ኤርትራዊ ዜግነት ብትውልዲ ዶ ብወለዲ? ዘተ ምስ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 10 янв 2025

Комментарии • 15

  • @T-smArtMss
    @T-smArtMss 4 дня назад +1

    ሰላም ረዴዮ ኤረና ፡ ዕላል መዛኑ ዝብል እባ ጸዓኑልና ፡ ረሲዕክመን ኣለኩም ።

  • @Abi-hero
    @Abi-hero 4 дня назад +1

    ቡሱል ትንታኔ ባሻይ💙🌿👍

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 2 дня назад

    ከም ወትሩ ቡቁዕ ትንተና ሓው ረድኢ 💙 ራድዮ ኤረና ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ብስለትን ነዊሕ ዝጠመተ ኣታሓሳስባ 🌿 ዝውንኑ ዜጋታት ብምቅራብ ኣተሓሳስባ ንኡስ ወለዶና ናብ ዝበረኸ ደረጃ ብምድያብ ነባሪ ሰላምን ሕግን ፍትሕን ዝዓሰላ ሃገር ምህናጽ ይጠቅም👍🫶🏽🙏

  • @ghebreyesushaile680
    @ghebreyesushaile680 4 дня назад +2

    ሙሉእ መዋእሉ ምስ ተቃወመ ብግብሪ ምስራሕ ኣይመባልዕቱን ኢያ።ንዝተጀመረ ቃልሲ ክወቅስ ጥራይ ኣሪጉ።ኣብ ምዕራባውያን ሃገራት እንዳተቐመጠ ኸኣ ንበዓል ካናዳ ገብቲ ይብለን።ካብ ዘገርም ቢርገድ ንሓመዱ ክጅምር ከለዉ ቀልጢፉ ከወዓለ ከይሓደረ ኣገልገልቲ ናይ ምዕ ራባውያን ኣገልገልቲ ዝበልካ ኢኻ።ንጀብሃ ዘይኮነ ብኸመይ ነአርትራ ክኸውን ትሓስቡ።ንውድቡ ኣፍሪሱ ናብ ስደት ዝተጸርገፈ።

  • @Abdulrahim-ts9zj
    @Abdulrahim-ts9zj 4 дня назад

    Nature is Nature

  • @ChevCheliosMr
    @ChevCheliosMr 4 дня назад +1

    ባሻይ ኣብ መዳ ኮሎ ኣነ ኢየ ፈላጥ ዝብል ኣይ ከም ጀብሃ ኮይኑ ናይ ጀብሃ ተግባር ዚገብር ወይ ከም ሻዕቢያ ከም ኣይመስል ናይ ፋሉል ወይ ከም ወዲኒ ኢዩ ዝፍለጥ።

  • @freweinighebresadick8260
    @freweinighebresadick8260 4 дня назад

    ፍረወይኒ ገብረጻድሸቕ ኣብ ኤረትራ ጓል መሬት ጓል ርሰቲ ኣቦታታን እኖታታን ኣባሓጎታታን እኖሓጎታታን ንመጻእተኛታት ፈትዮምን ረድዮምን ዝርሕቡን መሬት ዘማስሑን::

  • @shambko
    @shambko 4 дня назад

    Eritrean traditional law does provide for citizenship by residency through the process of naturalization. According to the Eritrean Nationality Proclamation, individuals who are not of Eritrean origin can acquire citizenship by residing in Eritrea for a specified period

  • @danielteklehaimanot8839
    @danielteklehaimanot8839 4 дня назад

    Bashay , he is taking but never saying at all !

  • @danielteklehaimanot8839
    @danielteklehaimanot8839 4 дня назад +1

    አቦታትና እቶም ቀዳሞት : አብ ቤት ክአትዉን ክቅመጡን ከለዉ ቆቦዖም ዩውጽኡ ነበሪ።

  • @freweinighebresadick8260
    @freweinighebresadick8260 4 дня назад

    ብወለዶ 7 ገዛ ኢና ግን ነዞም ካብ ካልእ ዝመጹ ኣብ ማዕርነት ንምምጻእን ደቂ ዓዲ ንምግባርን 8ናይ ገዛ ሰሪሕና ምስተን 7 ገዛ ድማ ከም 8ናይ ገዛ ሓው ኢና ንርእዮ ንሓስበሉ ነገር እውን ኣይኮነን:: እዚ ማለት ግን ነዘዝመጸ ኣብኡ ንድምሮ ማለት ኣይኮነን:: እዚ ኤርትራዊ ብሓፈሻ ነፋግን ነጻልን ህዝቢ ከምዘይኮነ ንመርኣያ ዘምጻእክዎ እዎ እዩ:: በቲ ኣቀማምጣና ዝኣክል እውን ብሸነኽ ኢትዮጵያ ዝመጹ ኣይኮኑን: ሕዲ እኳ ብስራሕ ኣብ ዓድና ዝነበሩ ህዝባዊ ግንባር ዝሰርዓቶምን ንሳቶም ዝወለዱዎምን ሓደ ክልተ ኣለዉና ጥራሕ ዘይኮኑስ ነቲ ዓዲ እውን ዝመርሑ ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ኣለዉ::

  • @BabuurTafla
    @BabuurTafla 4 дня назад

    ስራሕ ዝሰኣነ ቀሺ ቅቢዑ ቀዲዱ ይሰፊ ይብሃል ኢቲ መደ
    ብኩም። ሃገር ብሃገር ኢናሞተት ክምዚ ክትብሉኡ ዘሐዝን ኢዩ። ደሓር ከኣ ናይ ኢንግሊዝ ቃላት ኣብ ሞንጎ አንተዘይትጥቀም ክንደይ ምጸበቀ ነሩ።

  • @michaelmichaelhael972
    @michaelmichaelhael972 4 дня назад

    ሚክኤል ፡ኣፍልጦ ዘለዎ ስብ እንተሓተትካ ክንማሃር ምኻልና።
    ረድኢ ባዕሉ ናይመንነት ቅልውላው ዘለዎ ስብ እዩ።
    ክሉ ዝሓተትካዮ ክምልስ ኣይካኣለን።
    1ይ መንነትን ዘግነትን እንታይ ማለትዩ ኣይፍልጦን እዩ።
    2ይ ኣብ ሜዳ ክስለፉ ከለው ኣብ
    ኤርትራ ዝተወልዱ ተጋሩ ብከመይ ይራኣዩ ንዝብል ሕቶ ኣይመለሶን። ኣነ ብዝፈልጦ ኣብ ህግሓኤ ኦርኒክ ክመልኡ ከለው ትውልዲ ኣቦኻ ኣበይ ዓዲ ምስተባህለ ኣብ ትግራይ ምስበሉ ብዛዕባ መንነት እንታይ ምኽኑ ፍሉይ ትምህርቲ ይዋህቦም ንይሩ።ካብዚ ተበጊሶም ገሊኦም ንወያነ ዝኸዱ፡ገሊኦም ድማ ንሱዳን ዝኸዱ ፡ገሊኦም ድማ ንሕና ንነብስና ከም ኤርትራውያን ኢና ንፈልጣ ዝብሉ ብጽቡቅ ርድኢትን ድልየትን ንኤርትራ ተቓሊሶም እዮም።
    ካልእ ረድኢ ካብ'ቲ ዝበሎ ሓደ ብትውልዱ ትግራዋይ ኢትዮጵያዊ ዝኾነ ነቲ ብትውልዱ ን መንነቱን ኤርትራዊ ዝኾነ መን ኢኻ እስኻ ክብሎ ክኽእል ኣለዎ ትብል። ረድኢ ኣነ ክመኽረካ ዓቕምኻ እንተትፈልጥ ዝሓሸ እዩ።ክልተ ሸውዓተ ማይጨሎት ተሓጸብ።

  • @mussieabraha2014
    @mussieabraha2014 4 дня назад

    ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባታት ዘዘውትር ሕ/ሰብ፡ ናይ መንነት ቅልውላው ዘለዎ ሕ/ሰብ እዩ።
    ርግጸኛ ኮንካ ንብዝራብ፡ኣብ ኤርትራ ከቢድ ዝኾነ ናይ መንነት ቅልውላው ኣጋጢሙ ኣሎ።

  • @TesfaTekle-h4v
    @TesfaTekle-h4v 4 дня назад

    Lebam xewe seyab aytxewue tbl msla abzom 2 behamat rekibeya 😂