It is being reported that Wufuy, Kiros and others will follow Seltene in going to Ethiopia these days. Why is Brigade Nihamedu planning to work with Dr Abiy when Dr Abiy and other Ethiopian elites are day and night claiming Assab and the Red Sea belongs to them????
ኩቡር ጋዜጠኛ ነሽነሽ ከ ማዓዝ እኻ ትግራይ ክትኣቱ❤❤💙💙💙
ሕጂ ደኣ ናተይ ሪጋ ዩ ተሪፉ ዘሎ ። ኣሸንዳ ገለስ ግድን ክከይድ የ
Kemu bel neshu shkor hji dea kulatna knkeyd ina
ነሽነሽዋይ ማዓዝካ ትመፅእ ንትግራይ ❤
ንጽበየካ እና ኣሸንዳ ❤@@neshnesh_show
@@neshnesh_show ብክብሪ ንቅበለኻ ነሹ ሓወይ💜💜💗💗💗
ለማዓንቲ ደስ ካብ ዝበለኒ ናይ ሰልጠነ ሓንቲ ማዓልቲ ንትግራይ ክከይድ ትምኒት ነይሩኒ ሩሑስ በዓል ጥምቀት🙏🙏🙏❤❤❤❤️❤️❤️❤️❤️
ሰልጠነ ለባም ሓውና እንካዕ ብሰላም መፃኻልና 🙏🥰🥰🥰🥰🥰
ሰልጠነ ሓዉና እንካዕ ብሰላም ናብትግራይ ዓድና ብሰላም ኣተካ ንፈትወካ ኢና❤❤❤❤❤❤
ሰልጠነ ሓውና እንካዕ ብሰላም ኣተካ❤❤❤
ሃይ ደሃይ ጸሎሎ መድያ ሓባይብ በዓል ምድሪ ዋጭዋጭ ክብላ እየን ጋይስ ርሑስ ጥምቀት እማ ንሓመዱ እና ተጋሩዋኒ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Kuluna hade ena nsom yhatna eyom weyane tixeliom dika
ሰልጠነ ዓብዪ ሰብ🙏🙏🙏🙏
ነሽነሽ ንስኻ ተሪፍካ ቀልጥፍ ነዓ መንፀፍ ዘርጊሕና ንፅበየካ ኣለና❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏
ኣሰይይይይ ሰልጡነይ ጅግና ሓውና እንካዕ ገፅ እዝ ትፈትዎን ተፍቅሮን ህዝብኻ ኣረኸበካ 🥰👏🥰🥰💙👑👑👑
እንኮዕ ብሰላም ኣተካ ሓላል ጅግና ወዲ ህዝቢ🥰🥰🥰💙💛🌿💪💪💪💪💪💪👏
አነስ ካብልበይ ብጣዕሚ ተሓጉሰ ስልጠነይ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ ኩቡር ሓውና❤❤❤🙏🙏🙏
🙏🙏🙏
እንኳዕ ኣብጸሐካ ንባዓል ጥምቀት ነሹዬ❤❤❤❤
❤️❤️❤️
ሰልጠነ እንኳዕ ዳሕና መፃእካ ዝ ሓወይ 🙏♥️
እውነት እግዚአቤሔር ይኃብካ ኩቡር ሓውና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እውይ በስምኣም ኣታ ታዓዲሉ 🙏 ስልጠነ ንዕኡ የማስለና 😢ነሹየ 🙌🫶💖
ኩቡር ጋዜጠኛ ኤርትራ ነሽነሽ 💙 ሲንግል ጓል ዝገበርኪ ጌርኪ ርከብኒ ።
ብሰላም ይምለስካ አሜን 🙏🙏
እውይ ሰልጠነ ሓወይ ብሓቂ መፂካ አታዕልል❤❤❤ አበይ አለካ ጥሕሎ ከብዓካ አታ ዓቢ ሰብ👑👑።
🙏🙏🙏
@@ArodoAkile ደቂ ዓጋመ በጃኩም ዓዲ ዘለኩም ጥሕሎ ጋብዙልና💜
@@ዕባይ-ዓጋመንጋብዞ ኢና ግድን ።
@samerh-ho4py አበይ ክንረክቦ ምበር አነ ብጣዕሚ ታሕጋሰይ አይክእሎን🙏❤
ኣነ ክመጽእ የ ኣጋብዝኒ
ሰላም ነሹ እኳዕ ኣብፀሐካ ምስ ስድራኻ🎉❤
True 💙💙💙💙💙
💙💙💙💙
Ney behiki zehiwey meary thanks you 🙏🙏🙏
🙏🙏🙏
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤ሰልጠነ ሐወይ ለባም
ስልጠነ ሰልጠነ ሓውነ እንቋዕ መፃእኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኩላይ ነሹ❤❤❤❤❤❤❤❤ እንቋዕ አብፃሓኩም
❤️❤️❤️
Beal wueletanaa hawunaa ❤❤❤❤
ሰልጠነ እንኳዕ ናብ ጥምቀት ኣብፀሓካ ብሰላም ከኣ ተመለሱ ዞም ርጉማት ህግደፍ ከይረኽቡ
Waww welcome ሰልጠነ ❤❤
❤️❤️❤️
ሩሑስ ባዓል ጥምቀት ይግበረልና 🙏🙏🙏
ነሹዋይ ማዓዝ አኻ ትግራይ ትመጽአ❤❤🎉🎉
ኣሜን ንሽንሽ ሓውና እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ክልተ ኣሕዋት ዘታሓቋቁፍ ጥምቀተ ክርስቶስ ይግበረልና ቡሩኳተይ❤❤❤❤
ነሸነሸማዓዝእኻትግራይክትኣቱትመፂእ❤❤❤❤🎉
ሰልጠነ ሓወይ ክቡር ዓብዩ ሰብ ኣምላኽ ኣብ ዙርያካ ይኹን ጎይታዋይ 🙏♥️
😂😂😂🤣🤣👏👏🍬🍬
💓💓💓💓💓🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙
Wawwwwwwww. Sulutun. abi. Sebe❤❤❤❤
ኣሜን ቁዱስ ጥምቀት ይግበረሉ ነቲ ኣብ ክልቲኡ ዘሎ ህዝቢ ትግርኛ
ዋው ዋው ፡ ቃላት መግለጺ የብለይን። ተሓጉሰ። ብሰላም ተመለስ።
We. Love. Yu. Seltene. 💙🌿💙🌿🙏🙏🙏👍👍👍🌹🌹
@GhennetKhifleiesus ደምሩኒ❤️
Hi neshenesh Selam kethelu tesfa yegeber ane nemjemaray gezi eye medebka zereya zelaku nay behaqi Des yebel ...entay keblaka deleye nere gen neseka eriterawi eka meslani selazi eti nay tegray temqet video memxaka xebuq eyu why ke nay eritera zeyemxakayo eza qer elateni anyhow sebat ena nebsena dema ahlifna ayneheben dagmay aytedgema bruk hawey rehus bela nemala amenti kerstena enqua abeqeana ❤🫶❤
ጽብቅ ርእይቶ ሓወይ።ግን ኣነ ናይ ንግሆ ዘርጊሐያ ዛ ቪድዮ ናይ ኤርትራ ከኣ ንምሸቱ የ ናይ ጥምቀት ቪድዮ ረኪበ ።
Neshnesh shalom🎉❤❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉
ደቂ ኤረይ ዘይንስኹም ሓው የብልናን እዚ ሩጎም ፖሎቲካ ገዲፍካ🎉🎉
Aseyyyy ❤❤❤❤
Eritrean 😢kea neameta kemzi ewan bergedey 🎉🎉❤❤💙
Neshu wn Tigray nea ❤❤❤
❤️
ብሰላም ይምለስኻ ሰልጠነ ባዓል ንፁህ ሕልና 🙏❤❤️
ነሹ መቐለ ምፃእ አኽቢርና ክንቅበለካ።
❤❤❤ነሹዋይ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ሰልጠነ ሓውናለ እንካዕ ብሰላም ናብ ትግራይ መፃእኻ❤❤❤❤
shalom neshu ze farqi leyti 🇱🇾💙💙💙
Kkkkkk Eritrea zateku koynu tesemieni do elka. Never ever!. Eritrea bi hilm tray eka kitrea atta barya nay tegaru. Miskinay chnin ilka tray temeles. 😂
Seltene lewah Asey Ellllllllll Temesgen Amlak ❤❤❤🎉🎉
wow seltene shkor tgray keydu 😍😍😍😍
That is your true place.
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Wawww ruhus awedamet hezbey ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ወልካም ሰልጠነ ❤❤🎉🎉🎉
ሰልጠነ እንቃዕ ብሰላም ኣተኻ ነሹ ዉን ሓደ መዓልቲ ናብ ትግራይ ኣቲኻ ክሪአካ ተስፋ ይገብር ❤❤❤
🙏🙏🙏
ሰልጠነ ሩሒስ ጥምቀት ይግበረልካ
Omg seltene well come to tigray 🙏🙏🙏🙏✅✅✅💕💕💕
Aye deki Angolo Aythafrun Ekum kumal kkkkkkkk☠️☠️☠️🦴🦴🦴🦴👢👢👢🦴🦴🦴🦴👢👢👢👢👢👢👢
ነሹ ለባም እንካዕ ኣብፀሐካ🤲🤲🤲
🙏🙏🙏🙏💚💚💚💚❤️❤️❤️💛💛
It is being reported that Wufuy, Kiros and others will follow Seltene in going to Ethiopia these days. Why is Brigade Nihamedu planning to work with Dr Abiy when Dr Abiy and other Ethiopian elites are day and night claiming Assab and the Red Sea belongs to them????
*ሕጂ ናተይ ሕቶ ዚ ኢሰያስ ደበሳይ ናብ ደለይቲ ፍትሒ ክቕበልዎ ማለት ድዩ?ዘይሕሰብ ዩ እዚ ስነ ጥበቡ ማይ ኮይኑ ክተርፍ ጥራይ ዩ ዘለዎ*
Saltnajigna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Waw seltene belih seb❤❤❤
Neshu Arkeyyy koriada ruhus awdamet ❤🎉bebzelenayo 🎉
Seltene bless you 🙏 ❤️ ♥️ ❤
Neshu thanks Lebamm.
🙏🙏🙏
ሰልጠነ ክቡር ሓዉ እንኳዕ አብፀሐካ ንኩሊኩም ህዝቢ ክርስቲያን ሰላም ሰላም ሰላም እግዚአብሔር ምስ ኩሊና ይኩን👏👏👏🎉🎉🎉🎉❤❤💙💙💙
እንዃዕ ንጥምቀት አብፀህኹም ሰለጠነ ግራማይ እንዃዕ ብሰለም መፀካ ነሸነሸ ዘሓውናው ዕብየለና
ነሹዋይ እስካከ መደብ እባ ግበር ልትግራይ ክትመፅእ🎉❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🙏🙏🙏
እሰያስ ጸጋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ብሉጽ ሓወይ❤❤❤ ነሹ ርሑስ ጥምቀት❤❤❤
እንኳዕ አብጸሓና ስልጣን እንኳዕ ዳሕና መጻኻ ላባም ሓውና🙏🙏🙏🙏💙💙💙💖💖💖💖
❤️❤️❤️
Seltene hawey Abo haki rhusAwdamet ygberelna Amen 👍❤️👌
𝙨𝙚𝙡𝙞𝙩𝙚𝙣𝙚 𝙗𝙪𝙡𝙪𝙭 𝙝𝙖𝙬 𝙠𝙚𝙡𝙚 𝙜𝙞𝙧𝙞𝙢𝙖𝙚𝙪 𝙠𝙚𝙡𝙚 𝙢𝙞𝙨𝙝𝙞𝙜𝙪 ❤❤️🦁
Welcome neshu 💙 🙏 😘 ruhus tmqet bro💙🙏
❤️❤️❤️
ስልጡን ኣምበሳ ጠሓሒሳ ኣሰይ ዕልል።❤❤❤❤
ሰላም ንኩሉ ህዝቢ❤❤❤
ሰላም ነሹዋይ ዓብይ ሰብ እንካዕ ኣብፀሐካ 🥰👏👏
ነሽነሽ ናይ መፃኢ ባዓል ቤተይ ንዓመታ ንከድ ኢና አነን ንስካን ካዓ እንዃዕ አብፀሐካ ነሹ ርሑስ ባዓል ጥምቀት ይግበረልና የሐዋተይ✝️❤🙏
🙏🙏🙏
@@MeryGB እረ ምስ ሓዳሩ ከይተባእስዮ🤣 ነሹ እሙን ናይ እግዚአብሔር ሰብ ኣብ ቃል ኪዳኑ ፀኒዑ ዝፅበ ዘሎ ጹኑዕ መንእሰይ ማርያምን ብጣዕሚ እየ ዘድንቆ ክንደይ ዓመታት ብእምነት ዝፅበ ዘሎ ሓው💜💜💗💜
@@ዕባይ-ዓጋመ You Tube አይ ትርኢ ሰበይቱ ኢለ እየ ፂሒፈሉ 🤣
🥰🥰🧡❤🧡❤💙💙💙💙
ሰላም ነሹ❤❤❤
ሰልጠነ ሓውና ሓደ ህዝቢ ዝኮነ አብ ክልተ ሃገር ዝነብር ሓደ ዝኮነሉ ግዜ ነዊሕ አይኮንን ።ፈጣሪ ንመን ኢሉዎ።ፍቅሪ ክስዕር እዩ።ስርዓታት ወደቅቲ እዮም።
ሰልጠነ ኣብ እንዳ ሰበይቱ ማለት ኣብ ዓዲ እንዳ ሓሙኡ ትግራይ ኮይኑ ዝተቐድሖ ቢድዩ ብዙሕ ኪንግረም የብልናን፡ዳሓር ንእግረ መንገድዩዩ እምበር ነታ ብዶክተር ኣቢይ ተገየራ ዘላ ጻውዒት ኣድስ ኣበባ ቃለ ማሕላ ካብ ትግራይ ትዕወት ኦሮሞ ትዕወት ወይ ኢትዮጵያ ትዕወት ዝብላ ማሕላ ንምምሓልዩ ኣቐዲሙ ኣትዩ ደሎ ፡
ሰልጠነ ዜና ሓሊፍቶ በዛ ናይ ወዲ ሃለቃ ክንደይ ምሰርሓላ
Nush ❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️
ዕልልልልልልልልልልልልልልልል
ስልጡን ሓውና እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ🙏ዝጽበያ ዝነበርኩ መዓልቲ በዓል ውዕለትና ኩልግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ💞💞💞💞💞💞💞
ትግራይ ካላአይቲ ዓደይ እያ ዕደምን ጥዕናን ንህዝቢ ኢትዮጵያ ኩሉ ግን ከማኻን ንዓኻ ዝምስሉን ነሽነሽ ዝብሉኻ ለኻብጥ ትግራዋይ ኔርካ ተኸውን'ውን ንኤርትራ ምዘመርካ ንኸብድኻ ኣይትንበር ሓሰማ
Seletene forget Eritrea you don’t need to mention Eritrea. Adi sebytka atika yebesehaka ferekan
Ruhus Timket ❤❤❤
Des zibl 🎉🎉🎉
እንካዕ ኣብጽሓካ ነሹየ 🙏🩵
Btami uyu zhzin nay eritrea nger 😢
Welcome brother's 🙏 ❤️💛✔️💙💙✔️🙏 machewe raya rayam 🎉🎉🎉
❤️❤️❤️
ንሰልጠነ አንቃዕ አታ ዝብህጋ ትግራይ ራኣያ ደዲሕሪኣ ኽኣ ናብ ዓዱ ናብ ንዕልቶ ይግበረሉ ኣምላኽ🌿🌿🌿💙🌿💙🌿
Welcome ሰልጠነ ዓብዪ ሰብ ነሹዋይ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ 🥰♥️
Selam Nashu 💙💙💙💙
ስልጠነ ነዚ ዝፀዓርካሉ ስላም እንዃዕ ፍሪኡ ኣርአየካ ።ክንደይ ፅርፍን ዘለፋን ሓሊፍካ ተቃሊስካ ኢኻሞ እንዃዕ ናብዚ ትፈትዎን ተኽብሮን ህዝቢ ትግራይ ብስላም ኣራኸበካ ።🙏💖🫶😘🥰
ነሹ ሓወይ ካኣ ንባል ስልጠነ የማስልካ ደላዪ ፍቅርን ስላምን ኢኻሞ ናብኡ የብቅዕኻ ክቡር ሓወይ 🙏🫶💝
ግን ክረኽበካ ምእንቲ ክሳብ ኣነውን ዝኣቱ ፅናሕ ኢኻ 😜ስላምን ፍቅርን ንኹሉ ህዝብና የውርደልና ፈጣሪ 🙏🫶
Neshu arkey sebtka mes mexet behsab kenkbla Ena 😇😁😇
🙏🙏🙏
Wow seltene hawna des euluna neshu ke hawna ke maze tiked eka ❤🎉❤🎉bejaku kulina niselam nizemir selam eu tsbuk ahwatey ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉
ነሹ ዓይነይከ ማዓዝ ኢኻ ትኸይድ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤