Why do we beleve what she wrote is truth. She is poletician and ofcourse she try to cover her failury . She is responcible for the life lost in that war.
Suzanne Rice she gave it to Papaya as much of she. Can she give it to she support but God stand with us and our president we win. She did what she can her and others but nothing is greater than that God thank you President Isaias afeworke 🙏🏾 for fighting for us. Whatever they say we know you were telling the truth and we see it and God bless you.🙏🏾♥️🇪🇷♥️
You missed an important point in her memoir- she could have stopped the war- TWICE. First, she could have let Badme be occupied by Rwanda or US troops, until the decision was made in the International Court- Eritrea agreed, but Ethiopia refused. The second time- Richard Holbrooke wanted to stop the war, resulting in the split of TPLF. He was strong on TPLF. The US could have stopped the war, by making it clear that, if Ethiopia occupied Badme by force, there would be consequences - but sided with Ethiopia.
Well u need to analyse what she wrote in her book. Because it is very biased and it lacks something. And I would love to hear from you the Eritrea perspective. This is for you Mathewos Zelalem and Said Mohamed
That snake woman favored Ethiopia in 1998 war and constantly attacked Eritrea from 2000s alway until 2016 when she retired as a diplomatic, but Isaias handled her very well, lol
Susan rice is answerable for every wickedness she did against Eritrea. There is no one who crucified Eritrea like this lady. But God who is rich in His mercy had remembered Eritrea. Shame on you Susan Rice.
She forgot to mention Eritrea 🇪🇷 was the rightful owner of the disputed land and was awarded All of it. I assume that was the reason why she was allowed to tour Eritrea in 2001.
እዛ ረሳሕ ሱዛን ደመኛ ጸላኢት ኤርትራ ኢያ
ኣብ ጸሊም ታሪኽ ናይ ኤርትራ ክትስነድ ኢያ
👍👍👍👍👍👍👍👍
Absolutely 💯 💯 💯
አብ ጸሊም ታሪክ ክስነድ ዝግብኦ እቲ ውልቀ መላኺ እዩ::
@@mr.hrealpeople2135sekit nefat guasa 😂
@@Burie22 ጸርፊ መለክዒ ድንቁርና እዩ:: ከማኹም ደናቁር ቲፎሶ ሒዙ እንድዩ ሃገር ረሚስዋ ዘሎ
ሱዛን ራይስ ዝፋሓሶቶ ገመድ ኣብ መንጕ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክሳብ ሎሚ ዘሎ ኾይኑ ዘክፈሎ ዋጋ እዃ ብዙሕ እንቶኾነ ሕጂ ግን ኣብ ምልሕሉሑ ኢዩ ዓወት ንኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🐪✝️☪️9️⃣🦾👈🏽
ንሳ ዘይኮነት ናይ ጽጥታ ኣማካሪ ዝነበረ እንታይ ሌክ እዩ።ሕጂ ጅብ ጀነቭ ዳይርክተር የኔሴፍ ዘሎ።ሱዛን ክብ ጸሊምን ህንድን ትውልድ ብዓሌትነት ትናውጽ ኣሜሪካ ተወሊዳ፡ስታንፎርድ ኤክስፎርድ እናተደፈእተ ትማሂራ፡ኣልዕል ኣቢሎም ኪኢላ ሩሲያ ጌሮማ።ብምንታይ ሓላፊት ኣፍሪቃ ኮይና ጉዳይ ኤርትራን ኤትዬጲያን ኮይና።ንዕቀት።ሎሚ ኣብ ጉምሩክ ትስርሕ ኣላ።ጥቅላሊ እቶታ 30 ሚልዬን፡ካበይ መጻኡ።
@@henokhiyabu9981 ኩሎም ሓደ ኣጀንዳ፡ ኣጀንዳ ሸይጣናዊ ስራሕ ኣሜሪካ ኢዩ ዝገበርዎ እዃ ሒደት ኣይኹን እምበር ዘመኖም እናተወደኤ ኢዩ 🙏🏻🙏🏻
ናይ ሱዛን ተንኮላ ዘይፈልጥ ኤርትራዊ የለን
አምላክ ግን ይርኢ ዩ👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Susan Eritrean People never forgot u the worst women ever😢
Kebti nesa do ne Eritrea merhata deya neti asha meraheka wekso
@@abrnyiosasfha7698ኪድ ኣታ ዓጋመ ሩኹስ ወዲ ሩኹስ ጓሓፍ መነዲኻ ፍለጥ ኢሉካ ናይ ክልልካ ግበር
ስቕ በል ቆንዳፍ ብሰንካ እየን አዴታትካ ኣሓትካ ካብ ክልተ አመት ክሳብ ሰብዓ አመት ህወሓትን ደገፍቲ ህወሓት እንዳተጋሰሱ መወዳእታ ዝቐትልዎን ዘለዉ ሱዛን ዝጠቀመትካ ከይመስለካ ብሓሶት
She is meles wushima .eritrea is always been for word 💯 👏 🙌 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዛ ሓሳዊት ባዕላ ዘሳወረቶ ንኤርትራ ኣጽዋር ኣጊዳ ንኢትዮጵያ ክተዕጥቕ
ሱሳዛን ራይስ ኣብ እትዮጵያ ኤርትራ ኡጋንዳ ሩዋንዳ ዝነበረ ተስፋ ዘቅሃመት ሰይጣን እያ።
Susan is the worst women
ወይዛ ጸግላል!! እንታዲኣ ኮይና ደኣ እቲ ቅኑዕ ውሳነ ዘይገለጸቶ ባድመ ናይ ኤርትራ ከምዝኮነት። ልዕሊኦም ጠላም ሓሳዊ ከምዘሎስ ከኣ ተጠሊምና ይበሃለለይ።😂😂😂
ዘዝመጹ መራሕቲ ኢትዮጵያ ከደምቲ ብኣሜርካ ዝዛወሩ እዮም
ክክክክክ ኣየ ንስኩም ኣበይ ኣላ ንክቡር ፕረሲደንት ተክፍእ ኢልኩም ሃሰው ኢኩም ትብሉ ሱዛን ራይስ ሓሳዊት ከም ምዉት መለስ ኢያ ኢሰያስ ኣሸጋሪ ኣይኮነን ጅግና ኢዩ ሱዛን ሓሳዊት ንስኩም ደገምቲ ሓሰውቲ ካልእ መሊኡ ኣለኩም ዝትርጎምን ዝንበብን ስእሰያስ ተክፍእ ስለ ዘላታ መሪጽኩማ ዱኩማት
I ABSOLUTELY agree with your comments.
ygermeka u ezi wedi ane yketatelo eya delayi lewti zeykone xlat nay eseyas tray u zelewo mknyatu suzan nmlua kerni africa zbexbexet hasawit diplomat mkana kulu afrikawi yfelta u
100% agree
PIA ከመይ ዓይነት መራሒ ሙካኑ ብካልእ ክትሰምዕ ማራ እዩ ዝምስጠካ ""
መለስ ግን ይሰግደላ ኔሩ ይከውን እዩ😂😂😂
ይወርደላ ኔሩ ክትብል ዲኻ😂
Why do we beleve what she wrote is truth. She is poletician and ofcourse she try to cover her failury . She is responcible for the life lost in that war.
ABSOLUTLY
" ዘረባ ኣደይ ለቱ ኣየውፍር ኣየእቱ"
😂😂😂
ከደምቲ ምዕርባውያን
መራሕቲ ኢትጵያን ኮሎው ብከመይ ሰላም ይርከብ
ዘይፍትሓዊት ዘይርትዓዊት ሕልና ኣልቦ ሰብ ዘሕዝን እዩ ጸለምቲ ካብ ጽዓዱ ዝኸፍኡ ምኻኖም በዚኣ ተማሂርና😢😢
ሱዛን ራይስ እታ ደመኛ ጸላኢት ኤርትራ እያ። ፕ/ት ኢሳያስ እሞ መን ክዋዳደሮ።
ታሪኽ ዘይኮነስ ነብሳ እያ ትከላኸል ዘላ ፡ ትሕሱ ከኣ ፡ ምስ ፖል ጋካመ ኮይና ኣብ ኣዲስ ኮይና እያ ኣዊጃቶ ፡ ደሓር ናብ ኣስመራ ከይዳ ፡ ናይብሓቂ ነቲ ዲፕሎማሲ ውድቀታ ክትከላኸል ትፍትን ዘላ ፡፡
ንምንታይ ኢያ አባ አዛ ሰብ አዚኣ ሓቂ ዘይትዛረብ ኩሉ ግዜ ሓሶት።
VIVA Eritrea 🇪🇷
Suzanne Rice she gave it to Papaya as much of she. Can she give it to she support but God stand with us and our president we win. She did what she can her and others but nothing is greater than that God thank you President Isaias afeworke 🙏🏾 for fighting for us. Whatever they say we know you were telling the truth and we see it and God bless you.🙏🏾♥️🇪🇷♥️
እንታይ ዝዝረብ ረኪበ ኢልካ ኢካ፡ ናይ ዞም ሓሰውቲ ጸለምቲ ኣሜሪካውያን። መሳርሒ ኮይኖም ኣብ ዓዶም ኣሜሪካ ንህዝቦም ዘይኮኑ ደናቁር። እዛ ሰበይቲ ትግራወይቲ ኢያ። ኢሱ ሲዒሩዋ ኢዩ። መለስ ከኒፉ፡ ወያነ ተጓሒፉ፡ ኣሜሪካ ካብ ኣፍሪቃ ከም ትግለል ጌሩ፡ ስለዚ ኩናት ፡ ኣብ ባድመ ኣይኮነን ተወዲኡ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ምብቃዕ ኣሜሪካ ኢዩ ተወዲኡ። ስለዚ ፕረሲደንት ኢሰያስ ፡ ጅግና ኢዩ። ኣብ ዓላ ጀሚሩዋ ኣብ ሽዋን ዋይት ሓውስን ወዲኡዋ። ስለዚ ኤርትራውያን ዋጋ ከፊልና ን ክብረትናን ናጽነትና ሓርነትናን። ተፈጸመ።
👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንዓዓ ብዝጥዕማ ግጉይ ሓቤረታ እያ ጺሕፋቶ ዘላ
ሱዛን ሓላሚት ምስ መለሰ ዉዓግ ኣብ ቀይሕ በሕሪ🇪🇷 ከተሽኮንድር ክትሕምብጥ ሙኽላፉ ዝሓመመቶ ብድርሰት ምቕራባ ንዓና ኤርትራውያን ወይከ ቅጭጭ።
ተለኣኣኺ ከዳሚ ጎረቤተይ ክህብትም ኣይፈቅድን ንዝበለ በሊሕ ርእሲ ምባል።
ወልፋሳት ስራሕኩም ግበሩ ስራሕና ንገብር ኣለና ዝበለ ብሉጽ መራሒ ቀይሕ መንጸፍ ኣየንጸፈልናን ኮሸምሸም ዘይብል ዕቡይ ሓራቅ ግን ማራኺ ሰሓቢ እንታይ ኣምጾ?
እሞ ሕርር ኩምትር በሉ እምበር ኤርትራናስ ዋናታት ኣለና🇪🇷🕌❤⛪️🇪🇷
አሜሪካካብ መዓስ እያ ብዛዕባ ሰላም ክትዛረብ. ናይ ዓለምና አሸበሪት ሃገር እያ. መሳርያታት ታንክታት ዘዕጠቀታ ንኢትዮጵያ ንሳቶም ደይኮነን. ማዕቀብ እናበሉ እባ ጅዋ ዘሓዙና ዘይርስዑ ጸላእትና ምኻኖም አይንርስዕን
እዛ ሳጥኒአል ኩሉ ብሰንካ ኣብዚ ኩሉ ሽግርን ስደትን ኣብጺሓትና።
You missed an important point in her memoir- she could have stopped the war- TWICE.
First, she could have let Badme be occupied by Rwanda or US troops, until the decision was made in the International Court- Eritrea agreed, but Ethiopia refused.
The second time- Richard Holbrooke wanted to stop the war, resulting in the split of TPLF. He was strong on TPLF.
The US could have stopped the war, by making it clear that, if Ethiopia occupied Badme by force, there would be consequences - but sided with Ethiopia.
እስኻ ድሮን ዘይኮንካ ናይ ባሓቂ ዶሮና ኢኻ።ድሮን ዕላማአ ሳሕቲ ብጌጋ ተዘይኮይኑ ብሳተላይት ተመሪሓ ጉቡአ ትፍፅምያ።ንስኻ ድማ ዶሮና ስለዝኾንካ አንፈት ዘይብልካ ከምቲ ዶሮና ታአኪቡ ንላዕሊ ይቑለል ተደለይ ንቕድሚት ይውንጨፍ ይኾልል ፋሕ ይብል።እዚ ንሳ ዝበለቶዩ።ይኹን እምበር ንስኻውን ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ንኢስአያስ ንምንአስ ወይ ምክፋእ ትጥቀመሉ አለኻ። ቅድሚኡ አብ ባዳን አብ ዛላምበሳ ክባብን ንባዕሉ ቅድሚ ዓመት ናይ ኩናት ባድመ ንህዝቢ ባድመ ገዛውቶም አፍሪሶም ዝጓሓፍዎምከን ካሊእን ትፈልጦ ዲኻ?ግን ንስኻን አባት ነብስኻ ማቴዎስን ብስምዒት ትኸዱ ወይውን ብጠቕሚ ወይ ድማ ተላኢኽኩም ትገብርዎ መደናገሪዩ።ምናልባት እስኻኳ ዝተባሃልካዮን ዝፃሓፉልካ ተንብብ ምዃንካ አብዚ ቁሩብ እዋን ገለ ሓቅታት ብዛዕባ ሃገር ዝመስል ምስ ጥቕሚ ናይ ላይክ ዝኸይድ ክሞልቆካ ስለዝራአኹልካ አይታሓዘካንዩ።
ወዲ ኣፎም ማለት ኣንበሳ እዩ ስርሓርሖም
ስለ ዝፈልጦም እዩ ሻጥር ናይ ኣሜርካ ጠፍእና ኣይኮነን
እዛ ጸርኢ ሰይጣን ባዕሎም ዝወልዕዎ ኩናት ሲ ከምዘይትፈልጥ ኮይና ትገልጽ
Ygermyu mehferi zeblom
ምዕራባውያን አንጻር ረብሕኦም ትኸይድ ኢንተኾንኻ ኹሉ ግዜ ምስ አጸለሙኻ ኢዮም
እዛ ወይዘሮ ንማለሊት ጭቃ ርእሶም መጥባሕቲ ጌራ ናይ ኣባጮጎራ ሓንጎል ገጢማትሎም ዝኸደት እያ አንቶኖሊክ ቀንዲ ኣቃጣሪ ናይ ኲናት ዝነበ እዩ ንመለስ ርእሲ ፋርኔሎ ዘራስኑ ዝነበሩ ዓበይቲ ሙጹጹላይ እዮም ኩሎም መጨረሽታ ውን ማለሊት ኣብ ባድመ ዓሪዳ እምቢ ከም ትብልን ውዑል ኣልጀርስ ተወንዚፉ ከምዝተርፍ ዝገበረት እያ
0:38 Americans have never tried to stop any war on this Globe.
ሱዛን ራይስ እታ ንህዝቢ ኤርትራ ንድሕሪት ዝመለሰት ከልቢ ናይ መለስ፡
The problem with the amateur American politics is the notion that “ we know how African leaders think and what is good for Africans.”
Why this woman don't live Eritrea in peace !!!! Even she still lei in her book ,,,, and who want to start the war ,,,,
HASAWIT
Wezal dkonet sebeyti
ውዕል ኣልጀርስ እንታዩ ዝብል ባድመ ናይ ኤርትራዩ ዝብል እንታይ ኮይኑ ክሳብ ሕጂ ዘይተፈጸመ ዶባት ንምንታይ ዘይተሓንጸጸ ንዓኣ ከም ዝጥዕማያ ጽሒፋቶ እዛ ጉሒላ
እዛ ሰይጣን ንሳ ዝፋሓሰቶ ገመድ ኢዩ ምብታኽ ኣብዩና ዘሎ።ክሳብ ሕጂ ርግምቲ🤔🤔🤔😎😎🤐🤐🤐🤐🤐🤐
Well u need to analyse what she wrote in her book. Because it is very biased and it lacks something. And I would love to hear from you the Eritrea perspective. This is for you Mathewos Zelalem and Said Mohamed
ሓሳዊት ንርእሳ ዓመጸኛ ንዓመጸኛታት ታሃባባሪት ዝነበረት ከዳሚት ጸዓዱ ብዛዕባ ሰባኣዊ መሰል መሰል ክትዛረብ መን ምኳና ዘይትፍለጥ መሲልዋ።
ሓሳዊ ለክባጥ ዘየለ ታሪክ ተቅርብ ተገጢምኩም ኢኩም ቆርበት በጊዕ ከምዝተከደንኩም
Suzan badme is Eritrea 🇪🇷 ♥️
As you know she's professional lire
I be live she had hanymoon or good friend ship with Meles
ድሮን ዓርከይ መቸም ሓደሓደ ግዜ የዋህ ኢኻ፡ብከም በዓል ሱሳን ራይስ ዝኣመሰላ ዕሉላት ሓሰውቲ ስለ እትድርበሽ፡ ሱዛን ራይስ ዝጸሓፈቶ ኣሚንካያ ማለት ድዩ፧ ኩሉ ሓሶት ኢዩ እዚ ትብሎ ዘላ። ኣሜሪካውያን ኲናት ከምዝውላዕ ጌርና ጸግዒ ናይ ኢትዮጵያ ወሲድና ክብሉኻ መቸም ዘይሕሰብ ኢዩ። ደሓር ከኣ ጎይታይ እምበይተይ ንዝብሎም ሰማይ ክሰቕልዎን፡ ንዝተርሮም ድማ ክብሩ ባይታ ከዝብጥዎ ከምዝፍትንኑን ይጠፍኣካ ኢዩ ኣይብልን፡ መለስ ዜናዊን ፕረሲደንት ኢሳይያስን ብፍልጠት ይኹን ትብዓት ናይ ሰማይን ምድርን ኢዩ ፍልልዮም፡ ባዕሉ መለስ ከይተረፈ ካብ ምስ መጽሓፍ ምውዓል ሓንቲ ሰዓት ምስ ኢሳይያስ ምዕላል ይበልጽ ዝብል ዝነበረ ሰብ ኢዩ። እቲ ኢሳይያስ ጸሪፍኒ ዝበለቶ ግን ሓቂ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ምኽንያቱ ከም ካልኦት መራሕቲ ኣፍሪቃ መሲልዋ ከተጉባዕብዓሉ ፈቲና ትኸውን ኣያና ድማ ኣበይ ዘለኺ ባርያ ደኣ ኢኺ ኪዲ ቅድም ንመሰል ናይ ጸለምቲ ኣሜሪካውያን ኣባሓጎታትኪ ተጣበቒ ኢልዋ ይኸውን ኢዩ፡ ንሳ ግን ከምኡ ኢሉኒ ኢላ ክትጽሕፍ ኣይትደልን ኢያ ምኽንያቱ ናይ ውርደት ውርደት ስለዝኾነ ንዓኣ።
❤❤❤❤❤❤❤😊😊
“መለስ ናይ ኣፍሪካ ምሎሰብች”
ኣመሪካን ድፕሎማት
ስለ ምንታይ ሪቻርድ ሆልብሩክ ባዛዕባ ሱዛን ራይስ ውሳነ ዶብ ኣብ ባይቶ ጸጥታ ክቅየር ዝኣዘዘቶን ንሱ ደማ ከምዝተቃወመን ኣብ መጽሓፉ ገሊጽዎ ከሎ፡ ምስዚ መደብካ ኣተሓሒዝካ ዘየቕረብካዮ። ሕጅውን ንናይ ሱዛንን ሪቻርድን ጽሑፋት ኣመሳኪርካ ክተቅርብ ተስፋ ይገብር። እዛ ፈሽኳል ሱዛን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብዘይ ጭብጢ እገዳ ዝወደበት ገበነኛ እያ
ስማዕ እስከ'ድሮን ሰብ ጸውዕ እንተበሉኻ'ስ ንሱዛን ኣርዮስ ትጽውዕ ሰይጣን ኣርዮስ
ኣሻጥር ናይ ንብዓል ንሳ እኮእዩ እዝኩሉ ዕንወትን ጥፍኣት ስደትን ልምስቲ ሃገርን ኮይና ዘሎና።
ንስኻ ግና ንእሰያስ ስለዝዘለፈትልካ ኮበሮ ሓምሓምካ ሃሪምካ።
እንባዓል እዚኣ እኮ ኣብ ንይምሰል ማለት ውድብ ሑቡራት ሃገራት ድምጺ ምስዋሓዳ ብኽልተ የእዳዋ ድምጺ ማለት(vote) ዝሃብት እኮ እያ።
ስማዕ ድሮ sometimes be careful should have to know what you trying to
say. 😢😢😢😢😢
እትረፍ ኢሊታት ዓባይ ትግራይን ዓባይ ኢትዮጵያን ማንም ማሃይም ትግራይ-ትግርኚ ዓባይ ኩሽ/ኦሮሞ ኢምፓየር ክፈጥር እየ ዝበለ ዉን ቀይሕ ባሕሪ ናትና እዩ ክብል እንዳወዓለ:መን ናይ ምዉራርን ምዕማጽን ድሌት ኔርዎ እቲ ሓቀኛ ዳኛ ግዜ መስኪርዎ ኣሎ.
ሓራይ ጹቡቕ፡ ንሳ ዝበለቶ ሲ ነጊርካና፡ንሳ መንያ እንታይ ትብል ወይክትብል ትኽእል ምንጋር ኣይመድለየናን ኔሩ ፡ኣብዚ ናትካ ሓሳብ ወይ ሪኢቶ እንታዩ፡ እንተትገልጽ ናዓይ ምበራሃለይ ኔሩ።
ስለዚ ሲ ጉዳይ ኣብ ጠልጠል ኢኻ ገዲፍካያ ዘለኻ
እዛ ቁራጽ ሰይጣን ሓዊ ክትውልዕ ክርቢት ከም ዘይ ሽርጠጠት ሕጅ ጻድቕ ክትመስል ምንሳሕ ዝመስል ከምዚ እባ ከምዚ እንተበለት ብዓይኒ ህዝቢ ኤርትራ ሰይጣን ምኽያና ኣይተርፋን እዩ። ውሻማ መለስ።
Eritrea is not for sale
ኢሰያስ ጠሊሙኒ ወቸ ጉድ ጠላም ደአ መን ድዩ
አዛ ነጂስ
HASAWIT LEBA
ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ካብ ምስባክ ተቆጠብ ናይ ሱዛን ራይስ ምንባብ እንታይ ኣድለየ። ንሳ ተኮነ ናይ ኢሉሚናቲ ተላኣኣኪት እያ ናይ ሚሎናት ህዝቢ ኣፍሪቃ ናይ ምንባር መሰል ዝነፍጉ እዮም ብዝኮነ ክፍኣት ናቶም እዪ ካብ ምምሕዳር ዋሽንግቶን ጽቡቅ ምጽባይ ማለት ካብ ማይ ጸባ ከምድላይ እዩ ።
NEWS NEWS NEWS
HENOK ERISAT .he was laughing by Haiel Samuel .now Dr saba made history he is crying please pay attention
እዛ ሓሳዊት ባዕላ እትዋስአሉ ዝነበረት ከም ኣታዓራቒት ኮይና ክትረኣ
እዛ ሱዛን ሰይጣን ቀዳመይቲ ጸላትና እያ
Suzan Rice she should be in black list, Rice took sides with ethiopia, meles.
Kemzi eyom rikmom do😅😅 hade sheyati hager merahi yhlweka msziom koynu ysheteka, PIA 💪🏾👌💪🏾👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrawnet kubur mennet 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷👏🙌
እቲ ዝገርም በኣል ዙዛን democracy ተኪልናለን ዝብላ ዝነበራ ሃገራት ሎሚ ክ ፈርሳ ንርእየን ኣለና። እዛ ረሳሕ ሰበይቲ ታይ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሓ ኢያ መጽሓፋ ተንብቦ ኢተጵያዊያን ዘይ ኣንብብዎ። ክብርን ሞጎስን ኢሰያስ ❤
❤❤❤❤❤❤😊😊
Selam 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷
ቅጭ ኣምጺዮምለይ ክትብል ከላ ጸላም ከዳሚት ናይ ጽዓዱ ምኳና ረስዓቶ።
ንመለስ ንኢዳ ንኢሰያስ ከመይ ከም ተስይጥኖ ዘላ ርኡይ ወገን መለስ ምንባራ ዘርኢ እዩ እዚ መጽሓፋ።
ን ኢሰያስ ንፍቅሪ ሓቲታቶ ኢዩ ኣቢዋ ዝከዉን መለስ ይወርደላ ኔሩ ይኸዉን ቢሱሩቆንጆ ደኣኾነይ እንዳበለ ወዲ ጎልና ቅርሱስ
ኩሉ አበሳ መንግስቲ ኤርትራን ኢሳያስን መለስ ብጹእ ጌራ አቅሪባቶ ወዮ ( sanctions ) ማዕቀብ ከ ስጠባዩ ድዩ ኔሩ እንዳ ኮሓልቲ አምሲልኩም አንቆርቲ ሓንሳ እቲ ኢድና ዓጺፎም ዘዋጉኡና ኸ እቲ ካብ ዓቀን ንላዕሊ ዘይተአደነ ገንዘባዊ ኾነ material አጽዋራዊ ከ......ሓንሳብ አብ 2017 ዓ ም ዝተጻሕፈ መጽሓፍ አብ 2024 ዓ ም አብዚ ተርጉምካ ምቅራብ ከ እንታይ አድለየ ዘገርም ሓንቲ ን ኤርትራ ትምጉስ ትሕዝቶ እንተ ትነብራ አይ መቅረብካያን......እንዳ ኳሓልቲ መሲልኩም መንቆርቲ ንዝኾነ ህዝበይ አይንተሃመል በዞም ናይ ወረቀት አናብር
ንስኻ ውን ምስ ሓሳባ ዝተሰማማዕካ ትመስል፡ነቲ ኮሓሒላቶ ዘላ ህዝቢ ዝፈልጦ ሓቂ ክትገልጾ እዩ ዝግብኣካ ኔሩ።
That snake woman favored Ethiopia in 1998 war and constantly attacked Eritrea from 2000s alway until 2016 when she retired as a diplomatic, but Isaias handled her very well, lol
እሞ እዚ ኩሉ ዘጋጠመ ናይ ኣስመራን ዋሺንግቶንን ዲፕሎማስያዊ ቅልውላው ደኣ ካበይ ከም ዝመጸ ደኣ እንታይ ኮይና ዘይነገረት ?
ዝሓበአቶ ብዙሕ ኣሎ
🇪🇷✅🇪🇷✅🇪🇷✅🌹🌹🎉🎉🎉❤❤❤❤
ዋው ቢጣዕሚ ጹቡቅ ኣቃራራባ AA M mediya❤❤❤❤❤❤❤
800 ሚልዮን ዶላር ብ ኣሜሪካ ንድርቂ ተባሂሉ ገንዘብ ን ኢትዮጵያ ተዋሂቡ ፡ ን ኤርትራ ግን ኣጽዋር ኣብ ቤልጂም ከምዝተሓዝ ጌራ ። ብዕልኻ ኣብ መጽሓፍ ዘየሎ ኣይትወስኽ ቀጣፊ ።
AAN ናትካ ትንታነ ኢና ክንጽበ ብዛዕባ እዚኣ መደብ ጌርካያ ዘለኻ። ምኽንያቱ እዛ ሰበይቲ ኢያ ነዚ ክሉ ወሪዱና ዘለ ሂወት ከነሕልፍ ዝገበረት። ስለዚ ናታ ሓሳብ ኣብዚ ኣምጺኻ እንተ ድኣ ትንታነን ሓሳባትን ናትካ ከይሃብካ ስቕ ኢልካ ንስኻ እውን ደጊፍካያ ኣለኻ ስለ ዘስምዕ ኣብፍዕዝብቲ ክትኣቱ ኢኻ
Suzana da xagi nay ethiopia endya Kemay gera xbuk nay Eritrea
ብሽም ኢትዮጵያ ዝተለቕሕዎ ሓሊማቶ ዘይትፈልጥ ናብራ ክትነብር ገይሮማ መንግስቲ አሜሪካ ካበይ አምጺኽዮ እዚ ኩሉ ሓፍቲ እንተዝብላ ብግዕዝነት ዕድመኣ እንዳቦይ ተኣገስ መሕለፈቶ
Susan rice is answerable for every wickedness she did against Eritrea. There is no one who crucified Eritrea like this lady. But God who is rich in His mercy had remembered Eritrea. Shame on you Susan Rice.
It sounds like a children's story book. Do better in your next report.
ቀልድኺ ንኻልእ ዓሻ ንገርዮ። ኣመሪካ ባዕላ ነዚ ኹሉ ሽግራት ዝፈጠረቶ ኢዩ። ክሳብ ሕጂ ብማይክል ሃመር ተሳስዮ ኣላ።
ወይ ጉድ !
ጠሪጣስ እንተትሓፍረለይ'ከ እዩ ዘብል ናይዚኣስ…!
እዚ ጽዉጽዋይ 'ሲ ኣይትገድፊዎን ኢኩም እንታይ ክኽዉን ኢኩም ተምጽዎ ሕማም ኢኩም እስኩም
No entay kem zetsahafet meflat tsebuk yu.
Dhri frdi zseabe tlmet kit gelxelna delna nerna.
ዕላማ አዛ ፕሮጀክትኩም አንታይ አያ? ጁንታ ድዮም ሕጂ ከም exoert ቐርኒ ኣፍሪቓ ጌሮም ከምጽኡልኩም ደሊኹም? ኣንቱም ድርባይ
ከም ገለ ዓይነት ዝበልካያ ናዓካ ከይከዉን ደጊምካ ራኣያ
ሐሰውቲ ሰረቅቲ እንታይ አምፀኦ እዚ ሕጂ
Haba axmu geza axyu ksab hji kem zeytrseo gerwa 😅😅😅 🇪🇷💪🏾
ር ኢ ቶ ኻ ኣቀምጥ ዝበለቶ ደጊምካ ሰብ ኣይተጋጊ AAN MEDYA
هل سمعت يوما أمريكي و اوربي تكلم كلام حقيق
حتى وقت ما إباد هند حمر
قالو أمريكي ما كن فيها بشار
وجدها كرستين كلوبس
እዚ ሕሙም ፍጥረት እንታይ ዲፕሎማሲ አፍሊጥዎ:: ንዑኡ ውግእ መፍትሒ ናይ ኩሉ እዩ:: ወላሐንቲ ሐልዮት ህዝቡ ዘይብሉ: ክንደይ ህዝብና ብከንቱ ሃሊቁ::
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Guess what! GAME OVER to SUSAN RICE AND WEYANE! Susan rice was meles girlfriend
እዛ ጁንታ ኣመሪካዊት ሞታ የስማዐና
We dont expect any thing nice she is our enemy
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
She forgot to mention Eritrea 🇪🇷 was the rightful owner of the disputed land and was awarded All of it. I assume that was the reason why she was allowed to tour Eritrea in 2001.
Kክክክክክክ ወዳጄ ዘረባ ኣሜርካን ሱዛን ራይስንሲ ኩናት ብምውልዑ ኣዚዮም ተሻቒሎም ክክክክክክ ከይደቀሱ ሓዲሮምሲ ንዕርቂ ላዕልን ታሕትን ኢሎም ክክክክክክ ኣንታ ጽንሕ ኢልና’ሲ ዝብኢ ኣድግኹም ካብ በላዒ ከድሕና ክሕልዋ ደልየስ ኣቢኹሙኒ ክብለና አዩ:: ክክክክክ ሕጽር ብዝበለ ኣብዚ ትንተና ድዩ ጽሑፍ ናይታ ጸረ ኣፍሪቃውያን ዝኾነት ናይ ጻዓዱ ልዕልና ከተንግስ ከይደቀሰት ትሓድር ሕስርቲ ፍጥረት ክረአ ከሎ መለስ ናትና ከልቢ ዝበልናዮ ዝገብር ሰብ አዩ ኔሩ:: ፕረሲደንት ኤርትራ ግን ዘይጻዓድ መራሒ ዘይከም ብዓል
መለስ ብናትና ተጽዕኖ ዘይምብርከኽ ዝበልናዮ ዘይገብር ጥቕሚ ሃገሩ ኣሕሊፉ ዘይህብ አያ ትብለና ዘላ:: ከምኡ አዩ አቲ ናይሕርቃን መግለጺኣ፥፥
❤❤ሐቂ ንሱ ኢዯ❤❤
ኣታ እዛ ቻነል ጥዕና የብላን ፡ እንታይ ክትገብር ነዛ ሰበይቲ ትዝክረልና፡ ናይዛ ሰበይቲ ምስክርነት ነቦይ ቀሺ ብዛዕባ ኣምላኽ ካብ ሰይጣን ስብከት ምስማዕ እዩ። እዚኣስ ብዛዕባ ኤርትራ ሓቂ ክትጽሕፍ ትጽበዩ፡ ዝንበብ ከም ዝሰኣንካ ጠምዚዛ ጠማዚዛ ንዓኣ ከም ዝጥዕማ ጌራ ዝጸሓፈቶ ረሳሕ ታሪኽ ተንብበልና፡ ምዓት ታሪኽ ከለባስ ኣይ....ልቢ ግበሩ በጃኹም
ስዛን ማለት ጋኒን ማለት እያ