Kubur Haweni nexela enite tigebir des mibelena and mejemerita neza chanel mis reakiwa nay kalie haymanot mesilini neru mikniyatu Orthodox tewahido memharan bi nexela eyom zimihruna yikireta kea sile difret kexilo ane kabaka buzuh eye temahire dingil maryam mis kulatina tikun LOVE YOU JESUS
ፍትዋት ስድራና ካልኣይ ቸነልና እዩ subscriber ንግበሮ
ruclips.net/channel/UCHJ3PGyuaR6515eIFmy5Ysw
በጃካ ዝኮነን ዘይኮነን ካብ ኢትዩጵያውያን እንዳምጻእካ ንሰልዲ ዩቱብ ኢልካ ፧፧ሽም እግዛብሔር መሸቀጢ ገጌርካዬ ፧፧፧ሃንሳብ ቴዎድሮስ ዝበሃል ንጉስ አየለ ዝባሃል ንጉስ እንዳበልካ አደንቁርካና ሳላ አጸድ ስላሴ ኩሉ ህሶት አቃልያቶ ፧፧፧፧እግዛብሔር ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ktreyo tezey delika hlofo
@@yni38 namber eba habeni bro nayzi wedi kiketatelo❤
ኣሜን ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እዩ ምክንያቱ ኣብ ገጹ እንታይ ኣሎ ዘይኮነስ ኢግዚኣብሄር እንታይ ዓይነት ስቡር ልቢ ከም ዝሃቦ ዩ ዘርእየና ምክንያቱ ንሕና ናብ ምዕራባዊ ሃገር ንስደድ ንሱ ከኣ ከም ትስዓቱ ቅዱሳን ኣብ ምብራቃዊ ይምለስ ናብ ምዕራብ ኢዚ ንርዮ ዘለና ዘይኮነን ኣፍና ጸሎት ይዛረብ ልብና ከኣ ብዛባ ካለ ይሓስብ ናይ ባሃቂ ገድሊ ናይ ቅዱስ ኣትናትዮስ ኣዘካኪሩኒ ንሃዉና ከኣ ምሕረት ያዝዘሉ ንሱ ትራይ ኣይኮነን ሕሙም እሞ ካልእ ከኣ ኣለዉ ዓስብና ኣብ ሰማያት ምካኑ ፈሊትና ትዕቢት ኣወጊድና ወገንነት ብዘየገድስ ብኣራያ ስላሴ ዝተፈትረ ምሕጋዝ ንድሕሪት ኣይንጠምት የሕዋት ይቅረታ ዘረባ ኣብዚሐልኩም ሰናይ ነገር ስለ ዝራኩ ኢየ
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ልዑል እግዛብሄር ይመስገን 💖🙏🏽🙏🏽🙏🏽ከምኡ እውን ንዝሓመሙ ፈውሲ ናብ ከበባን መከራን ጥሜትን ዓጸቦን ኩናትን ዘለዉ ህዝብና ምሕረትን ሰላምን ቅሳነትን ረድኤትን ን ኣብ እሱር ቤት ዝሳቀዩ ወገናትናን ካልኦት ኣካላትን ፍትሕን ረድኤትን ንብዓል ኣነ ድኩማት ክኣ ብርትዐን ይሃበና 💖🙏🏽🙏🏽🙏🏽ሰላም ልዑል እግዛብሄር ምስ ኩልና ደለይቲ ምሕረቱን ረድኤቱን ይኩን ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️⛪️💖🤲🏻🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ኣሜን ቃል ሒወት ያስማዓልና ባሓቂ ጽብቅ መደብ ቀጽልው ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን
Eway grimuni nayzi hawena netom mengedi xegam kidena zelena ka kemeyu yemaslena🙏🏻🙏🏻🙏🏻💒
Amen Amen Amen Qale hiwet yesemalena ❤xegu yebezahlke fetari edman tenen yhabk fteri
ቡትከከል ቡዝሐ ትማህረ ቃል ህይወት ይሰመዕልና
ናይ በሓቒ ፅቡቕ ምርኣይን ትርኢትን ስማዕን እዩ ዝሓወይ ንሓወና የናስ ከኣ ምሕረት የውርደልሉ ብተስፉ ተሓጉሱ ብፀበባ ተዓገሱ ፅሎት ኣዘውትሩ እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኩን።
ኣሜን(3)ብሩኽ ሓወይ ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ ((((ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ መምህረይ ድያቆን ግድን ድዩ ድንግል ክኽውን ዘለዎ ብመጽሓፍ ቅዱስ ጌርካ ተትገልጸልና ደስ ምበለኒ ተገዲስ ክትምልሰለይ ብትሕትና ይሓትት ብሩኸይ )))ኮኾብ ከኣ ናፊቅናያ🙏🙏🙏
Nay bhaki diyakon dingel kkewen alewo wo dinglna ente afrisu kemey geru diyakon kbhal ykel
ግን ሓደ ነገር ኣሎ ክትፈልቶ ዘለካ/ ኪ ?
Diyakon kdmi dikuna mmxu dnglnu ente afrifu emo dhar kea besmam elu wdasiye mariyam jemiru kulu ente temahiru diyakon kkewen ykel eyu dnglnu gen kem zeyefrese eyu
Ezi natey hasab eyu kem fkad amlak
አሜን አሜን አሜን ፡፡"እግዚኣብሔር ይዕቀበነ"፡፡
Egziabher entay ysaano nieu zestecacele
Amlac nkulatna ybtshana:God bless him
Yekenyelna zhawey tebarek::
ኣሜን (3) ቃለ ህይወት ይሰሚዕልና ኦ ጎይታ ንፅህ ልቦና ሃበና
Wonderful program, I enjoyed it very much 🙏🏾.
ናይ ባሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና መምሀህረይ
ቃል ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏
Amen amen amen bhaki Qale hiwet yesmalna ewe nay Yonas hawnas kulatna ena tehagusna dterefe kia Dngl Maryamey mis weda kekdmiu thlefelu🤲🕯🙏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️
ኣሜን(3) ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ሓዉና በዚ ኣጋጣሚ ንምሉእ ህዝቢ ክርስቲያን ሰላምን ጥዕናን ይምነ ካብ ኩሉ ኩፉኡን ተንኮል ናይ ሰይጣን እግዚአብሔር ይሓልወና ክብርን አምልኮን ምስጋናን ንእግዚኣብሄር አሜን (3)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሩክ ሓውና ኣምላክ በዛ ርግቢት ዝመሃረና ምስጋና ይኩኖ
Amen kal hiwet yesmalna
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሓቂ ብዙሕ ኢና ንመሃር ዘለና ካባኩም እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ከም ፍቃድ ኣምላክ ግን ዝያዳ ካብዚ ዘለዎ ክጽቢቅ ነጸላ እንተትገብር ንዓና መእመናን ደስ ይብለና ንእግዚኣብሔር ድማ ካባና ንላዕሊ ደስ ይብሎ ማለተይ ተረዲኡካ ኣሎ ስለምንታይ ቤተክርስያና ጻዕዳ ነጸላ ትገብር ።እግዚኣብሔር ብኩሉንትናካ ካባካ ክንመሃር ጸጉኡ የብዝሓልካ
ኩቡር ሓው ኩሉ እተውርዶ ይከታተለካየ ብጣዕሚ የ እውን ዘድንቀካ ግን ኣብ ልዕሊ ዘለካ ጸጋ ጸጋ ይደርብካ ፈጣሪ ንጸላ ግበር ከም ድፍረት ኣይትቁ ጸረለይ ።
ቃል ሂወት የስምዐና ፀግኡ በረከቱ የብዝሐልካ ክቡር ሓውና
Amen Amen Amen kale hiwet yesemalna hawena Egziabher kea xegu yebzhalka🙏🙏🙏🙏
ብሓቂ ትሕዝቶታትካ ኣዚዮም እዮም ደስጨዝብሉኒ ኩሉ ግዜ እየ ዝከታትል እግዚአብሔር የክብረልና
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሓ ክብር ሓውና አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ
በትክክል ውንድሜችን በእውነት ያሳዝናል እግዚአብሔር ሊቦና ይሰጥን ቃል ህይውት ያሰማልን ለነበሰ ውጋ ያደርገላችው አሜን የእግዚአብሔር እኮ እኛ ሰውች በቻ ነን እማንታዝዝ ሁሉም ለእግዚአብሔር ይታዘዛሉ እኛ ሰውች ሊቦና ይሰጥን አሜን እልልልልልልልልልልልልልልልል 👏👏👏👏👏👏👏👏👏እልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን አሜን
ነዓካ የማስለና ፈጣሪ
ጎይና ደኪምና ሰሪሕና
መወዳእትኡ ብዘይ ጥቅሚ ክንመዉት ኢና
ኦ ፈጣሪ ኩሉ ይከኣለኻ"ዩ ሞ
በጃካ ኣገልጋሊ ቤትኻ ክከዉን ሕረየኒ 🥺🥺
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል እግዝኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ
እግዚአብሔር ይመስገን
አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡር ሓውና
አምላከ ቅዱስ አቡነ ተክለሃይማኖት ይባርካ
ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና መምህና 💖💖💖✝️✝️✝️
በስመ ስላሴብሓቂ ቃለሂወትየስመዐል ፀጉኡ የብዘሓኩም ናይ ኮኮብክርስቶስ ትምህርቲ ናፈቀናዮ ልቀቁልና ባ
ዋላ ኣነ ዕለት ዕለት እንተዝፍኖ ንባዓሉ ዘይትምኖ ናፊቐያ
@@ቤሪ ብሓቂ ዝያዳይ ደጋጊመ ዘይመንዎ ኣነስ
Kokobe krstos eilky etewuy abei caneil ktrekbya ekiy
ቃል ሂወት የስምዓልና ብሩኽ ሓወይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen amen amen kal hewait yesmalna 🤲🙏🏽🤲🙏🏽🤲🙏🏽
እግዛብሄር ኣምላክ በቢዛለናዮ ዋሓስናን ጠበቃናን ይኹን ኣሕዋተይን ኣሓተይን
AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena xegu yebezahelka fetare edemen tenane yehabeka fetar hawena🤲🤲🤲⛪⛪⛪
ናይ ብሓቂ ሰናይ ነገር ኢዩ ከምዚ መደብ ብምጅማሩ ቃለ ሰናይ የስምዓልና
ቃል ሂወት የስምዓልና ኮኮበ ክርስቶስ ናፊቅናያ ስደደልና እባ
Amen amen amen qale hiwet yesmealna
Amenn Amenn 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 Amenn Kale.hiwet yesmaalna Tseguu yebzahalka Amlak nyenas haewna mharet Yewrdlu
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና 🥰🥰🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ቃለህይወትየስመዐልናክብርሓውና🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kalehiwet yesmalna kubur hawey
Amen Amen Amen kale hiwet yesmelana 🙏✝️💒🙏✝️💒✝️🙏
guffs qioomn. ,÷÷
¢€
>
Behaqi Qalehiwet yesmealna Bruk hawna
Kibur seb mieten nebsu rekibe eyu emo niski ewn nay kulu Tsega aleka qetsilyo Egzeabhier keaTsegeu yebzahalka 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zimare melaket yesmalina
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ክቡር ሓወይ።
Amennnn
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓዊ
ታንክስ ኩቡር ሓው ናይ ብሓቂ ሰድ ዝብል ንዮናስ ከኣ ምሕረት የውርደልካ ኣምላክ ምህረት የውርደልና
Amen Amen Amen kalhewt yesmaln Egzabher Amelk
ባእ!!!መግለጺ ሲኢነልካ ናይ ተስፋ ሰብ ኢኻ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን ጸግኡ ድማ የብዝሓልካ ዛሓወይ!!!!
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ እንታይ ይሰአኖ
ፍቱው ሓወይ ደስ ዝብል መደብ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ
የእግዚአብሔርን ስራውን ድንቅ ነው
ፍጥረት ሁሉ የምሰግድልህ እንሰግድለሃለን አሜን
AMEN (3)KAL hiwet yesmolna n kokobe krstos kea bhankewta nxbeya alena hadera aytdonguyuna
በሐቂ ቃል ሂወት የስማዓልና
እግዛብሄር ኣምላክ መልካም ልቦና ይሃበና
ቃል ሂወት የስምዓልና 💒💒💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽💒💒💒💟💟💟
Egziabiher tay yseano .kuburat yehwat egziabiher amlak ykre ybelelna . Bflay nayta rgbit gn lbey tetenkife bhaki endie .nhna godolo emnet . Nab lbna ymleselna kulu zkealo fetari
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna
ቃል ህይወት የስመዕና 🙏❤
Egzeabihar amlak xegu yebzehalka des zel kale meada eu 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪
ብሩክ ሓወይ እትገብሮ ዘለካ እግዚአብሔር ናይ ዘመንካ ኣጎልጉለትካ ይባርክ ግን ነጸላ ግበር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ መለልይኣ ግን ይቅሬታ ከምድፍረት ኣይትቁጸራ
ናይ አግዚኣብሄር ሰላምታ ምሳኹም ይኹን ደስ ዘብል አዩ ክቡር ሓወይ
ባሓቂ ቃል ሂወት የስምዕልና
አነውን ካብ ስደት ተመሊሰ ዘማራት ክኸውን ሕልሚ አለኒ
ፅሩይ ሉቦና ይሀበና ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ሓወይ ናተይ 🙏🙏🙏
Kale hiwet yesmalna hawna
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏
Kubur Haweni nexela enite tigebir des mibelena and mejemerita neza chanel mis reakiwa nay kalie haymanot mesilini neru mikniyatu Orthodox tewahido memharan bi nexela eyom zimihruna yikireta kea sile difret kexilo ane kabaka buzuh eye temahire dingil maryam mis kulatina tikun LOVE YOU JESUS
Kale hiwet hawey God bless you 🙏 ♥
God blees you may God blees you my blessed brother 🥰🙏
ራእይ ማርያ ኣምጻልና በጃካ
Amen amen amen 🙏
qal hiwet ysmialna hawna
Thank you so much 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️. Amen
ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ኣሰይ 🙏🙏🙏
💙💙💚💚❤
Amen amen amen
ብሃቅ ደስ ዝብል ዘረባ ጸጉኡ ይብዝሃልካ ዝሃወይ
Kald hiwet yesmalna 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
qal hiwet yesmeolna hawna
ብሓቂ ፀጉኡ የበሐልካ ክብር ሓውና 🤲🤲
Kal hiwet yesmalna xegu yebzhalkum yehwat nay kokone krstos tmrti nafiknano bejakum sdedulna
ቃል ኅይወት የሠመዐልና
Amen Amen amen 🙏
ዮናስ ሓውና እውን ምሕረት የውርደሉ ፈጣሪ በቲ ሕያዋይ ልቡ 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲❤️❤️❤️🥰🥰🥰😍😍😍✝️✝️✝️
Kal hiwet yesmealna zehawey bruk gn nexela gierka entetsebuk xbuk nieru
ኣቦና ኣቦና 🤲🙏ኩሎም ከምዚኦም አንተ ዝኾኑልና ደቅና ናብ ቤት ኣምላኽ ምጎየዩ ነሮም.
ጸጉኡ የብዘሓልካ
ብቻ ዘይምግራህ ከምዚ እዳገበሩ ዝስልዩም አይሳአኑን እዮም
ሎሚ ሰሚዐካ ኣድኒቕካ ቃል ሂወት የስመዓልና።
Wayyyy btem eyu zgerm nayza Rigbit 🙏🏽💒 ane aykalkun bibikyat 😭
ቃል ህወይት የሰምዕና
D Samson birhane ይበሃል ናይ ዘማሪ
Egziabher amlak ne yonas hawena meheret yewerdelu abo dekiu yegbero
Kale hiwet yesemalna Hawena
ቤተ-ክርስትያን ተደፊራ ኢልካ ብሓቂ ፓትርያርክ ኣቦና ኣንጠንዮስ ምስ ተኣሰሩ ግዘት ምስ ተጣዕሰ ኣቅሽሽት ጳጳሳት ዲያቆና ትምስ ጣኦት ህግደፍ ምስ ወገኑ እዝን ካልእን ተደሚሩ ብሓቂ ቤተ-ክርስትያን ተደፊራ ካብዚ ፈተነ የውጽኣና