ዝኸበርኩም፡ መደብ መኣዲ ሕውነት፡ ብፍላይ፡ ከኣ፡ ንኣወሃሃድቲ፡ ናይዚ፡ መደብ፡ ብልቢ የመስን። እቲ በብግዚኡ፡ ብዝተፈላለዩ ሰባት፡ እተመሓላልፍዎ ትምህርቲ፡ ብልቢ የመስግን። ነቶም፡ ሕራይ፡ ኢሎም፡ ንዝተዋህቦም፡ ኣርእስቲ፡ ብተገዳስነት፡ ዝኣክል፡ ምድላዋት፡ ጌሮም፡ ንሕዝቢ፡ ዝምግቡ፡ ዘለው፡ እግዚኣብሔር፡ ይባርኮም። May God bless you and give you all the graces that you need in your day to day life. Sr. Tereza
Amen Amen God bless you
Amen Amen .Amen🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen 🙏🏾🙏🏾🙏🏾✝️✝️✝️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹
Amen amen amen amen
❤🙏❤️🙏
❤
❤
Amen Amen 🙏 🙌 👏
Amlak Aizizu ybarikikum Abatyewa tebareku ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen ❤❤❤❤
Thank you very much!
🌻🌻🌻
Amen❤❤❤❤❤❤.God bless you all
Thank you, Aba Negusse for your service. God bless you.❤🙏🙏🙏
Amen ❤❤❤
God bless you Abbatiewa thank you so much Amlak Aghelglotkum ybark
Thanks Abba ❤❤❤❤❤
Amen❤❤❤Amen❤❤❤Amen❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Amennnnn❤
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
Blessing to all
የቀንየልና ኣባ ምስ መሪሕ መደብ!
ኣበተዋ ካይ መሰገና ከንሓልፈ አንደልን ጸጉኡ የብዛሓልኩም
Amen amen 🙏 ❤❤
ዝኸበርኩም፡ መደብ መኣዲ ሕውነት፡ ብፍላይ፡ ከኣ፡ ንኣወሃሃድቲ፡ ናይዚ፡ መደብ፡ ብልቢ የመስን። እቲ በብግዚኡ፡ ብዝተፈላለዩ ሰባት፡ እተመሓላልፍዎ ትምህርቲ፡ ብልቢ የመስግን። ነቶም፡ ሕራይ፡ ኢሎም፡ ንዝተዋህቦም፡ ኣርእስቲ፡ ብተገዳስነት፡ ዝኣክል፡ ምድላዋት፡ ጌሮም፡ ንሕዝቢ፡ ዝምግቡ፡ ዘለው፡ እግዚኣብሔር፡ ይባርኮም። May God bless you and give you all the graces that you need in your day to day life. Sr. Tereza
🙏🙏🙏
❤️🌹❤️amen
❤❤❤
Amlak edmen tsenan yehabkum abba. Nezi tmhrti bxhuf eb google entetewrdwo kndey xbuq neru bzyada nemnetna knfelto.
❤
ጽቡቅ መደብ እታ አብ መእተዊ ዘላ ኣቀራርባ ድምጺ ግን ልዝብ ዝበለ እንተዝኸዉን ጽቡቅ ኔሩ
Xebuk astemhro nemesgen
ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ከ ገለ መርትዖዶ ኣይርከብን??? እየሱስ ባዕሉ እንታይ ኢሉ ሚሂሩ ሃዋርያትከ? ዕዳከ ብምንታይ ወይ መን እዩ ዝኸፍሎ? ቃል ኣምላኽ ክርስቶስ ዕዳና ኩሉ ኣብ መስቀል ጾሮ ይብል እቲብኣይ ዝኣምን ኩኔነ የብሉን ይብል። ሓጢኣት ዘይገበረ ወዲ ኣዳም የለን ድሕነት ብጸጋ ብክርስሮስ ብምእማን እዩ ተዋሂቡና። ኩሉ ክርስቲያን እየ ዝብል መጽሓፍ ቅዱስ እንተዘንብብ መንፈቅዱስ ክቀልጸሉ ከኣ እንተዝጽሊ ሕጂ ኣብዚ ምድሪ መንፈስ ቅዱስ እዩ መምህር። ኣነ ናብ ኣቦይ ይኸይድ ኣለኹ መንፈስ ቅዱስ ክሰደልኩም እየ ንሱ ኩሉ እቲ ሓቂ ክነግረኩም እዩ ይብል። ሕጂውን ኣብዘበና መንፈስ ቅዱስ ዘለዎም ሰባት ዘዘራርቦም ሓቲቶሞ ዝምልሰሎም ሰባት ኣለዉ። ክርስትና ስርዓት ኣይኮነን ክርስትና ማለት ሕብረት ምስ ክርስሮስ/እግዚኣብሄር ማለት እዩ ሕብረት ማለት ከኣ ንመንፈስ ቅዱስ ኣምላኽ ትዛረቦ ብቀጥጣ ይምልሰልካ። ከምቲ ኣብ ዘበን ነቢያትን ሃዋርያትን ዝነበረ ኣምላኽ ሕጂውን ኣሎ።please ask the holy spirit every thing with out the holy spirit is nonsense. God bless you all.
ራእይ 20:15፤
ዝኰነ ይኹን ኣብ መጽሓፍ ህይወት ተጽሒፉ ዘይተረኽበ፡ ናብቲ ቐላይ ሓዊ ተደርበየ።
👆🏽👆🏽👆🏽እዚ ቓል ከ ናበይ ከተእትውዎ?????
ሲኦል ጥራይ ዘይኮነ ቀላይ ሓዊ ውን ኣሎ ህዝቢ ኣይተጥፍኡ😡
ንሰሓ ዚብል ኣበይ ኣሎ
እብራውያን 9:27፤
ከምቲ ንሰብ ሓንሳእ ሙማት
👉🏼ብድሕሩኡውን ፍርዲ እተሰርዖ፡
ድሕሪ ሞት ፍርዲ ጥራይ እዩ ዘሎ ::
እዚ ምህሮ ኣጋንንቲ እዩ።
ኣቶ ንጉሰ ተነስሑ ሰብ ኣይተጥፍኡ!!!!!!
ሓሶት ሓሶት ሓሶት ኣጋንንታዊ ትምህርቲ እዩ እዚ!!!!!!!
ክብርን መጎስን ንኢሳይያስ ይኹን ፡
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ፡
Amen ❤❤❤
Amen Amen Amen ❤❤❤
ክብርን መጎስን ንኢሳይያስ ይኹን ፡
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ፡
Amen Amen Amen 🙏 🙌
ክብርን መጎስን ንኢሳይያስ ይኹን ፡
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ፡