Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
thank you for serving the people of Tigray.. we need more people like u in diaspora. If Eritrean journalist did what u are doing in 2010, the crazy regime in Eritrea would not have destroy our people and neigboring country like Tigray, sudan and Congo
Stalin: Please come to your sense. Shabia has committed genocide on Tigray people. Do not take it easy. Many people are angry against you because they have lost family members by Shabia. ስታሊን ናይ ሻዕብያ ክፍኣት ኣይተቃልሎ።
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
ጀነራል ጻድቃን ዝባሃል ሰብ እንታይ ስለዝበደሎ ኢዩ ንህዝቢ ትግራይ ዘሳቒዮ ዘሎ
❤ግዝአት ትግራይ 48 ሚኢራዊ ተወሪሩ ዑጥቁኩም ፍትሑ ዝብል ፃድቃን ሓሚሙ ድዩ ? ጠፊኢዎ አይኮነን ❤ብፅላእቲ ከምዘሎ
ጻድቃን ክርሸን እኒኤዎ፦
እረ እስታሊን ፃድቃን ትግራዋይነቱ ዝኸሓደ ፀኒሑ እዩ
ጻድቃን ክርሸን እኒኤዎ፦
አስታለን ጀግና ወዲ ትግራይ
ፃድቃን ትግረዋይነቱ ዝካሓደ ንሃፍቱን ንስልጣኑን ክብል ህዝቢ ትግራይ ዝካሓደ ወራዳ ሰብ ዓገብ ክባሃል ኣለዎ
እስታሊን አጀካ እዞም ከብዳማት ምስ አቢ ማዐኾር ይልሐሱ ህዝቢ ትግራይ ግን በዞም ጠላማት አይብርኸኽን እዬ ዐወት ንህዝቢ ትግራይ :
እቲ ኣሰላልፋ ከም ፀሓይ ጫሕ ኢሉ ይነፅር ኣሎ። ህወሓትን TDFን ምስ ህዝቢ ትግራይ እንትስለፉ ፅግዕተኛ ጉጅለን GSTSን ከዓ ምስ ጀኖሳይዳዊት ኢትዮጵያ ተሰሊፎም ንትግራይ ይሕምስዋ ኣለዉ።
ጻድቃን ክርሸን እኒኤዎ፦
@@koala10ish ንዓኻ ድርባይ ሻዕብያ ኣይምልከተካን ናይዛ ድኻ መደኽደኽ ኤርትራኻ ግበር። ከምዛ ሃመማ ኣብ ዘይውራይካ ጠብሎቕሎቕ ኣይትበል።
ቀፅለሉ
ህዝቢ ትግራይ ወፂዒኡ ሓቢኡ እናተሰሓገ ኣብ ኬንዳ ኮይኑ ከመውት ዝወሰኑ ፃድቃንን ጌታቸውን እዮም
ጻድቃን ክርሸን እኒኤዎ፦
Stalin hero
ጻድቃን ክርሸን እኒኤዎ፦
The worst general in Tigrai is Tsadikan .
I don’t know what’s teaching his kids. Killing your own people with enemy. Shame on you G/Tsadikan.
እስታሊን አብ አውስትራልያ ትነብር አበራሽ ፍስሃ ምስ ብዓል ገዝአ አይተ ዳኒኤል ሃይሉ ኮይኖም ንዓይ ሐዊሳ ዒስራ ውቅዓት ሰራዊት ሙሉእ ሕክምና ሸፊናትልና ስለ ዘላ አመስግነልና።
ቲዲኤፍ ምሕላው ሲኢኑ ደባቱ ነቲ ዘይከአል ዝኽኣለ ስለምንታይ?
ወተሃደራት ብልፅግና ደም ስውአት ዘይነቐጸ!
አቶም ትማሊትማሊ ንብዙሓት ደቂ አንስትዮ ዝዐመፁ ሰራዊት ብልፅግና ህዝቢ ትግራይ ካሕሳ ወይ ከይፀወየሉ አብ መረበቱ ከይተመልሰ ገፆም ንምርኣይውን አይከኣልን አይሕለምን።
ካብ ሓደ ገዛ ክንደይዮም ጠፊኦም ዘለዉ ?😢😢😢😢😢😢😢
❤❤❤ nice one bro thanks
እስታሊን ጀግና❤❤❤❤ዛራ ሚድያ ❤❤❤❤። ሐቂ ዓቅሚ ዘለዎ ስቅ እሉ አይቅደድን
❤❤❤ድሕሪ ሕጂስ ዩቱብ ዝብሃልዶ ክንገድፎዶ በጃኹም?? ንሓው ጸሊኡስ ምስ ጏና ጥራይ ዘይኮነስ ምስቲ ቀታሊኡ ናይ ፍቅሪ ሽምዓ ዝውልዕ ትግራዋይ ንርኢ አሎና😢😢😢😢😢
thank you for serving the people of Tigray.. we need more people like u in diaspora. If Eritrean journalist did what u are doing in 2010, the crazy regime in Eritrea would not have destroy our people and neigboring country like Tigray, sudan and Congo
Selamika yibzah
ቡጣዕሚ እዩ ዘሕዝነካ የሕዋትና ኮንቱ ተሪፎም ደጋጊሞም ልበና ሰይሮሞና😢 ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልና 🙏
ሰራዊት ትግራይ ንግምት ካብ ስልጣን ኣውሪዱ ጉዳይ ልኡላውነት ትግራይን ተመዛቢልቲ ተጋሩን ሓላፍነት ወሲዱ እንተዘይ መሪሕዎ፡ብዓል ጻድቃንን ጉጅልኡን ነጨበረር ጉጅለ ጊታቸውን ናይ ትግራይ ትግራዋይነትን መሰል ሓሺሾም ዘወር ክብሉ ምዃኖም ፍሉጥ ኢዩ፡
እዘም ደቆም ኣብ ደገ ክፍ ኣቢሎም ክምርሕና ኣይንፍቅድ
ብዛዕባ ነፋሪት ክትመጽእ እንከላ ካብ ኣስመራ ደዊሉ ንእሽቶ ሓወይ ይሕብረና ነይሩ፥ ንሕና ድማ ምንጣዕ ነዳሉ ነይርና ሽዑ ኣሃዱታትና ይምንጥላኣ ነይረን
ታትደልዩዋ ዘለሎኩም ኪናት ኣብ በተሰብኩም የዉዕላ ኣሜን🙏🙏
❤❤❤❤❤
Eritrea live for ever god bless eritrea🇪🇷
ዝኮነ ይኩን መንእሰይ ትግራይ ዝኮነ ሓይሊ ናብ ትግራይ ከይኣቱ ንቃሕ
ትግራይ ብጣዓሚ እያተሐዝን ኣብ ሻራተን ኮይኑ ዝመርሕ መንግስቲ እዩ ዝኒሀዋ
eway gud eyu deki adey ahwtey, ajona
አፍሪቃ ሕብረት ከ ጽቡቕ ዶ?🤔
ስታሊን ሐወይ ናይ ልበይ ተዛሪብካለይ። ማንም ንሕዝቢ ትግራይ ቁሊሕ ዝበሎ የለን ካብ መለሥ ዜናዊ ጀሚሩ ሥጋብ እዛ ሕጂ እዋን ። ናይ ነብሶም ሃብቲ ምድላብ ብሥርቅን ብ ግቦን ዝተጨማለቑ ጀነራል ይኹን ኮረኔል ለይቡ እዮም ። ግዜ ፍርድን ሥርዓትን የምጽአሉ ሕዝቢ ትግራይ አሜን!!!!!!!
Anta jgna stalin !!!
🙏❤❤❤
Long live
💖💖💖💖👌👌👌
Good job Stalin, I like the way how you fight for our people and TDF! I'm following you through out...
ዝተማዛበለ ህዝብናን ዝተወረረ መሬትናን እንድሕር መፍትሕ ዘይተረኽቦ ኸ እንታይ ኢና ኽንገብር ዝብል ነዚ ህዝቢ ከምዝሓስብሉ ብማዓር ዝተለጠጠ መርዚ ኻዓ ይንዘሐለይ ኣሎ ብመሪሕነት ሑሓትን ንሓደ ውድብ ብዝሕሽከሩ ጀነራላትን ተመሪሑ ዝዕወት ቃልሲ ትግራይ የለን
በጥዓም እዩ ዘግሪመ መራሐት ናይ ትግራይ 😢😢😢
አብዛ ምድሪ ዘላለም አይንነብርን ኢና ታሪክና ግን አይነባላሹን ንሕና ተጋሩ ብሓደ ሓደ ጥቅመኛ አይንታለልን ናይ ግምት ሓፃር ግዘ እያ ዘላቶ
ስታሊን ስለ ህዝባዊ ሓልዮትካ ኣዝየ የመስግነካ በርትዕ ኣጆኻ ድኻምካ ፍረ ኣለዎ
Stalin: Please come to your sense. Shabia has committed genocide on Tigray people. Do not take it easy. Many people are angry against you because they have lost family members by Shabia. ስታሊን ናይ ሻዕብያ ክፍኣት ኣይተቃልሎ።
ስታሊን ናይ ሻዕብያ ክፍኣት ኣይተቃልሎ። ሻዕብያ ንህዝቡ ዛይሓለየስ ንካልእ ክሓሉ! ሓሶት። ሻዕብያ እቲ ዋና ሃንዳሲ ትግራይ ጀኖሳይድ እዩ። እቲ ቀንዲ ህዝብና ዝጨፍጨፈ። ንብረትና ዝሰረቐን ዘዕነወን ቀንዲ ተዋሳኢ እዩ።
Exactly!
Lebust etom qetelti endyu koynu.
Kzkro aydeleyen.
ዘበን አካሒዳ ኢልዎኮ ደብረፂወን ኽሓድቲ
አሰፋ አብርሃ ዝበሃል ብልብነት ዝበስበሰ ሰብ እኮእዩ ሐዚ እንታይ ከም ዝዛረብ ዘሎ ግራ እዩ ዘአቱ ወዲ 70ዓመት ኮይንካ ዘየድሊ ሓሶት ምሕሳው መርገም እዩ
ጻድቃን ንሰራዊት ትግራይ ኣብ ጸሮናን እግሪ መኸልን ቢሬ ደንከልን ዘጩፍጨፈን መዝሓል ጥይት ዝገበረ ሕማቕን ዘይብቑዕን ባህላዊ ጀነራል ኢዩ። ሕጂውን ደጊሙ ኣሽሓት መናእሰይ ዘሕለቐ ጸረ ህዝቢ ትግራይ እዩ።ሕጁውን ምስ ብልጽግና ኮይኑ ንህዝቢ ንትግራይ ከጽንት ዝተበገሱ እዩ።ህዝቢትግራይ ተባራበር፤ ጸላኢኻ ኣለልዩ። ኤዚ ወድሓንኩም!!!!
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊💊
ፌድራል መንግስቲ ብሓቂ ህዝቢ ትግራይ ንምሕላው ድዩ ትግራይ ዝአቱ ዘሎ ወይስ ፃርቃንን ጌታቸውን ንመሕላው እዩ ዘአቱ ዘሎ
ዛራ ሚድያ እተቅርቦ ዘለኻ ብፍላይ ጀነራል ፃድቃን ካይዶ ዘሎ ተነኮል ተጋሩ ክርደእዎ ተሓባበረና
ምንቅሥቃስ ተጋሩ ትግራይ ትግርኝ ኣለውሃ ምላሽ፣
ኩሉኹም ተጋሩ እንተዘይ ሓቢርኩም ፀላእትኹም ፋስ ሒዞም አብርስኹም አለው!!
ትክክል ኢካ ስታሊን ቅድም ኢሉ መከላከያ ብዙሓት ተጋሩ ካብ ሑመራ ናብ ተከዘ ከሻግር ፀንሑ እዩ ሕዚ ውን ይቅፅለሉ አሎ የፅሪ ኣሎ
ብዙ ዕድመ ዙይ ሰብ ብዙሕ ነገር ክርስዕ ይኽእል'ዩ። ናይ ሓንጎል ምዝባዕ እውን ኣሎ እዩሞ እስቲ ጥዕነኦም ይመርመሩ!
ስታሌን ሓዉና ናይ ጻድቃን ናብ መኸተ ምኻዱ ናይ ብሓቂ ድዩ ወላ ከም ናይ እሰያስ ኣፈወርቂ ኒ ጀብሃ ከፍርሳ ኒ ሜዳ ዝኸደ? Tigrai egziabher yhaliwa 🙏
ስማዕ እስታሊን ልህዝቢ ትግራይ ሓሊኻ ትህቦ ዘለኻ ሓሳብ እንተኾይኑ ፅቡቅ እዩ ግን ንሱ ንምኻኑ ውሽጠይ ክቅበሐካ ኣይከኣለን እቲ ናትኻ ሓሳብ ውግእ ምስ ኣብይ እምበይ ምስ ሻዕብያ ኣየድልን ዝብል እዩ ልመስል ግን ብናተይ ኣተሓሳስባ ኹሉ ሓደ እዩ ኺሉ መስዋእቲ ልሓትት እዩ ፡፡ ንሱ ኸምዘለዎ ኾይኑ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ንከይፍፀም ዝሰርሑ ዘለው ኣብ ግምትን ኣደመን ዘለው ጉጅለታት እዮም፡፡ ድንበር ናይ ምሕላው ሓላፍነት ናይ መን ምኻኑ እውን ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ተለይኾይኑ ራማ ፣መረብ ተኸፊቱ መትከላዊ ለይኾነ ርክብን ምምልላስን እናሃለወ እዚ እናፈለጥኻ ከም በዓል ሞያ ሱቅ ምባልኻን ሓበሬታ ኣብ ጊዚኡ ዘይምግላፅኻ ሓሳብ ዘየልዕል ዶ ይመስለካ
ዲቃላ ብልፅግና ትግራይ መን ናብ ዕግርግር የዕትዋሎ ላትፈለጠ ኣደመ ክትብል ደንቆሮ ኣደመ ዝባሐል ኣብ ትግራይ የለን ባንዳታት ዘውርይዎ ዕዩ ዲቃላ ርዕሲ ሓምሐም
ይቅርታ ዝሃውና እሞ ንስኻኸ ናበይ ክምዝአተው'ዶ ትፈልጥ እንተኮይካ ንገረና'ዶ ክንፈልጥ:: አነ ብሃቂ ናብ ትግራይ ዝኸደ ካብ ኩሉ እዲ እተሰብሰበ ገንዘብ ናብ ትግራይ ኬዱ እምበር ኣብዙይ ኣተወ ዝፈልጦ የብለይን:: ካልእውን ከምዑ:: ሃደራ ንገረና እት ተሰብሰበ ገንዘብ ኣብይ ኣትዩ?::
💙💙💙👌👌👌💙💙💙
Federal xbuq geyru lukut kebla alewo.❤
❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️😊
👍🏻💖✊💖✊💖
Eway
ከምታ ብስሕተት 4ኪሎ ብመከላከያ ከይርከባ ሰተት ኢሉ ዝወፀ ኸዚውን TPLF ንትግራይ ተዘይተረኪቡዋ ታሪካዊ ስሕተት ከይሰሓት ይጠንቀቕ አለበለዝያ ብTDF ይተሓዝ።
ንህዝቢ ትግራይ ናይ ኢ/ያ ሰራዊት ያሓልዎ ዶ በለ ፃድቃን ከመይ ዝበለ ካሕዳምን ጨካን እውን እዩ
መንገዲ ሰላም ዓመት ክዳ!
TDF needs protect his people against their so call leaders..
❤
ስታሊን እከለ ኢልካ ተትዛረብ ፅቡቕ ነይሩ!
ቀጽለሉ እስታልን ህዝብና ካብ ሓደጋ ነናግፎ
ዘመነ ኣካሒዳ ኮይኑ እምበር ዝኹሉ መከራ ዘሕለፈ መሪሕነትን ህዝብን ዶ ናብ ጨፍጨፍቱ ተመሊሱ ስልጣን ምለመነ የሕዝን።
42:45 ሰራዊት ፌደራል ንብንታይ ካብ ወሰን ወፂኡ ኢልካዶ ተንቋርር አይነበርካን?
ጻድቃን ካሕዳም ብመደብ ኢዩ ናብ TDF ተጸምቢሩ ።ውልቃውን ሕዱር ቅርሕትን ቂምን
ክዋጻእ ብተሓላቕነት ዲሞክራያ ንትግራውይ ኣሳቢቡ ሕንፍሽፍሽ ዘእተወን ዘእቱ ዘሎን።ኣብ ቀረባ ግዜ ግን ጉዳይ ትግራይን መሰል ትግራዋይን ዝጣበቕን ዘይጣበቕን ብጋህዲ ክንጸር ኢዩ። ንመሰልካ ብሂወት እናሃለኻ ምሕሻሽ ክልተ ሞትን ሕሱር ሞትን ኢዩ።ንመሰልካ ኢልካ ተቓሊስካ ሂወትካ ምሕላፍ ግን ኣብ ልቢ ህዝቢ ህያውን ዘልኣለማውን ኢዩ።
ማዓት ይውረድካ ኣድጊ፥
ኢሰያስ ኣብ ኢትዮጵያ ምዝራፍ እንተ ዘይዀይኑ ካልእ እንታይ ጥዕና ዘለዎ ሓሳብ ኔሩዎ ይፈልጥ? መለስ እንታይ ኣጒዲሉ እስኪ ሓንቲ ወይ ክልተ ጭብጢ ኣቕርብ? ሃካይ ደንቆሮ ንስኻ ብጅምላ መለስ ዘይገበርዎ ማዓት ነገር ኔሩ ትብል?
Way rebha ajewjew yebilekalo
🙏❤❤❤🤧💔
ጦርነት መጀመር ማለት ማሸነፍ ማለት አይደለም።ኤርትራ ከህዝቧ ጋር ገና ከመጀመርያው 33 አመት በፊት ዝግጁ ነበረች
ኢዋ
እዋእ ን ዲይስፖራ ትግራይ ሞራል ምስባር ሕማቕ ኢዩ ። ኣነሲ ሕጂ እንተራእኹዎ ጌታቸው ረዳ ምስኪን ኢዩ እቲ መርዚ ካብ ጀነራል ጻድቃን ኢዩ ተለኺፉ። ን ጌታቸው ይቕሬታ ሓቲትካ ናብ ቦታኻ ተመለስ ምባል ይሓይሽ ። እታ ፈትለ እንዶ በጃኹም ሓላፊ ግበሩዋ። ብጓል ኣንስተይቲ ቆራጽነት ኣለዋ ብቶም ደቂ ተባዕትዮ ኣይነፋዕናን ። ድሕሪ ሃጼ ዮሃንስ ትግራይ ንፉዕ መራሒ ኣይየኸበትን። ዲያስፖራ ትግራይ ኣይትሕረቕ ሕጅውን ህዝቢ ኣሎና ኣብ ሓደጋ ተቓሊዑ ዘሎ ንበርትዕ ።
እስታሊን ቴንኪው
ሕቶ ኣለኒ
➠ሕቶ ሓደ....
ህዝቢ ትግራይ ንናጽነቱን ሃገር ክምስርትን እዩ ተቃሊሱ። ጌታቸው ረዳ፣ ጻይቃንን ዝበሃሉ ደናቁር ግና ድሌት እቲ ዝኣመኖም ህዝቢ ንጎኒ ገዲፎም ናጽነቱ ከይእውጅ ገይሮሞ። ሕጂ ኸኣ ዝገደደ ጫማ እቲ ሰብኣይ ኣብ ሽዋ ከይዶም ይልሕሱ ኣለው። ሽዋ ዘኽይድ እንታይ ኣዴኻ ኣለካ😂 ? ፕሪቶሪያኸ እንታይ ክጠቕመኩም እዩ?
....
➠ሕቶ ክልተ
እቶም ቀዲምና ከይንዳሎ ትሸዓተ ሽሕ ፍሉይ ሓይሊ ጥራይ ሒዞም ኣዋጊኦምና ትብሉ ዝነበርኩም ሰባት ሎሚ ሰራዊት ኣየድልየናን ብDDR ይበተን ትብሉ ንሰምዕ ኣለና። እቲ ሰራዊት ተተበቲኑ እንታይ ሒዝኩም ኢኹም ሃገር ክትምስርቱ? ዋላ ሓንቲ ዘይረኸብካ ቀዲምካ ዕጥቅኻ እንተረኪብካሲ ብኸመይ እዩ ውዑል ፕሪቶሪያ ዝፍጸምን ዝተወረ መሬት ተምልሶን?
...
➠ሕቶ ሰለስተ
ዕጥቅኻ ምስፈታሕካ እቲ ዕጥቂ ዘለዎ ወገን ካብ መሬትካ ኣይወጽእን ግዳስ ተወሳኺ ቦታውን ክወረካ እየ እንተበለካኸ እንታይ ኢኻ ከተምጽእ?
...
➠ሕቶ ኣርባዕተ
እቲ ፌዴራል መንግስቲ ዕጥቅኻ ምስፈታሕካ መሬትኩም ኣይምልሰልኩምን፣ ኣነ ብዝሸምኩልኩም ሰብ ኢኹም ትመሓደሩ እንተበለኩም እንታይ ኢኹም ከተምጽኡ?
....
➠ሕቶ ሓሙሽተ
ዕጥቅኹም ምስፈታሕኩም ገበን ክሕደት ፈጺምኩም ንሰራዊት ኢትዮጵያ ወጊእኩም ኢኹም ኢሉ ንኣዘዝቲ ሰራዊት ኮነ ንፖለቲከኛታት እናሃደነ እንተኣሰረኩምከ እንታይ ክትገብሩ ኢኹም?
...
➠ሕቶ ሽዱሽተ
ጌታቸውን ጻድቃንንከ እቲ ፌዴራል ተጠቒሙሎም ምስወደአ ዕጥቆም ምስ ኣፍተሐ እንተኣሰሮም እንታይ እዮም ክኾኑ....?
....
➠ሕቶ ሸቡዓተ
ሓደ ዙሪያኡ ብጸላእቲ ዝተኸበን ከቢድ ናይ ህላዌ ሕቶ ዘለዎን ህዝቢ ብዚያዳ ክዕጠቕ እምበር ብኸመይ እዩ ዕጥቂ ብምፍታሕ ህሌዌኡ ከውሕስ ዝኽእል። ኩለን ክልላት ማዕረ ሰራዊት ሃገር ዓጢቐን ኣብዘለዋሉ ጊዜ፣ ኣንጻር ትግራይ ዝኾኑ ዕጡቓት ጉጅለታት ኣብዝበዝሑሉ ጊዜ ከመይ ኢልካ ዕጥቂ ትፈትሕ? ዴሞክራሲ ኣብዘይብላን ብሕጊ ኣብዘይትመሓደርን ሃገር እናነበርካኸ ብኸመይ ኢኻ ጥራይ ኢድካ ድሌትካ ትረክብ?? ኣይኮነን ዝወረሩዎ ክመልሱልካ ዝተረፈውን ከም ሕምባሻ ተመቓቒሎም ተወሰዱዎኸ እንታይ ኢኻ ከተምጽእ???
...
➠ ሕቶ ሸሞንተ
እዛ ክልል ከመይ ኢላ እያ ብዘይካ ሓድሕዶም ዝተሓሳሰዱ ዕሱባትን ከደምትን ሓደ ጡዑይ በሊሕ ፖለቲከኛ ዝሰኣነት።
እዚዩ ሕሾት ዝብል ዘሎ ምስቶም ኰማን ድ ፖስት ነይሩ ድዩ።
ሀዚውን ደጊምና ክንዛረብ ፡TDF ሓላፍነት ይውሰድ ። ብሓደ ለይቲ ቦጦሎኒ ሰሪዕና ክሓድር ንኽእል ኢና እናበሉ ዝፍክሩ ዘለዉ ሰባት ዕድል እንተረኺቦም ኩይናት እዮም ዝእውጁ ዘለዉሞ ህዝቢ ትግራይ ኣስተውዕል
ኣነ ከም ኤርትራዊ ዞባውን ዓለማውን ፖለቲካ ኣንቢበ እቲ እንኮ ኣማራጺ እሂን ምሂን ምባል እዩ ዘለና ኣማራጺ ሓያላን ሃገራት ንረበሐኤን ክብላ ቁስልና ክንሓክኽ ይገብራና ኣለዋ ።
ስታሊን ከኣ ቀጽለሉ
ጀነራል ፃድቃን ናይ ቀደም ኣብ መከላከያ ዝነበሩ ተጋሩ ዒስራ ሽሕ ዝኾኑ ኣበይ ከምዘለዉ ትፈልጥ'ዶ? ንTDF ኣብ ቤት ማእሰርቲ ንምድጋን ድዩ???? ሰማይ ዝሰቐልናዮም ትሕቲ መሬት ኣትዮም!
ለካ ኢሳያስ ተደምርና ኢና ምስ ኢትዮጵያ ዚበለ ከም ዞም ጠላማት ህዝበምን ዓደምን ዚጠለሙ ጠላማት ደቂ ሐውአቦታቱ ባዓል ፃድቃንን ወዲ ወረደ ጌታቸው ካሎኦቲን ሸይጥቲ ትግራይ አዝማዱ ናይ ዘሪኢ ኮይኑዎ ኢዩ
ስታሊን ሓደ ክንድሽሕ ኢኻ ንበረልና።ህዝቢ ትግራይ ንኽጭፍጨፍ ዝገበረ መልሓስ ጌታቸው ረዳ እዩ።
ቆይ ህዝቡ ጦርነት ሲመጣ ብቻ ነው በአንድነት የሚሰለፈው ? እኛም አፈርን ከትግራይ ጎን በመቆማችን ምክንያቱም ጀግና መስላችሁን ነበር ለካስ ሁሉም ሲፈራ አንድ ይሆናል አሁን ግን ከላይ ያሉት ለማባረር tdfም ህዝቡም ተኝቷል.....ክልሉ ያለ ጦርነት መኖር አይችልም ማለት ነው?
ምሩፅ ምድላ ዩ
ሃሳዊ ህማቅ ሃቂ ኢዩ ናይ መንጆርኖ ኣቅሚ ዝይብሎን ዘይረብኹ ደቂ ኣድኻ ዘረጃ ኢኻ
Ajoka Ata jegina wedi hizbi edimey tienay yihabika
35:58 አብ ሻዕቢያ ኸ አይፍንድእን......አይንስኻኸ ምስ ሻዕቢያ ሰላም ኢና ንደሊ እንዲኻ እትብል።
ሰራዊት ኢ/ያ እሞ ቦርደር እንተሓለየ እንታይ እዩ ፀገሙ ስታሊን ኣብዛ ወርቂ ግዲ ኢድ ኣላትካ እያ።
Ere tgerm seb eika btaemi abyu seb eka btaemi jegna
ትግራይ ዳግም ብአብይ አህመድ ክትውረረ??. :: ዘሕዝን ወረ እዩ::: ግን ኣንታ ራራ ሚዲያ ኣዘጋጃዊ እውነት እዙ ወረ ትክክል ድዩ? ባኣልቶም ፀላእቲ እት ዘረባ ክዛረቡ ስለዝክእሉ ምጥንቃቅ የድልይ ይመስለኒ::እቲ መጠንቀቅታ ግን ፅቡቅ:: ዝኮነ ኮይኑ ምውራድና ንንባልና ክንናቆር ከለና እዩ::
ስታሊን ክሳብ ዘላትካ ግዜ እማ ተቃለስ እምበር ታይማ ክትገብር ዲኻ እታ ትኣምናን ትድግፋን ጉጅለ እማ ሓመድ ድበ ንኽትኣቲ መቃብራ ተዃዒቱ ኣሎ። ክኣሎ እምበይ
ከም እዚኦምስ እንኻዕ ኣይኮንኩ! ታይ እዩ ወሪድዎም? ደፋሪ ጨፍጫፊ መዕነዊ መከላከያ ናብ ትግራይ ንምንታይ???? ትግራይ ናይ ኺናት ማይዳ ንምግባር? ኧረ ሕሰብሉ።
HGDF WEYANE same shit.
stalin Zara media
Mariamawit Horizon media
Microphone media
Dedebit Midia
ነፍስሔር ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ በዝሰልጠነ ፖለቲካዊ ስነ መጎት ኣብለልታ ይመርሕ ነበረ እዚኦም ብ ሓሶትን ሸፍጢን ጉጅለን ተወዲቦም ክመርሑ ይሰርሑ መሕፈሪ እዮ
ኣትን ኣደላዬ እቲናይኽን ዶ ላኣዬ
"ስታሊን" ንስኻ ኣብ ሙቸት ተቐሚጥኻ ደቅኻ ሰበይትኻ ሓቒፍኻ እንዳነበርኻ 10 ግዜ ሰራዊት ስጉሙት ውሰድ እንዳበልኻ ትፅዉዕ ለለኻ ኣብ ትግራይ ንዝፍጠር ምጭፍጫፍ ክትሕተት ኢኻ ይብሎ ኣለኹ ብሎክ ኢሉኒ😂
ለማዓንቲ መንገዲ ተዓፅዩ
አበይ
Atelakea melakea
እወ መፄሙ ዝፈልጠም አለው ካበኦሙ
Ngereley eske nzi resah sebeay