Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ካብዚ ወዲ ሻዉሽ ተማሃሩ 👍👍👍
ጽቡቅ ኣለኻ ፋኒ ብዙሓት የሕዋትና ይእሰሩ ኣለዉ ድምጺ ንኹኖም
Fnan ኮ ዩቱቡ ዩ ዝኣራሪ 👉 $ ። እንበር ኣበየናይ ሰላማዊ 🤲ዉዒት ተራእዩ ይፈልጥ ። እሞ ይምርሓና ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን እንበር ድልዋት ኣለና ሸቀጥ ብእሱራት ይትረፍ ኢልናዮ ኢና ይጀምሮ ሞ ድልዋት ኢና እዚ ሸቃጢ ዩቱብ ሃየ ሕጂ ንዛ ሕምምቲ ይስደደላ እዚ ኣታዊኡ ናይ ዛ ቪደዮ
ዋይ ኤርትራዊ ኣብ ዝኸዶ ክእሰር የሕዝን እዩ ኣጆኹም የሕዋተይ
ጽቡቅ ኣሎ ለዉጢ ዝደሊ 24 ሳዓት ኣብ ቲክቶክ ኣይሓድርን እዩ
👍🏽
ፋኒዋይ ለባመይ ኣነስ ክፈትየካ🥰🥰
🇪🇷🇪🇷💯
ዋውውው ደስ ዝብል ምኽሪ👍👍
Bhaki
ጸሎት ዘድልዮ ግዜ እዩ
ኣቲ ሞኒካ ክንደይ ትጻረፊ ኢኺ
የገርመኪ/ካ እዩ ጋል ኣንስተይት ከ ክንድዝ ትጻረፍ ዲያ በስማኣም እዋይ ስራሕ የብላን ዲዩ?
😢
ናይ ብሓቂ ለዉጢ ንኸይመጽእ እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ
ኣብ ዓድና እንካዕ ኢንተርነት ከምድሌትካ ትጥቀም ኣይኮነ ኣዴታትና ወርቀን ሸይጠን ዘስገራና ምጉሃያ ክንጻረፍ ሂወት ዘይብልና ምስርኣያ
Tkikil😢😢😢😢
ጽቡቅ ምኽሪ እዩ❤❤❤
ኤርትራዊ ሓወይ ኣምላኽ ይሓግዝካ
ጽቡቅ ኣሎ።
አጆከም እቶም ዝጥቁሙ ተጋሩ አላሊዪዋም ወ ሽሞም ሙሉ ሀበሬታ ግደፋልና
እነዚህ ሰዎች ሀገራቸው የስድብ ትምህርት ቤት ያላቸው ነው የሚመስለው በስድብ የሚወዳደራቸው የለም 😢
Thank You fani bhaki kebid gfa au zelo 😢
ታሪኽ ይድገም አሎ አብ ኢትዮጵያ ኤሪትራዊ መዓሰ ኢኻ ክትምሃር ድሕሪ 99 ዘይተማሃርካ አብሃብታማት ደቂ ዓድኻ ዝወረደ ግፍዒ ዉጹ ካብኡ ገንዘብኩም ከፊልኩም ዉርደት😢
ጽቡቅ ኣለኻ💞💞💞💞💞
መን እዩ ሽሙ እዚ ተዋሳኣይ ጽቡቅ ዘረባ ተዛሪቡ መን እሞ ይስማዕካ እዞም ኣብቲክቶክ ዘለዉ ኩሎም ጭኑቃት እዮም
Kone elom Eritreawi genzeb alewom sle zblu ayom ziasrwom zelewu bgenzeb dma yewuxwom alewu Eritreawi kulu nebsu genzeb au zmeslom
እዚ መንእሰይና ግን ንስደት መዉጽኢኡ ዕላማ ረሲዑ 😢😢
Entay elama alona senbidu kab hageru ziwese. Elama elama aytbel
እዛ ቲክቶክ መንእሰያትና ኣባላሽያትልና እንተዝዓጽዉዋ
ጽቡቅ ሓበሬታ ፋኒ የቀኔልና
መዋጽኦ ይፍጠረልኩም የሕዋተይ
ጽቡቅ ትምርቲ እዩ ግዜና ብግቡእ ንጠቀመሉ ቲክቶክ ኣይጠቕመናን እዩ።
ገንዘብ ደልዮም እዮም ዝኣስርዎም ዘለዉ
ብራቮ ፋነይ
ኡፍፍፍ ኤርትራዊ ዝረኽቦ💔
ኣየ ሚኒካ ማዓስ ኮን ኢኺ ክትልብሚ
ፋኒዋይ ጽሩይ❤❤🎉🎉
Welcome fani shikor ❤❤❤
"ኤረትራውያን"ማሕበራዊ ውድቀት ኣጋጢሙና ኣሎ።
መዋጽኦ ይፍጠረሎም እንበር ኣብ ኢትዮጵያ ቀሲንካ ክትነብር ኣይትኽእልን ኢኻ
ኣነስ ጥዕና እለዎም ድዩ ካብ ጸርፊ እንታይ እዮም ክምሃሩ
ህሓቁ እዩ💛💛❤❤❤💛💛
Thank You fani teasirom zelewu ahwatna mewatsio yfterelom
እንታት ይጽበዩ ኣለዉ ናብ ኦጋንዳ ዘይከዱ
ኣነስ ቲክቶክ የብለይን ፋኒ ኩላ ስለ ተምጽኣ ንዓኻ እየ ዝከታተለካ።
👍👍👍👍👍
ህዝብና ተጸሊሉ እዩ ስቅ ኢሉ ናይጸርፊ ኮይኑ
እዚ ህዝቢ ግን ተጸሊሉ እዩ
እቶም ክትወጹ እትኽእሉ ካብ ኢትዮጵያ ዉጹ እታይ ትጸዩ ኣለኹም
ኣብ ዓድና ዘይከበርና መን ከኽብረና
ከመይ ዝበልዎም ደናቁር እዮም ግን ኣኺልዎም ክጻረፉ
እዛ ቲክቶክ ንሓበሻ ኣይትኸዉንን እያ ክንደይ ሰብ እያ ኣጸሊላ ዘላ
💯💯💯🙏🏾
ዉጹሎም እንታይ ገድሽኩም ትሳቀዩ
ኣዲስ ኣበባ ዘለኹም ኤርትራዉያን ከምገለ ኢልኩም ካብታ ሃገር ክትወጹ ፈትኑ
Emo kemey gierna ti habibi guday faka yu mber men zeydeli kabzi adi habibi
ወይ ክንደይ ትጻረፍ እያ
You should pray please God bless innocent and peaceful for everyone God bless people innocent world is peaceful ✌ 🙏 Amen 🙏 🙌 🌎
ጽብቅቲ ቪድዮ ረኺብካሎም ፋኒ ነዞም ኣብ ቲክቶክ ከዕገርግሩ ሰብ ረቢሾም ዘለዉ
ጽቡቅ ኣሎ ለዉጢ ዝደሊ ግዚኡ ሰዊኡ ኣብ ቲክቶክ ሰብ ክጸርፍን ክብኣስን ኣይዉዕልን እዩ።
ኣዲስ ኣበባ ዘለኹም በጃኹም ተጠንቀቁ የሕዋት
Fetari selam yhabena yehwatey
ትኽክል❤❤
አብ ኢትዮጵያ ጥራይ ድዮም ዝተአስሩ አብ ኤሪትራ ዝተአሰሩ ደአ ድምጺ ዘይንኾኖ ስለመንተይ ሐጂ ትዛረቡሉ?
ኤርትራዊ ጋሳ ዘይብሉ በጊዕ እዩ
💞💞💞💞💞
Wellcome fnaney lebamey
ኣቲ ሞኒካ ኣይትጻረፊ
Wellcome fnaney marey ❤❤❤🎉🎉🎉
ሓቁ ኣሎ ነብሶም ከይልዉጡ ኣብ ቲክቶክ ተገቲሮም ይሓድሩ ነቲ ጽዒሩ ዝተለወጠ ድማ ከነኣእስዎ ይዉዕሉ የሕዝኑ እዮም
Ygerm tnx
Nski hasawit eki 💃💃
ሞኒካ ሃላይ
እዚ ህዝብና ዓቢዱ እዩ
Entay ena ngebro wedey nayzi gfa tekolina eko kebdna hakifna nadir alona
Awaxo yeftrlkum kulkum yehwatna amlak mesakum ykun
💛💛💛❤❤❤💛💛
Ezgyo maharena Krstos. Ezi xeweta zeykones xlale eyu. Yedhnena. rukus menfes eyu ezi nseb yzawetelu alo
Shgerna zeyweda hezbi 😢😢😢 ab zkednayo hager gfa ahhhhh
ኣላ ከተማ ተጸጊኢካ ምሳይል ትድርቢ ኣለኻ😂😂😂
Zehzn iyu imber kihasbu neriwom isayasn Abin koshem shem kiblu. Izom sebat fendah dah yiblu nerom Kem sidetena zeykones kem Ethiopiawian iyom zinebru. Sidetena koleka nsriat hgdef tidigf abiu koynka bisenkom itom nay sidetena yihseyu alowu
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ከተማ 😂😂😂
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌎
ኣብ ኤርትራ ዉን ከቢድ ግፋ ኣሎ
ልመን ክገፉ መን ኣሎ ኤርትራ ዋላ ኤርትራውያን ልኤርትራውያን እም ዝገፉለዉ😢😢
ኦጎይታ ህዝብና ባዕልኻ ሓልዎ
ንደማመር ኣሕዋት❤🎉
Kab ades abzey 1 amet kawtu narwom kadmey 1 amet bazhti Asrom nerom .bi dageru Ka akrtmo.abzey geza kawtu narwom.kab ethpwan hamka Amber tebuk ni eritrwi.yelan
Entay 15 sat da 24 sat abu wc alwom.abu yemlsu abu tufe yeblu ab yeshenu abu yharu
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Menshiro hager iyom iziom
🎉🎉
❤❤❤❤❤
እዛ ቲክቶክ እንተ ዝድምሥዋ
Awet wedi hara wedi sharmuta abey buda gdef enda belu yestrufo alo
Eta nay Gay entey dey amexewa kul sabscribe ketgdfwa alkum.etom xuryat eriterwiyan amxaya belwo
ብራቮ👍👍👍👍😍
Fenan enaty da naytyie gay tigrway 9 sebat zdfre da zeytmxo enaty da nay eritera hemak ketmxe twule alka mesh enaty da segrkaya naytie gay sebay zedfre
Ita hanti mefthi nabi Ahmed b diplomsai mengedi imber kab aremen hgdef zeyhseb iyu bentsaru hgdef higus iyu bezi
Fenan hasot melakte aytemehalalef kebrat 4 warhe gero alo be godayo teasero alo 6 warhe tafaredo nero yegbay yelo nab 4 warhe awredomlo Eteom kalat Gen xebuk aleka
kibret amare eritrawi ay konen tigraway eyu
Kiibert amare Eritrew eyu
kibret amare kisi alowo zwexelu yeblun genzeb nay srah zsereko alo
Haswit
❤❤❤❤
❤❤❤
ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ካብዚ ወዲ ሻዉሽ ተማሃሩ 👍👍👍
ጽቡቅ ኣለኻ ፋኒ ብዙሓት የሕዋትና ይእሰሩ ኣለዉ ድምጺ ንኹኖም
Fnan ኮ ዩቱቡ ዩ ዝኣራሪ 👉 $ ። እንበር ኣበየናይ ሰላማዊ 🤲ዉዒት ተራእዩ ይፈልጥ ። እሞ ይምርሓና ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጀርመን እንበር ድልዋት ኣለና ሸቀጥ ብእሱራት ይትረፍ ኢልናዮ ኢና ይጀምሮ ሞ ድልዋት ኢና እዚ ሸቃጢ ዩቱብ ሃየ ሕጂ ንዛ ሕምምቲ ይስደደላ እዚ ኣታዊኡ ናይ ዛ ቪደዮ
ዋይ ኤርትራዊ ኣብ ዝኸዶ ክእሰር የሕዝን እዩ ኣጆኹም የሕዋተይ
ጽቡቅ ኣሎ ለዉጢ ዝደሊ 24 ሳዓት ኣብ ቲክቶክ ኣይሓድርን እዩ
👍🏽
ፋኒዋይ ለባመይ ኣነስ ክፈትየካ🥰🥰
🇪🇷🇪🇷💯
ዋውውው ደስ ዝብል ምኽሪ👍👍
Bhaki
ጸሎት ዘድልዮ ግዜ እዩ
ኣቲ ሞኒካ ክንደይ ትጻረፊ ኢኺ
የገርመኪ/ካ እዩ ጋል ኣንስተይት ከ ክንድዝ ትጻረፍ ዲያ በስማኣም እዋይ ስራሕ የብላን ዲዩ?
😢
ናይ ብሓቂ ለዉጢ ንኸይመጽእ እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ
ኣብ ዓድና እንካዕ ኢንተርነት ከምድሌትካ ትጥቀም ኣይኮነ ኣዴታትና ወርቀን ሸይጠን ዘስገራና ምጉሃያ ክንጻረፍ ሂወት ዘይብልና ምስርኣያ
Tkikil😢😢😢😢
ጽቡቅ ምኽሪ እዩ❤❤❤
ኤርትራዊ ሓወይ ኣምላኽ ይሓግዝካ
ጽቡቅ ኣሎ።
አጆከም እቶም ዝጥቁሙ ተጋሩ አላሊዪዋም ወ ሽሞም ሙሉ ሀበሬታ ግደፋልና
እነዚህ ሰዎች ሀገራቸው የስድብ ትምህርት ቤት ያላቸው ነው የሚመስለው በስድብ የሚወዳደራቸው የለም 😢
Thank You fani bhaki kebid gfa au zelo 😢
ታሪኽ ይድገም አሎ አብ ኢትዮጵያ ኤሪትራዊ መዓሰ ኢኻ ክትምሃር ድሕሪ 99 ዘይተማሃርካ አብሃብታማት ደቂ ዓድኻ ዝወረደ ግፍዒ ዉጹ ካብኡ ገንዘብኩም ከፊልኩም ዉርደት😢
ጽቡቅ ኣለኻ💞💞💞💞💞
መን እዩ ሽሙ እዚ ተዋሳኣይ ጽቡቅ ዘረባ ተዛሪቡ መን እሞ ይስማዕካ እዞም ኣብቲክቶክ ዘለዉ ኩሎም ጭኑቃት እዮም
Kone elom Eritreawi genzeb alewom sle zblu ayom ziasrwom zelewu bgenzeb dma yewuxwom alewu Eritreawi kulu nebsu genzeb au zmeslom
እዚ መንእሰይና ግን ንስደት መዉጽኢኡ ዕላማ ረሲዑ 😢😢
Entay elama alona senbidu kab hageru ziwese. Elama elama aytbel
እዛ ቲክቶክ መንእሰያትና ኣባላሽያትልና እንተዝዓጽዉዋ
ጽቡቅ ሓበሬታ ፋኒ የቀኔልና
መዋጽኦ ይፍጠረልኩም የሕዋተይ
ጽቡቅ ትምርቲ እዩ ግዜና ብግቡእ ንጠቀመሉ ቲክቶክ ኣይጠቕመናን እዩ።
ገንዘብ ደልዮም እዮም ዝኣስርዎም ዘለዉ
ብራቮ ፋነይ
ኡፍፍፍ ኤርትራዊ ዝረኽቦ💔
ኣየ ሚኒካ ማዓስ ኮን ኢኺ ክትልብሚ
ፋኒዋይ ጽሩይ❤❤🎉🎉
Welcome fani shikor ❤❤❤
"ኤረትራውያን"ማሕበራዊ ውድቀት ኣጋጢሙና ኣሎ።
መዋጽኦ ይፍጠረሎም እንበር ኣብ ኢትዮጵያ ቀሲንካ ክትነብር ኣይትኽእልን ኢኻ
ኣነስ ጥዕና እለዎም ድዩ ካብ ጸርፊ እንታይ እዮም ክምሃሩ
ህሓቁ እዩ💛💛❤❤❤💛💛
Thank You fani teasirom zelewu ahwatna mewatsio yfterelom
እንታት ይጽበዩ ኣለዉ ናብ ኦጋንዳ ዘይከዱ
ኣነስ ቲክቶክ የብለይን ፋኒ ኩላ ስለ ተምጽኣ ንዓኻ እየ ዝከታተለካ።
👍👍👍👍👍
ህዝብና ተጸሊሉ እዩ ስቅ ኢሉ ናይጸርፊ ኮይኑ
እዚ ህዝቢ ግን ተጸሊሉ እዩ
እቶም ክትወጹ እትኽእሉ ካብ ኢትዮጵያ ዉጹ እታይ ትጸዩ ኣለኹም
ኣብ ዓድና ዘይከበርና መን ከኽብረና
ከመይ ዝበልዎም ደናቁር እዮም ግን ኣኺልዎም ክጻረፉ
እዛ ቲክቶክ ንሓበሻ ኣይትኸዉንን እያ ክንደይ ሰብ እያ ኣጸሊላ ዘላ
💯💯💯🙏🏾
ዉጹሎም እንታይ ገድሽኩም ትሳቀዩ
ኣዲስ ኣበባ ዘለኹም ኤርትራዉያን ከምገለ ኢልኩም ካብታ ሃገር ክትወጹ ፈትኑ
Emo kemey gierna ti habibi guday faka yu mber men zeydeli kabzi adi habibi
ወይ ክንደይ ትጻረፍ እያ
You should pray please God bless innocent and peaceful for everyone God bless people innocent world is peaceful ✌ 🙏 Amen 🙏 🙌 🌎
ጽብቅቲ ቪድዮ ረኺብካሎም ፋኒ ነዞም ኣብ ቲክቶክ ከዕገርግሩ ሰብ ረቢሾም ዘለዉ
ጽቡቅ ኣሎ ለዉጢ ዝደሊ ግዚኡ ሰዊኡ ኣብ ቲክቶክ ሰብ ክጸርፍን ክብኣስን ኣይዉዕልን እዩ።
ኣዲስ ኣበባ ዘለኹም በጃኹም ተጠንቀቁ የሕዋት
Fetari selam yhabena yehwatey
ትኽክል❤❤
አብ ኢትዮጵያ ጥራይ ድዮም ዝተአስሩ አብ ኤሪትራ ዝተአሰሩ ደአ ድምጺ ዘይንኾኖ ስለመንተይ ሐጂ ትዛረቡሉ?
ኤርትራዊ ጋሳ ዘይብሉ በጊዕ እዩ
💞💞💞💞💞
Wellcome fnaney lebamey
ኣቲ ሞኒካ ኣይትጻረፊ
Wellcome fnaney marey ❤❤❤🎉🎉🎉
ሓቁ ኣሎ ነብሶም ከይልዉጡ ኣብ ቲክቶክ ተገቲሮም ይሓድሩ ነቲ ጽዒሩ ዝተለወጠ ድማ ከነኣእስዎ ይዉዕሉ የሕዝኑ እዮም
Ygerm tnx
Nski hasawit eki 💃💃
ሞኒካ ሃላይ
እዚ ህዝብና ዓቢዱ እዩ
Entay ena ngebro wedey nayzi gfa tekolina eko kebdna hakifna nadir alona
Awaxo yeftrlkum kulkum yehwatna amlak mesakum ykun
💛💛💛❤❤❤💛💛
Ezgyo maharena Krstos. Ezi xeweta zeykones xlale eyu. Yedhnena. rukus menfes eyu ezi nseb yzawetelu alo
Shgerna zeyweda hezbi 😢😢😢 ab zkednayo hager gfa ahhhhh
ኣላ ከተማ ተጸጊኢካ ምሳይል ትድርቢ ኣለኻ😂😂😂
Zehzn iyu imber kihasbu neriwom isayasn Abin koshem shem kiblu. Izom sebat fendah dah yiblu nerom
Kem sidetena zeykones kem Ethiopiawian iyom zinebru.
Sidetena koleka nsriat hgdef tidigf abiu koynka bisenkom itom nay sidetena yihseyu alowu
🙏🏾🙏🏾🙏🏾
ከተማ 😂😂😂
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌎
ኣብ ኤርትራ ዉን ከቢድ ግፋ ኣሎ
ልመን ክገፉ መን ኣሎ ኤርትራ ዋላ ኤርትራውያን ልኤርትራውያን እም ዝገፉለዉ😢😢
ኦጎይታ ህዝብና ባዕልኻ ሓልዎ
ንደማመር ኣሕዋት❤🎉
Kab ades abzey 1 amet kawtu narwom kadmey 1 amet bazhti Asrom nerom .bi dageru Ka akrtmo.abzey geza kawtu narwom.kab ethpwan hamka Amber tebuk ni eritrwi.yelan
Entay 15 sat da 24 sat abu wc alwom.abu yemlsu abu tufe yeblu ab yeshenu abu yharu
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Menshiro hager iyom iziom
🎉🎉
❤❤❤❤❤
እዛ ቲክቶክ እንተ ዝድምሥዋ
Awet wedi hara wedi sharmuta abey buda gdef enda belu yestrufo alo
Eta nay Gay entey dey amexewa kul sabscribe ketgdfwa alkum.etom xuryat eriterwiyan amxaya belwo
ብራቮ👍👍👍👍😍
Fenan enaty da naytyie gay tigrway 9 sebat zdfre da zeytmxo enaty da nay eritera hemak ketmxe twule alka mesh enaty da segrkaya naytie gay sebay zedfre
Ita hanti mefthi nabi Ahmed b diplomsai mengedi imber kab aremen hgdef zeyhseb iyu bentsaru hgdef higus iyu bezi
Fenan hasot melakte aytemehalalef kebrat 4 warhe gero alo be godayo teasero alo 6 warhe tafaredo nero yegbay yelo nab 4 warhe awredomlo
Eteom kalat Gen xebuk aleka
kibret amare eritrawi ay konen tigraway eyu
Kiibert amare Eritrew eyu
kibret amare kisi alowo zwexelu yeblun genzeb nay srah zsereko alo
Haswit
❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤