ሰበር ዜና🔥 ክመቐለ ጥዑም ዜና / ጭርሖታት ሞንጆሪኖ / "ሻዕብያ ሓውና እዩ "

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 21 дек 2024

Комментарии • 79

  • @AlburhanDekel-hw4db
    @AlburhanDekel-hw4db 3 часа назад +1

    ዓረውሮው ፣ሃጠውቀጠው ዝብል ወጣት ምስ ስሙር መስተዋዐሊ ኣቦ ክዕሪ አይከአለን።

  • @mekonengebrtsadik5683
    @mekonengebrtsadik5683 4 часа назад +4

    TPS ብሃይለ ኣቢልኩም ዓመፅ ትፅውዑ ኣለኹ መሳይ መኮንን ኣስታዊስኩምና

  • @جمالابراهيم-ق1ك
    @جمالابراهيم-ق1ك 3 часа назад +2

    ትማሊ. ተኾሊፉ እንበር. ጨሪሱ. ክጥፈአና. እዩ ነይሩ. ባዓል ጀነራል. ምግበይ. አይንድቅስን. እናተብሃለ ክምዘይነበረ. ሎሚ. ማአድናት ትግራይ. መሽጋገሪ. ምስተስአነ. ሻዕብያ. መልአክ. እዩ. ፀላኢና. እትዝተረፈና. ኦሮሞ እዩ ናብ ምባል. ተጀሚሩ ንመን. እና ክንኣምን. በይዛኹንዶ. ትናቀደም. ወያነ. አብየሎ. ኣዳልዩና. ክብርን ሞጎስን. ንስውኣትና ።

  • @Yeabsraserasra-kl2ql
    @Yeabsraserasra-kl2ql 6 часов назад +5

    መልካም እለተ ሰበት

  • @WediMemher
    @WediMemher 5 часов назад +2

    We hope in the future Tigray would have far-sighted president like Abrha Teklu.

  • @gebrebahre-ld2db
    @gebrebahre-ld2db 3 часа назад

    👌👌👌👌👌👌👌❤️ልብትግራይ አበይ አሎ መንከ ወስዲውዎ ህዝቢ ትግራይ አያምበል ኒፋስ ከያቱዎና ❤️❤️❤️👍👍👍🙏

  • @tiruneshkasahun966
    @tiruneshkasahun966 3 часа назад +1

    አረ ጉደፉና በጃኻትኩም ዝሐላፈ ስቃይ ያኣኸለና😢 ተስማዕሙዑ ወይ ኩለኹም ዉረዱ ሙሁራን ተጋሩ ኣለው

  • @tekonlyathechosen-zh8jg
    @tekonlyathechosen-zh8jg 4 часа назад +1

    መድሂን ዘሓሸ ፀዓሪት መንእሰይ ትግራወይቲ እንዳሃለወት ኣብርሃ ዝብሃል ዓሚቕ ስእነት ፍልጠት ዘለዎ ግለሰብ ከመይ ገይራ biased ኮይና ይገርም እዩ:: ዝመስል ነገር ብምዝራብ ጉጉይ ርድኢት ክህልው በምግባር ንስቓይ ትግራይ ዝገደደ ቆፀሮ ዝህብ ሓሳብ እዩ ዝስኒ እዚ ሰብ እዚ::

  • @eliasg.g.egziabher818
    @eliasg.g.egziabher818 6 часов назад +3

    Hailemichael ካብቶም ናይ ብልፅግና ጋዜጠኛታት እንታይ ይፈልዮ..?? "ምክት ነይርካ ወጠጦ አይግበርካ" ድዩ ዝበሃል..!!
    ትማሊ አብጎድኒ ህዝቢ ትግራይ ነይርካ..ሎሚ ብልፅግና/ደመኛ ህዝብና/ ክትኸውን..???!!!

    • @Seb15
      @Seb15 2 часа назад

      ሰላም ፍትሒ ዘዝበለ ብልጽግና እናበልካዶ ፍትሕን ሰላምን ከይመጽእ ሃይለሚካአል ካብ መትከሉ ነቅ ዘይብል ሰብ ኮይኑ ንፍትሒ ጠጠው ዝበለ ሰብ እዩ።

  • @SolomonYemane-vz6gx
    @SolomonYemane-vz6gx 5 часов назад +1

    We need Eritrea &tigray we don't care about others suffering to much this pple

  • @جمالابراهيم-ق1ك
    @جمالابراهيم-ق1ك 3 часа назад

    እሞ እት ፋብሪካን ጀሪካን ታኒካን ወሲድዎ. ኣፅኒቱና. እናበልኩም. ንዝኹሉ መንእሰይ ኣለዓዒልኩም. ህዝቢ ክፀንት ዝተገበረ. ሓሶትዩ. ባዕልና ኢና. ውሰዱ. ኣቃፅሉ. መንእሰያትና. ቅተሉ. ኢልኩም እንተኾይኑ. ይቅሬታ. ንሻዕብያ. ንህናኢና. ተጠይቅቲ. ኢልኩም. ንህዝቢ ምሻዕብያ ተዓረቅ. ፀላእትኻ. ንሕና እና እልኩም ብግልፂ ኣቀምጡዋ።

  • @kebedetilahun7940
    @kebedetilahun7940 3 часа назад

    እዞም ዱሑራትን አብ ዘለውዎ ዝተሸኸሉ ጉጅለ አደመ ንህዝቢ ደቡብ ትግራይ ከም ህዝቢ አብ ልሳኖም ዝኾነ ወይን ጋዜጣ መኸተ ዝሐንሸሸ ኢልካ ምጽራፍ ጸረ ህዝብነቶም ዘርእይን ባዕሎም ዝሐንሸሸዎ ንኻሊእ ወገን ዝጠቅኑ ሕማቃት

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424 4 часа назад

    ንሻዕብያ ዝሕለቑ ተጋሩ ተፈልፊሎም? ዝገርም እዩ!!

  • @PisisGood
    @PisisGood 5 часов назад +2

    🎉🎉ኣቀራርባኩም ብጣዕሚ ጎቦዛት ኢኩም ግን ብዛዕባ 3ይ ዙር 70ካሬድምፂ ዘይትኮንዎ ፍትሒ ዝሰኣነ ህዝቢ ብዝተረፈ ቀፅልሉ ጎቦዛት ኢኩም

    • @tbstig
      @tbstig  5 часов назад

      ነመስግን፣ ክነቕርብ ፀኒሕና ኢና። ሐዚ ውን ክንቅጽለሉ ኢና

  • @User65432s
    @User65432s 3 часа назад

    ምራሕቲ ወያነ፥ ንህዝቢ ትግራይ ፀላኢኡ ዩ። ብደም ህዝቢ ዝላገፅ ሑሱር ውድብ ንዓና ተጋሩ ኣይውክለናን። ናብ ሳሕል ወይ ናብ ደደቢት ትምለስሉ ዘመን ቀሪቡ ዩ ደቂ ጥፍኣት። ደም መንእሰያት የሕዋትና ሰቲኩም ዶ ናብ ጥዑይ መንገዲ ከይትከዱ ጥፋኣትኩም እንድያ ኣኪላ፥ ሎሚ ንዓኩም ከድሕን ዝወፍር መንእሰይ የለን፥ መስጣ ህዝቢ ትግራይ ይውረድኩም፥ ኣይስለጥኩም

  • @berheberhane7451
    @berheberhane7451 4 часа назад

    Unfortunately, the present leadership of Tigray is 'packed' with irresponsible individuals, gone are the days when Tigray was feeling proud of its genuine and dedicated leaders. What a sad moment for the people of Tigray.

  • @MuezMarkos
    @MuezMarkos 3 часа назад

    ሰበር ዜና ትብል መደናገሪት ልምንታይ

  • @مريممحمد-س2ص2ه
    @مريممحمد-س2ص2ه 3 часа назад

    Sabeya Hawena Aykonen Adetatena zedafereu salmawey Hezbena zerasaneu saletena Eyome Enda sebehate Nega salety Hezbuey thiegray Eyome

  • @MehariAbera-k3x
    @MehariAbera-k3x 6 часов назад +1

    Nitu ziena'n haberietan n'Tigray Broadcast Service nemesigin !!!
    ETHIOPIA TIKIDEM !!!
    TSELAE'A YIWIDEM !!!

  • @TeshomeAlay
    @TeshomeAlay 5 часов назад

    አታ ናብ ሕክምና ዝወስዶም ሰብ ስኢኖም ዞም ካድረታት ወያነ

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 3 часа назад

    ትግራይን ህዝብ ትግራይን ድሒኑ ሠላም ክረክብ ዝኽእል እዞም ምስ ጀኖሣይዳር ዝመርሑን ዝፈፀሙን ህግደፋውያን ሕብረት ፈጢሮም ብውዕል ብሪቶሪያ ዝቖመ መንግስት ትግራይ ከፍርሱ ዝህንደሩ ዘለው ናይ ስርቂ ኔትወርክን ዓሌታውያን ዘይስልጣን ካሊእ ዓለማ ዘይብሎም እንዳመንጀሪኖን ስብሓት ነጋን ነፂጉን ወጊድ ኢሉን ስልጣን ንተጋሩ መናእሠይ ከርክብ እንከሎን ጥራሕ እዩ።

  • @BelayHailu-k3r
    @BelayHailu-k3r 5 часов назад

    ሻዕብያ ንረብሐኦም ክንደየናይ ጥንቁቋት ምዃኖም ህወሓትን ሓደ ሓደ ኢሊታትን ነባሕቲ ኣኽላባት ኣሲሮምልና ምህላዎም እገርመኒ፤ ስቓይ ህዝቢ ትግራይ ዕሽሽ'ሎም ሻዕበያ ከይትነኽዩልና፣ ሓውና'ዩ፣... ዝብሉ እንትሰምዕ ባርነት ሻዕብያ ባራዩ ምዃኖም ይፈልጡዶ ኾን?

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 5 часов назад

    ክዛባዕ ? ? ? ?

  • @brktitesfageris5907
    @brktitesfageris5907 4 часа назад

    nselam srah ab hzbi

  • @YohannesTesfaye-c1x
    @YohannesTesfaye-c1x 5 часов назад

    አይትሃስዉ

  • @davidyeh91
    @davidyeh91 3 часа назад

    ካብ ትግራይ ናብ ኤርትራ ሚሳይላት ምስ ተደርበየ፡ ሰራዊት ኤርትራ ነቲ ተሪፉ ዝነበረ ሚሳይላት ንኸልምስ ንውሽጢ ትግራይ ኣትዩ፡ ስርሑ ሰሪሑ። እዚ ዶ ኣይኮነን እቲ ሓቒ?

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 4 часа назад

    እቲ ዝገርም ናይ ትግራይ ኣክቲብ ኢና በሃልቲ ዳርጋ ኹሎም ማለት ብዝካኣል ኩነታት ናይ ትግራይ ፀገም ኣታሚሞም እዮም ዝትንትንዎ ወይ እቲ ሓቂ ኣይተረደኦምን ወይ ክርድእዎ ኣይደልዩን ናይ ትግራይ መራሕቲ ብዝብል ሸፊኖም ይዛረብሉ መን እዩ ናይ ትግራይ መራሒ ??? ናይ ትግራይ መራሒ ሓደ ጉጅለ እዩ ፠ጉጅለ ጌታቸው እቲ ኻሊእ ናይ ፓርቲ መራሒ እዩ ኣብ መንጎ እቲ ፓርቲ መራሒን ናይ ትግራይ መራሒን ዘሎ ፍሕፀፍሕ ደማ ናይ ትግራይ ሃለዋት ንትግራይ ምጥፋእን ኣፈላላይ እዩ እቲ ናይ ትግራይ መራሒ እየ ዝብል ጉጅለ ንትግራይ ይሸጣ እዩ ዘሎ እቲ ፓርቲ ድማ ኣይትሸጣን እዩ እቲ ፍሕፍሕ እቲ ቓልሲ እዙይ እዩ ናይ ስልጣን ጉዳይ ኣይኮነን ናይ ምንባርን ዘይምንባርን እዩ

  • @GrhanChannel-e4m
    @GrhanChannel-e4m 3 часа назад

    Hi

  • @gherHaftamu
    @gherHaftamu 5 часов назад

    ሃይልሽ ተስፋ ትግራይ

  • @gessesesamuel1562
    @gessesesamuel1562 6 часов назад

    ካብዝ ኣይነት ሰብ ካምሪኣይ ያድኽነና

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 5 часов назад

    ብዕሉግን ደንቆሮን ኣተሓሳስባ። ወያነ ኽጠፍእ ኣለዎ ምባልከ?።

  • @MehariAbera-k3x
    @MehariAbera-k3x 6 часов назад +2

    Thank you Tigray Broadcast Service for the news and info !!!
    ETHIOPIA TIKIDEM !!!
    TELATUA YIWIDEM !!!

  • @wewe5688
    @wewe5688 2 часа назад

    ትግራይ ብርድካስት ብልጽግና ኢኹም ኩሉ ተመሓላልፍዎ ጻድቃን ዝብሎን ኢትዮጵያዊያን ኮንኩም ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም ሕፈሩ

    • @tbstig
      @tbstig  2 часа назад

      ናይ ትግራይ ጉዳይ ብተጋሩ ይወዳእ። ማዕበላዊ ዓቕሚ ተጋሩ ኣብተን ናይ 8 ኣዋርሕ ተመስኪሩሉ እዩ። ሓሽከር ህግደፍ ኮነ ብልጽግና ንምዃን ዝግበር ሸበድበድ ጠጠው ይበል። ማለት "ብልጽግና ኢኹም" ኣየብልን። ንርእይቶኹም ግና ነመስግን።

  • @jfdfjr3827
    @jfdfjr3827 5 часов назад

    ከድረወያለ እንታይ እዮዝብል ዘሎ ዕሱብ ሸያጢ ዓዱ

  • @ayeleraberra4338
    @ayeleraberra4338 4 часа назад +1

    በሎም ላበልኹም አወዲእኹም ተብቕዑስ ተገልቢጥኹም መንእሰይ ትግራይ መራሕትኻ ተቓለሶም ትብል ሕፍር አይትብልይ። ኣሜርካ ኾይንኻ ትእዛዝ ምሃብ ቓሊል ዶኾነይ። መስተዉዐልቲ ምኾንኹምማ ካመጀመርይኡ ህወሓት ምገምገምኹሟ ነይርኹም። ዞወር በሉ ካሚድያ ኻሊእ ወንጀል ከይትደግሙ ሓደገኛታት ኢኹም።

  • @tsehayegereyesus7565
    @tsehayegereyesus7565 5 часов назад

    ቀይሕ ባሕሪ ንትግራይ ብምንታይ ይቀርባ

  • @HADESHBERHANE-me9ox
    @HADESHBERHANE-me9ox 3 часа назад

    ህግደፍ አበ ትግራይ
    አንዳሃለወ ችግረ ትግራይ አየፈታሓን አዮ

  • @alemshaygebremarim4642
    @alemshaygebremarim4642 3 часа назад

    ምናኣስይ ንስካ ክእ ምንእስይ ጥራይ ኣይኮነን፡ ኩሉ እንተተቓልሱ እዩ፡ ንስካ ክኣ፡ ክንዲይ ባዓልይ ክቓለስ ምንእይ ተቓለይ፡ እዋ እቶም ናይ ነውህ ግዜ ናይ ጦሪነት ተሞክሮ ዘለዎም እምበር፡ ኩሉ እዩ ዋጋ ዝከፍለላ ንትግራይ ብተለይ ተሞኩሮ ዘለዎም ካብ 60 ንላዓልይ ዘለዎም፡

  • @gidaydegefu3712
    @gidaydegefu3712 4 часа назад

    ሻዕቢያ ፈታዊ ትግራይ ኮነ ሕወሀት ኣይኮነን!!! መጥፍዒን መዋረድን እዩ!!
    ሻዕቢያ ብሓቂ ንኤርትራውያንውን ፈታዊን መዕበይ ኣይይኮነን!

  • @GenetWsillasie
    @GenetWsillasie 2 часа назад

    ኣነስ ገሪሚኒ ንትግራይስ መን እዩ ዘየጥፍኣ ስኽ ኢሊኩም ሓንቲ ትግራይ በሉ በቃ ስለኻሊእ እንታይ ኣእተወኩም ኣበይ ኣለኻ ዘይበልኻስ ኣብዝይ ኣለኹ ከምዝብሃል

  • @hailetekie9205
    @hailetekie9205 3 часа назад

    አዛ መንጀሪኖ ትብሃል ናይ ትግራይ ዮዲት ጉዲት ንሳ ትመርሖ ፍሹል ጉጅለ ፋሺሽቲ ህውሓት ብትዕቢት ጉራን ፈኸራት 1 ሚልዮን ተጋሩ አፅኒቶምን አዋሪዶምን በቲኖምን ልዕሊ 45& ግዝአትን ርስትን ትግራይ ቆራሪሶም ንፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ አረኪቦምን ከብቅዑ ሎሚን ብተን ናይ ኮሚኒስቲ ጉጅለ ህውሓት ማይ ፆሎት ውይ ፀበል ዝተጠመቃ ንብዓት አብ አዳሽ አኪባ ትስዕስዕን ትፍኪርን አላ እንተ መንእሰይ ትግራይ ግን ብመሪሕትኩም ተስፋ ቆሪፁ እግሩ ናብዘምርሖ ይስደት አሎ እስኪ ከም አዶ ርህህቲ ተኾይኪ ናብቶም አብኬንዳ ተደብሪዮም ከርፋሕ ናብራ ዘሕልፉ ዘለዉ ተፈናቀልቲ ዕሸላት ቆልዑን ህፃውንቲን ባኒ አኾልሲዮም

  • @AwetYrga-z8p
    @AwetYrga-z8p 6 часов назад

    አነኮ ዝገርመኒይ ናይ አርባዓተኪሎ ሽዋሕይበል እንታይ ገደሸና ናባዓልና ንግበር ንሽዋ አታማዓድዩ

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 5 часов назад +1

    ( ከመቀለ ) ካብ መቐለ።

  • @TsegayAlemu-i3f
    @TsegayAlemu-i3f 5 часов назад

    ንስኹም እናወረድኹም ጌች እናደየበ ካብፍርቂ ንላእሊ ተራኺብኹም ንዘልአለም ክትፈርሱኢኹም።ጀንጀሪኖ ህዝቢ ትግራይ ንጥቕሚኺ ኢልኺ አዋሪድኽዮ ክትጠፍኢ ኢኺ።

  • @TadesseKIdanemariam
    @TadesseKIdanemariam 5 часов назад

    እወ ሓውኩም ስለዝኮነ እዩ ጨፍጪፍና ዘሪፍና አናሽውና እስካቱም እውን ናይ ጊዘ ጉዳይ እበር ናኢድኩም ከምትረክብ ፍለጡ

  • @hayaluberha5887
    @hayaluberha5887 5 часов назад

    Hzby Tgray mes Eritra kedem wen zebas ayneberon meles telalaky sle neber new Hzby Eritra kone Tgray ne 60 Amet kbid waga kfilu eu sdet mot kunat ezy zybehal Hgy wen kab zhalefe tenahiru kab tfat nexa tekone yhaysh .

  • @YemaneBirhanu
    @YemaneBirhanu 5 часов назад +1

    ብጣዕሚ የሐዝን ንስኻስ ሙሁር ደም ህዝቢይ ትግራይ ከይደረቀ ምሸዓብያ ሓቢርና ንሰርሕ ባዕልኻ ዕሉል ሸዓብያ ኢኻ

    • @Tigriginachannel
      @Tigriginachannel 3 часа назад

      Tigage aloka sehabey dem keyneqexe dem mitkal ke xubuq dyu kisab meas ke kunat kiqixil nay amaniel komu zibil zelo

  • @Pitanc
    @Pitanc 5 часов назад

    Telfas gazetegna zehigus Zena? Bizaeba kuiso? Tigray ab mewatir koinas Zena kuiso premier league Ethiopia? Shem on you tig , broadcast...

  • @SalehHassen-b2d
    @SalehHassen-b2d 4 часа назад

    ምንነዉ ሕዚ ትግራይ ትግራይ ተብሉ ስልጣን ናብ ካልኦት አሓትኩም ስለ ዘምለጠት ዲያ!ሕዚ ድዩ ትግራይ ጠምዩ ሕዚ ድዩ ትግራይ ተጓሕጉሑ።ካብ 50 ዓመት ቀጥቁጥኩሙዎ።መንግስቲ ክትኮኑ ትደልዩ ምስ አክቲቪቶ ትማሊ ፀላእቲ ትብልዎም ትመያየጡ።ኢትዩጲያ ዶ አይኮንኩም ኢኹም።ጉዳማት ትስዕስዑ ድማ።ሕፈሩ።

  • @ChfjcHfjff
    @ChfjcHfjff 5 часов назад

    Zgerm eyu ezi mehr zbluwo zelewu bmntayu eyu zhasb . Wa atum sebat shaabiya malet eko hlawena dqas zkel o aremenye eyu.

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 5 часов назад

    nab Asmera zkede werki yelen hasot eyu

  • @brktitesfageris5907
    @brktitesfageris5907 4 часа назад

    shabya malet hzbi malet eyu anta denqoro shebya malet hzbi eyu nslezi ms hzibi tbaas aleka

  • @MehariAbera-k3x
    @MehariAbera-k3x 6 часов назад +1

    Le zienaw ena merejaw Tigray Broadcast Service'n enameseginalen !!!
    ETHIOPIA TIKIDEM !!!
    TELATUA YIWIDEM !!!

  • @Tirhas-rs2od
    @Tirhas-rs2od 6 часов назад +1

    Hose few in number who benefitted are clamping but the majority who have been suffering all a long the history of these cabal are sad.

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik652 3 часа назад

    Bhaki tigraway mkwan hsret eyu.bkemey eyu zehgus koynu ms chefcheftu zsawet hlna albo ganta .Ethiopia tay entegeyratna eina kem selait nhasba?

  • @befairbalance7507
    @befairbalance7507 4 часа назад

    Tigray people are starving to death those sibhatawian are having fan dancing shame on sibhatawian corrupted Shabia sympathizer group guhilatat billioner and millioner selfishv

  • @Girmay-j8w
    @Girmay-j8w 5 часов назад

    መልሓስ ጥራሕ

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 4 часа назад

    እወ " ሓቁ እዩ ነይሩ ፡ ኣብ ምውራድ ይኹን ኣብ ምድያብ ፡ ዘራኽብ ዘራኽብ ኣይምነበረናን ! ብገዚፍ ጌጋ ግና ! ባዕልኻትኩም ኢኹም ኬድኩሞምን ፡ ተጸምቢርኩሞም !!! ቶኽላን በጊዕን ዶ ኣብ ሓደ ደምበ ትዓጽዎም ኢኻ ?

  • @alemmebrahtu6305
    @alemmebrahtu6305 4 часа назад

    በርትዑ

  • @RedaeGirmay-u5e
    @RedaeGirmay-u5e 5 часов назад

    መሬትና ዘይምልስ ምዕቃብ ውዕሊ ፕሪቶሪያ እንታይ ዋጋ ኣለዎ ኢልኩም ንስኹም ውን ሓሽከር ኣቢይ ኣሕመድ ኢኹም ኢልና ፈሪጅናኩም ኣለና ኣቱም ኻሕዳማት tbs tv

    • @tsegayekassa8663
      @tsegayekassa8663 5 часов назад

      Qalsi yakelena.Selam yeshena!!
      Beqalsi tewelidna beqalsi arigna beqalsi kenemewet ina.

  • @GrmayGidey
    @GrmayGidey 5 часов назад

    ሓቂ ሃይለ።

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 5 часов назад

    ትግራዋይ ንዘረባ የሴፍ መበገሲ ጌርካ ነዛ መርዚ ትነዚሕ ሰበይቲ ፈትለወርቅ ትባሃል ካብ ጉዳይ ትግራይ ከምትወጽእ ከይገበርካ ኣይክትዕወትን ኢኻ!!!

  • @BelayHailu-k3r
    @BelayHailu-k3r 5 часов назад

    ፈትለወርቅ ኮነት ኣለም ብፍፁም ተኣምር ንዝኾነ ትግራዋይ ዴሞክራት'ና'ሎም ክሙቱ ኣይኽእልን፤ ሓንቲ መዓልቲ ጨና ዴሞክራሲ ለጊባቶም ስለዘይትፈልጥ። በዞም ሰባት'ዚኦምን ዉዱቦምን ዝዕሸ ትግራዋይ የለን። ቅበፁና!

  • @gherHaftamu
    @gherHaftamu 5 часов назад

    ህውሓት ጉጅለ ሌያቡ........

  • @RobelFissaha
    @RobelFissaha 5 часов назад

    ጀንጀሪኖ ንስኪ እናወረድኪ ንሶም እናወረዱ እባ ተራኪቡኩም ብግልባጡ ስራሕኩም ኣብ ኩናትን ወረ ኩናትን እምበር ኣብ ሰናይ ምሕደራን ሙሁዞን ዳኣ ክትነጥፉ ብደም ኢኣቢኩም ብደም ዛኣረኩም

  • @Jemilabay
    @Jemilabay 5 часов назад

    ዝሓውና ዝብሎ ዞሎ ሓቅን ሓቅን እዩሞ ስምዑዎ እታዘላ እንኮ ኣማራጺት እዚኣ ጥራሕን ጥራሕን እያ ካሊእ የለን

  • @TeklayAssefa-i7p
    @TeklayAssefa-i7p 3 часа назад

    ሓሰውቲ ለያቡ