هههههه الحقيقة ليماذا هذا اهتمام لي هذا الرجل الكاذب الذي يدعي باع البندقية لمن باع البندقية يقول لي حركة االساهو وين كانت حركة الساهو اذا كانت حركة الساهو موجودة هل كانت تستطيع شيرا الصلحة بثلاثون الف لي بندقية واحدة اذا حتي ويجدة البايع هذا مهارات سعاليق مره يكون ابناء كوماديس ومرة كمان ابناء ودي قبةومرة ابنا مناضلين والا واحد افضل من الثاني
ብሓቂ ዘርእሰናይ ብዓል ዓቅሊ ኢካ❤❤ ጅግና ቀጽሎ ጽብቅቲ መደብ ደቂ ኤረ ሳብስክራይብ ንግበር
ዘርኢ ሰናይ ደጀን❤💪🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
Zeresenay the great very amazing and instructive moderator and inclusive as usual.
ሃፍቶም ባርኔቴ ኩሉ ድዛረቦ ዘሎ ሓቂ ኢዩ ሃፍቶም ጅግና ኢዩ ወዲ ጅግና ከማን ተበዲሉ እንበር ወዲ 8 ዓመት ኢዩ ንሜዳ ወጺኡ እዚ ኣፈወርቂ ድዛረቦ ዘሎ ኩሉ ጌጋ ኢዩ ዝሓወ
Afework man very excellent job ❤ well done set ablo,, kfelen bolo ?🇪🇷
Zeraseni the great man 👈🏼
ክክክክ ኣታ ቁሩብ ክእመን ዝኸእል ዘይትዛረብ ። ሃብቶም በርነንተ ናይ ስርቂ ባህሪ የብሉን ፡
ብልክዕ ሃብቶም በርኔንተ ወዲ ኣሃዱየ እዩ ኔሩ ብኮሙኡ ኣይፈልጦን እየ
ሃብቶም ብኣፈወሪቂሲ ታሪክካ ኪትናዘዝ ኣብዚ ትገሪም እካ ❤❤❤❤❤❤
እዋይ ሀገረይ ሀገረ ጀጋኑ ብእፍሊ ሐሰዉቲ ቀተልቲ አኽላባት ሸራሙጥ ተበሊዕኪ።
Nay BAHAQI KULOM QETELTY SEREQTY MEDENAGERTY ZINEBERKUM AB ERITREA KITATYWU SILE ZEY TIKIELU MISFELETKUM EKUM TIGRAY TIEWET ENDA BELU ZEEWIU SEB HILINA ALBO EYOM 🤮🤮😡😭😭‼️😡‼️
@@azebnegasie7911 ኢሱ አፈጨርቂ እዉን ካብኦም ይገድድ። ነዚ ወጃብ ብሚኒሊክ ዝተሰረሔት project Ethiopia ክብል ልዕሊ 50 ሽሕ አሕዋትናን አሐትናን ሐሺሽዎ አሎ
ሻዕብያ ዒራዒሮ ካብ ትአቱ 20ዓመታ ሐሊፉ፥ ህግደፍ ንጎንደር ካብ ትግዕዝ ሳልሳይ ዓመታ።
አብ ናይሮቢ ጥሩሑ ምሰ አዉጽእዎ ኢሰ አፈጨርቂ ከምዛ ዘይጨፍጮፎ ህዝቢ ትግራይ ከምዝተበደለ ይምህረና አሎ።
cry my beloved country ! Oh Cry !
We have a lunatic dictator and frenzied hood looms in his image and uninspired bunch !!!
ATA ALEX TIBAHAL KAB FILTET ZERO EKA ENTRFO XERFI KALIE FILTET YEBILKAN ENTE AFEWERKI GN RESPEKT AFEWERKI KAB MIETY YHAYSH KABAKA‼️
@@azebnegasie7911 ወሪድዎ 100 ሐደ ምስ አልገስካያ 00 ትኸዉን እቲ ሐደ ባዶ እታ ሐደ ካልአይ ባድ ሐሻካ ይብሉ ዑንሱብ እንዳ አሕሞይ
ብጣዕሚ ዘሕዝን ደይ ኤርትራውያን
ብራቮ Alex Wedi Amora ክብር ሰብ ክብርታት ተጋደልትና ክሕሎ አለዋ
Zeresenay great job
ካብ ትግራዋይ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ጥራይ ተጠንቀቁ
ሃብቶም በርኒንተ ኣዝዩ ጅግና ኤዩ ነይሩ
ብግሩፕ ኣይተጥቅዕዎ ንኣፌ፡ ለያቡ።
ኣታ በርኔተ ብሓደ ኔርና ካብ 271.1 ጀሚሩ ክሳብ ተኽሊጥ ናብ 21 ኬድና በርኔተ ትኽክል ኣሎ።
Bernta sebay jegna eue wde jegna eue enta aferke gene gohfe eue
ኣታ ውዲ ሃብቶም ዘዲልየካን ዘየዲልየካን ኣይትዛረብ የራሲኑካ ኣለው please please
Menyu ze awet video kefto
Zere Senai you are having a good time .
😅😅afe jgna kulom tegaru eyom 😅hji tegetimom eyom kulom
Ewayyyy ate eti awet da kendey yewen eyu azeraerebu
በርኔተ ጅግና ዕድመን ጥዕንን ይሃብካ ፈጣሪ
ማርያም አደይ እዞም ባባ አፈወርቂ ክንደይ ይሕስዉ
Why you're fighting??
ዘይ ረብህ ሰብ ኣበይ ይጥቅነካ ኣበይ ከ ይጉዲኣካ ተፈልጥካ እዞም ከም ባኣል ኣፈወሪቂ ዝመሰሉ መዝሃሊ ኣረሪ ዝነበሩ ኣብ ፀገም ሃገሪ
ኣብ ግዝየ ሰካም ዲማ ካብ ሃገሪ ምውፆኦም ሰላማ ረኪባ ታሃገሪ !!!
ገበን ዘግብረ ናብ አንዳ ህግደፍ አዩ ዘጽጋ, ሓስወትይ ሃገር ka የብሉ
ኣፈወርቂ ዓይኑ ጥራሕ ዘይኮነ ወላ ሓንጎሉ እዩ ሓዉላል
Zerisenay jegna
ነበረ እንዳበልኩም ካብ ትዛረቡ እዋናዊ ንህዝቢ ዝጠቅም ዘይትዛረቡ ወይ ስራሕኩም ዘይትሰርሑ ኣየ ዘርእሰናይ ካኣእዩ ተዓዛቢ ወይ ጉድ ንስኹም ተማሓድርዋ ዓዲ ድኣ እንታይ ክትከውን
Deki erey aytxarefu teradadu
አፎም ሐሳዊ፠ እቲ ጌጋ ግን ናትኩምእዩ ምስመን ትዛረቡ አሎኹም ሐደ ቖልዓ ዘይዛረቦ ዘረባ እዩ ዝዛረቦ ዘሎ አፈወርቅ
This all criminals hgdf so very soon no more hgdf and supporters in eritrea we will see every body in justice after hgdf
አነ ኣልርኩ 21
ብራዋ ንፉዕ አገባብ ግበር መራሒ ኒረ ትብል አለካ ሰለዚ ተሰራዕ ጊጋ ክትእርም ኦበር ጊጋ ጊሮም እሞ አርሞም ሐቁ ሕጂ ሐንቲ ሐቂ ተዛረቡ አፎርቂ ሰለዚ መጀመርያ ነዉሰወከፍካ ነብሰካ ፈትሸ ሰርዓት ግበሩ አገባብ
Yes
Zere you having a good time with these Ifiots
Ata Zerisenay entay ekum tesmuna zelekum, entay kitrekbu ekum mexaweti agametat tigebruna, bejakum kemzitat aydegem
Ya eziye bernentiye Protokoll zelwo koynu yesmaniye neru saket eyou ba ata mes aforikiye yekata alo
ሓቁ ኢዩ ሃብቶም ዝብሎ ደሎ ዓማ ኣነ ይፈልጦ ኢየ ኣብ ዓዲ ሃኪን ኔሩ ክሳብ ዝስዋእ ብሕማም ከም ተሰወኣ ከኣ ይፈልጥ
ውልቂ ሰብ ን ኤርትራ ኣይውኽላን እዩ ግን ሰብ ኽረድእ እንተኺልካ ናብ ሰብ ኣይትቅረቡ ኣፊ ገጹ ንርእዮ ኣሎና።
ኣፈወርቂን ሰልጠነ ንሓሶት ኢሎም ዝተፈጠሩ ሓቂ ክዛረቡ ከለዉ ጥራይ እዩ ዝገርመካ
Resahat
Thanks Alex
እዛ ሃብቶም በሪነንተ ዝብላ ዘሎ
ኣብ Ethiopia ከሎ ደሪፊ ደሪፈሲ ንሲካ እከለ ወልዲካ እሎ ሃደ ሃላፊ ፀሪፊኒ እሎ ኪዛረብ ኣነ ብእዝነይ ሰምአዩ ሃቁ እዩ ትኪክል ኣሎ ዋኢ እንበሪ ሃቅነት ኣለዎ
Hasewt
ሓውለለዲን ስርሓት መደበርሲ ሰብ ረኺብኩም ተዘራርብዎ ብጀኳ ነገር ካብ የማን ናብ ጸጋም ምጥምዛዝ ካልእ ስራሕ ዘይብሉ እቲ ጌጋ ናትኩም እዩ .......
Gefah
@@wedimereb1166 ወዲ 40 ጸቢብ ርእሲ 😛😉😏🤣🤣
Medre lieba kezabat lekbut metkel zeyblom hebtom zersenay bejakum hefru
Afewerki atagohaf sebay Kun nay sebay tezareb
berente malet ezi kblo ztsenh 100% haqiu eyu tarik zelowo jigna eyu
zynatu aytahbwo bernete malet
akbari seb
zynatu zydely
nemtay afkum tershu
ሓዊላል ዋሕድ ክክክክ
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Awet gobez ybahal ezi lkbat bret seriqu eyu keydu
Anbesa wedi Eritrea Zeresenay
Ezi sdi shmagle why eikum abzi thwswo
ሰአላም
Eritrea ኣትካ በሪነንተ ታኣወት ሰብኣይ ባኣል ሲረ ብእላማ ፂወፀ ብእላማ ሃገሩ ይምለሲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤2003 መሳዲዲተይ
Berninte ama aeb barentu eiu tekebir afewerki kea hasawi ama bids u meitu
Ata Bernente Entay Tbil Aleka Gidefo Endo
ብጣዕሚ ዘአሕዝን ኢዩ ኣፎርቂ ዕድለኛ ኢኻ ምስ ሃብቶም ኣብ ዩኡቱብ ኮፍ ኢልካ ኽትዛረብ ሓፋሽ ናዓካ በትኺ ጽን ኢሎም ኽሰምዑኻ ብጣዕሚ ዘአሕዝን ኢዩ ሃብቶም ዓርከይ ናዓይ ኣብ መስመር የአትወኒ በአጃካ ዘአርእሰናይ።
Afewerki nay wtehader temekuro yeblkan areftiy kitkeyd enda botoloni eika terekbo
beka mitikika tirah kalie kumneger yelen atum akifikum yihwat ezi tigebruwo zelekum tsibuk aykonen
ሃብተጋ ዓርከይ ትረክቦ ክክክ
هههههه الحقيقة ليماذا هذا اهتمام لي هذا الرجل الكاذب الذي يدعي باع البندقية لمن باع البندقية يقول لي حركة االساهو وين كانت حركة الساهو اذا كانت حركة الساهو موجودة هل كانت تستطيع شيرا الصلحة بثلاثون الف لي بندقية واحدة اذا حتي ويجدة البايع هذا مهارات سعاليق مره يكون ابناء كوماديس ومرة كمان ابناء ودي قبةومرة ابنا مناضلين والا واحد افضل من الثاني
እንዳ. 21/ኣለና
Nimintay Amixiekum yu eti hito kemizi Tarik enitY Alkum mexihaf hitemu bhanusab neta mexihaf kem silage wen hitetiyo Azewiteru ezi wen tarikyu
Nola's neti tegadalay yu elus biedis
ደቂ ብዓትሓ ኣለና መን እያ ስማ እታ ጓል
Like 🇪🇷
ሰረቕቲ መዓስ ይብአሱ ክማቐሉ። ኩላ ገበናኛ አብ እንዳ ህግደፍ ይእከብ
የግርምካ አዩ ኩሎም ናብ ህግደፍ ዘጽጉ ባንድራ ሒዞም ዘልዝሉ, ተግጥሞም ግብኛናት አዮም, ኣብዛ ኣፍወርቂ ሓቀኛ ኣሎ,
@@habtom3536 ዋላ ንሱ እዉን ሐሳዊ ተጋማጠሊ ሐዊ ምስዋር ባህ ዝብሎ ጉሐፍ እዩ።
እታ ጓል ብዓትሓ መን ስማ ጓል መን እያ እባ ንኣፍየ ሕተቶ፡ደቂ ባዓትሓ ኢና ኣበይ፡ዩ ዓሚጹዋ
በርኔንተ ኣምበሳ ንሱዩ እቲ ሓቂ
ጽዉጽዋይ
ኩሉኹም ሰረቕቲ ዓመጽታ ሐሰዉቲ ቶሮጎብቲ ኢኹም አፈወርቂ በርኔንተ ዋላ እቲ ጀልጋድ ተዛረብ ኢሉ ዝለፍለፈ።
Bernentetat!kkkkkkkkgggggvvhhhhhhh eritra nyakhtkum welda ah zehizin iyu!!
Tkkl alo haft jgna
. Semeta
Tegeseiomo
Giena
Eritreawian
ኣታ እዚ ካብቶ ትግራይ ቴወት ዩ ይመስለኒ
በዓል መክደን ጉሐፍ ልዕሊ ምውታት 👻
ሐደ ዝረብ ሰብ ዘይብልኩም ተዛሪብኩም አይተዛሪብኩ አብስደት ክትበልዩ ኢኩም ዱኩሜ ሕልና👻👻👻
Nska ke abey dika tnebr zeleka? Lokmax tegombahi
ሃብቶም ዘይትገድፎ ኣዘፍዘፍ ዘረባ ሽመልባ ሓሱስ ወያነ ኮይንካ ክንደይ መናእሰያት ኤረትራዊያን አበሳቢሰካ ከይአክለካ ምስቲ ንፈትዎ ሓውና ዘረሰናይ ስሙ እንዳልዓልካ ክትዛረብ ትብዓት የብልካን ኣንታ ሰራቂ በርነንተ ግዜካ ተጸበ።
KAM MANSY AFTI SAT MANSY NERU JAGNA WADI JAGNA MAST YFTU SBYTI YFTU AB GMBR GAN TAWGO WOGA SFSIFU YAWXA ANDA TOKOS ANBSA EYU HAFTOM MAHRI
እንዳ 21 ኣብ ሳልሳይ ወራሪ ኣብ ማይ ቋቋሕ እንድና ነይርና ክንደድኡ ከ ይሕሱ እዩ ዝ ኣፈወርቅ ዝባሃል ሰብኣይ ህኮት
ሓውለለድን ዝያዳ ሓውሊሉ ኣሎ. ታሪኽ የባላጽሑ ኣሎ.
W
Afwerki Astewel
ወገንነት አይ ትግበሩ ሐሳዊ ኢካ ንአፈወርቂ አይ ትዓምጽጽዎ
ኩሎም ገብነግንታት አዮም,,,,,,ኣፍወርቂ ሓቁ ኣሎ 👌
Alex donkoro hgdef daa mas lbi alekum bzaeba nay wlkawi hiwetu entay ymlketeka ethiopia und uganda kid seb mktal daa kem sbenet ekum trieiwo tiritat
Shawsh deia tanki tesekimkaqa msegerka. Kndi emba tkewndeia. Wayyy
Awet aythasu
Merhaba Bernante dehri newih
B
Beqa halewlew hiwet yeblkumn
እንዳ ሽፍታ ድአ ብረት ይትረፍ ሰብ እንድዮም ዝሸጡ እዚ ኽአ ባርያ ድአ ሐሳዊ እዩ
Eritrean
Bereta
Sabia elena
ata nexbha melel kegbra dele ey mestom esbat
7
21
@@Eri54789 moyte 😂😂😂 live zelewu mesiluwo 😂😂😂😂
Hawlal takl aynu
ተወልደ ዓማ ብአድስ ሞይቱ
ወዲ ኣብርሃ ዓጋመ መራሒ ክፍለ ሰራዊት ወዲ ዓዲ ተጓነፍ ድዩ
Kkkkkkk