃት ከም ወርቂ 👭🕺🕺🙏💘💘
      ዋላ አነ ብሕጭርጭር ከብሎ አይምፀላአኩን ነይረ ወዮ ድራማ ኮይኑ እምበር 😂🤣🤭

  • @Haregte
    @Haregte 5 месяцев назад +25

    ዓዊቼ ከምዚ ከማይ ሃሳስ ዝመስሎ😂😂😂 የቀንየልና ብርዕካ ይሰስን ዝሓወይ❤❤🙏ዝበለፀ ክትሰርሕ ምንባብ ፍቶ ዓበይቲ ኣሕዋትካ ኣያታትካን ኣማክር❤🙏

    • @buudle8284
      @buudle8284 5 месяцев назад

      ደምርኒ እስኪ ወለለይ

  • @bcffybcccxc9054
    @bcffybcccxc9054 5 месяцев назад +3

    ዋዉ ኣነ ብዛ ድራማ ተመሲጠ ትግርዋይ ፅሩያት ❤❤❤ኣጆኩም ቀፅልሉ

  • @LetebrhanGebremariam-cj7db
    @LetebrhanGebremariam-cj7db 5 месяцев назад +13

    አረ ኣቡሸይ ንሱ ድዩ ይመፅእሎ ኣነ ይከድለኩያ ሞይተየ😁😁😁😁

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 5 месяцев назад +12

    ኣቡሸይ ምንጪ ሰሓቀይ❤❤❤❤😂😂😂

  • @Mlate-ek7gh
    @Mlate-ek7gh 5 месяцев назад +7

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ኣጆኩም በርትዑ ነታባባዓዮም ንሕና እውን አሕዋተይ❤

  • @JonAbrha-zp9if
    @JonAbrha-zp9if 5 месяцев назад +8

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ድራማ ቀፅሉሉ አሕዋት ናይ ቤትምህርትና ትዝታ መሊስኩምልና

  • @ጋልዚጅግናተጋዳላይትግራወ
    @ጋልዚጅግናተጋዳላይትግራወ 5 месяцев назад +15

    ዓውተይን ልደይን ይፎትወኩም እየ ተፍቀሩ❤

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 5 месяцев назад +13

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ❤ኣድነቅቲ ዓዉቼ ኣለኩምዶ👍❤

  • @hcin8827
    @hcin8827 5 месяцев назад +3

    ኣሰይ ደሰ ክትብሉ ተጋሩዋኒ ኣመራርፃ ቃላት ኣጠቃቅማ ቃላት ኣዘራርባኩም ደሰ ክትብሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ዙርያኩም ይኩን ክትምቅሩ 🥰🥰🥰🥰

  • @Fgj-u1m
    @Fgj-u1m 5 месяцев назад +4

    አዉቼ ሊዱ ኣቡሽ ይመቸኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤ የድንቀኩም እየ

  • @Hggyy-e5c
    @Hggyy-e5c 5 месяцев назад +1

    የሞቺኩም ፋሚሊ ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ብሃሎ ዓውቾ ከኣ ብልበለፀ እንዲካ 😮ግን ካራባታካ ኣይትሕነቆ ኣለሕልሐዮ ካብኡለ ድምፅካ ቅሩብ ኣስተካክል ❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @NatuHagos
    @NatuHagos 5 месяцев назад +5

    ይመችኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ኣጆኩም 💛💛💛💛❤❤❤

  • @ሜሊነኝየመቀሌልጅ
    @ሜሊነኝየመቀሌልጅ 5 месяцев назад +4

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ተጋርዋኒ❤❤❤❤❤❤

  • @hiwankiros21
    @hiwankiros21 5 месяцев назад +13

    ኣብ መጀመሪያ ደስ ኢሉኒ ትምህርቱ
    ኣብ መጨረሻ ከኣ ሓዚነ ድኳ ርእሲ እምበር ድኳ ብገንዘብ የለን ኣሕ😢😢😢

    • @Laelt5
      @Laelt5 5 месяцев назад +1

      ane wael hazne😢😢😢

  • @MrMokhles-gq4dh
    @MrMokhles-gq4dh 5 месяцев назад +13

    ግን ናይተን ኣጓላት ጉርዲ ኣብ ቤትምርቲ ዓድና የኾነይ ኣብ ደገ እውን ኣይፍቀድን ታይ ተሪፉ ክንሪኦ😂😂😂

    • @mamiylove88
      @mamiylove88 3 месяца назад

      😂😂😂😂👌👌

  • @قاسمهروبي-ذ4ض
    @قاسمهروبي-ذ4ض 5 месяцев назад +2

    ጎበዛት ቀፅልዎ

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane3334 5 месяцев назад +22

    ንሊዱን ዓውቾን ትፈትው like ግበሩ ሓንጎል ዝብልዎ ሰብ ሓንጎልካ ይከወል በሉለይ😂

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 5 месяцев назад

      😂😂

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 5 месяцев назад +2

      ኣነ ከዓ ናማን መሲሉ ናተሰመዐኒ ቅጭ ናምጽአለይ😂
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍

    • @ጥዕምቲጓልተዋህዶ
      @ጥዕምቲጓልተዋህዶ 4 месяца назад

      😂😂😂😂

    • @mamiylove88
      @mamiylove88 3 месяца назад

      ዋይ ታይ ገይሩ ማራ እየ ዝፎትዎ 😂😂😂

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 5 месяцев назад +6

    welcome ደቂ ማማ ትግራይ♥️💛 ሓንጎል ናኣዉድ ክተናድዱ ዓወተይ😢

  • @MaryMary-gs6gp
    @MaryMary-gs6gp 5 месяцев назад +1

    ዋው ሓንጎል ናይ ባሓቂ ተዋሳኣይ 😊😊😊

  • @titilenopo
    @titilenopo 5 месяцев назад +3

    እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብጣዕሚ ብሉፃት ኢኩም ቀፅልሉ❤️❤️❤️

  • @MerryMerry-b4r
    @MerryMerry-b4r 5 месяцев назад +1

    ዋው ደስ ክትብሉ ሙቅራት ❤❤❤

  • @MizanAbay-gw5pv
    @MizanAbay-gw5pv 5 месяцев назад +4

    ሳይሞነይ ኣሕዚኑኒ 😢😢ሓንጎል ኣታ መሕጎል😂😂

  • @YegehyEyhehehe
    @YegehyEyhehehe 5 месяцев назад +10

    ኣነስ ኣብ ስደት ኮይነ እየ እሞእዚ ድራማስ ሃይስኩል ናተምሃርኩ ከለኩ ዘሕለፍኩዎ ይዝክር ትምህርተይ ኣናፊቅኩምና ዓውቼ❤😥👏

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 5 месяцев назад

      ያ ናይ ብሓቂ ንኹልና ብዙሕ ኣዘኻኺሮምና😪
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @EfremKahsay-se2gf
    @EfremKahsay-se2gf 5 месяцев назад +2

    ፁቡቅ ስራሕ እዩ ግን ሓደ ሓደ ክስተካከላ ዝግቦኦ ነገራት ኣሎ እቱ ሓሳብ ፊልሚ ገምግምዎ እና ቀፅሉሉ ፅቡቅ ስራሕ እዩ❤❤❤

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 5 месяцев назад +6

    እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ተጋሩዋይ ቀፅሉሉ ለባምተይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Zuzu-b1o
    @Zuzu-b1o 5 месяцев назад +3

    ዋው ፅብቅቲን ደስ ባሃልትን ድራማ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤

  • @tesgeg6055
    @tesgeg6055 5 месяцев назад +10

    ዓውት ክሰርሕ ከሎ ኩሉ ድራማቱሰ ዲካ ኮይኑ ይሰርሕ ብጣዕሚ ልፍትዎ የሕዝነኒኒዶሞ ድራማ ናሃለውሰ

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 5 месяцев назад +5

    ንፍዓት አሕዋተይ❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ
    @ተመስገንኣምላክ-ዠ8ረ 5 месяцев назад +2

    ብጥዕሚ ፅብቅ ቀፅልዎ ፅሩያትይይይ❤❤❤❤❤❤

  • @user-zd3pw9dv8lmara
    @user-zd3pw9dv8lmara 5 месяцев назад +3

    Wwwደቂቃ ግን ወስክሙልና የቀንየልና👑👑🙏🙏

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 5 месяцев назад +6

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ሰሪሕኹም ደቂ ትግራይ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane3334 5 месяцев назад +9

    ኣብ ሰሙን 2ተ ግዜ ልቐቑልና በጃኹም ካብኡለ ደቂቃ ውስኽ ኣቡሉልና ኣይተሕጽርዎ ተጋሩዋይ ጽሩያት ይፎትየኩም እየ ሓፍትኹም ስደተኛ

    • @fgchffhfh9256
      @fgchffhfh9256 5 месяцев назад

      ኣይትሰሱዑዶ ተጋሩዋይ 39 እኩል እዩዋ😁❤

  • @FhfHht
    @FhfHht 5 месяцев назад +1

    ዋውውውው ❤️❤️❤️❤️እንኩዓ ብሰላም መጻእኩም ከጽልሉ ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል ድራማ ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @zunbara7778
    @zunbara7778 5 месяцев назад +11

    ዋዉ ንጉስ ይቅረ ገይሩ ይቅርታ ግበሩለይ አይአመንኩን ንጉስ ምሕረት ዘይፈልጥ ጨካን እዩ ዝመስለኒ ብቀሊሉ አይገድፎሙን ዝብል ግምት አለኒ ብዝኮነ አጀኩም ቀፅሉሉ

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 5 месяцев назад

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ወዲዓደይ😍

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi 5 месяцев назад +4

    ኣየ ዓውቻየይ እኖት ደስስ ክብል ለባም❤

  • @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ
    @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ 5 месяцев назад +9

    እንካዕ ደሓን መፃኹም ተጋሩዋይ❤

  • @LemlemAregawi-ix3zi
    @LemlemAregawi-ix3zi 5 месяцев назад +2

    ዋዋ ጀጋኑ ፀቡቅ ሰራሕ

  • @BrktiGidey
    @BrktiGidey 5 месяцев назад +1

    ብጣዓሚ ደስ ባሃልቲ ቀፅልዎ ንክለኹም ተዋሳኣቲ ሓንጎልን አቡሸይ ምንጪ ሳሓቐይ😂😂😂 ❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @slamhslamh-vp3fn
    @slamhslamh-vp3fn 5 месяцев назад +1

    Tegaruwayyyy❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 5 месяцев назад +1

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ አጀኩም በርትዑ ቀፅልሉ❤

  • @wawa8948
    @wawa8948 4 месяца назад +1

    ናይ ቤት ትምህርትና ትዝታ ብቻ ኣይ ግዜ ኣስይ ተጋሩዋኒ ይመችኩም
    💋💋💋💪💪💪💪💖💖👌👌

  • @JzhzzigaGsisvszh
    @JzhzzigaGsisvszh 5 месяцев назад +7

    ኣድናቂ ዓዊቸ ልድያን እየ

  • @ተመስግንተመስገን
    @ተመስግንተመስገን 5 месяцев назад +1

    አየ አቡሹይ❤❤❤❤

  • @hymiyoutubechanel6651
    @hymiyoutubechanel6651 5 месяцев назад +5

    ጽቡቃተይ❤

  • @HabenTigray-fz1iv
    @HabenTigray-fz1iv 5 месяцев назад +1

    አረ ኣቡሽ ይሞቸዮ ዋ ልገርም ተዋሳኢ እዩ ቃፅለሉ❤❤❤

  • @KisanetTsegay-i4s
    @KisanetTsegay-i4s 5 месяцев назад +1

    ኩሉኩም ደስ በሃልቲ ኢኹም ቀፅልሉ እና ሰደት ናይ ኢዳ ኣይትስኣን ቀልጢፈ ዘይረኣክዋ ኣቡሽ ግን ማራ ኢካ ኣሲሕቅካኒ ይመፆ ኣለኩ ድየ ይኮዶ ኣለኩ በላ 😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ይሞቸኩም ቀፅሉሉ

  • @fatemhhfatemhh8076
    @fatemhhfatemhh8076 5 месяцев назад +2

    ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ሰራሕ ደቂ ትግራይ ❤❤❤

  • @DenyTeam-ii7su
    @DenyTeam-ii7su 5 месяцев назад +2

    እንዃዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋኒ ኣጆኩም ቀፅሉሉ ንፋዓት ❤

  • @ሜሬጓልተዋህዶ
    @ሜሬጓልተዋህዶ 5 месяцев назад +4

    ሊዱ ሽኮር ሰይቲ ሓወይ ክገበረኪ እየ💖👏

  • @salmasalma-en2ef
    @salmasalma-en2ef 5 месяцев назад +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኽም ተጋርዋይ❤❤❤❤

  • @Samsunga14-m6u
    @Samsunga14-m6u 5 месяцев назад +5

    ኣቡሸይ❤❤❤❤

  • @bcffybcccxc9054
    @bcffybcccxc9054 5 месяцев назад +1

    ዋዉ ኣነ ብዛ ድራማ እዚኣ ተመሲጠ ትግርዋይ ፅሩያት ❤❤❤ኣጆኩም ቀፅልሉ

  • @sas6536
    @sas6536 5 месяцев назад +1

    ኣብሸይ 😂❤❤

  • @salamhzz-rv3uy
    @salamhzz-rv3uy 5 месяцев назад +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @sadalasadala5852
    @sadalasadala5852 5 месяцев назад +1

    ❤❤ ይመችኩም በሓቅ

  • @CcVv-b3p
    @CcVv-b3p 5 месяцев назад +1

    Aseyyy des bahalti xbuk srah❤❤❤❤