ታሪኽ ኣመጻጽኣ ተዋህዶ ኣብ ኤርትራን ቅድሚኡ ዝነበረ ኣምልኾን
HTML-код
- Опубликовано: 24 янв 2025
- 2ይ ክፋል ኣብዚ ሊንክ ጠውቑ • ኣመጻጽኣ ተዋህዶ ኣብ ኤርትራ 2ይ ክፋል
Join this channel to get access to perks:
/ @buferi
enjoy and subscribe now at BUFE TV
BUFE TV brings GENERAL KNOWLEDGE and entertainment contents .
ቡፌ ቲቪ ሓፈሻዊ ፍልጠት ዘቕስሙን ታሪኽ ዝድህስሱን ዘዘናግዑን ኣገደስቲ መደባት ናባኹም ዘብጽሕ ቻነል'ዩ።ሳብስክራይብ ብምግባር ከተዕብዩዎ ብትሕትና ንሓትት።
© copyright: BUFE TV. Any unauthiorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
RUclips :
#newertireamusic
#ertireamusic
#ertitreamusic
ቀጽሎ 🇪🇷 🇪🇷
የቀንየልና ኩቡር ሓውና መምህር ታሪኽ ናይ በሓቂ ኣግዳሲ ኣርእስቲ ታሪኽ ናይ ክርስትና!!! ቀጽሎ ኣግዳሲ እዩ ድምጽኻ ንጽበ፡ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ።🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏
ክብር ሓውና ጸጋን ጥዕናን የሃብካ ኣምላኽ እዝደኣ ምጻል ጥራሕ ምድግጋም እበር ጥዑም ታሪኽ እድዩ ብጣዕሚ ደስኢሉና እግዝኣብሔር ንሃገርና ሰላም ይግበረልና ኣሜን
Amen maybe 🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዓቢ ታሪኽ ይቐኔልና ሓውና
ኣጆካ ኣዝዩ ጠቃሚ አምበር ወሃ ዘበለ ትረኻ ንዓይ። ስለዚ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን። ቀጽል።
ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ብዛዕባ እምነትካን ኣማጻጽኡኡን ክትፈልጥ እሞ ቀጽሎ ከም ፍቃድ ኣምላክ ፥ክብል ይፈቱ እግዚኣብሄር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ
👍🙏🙏🙏ብጣዕሚ መሃራዊ ኣቅርቦት ቀጻልነቱ ብዓቢ ሃንቀውታ ንጽበ
Thank you bro, 2ይ ክፋል ውን ተዘርጊሑ ኣሎ ምትብባዕኩም ኣይፈለየኒ ኣሕዋተይ፡
ጸባ ስቴ ጅግና መምህር ሓውና፡ጹቡቅን ሓቅን ሃናጽን ታሪኽና!!!
የቀንይልና ቀጽሎ ጽን ኢልና ክንሰማዓካ ኢና ክሳብ ኣብ መጽሓፍ ተስፍረልና። ሞጎስ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ።🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏🎉🎉🎉🎉🎉💐💐💐💐💐💐💐✊✊✊🙏
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ተባረክ ኩሉ እተቅርቦ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀጽለልና ኣይተሕጽሮ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ ኣማጻጻኣናን ሃይማኖትናን እንዲኡዩ ደስታ ንቅቦሎ እምበር እግዛብሄር ይሓግዝካ ሓወይ ናተይ ከምቲይ ጽፉፍ ዘይሰልቹ ኣቃራርባካ ቢይሃንቀውታ ነጽበ ክብረተይ
ጽቡቕ አጋላልጻ ከይመስገና ከንሓልፊ ኣይ ንደል አዚና ነመስግነካ ሰላም አብ ኩሉ ይንገስ ንደሊኢና አቕሪበልና
ሰላም ጽብቅ ጌርኮ ቀጽሎ❤❤❤
ጅግና ብጣዕሚ ጽቡቅ ታሪክ ቀጽሎ
Thank-you keep doing the good job proud of you.
🇪🇷 ❤🇪🇷 ❤🇪🇷
እግዛኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቕ ትምህርቲ ታሪኽ ብኹሉ ጎዶሎ ዘይብልካ ብእምነትን ብሃገርን
ክብረት ይሃበለይ!!
Kexello Thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🙏
ቀጽሎ❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓው ቀጽሎ🙏❤️
ቀጺሌ 🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏💕
Amen (3) qal hiwet yesmeslna
ቀጽሎ ብጣዕሚ ዝምህር ታሪኽ እዩ
Thank you for sharing great service ♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🇪🇷🙏
ክብረት ይሃብካ ሓወይ ናተይ ።ህዱእ ዕቱብ ።
ቃለ ሂወት የስማልና ከም ዝበልካዮ ኣስፊህ ኣቢልካ ከተቅርበልና ንምህጸነካ
ቀጽሎ ብጣዕሚ ትምህርቲ እዩ ዘይፈልጡ ብዙሕ አለዉ
ቃለ ሂወት የስምዓልና ቀጽሎ
Thank you BUFE TV Thank you so much God blessed to our poor and our govermmen and people keep continuing good job
Yes please
God bless Eritrea and the people 🙏 ❤
❤❤የቀንየልና ኩቡር ሓው
Yqexl xbuk srah thanks so much ❤❤❤
Tebarek🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️💐
ወ ማሪቆስ ወንጌላዊ ባኣለ እንድርያ ወ ግብጸ ኖበ ምድር ኢትዮጵያ እስከ ህንድ ምድሪ ኤርትራ ኢልካ ሓወይ ናተይ እዚ ኣስማት እዚ ኔሩ ድዩ ኣብቲ ሽዑ እዋን ❤ ጹቡቅ መደብ ቀጽሎ ❤❤❤
The name Ethiopia in ancient history is not the same as the modern day Ethiopia. Ethiopia was a Greek word given to Kush or Nubians. Haileselassie took the name because of its historical importance.
ቃለ ሂወት የስምዓልና ቀጽሎ ብጣዕሚ ጽቡቕ
Be continue please
God Bless you Bro.
ZTEKEBERKA HWNA BEJAKA BA KEXLELNA, EDMEN TEENAN YHABKA TEBAREK,❤💙💚💛THANK YOU,
This is an interesting topic. I've always wondered what kind of faith our ancestors had before Christianity. By the way, you have a very suitable voice as a reader, clear & calm👌🏽. Thank you brother❤
Waww kale hiwet yesmealna kexlo
Educational and important please continue.
Thank you, brother I enjoyed it. I think if you get more information, we will be happy.❤️🙏🏽😇
Good job keep it up 🎉❤
ንፉዕ ❤ቅጽሎ
እወ በጃኹም ቀጽልሉ 🙏🙏
Glory to God Amen ❤
ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ቀጽሎ❤❤❤🎉
ኪርያላይሶን (3)
Yes please, continue ❤❤❤
Very good please continue this teaching
I proud of you please continue ❤❤❤❤❤❤
Wonderful very nice school teach and continue learning how to begin religion served ❤Michael issack
ቀጽሎ ❤❤❤
Thank you my Believe brother
Yqexl ezi hawey edme yhabka ❤
Wow amazing narrative keep continuing please
Pls continue the lesson. It is educational and great knowledge. Thx for your time and sharing the history of Christianity in Eritrea. God bless you.
Egzabher xgu yebzahalka kubur hawna qexlo❤✝️⛪️
Selamka ybzah mara xbuki tntate yekenyelna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Great bro
Keep it up!!!
Egziabhier ybarkka hawey, 🥰
Very interesting, pls continue
አዚ ብጣዓሚ ማሃሪ ስለ ዝኮነ ክቅጽል ኣለዊ ኣገዳሲ ስለ ዝኮነ ብፍላይ ናዓና ኣመንቲ ክርስትያን ኦርተዶኩስ ተዋሃዶ።
ይቐጽል
ብጣዕሚ ትምስገኑ 🙏ኣዝዩ ኣገዳስን ማሃርን መደብ 👍🏻
ቀጽሎ
Always wants to know about it very informative thank you very much. Please keep going🙌🏾
Btami xbuk tarik gzaber ymesgen taot amlko kab hagerna zetfalna btami nfue kbur hawey ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋው ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ
🙏🙏🙏
wawww bajkim muhrtna kemzy Garkim tarki mahrna waww good job 👏 ♥️ ❤️ 👌
Qexlo bro mehari eyu good job
Tebsrek hawna
great job bro amlak xegue yebzehalka yqexl bwegeney
Please kemzii Ziamesselee Gibeereelnaa. Thanks BUFE MEDIA.
We are cult of Humanity👌🏾👌🏾👌🏾
መጀመርያ ዝገርካልና ሓይሞነታውን ታሪኻውን ትምህርት የቀንየልና ቃል ኣምላኽ የስማኣልና ቀጽሎ
Amen
Please next ancient Egyptian
Great job, thanks❤
ቐጽሎ ጽቡቕ መደብ ዩ ኣብ ድምጺ ኣመላልኣ ኣብ ሆል ዓይነ ኬንካ ኣለኻ ።ክትዕርዮ ፈትን ቐጽሎ።
መሪሐባባ ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌺🌺😍😍👍👍👍🙏🙏🙏💕
❤❤❤❤❤❤❤❤
Btaemi des zbl eyu,,,,asfh abilka entegebro xbuq nieru,,qexlo!!!! GBU & keep going!!!
Nic bro qexlo wedi ereyyy
Go Ihad.
Btami Mehari ayu kexilelina please 🙏🏽
ሃይማኖትና ስለልቐየርና ኢና ዙኹሉ ማዓት መጺኡና እኒኦ
ጌጋ፡ ንጣዖት እምኒ ቀሪጽካ ምስጋድ ድዩ ሃይማኖትና ትብሎ ዘለካ ወይስ ንእምነት ኣይሁድ፧
ዘይቀየሩ ኸ አንታይ ረኺቦም
666 rekibom
❤❤❤
Thanks God bless you since you start we have been learning a lot useful topics
Please continue this series
And how we can offer them books 📚
ኣብ መጽሓፍቶ ንኹሉ ዝብል ናይ ቴለግራም ቻነል ክይረክቦ ትኽእል ኢኻ እቲ መጽሓፍ ክቡር ሓው!
🙏🏾🙏🏾🇪🇷
beravo Qexelo eka❤❤❤👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯💯
ይበል ኣቀራርባን ጥዑም ድምጽን ፡ like keygenerna aynhlef yehwat
yqexl kemzi aynet tarik❤
በጃካ ትዉልዲ ናይዞም ክልል ትግራይ ጻሓፈልና ካብ ጥግርስ ኢራቅ ከምዝመጹሃጸይ ዮሃንስ ማህተም ዓረብን ሻርባታት ይጥቀሙ ከምዝነበሩን ምስክር እኻ እንተኾነን እንተፈለጠለጥና ሓደ ኢና እንዳበሉ መንእሰይና ኣባላሽዮሞን ሓሶት ታርኽ እንዳሰበኩ ሞኽ ኣብሎምና ብኸመይ መጺኦም ኣቕርበልና
❤❤❤ ver good
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤❤🙏🎉🎉🎉🎉🎉
Wawwww deszebil u koxlo bro
God bless u ✝️🩸
Wawwww🎉❤ please minchy mexahfty asmatom xihafelna
ታሪኽ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ትብል።
👍👍
ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ጠቓምን መሃርን። የቐንየልና።
ክቡር ሓው እቲ ታሪኽ ሃገርና ምምሃርካ ዝድነቕ እዩ፡ ቀጽሎ ከኣ፡ ኣነ ኣብዘንበብኩዎ መጻሕፍቲ ግን ተዋህዶ ወይ ካቶሊክ ዝበሃል ፍልልይ ኣይነበረን። እቲ ፍልልይ ዝመጸ ከኣ ብ451 ዓም ኣብ ጥቓ ቱርኪ እትርከብ ቄልቄዶን ዝተባህለት ከተማ ኣብ ዝነበረ ጉባኤ """ ክርስቶስ ሰብኣዊ ዶ ኣምላኻዊ ባህሪ """ ኣብ ዝብል ክርክር ክሰማምዑ ስለዘይከኣሉ ኣብ ክልተ ተገሚዖም ተዋህዶን ካቶሊክን ዝበሃላ ሃይማኖታት ፈጠሩ። እቲ ዝርዝር ብዙሕ እዩ። ብመሰረቱ ክርስትና ኣብ ሃገርና ዘኣተወ ከምቲ ዝበልካዮ ብ330 ወይ 335 ዓም ብኣቡነ ሰላማ ከሳቴብርሃን ፍሬምናጦስ ኮይኑ ንሶም ከኣ ብብጹእ ኣቡነ ኣትናቴዎስ ናይ እስክንድርያ ተባሪኾም ቀዳማይ ኣቡን ናይ ክርስትያን ኮይኖም ንሃገርና ኣተዉ። እቲ ዝርዝር ኣዝዩ ነዊሕ እንድዩ ብሓጺሩ ግን ነዚ ይመስል። እቲ ሃይማኖት ክርስትና """እንተላእሌ ኩሉ "" ማለት ኣብ ኩሉ ቦታ እትርከብ ተባሂሉ ይጽዋዕ ነበረ።
ብዝኾነ ምህሮኻ ብግን ቀጽል ።
ጽቡቅ ኣለካ።
ካቶሊክ 451 ዓም ኢያ መጺኣ ቅድሚኣ ግን ኦርቶዶክስ ነይራ
ኣይነበረን,ሓንቲ ክርስቲያን ኢዩ ነይሩ ኣብዚ ዝብለካ ዘሎ ግዜን ቦታን ዘይምስምማዕ ተፈጢሩ ሽዑ 2ተ ኮይነን, ኦርተዶክስ&ካቶሊክ ኢለን ተፈልየን, ብሰፊሑ ሊቀ ዲ ዮሓንስ (ናይ ተዋሕዶ )ኣብ ካቶሊካዊ መኣዲ ዝብል channel ገሊጾሞ ኣለዉ
ናይ ብሓቀ ጽቡቕ ሓሳብ አጽሎ ቡቕ ኣስተምህሮ እዩ