Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
🎉❤🎉❤ኣሰይ ይበል ድምጺ ቀጽሎ ካብ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉ኣድናቂት ኢየ።
ከምዚ ትክክለኛ ባህሊ ትግራይ ስርዓቱ ሓልዩ ንዝሰርሕ ኣርቲስት ነበረታትዕ ። ይበል ።
በጃኩም ሪኢኩም ኣይትውፅኡ ላይክ ኮሜንት ሼር ንግበረሉ ነዓና ጥቅሙ ተዘይ ተረአየና ንዕኡ ግን ጥቅሚ ኣለዎ እዩ 🙏🙏
ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
እወ ወደይ ንኸምዚኦም ዘየተባበዕና ንመን
Exactly ‼️
🎉❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ፈቲና ጸሊእና ንፋቐር ኢና ደቂ ትግራይ ጥዑም ሙዚቃ ጽቡቕ ኣተሓሕዛ ባህሊ ይበል ሓውኹም ካብ 🇪🇷
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እታ ጥንታዊ ናይ አቦታትና ባህሊ ትግራይ ሓልኻ ስለ ዝሰራሖካዮ ክብሪ ይግባአካ ሓወይ ገራሚ ስራሕ
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤❤
mestewalit tigraweyti tehbo comment 👏
"እቲ ንጥበብ ክብረት ዝህብ፣ ክብረት'ዩ መዓርጉ"፣ ኣዚዩ ባህ ዝብል ባህልና ክብርናን ዝገልጽ ስራሕ፣ ክብረት ይሃባትኩምታ!
በርትዕ ብሮ አለና አብጎንኻ
I love this ❤🇪🇷original Tigrinya kab naylezeben egerger derfi this by far 10000% perfect 👍👍👍👍
ከምዚ እዩ ባህላዊ ደርፊ ማለት ፍርቃፍርቂ ዘይብሉ ምሉእ ብምሉእ ባህላዊ Bravo👏ተስፋኣለም❤❤❤
እሞ እቲ ከምዚ ዝበለ ብዝሕ ዘይረኤይ ንምንታይ ግን😢
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal ንደማመር 😊
ብጣዕሚ ናይ ቀደም ይመስል ዘለዎ ርጋዕታ አወዳድቃ ቃላት እሰይይይ❤ናሎሚ ተልሂት ድዩ ምድራብ ዘይፍለጥ ንፅግንፅግ እዩ
ኣብ ሂወተይ ንመጀመርታ ግዜ ኣፈይ ሃህ ምስ በለ ከይተዓጸወ ዛ ደርፊ ተወዲኣ ❤❤❤❤
😂😂😂❤❤❤
ኣነውን
ናይ ዘን ክልተ ሰሙናት ቡሉፃት እቲ ሙዑሩግ ሁሩፍን ባህልናን ያታናን ዘጉልሓለይ ናትካን ናይ ሃለዋት ሓጎስን ዋውው ዓጊበልኩም❤❤❤🎉🎉❤❤
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤
I'm from Eritrea 🇪🇷 I love tgray culture
ለቢመ ኢልካ ኢኻ ኮ ጺሒፍካያ እዚኣ ምስ ናትና እንታይ ፍልልይ ኣለዎ ኮይኑ እዩ ናይ ትግራይ culture ትብል ዘለኻ? ትግሪኛ እንተ ኮይካ ማለትተይ እየ
😂😂 ኤርትራን ትግራይን እንታይ እዩ ፍልልያት ዘለዎ ኮይኑ ኣይ
@@መዳቦይ from Eritrea eko eyu elu. Which means kaleot biherat alewu.
@@dc8625tigrigna tray eko aykonen zelo ab Eritrea. Etom 9 biher ab tigray tezhlwu maybe hade ena tbl.
All are the same
እዚ እዩ ናፊቅና ነይሪ አታ በዓል ፁቡቅ ድምፂተስፋአለም ገብረስላሴ ❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉🎉
ይበለ ባህለይ ምጣዓሙ ክብሪ ይግበአካ ❤❤❤❤❤ሓወይ ጥበብካ ይሰስን
ዋው ገራሚ ስራሕ እዩ ተስፉሸይ ኣበይ ኣለኩም ተጋሩዋይ ሃየ ነተባባዓዮ ነዚ ጅግና ሓውና❤💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ መዓረይ
❤❤❤🎉🎉
I'm from akle guzay ❤❤❤ i love that
ዋዉ ኣሰይ ይበል ህርመት ከበሮ ድምፂ ኣከዳድና ባህልና ኩሉ100% ተጋሩዋይ ሙሩፃት ዘርኢ💛❤👑🙏
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ ማዓረይ❤
10x ሰሚዕኻዮን ሪኢኻዮን ዘይምነው ስራሕ❤❤❤❤🎉የቐንየልና ክቡር ሓወይ🙏🙏
ንፉዕ ትግራዋይ ኢለካ አለኩ አነ❤😘
ናይ ባሓቂ ስድራቤትካ መታዓቢትካ መረበትካ ተዘክር ጥዕምቲ ናይ ባህላዊ ደርፊ 🙏🙏🙏🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ
❤❤ድምፂ 100%❤❤❤❤ዜማ 100%❤❤❤❤ግጥሚ 100%❤❤❤❤ኮቶሰ ታይ ክወፀኦ ባህሊና ምሉእ ብምሉእ የፀባርቕ❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ❤
ምዕዳርስ ምዓደርክዋ ናይብሓቂ ጥበብ❤ ከምዚእዩ ግን ነተን ወዛራዝር አዳሊኻ ወዳት ሰላማዊ ሰልፊ ክንወጽእ ኢና ሕንግድ ዝበለ ስብአይ እዝኑ ደጊፈን ናይ ተስፋአልም እየን ዘምዕኦ።❤❤
እረ በስላሴ ቀደም ዘየናፍቅ ስራሕ ኣብቀደም ዘለና እምበር መሰለና🎉❤ተዓወት
ሽር ላገበርና ደቂ ዓበይቲ
ተጋዳላይ ወ ስነ-ጥበባዊ ተስፋለም ገብረስላሴ፡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ሒዝካልና መጺእኻ። የቐንየልና። ኣዮዃ ቀጽለሉ! 💙💛❤🩹💚ብዙሓት ተዋሳእቲ "ድራማ መስሓግ" ኣብ እዚ ትልሂት ኣለዉ . . . ንእዚ ደርፊ ፅቡቕ ግርማ ሞጎስ ኣልቢሶምዎ።👌🙏
መምህር ተዝኸውን ብጣዕሚ ጎበዝ ኢለ ምፈረምኩልካ
ዋውውውው ተስፍሸይ ኣሰይ ዝባህልና ካብ ናይ ሎሚ ኣርቲስት ኢና ባሃልቲ ደርፊ ኢሎም ኣባላሽይ ሓግየምዎ እንድዮም ኣብ መጨረሻ ሓደ ክንዲ ሽሕ ረኪብና ተስፍሸይ 100/100 Tayger🤴ወድ ትግራይ🥰💊💥
ትክክለኛ ናይ ተጋሩ ተልሂት ከበሮ ኮታስ እዚኣ እያ ባህልና ተጋሩዋይ የቐኒየልና ተስፍሽ ኣኽኽኽ ኣየ ስደት ሰይ ከበሮ
I am from Eritrea , waww i love this song , ur voice , and very slow Music ❤❤❤ 100% 100%
ንድሕሪት መሊሱ ነቲ ውቁብ ባህሊ ትግርኛ ብግቡእ ዘንጸባርቕ ጥዑም ደርፊ።
ብጥኣሚ ዝገርም ደርፊ ናቀደም ናተጋሩ ባህልና ከመይ ምንባሩ ኣሪዩና ንበረልና።
I am from Erey but I love you and I love our culture be stronger 💪💪💪💪
ሰላምን ራህዋን ይፊጠረልና ደቅ ትግራይ ሸኾራት😮😊😊😊😊😊😊
ወለድና ትርእይ ኢሎምና!!ህርመት ከቦሮኡጠቃዒቱስዕስዒቱ ድምፁ እዋይ ንእዝኒ ይኹን ንዓይኒ መህረፍ🥺💊🌼🤗👑🕊🕊
What a combination of old and new! very very nice song!
ደጋጊመ ተሰማዕኽዋስ ዘይትምኖ ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ!
Love this so much! The exact and original culture of Tigray. Much respect!
ናይ ወለድና ❤❤❤❤ ሳዕስዒት ን ህርመት ኸበሮን
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉@@ትዕግስቲዩቱብCanal
I love this shows our culture perfectly ❤ keep it up luv ur voice and your work
ቀፅለሉ ተስፍዋይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ባህልና ጥዑም❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ተብል ባህሊ ቋንቋ ትግርኛ እትገልጽ ደርፊ ❤❤❤
ብጣዕሚ ደስስስ ባሃሊ ከምዚ ሙሉእ ባህልና ሕዝካዮ ዘለካ ቀፅለሉ ተስፍሸይይይይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ተስፍሸይ ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ ላይክ ሼር .S ገይርኩም ሕለፉ ናይ ባዕልኒ ነዐቢ ተስፍሸይ ጅግና ወዲ ትግራይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ 💞💘👏
❤❤❤❤❤ባህልና ጥዑም ፡ነዚ ክልተ ህዝቢ ሰላሙ የውርደሉ ናብ መንነቱ ክምለስ
I have hope for our tardition, this guy deserves all the flowers. Raw and authentic ምቁር ናይ ባህሊ ጥብብ። keep it up. 🔥
ተስፍሽ ለባም እንካዕ ብሰላም መፃእካ ዘሐወይ ብጣዕሚ ደስ ይብል ብባህሊ ዓድና ❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
ትኽክለኛ ባህሊ ኩሉ ዘማልአ ❤❤❤
ዋው ደስ ክብል እዙ ባህሊ ኣብ ዓድና ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እንባ ብፍሉይ ንጥቀመሉ ን ንደርፎን እዩ ቀፅለሉ እዛ ጡሩንባ ግን ኣብ ተልሂትን ሳዕሲዒትን ብደንቢ ፍለይዋ ከምኡውን ብዙሕ ኣይተጠቀምኩምላን
ኣብ ኩልና እዩ ንሕና ማዓሸይ ይባሃል እቲ ፀዋታ ዋላ ኣብ ዓመቱ ኣብ እንዳሕማ ይድረፍ ጥዑም ነይሩ ጥዑም ከይበልናዮ ሓሊፉ😢 እግዚአብሔር ካብዚ ዝከፍኤ ኣየምፀአልና😢🤲
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ተጋሩ + ትግርና ባህልና ክብርናን ሓቢርና ንዓቅብ ሓደ ዳ እንበር ኣይኮናን 2ተ ትግሪኛ ተጋሩ ❤❤❤❤❤
ተስፍሸይ ኣዝዩ ዝገርም ስራሕ ከም ትፅቢተይ ኮይኑብጣዕሚ የቐንየልና🙏
PURE TIGRAY CULTURE!
ዋው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ ህድእ ዝበለ ምስ ጥዑም ድምፂ ሕዋስ ዘይብሉ ኩሉ ሙሉእ ንድሕሪት መሊስካና ብታሪክ እንፈልጦ ባህሊ ኣዘካኪርካና ተስፍሽ❤❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
ተአምር እዩ በቃ ትግራይ እዚኣ እያ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሰይ ዘመና ይመልሰልና ርግዕ ዝበለ ኣታሃራርማ ❤❤❤
I Love you ተጋሩ ፁሩያት
ጥዑም ደርፊ ተስፉሸይ ብጣዕሚ ንፉዕ ቀፅለሉ ዝሓወይ ዕበየልና
ፅቡቕ ስራሕ ተስፍሸይ💎🤴❤ባህልታትና ምስ ክብርታትና ይተዓቀብ ካብ ወሎዶ ናብ ወሎዶን ወሎዶታትን ካኣ ይሳጋገር። ብዘመናዊ ምዕባለ ምኽንያት ባህልና ኣቃሊልና ኣለና በፍላይ ደረፍቲ ሰለ'ዝኾነ ድማ ወድቅና ኣለና ሰለዚ #ኖርማል እዩ ምባል ገዲፍና እቲ ንሕማቅ ነውሪ'ዩ እናበለ ዘምፀና ባህልና ንዓቅብ❤️⭐️💛
ተስፉሸይ እንኮዕ ዳሓን መፃእኻ❤
ደጋጊምካ ሰሚዕካ ለይምኖ ❤
Waw ገራሚ ስራሕ ባህልና ፅሩይ መንነትና 💛❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ልገር ጓይላ ❤❤❤❤❤❤ኣብ ቀረባ ከዓ ካብዚ ብልበለፀ ይፅበየካ ይመችካ
ተስፍሽ ብሓቂ ብሉፅ እካ ኩሉ ስራሕካ ንባህሊ ትግራይ ዝገልፅ እዩ ቀፅለሉ ባህሊ ትግራይ ክዓቢ ኣለዎ ትብሉ ላይክ ናገበርኩም ሕለፉ ንሓውና ነባራታዓዩ
ባህሊ ትግርኛ በል ትግራይ መሪት እዩ።
@@halezgigebremedhin4781 ኛ ኣምሕርኛ እየ ኣይብልን እስኪ
ዋው ዝወፆ የቡሉይ ምዓረይ ቐፅለሉ እዝ እዩ ባህል ማለት❤🎉👌🙏
አሰይ ባህሊ ዓድና ጥዑም ቀፅለሉ ኩቡር ሓው❤❤
❤❤❤❤❤ዋው ናይ ቐደም ደርፊ ይጥዕም ርግእ ልዝብ ዝበለ ይበል ድምፂ ሳዕሲዒት ዜማ ግጥሚ🎉🎉
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ቀደም ባህሊ ዓድና ከምኡ ጊርኩም መልሱልና ❤❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
ቀፅለሉ ተስፍሸይ 🎉❤
ደስስስ ዝብል ባሃሊ አርትስ ተስፋአለም ሓወይ ደቅ ዓደይ ላይክ እና ከምንት ሽር አይተፈለይወ ክብራት ተካታትልቲ ከምዚ እናገብርና አሕወትናን ደቅዓድናን ነተባብዕዮም (ብሽም /ለሚነይ👍ሳስክራይብ ግበርለይ ክብራተይ 🙏
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ይበል ስራሕ ናይ ወለድና ከይተበረዘ ተስፊት ወዲ ጅግና ተጋዳላይ ቀፅለሉ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ከምእትበፅሕ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ
ደስ ይብል ቀፅለሉ ባህሊ ዓድና ህድምድእ ብዝብለ ❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉
ፐእ👌 ዝስማዕ ደርፊ❤❤❤ ትኽክለኛ ናይ ቐደም ባህሊ ትግራይ ዘስታውስ
መኽበሪ ባህሉ ኩርዓት ኣፅብና ተስፍሽይ ቀፅለሉ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ 🥰
ፅቡቅ ስራሓ ወዲ ዓበይቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawww🎉 ደሰሰሰ ዝብል ሰራሕ ተሰፊሸይ #ባህልና ጥዑም ❤❤❤❤❤🥰🌹🔥💐🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌿🌾🌸🌼☘️🍀ሰናይ በዓል ቅንያት #ኣሸንዳን ሩሑሰ ሓድሸ ዓመትን ይግበርልና ደቂ ዓደይ መዓረይ 💋🌹🔥🔥🔥🔥🔥🔥🌷🥀💋🌺
ዎዉዉ ኪሮስ አለማዮ ለዘክረ ደርፍይ ቀፁለሉ ናይ ቅድም ባህሊይ❤❤❤❤❤❤
Amazing Traditional music ደስ በሃሊ ስራሕ እዩ ተስፍሽ Keep going 👍👍👍
ኣቤት ደስ ክትብሉ ዓደይን ስድራይን መተዓቢተይን ናፊቐ ንብዓት ሲዑርኒ !እንዳ መስሓግ ውን ናፊቕናኩም!
ተስፉሸይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕቀፅለሉ መሉሱና ናብ ባህልና
ክብረት ይሃብካ ኣየወ እቲ ቀደም ክጽብቕ ባህልና
Way tegaruway tsruyat alem men kam tegaru seb grma ybel serh tesfaalm hawnaselam ntigray adena🎉❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal በቃደማይ ደሚረኪኮ🥲
Thank you for the lovely cultural show. ለሚንየ ለሚንየ። ናይ ቀደም ደርፊ
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ አብ ባህሊ ዝተመስተት እየ ቀፅለሉ ብፍላይ አብ ባህሊ ምልላይ ዘለካ ተዋፋይነት ቀፅለሉ ❤
ቀፃሊ ስራሕካ ክፅበ ተሃንጥየ ኣለኹ 🥰 💯
ኣታ ኣበራታትዕዎ ማ እተው ኩላትኩም ዙ ፅሩይ መንእሰይ ንኻልኣይ ጊዘ መፅየ ይሰምዓ ኣለኹ❤❤❤❤
ብሓቂ ነባሪን ቀፃሊን ባህሊ ኪነት ስራሕ ከምዚ ዝበለ እዩ ትሕዝቶ ግጥሚ ምስ ምስልታትን ዜማን ተዋሂዱ ተሰሚዑ ዘይምኖን ዘይፅገብን ንዑድ ስራሕ..ቀፅለሉ ጅግና ሓው❤❤🙏🙏 የቕንየልና ነመስግነካ
ገፍገፍ ዘይብሉ ደርፊ፣ሳዕሳዕቲ ኩሉ ፅቡቕ ተስፊተይ❤❤❤❤❤❤❤❤
እሰይ ክደይ ከ ይረግዕ ደስ ክብል እግዚአብሔር ኣብ ዝልዓለ ይብፅሕካ ዝሓወይ ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥀🥀🥀🥀
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ግርም ዜሜ ባህልና ጥዑም ኩርዓት ተሰሚዑኒ የቕንየልና
እሰይ ዝጎደለ ነገር የብሉን ኣከዳድና❤ ቑኖ ❤ ተልሂት❤❤❤❤ በርትዕ
ዋውው ደስ ዝብል ናይ ወለድና ባህሊ ዓድና ዘዛኻኽር ደስ ክብል ዝባህልና ❤❤🥰🥰🥰
Thats why,Am proud of being Tigraweyti ❤
ተስፉሸይ ላባም መክበሪ ባህሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህሊ ወዲ ሪመይ 💕💕💕
ውይይይይ ናይ ልበይ... ታይ እዮ ወደይ ደስ ክብለካ ደጋጊምካ ዘይምኖ...''ለሚነይ ለሚነይ ኩሉ የኹርዕ እሞ ኣይከም ባህልኻንየ''
ይበል ስራሕ ቀፅለሉ ዝሓወይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ባህልና ጥዕም❤
ኣታ እቱባህልናስ ሎምስ ትክክለኛ ክመፅእ ላበለ ይከድ እሎ ተመስገን ወዝለሎዎ ደርፊ ጎብዝ ዝሓውና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተስፍሸይ ብሉፅ ፅቡቅ ስራሕ ናብ ናቀደም መሊስካና ናብናይ ወለድና ግዜ ከምዚታት መልሱልና ሰናይ ዞምሓተይይይይይይይይ 💙💚💙💚💙💚💙💙💙💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙
Broo thank you❤ ባህሊ ዓደቦ ብሉጽ ስራሕ። ግርም!
ናይ ቀደም ዝፈትዋ ደርፊ መኽበር ባህሉ መምህር ናይ ትግርኛ ክቡር ዶክተር ስነ ጥበባውን ኪሬስ ኣለማዮ እየ ለድንቅ ❤ ሓወይ ናተይ ብጥዕሚ ደስ ባሃሊ ሰርሕ ናብ ቀደመ ምሊስካና ዉሕልና ዝመልኦ ቡሊጽ ደርፈ ❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ ምቅርተ ሓፍተይ❤🙏
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ቀደም ባህሊ ዓድና 💋💋💋❤❤❤❤
ኩሉ ስራሕኻ ፉሉይን ሰሓብን እዩ ❤❤ እቲ ባህልና ቁልጭ ኣቢልካዮ ተስፍሽ ❤❤
ዋዉዉዉዉዉ ብጣዓማ ደሰ ዘበል ሰራሕ ንጉስ ኣበዲ ከንካ ተሰምዓካኒ
🎉❤🎉❤ኣሰይ ይበል ድምጺ ቀጽሎ ካብ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉ኣድናቂት ኢየ።
ከምዚ ትክክለኛ ባህሊ ትግራይ ስርዓቱ ሓልዩ ንዝሰርሕ ኣርቲስት ነበረታትዕ ። ይበል ።
በጃኩም ሪኢኩም ኣይትውፅኡ ላይክ ኮሜንት ሼር ንግበረሉ ነዓና ጥቅሙ ተዘይ ተረአየና ንዕኡ ግን ጥቅሚ ኣለዎ እዩ 🙏🙏
ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
እወ ወደይ ንኸምዚኦም ዘየተባበዕና ንመን
Exactly ‼️
🎉❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ፈቲና ጸሊእና ንፋቐር ኢና
ደቂ ትግራይ ጥዑም ሙዚቃ ጽቡቕ ኣተሓሕዛ ባህሊ ይበል
ሓውኹም ካብ 🇪🇷
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እታ ጥንታዊ ናይ አቦታትና ባህሊ ትግራይ ሓልኻ ስለ ዝሰራሖካዮ ክብሪ ይግባአካ ሓወይ ገራሚ ስራሕ
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤❤
mestewalit tigraweyti tehbo comment 👏
"እቲ ንጥበብ ክብረት ዝህብ፣ ክብረት'ዩ መዓርጉ"፣ ኣዚዩ ባህ ዝብል ባህልና ክብርናን ዝገልጽ ስራሕ፣ ክብረት ይሃባትኩምታ!
በርትዕ ብሮ አለና አብጎንኻ
I love this ❤🇪🇷original Tigrinya kab naylezeben egerger derfi this by far 10000% perfect 👍👍👍👍
ከምዚ እዩ ባህላዊ ደርፊ ማለት ፍርቃፍርቂ ዘይብሉ ምሉእ ብምሉእ ባህላዊ Bravo👏ተስፋኣለም❤❤❤
እሞ እቲ ከምዚ ዝበለ ብዝሕ ዘይረኤይ ንምንታይ ግን😢
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal ንደማመር 😊
ብጣዕሚ ናይ ቀደም ይመስል ዘለዎ ርጋዕታ አወዳድቃ ቃላት እሰይይይ❤ናሎሚ ተልሂት ድዩ ምድራብ ዘይፍለጥ ንፅግንፅግ እዩ
ኣብ ሂወተይ ንመጀመርታ ግዜ ኣፈይ ሃህ ምስ በለ ከይተዓጸወ ዛ ደርፊ ተወዲኣ ❤❤❤❤
😂😂😂❤❤❤
ኣነውን
ናይ ዘን ክልተ ሰሙናት ቡሉፃት እቲ ሙዑሩግ ሁሩፍን ባህልናን ያታናን ዘጉልሓለይ ናትካን ናይ ሃለዋት ሓጎስን ዋውው ዓጊበልኩም❤❤❤🎉🎉❤❤
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤
I'm from Eritrea 🇪🇷 I love tgray culture
ለቢመ ኢልካ ኢኻ ኮ ጺሒፍካያ እዚኣ ምስ ናትና እንታይ ፍልልይ ኣለዎ ኮይኑ እዩ ናይ ትግራይ culture ትብል ዘለኻ? ትግሪኛ እንተ ኮይካ ማለትተይ እየ
😂😂 ኤርትራን ትግራይን እንታይ እዩ ፍልልያት ዘለዎ ኮይኑ ኣይ
@@መዳቦይ from Eritrea eko eyu elu. Which means kaleot biherat alewu.
@@dc8625tigrigna tray eko aykonen zelo ab Eritrea. Etom 9 biher ab tigray tezhlwu maybe hade ena tbl.
All are the same
እዚ እዩ ናፊቅና ነይሪ አታ በዓል ፁቡቅ ድምፂ
ተስፋአለም ገብረስላሴ ❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉🎉
ይበለ ባህለይ ምጣዓሙ ክብሪ ይግበአካ ❤❤❤❤❤ሓወይ ጥበብካ ይሰስን
ዋው ገራሚ ስራሕ እዩ ተስፉሸይ ኣበይ ኣለኩም ተጋሩዋይ ሃየ ነተባባዓዮ ነዚ ጅግና ሓውና❤💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ መዓረይ
❤❤❤🎉🎉
I'm from akle guzay ❤❤❤ i love that
ዋዉ ኣሰይ ይበል ህርመት ከበሮ ድምፂ ኣከዳድና ባህልና ኩሉ100% ተጋሩዋይ ሙሩፃት ዘርኢ💛❤👑🙏
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ ማዓረይ❤
10x ሰሚዕኻዮን ሪኢኻዮን ዘይምነው ስራሕ❤❤❤❤🎉
የቐንየልና ክቡር ሓወይ🙏🙏
ንፉዕ ትግራዋይ ኢለካ አለኩ አነ❤😘
ናይ ባሓቂ ስድራቤትካ መታዓቢትካ መረበትካ ተዘክር ጥዕምቲ ናይ ባህላዊ ደርፊ 🙏🙏🙏🙏 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ
❤❤ድምፂ 100%❤❤
❤❤ዜማ 100%❤❤
❤❤ግጥሚ 100%❤❤
❤❤ኮቶሰ ታይ ክወፀኦ ባህሊና ምሉእ ብምሉእ የፀባርቕ❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ❤
ምዕዳርስ ምዓደርክዋ ናይብሓቂ ጥበብ❤ ከምዚእዩ ግን ነተን ወዛራዝር አዳሊኻ ወዳት ሰላማዊ ሰልፊ ክንወጽእ ኢና ሕንግድ ዝበለ ስብአይ እዝኑ ደጊፈን ናይ ተስፋአልም እየን ዘምዕኦ።❤❤
እረ በስላሴ ቀደም ዘየናፍቅ ስራሕ ኣብቀደም ዘለና እምበር መሰለና🎉❤ተዓወት
ሽር ላገበርና ደቂ ዓበይቲ
ተጋዳላይ ወ ስነ-ጥበባዊ ተስፋለም ገብረስላሴ፡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ሒዝካልና መጺእኻ። የቐንየልና። ኣዮዃ ቀጽለሉ!
💙💛❤🩹💚
ብዙሓት ተዋሳእቲ "ድራማ መስሓግ" ኣብ እዚ ትልሂት ኣለዉ . . . ንእዚ ደርፊ ፅቡቕ ግርማ ሞጎስ ኣልቢሶምዎ።👌🙏
መምህር ተዝኸውን ብጣዕሚ ጎበዝ ኢለ ምፈረምኩልካ
ዋውውውው ተስፍሸይ ኣሰይ ዝባህልና ካብ ናይ ሎሚ ኣርቲስት ኢና ባሃልቲ ደርፊ ኢሎም ኣባላሽይ ሓግየምዎ እንድዮም ኣብ መጨረሻ ሓደ ክንዲ ሽሕ ረኪብና ተስፍሸይ 100/100 Tayger🤴ወድ ትግራይ🥰💊💥
ትክክለኛ ናይ ተጋሩ ተልሂት ከበሮ ኮታስ እዚኣ እያ ባህልና ተጋሩዋይ የቐኒየልና ተስፍሽ
ኣኽኽኽ ኣየ ስደት ሰይ ከበሮ
I am from Eritrea , waww i love this song , ur voice , and very slow Music ❤❤❤ 100% 100%
ንድሕሪት መሊሱ ነቲ ውቁብ ባህሊ ትግርኛ ብግቡእ ዘንጸባርቕ ጥዑም ደርፊ።
ብጥኣሚ ዝገርም ደርፊ ናቀደም ናተጋሩ ባህልና ከመይ ምንባሩ ኣሪዩና ንበረልና።
I am from Erey but I love you and I love our culture be stronger 💪💪💪💪
ሰላምን ራህዋን ይፊጠረልና ደቅ ትግራይ ሸኾራት😮😊😊😊😊😊😊
ወለድና ትርእይ ኢሎምና!!
ህርመት ከቦሮኡ
ጠቃዒቱ
ስዕስዒቱ
ድምፁ እዋይ ንእዝኒ ይኹን ንዓይኒ መህረፍ🥺💊🌼🤗👑🕊🕊
What a combination of old and new! very very nice song!
ደጋጊመ ተሰማዕኽዋስ ዘይትምኖ ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ!
Love this so much! The exact and original culture of Tigray. Much respect!
ናይ ወለድና ❤❤❤❤ ሳዕስዒት ን ህርመት ኸበሮን
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉@@ትዕግስቲዩቱብCanal
I love this shows our culture perfectly ❤ keep it up luv ur voice and your work
ቀፅለሉ ተስፍዋይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ባህልና ጥዑም❤❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ተብል ባህሊ ቋንቋ ትግርኛ እትገልጽ ደርፊ ❤❤❤
ብጣዕሚ ደስስስ ባሃሊ ከምዚ ሙሉእ ባህልና ሕዝካዮ ዘለካ ቀፅለሉ ተስፍሸይይይይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ተስፍሸይ ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ ላይክ ሼር .S ገይርኩም ሕለፉ ናይ ባዕልኒ ነዐቢ ተስፍሸይ ጅግና ወዲ ትግራይ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወካ 💞💘👏
❤❤❤❤❤ባህልና ጥዑም ፡ነዚ ክልተ ህዝቢ ሰላሙ የውርደሉ ናብ መንነቱ ክምለስ
I have hope for our tardition, this guy deserves all the flowers. Raw and authentic ምቁር ናይ ባህሊ ጥብብ። keep it up. 🔥
ተስፍሽ ለባም እንካዕ ብሰላም መፃእካ ዘሐወይ ብጣዕሚ ደስ ይብል ብባህሊ ዓድና ❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
ትኽክለኛ ባህሊ ኩሉ ዘማልአ ❤❤❤
ዋው ደስ ክብል እዙ ባህሊ ኣብ ዓድና ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እንባ ብፍሉይ ንጥቀመሉ ን ንደርፎን እዩ ቀፅለሉ እዛ ጡሩንባ ግን ኣብ ተልሂትን ሳዕሲዒትን ብደንቢ ፍለይዋ ከምኡውን ብዙሕ ኣይተጠቀምኩምላን
ኣብ ኩልና እዩ ንሕና ማዓሸይ ይባሃል እቲ ፀዋታ ዋላ ኣብ ዓመቱ ኣብ እንዳሕማ ይድረፍ ጥዑም ነይሩ ጥዑም ከይበልናዮ ሓሊፉ😢 እግዚአብሔር ካብዚ ዝከፍኤ ኣየምፀአልና😢🤲
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ተጋሩ + ትግርና ባህልና ክብርናን ሓቢርና ንዓቅብ ሓደ ዳ እንበር ኣይኮናን 2ተ ትግሪኛ ተጋሩ ❤❤❤❤❤
ተስፍሸይ ኣዝዩ ዝገርም ስራሕ ከም ትፅቢተይ ኮይኑ
ብጣዕሚ የቐንየልና🙏
PURE TIGRAY CULTURE!
ዋው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ ህድእ ዝበለ ምስ ጥዑም ድምፂ ሕዋስ ዘይብሉ ኩሉ ሙሉእ ንድሕሪት መሊስካና ብታሪክ እንፈልጦ ባህሊ ኣዘካኪርካና ተስፍሽ❤❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
ተአምር እዩ በቃ ትግራይ እዚኣ እያ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሰይ ዘመና ይመልሰልና ርግዕ ዝበለ ኣታሃራርማ ❤❤❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉
I Love you ተጋሩ ፁሩያት
ጥዑም ደርፊ ተስፉሸይ ብጣዕሚ ንፉዕ ቀፅለሉ ዝሓወይ ዕበየልና
ፅቡቕ ስራሕ ተስፍሸይ💎🤴❤
ባህልታትና ምስ ክብርታትና ይተዓቀብ ካብ ወሎዶ ናብ ወሎዶን ወሎዶታትን ካኣ ይሳጋገር። ብዘመናዊ ምዕባለ ምኽንያት ባህልና ኣቃሊልና ኣለና በፍላይ ደረፍቲ ሰለ'ዝኾነ ድማ ወድቅና ኣለና ሰለዚ #ኖርማል እዩ ምባል ገዲፍና እቲ ንሕማቅ ነውሪ'ዩ እናበለ ዘምፀና ባህልና ንዓቅብ
❤️⭐️💛
ተስፉሸይ እንኮዕ ዳሓን መፃእኻ❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
ደጋጊምካ ሰሚዕካ ለይምኖ ❤
Waw ገራሚ ስራሕ ባህልና ፅሩይ መንነትና 💛❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ልገር ጓይላ ❤❤❤❤❤❤ኣብ ቀረባ ከዓ ካብዚ ብልበለፀ ይፅበየካ ይመችካ
ተስፍሽ ብሓቂ ብሉፅ እካ ኩሉ ስራሕካ ንባህሊ ትግራይ ዝገልፅ እዩ ቀፅለሉ
ባህሊ ትግራይ ክዓቢ ኣለዎ ትብሉ ላይክ ናገበርኩም ሕለፉ ንሓውና ነባራታዓዩ
ባህሊ ትግርኛ በል ትግራይ መሪት እዩ።
@@halezgigebremedhin4781 ኛ ኣምሕርኛ እየ ኣይብልን እስኪ
ዋው ዝወፆ የቡሉይ ምዓረይ ቐፅለሉ እዝ እዩ ባህል ማለት❤🎉👌🙏
አሰይ ባህሊ ዓድና ጥዑም ቀፅለሉ ኩቡር ሓው❤❤
❤❤❤❤❤ዋው ናይ ቐደም ደርፊ ይጥዕም ርግእ ልዝብ ዝበለ ይበል ድምፂ ሳዕሲዒት ዜማ ግጥሚ🎉🎉
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ቀደም ባህሊ ዓድና ከምኡ ጊርኩም መልሱልና ❤❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
ቀፅለሉ ተስፍሸይ 🎉❤
ደስስስ ዝብል ባሃሊ አርትስ ተስፋአለም ሓወይ ደቅ ዓደይ ላይክ እና ከምንት ሽር አይተፈለይወ ክብራት ተካታትልቲ ከምዚ እናገብርና አሕወትናን ደቅዓድናን ነተባብዕዮም (ብሽም /ለሚነይ👍ሳስክራይብ ግበርለይ ክብራተይ 🙏
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ይበል ስራሕ ናይ ወለድና ከይተበረዘ ተስፊት ወዲ ጅግና ተጋዳላይ ቀፅለሉ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ከምእትበፅሕ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ
ደስ ይብል ቀፅለሉ ባህሊ ዓድና ህድምድእ ብዝብለ ❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉
ፐእ👌 ዝስማዕ ደርፊ❤❤❤ ትኽክለኛ ናይ ቐደም ባህሊ ትግራይ ዘስታውስ
መኽበሪ ባህሉ ኩርዓት ኣፅብና ተስፍሽይ ቀፅለሉ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ 🥰
ፅቡቅ ስራሓ ወዲ ዓበይቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wawww🎉 ደሰሰሰ ዝብል ሰራሕ ተሰፊሸይ #ባህልና ጥዑም ❤❤❤❤❤🥰🌹🔥💐🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌿🌾🌸🌼☘️🍀ሰናይ በዓል ቅንያት #ኣሸንዳን ሩሑሰ ሓድሸ ዓመትን ይግበርልና ደቂ ዓደይ መዓረይ 💋🌹🔥🔥🔥🔥🔥🔥🌷🥀💋🌺
ዎዉዉ ኪሮስ አለማዮ ለዘክረ ደርፍይ ቀፁለሉ ናይ ቅድም ባህሊይ❤❤❤❤❤❤
Amazing Traditional music ደስ በሃሊ ስራሕ እዩ ተስፍሽ Keep going 👍👍👍
ኣቤት ደስ ክትብሉ ዓደይን ስድራይን መተዓቢተይን ናፊቐ ንብዓት ሲዑርኒ !
እንዳ መስሓግ ውን ናፊቕናኩም!
ተስፉሸይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ
ቀፅለሉ መሉሱና ናብ ባህልና
ክብረት ይሃብካ ኣየወ እቲ ቀደም ክጽብቕ ባህልና
Way tegaruway tsruyat alem men kam tegaru seb grma ybel serh tesfaalm hawna
selam ntigray adena🎉❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal በቃደማይ ደሚረኪኮ🥲
Thank you for the lovely cultural show. ለሚንየ ለሚንየ። ናይ ቀደም ደርፊ
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ አብ ባህሊ ዝተመስተት እየ ቀፅለሉ ብፍላይ አብ ባህሊ ምልላይ ዘለካ ተዋፋይነት ቀፅለሉ ❤
ቀፃሊ ስራሕካ ክፅበ ተሃንጥየ ኣለኹ 🥰 💯
ኣታ ኣበራታትዕዎ ማ እተው ኩላትኩም ዙ ፅሩይ መንእሰይ ንኻልኣይ ጊዘ መፅየ ይሰምዓ ኣለኹ❤❤❤❤
ብሓቂ ነባሪን ቀፃሊን ባህሊ ኪነት ስራሕ ከምዚ ዝበለ እዩ ትሕዝቶ ግጥሚ ምስ ምስልታትን ዜማን ተዋሂዱ ተሰሚዑ ዘይምኖን ዘይፅገብን ንዑድ ስራሕ..ቀፅለሉ ጅግና ሓው❤❤🙏🙏 የቕንየልና ነመስግነካ
ገፍገፍ ዘይብሉ ደርፊ፣ሳዕሳዕቲ ኩሉ ፅቡቕ ተስፊተይ❤❤❤❤❤❤❤❤
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉🎉
እሰይ ክደይ ከ ይረግዕ ደስ ክብል እግዚአብሔር ኣብ ዝልዓለ ይብፅሕካ ዝሓወይ ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥀🥀🥀🥀
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ግርም ዜሜ ባህልና ጥዑም ኩርዓት ተሰሚዑኒ የቕንየልና
እሰይ ዝጎደለ ነገር የብሉን ኣከዳድና❤ ቑኖ ❤ ተልሂት❤❤❤❤ በርትዕ
ዋውው ደስ ዝብል ናይ ወለድና ባህሊ ዓድና ዘዛኻኽር ደስ ክብል ዝባህልና ❤❤🥰🥰🥰
Thats why,Am proud of being Tigraweyti ❤
ተስፉሸይ ላባም መክበሪ ባህሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ባህሊ ወዲ ሪመይ 💕💕💕
ውይይይይ ናይ ልበይ... ታይ እዮ ወደይ ደስ ክብለካ ደጋጊምካ ዘይምኖ...''ለሚነይ ለሚነይ ኩሉ የኹርዕ እሞ ኣይከም ባህልኻንየ''
ይበል ስራሕ ቀፅለሉ ዝሓወይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ባህልና ጥዕም❤
ኣታ እቱባህልናስ ሎምስ ትክክለኛ ክመፅእ ላበለ ይከድ እሎ ተመስገን ወዝለሎዎ ደርፊ ጎብዝ ዝሓውና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተስፍሸይ ብሉፅ ፅቡቅ ስራሕ ናብ ናቀደም መሊስካና ናብናይ ወለድና ግዜ ከምዚታት መልሱልና ሰናይ ዞምሓተይይይይይይይይ 💙💚💙💚💙💚💙💙💙💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙
Broo thank you❤ ባህሊ ዓደቦ ብሉጽ ስራሕ። ግርም!
ናይ ቀደም ዝፈትዋ ደርፊ መኽበር ባህሉ መምህር ናይ ትግርኛ ክቡር ዶክተር ስነ ጥበባውን ኪሬስ ኣለማዮ እየ ለድንቅ ❤ ሓወይ ናተይ ብጥዕሚ ደስ ባሃሊ ሰርሕ ናብ ቀደመ ምሊስካና ዉሕልና ዝመልኦ ቡሊጽ ደርፈ ❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሺ ምቅርተ ሓፍተይ❤🙏
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ቀደም ባህሊ ዓድና 💋💋💋❤❤❤❤
ኩሉ ስራሕኻ ፉሉይን ሰሓብን እዩ ❤❤ እቲ ባህልና ቁልጭ ኣቢልካዮ ተስፍሽ ❤❤
ዋዉዉዉዉዉ ብጣዓማ ደሰ ዘበል ሰራሕ
ንጉስ ኣበዲ ከንካ ተሰምዓካኒ