ዝኣመንክዋ ሓፍተይ ተቐይራትኒ ገንዘበይ ኣጣፊኣትለይ እንታይ ክገብር ኣለኒ?😡

Поделиться
HTML-код

Комментарии • 94

  • @Rahel.smail.
    @Rahel.smail. 2 месяца назад +48

    ኣድነቅቲ ብሬዋይ ዝኮንኩም ብ👍 ኣርኡይኒ

  • @SmilingDominoes-sx1dh
    @SmilingDominoes-sx1dh 2 месяца назад +11

    Ajoki መዓረይ ይቅርታ ልብል የብክን ህልዉ ኩነታትት ኢኺ ኣርእክና 👏🥰 ነዛ ሓፍትና ግን ኣይትበኣስያ ሓሳብኪ ለ ከይትቅይሪ. ደሓር ክዓ ብዉሱን ዓቅማ ሓግዛትኪ እያ.. ብስሩ ለ ዋላ ፈሊጣ ኣጣፍኣቶ ተከሓደትክ ብሕልና ቅፅዕያ እምበር. ኣፍኪ ይኹን ዉሽጥኪ ሕማቅ ከይትሓስብላ እንጀራ ክገብረልኪ እዩ.. ሓደ ነገር ክብለኪ ኣደይን. ንሓፍተይ መሬት. ላዕልን ታሕትን ኢላ ገዝኣትላ.. ዝተወሰነ ገንዘብ ድማ ዓዲ ምስ ከደት ተሓሳሲበን ክረዳድኣ ኣይከኣላን ተባኢሰን.. ቤተሰብ ጎረቤት ሰሚዕወን.. ድሕሪ ግዜ ግን ዛሓፍተይ ነስሓኣ ክወፀላ ኣይከኣለን... ምክንያቱ ገንዘብ ዝጠፍአ ክንዲ ዝበዝሐ ይብዛሕ ክንዲ ዝወሓደ ይዉሓድ ክምለስ ኣይከኣለን. ክተርፍ ዝኽእል ቃላት ተነጋግረን. ሰብ ክሰምዖ ዘይግባእ ሰሚዕዎ.. ንግዛዊ ጽገም.. ምኽኣል እዩ ዝሓሽ እምበይ. ንኹሉ ግዜ ዘናስሕ ቃላት ከይትዛረብያ.. ግደፍዮ... ደሓር ክዓ ግዜኡ ፈታኒ እዩ ሰይጣን ንሱ እዩ ዝደሊ ኣይ ኖኖ ገንዘብ ዘይኮነ ሓፍተይ ትዓብየኒ ኢልኪ. ሪእስኪ ኣእምንዮ ኩሉ ሰላም ክገብረልኪ እዩ 👏👏

  • @genet3442
    @genet3442 2 месяца назад +3

    ዋይ ማዓረይ ሓፍትኪ ፁቡቅ እያ ገራትኪ ዘላ ምክንያቱ 4ዓመት ዓብዪ ነገር እያ ገራ ዘላ ብጣዕሚ ጎቦዝ እያ ምሰ ሓፍትካ ኣብፁቡቅ ደረጃ ኣብፅሓትኪ ሓፍትኪ እና እትሓዝላ ወለላይ❤❤

  • @MihiraHailu
    @MihiraHailu 2 месяца назад +5

    ጓልነካ ተክይናስ ተለዐለትሉ ፀገም የብሉይ ምክንያቱ ጓናኳ ልሕስ የብለውዎ
    ካልኣይ ጓልነኪ ትኣክልስ ላብ ሚድያ ናይ ዛዓለም ኩሉ ሓላፊ እዩ ሐዚ እኳ የትሪኦይ ኢልኪ እዩ😢

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 2 месяца назад +1

    ይቅር ንእግዝያብሄር ይኩን ዝሓፍተይ ክብርቲ ሓፍተይ እንታይ ኣለዋ ፀገም ሓያል እኻ ልበልዖ እና ትድኤፍ ኣሕዋትናስ ሂወት እካ ካፍለምልና ሓፍትኪ ካም ነብስኪ ኣፍቅርያ እና ዛሓፍተይ ሓምምካ እኻ ካብኡ ንላዕሊ ነዉፅእ ገበና ሓፍትኪ ንደገ ኣይተዉፅኢ ብለለኪ ተመስገን በሊ ዝሓፍተይ

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 2 месяца назад +2

    ትክክል መልሲ ነቲ ፅብቅ ዝገበረትልኪ ራኣይ ክብርቲ ሓፍተይ

  • @merhawitbrhane8349
    @merhawitbrhane8349 2 месяца назад +1

    ሰላም ኣምላክ የብዝሓልኪ ዝሓፍተይ.
    እሞ ሕፅር ዝበለት ካብቲ ዝጠፍአኪ ንላዕሊ እትሓልየልኪ ሓፍቲ እንሀትኪ
    ካልኣይ መርየት ገዚኣስ ሰሪሓትልኪ
    እሞ ከዓ በዚ ክፋእ ግዜ እዚ ኩሉ ሓድግኪ ሓፍትኪ ትሐሸኪ
    ፀበጻብ እንተደሊክካስ ካብ ስደት ምስ ተመለስኪ ይሐሸኪ ከፋኢዋ ድየ ጠፋእዋ ንግዜ ግደፍዮ ቂም ሕማቅ እዪ ሰላም ካ ይዘርግ እንበር ካልእ የብሉን

  • @deradubai1754
    @deradubai1754 2 месяца назад +2

    ብጣዕሚ ጎበዝ እኪ ክብርቲ ሓፍትና
    ጽቡቅ ዘይገበሩልና እካ ኣሻሓትና ነፍሰስና
    እናዋዓልናስ ጽቡቅ ዝገበረለትልኪ
    ኩሉ ናይዚ ዓለም ሓላፊ እዩ ዛሓፍተይ
    ስለዚ ምስ ሓፍትኪ ግልጺ ጽወያ
    ተዘይ ኣሚናቶሉ ከዓ እቲ ጽቡቅ ነገር
    ዝሓሰብክዮ ግበርላ ሽግር የብሉን
    ፍቅሪ እዩ ዝስዕርዋ ዝሓፍተይ❤❤❤

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 2 месяца назад

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ🎉❤

  • @ይሆናልኣምላክማመንብቻ
    @ይሆናልኣምላክማመንብቻ 2 месяца назад +6

    ሓፋተይ እንየኪ ረግዓት ተዓድልኪ እሰከ ጋፈላ ጠይቅለይ ወለላይ መቀረት ክፎትየኪ

    • @Grmachnal
      @Grmachnal 2 месяца назад +1

      ዋላ ኣነ ብርግዓታ ብጣዕሚ እየ ዝድነቅ ውድእቲ ዝኾነት 😘

    • @marmar-vh2og
      @marmar-vh2og 2 месяца назад

      SB

    • @marmar-vh2og
      @marmar-vh2og 2 месяца назад

      SB

  • @rahwaal863
    @rahwaal863 2 месяца назад

    Haftiki❤beliatki kthgosi aleki mknyatu seb aigama eko zkulu beliaomna ah eilna suk eilna nhalfo alena zhaftey eka daa tsuk gberla mknyatu eti stubuk zgeberetlki tsrbtsbi eti hmak attsbtsbi seb eya nay haftka mbla newri yeblun bhmak ati redeyo zabeye nsa eya geratlki ametat tekemitna kbuneger zgbrena siaina alena zhaftey hasabki ketkyri bzelekyo ketsli❤❤😊

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት Месяц назад

    ምቅርቲጋልዓደይ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @AbuJj-rk1fd
    @AbuJj-rk1fd 2 месяца назад

    ብሓቂ ምዕረግተይ ሽኮንዶ ላሰረሕትልክስ ገንዘብ ረኪበን እኮ ልሰረሕልን ለስእና አለዋ ማዓረይ ገንዘብ ትብለኪ ግን ልአምና ሓፍተይ አብ ክባይ ዕፅዋይ ዝፈልጦ ሰለ ዘይነበረኒ.ብጋላ ሽግር የቡሉይ ምስ ናይ ባዓለይ ከቅምጠልኪ እላ አቅሚጠቶ ብደሕሩኡ ገንዘበይ ሃብኒ መሬት አግንየ ይብለኩስ ኡቶ ባዓል ብጋላ የብለይ ይብሎ ትብለስ ሃለዋተይ ጠፍኡኒ ብስማአብ እየ ልበልኩ ናይከከ የብላለኩስ ቅድም እለ ሊእከዮ ምስናይኪ ላአክለይ እለ የስ. ምክኒት. ተብዝሕ ብጣዓሚ ሓዚነ እሞ ነይካ ካማካ ዳዓረብ ዳሓርግን ተመስገን ፈጣሪ ጥዕና ሕዝካ ኩሉ ይርከባ ተስፍ ለይ ምቁራፅ ወሽጠይ ግን ደም ይተፉእ ንስግን ግዘአ አስሪሓ ምሕዘኒ እሞስ ናይካ ዳሓር ስብአየይ ግን ተመስገን አጀኪ ተስፍ አይትቅረፃ ጠንካረ እኪ እዮ ዝብለኒ ቡዳሕሩኡ ስርሐ ተመስገን እንተ ንሳግን 16ሽሕ ሪያል አፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ምስ ብ እዝአ ገራትኒ እለ አዋጊዐ አይፈልጣ በይነይ እየ መብዛሓቲኡ ዘዋግዕ ምድያ እዉን ወፃአ አይፈለጥይ ብዓልቲ ሓዳር አየ ቡዝሕ አይፍተይኒ ❤

  • @ለውሃት
    @ለውሃት 2 месяца назад +1

    ርግእቲ ምፅባቅኪ ቀፅልሉ መዓረይ❤❤❤❤❤❤

  • @ማህደርጓልትግራይ
    @ማህደርጓልትግራይ 2 месяца назад

    ምቅርተይ ❤❤❤❤

  • @ጋልዛሙጀጋኑ
    @ጋልዛሙጀጋኑ 2 месяца назад +2

    ብመጀመርያ ሰላም ሰላም ብርየ ዛሓዛይ እና ላብ ሓሳበይ ክአቲ ዛሓፍተይ ትዝበዘሐ ዝሰረሐትልኪ እዩ ዝዓቢ ይትረፍኪ ዛሓፍተይ ሰላም እዩ ዘሐሸኪ ምስ ሓፍትኪ ማዓረይ

  • @NgstKahsu
    @NgstKahsu 2 месяца назад +1

    ኣነም ምስናትኪ ልመሳሰል ሪኢቶ እዩ ዘለኒ ሓሳብኪ ከይትቅይሪ ናዓድና ንሮኮ ንፈልጦ ኢና ቤተሰብና ምሉእ ብምሉእ ተጥፊኦምልና ኢና ንሓዝን እምበር ገዛ ሰሪሓትልኪ ተኾይናስ ይቅር በልላ ንሮ ዓድና መሊኡ ኣይመልእን እሞ ቆለዑ ሒዛ ግድን እያ ተልዕለልኪዋ ዝሓፍተይ ኣይትሓዝላ ምናልባች ግን ናይ ባንኪ ፀገም ካይኮን ተፍልጥያ ደስስ ይብለኒ ፈሊጣ ከምዘልዕለቶ ንምፍላጥ እምበር ንምኽሳስ ሕማቅ ቃላት ንምዝራብ ግን ኣይኮን ገንዘብሲ ክንድዚ እየ ልኢኻ ናይ ባንኪ ፀገም ድዩ ወይ ወሲድኪ ኢልኪ ብትሕትና ጥይቅያ ወሲደ ተኢለ ፅቡቅ ክፈልጥ ደልየ እዩ ኢኺ ትብልያ የወሰድኩይ ተኢላ ግን ኣስተውዕሊ ንስኽ ወይ ባንኪ ጌጋ ከይህሊ።
    ተጋሩዋ ሳብስክራይብ ደማ ግበራለይ❤

  • @Mare-qb9xr
    @Mare-qb9xr Месяц назад

    ❤ምቅርቲ

  • @Sabatube23
    @Sabatube23 2 месяца назад

    ቅርሺ ክልእኸልኪ ሙሉእ ናይ ገዛ ኣቁሑት ክትገዝእለይ ትኽእሉ ዶ ማዓረይ?🙏

  • @GsHe-mv7gb
    @GsHe-mv7gb Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤ beriyyyyy

  • @ጋልዛሙጀጋኑ
    @ጋልዛሙጀጋኑ 2 месяца назад

    ስኢና እውን እኮ ትገብርላ ኢኪ ነእርኪ ዛሓፍተይ ምሕታት ሕተትያ ግን ተዘይ አምናትልኪ ግደፍየ በቃ ማዓረይ ምክንያቱ ዘይምለስ ገንዘብ ምስ ሓፍትኪ አይት ባአሲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እና ኣጀኪ ስደት የሕፅረልኪ ማዓረይ ።

  • @ቲቲTube-p5p
    @ቲቲTube-p5p 2 месяца назад

    ሰላመ ክርስቶስ ይብዘሓልኪ ሓፍተይ ናተይ ግዝኡ እኮ ብጣዕሚ እንድዩ ዘፍረሐካ መን ካም ንአምን ግን ደሞ ብስሕተትእውን ክከውን ስለዝክእል ሓሳብኪ አይትቀይሪ ንሕና ከመይ ገይርና ከም ነምፅኦ እቲ ገንዘብ ባዕልና እና ንፍልጦ 1 ቅንሺ እውን ክለዓለና ኣይንደልን በተለይ ብናተይ ብዝበልናዬም ብዘኣመናዬም ሰባት ሓገዝ እና ስርቂ /ውሻይ እዩ ይብሉ ነይሮም ወለድና ስለዚህ ምስ ሓፍትኪ ተረዳዳኣ ይቅርታ ግበርላ እንተወስዳውን እሺ እግዚአብሔር ፍቅርን ስንትን ምትሕልላይን ይዓድለና ❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 2 месяца назад

    ብርየይ እካዕ ዳሕና መፃእክይ ወለላይ ይይይፈትወክይ እየ❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @hdhhd7462
    @hdhhd7462 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aynalemaynalem-xb9qo
    @aynalemaynalem-xb9qo 2 месяца назад

    ሰላምኪ ይብዛሕ ዛሓፍተይ ንኩለና እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበለና ጌጋ የጋጥም እዩ ዋንኡ ጌጋካ ተረዲእካ ተማሂርካሉ ምሕላፍ እዩ ሰናይሞ ተባረኺ ዛሓፍተይ❤
    እና ምናልባት ታሓፍታ እዙ ቭድዮ ተሪአቶስ አይከብድይ ዶ ማለት ምናልባት ከምቱ ዝበልክዮ ብጌጋ ወይ ብካሊእ ተኮይኑስ የቀያይም እዩ እና ብውሽጢ መረዳእክያ ወይም ዞም ምልክታት ተትርፍዮም ነይርኪ ፅቡቅ ነይሩ ልአብነት ገጠር ቦታ ተራኪብክን ከምዝነበርክን,,,ወዘተ ዝብሉ ዛሓፍታ ሾሻል ምድያ ትጥቀም ተኮይናስ እዙይ ሰሚዓ ዝገደደ ከይቃያየማ ብዝብል ስጋአት እየ ፂሒፈልኪ ብርሃን ሓፍተይ
    እና ዛሓፍትናለ ፅቡቅ ደረጃ ኢኪ ዘለኪ ማለት ሓፍትኪ ሰለዝኮነት ብግልፂ ንገርያ ተዘይአመነትኪለ ሓፍትኪ ሰለዝኮነት ምንም ዘናሰሕ የብልክን ብዝበዘሐ ፅቡቕ ደረጃ አብፂሓትኪ አላ እና ዝገደደ ሪኢኪ ዕላማኪ ቀፅሊ እየ ዝብለኪ ከምከማይ ማለት ጓል አነስተይቲ ኮይና እሞ ሓዳር ናመረሐት አብ ከምዙይ ዘብፀሐትኪ የቀኒየለይ ኢልኪ ምስ ሓፍትኪ ተረዳዲእኪ ቀፅልሉ

  • @ጋልዛሙጀጋኑ
    @ጋልዛሙጀጋኑ 2 месяца назад

    እና ብርያ ማሓዛይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MmGg-hr8lw
    @MmGg-hr8lw 2 месяца назад

    ሓፈተኪይ ዲያ ተወስደቶ እውን ናይ ሓፈታ እየ ዝወስደት ስለዝ ዋላ ዘይፈለጠቶ እውን ኣብ ሒስብ ተጋጊያ እውን ተክውን እያ እና ንገንዘብ ክትበሊ ንሓፈተኪ ከይትቀያመያ ገንዘብ ብመስረቱ ጣፋኢ እየ

  • @ፅጌማርያም-የ6ተ
    @ፅጌማርያም-የ6ተ 2 месяца назад

    እቲ ፅብቅ ዝሓሰብክዮ ፈፅምላ ሸዊዳትኪ ኮ ተኮነት ብፍቅሪ ፅብቅ ብሞግባር ትስዕርያ ተሸንፍያ ኢኪ

  • @H-g3s
    @H-g3s 2 месяца назад

    ምዕርግቲ ❤❤❤❤❤❤

  • @marmar-vh2og
    @marmar-vh2og 2 месяца назад +1

    እካዕ ብሰለም መፃክይ ሐፍተይናተይ። ክውራት አሕዎት ንዓይውን ሰብሰክራይብ🙏😍

  • @MaregAregawi
    @MaregAregawi 2 месяца назад

    ወቀጣ ድዩ ነይረኪ መለሰይ እባ

  • @Mehari-w3t
    @Mehari-w3t 2 месяца назад

    ሕሉፍ ረአዪ ደሞ እና ደኸመት እንተመፂአ ችግር የብሉን ምቕፃል እዩ ዝሓሸኪ

  • @genet3442
    @genet3442 2 месяца назад

    ምቅርቲ❤❤❤❤❤🎉

  • @hiwettsegay1616
    @hiwettsegay1616 2 месяца назад +2

    በስም ቅድስት ማርያም ሳብስክራብ በልለይ አትም ህዝቢ❤❤

  • @GenetBerhe-yp5jx
    @GenetBerhe-yp5jx 2 месяца назад

    እቱ እንታይ ትመክርኒ ዝብል ሓደ ሓደ ኣስተውዕሉ ናይ ጓልነኪ ናብ ሚድያ 😮😮 ዓብዪ ጌጋ ኣለኪ ምስክነይቲ ንሳ ኣይትሰምዖን ዘላ

    • @YoDaha
      @YoDaha 2 месяца назад +2

      ሰብ እኮ ኣማክራኒ ዝብሎ ናሓውካ ምሽጥር ስለዝጠፍኦ ኣይኮነን ግን ጨኒቅዎ መፍትሒ ስለዝደለየ እዩ ምኣረይና ምንም ማለት የኮነይ ስደት ሰብ ተዘይ ኣማኪርካ ብጭቅዶ ትፍድእ እና ብወገነይ ፀገም የብሉን

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b 2 месяца назад

    ❤❤😊

  • @saddvzx9822
    @saddvzx9822 2 месяца назад

    አነስ ክፈትወኪ ምቅርተይ❤❤❤ ዘለኪ ትዕግስቲ

  • @FhKj-d4f
    @FhKj-d4f 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 2 месяца назад +2

    ❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰

  • @maazuyetewahdolj4257
    @maazuyetewahdolj4257 2 месяца назад +1

    😂የትድቅስይ ዲኪ ባ ወለላይ💚😉

  • @LoveLovemom-m4r
    @LoveLovemom-m4r 2 месяца назад

    🎉🎉🎉 🎉🎉🎉🎉♥️♥️♥️💋💋💋💋

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdey 2 месяца назад

    ተጋሩዋይ ሳብስክራይብግበሩለይ ዘይገበሩኹም ኣሕዋተይ🎉❤🎉

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 2 месяца назад

    ❤❤❤❤

  • @حياةحياه-و3ت
    @حياةحياه-و3ت 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @aaaall7364
    @aaaall7364 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fv 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 2 месяца назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ
    @ተመስገንኣምላክይ-ፐ4ቐ 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @KhanKhan-mf5tm
    @KhanKhan-mf5tm 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😢

  • @Almi_Alm
    @Almi_Alm 2 месяца назад

    ሰላም ኣሕዋተይ እስኪ ብቅኒዕና ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት እየዋ ደቅነይ🙏

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 2 месяца назад +1

    ይቅር ልእግዚኣብሔር ኣህህ ሽኾንዶ ሓፍትክስ ጎነትኾ በሊዖምና 😢😢

  • @love-uw6ri
    @love-uw6ri 2 месяца назад +1

    ብርሃነይ ብምንታይ ክረክበኪ

  • @ههههه-ن3س
    @ههههه-ن3س 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MekelleMekelle
    @MekelleMekelle 2 месяца назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ዛይድ-ጀ4ኰ
    @ዛይድ-ጀ4ኰ 2 месяца назад

    ❤❤❤❤

  • @MdBabull-m3h
    @MdBabull-m3h 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ffff8192
    @ffff8192 2 месяца назад

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @SolamaS
    @SolamaS 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Marry-of9dj
    @Marry-of9dj 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Azms-ic5or
    @Azms-ic5or 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @AffectionateFloppyDisc-xg8zo
    @AffectionateFloppyDisc-xg8zo 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Momna-k9x
    @Momna-k9x 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤

  • @ብሪየድንግልማርያምልጅ
    @ብሪየድንግልማርያምልጅ 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @kahnkhan4451
    @kahnkhan4451 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @kahnkhan4451
    @kahnkhan4451 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MmMm-rp7qr
    @MmMm-rp7qr 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 месяца назад

    ❤❤❤❤❤❤

  • @selamkk
    @selamkk 28 дней назад

    ❤❤❤❤